ፃንሒት ምስ ገብሩ ፍኖ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 5 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 229

  • @ኣቢጋልትግራይ-በ3በ
    @ኣቢጋልትግራይ-በ3በ 3 роки тому +43

    ኣሰይይ ለባም ስብ ኣድንቐኪ ናይ ብሓቂ ተጋሩዋይ ልቢ ንበል 🙏❤💊

    • @zainababdullnoor2297
      @zainababdullnoor2297 3 роки тому

      🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰👍👍👍👍👍

  • @ephremdebas4010
    @ephremdebas4010 3 роки тому +43

    ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩምን ዘኽብረኩሙን
    ሓንቲ ሓሳብ ግን ሂበኩም ክሓልፍ አብቲ ተቕርብዎ ፕሮግራም ናይ ኣምሓርኛ ፊደላት አይትጠቀሙ ትግርኛ ጥራሕ ክኸዉን አለዎ ምሰ ይቕርታ

  • @alainalain6124
    @alainalain6124 3 роки тому +16

    እኳዕ ደሓን መፃኩም
    እነበረታታዓዮም ተጋሩ

  • @rahmakmal2866
    @rahmakmal2866 3 роки тому +29

    ምቅርተይ ለባም ከማኪ የብዝሕልና

    • @rfgtfv1640
      @rfgtfv1640 3 роки тому

      የኔማርር💛❤️💛❤️💋💋

  • @filmongebremaryam4279
    @filmongebremaryam4279 3 роки тому +28

    ተጋሩ ነስተዉዕል ሓንቲ ስራሕ ሰሪሖም ዝጠፉኡ ስለ ዘይነበረታትዖም ኡዩ ብምንታይ ክሰርሕዎ ንሕና ላይክ ሼር ተዘይጌርናሎም ድምፂ ህዝቦም ንዝኾኑ ድምፃውያንና ነተባብዕ ❤️💛👈@Filari

  • @Haftushweditigray
    @Haftushweditigray 3 роки тому +9

    ምቅርተይ ከማኪ የብዘሐዮ ተጋሩዋይ ባዕልና ልባዕልና ንታሓጋገዝ

  • @ተስፋእዩስንቀይ-ሐ3ኈ
    @ተስፋእዩስንቀይ-ሐ3ኈ 3 роки тому +13

    ገብሩ ፋኖ ሳልሳይ ምዕራፍ ጀግና ብሰላም ተመለሰና❤️💛💊💊

  • @sarasaara3454
    @sarasaara3454 3 роки тому +12

    ሓቅኺ ኢኺ ሃንየይ👌ኣሕዋትና ነዕቢ እንዳማትና ኣይንኺድ ተጋሩ💛⭐️❤😘

  • @NetsiLove-n2b
    @NetsiLove-n2b 3 роки тому +18

    ጀግኒተይ ናይ በሓቂ❤

  • @መርሃዊትኃልትግራይ
    @መርሃዊትኃልትግራይ 3 роки тому +6

    *_ሃኒዋየ ጅብዕተይ እንኻዕ ደሓን መፃእክልናደሞ ትክክል ኣለኪ ንሕና ተጋሩ ኣብናማትና ኢና ተዘሪጊሕና ንውዕል እና ማሜ ከ ደኣ ናበይ ከይዱ እዩ በይንኪ መፂእኪ_*

  • @ሰላምኪይመለስትግራይ-ነ1ዀ

    ብሓቂ ሃንየይ ናይ ልበይ ተናግርኪ የቀንየልና👌 ተጋርዋይ ነታባበዐዮም💊💊💊💪💪

  • @netsanet7155
    @netsanet7155 3 роки тому +8

    እቤት መልክዕ ውርዝይቲ ከም ኣዴታታ ምቅርቲ ጋል ትግራይ ሽኮር 🥰🥰

  • @ፍረኃልትግራይ
    @ፍረኃልትግራይ 3 роки тому +6

    እዉይ ኣቲ ዝያዳይ ከመይ ዝበልኪ ኢኪ ንስክስ ለባም ሓፍተይ
    ገብሩ ፋኖ ዕድመ ልክዑ ኣብ ቃልሲ ቐደም ዋላ ብሬድዮ እየ ዝሰምዖ ነይረ ኣያ ኩለና ዕድመ ይሃቦ 🙏🙏🙏

  • @filmongebremaryam4279
    @filmongebremaryam4279 3 роки тому +5

    ሃኒየ ኣጆኹም ደቂ ዕበይቲ❤️💛👑✊🏾@Filari Habeshawi 🙏

  • @selamgaltigray6032
    @selamgaltigray6032 3 роки тому +7

    ሰላምታኺ ይብዛሕ ዝያዳይ ጓል ሪሞይ❤️

  • @ራሄልነኝየራያዋቀምበጥ

    ዓሳድዋ ናማንኽ ለባመይ♥💛💊💪🐅🌹🙏

  • @herilove7610
    @herilove7610 3 роки тому +7

    ኣሰይ ዛምበይተይ💛❤😘😘😘

  • @galltdf4622
    @galltdf4622 3 роки тому +14

    ዋዕሮ♥️💊

  • @mmrr857
    @mmrr857 3 роки тому +7

    ትክክል ለባመይ ከምዚ ዓይነት ምክሪ ቀፅልሉ

  • @زىاهعفص
    @زىاهعفص 3 роки тому +6

    ሓቅኺ ኣለኺ 🥰🥰❤👌👌👌💪👈

  • @thth6123
    @thth6123 2 роки тому +1

    ዝያዳይይ ለባም ከማኪ የብዝሕልና 💊💊💊💊💊💊💪💪💪💪💪✊✊✊💕💕💞💞💞💐💐💐🌷🌷❤️❤️💛💛💛💛🌹🥀🥀🥀

  • @almazs3258
    @almazs3258 3 роки тому +5

    ዋውው ምቅረት የኔ ቆንጆ አስል 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @ዕባይዓዘቦ
    @ዕባይዓዘቦ 3 роки тому +4

    ማርያምን ስጠብቀው የነበረ ምክር በርቺ

  • @mimiraya7167
    @mimiraya7167 3 роки тому +6

    ሃኒ ዋዕሮ 🥰🥰🥰👍👍👌👌

  • @hayderkedir4076
    @hayderkedir4076 3 роки тому +7

    ሀአደ ጀግና አቲ ማሻ አለህ ከመያይ

    • @hayderkedir4076
      @hayderkedir4076 3 роки тому +1

      ተከታቲሉ አማርኛ ናትፈልፁ

  • @embaynesh8553
    @embaynesh8553 2 роки тому +1

    ብሓቂ ለባመይ👏💊💊💊💊💊❤️

  • @ሃያትጓልወልቃይትእስላምሂ

    ሃንቾ ናይ ልበይ ጓል ጀጋኑ🥰🥰🥰🥰🥰

  • @jonathanfsaha928
    @jonathanfsaha928 3 роки тому +7

    ፅቡቅ ኣለኪ ነዘን ናይ ትግራይ ገዲፈን ናይ ኻልእ ዓዲ ገዲፈን ክስዕስዓ ዝውዕላ

  • @ራሄልነኝየራያዋቀምበጥ

    ሰላሙኹም ይብዘሐለይ ደቅ ሓላል ሜሬት ልዉጥ ያብለን ሓላላተይ♥💛💊💊💪♥💛♥💊💪💪🐅🐅♥♥🌹🌹🌹🙏

  • @ወይኩንፍቃድከ-ጠ7ጘ
    @ወይኩንፍቃድከ-ጠ7ጘ 3 роки тому +5

    Xbuq Medeb Hanitey Mearey Ajokum qexllu💛❤💫🤩🤩🤩

  • @ሰላምኪይመለስትግራይ-ነ1ዀ

    ሃንየ ምቅርቲ ዋዕሮ❤💊💪🌿🌿🌿

  • @tomasfeshaye6319
    @tomasfeshaye6319 3 роки тому +1

    Nay bahaki ajoki marey it's great keep it up peace be upon you ❤❤

  • @egzabherhaylihiweteyeyu4282
    @egzabherhaylihiweteyeyu4282 3 роки тому +4

    Haniye ኣምበሳ ❤️💛

  • @ሚሊጋልዞምጀጋኑተጋሩ

    ፍቱዋተይ ሓዳሽ ተኸታታሊትኩም እዩ ኩሉ ጊዜ ብትግርኛ ቋንቋ ተማሓላልፍወ እንተኮይንኩም ደስ ብሃልቲ ኢክም እንኳዕ ናተይ ኮንኩም 🌹🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳

  • @hanahana4246
    @hanahana4246 3 роки тому +6

    Tsbuq aleki shikorna be kankana netahbin ❤💛❤🇻🇳🇻🇳

  • @ዕባይዓዘቦ
    @ዕባይዓዘቦ 3 роки тому +7

    ናይ ራያ ጨወታ ፍሬዘረ ወዲ ራያ 😂😂

  • @furtunagebrehiwot6285
    @furtunagebrehiwot6285 3 роки тому +8

    ዛምበይተይ ሓሳበኪ ብጣዕሚ ፅብቅ እዩ ግን ሁለ ግብ አይባሃለይ አብ ኩሉ ዝሳተፍ እዩ እሲኪ ደማ ናብ ሚድያ ትወፂ ተለኪ ጥንቅቅ ላበልኪ ብሱሩ ካብ አምሓርኛ አገዛዝአ ንዉፃእ ዋ ፉትውቱዉ እየ ለብለኩም ደቂ ትግራይ ዓደይ ትግራይ ትስዕር💪

    • @mamehanan1955
      @mamehanan1955  3 роки тому +5

      እሺ መዓርይ ሕማቅ ልምዲ ዩ

  • @ሜሪነኝየትግይልጅ
    @ሜሪነኝየትግይልጅ 3 роки тому +1

    ላባም ሃኒተይ ብጣዓሚ እየ ዝፍተኪ💛❤💛❤💛❤👌👍👍

  • @Selu__6542
    @Selu__6542 3 роки тому +1

    ናይና ብምክንያት እየ ኮ ዘደንቀኪ♥❤💛👌

  • @tsegayg7687
    @tsegayg7687 3 роки тому +1

    ተበግሶኺ ፅቡቅ ቀፅልሉ ተበግሶኺ እውን ቋንቋ ትግርኛ ከዕቢ እየ ዝደሊ ትብሊ ኣለኺ ፈጣሪ ይሓግዝኪ አነውን ግና ክሕብረልኪ ዝግበአኒ ክሕብር።
    መጀመርያ ክተምህር እንተኾይንካ መምህር ክትመስል ግደን እዩ እሞ ንስኺ ቅድሚ ኩሉ እተቅርብዮ ሙሉእ ትግርኛ ይኹን ኣይትሓዋውስዮ ንኣብነት ዝተጠቀምክሎም ቃላት እና፣እንትን ፣ለምሳሌ፣ያው፣ጭምር ወዘተ ዝብሉ ቃላት ናይ ትግርኛ ተቆርቋሪ ክጥቀሞም ኣይምከርን እሞ እንተዝስተኻኸሉ ሚሒር ምመቀረ ነይሩ።
    ከይስመዐኪ ንምስትኽኻል እዩ ይቅርታ ንመአረምታ ግና ናይ መምህር ገብረኪዳን ቃለ መጠይቃት ረአይ

  • @ጓልምድሪገነትሽረ
    @ጓልምድሪገነትሽረ 3 роки тому +1

    እስይይይይይ ለባመይ ከምኪ የብዝሕልና 💘💘💘💘

  • @alugaltigray9572
    @alugaltigray9572 3 роки тому +1

    አስይ ምቅርተይ ለባመይ ፅብቅ አለኪ ቀፅልሉ ትግርኛ ልቅድሚት❤💛✅

  • @ትንሳኤትግራይ
    @ትንሳኤትግራይ 3 роки тому +2

    እሰይ ጎበዝ ዝሓፍተይ ምቀርቲ ከምዚ ናገበርኪ ዓድና ንኽንፈልጥን ንዘይንፎልጦ ክንፈልጥ ሰለትገበሪ ዘለኺ ኣጆኺ ቀፅልሉ💛❤💖💖💋

  • @meri9270
    @meri9270 3 роки тому +5

    ምቅርቲ ጋል ትግራይ ዓደይ ዝፈትወኪ

  • @Mebrahti_BeIay
    @Mebrahti_BeIay 3 роки тому +1

    ዋዕሮ👍 ናይ ልበይ ተናጊርኪ♥️

  • @abelgebrehiwet4444
    @abelgebrehiwet4444 3 роки тому +4

    እንኮዕ ደሓን መጻእኪ

  • @hewangrma6836
    @hewangrma6836 3 роки тому +3

    ብትኽክል ሃንዬ 😍😍😍😍

  • @merimerimeri1468
    @merimerimeri1468 3 роки тому +4

    ማዓረይይይ

  • @ዮዳሄትግራይ
    @ዮዳሄትግራይ 3 роки тому +16

    ሓቅኺ ኢኺ ኣብ ናማትና ኢና ተዘርጊሕና ንውዕል መብዛሕትኡ ትግራዋይ ኣብ ናይ ኤርትራ ድራማን ፕራክን እዩ ሓላዊ ስጡሕ ኮይኑ ሎሎ። ውይ ዙናመጀመርያ ቪድዮ ነውሪ መሰክሒ እዩ ክትሰምዖ🙈

  • @milireda1623
    @milireda1623 3 роки тому +2

    አሰይ ለባም ናይ ልበይ ተናግርክለይ ማዓረይ ተጋሩዋይ ንሕበር

  • @mmn6993
    @mmn6993 3 роки тому +1

    ትክክል ሙቁርተይ❤❤❤❤

  • @tsigesimmons7525
    @tsigesimmons7525 3 роки тому +2

    Lebam mekrtey 😘🥰😍😍😘😘😘😘😘

  • @ጓልመቐለፍቅር
    @ጓልመቐለፍቅር 3 роки тому +1

    ዋውውውውውውው ኣሰይይይይይይ love ደቂ ዓደይ ሓላላት😍😍😍😍😍😍

  • @ኣሉጋልትግራይ-ፀ9ከ
    @ኣሉጋልትግራይ-ፀ9ከ 3 роки тому +5

    ምቅርተይ ናተይ

  • @mikialenguse9934
    @mikialenguse9934 2 роки тому

    ትኽክል ዝሓፍተይ ጥዑም ላዛ ቃላትኪ
    ኣቤት ምጥዓሙ ላህጃኺ ትሕቲና ዘለኪ
    ትማሊ'የ ምርኣይ ጀምረኪ ክትሰርሒ ምስ ካላኣይኪ
    ጌጋ ይኽላኣለይ'ምበር ይኸውን ዶኾን ባዓል ቤትኪ
    ስለ ትሕቲና ኣቀራርባኺ ላይክ ሳብስክራይብ ገረልኪ
    ገብሩ ፋኖ ኣቦና እቲ ጅግና ጥዑም ቃሉ
    1ይ ኣብ ኩናት ትግራይ ደርፉ ንሰራዊትና ሓፍ ዘበሎ ሞራሉ
    ስለዚ ትኽክል ኣለኺ ዝሓፍተይ ንዝሰርሕ ምብርታዕ ዓብዩ ሓገዝን ሞራልን'ዩ ባዕሉ
    ልቢ ንግበር ነስተውዕለሉ
    እግዝአብሔር አምላኽ ምሕረት የውርደልና
    ረመዳን ከሪም ካኣ ንኹሉኹም ኣመንቲ እስልምና

  • @Mmmm-pu2oq
    @Mmmm-pu2oq 3 роки тому

    ኣያኒ ክፈትዎ ንበረልና🙏🙏 👊👊👊👊👊💊💊💊💊💊💊💊ምቅርተይ💌💋

  • @ማዕበልልበይ
    @ማዕበልልበይ 3 роки тому +1

    ክፈትወኩም ሙቁራት ክእልሸኩም ቀንየ ሐዚ ብኽንደይ ረኺበኩም ሓባይብ💖💖💖💖💖💖

  • @merhawitatsbha
    @merhawitatsbha 3 роки тому +1

    Kab kedemki habogna, gdsti, fetawit Ada, fetawit hzba eki::
    Proud of you geniye
    Tsbuk Medeb mearey ketslulu ❤💛🥰

  • @ትግራይኩሕሎ-ቘ7ተ
    @ትግራይኩሕሎ-ቘ7ተ 3 роки тому +1

    ትክክል ጓል ትግራይ ኩሑሎ ♥💛♥🙏

  • @hlnamedia1111
    @hlnamedia1111 3 роки тому +1

    ለባም መስተውዓሊት ኣነ ሎሚ ,የ ዝፈልጠኪ ዝልኹ ,ሞ ብጣዕሚ ,የ ፈቴኪ ኣጆኪ ምቅርቲ ኣጆና ግን ኣምሓርኛ ብዝተኻእለ መጠን ክትተርፍ ኣለዋ ጽሩይ ትግርኛ ክትዛረቢ ፈትኒ ምጭውቲ ጓል ትግራይ😘

  • @خمدحمد-س2ض
    @خمدحمد-س2ض 3 роки тому

    ኣሰይ ምቅርተይ 🥰🥰🥰🥰💊💊💊💊💊

  • @monaliza3835
    @monaliza3835 3 роки тому +9

    ሃኒ ኣምበሳ💪💪

  • @Tube-eh6yq
    @Tube-eh6yq 3 роки тому +4

    ደስ ብሃሎ እኹም. ልኣነለ ሰብ ግበሩኒ

  • @AbebaLemlem
    @AbebaLemlem 6 місяців тому

    #Tigrai, Ethiopia#Tigrai women ❤

  • @gxhchjc6982
    @gxhchjc6982 3 роки тому +1

    ሃኒዋኒ ለባመይ 💖💛💖💊

  • @dcgggrdg5460
    @dcgggrdg5460 2 роки тому

    ሃንየ ምቅርቲ ዋዕሮ 💊💊💊💊❤❤❤💕💪💪💋💝🌷🌿🍀🌹ትግራይ

  • @mulushefarawe3880
    @mulushefarawe3880 3 роки тому +3

    ትክክል ኢኺ ሃኒ ቀጽልሉ ንፈትወኩም ኢና. ተጋሩ የሕዋተይ ሰብና ነበረታትዕ sub. Sher. Like ንበል

  • @tmmt1334
    @tmmt1334 3 роки тому +2

    ምቅርተይ ፅቡቅ ኣለኺ ተጋሩ ንዑሹ ኢና ዘለና

  • @almazgberamryam3557
    @almazgberamryam3557 3 роки тому +1

    ❤❤❤❤mearey💊🙏

  • @danechannel4602
    @danechannel4602 3 роки тому +1

    ፅብቅ ሓሰብ🙏🙏🙏

  • @abitigrawti8530
    @abitigrawti8530 3 роки тому +3

    mekrti❤❤

  • @dhrjfsjirf4437
    @dhrjfsjirf4437 3 роки тому

    Bትክክል ጅግና

  • @Meritube-m
    @Meritube-m 3 роки тому +5

    ኣሰይ ምቅርተይ 🥰🥰🥰🥰

    • @maspriv9s277
      @maspriv9s277 3 роки тому

      💗💗💗💗💗💗💗💗

  • @abelgebrehiwet4444
    @abelgebrehiwet4444 3 роки тому +7

    ሃናን ሽኮር ጽቡቁ ኣቀራርባን መልእኽትን እዩ ንእሽተይ ድማ ኣብ ኤዲት ምግባር ማለት እታ ቪድዮ ምሳኺ ተጋጭያ ከምዝታት ክተማሓይሽዎ ይላወብኩም እሞ ልክዕ ከምዚ ናይ tiktok ቪድዮታት reaction ብምግባር ብምዝንጋዕ ክተማእብልዎ ይላወበኩም ሰሰላሙ ናኩሙ ደቂ ሪመይ ✌️

  • @MimiMimi-kg8cb
    @MimiMimi-kg8cb 3 роки тому +1

    ዋዕሮ ♥♥♥😍😍😍

  • @ዩዳሄንበል
    @ዩዳሄንበል 3 роки тому +7

    ላባመይ ብሓቂ 💛♥

  • @razinahkhayshy9871
    @razinahkhayshy9871 3 роки тому +1

    ምቅርቲ ዝኮነት ቆልዓ🥰🥰🥰🥰💛❤️

  • @ትግራይ-ቀ3ቘ
    @ትግራይ-ቀ3ቘ 3 роки тому

    ትክክል መዓረይ ❤🟡❤

  • @semuraya20
    @semuraya20 3 роки тому +2

    በትክል

  • @habashhabash9702
    @habashhabash9702 3 роки тому +3

    😍😍😍😍😍🌻🌻🌻🌻

  • @habeshawibarka1822
    @habeshawibarka1822 3 роки тому +2

    Waw gobez

  • @mrkbemhari4913
    @mrkbemhari4913 3 роки тому

    ጅግና ናይብሓቂ

  • @nurhussen1924
    @nurhussen1924 3 роки тому +3

    👍👍👍👍👍💛♥️💛♥️💛♥️🌷🌷🌷🌷🌷👄👄👄ቀፅሉሉ

  • @pj6930
    @pj6930 3 роки тому +1

    አጆኺ ቀፅልዮ አለና አብጎንኺ

  • @ሜሪጓልትግራይ
    @ሜሪጓልትግራይ 3 роки тому +1

    እሰይ ምቅርታይ ከማኪ የብዝሕልና ለባመይ

  • @sarasa6443
    @sarasa6443 3 роки тому +5

    ኣስይ ምቅርተይ እነ ብጣዕሚይ እዩ ድስእልኒ ትጋሩ ምኻኩም ስብኣይን ስበትን

  • @ኣሱጋልትግራይወርቂ
    @ኣሱጋልትግራይወርቂ 3 роки тому +7

    ዋውው ምቅርተይ ደስ ባሃሊ አረ ተጋሩዋኒ ኑዑ ሰብኩም ኣለልዩ

  • @sooqusabya3136
    @sooqusabya3136 3 роки тому +1

    ለባመይ❤️❤️❤

  • @rahwarahwa4404
    @rahwarahwa4404 3 роки тому +1

    ናይና ኣጆኹም ❤💘

  • @muluzeneb8846
    @muluzeneb8846 3 роки тому +1

    ❤💛❤💛❤💛

  • @Nua-s1r
    @Nua-s1r 3 роки тому +6

    ሽኮራትትትትት

  • @አስቱጋልዞምወየንቲ
    @አስቱጋልዞምወየንቲ 3 роки тому +2

    ❤❤❤❤😘😘😘

  • @shewit6888
    @shewit6888 3 роки тому

    ብሓቂ ሰበይ

  • @rozar227
    @rozar227 5 місяців тому

    ሙቁራት ❤❤❤❤❤❤

  • @Melina-nd9ji
    @Melina-nd9ji 3 роки тому +2

    Ketsllu Mearey bdenbi Promot gberyo kea😘

  • @zainazaina2750
    @zainazaina2750 2 роки тому

    ሄኒ ጅግና ዋዕሮ

  • @aead4761
    @aead4761 3 роки тому +2

    🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @ዩዳሄንበል
    @ዩዳሄንበል 3 роки тому +3

    💖💖💖

  • @stomamahamad2886
    @stomamahamad2886 3 роки тому +2

    👍👍👍👍👍

  • @abitigrawti8530
    @abitigrawti8530 3 роки тому +2

    tkkel eki hani haftey ane wen betami eye zegrmeni