Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ኣንታ ኩቡር ድያቆን ዓራቂ ሓድር ናይ ሰላም መምህር መርጊኢ ሓንጎል ማዓር ዝኮነ ስብከት ዕድመን ጥዕናን ይሓብካ።ብዛባ እዚ መርፍእ ናይ ኮሮና ከ ከመይ እዩ ክከውን ክንውጋእ ወላ ንገድፎ ብእምነትና መሰረት።
Brgix ane keman uk 🇬🇧 eye znebr hade kabti ms bxotey zetehasasibena zelo eu so xbuk hto
Amen Amen Amen qal hiwet yesmalna Amen
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ይስማዓልና።እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዝሓልካ ድያቆን አስመላሽ ሓዉና ።
አሜን አሜን አሜን ባሓቂ ቃል ሂወት የሰመዐልና ተመስግን ከማካትኩም ዝበል መምሃርና ዛሃበና ንአግዝአብሔር አምለክ የመስግን 🙏🙏🙏🤲🤲🤲
Amen 🙏 Amen 🙏 Amen 🙏 kale Hewat yesemalena deikone Asmelash hawena
ኣሜን (3) ካል ሂወት የስምኣልና ድዪኩን ሓወዪ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ የብዝሓልካ
Amen amen amen qalehiwet yesmealna dyaqon hawna.
ኣሜን(3)ቃል ህይወት የስመዐልና🤲🤲🤲 ሰላም እግዚአብሔር ኣምላክ ፀግኡ የብዘሐልካ ድያቆን ሓውና 🙏 ምስ ይቅርታ ድያቆን ሓወይ ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ንሳውን ከየሸግረካ ብፅሑፉ ንክትምልሰለይን ምክርኻ ክትልግሰንን ተስፋ ይገብር ኣነ ሓፍትኻ ሰላም ይባሃል ኣብ ስዑዲ ዓረብ እየ ዘለኹ እግዚአብሔር ኣምላክ ዝተቀደሰን ዝተመስገነን ይኹን ኣብ መንፈሳዊ ትምህርቲ ተኻታታሊት እየ ኣብዚ ቻነል እዚ ውን ተኻታታሊት እየ ነይረ 🤲🤲🤲ሕጂ ግን ፉፁም ኩሉ ኣቛሪፀ ናይዚ እዋን ዘሎ ሽግርን መከራን ናብ ዜናታት ምከክትታል ኣትየ ፆሎት ክገብር እንተበልኹ ውን ፍፁም ኣይትሕዞን እቲ ዝሰማዕክዎ ኣብ ሞንጎ ፆሎተይ ናብ ሕልናይ እናመፀ ፍፁም ከምዘይ ፅሊ ይገብረኒ ሕጂሞ በቃ እቲ ዝከታተሎ ቻነል እንተመፀ ንዑኡ ኣሕሊፈ ዜና ይከታተል ካብኡ ወፂአ መዝሙር ክሰምዕ እንከለኹ ውን እቲ ዝሰማዕክዎን ዝራኣክዎን እናሓሰብኩ ፍፁም ኣይተሓዘለይን !!! ድያቆን ሓወይ ምክርኻ ለግሰኒ ስለ እትህበኒ ምኽሪ የቀንየለይ ካብቲ ዘሎ ሽግርን መከራን እግዚአብሔር ኣምላክ ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏🙏🤲🤲🤲🤲🤲🤲
ሰላም እግዚአብሔር ኣምላክ ምስ ኩላትና ይኩን🙏🙏🙏 እሺ ሓወይ/ሓፍተይ ኣዝየ የመስግን 🙏🙏🙏🙏🤲🤲🤲🤲
ቃል ህወት የሰማኣና ኩቡር ሓውና ጸጉኡ የብዝሓልካ እግዛኣብሄር
Amen Amen Amen kale hiwet yesmealna 🙏🙏🙏⛪⛪⛪❤❤
ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና መርጌታ ኣስመላሽ መምህርናን ሓውናን ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልካ ናይ ቅድስት ድንግል ማሪያም ጸሎታን በረኸታን ረዲኤታን ኣማላድነታን ፍቕራን ምስኩላትና ይኹን ኣብ ጸሎትኩም ዘኩሩኒ የሕዋት
አሜን አሜን አሜን ዘሐጉስ ትምህርቲ እየ ቃልሂወት የስምዓልና
Ameb Ameb Amen kale hiwet yesmalna .
ኣባኩም ሓዲሩ ዘመሃረን ዝገሰጸን ኣምላከቅዱሳን ይመስገን፡ብዕድመን ጥዕናን ይዓቅብኩም መርጌታ ዲያቆን ኣስመላሽ ሓወይ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ዕጽፍን ድርብን ይሃብኩም
Amen amen amen kal hiwat yesemekna egziabiher malek xegau yebzehelka
ደጊመ ይብል ኣለኹ፣ ኣምላኽ ናይ ኣገልጉሎት ዘመንካ ይባርኽ፣ ካብ ውዳሴ ኮንቱ ይሰውርካ።
✝️✝️🙏❤️✝️🙏ተመሰገኒ ኣምላኸይ ኢዚኣ ዚሰማዒኩ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሕይወት የስምልና ስለ ቃሉ እግዚኣብሔር ዝኸበረን ዝተመስገነን ይኹን ብሓቂ መሪጌታ ኣስመላሽ እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዝሓልካ ሰሚዕና በቲ ቅኑዕን ሓቀኛ መገዲ እግዚኣብሔር ኽንመላለስ ናይ እግዚኣብሔር ቅዱስ ፍቃድ ይኹልና።
Amen Kal hiwet yesmeialna tegueu yebzehalka ezgabhear amlak
Amen Amen amen kalhiwet yesmalna dyakon hawna
Amen Amen Amen kal hiwte yesmana Egzabher Amelke
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስማዓልና ክቡር ድ/ን ኣስመላሽ ሓወይ እግዚአብሔር አምላክ ጸጉኡ የብዛሓልካ አሜን አሜን አሜን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቓል ሂወት የስመዓልና ❤❤❤
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ክቡር መምህር ዲያቆን አስመላሽ ገ/ሂወት ፀጋ በረከት ያብዝሐልካ ናይ አገልግሎት ዘመንካ እግዚአብሔር አምላክ ይባርክ ንዓና ድማ ዝሰማዕናዮ አብ ፅላት ልቦናና የሕድረልና ፈጣር አምላክ
Amen Amen Amen kal hiwet yesmalna Dyakon hawna ab Lbena yehdro naka dma nay agelglot zemenka ybark
Amen qale hiwet yesmealna deacon Asmelash hawna yeqenyelna, edmen tenann yhabelna fetari🙏🙏
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂውት የስመዐልን መምህርና ፁጉኡ የብዘሓልኩም ፈጣሪ ኩሉ ዓለም እልልልልልልልልልልልልል 💯✅🙏🔐⛪✝️💊👈
ፀጋ በረከቱ የብዘሐልኩም ቃለ ሂወት የስመዐለና❤❤❤❤ኣሰይ ደስ ክብል ድያቆ ሓወይ❤❤❤❤❤❤❤
ዕድመን ጥዕናን ትዕግስቱን መንፈስ ቅዱሱን የብዛሓልካ ሓወይ
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ድያቆን ሓዉና ኣምላክ በረኸተ የብዝሓልካ
"ካብ ሰባኺ ዝሰበኾም፣መከራ ዝሰበኾም ይበዝሑ" ቃል ሕይወፍ የስመዓልና ሓውና መም ድያቆን ኣስመላሽ። እግዚኣብሔር ዘመነ ኣገልግሎትካ ይባርኽ።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቃ ዲያቆን ሓወና ጸጋ የብዘሕልክ ናዕን ከኣ ናብ ልቤና ከንመልስ ሓለ እግዚኣብሄር ይህበና
ኣሜንኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐና🥰🥰🥰🥰🥰🥰
Amen Amen Amen Kalehiwet yesmalna💒💒💒💒💒 🙏🙏🙏
AMEN Qale ሂወት የስመኣልና መምህርና
ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ሓወይ
ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ
Qanke haweti ysemana dayoqn hawen 🙏💒🙏💒🙏💒🙏
ኣማን በኣማን ናይ በሓቂ ኣብ ነብስና ብግብሪ ንርእዮ ዘለና። ቃለ ሕይወት የስመዓልና
ዎ አምላኽ ካብ ትዕቢት አድሕነና። ቃል ሂወት የስምዓልና። እምላኽ ናይ አገልግሎትካ ይባርኽ🙏🏽🙏🏽🙏🏽
Amen kale hiwet yexmalna egxabehrr abe lebena yehdero
ዲያቆን ሓውና ቃለ ህይወት የስምዓልና በዲበ ጸጋ ጸጋ የሃብክም እግዚአብሔር።
ቃል ሂወት ይሰመዓልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
Amen Amen Amen kalhwet yesmalna hawna nay bhaki admen tanan yhabka
ቃለ ሂወት የስማዓልና ሓዉና።እግዚአብሔር ብምሕረቱ ኣብ ግዜ መከራና ሓይሊ አምለክ ሒዝና ስዒርና ክንወጽእ ይሓግዘና።
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ክብር ሓውና እግዚኣብሄር ፀግኡ የብዝሐልካ ንዓና ውን መስተውዐሊ ዓይነ ልቦና ይሃበና አሜን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና።🤲✝️🙏
ቃለ ሕይወት የስመዐልና 🙏ጸግኡ የብዘህልኩም!
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤️❤️🌹❤️❤️❤️🌹🌹
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዕና ኩቡር መምህርና ፀጋ በረከቱ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ
kal hiwet yesimial kubur hawina mergeta asmelash
ዲያቆን ሓውና ቃል ሂወት የሰመዐልና ፀግኡ የብዝሐልካ እግዚአብሔር።
Amen Kale hiwet yesmealna Diakon hawna. Egziabher Amlak tsegiu yebzehalkum
Amen amen amen kalhiwet yesmealna deyakon hawena amlak xega ab leeli xega yehabka
amen,amen,amen, qale hewat yesmalna
Kale hiwet yesmalna kubur hawna dyakon egziabiher xegeu yebzhalkum
Amen kale hiwet yesmalna edmen teenan yhabelna memhrna
ቃለ ሂወት የስማዓልና ዲያቆን ሓውና ፍጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
Amen kal hiwet yesmalna nay agolgulet zemenkum ybarkelkum fetari Egziabher amlak selamu ysedelna
ቃል ሕይወት ይስመዐልና መምህር
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና
ቃል ሂወት የስምዓልና ድያቆን ሓውና ኣምላኽ በረኸቱ የብዝሓልካ
Amen (3) qale hiwet yesmalen Deyqone haweyna
amen amen amen nya zeben agelguletka ybark🌾🌾🌾
Amen 🙏 Amen 🙏 Amen 🙏 Qale hewat yesmalena
Amen Amen Amen Kal hiwet ysmalna 🙏🙏🙏
ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ዲያቆን ሓዉና ፀጉኡ የብዘሐልካ
Amen3 kalehwt yesmaln
Amen Amen Amen Amen qale hiwet yesmealna
ቃል ሂወት የስመዐልና ክቡር ዲያቆን
እንኳዕ ብሰላም መፃእካልና ክብር ሓዉና ብሓቂ ቃለ ህይወት ቃለ በረከት የስመዐልና ክብር ሓዉና ፀግኡ በረከቱ የብዘሐልካ ናይ አገልግሎት ዘመንካ የንወሐልካ ይባርከልካ እግዚአብሔር አምላክ አሜን አሜን አሜን
ቃለ ሂወት የስመዓልና መምህርና ሓዉና 🙏🙏🙏ፀግኡን ናይ ኣስተምህሮ ዘመንካን ፈጣሪ ይባርኸልካ. ኣንሕናዉን ሰሚዕና ኣብ ልብና የስፍረልና ናይ ምስትዉዓል ልቢ ድማ ይሃበና.
✝️✝️✝️🙏🙏🙏✝️✝️❤️👑🥰ኣሜን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ዳይቆን ሓወይ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ናይ ኣጎልጉሎት ዕድሜኻ ይባርኸልካ ሰመዐቲ ዘይኮና እስተግበርቲ ክንኾውን አኣምላኽ ብጸጉኡ ይደግፈና
Amen amen kal hiwet yesmalna dyakon hawuna nay agelgilot zebenka Zetebareke ykun
ቃለ ሂወት የስማአልና ክቡር ሓውና ጸግኡ የብዛሓልካ አሜን
ቃለ ሂወት የሰማዓልና
ጸጋ የብዝሓለካ እግዝኣብሂር
Amen amen and Amen . Amlak memlisu tsege’u yebzehalka kubur Hawey diyakon Asmelash 🙏🏽🙏🏽🙏🏽
Amen kale hiwet yesmalna edmen tenann yhebka dykon zsemenayo dama ab labna yehdrelna amen 🙏
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የሰመዐልና
Kale hiwet yesmealna ❤❤❤
Amen Amen Amen diyakoney 🙏🙏🙏🙏🙏
Kbr hawna Dyakon amlak xegau yebzihalika
ቃለ ህይወት የስመዐልና♥️
Amen qal hiwet yesmealna. Memhrnan hawunan dear Deacon ashmelash
አሜን አሜን አሜን ቃልሂወት የስምአና አብ እምነትና የጽንአና
ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዕልና
Amen amen amen kal hiwet yesmealna
ዲያቆን ሓውና ናይ ዘምና ሓቀኛ ሓዋርያ፡ ጣዕሚ መንግስተ ሰመይ እምበር ናይ ምድሪ ጣዕሚ ባህ ዘይብሎ ቅኑዕ ወታሃደር ክርስቶስ ። ቃለ ሂወት የስመዓልና እግዚኣብሄር ኣዕዚዙ ይባርካ ፍጻሜኻ ፍጻሜ ቅዱሳን ይግበረልካ እትህበና ትምህርቲ ብጣዕሚ ንሂወትና ጣቃምን ለዋጥን እዩ።
Amen amen amen
እዋይ ንኸንቱ ውዳሴ ኣይኹንካ እምበር ብሓቂ እቲ ስብከትካስ ካብቲ ናይ መከራና ስብከት እንተዘይ በሊጹስ ኣይንእስን ኢዩ።ኣብ መከራ ዝጥሓለ ሰብ እግዚኣብሄር ከምዚ ከማኻ ልቢ ዝመልስ ጸጋን ጥበብን ዝትዓደለ ልኡኽ እንተዘይተሰዲድዎ ካብ ድኽመቱ ናይ ምውጻእ ዕድሉ ጸቢብ ኢዩ። May God gives u special skill to impress our heart and to understand ur idea easily and lovely.
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት የስማዓልና። ብሓቂ ኣብ ድኻምና እዩ ዝግለጽ ሞ፣ ናብ እግዚአብሔር ንጽጋዓሉ ግዜ የምጻኣልና እምበር ዘለናዮ ግዜ ከቢድ እዩ።
Amen kale hiwet ysmalna abona egzabher xegakum yebzhayo
kale hiwet yesmealna kbur memhrna👏👏👏
Kale hiwet yesmealna Deyakon hawena 🙏 Amlak xegu yebzehalka 🙏🙏🙏
We learn alot from you please keep going God bless you 💖 🙏 ❤ 🙌
ኣሜን ኣሜን ኣሜንንንንን ቃለ ሂወት የስመዓልና ናይ ኣገልግሎት ዕድመኻ የብዛሓልካ ድያቆን ሓውና።
Kale hiwet yesmalna n hawna diyakon asmelash
AMEN AMEN AMEN Qale hewete yesemalena xegu yebezahelka fetare naeye behake dese zebele Qale 🤲🤲🤲⛪⛪⛪💛❤💚
ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና መምህር ድያቆን ኣስመላሽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።እመብርሃን ካብ ውዳሴ ከንቱ ትሰውርካ።
Amen amen amen 🙏🙏🙏 qal hiwet yesmelna🙏🙏 diyaqon buruk memhrna xega bereketu yebzhalka fetari 🙏🙏 azina nemesgn eziyu des zebll tum tmhrti, fetari kab hmaq tebit yedhnena
ኣንታ ኩቡር ድያቆን ዓራቂ ሓድር ናይ ሰላም መምህር መርጊኢ ሓንጎል ማዓር ዝኮነ ስብከት ዕድመን ጥዕናን ይሓብካ።ብዛባ እዚ መርፍእ ናይ ኮሮና ከ ከመይ እዩ ክከውን ክንውጋእ ወላ ንገድፎ ብእምነትና መሰረት።
Brgix ane keman uk 🇬🇧 eye znebr hade kabti ms bxotey zetehasasibena zelo eu so xbuk hto
Amen Amen Amen qal hiwet yesmalna Amen
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ይስማዓልና።እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዝሓልካ ድያቆን አስመላሽ ሓዉና ።
አሜን አሜን አሜን ባሓቂ ቃል ሂወት የሰመዐልና ተመስግን ከማካትኩም ዝበል መምሃርና ዛሃበና ንአግዝአብሔር አምለክ የመስግን 🙏🙏🙏🤲🤲🤲
Amen 🙏 Amen 🙏 Amen 🙏 kale Hewat yesemalena deikone Asmelash hawena
ኣሜን (3) ካል ሂወት የስምኣልና ድዪኩን ሓወዪ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ የብዝሓልካ
Amen amen amen qalehiwet yesmealna dyaqon hawna.
ኣሜን(3)ቃል ህይወት የስመዐልና🤲🤲🤲 ሰላም እግዚአብሔር ኣምላክ ፀግኡ የብዘሐልካ ድያቆን ሓውና 🙏 ምስ ይቅርታ ድያቆን ሓወይ ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ንሳውን ከየሸግረካ ብፅሑፉ ንክትምልሰለይን ምክርኻ ክትልግሰንን ተስፋ ይገብር ኣነ ሓፍትኻ ሰላም ይባሃል ኣብ ስዑዲ ዓረብ እየ ዘለኹ እግዚአብሔር ኣምላክ ዝተቀደሰን ዝተመስገነን ይኹን ኣብ መንፈሳዊ ትምህርቲ ተኻታታሊት እየ ኣብዚ ቻነል እዚ ውን ተኻታታሊት እየ ነይረ 🤲🤲🤲ሕጂ ግን ፉፁም ኩሉ ኣቛሪፀ ናይዚ እዋን ዘሎ ሽግርን መከራን ናብ ዜናታት ምከክትታል ኣትየ ፆሎት ክገብር እንተበልኹ ውን ፍፁም ኣይትሕዞን እቲ ዝሰማዕክዎ ኣብ ሞንጎ ፆሎተይ ናብ ሕልናይ እናመፀ ፍፁም ከምዘይ ፅሊ ይገብረኒ ሕጂሞ በቃ እቲ ዝከታተሎ ቻነል እንተመፀ ንዑኡ ኣሕሊፈ ዜና ይከታተል ካብኡ ወፂአ መዝሙር ክሰምዕ እንከለኹ ውን እቲ ዝሰማዕክዎን ዝራኣክዎን እናሓሰብኩ ፍፁም ኣይተሓዘለይን !!! ድያቆን ሓወይ ምክርኻ ለግሰኒ ስለ እትህበኒ ምኽሪ የቀንየለይ ካብቲ ዘሎ ሽግርን መከራን እግዚአብሔር ኣምላክ ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏🙏🤲🤲🤲🤲🤲🤲
ሰላም እግዚአብሔር ኣምላክ ምስ ኩላትና ይኩን🙏🙏🙏 እሺ ሓወይ/ሓፍተይ ኣዝየ የመስግን 🙏🙏🙏🙏🤲🤲🤲🤲
ቃል ህወት የሰማኣና ኩቡር ሓውና ጸጉኡ የብዝሓልካ እግዛኣብሄር
Amen Amen Amen kale hiwet yesmealna 🙏🙏🙏⛪⛪⛪❤❤
ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና መርጌታ ኣስመላሽ መምህርናን ሓውናን ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልካ ናይ ቅድስት ድንግል ማሪያም ጸሎታን በረኸታን ረዲኤታን ኣማላድነታን ፍቕራን ምስኩላትና ይኹን ኣብ ጸሎትኩም ዘኩሩኒ የሕዋት
አሜን አሜን አሜን ዘሐጉስ ትምህርቲ እየ ቃልሂወት የስምዓልና
Ameb Ameb Amen kale hiwet yesmalna .
ኣባኩም ሓዲሩ ዘመሃረን ዝገሰጸን ኣምላከቅዱሳን ይመስገን፡ብዕድመን ጥዕናን ይዓቅብኩም መርጌታ ዲያቆን ኣስመላሽ ሓወይ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ዕጽፍን ድርብን ይሃብኩም
Amen amen amen kal hiwat yesemekna egziabiher malek xegau yebzehelka
ደጊመ ይብል ኣለኹ፣ ኣምላኽ ናይ ኣገልጉሎት ዘመንካ ይባርኽ፣ ካብ ውዳሴ ኮንቱ ይሰውርካ።
✝️✝️🙏❤️✝️🙏ተመሰገኒ ኣምላኸይ ኢዚኣ ዚሰማዒኩ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሕይወት የስምልና ስለ ቃሉ እግዚኣብሔር ዝኸበረን ዝተመስገነን ይኹን ብሓቂ መሪጌታ ኣስመላሽ እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዝሓልካ ሰሚዕና በቲ ቅኑዕን ሓቀኛ መገዲ እግዚኣብሔር ኽንመላለስ ናይ እግዚኣብሔር ቅዱስ ፍቃድ ይኹልና።
Amen Kal hiwet yesmeialna tegueu yebzehalka ezgabhear amlak
Amen Amen amen kalhiwet yesmalna dyakon hawna
Amen Amen Amen kal hiwte yesmana Egzabher Amelke
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስማዓልና ክቡር ድ/ን ኣስመላሽ ሓወይ እግዚአብሔር አምላክ ጸጉኡ የብዛሓልካ አሜን አሜን አሜን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቓል ሂወት የስመዓልና ❤❤❤
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ክቡር መምህር ዲያቆን አስመላሽ ገ/ሂወት ፀጋ በረከት ያብዝሐልካ ናይ አገልግሎት ዘመንካ እግዚአብሔር አምላክ ይባርክ
ንዓና ድማ ዝሰማዕናዮ አብ ፅላት ልቦናና የሕድረልና ፈጣር አምላክ
Amen Amen Amen kal hiwet yesmalna Dyakon hawna ab Lbena yehdro naka dma nay agelglot zemenka ybark
Amen qale hiwet yesmealna deacon Asmelash hawna yeqenyelna, edmen tenann yhabelna fetari🙏🙏
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂውት የስመዐልን መምህርና ፁጉኡ የብዘሓልኩም ፈጣሪ ኩሉ ዓለም እልልልልልልልልልልልልል 💯✅🙏🔐⛪✝️💊👈
ፀጋ በረከቱ የብዘሐልኩም ቃለ ሂወት የስመዐለና❤❤❤❤ኣሰይ ደስ ክብል ድያቆ ሓወይ❤❤❤❤❤❤❤
ዕድመን ጥዕናን ትዕግስቱን መንፈስ ቅዱሱን የብዛሓልካ ሓወይ
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ድያቆን ሓዉና ኣምላክ በረኸተ የብዝሓልካ
"ካብ ሰባኺ ዝሰበኾም፣መከራ ዝሰበኾም ይበዝሑ" ቃል ሕይወፍ የስመዓልና ሓውና መም ድያቆን ኣስመላሽ። እግዚኣብሔር ዘመነ ኣገልግሎትካ ይባርኽ።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቃ ዲያቆን ሓወና ጸጋ የብዘሕልክ ናዕን ከኣ ናብ ልቤና ከንመልስ ሓለ እግዚኣብሄር ይህበና
ኣሜንኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐና🥰🥰🥰🥰🥰🥰
Amen Amen Amen Kalehiwet yesmalna💒💒💒💒💒 🙏🙏🙏
AMEN Qale ሂወት የስመኣልና መምህርና
ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ሓወይ
ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ
Qanke haweti ysemana dayoqn hawen 🙏💒🙏💒🙏💒🙏
ኣማን በኣማን ናይ በሓቂ ኣብ ነብስና ብግብሪ ንርእዮ ዘለና። ቃለ ሕይወት የስመዓልና
ዎ አምላኽ ካብ ትዕቢት አድሕነና። ቃል ሂወት የስምዓልና። እምላኽ ናይ አገልግሎትካ ይባርኽ🙏🏽🙏🏽🙏🏽
Amen kale hiwet yexmalna egxabehrr abe lebena yehdero
ዲያቆን ሓውና ቃለ ህይወት የስምዓልና በዲበ ጸጋ ጸጋ የሃብክም እግዚአብሔር።
ቃል ሂወት ይሰመዓልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
Amen Amen Amen kalhwet yesmalna hawna nay bhaki admen tanan yhabka
ቃለ ሂወት የስማዓልና ሓዉና።እግዚአብሔር ብምሕረቱ ኣብ ግዜ መከራና ሓይሊ አምለክ ሒዝና ስዒርና ክንወጽእ ይሓግዘና።
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ክብር ሓውና እግዚኣብሄር ፀግኡ የብዝሐልካ ንዓና ውን መስተውዐሊ ዓይነ ልቦና ይሃበና አሜን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና።🤲✝️🙏
ቃለ ሕይወት የስመዐልና 🙏
ጸግኡ የብዘህልኩም!
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤️❤️🌹❤️❤️❤️🌹🌹
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዕና ኩቡር መምህርና ፀጋ በረከቱ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ
kal hiwet yesimial kubur hawina mergeta asmelash
ዲያቆን ሓውና ቃል ሂወት የሰመዐልና ፀግኡ የብዝሐልካ እግዚአብሔር።
Amen Kale hiwet yesmealna Diakon hawna. Egziabher Amlak tsegiu yebzehalkum
Amen amen amen kalhiwet yesmealna deyakon hawena amlak xega ab leeli xega yehabka
amen,amen,amen, qale hewat yesmalna
Kale hiwet yesmalna kubur hawna dyakon egziabiher xegeu yebzhalkum
Amen kale hiwet yesmalna edmen teenan yhabelna memhrna
ቃለ ሂወት የስማዓልና ዲያቆን ሓውና ፍጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
Amen kal hiwet yesmalna nay agolgulet zemenkum ybarkelkum fetari Egziabher amlak selamu ysedelna
ቃል ሕይወት ይስመዐልና መምህር
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና
ቃል ሂወት የስምዓልና ድያቆን ሓውና ኣምላኽ በረኸቱ የብዝሓልካ
Amen (3) qale hiwet yesmalen Deyqone haweyna
amen amen amen nya zeben agelguletka ybark🌾🌾🌾
Amen 🙏 Amen 🙏 Amen 🙏 Qale hewat yesmalena
Amen Amen Amen Kal hiwet ysmalna 🙏🙏🙏
ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ዲያቆን ሓዉና ፀጉኡ የብዘሐልካ
Amen3 kalehwt yesmaln
Amen Amen Amen Amen qale hiwet yesmealna
ቃል ሂወት የስመዐልና ክቡር ዲያቆን
እንኳዕ ብሰላም መፃእካልና ክብር ሓዉና
ብሓቂ ቃለ ህይወት ቃለ በረከት የስመዐልና ክብር ሓዉና ፀግኡ በረከቱ የብዘሐልካ ናይ አገልግሎት ዘመንካ የንወሐልካ ይባርከልካ እግዚአብሔር አምላክ አሜን አሜን አሜን
ቃለ ሂወት የስመዓልና መምህርና ሓዉና 🙏🙏🙏ፀግኡን ናይ ኣስተምህሮ ዘመንካን ፈጣሪ ይባርኸልካ. ኣንሕናዉን ሰሚዕና ኣብ ልብና የስፍረልና ናይ ምስትዉዓል ልቢ ድማ ይሃበና.
✝️✝️✝️🙏🙏🙏✝️✝️❤️👑🥰ኣሜን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ዳይቆን ሓወይ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ናይ ኣጎልጉሎት ዕድሜኻ ይባርኸልካ ሰመዐቲ ዘይኮና እስተግበርቲ ክንኾውን አኣምላኽ ብጸጉኡ ይደግፈና
Amen amen kal hiwet yesmalna dyakon hawuna nay agelgilot zebenka Zetebareke ykun
ቃለ ሂወት የስማአልና ክቡር ሓውና ጸግኡ የብዛሓልካ አሜን
ቃለ ሂወት የሰማዓልና
ጸጋ የብዝሓለካ እግዝኣብሂር
Amen amen and Amen . Amlak memlisu tsege’u yebzehalka kubur Hawey diyakon Asmelash 🙏🏽🙏🏽🙏🏽
Amen kale hiwet yesmalna edmen tenann yhebka dykon zsemenayo dama ab labna yehdrelna amen 🙏
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የሰመዐልና
Kale hiwet yesmealna ❤❤❤
Amen Amen Amen diyakoney 🙏🙏🙏🙏🙏
Kbr hawna Dyakon amlak xegau yebzihalika
ቃለ ህይወት የስመዐልና♥️
Amen qal hiwet yesmealna. Memhrnan hawunan dear Deacon ashmelash
አሜን አሜን አሜን ቃልሂወት የስምአና አብ እምነትና የጽንአና
ኣሜን
ኣሜን
ቃል ህይወት
የስመዕልና
Amen amen amen kal hiwet yesmealna
ዲያቆን ሓውና ናይ ዘምና ሓቀኛ ሓዋርያ፡ ጣዕሚ መንግስተ ሰመይ እምበር ናይ ምድሪ ጣዕሚ ባህ ዘይብሎ ቅኑዕ ወታሃደር ክርስቶስ ። ቃለ ሂወት የስመዓልና እግዚኣብሄር ኣዕዚዙ ይባርካ ፍጻሜኻ ፍጻሜ ቅዱሳን ይግበረልካ እትህበና ትምህርቲ ብጣዕሚ ንሂወትና ጣቃምን ለዋጥን እዩ።
Amen amen amen
እዋይ ንኸንቱ ውዳሴ ኣይኹንካ እምበር ብሓቂ እቲ ስብከትካስ ካብቲ ናይ መከራና ስብከት እንተዘይ በሊጹስ ኣይንእስን ኢዩ።ኣብ መከራ ዝጥሓለ ሰብ እግዚኣብሄር ከምዚ ከማኻ ልቢ ዝመልስ ጸጋን ጥበብን ዝትዓደለ ልኡኽ እንተዘይተሰዲድዎ
ካብ ድኽመቱ ናይ ምውጻእ ዕድሉ ጸቢብ ኢዩ። May God gives u special skill to
impress our heart and to understand ur idea easily and lovely.