ህፁፅ ሰበር ዜና ካብ ከተማ መቐለ | ሓዱሽ መምርሒ ንኣዘዝቲ ኣርምታት TDF | ንህወሓት ሓዱሽ መጠንቀቕታ ተመሓላሊፉ | Ethiopian news |Tigray

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 6 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 11

  • @Negtek-v2l
    @Negtek-v2l День тому +1

    ብተግባር ምሽራፍ ይሓትት። ህዝቢ ብደቁ ክድሕን ይግባእ

  • @mmalsedi
    @mmalsedi День тому +1

    ትግራይ እባ ስብ የለን ታይ እዩ ዝበል ዘሎ እቲ ለካት ከ

  • @TgTg-p8n
    @TgTg-p8n День тому

    ጎታት መግለፂዩ፣

  • @berhuyohanse
    @berhuyohanse День тому +1

    ለማስ መራሒ ለማስ መግለፂ እዩ ዝህብ፡፡ ከምኡ ኮይኑ ድማ ኣብ ክልትኡ ጉጅለ እናተሓብአ ከይፀልአኒ እናበለ ህዝቢ ዝበደለን ዝብድል ዘሎን ቀንዲ ተሓታቲ ሓደ እዚ እዩ፡፡

  • @Barry-m3w
    @Barry-m3w 2 години тому

    ማእኸላይ መርገጺ አይጽላእን!!!

  • @brhanetewold9767
    @brhanetewold9767 10 годин тому

    ታደሰ ወረደ እምኒ ሩዋ ኣድጊ ታሓታቲ እዩ

  • @mahamedbrhanibrahim5437
    @mahamedbrhanibrahim5437 День тому

    ክልተ ገጽ ኣይትርአ በሉ ን ጀነራል ታደሰ ወረደ ወይ ምስቱ 50 ዓመት ዝገበረ ዉዱብ ህዋሓት ወይ ዲማ ምስ ጌዜያዊ መንግስቲ ክሊል ትግራይ ይኹን ምክንያቱ ዉዱብ ህዋሓቲን ግዝያዊ መንግስቲ ትግራይ ሑቆን ከብዲን ኢዮም ኮይኖም ዘለዉ ሰለዚ ሓዲኡ ሕዝ በሉዎ ን ወዲ ወረደ።

  • @DxggfgGhuh
    @DxggfgGhuh День тому

    ??????

  • @fthi3585
    @fthi3585 День тому

    ታደስ ወርደ ልኽዕ ንህዝቢ ትግራይ ይብድሎ እዩ ዘሎ ዕንኺሊል እዩ ዝብል ህዝቢ ትግራይ ተጠንቀቅ ህልውና ኻ ሐድነትኻ እዩ መፍታሒ ሽግርኻ ኽም ቀደምኻ እምበር እዚኦም ናብ አቢይ አሕመድ ልኡዃት ኽብሉዑኻ እዬም እደ ትግራይ ስላም ሃብዋ አይተንብዕዋ