ካብ ሓሰውቲ ነብያት ተጠንቀቑ 2ይ ክፋል ብ ዲ/ን አስመላሽ ገ/ሕይወት

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 17 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 82

  • @tesfalemfsahaye3675
    @tesfalemfsahaye3675 4 роки тому +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @ኦምልእተጸጋደስይበልኪ
    @ኦምልእተጸጋደስይበልኪ 5 років тому +15

    እግዚኣብሄር ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይሃብካ። ነዚ ወለዶ እምነቱ ክፈልጥ ካብ ቶኻሉ መናፍቃን ክሕሎ ትገብሮ ዘለኻ ኣስተዋጽኦ ዝድነቕ ኢዮ ሞ ኣምላኽ ይሓልኻ፡

  • @weynihagos5835
    @weynihagos5835 5 років тому +11

    ኣሜን!!!
    ኣሜን!!!
    ኣሜን!!!ቃለ ሂወት ይስምዓልና ክቡር መምህር!!!!ጻማ ዘይምኖ ሃዋርያዊ ስብከትካ
    ካብቲ ሰማይን ምድርን ዝፈጠረ ልዑል እግዚኣብሄር ርኸቦ !!!!
    ኣነ በዛ ነብሰይ ንዓኻ ክሰምዓካ ኮለኹ ናብቲ ሓዳግ ኣበሳን፡መፍቀሪ ሓጥኣንን፡ዝኾነ ለዋህ ኣምላኸይ ዘቕርቦ ምስጋና ክነግረካ ኣይክእልን ኢየ። ተመስገን ሃረር ዝብሎ ቃል
    ክቡርን ዝምክሓሉን እምነተይ ክሰምዕ ዝፈቐድካ ጎይታይ!!!ተመስገን ንዓይ ንሓጥእ ዝበጻሕካ እግዚኣብሄር ወትሩ ዝደጋግሞ ቃለይ ኢዪ።ንስኻ ኸኣ ደው በለልና።

  • @tirhastewolde3695
    @tirhastewolde3695 4 роки тому

    God bless you Deacon we love to listen to your preaching!
    You are so awesome God bless you always in Jesus Christ Name!!!🙏☦️💒🕊💕❤️🇪🇷

  • @raeeeer-xx5sy
    @raeeeer-xx5sy Рік тому

    ቃል ህይወት የስመአልና ክብር ዲያቆን ሓዉና ፀጉኡን የብዘሐልኩም❤❤❤

  • @WeiniTeklay-wo1fy
    @WeiniTeklay-wo1fy 27 днів тому

    አሜን አሜን አሜን

  • @sisusisu6778
    @sisusisu6778 5 років тому

    Amen qale hiwet yesmealna Deacon Asmelash hawna, Nay zemena hawarya, Edmen tenann yhabelna Amlakna

  • @ተዋህዶዩሃይማኖተይ-ጐ7ቐ

    ድያቆን ሓውና ቃል ሂወት የስምዓልና እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሓልኩም

  • @חוריטוולדה
    @חוריטוולדה 3 роки тому

    አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስምዓልና

  • @coolmom8537
    @coolmom8537 4 роки тому

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቓል ሂወት ያስማልና ድያቆን ሓዉና አግዚኣብሄር ኣኤዚዙ ይባርካ

  • @ሰላምሃበኒፈጣሪ
    @ሰላምሃበኒፈጣሪ 5 років тому +10

    ቃል ሂወት የስመዓልና መምህር ድያቆን ኣስመላሽ። ንዞም ንቤትምህርቲ ሰንበት ዘዳክሙ ካህናት ከኣ ኣምላክ ልቦም ይክፈተሎም።ኣሰር ሓቢብ ጊወርግስ የስዕበና።

  • @kubromtadese6642
    @kubromtadese6642 5 років тому

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና መምህርናን ዲያቆን ኣሽመላሽ

  • @shimendiamsalu162
    @shimendiamsalu162 5 років тому +5

    ኣሜን (3) ቃለ ሂወት የስማዓልና ዴቆን ሓውና ናይ ዘመን ኣገልግሎትካ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ይባርኸልካ ።ንሕና ድማ ኣብ እምነትና የጽዓና ።

  • @saliemfutsum3202
    @saliemfutsum3202 5 років тому

    Amen amen amen qale hiwet yesmeana nay agelgulet hiwetka amlak ybarkelka

  • @ዮናስ-ጰ6ዐ
    @ዮናስ-ጰ6ዐ 5 років тому +3

    ኣሜንንንንን ቃል ሂወት የስምዓልና ዲያቆን መምህርና ኣምላኽ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርኽ !!!

  • @yebioberhe6118
    @yebioberhe6118 5 років тому

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ-ህይወት የስመዓልና ዲያቆን መምህርናን ሓወናን። እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልካ። እመ ብርሃን ምስ ኩልና ትኹን።

  • @kdstilaryaadeybarkniasmeretbrh
    @kdstilaryaadeybarkniasmeretbrh 5 років тому +2

    ኣሜን ዲያቆን ሓወይ ቃለ ሂወት የስመዓልና

  • @mebrahtimusazgi3443
    @mebrahtimusazgi3443 4 роки тому

    amen amen amen zmare melakti yesamanne amlka deyakon

  • @berihuhaile6935
    @berihuhaile6935 5 років тому +2

    ቃለሂወት የስመዓልና ዲያቆን ሓውና እግዚአብሔር አምላኽ ኣገልግሎትካ ይባርኸልካ :ኦርቶዶክስ ንዘለኣለም ትንበር :አሜን አሜን አሜን ።

  • @-tube142
    @-tube142 5 років тому +1

    ድያቆን እሽመላሽ ሓወይ ቃላት ስኢነልካ፡ድንግል ማርያም ወትሩ ኣብ፡ዙርያኻ ትኹን ቃለ፡ሂወት የስምዓልና ብሓቂ።

  • @angosomhaile7673
    @angosomhaile7673 5 років тому +4

    Amen amen amen qal hiwet yesmanla nay bahaqi egzabhir xegu yebzh eway buenet niaka zweledet ade entay aynet brikti qdsti ade eya naybahaqi xegu yebzh

  • @tmlyora9555
    @tmlyora9555 5 років тому +2

    Kalehiwet Yesmalna Dyaqan Asmelash.

  • @efratayewhanss2503
    @efratayewhanss2503 5 років тому +2

    Amen Amen Amen qal hewet yesmalna D.Asmlash hewena ajok merta Ezgebher amlak tsu yebzahlkum ab tselotka kea zekreni nay nedkum heweke

  • @titi.gebremariam501
    @titi.gebremariam501 5 років тому +1

    Amen amen amen qale hiwet yesmealna xegeu yebzhalka amlak dyaqon hawna

  • @tirhastewolde3695
    @tirhastewolde3695 5 років тому +1

    Deacon I can’t find word to thank you enough 🙏 may God bless you and keep you in his care ☦️✨👏👏👏🙏❤️👍🙏🙏🙏

  • @Amanual871
    @Amanual871 5 років тому +4

    Amien Amien Amien kalehiwet yesmalna dakon asmelsh hawna Ayni nay tewahdo

  • @mesganamerhawi4003
    @mesganamerhawi4003 5 років тому +1

    Amen amen amen qale hiwet yesmealna nay agolgulot zemenkum ybark egziabhier

  • @issakhabtom2384
    @issakhabtom2384 5 років тому +3

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ድያቆን ሃውና

  • @maekeleteklay3915
    @maekeleteklay3915 5 років тому

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል-ሂወት የሰመዓልና ዲያቆን።

  • @ድንግለይማዕተበይአይበትኽ

    Eme brhan kelelan tslalan yhalka Diakon hawey kemakas 1000000000000000 ybzhu ab ferena ena delena tsnat yhabena tray

  • @TslatZemussiemola
    @TslatZemussiemola 5 років тому +3

    Amen Qale hiwet yesmalna dyakon hawey neana kea egziabher ayne lbonana ykfetelna

  • @natuabraham612
    @natuabraham612 5 років тому +7

    ኩቡረይ ቃለ ሕይወት የስምዓልና ጸጋኡ የብዝሓልካ

  • @bahlbisbhatu2368
    @bahlbisbhatu2368 5 років тому +11

    ኣባሳድር ናይ ተዋህዶ ዲ.ኣንበስ

  • @ኣዙሕብንቲ
    @ኣዙሕብንቲ 3 роки тому +1

    ዲያቆን ሓውና ኣምላኽ ብርኽ የብልካ። ቃለ ሂወት የስምዓልና ። ብሓቂ ኣቀዲምና ሽግርና ሓቢርና ንቃለሶ ምርጫና ይኹን ። ኣምላኽ ክድግፈና እዩ ። ኣጆና ንሕበር ኣብ እምነትና ንጽናዕ ።⛪⛪⛪⛪⛪

  • @teklesembettesfamichael6707
    @teklesembettesfamichael6707 5 років тому +3

    Amen Amen Amen qlehiwet yesmalna💒💒💒

  • @dejentesfazgi1106
    @dejentesfazgi1106 5 років тому

    Amen Amen Amen Qle hiwet yesmalna memhr

  • @hadasmisgina3627
    @hadasmisgina3627 Рік тому

    ዲያቆነይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኦርቶዶካስ ትለምልም

  • @helmialenikrstossemra4799
    @helmialenikrstossemra4799 5 років тому +3

    ቃል ሰናይ የስምኣልና መምህረይ

  • @ተመሰገንኣምላክ-ደ2ኘ
    @ተመሰገንኣምላክ-ደ2ኘ 5 років тому +3

    amen amen amen diyakoneyyyy qal hiwet yesmalena ajoka egzabiher mesaka yeken

  • @murael17samri45
    @murael17samri45 5 років тому +4

    Amen qale hiwet yesmealna dyakon hawna

    • @eritreaniberi4336
      @eritreaniberi4336 4 роки тому +1

      Qal hiwet yesme alna kbur in memhrna destew gl lbi y habena

  • @ghidegerkiel5733
    @ghidegerkiel5733 5 років тому +3

    Amen amen amen qale hiwet yesmealna Egzabher amlak xegaeu yebzehalkum memhr Diacon Asmelash Hawna Nmehar Alena beti natkum xaeri eyu ajokum nnebskum bertiekum neana kea tebrtuena alekum endabelna nrekbo zelena hagos kenakiflekum Des ybelkum

  • @haderatekabo7833
    @haderatekabo7833 4 роки тому

    amen amen kelehiwet yesmealna kemeka ybzuhu egzeabihr yehagzna

  • @hiyabeymartiye8491
    @hiyabeymartiye8491 4 роки тому

    qal hiwet yesmalna diyaqon hawuna

  • @mahdereandom2059
    @mahdereandom2059 5 років тому +3

    Kal hiwet yesmealna diyakon hawina!!!!! Amlak xegieu yebzehalka!!!!!

  • @weinibrhaneweyni3228
    @weinibrhaneweyni3228 5 років тому +1

    Amen+3 qal hiwet yesmalna amlak xegueu yebzhalka hawna diyaqon

  • @gebarbrhane2900
    @gebarbrhane2900 4 роки тому

    Amen amen amen kalehiwet yesmana abona ayni lbonana ykfetelna

  • @beilulbrhane4315
    @beilulbrhane4315 5 років тому

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዓልና

  • @xiaominite1377
    @xiaominite1377 5 років тому

    ቃለ ሂወት የስመዓልና

  • @bibisonofgod8768
    @bibisonofgod8768 5 років тому +1

    Kale hiwet yesmalna diacon hawey

  • @bsratfre3252
    @bsratfre3252 2 роки тому

    Diyaqon hawey qal hiwet yes yesmalna edmen tenan yhabka abayka ydefen

  • @habtomtesfamikael2385
    @habtomtesfamikael2385 5 років тому +1

    qal hiwet yesmalna deyaqon hawey

  • @teweldemedhnbrhane8126
    @teweldemedhnbrhane8126 5 років тому

    ቃለ ህይወት የስምዓልና ድያቆን ሓውና

  • @helenkibrom8092
    @helenkibrom8092 4 роки тому

    Amlke meska yekun deyaqon hawena GBU

  • @Iloveyou-db8en
    @Iloveyou-db8en 5 років тому +1

    Amen deacon

  • @teklye12
    @teklye12 5 років тому +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ዲ/ ሃወይ ናይ ዘብንካ ኣጎልግሎት ይባርክ።

  • @robelgebretnsae3672
    @robelgebretnsae3672 5 років тому +1

    🙏

  • @desaledanel9450
    @desaledanel9450 5 років тому +1

    ጸጋ የብዝሓልኩም መምህርና

  • @ghebremeskeltesfaldet2392
    @ghebremeskeltesfaldet2392 5 років тому +2

    ቃለ ሕይወት የስምዓልና ኣምላኽ ክሳብ መወዳእታ የጽንዕካ ሓይሊ ይሃብካ።

  • @wedimule5887
    @wedimule5887 5 років тому

    Qale hewat yesmalna egzabiher amlke xegaka yebzhalka

  • @betelsolomon6919
    @betelsolomon6919 5 років тому +2

    ኣሜን ቃለ ህይወት የስማዓልና ዲያቆነይ ኣጆኻ ጥራይ ፈጣሪ ይደግፍካ

  • @-eliyahu4916
    @-eliyahu4916 4 роки тому

    ኣምላኽ ንኹላትና ዓይኒ ልቦናና ይክፈተልና ንሳቶም ውን ምዓስ ፈትዮም ኮይኖም መንፈሳዊ ከምዚ ከማይ ብርእሱ ዝጀመርዎ እዮም እቲ ሓቂ እንዳ ፈለጥናዮ እንታይ እዩ ዓይኒ ልቦናና ተዓሚቱ፡

  • @simrettsegay2175
    @simrettsegay2175 5 років тому

    Eme brihan bkidmekan bdihrekan tihalika diyakon hawey

  • @elaridebesai671
    @elaridebesai671 5 років тому +12

    ከምበዓል ቀሺ ማርቆስ ዝኣመሰሉ እዮም ተሃድሶ ሙሉእ መዓልቲ ሕግደፍ ክብል ይዉዕል ብዛዕባ ሃይማኖትን ቤተክርስትያን ሓንቲ መዓልቲ ከይማሃረ መሬት ዓሪቡዎ

  • @GoingUp-cg6wl
    @GoingUp-cg6wl 5 років тому +1

    D hawna btami xbuk sbket Amlak xegau yebzhalka gn bzaba Aba Antenyos hakin Ati zelo tezareb mknyatu Aba Lukas Asrnayom Anda belus betekrstyan kea Ayteasrn eya .

  • @efremtewelde5397
    @efremtewelde5397 5 років тому +3

    amlak xega yebzehalka diyakon nska nbuzuhat kabay jemirka nab mengedi hiwet meliskana eka emo amlak edmen tienan yehabka.

  • @lerenelkaar142
    @lerenelkaar142 5 років тому

    ንባዕልካ ድያብሎስ ኢካ።

  • @merhawisyoum6385
    @merhawisyoum6385 5 років тому

    መአረምታ or correction
    ኩቡር ዲያቆን ብመጀመርታ ኩሉ ግዝካን ሂወትካን ኣወፍካ ቃል እዝግኣብሄር ከተስተምህር ስለ ዝተወፈካ ዓስብኻ ካብ እዝግኣብሄር ርከቦ::
    ብምቕጻል እዛ ብዛዕባ "ተሃድሶ መዓስ ጀሚሩ" ዝትሕዝቶኣ ዘርጊሕክኣያ ዘለኻ ስብከት ብርክት ዝበሉ ታርካዉያን ጌጋታት ኣብ ትሕዝቶኣ ሰፊሮም ስለ ዘለዉ: ኣብ ዝቕጽሉ ናብ ህዝቢ ዝዝርግሑ ስብከታት: ምስ ታሪክ ኣዛሚድካ ከተስተምህር እንከለኻ ኣብ ኩዉንነትን ሓቅታትን ዝተፈጸሙ ፍጻሜታት ወይ ታሪክ ክትንትን ብትሕትና የዘኻኽር::
    ገለ ኣብዛ ንዛረበላ ዘለና youtube ዘለዉ ጌጋታት ከምዚ ይመስሉ :-
    1. ኣብ ካልኣይ ዉግእ ዓለም ኣመሪካ ንሶቭየት ነበር ወይ ንራሻ: ናይ ምስዮኖታት ናሰደደት ሲዒራታ : የዕንያታ ንዝበልካዮ ቁኑዕ ሓበሬታ ኣይኮነን: ምክንያቱ ኣመሪካን ሶቭየት ነበር ወይ ራሻን ኣብ ካልኣይ ዉግእ ዓለም ፈጺመን ኣይተዋግኣን: ብኣንጻሩ ብሰለስተ ሃገራት ዝተፈረም ብስም ስምምዕ ናይ ተሄራን ማለት ርእሲ ከተማ ናይ ኢራን ዝፍለጥ ስምምዕ ናይ ልፍንቲ ተፈሪሙ: ገለ ካብቲ ኣብ ተሄራን ዝተፈራረማሉ ኣንጻር ቀዳማይ ጸላኢ ማለት ኣንጻር ናይ ሽዑ ጀርማን ኣብትሕቲ ሂትለር: ሰሚርና ንቃለስ ዝብል እዩ ኔሩ: በቲ ስምምዕ መሰረር ድማ ኢድን ጋንትን ኮይነን ነቲ ብ Third Reich (Drittes Reich), meaning "Third Empire"", ዝፍለጥ ዝነበረ ስርዓት ጀርመን ደምሲሰን ሲዒረንኦ ::
    ኩቡር ዲያቆን እቲ ትብሎ ዘለኻ ማለት ምስዮኖታት ናብ ራሻ ምስድድ: ኣብ ካልኣይ ዉግእ ዓለም ዘይኮነስ: እንታይ ድኣ ኣብ ግዜ ዙሑል ኹናት ዝተራእየ ተርእዮ እዩ ኔሩ:: ዝሑል ኹናት ኣብ 1989 ምስ ምዉዳቕ ሶቭየት ነበር ብዕሊ ኣብቒዑ::
    ኣብዝመጽእ ጹሑፈይ: ገለ ገለ ኣብዛ youtube ሰፊሮም ዘለዉ ስብከትካ ናይ ታሪክ ጌጋታት ጥራይ ዘይኮኑ: ዋላ ናይ ጠንቅታት ወይ መበገስታት ናይቶም ፍልልያት እዉን ስለ ዘለዉ: ክጽሕፈልካ ክፍትን እየ:: ንኣብነት ስለምታይ protestant ካብ ካቶሊክ ክፍለዩ ተገዲዶም? እንታይ እዩ ነይሩ እቲ ቀንዲ መፈላለዪ ጠንቅታት? ወዘተ ወዘት.
    ካብ ብከምዚ ማለት ኩሉ ሰብ ዘንብቦ ናትካ ብሕታዊ e-mail wey messenger ተትሰደለይ ኣነ ብብሕታዊ ጌረ ሓሳበይ ከካፍለካ ምመረጽኩ::
    ኣብ ጸሎትካ ዘክረና በረኸትካ ኣይክልኣና ::
    ሓዉካ መርሃዊ::

    • @ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ
      @ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ 5 років тому +1

      Xbuk hasab yu kbur haw seb yu zgage

    • @betelsolomon6919
      @betelsolomon6919 5 років тому +3

      Merhawi Syoum ስማዕ ሓዉና ንስኻ ድሕነት ድዩ ዘድልየካ ወይስ ክትዕ ንሱ ግደፎ ኣብ 2ይ ኲናት ዓለም ድዩ ወይስ ድሕሪ 2ይ ኲናት ዓለም ቤተክርስትያን ብፈላጣት ዘይ ኮነት ደው ትብል ብተግበርቲ ዳኣምበር ኣነኮ ይገርመኒ እዩ ናይ ባዓል ንስካ ካን መኣረምታ ኣምጺኻ ፈላጥ ክትብሃል ድዩ ድልየትካ በጃኻ ምስ ሰናይ ይቕሬታ ነቲ ብዙሕ ኣብ እምነት ዘጽንዕ ቃል ካየስተውዓልካስ ጌጋ በየን ይዛረብ ኢልካ ሃሰስ ኣይትበል

  • @mehariyemane7185
    @mehariyemane7185 5 років тому

    ልዕሊ ስነዶስ ዘሕልፍዎ ዘለው ተሃድሶ የለን ሸንኮለል ኣይትበል
    ተዋህዶ ሓቂ ሕዙ ዝምህር እዩ ዝውድልያ ዘሎ ሸንኮለ ዝብል ኣየድያን እዩ

  • @mismayfanuel2108
    @mismayfanuel2108 5 років тому

    እሞ ንስካን ልኡካት ከማካን እንድዮም ኣብ ቤተክርስትያን ጸገም ኮይኖም ዘለው

  • @ምንብርዩትምስጢር
    @ምንብርዩትምስጢር 5 років тому

    Tahadso dea dey nska ika beray kebdka ketegjf hgi haymanot regixka tkeyd deleka ms beal dyaqon kubrom alu nbel zelekumo keytefaekum tewahado Selam rekiba malet zebet eyu

  • @مسعودالعبسي-د9ج
    @مسعودالعبسي-د9ج 5 років тому +1

    ሓሶት አንተተዳጋገመስ ሓቂ ይመስል ወይ ህዝብ ኤርትራ ትረኽቦ
    አቲ ጠንቂ አንታይ አዩ አቶም ንስኻ ትሰቦም ከ ህልው ታሪኾም አንታይ ይመስል አንዳ ፈለጥካ ግጉይ ትምህርት ካብ ምሃብን ብስሜት ካብ ምዝራብን ፍርሃት ክትገብር ይግባኻ ሓንቲ ካሓተካ ግን ምሉአ ታሪኽካ ከመይ አዩ የልለና
    ሳብካ አየ ነይረ አንተኾነ ግን በቲ ከም ጻሓይ ብርሃን ደሚቑ ዞሎ ታሪክ ኦርታደስ በንጻሩ ክትምህር ይፈርሓልካ አምበር ተማሃሮካስ በብሓደ ንገድፈካ አለና ግዜ ዓቢ መምህር ስለ ዝኾነ

  • @senulovesenulove2530
    @senulovesenulove2530 5 років тому +2

    Aythazeley ember dyakon ashmelash etom abotatey eilka haki eyo hizom xelewu dika tbl zeleka wala wn nbaelka ?bejakum gn seb baelu hakeya haymanot kab mexhaf kdus dyu wala kem abona abrham hakeya amlak tegelex eilu krkebelu u afkum ente thzu u zmrex keila zereba mkan hakeya ayesmyekan u .

    • @natuabraham612
      @natuabraham612 5 років тому +6

      እግዚአብሔር ይርዳእ ኩሎም ደቂ ኦርቶዶክስ ኣቦታትና እዮም፡ ግን ስም ዘይኮነ ግብሪ፡ ብድጋሜ ኣቦታትና እዮም ኩሎም ሰማእታት ኩሎም ነብያት፡ሓዋርያን፡ሰማእታት፡ጻድቃን፡ ሊቃውንቲ፡እግዚአብሔር በረከቶም የካፍለና።ኣሜንንንንንን