ኣባል ማእኸላይ ኮሚቴ ህወሓት ተጋዳላይ እያሱ ተስፋይ ኣብ ህዝባዊ ዋዕላ ከተማ ዓብይ ዓዲ ዘስመዖ መደረ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 15 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 202

  • @GetahunGadaGetahunGada
    @GetahunGadaGetahunGada Місяць тому +6

    የዕስ እያሱ ተስፋይ። ብቅዓትካን እምነትካን ቀፅለሉ።

  • @gezahagnshemeles2320
    @gezahagnshemeles2320 Місяць тому +9

    እቲ ሓቂ እዙይ እዩ TPLF
    በጃኹም ኹሉ ዘሎ ምስጢር ብዛዕባ ጌታቸውን ፃድቃንን እቲ ህዝብና ክፈልጦ ኣለዎ
    Long live TPLF and the people of Tigray ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @almazadamu9175
    @almazadamu9175 Місяць тому +7

    የቀንየልና ኹብር ሐው ወደ ህዝብ ስብ ሐላፍ ታሪክ ነባሪ እዩ በርትዑ ጀገኖ እሕዋትና ክብር ንዐኹምን ንትስራሕኹምን ህዝብትግራይ ይስዕር ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤

  • @AbayMichael-n8r
    @AbayMichael-n8r Місяць тому +4

    Good blessing your explanations

  • @NatiEndrias-rz3mm
    @NatiEndrias-rz3mm Місяць тому +5

    ጀግና በሊሕ ሰብ በርትዕ❤💛👌👌

  • @sherarotube
    @sherarotube Місяць тому +9

    ብጣዓሚ ፅቡቅ አጋላሊፃ

  • @endadago
    @endadago Місяць тому +4

    ህወሓት ኣብ ልዕሊ ሙሰኛታት ኣባላት ማ/ኮ በእዋኑ ስጊምቲ ብዘይምውሳዲን ሕመቓቱ እናኣጀለ ብምፅንሑን ኣብዙ ሓደጋ እዙይ በፂሑ።

  • @muluwelday4144
    @muluwelday4144 Місяць тому +8

    ብጣዓሚ ፅብቀ

  • @MebeeWelday
    @MebeeWelday Місяць тому +3

    ❤❤❤❤💛💛💛💛🌻🌻🌻

  • @meazatekle4498
    @meazatekle4498 Місяць тому +2

    ❤🎉🎉🎉🎉 ዬኢስ ትግራዋይ።

  • @weledeteklemaheri1786
    @weledeteklemaheri1786 Місяць тому +3

    ናይአሰላልፈ ጸገም አይኮነን ሰንዲ ሰለዝትጨራበበሬ አዮ ኢያሱ ተሰፈይ

  • @Ademrose90
    @Ademrose90 Місяць тому +3

    TPLF FOR LIFE ❤❤❤❤❤❤🫡🫡🫡🫡🫡🫡🫡🫡🫡🫡🫡🫡🫡🫡

  • @aasaas7284
    @aasaas7284 Місяць тому

    ኣጀኩም ጀጋኑ❤❤❤❤

  • @arielasgedom3242
    @arielasgedom3242 Місяць тому +2

    Thank you for your service, Tegadaly. I am glad that you revealed the wickedness of Getachew Reda, Sadkan, Rdae Halfom and more of them. I knew the wickedness of Getachew Reda with his' cabinet from the beginning of his' position as interim administrator of Tigrai. I was waiting for you guys to tell us the truth behind those crooked one. I like the way you explaining things. May the Lord God's anger come upon them. What else i can say. May the Lord God brings the TPLF people in Highest places, in Jesus' precious name l pray.

  • @skylimit1423
    @skylimit1423 Місяць тому +4

    ትግራይ ከድሮ ጀምሮ ራስ ገዝ ነው ።
    ተላላኪ ሆኖ አያውቅም !

  • @GslaseKebedee
    @GslaseKebedee Місяць тому

    ሐሸውቲ ንህዝቢ ዝሐልን ዝውገንን መራሒ ሕዋሐት የለን

  • @belultauruskinda2476
    @belultauruskinda2476 Місяць тому +2

    ህዝቢ ኣይትኸፋፍል
    ውሑዳቲና ልስልጣኒልኹም ላብ ኸባቢኹም ምሽጏጥ ሕደጉ!!

    • @hgfana6731
      @hgfana6731 Місяць тому

      ዘሸጉጥ ወይ ዝኸፋፍሉ ሓሳባት አየልዓልን
      👉ሕማቅነት ግለሰባት እዩ ዝገልፅ ዘሎ

  • @TigestLemlem
    @TigestLemlem Місяць тому +1

    Long live the TPLF! Viva TDF.

  • @Aman_Jo284
    @Aman_Jo284 Місяць тому +2

    በአስተርጓሚ ነው ያደመጥኩት ዋው ትግራይ ለሁላችንም ምሣሌ ናችሁ አቤት የአላማ ፅናት ጀግና ነህ እውነትን ይዘህ ሙት

  • @GERESELOMA
    @GERESELOMA Місяць тому

    ❤💛❤💪💪💪

  • @gebrelibanoswrufael
    @gebrelibanoswrufael Місяць тому

    ሓቂ ጽዋ ፀዊካ ኣብ ኢትዮጵያ ወረዳ መረፄ ኣይተገብረን።

  • @iskatl1098
    @iskatl1098 Місяць тому

    ተጠንቀቑ ተጋሩ ኣሕዋተይ ህ ው ሓ ት እንተዳኣ ኣብቂዑ ኣኺሉኩም ኣብ ትሕቲ ባርነት ኢትዮጵያ ቅማላም ትግሬ እና ተጸዋዕኩም ከይትነብሩ ስረ ገጥ ከም ትማሊ።

  • @abrehetbeyenewoldu2869
    @abrehetbeyenewoldu2869 Місяць тому +1

    Getachwe zegebero zesedodom 💔💔gega geru awerdewo kab seletan dehare ka sedera etome zemotu yekesesewo

  • @rezaabraha5804
    @rezaabraha5804 Місяць тому +5

    ❤❤❤❤❤💪💪💪💪💪💪💪💪💪ጅግና ወዲ ህዝቢ❤❤❤❤

  • @Gebrewmichael
    @Gebrewmichael Місяць тому +5

    ጽቡቕ ጀሚርኩም ኣለኹም። ህዝቢ ክፈልጦ ይገበር

  • @gaydigets7061
    @gaydigets7061 Місяць тому

    ሕወሓት ትቀበር ዘበለ የለን እቶም ብጀሆ ሕዘው ዘሎ ህዝቢ ግድፈው በአለም ብፈተለ ብድብረፀየን ጥራሕ ዘውስን ዘነበረ ብኩሉ ይማሐድር ኢና ንብል ዘለና ።

  • @tgchannel918
    @tgchannel918 Місяць тому +9

    ኣንበሳ በርትዕ ❤❤❤❤❤❤

  • @DagmawiBrhanu-ps8qs
    @DagmawiBrhanu-ps8qs Місяць тому

    ብሐቅ ተኾይኑ ካብ ቀደም ዝነበሩ ናይሕውሐት መራሒት ናይ ክሊልማለተይ ኢዩ አፈና ዝበልፅ የለን ንሒና ተደይ ኾይኒና መራሒ ኻልኽው የብሉነ ተደይኾይኑ ሚሩፅ ካድ ተዛራባይ ዘይትሐፍር ፖለቲከኛ

  • @DagmawiBrhanu-ps8qs
    @DagmawiBrhanu-ps8qs Місяць тому

    ኽትዛረቢ ተለካ ብጣዕም ታፍልጥ መሚሠል አዘራርባ ሚኻኑ

  • @atsedetessma7425
    @atsedetessma7425 Місяць тому +5

    እዋይ ጂግንነት ከማካ❤❤❤❤❤❤❤

  • @solomonassefa3521
    @solomonassefa3521 Місяць тому

    ፀገም እንትበፅሐኩም ተሎ ኢኹም ህዝብና ህዝብና ናባልኹም ተቸግርዎ:: እምበር ቆላሕ እልክምዎ ኣይፈልጡን::

  • @atsedetessma7425
    @atsedetessma7425 Місяць тому +7

    እዋይ ንበር ጂግና ንገረልና እንካእ ነበርካ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @mekonenghebre8477
    @mekonenghebre8477 Місяць тому +1

    ጽቡቕ መግለጺ ኢዩ

  • @tigrai2309
    @tigrai2309 Місяць тому +3

    ይገርም እዩ!

  • @nigistisoloda65
    @nigistisoloda65 Місяць тому

    መሬት ትግራይን ትግራዋይን ዓዱ ክሣብዝኾነ ዝኾውን አብዝተወለደ ይወለድ መሬቱዶ ኣይኮነን እንታይ ማለትዩ ኣውኡ ተዘይ ተወሊዱስ ዓይዓዱን ኢሎም ኣፎሞም ሊኦም ክብሉና ኣይኽእሉን መሬትና ምዃኑ ማዓት መርቶዖታት ኣሎ!!!! ስለዝኾነ ኣፍና መሊእና ብትረት ዘወር በሉ ክንብሎም ኣለና .....

  • @Selamawit-c4o
    @Selamawit-c4o Місяць тому

    ❤🎉🎉🎉🎉

  • @gebremedhintikue7426
    @gebremedhintikue7426 Місяць тому

    ዓቀቕሚ አሰለረቦ ሰብየ በሃላይ ካባዙይ እንታይ ተፅቢት ክግበር ደርሆ ምፅሕታር እበይ ታይ ትገልጥ እዙይ ንሳ እዩ

  • @kindman4130
    @kindman4130 Місяць тому

    መዓልቲካ ሓልው መከተ ብምባል ናይ ወፍሪ ኣሉላ ታሪክ ህዝቢ ትግራይ ዋጋ ዝከፈለሉ ሸይጥካ በሊዕካ እካ ብታሪክ ተጠያቂ ኢካ።

  • @atsedetessma7425
    @atsedetessma7425 Місяць тому +5

    እኑካእ ነበሪካ አታ ጂግና ተጋዳላይ❤❤❤❤❤❤

  • @zeegebru5059
    @zeegebru5059 Місяць тому +5

    It is amazing speech. Tigray people must be vigilant about everything!!! The genocider within us!! Getachew and his group must leave power now!!!

  • @Goitom-u1f
    @Goitom-u1f Місяць тому

    Wow the betrayal by the bandas led by tsadkan is unbelievable 💔

  • @WediShFta
    @WediShFta Місяць тому +1

    Merhab 💖 👈🏽

  • @tewoldetessema9317
    @tewoldetessema9317 Місяць тому

    እዚ ዓለታዊን ኣውራጃዊ ዝኾነ ብደብረፅንተ ት ዝምራሕ ጉጅለ ወንበር መቂርዎ ሕንከት ብዘይብሉ ብውድብን ስዉኣትን እናመሓለ እናጠሓለ ውዕሊ ሰላም ኣፍሪሱ ዝተረፈ ህዝቢ ከወድእ ደም መንእሰይ ክሰቲ ብካድረታቱ የጉርዕ ንወንበር ክብል ህዝብና ኣብ2 ክኸፍል ዓቊን ዘይብሉ ሓሰት እናደርደረ ትግራይ መንግስቲ ኣልባ ክገብር ይፅዕር:: ብዝሓለፈ ስለዘይተጠየቀ ሐዚውን ወንጀል ይፍፅምሎ:: ህዝቢ ትግራይ ከባርሮ ይግባእ:: ህውከትን ጦርነት ፅንተትን ካሊእ ቁምነገር የብሉን :: ብወንጀል ከይሕተትዩ ዘደናግር ዘሎ:: ብስርቅን ብዓለትን ዝዓወረ ጉጅለ ክጎሓፍ ይግባእ:: ጊዜያዊ መንግስ ናብ ሕጊ ቀቅርቦ ይግብ ::

    • @freweynigslassie2039
      @freweynigslassie2039 Місяць тому

      ኽላእ በስናዕ ጨናይ ርእሲ ደብሪፅ ነፃ ቅኑዕ ሙሁር ናስራሕ መራሒዩ

  • @zaebakulu8553
    @zaebakulu8553 Місяць тому +2

    ንዞም ባንዳታት ፃድቃንን ጌታቸውን -የሕሊፍኩም ከይትህቡና ጠንቂርኩም ተቓለስዎም 🎉ማርያም ትሓግዝኩም

  • @AbebaGuwalMekelle
    @AbebaGuwalMekelle Місяць тому

    እዋይ ሕዝይ ህንደይ ጊዜ ተኽሒዱ ወይ አነ! 😢

  • @solomonassefa3521
    @solomonassefa3521 Місяць тому

    ቆላሕ ኢልክምዎ ዘይትፈልጡ ሕዚ ህዝብና ህዝብና ንብል ክም ተቸርዎ ኣለኹም::

  • @mulugetasiyoum6671
    @mulugetasiyoum6671 Місяць тому

    ዋይ! ክልተ ዓሻሹ እንትበኣሱ ሚስጥሮም/ጉዶም ይዋፀኡ ዝብልዎስ ኣብዚ ተረኺቡ ህንደይ ክበሃል ዘይግበኦ ስኽኢልካዶ ይድሕዳሕዎ እዩ? ንስኻትኩምስ እቲ ክንገር ዘይግበኦ ቆሪፅኩም ዘይታውፅእዎ።

  • @Tigraynamedia
    @Tigraynamedia Місяць тому +6

    ኩሉኹም ተጋሩ DWን ትግራይ TV unsubscribe እናገበርኩም ንወይን ሰብስክራይብን ፎሎን ግበሩ
    ዲ ደብልዩን ትግራይ ቲቢን ሰሊመን እየን

  • @weledeteklemaheri1786
    @weledeteklemaheri1786 Місяць тому

    ሕዝ ውን ምሸጠሩኩም ምውጸኡ ንህዝብ ትግራይ ታይ ጥቅሙ

  • @ዓርሞሸሽ
    @ዓርሞሸሽ Місяць тому +2

    አንታ እዚ ጅግና ሓውና አበይ ደአ ተሓቢኡና ኔሩ እንኳእ ነሃትና ኮንኩም።❤

  • @GeryeTeklay
    @GeryeTeklay Місяць тому +3

    ፅቡቅ ኣገላልፃ እዩ ቀፅለሉ

  • @gaydigets7061
    @gaydigets7061 Місяць тому

    50 ዓመት ብካድሬ ፓሮቦጋንዳ ይአከለና ኢና ንብል ዘለና ምስ ኩሉ ህዝቢ አፀሊእኩምና ካብኡ ሐሊፈኩም እቲ ጦርነት ናብ ትግራይ ይእቲኩም ወጣትና አጥፌእኩም ሀገረና ይዕኒኩም እንታይ ከትድግሙ ድሊኩም።

  • @mulugebreslassie9357
    @mulugebreslassie9357 Місяць тому

    ቀልጢፍኩም እዙ ፅግዕተኛ ጉጅለ ካብ ስልጣኑ እለይዎ ሸይጡና እዩ ዝጨፍጨፉና ቀቲሎም ናብ ገደል ዝወርወሩ ጄኖሳይደራት ለቂቅዎም መረዳእታት እናጥፈአ ደሞ ይርከብ የሐዝን

  • @weledeteklemaheri1786
    @weledeteklemaheri1786 Місяць тому

    ንሰኩም ጸገም ህዝብ ትግራይ ኩሉም አማማራሓ

  • @dawitdawit7055
    @dawitdawit7055 Місяць тому

    50 ዓመት ሙሉእ ፕሮፖጋንዳ ጥራሕ፣ ሓሰውቲ!

  • @DagmawiBrhanu-ps8qs
    @DagmawiBrhanu-ps8qs Місяць тому

    ግብአየታቲ ድዩ ዝቅድሚ ምስሕዝብኹም ሚምይያጥ ትፈናቃልቲ ናብ መረበቶሚ ምሚላስእስኹም ግን ስስልጣኑኹ ትብሉ ናብጉባኤ ጉያ ዝሐዚኹሞ ንሕዝብ መቀለድኹሚ እዩ መፃወትኹም ክጅመርስ እድመልክዕ ሰልጣን እንታ ይገብረልኹም ንሕዝብ ዘይኾንኹም እድልክዕ ናይኹም ገፅኹም ሰልኽይና ዘሎ መራሕ ቀይሩ ኹሉግዜ ብምድያ ዕትረኤዩ ያፅልዕ ገፅኹም አርጉ ድልየትኹሚ ግን ናይወጣት አበይት ናይተኮል ሚኽር ገድፍኹሚ ናይአበይት ሐናፃይ ዶሒሠቡይ በቃኹም ያኽለኩም ሕውሐትጦርነት ሕውሐት ጦርነት እድመልክ ፍላጣ ዕኮ ናፈለጠ ዕውን ንሕዚቡ ኽብሊ ዘይትሳአረ ኸምትሳአረ ገይሩ ያሐልፍ እዩ ገጣጣ አድ ያጥፍ እበር አሽንፉ አይፈልጥን ታሸንፉ ዕውን በተሰቡ ወድኡ ዕዩ ልቀቁ ያዕኽለኩሚ

  • @teklitberhe8738
    @teklitberhe8738 Місяць тому

    ገዛኢ ደርቢ ታይ ማለት እዩ? ቲጉባኤ ዘካይየደ ታይ ትብሎ?

    • @BahreNeGash
      @BahreNeGash Місяць тому

      "Geza'ei derbi",,, means ruling class or governing institution.
      Those who refused to join & attend & TPLF'd conhressthe join the TPLF's

  • @SbagadisGuangul
    @SbagadisGuangul Місяць тому +1

    ኣብራያይ እንደርታይ ዓጋመይ ልኒኧኹም ጉጅለ ኣደመ ዓድና ለቂኩም ውፁልና

    • @ዓርሞሸሽ
      @ዓርሞሸሽ Місяць тому +1

      አዬ ወዲ ጓንጉል ቀደምካውን ጓንጉል ዝአጎለ እንቁላሊሕ ከመይ ኢሉ ጥዑይ ቃል ክወፀካ።

    • @MehariGebreigzabiher
      @MehariGebreigzabiher Місяць тому

      እንታዴኻ ዓዲ ኣለካ ደጋል

  • @kasahun78
    @kasahun78 Місяць тому +1

    Ambesa jigna Tegadalay Eyasu ❤

  • @tigray447
    @tigray447 Місяць тому +2

    👍👍

  • @weledeteklemaheri1786
    @weledeteklemaheri1786 Місяць тому

    ጉቤኤ ምኸያዲ ንዘቦ ዶብባ ዶቡብ ምብራቅ ገዲፈኹሙ ምኸዳኩሙ ትኸኸል ዲኩሙ ናይ ህዝብ ትግራይ ሓድነት የሚጸ ዶ ኮኑ

  • @digitalweyanne
    @digitalweyanne Місяць тому +2

    Long live TPLF

  • @atsedetessma7425
    @atsedetessma7425 Місяць тому +5

    እዋይ ብከመይ አይነት ምቢሪህራህ ጂግና እካ ከማካትኩም ናብ መሪሂነት ኪትመጹ እናተገበኤ እኒ ጌታቸው ረዳ ጎጀኛታት መሬት ትግራይ ዚሸጡ አገብ❤❤❤❤ ንበር ትግረወይ

  • @atakltikassa7296
    @atakltikassa7296 Місяць тому

    Seteyou deyou zelefle

  • @GhTy-u8g
    @GhTy-u8g Місяць тому

    ፅቡቅ ጅግና

  • @ninaabay2140
    @ninaabay2140 Місяць тому +2

    Thank you Woyene

    • @aronyonas7563
      @aronyonas7563 Місяць тому

      ትግርኛ ኢና ንስምእ ተኩላ😂

    • @aronyonas7563
      @aronyonas7563 Місяць тому

      ጥፋእ ቆራፂ ጡብ ፋራ ኮካኮላ አማራ ኤርትራ የሚባል በታሪክ የለም አማራ ማለት የዘር ሀረግ ብሄር ወይም ጎሳ እንደሌለ ታሪክ ይናገራል እና አማራ ማለት ማንነታቸው የጠፋባቸው ብሄርብሄረስቦች ለማጥፋት የአፄዎች የፈጠራቸው የፓለቲካ አስተሳሰብ ተጠያቂዎች ስብስብ ብቻ ናቸው ቻ በሎ we are ready to destroyed you for ever😂

  • @Kirosmesfin
    @Kirosmesfin Місяць тому +2

    ይህ ሁሉ ለህዝብ መጀመርያ መነገር ነበረበት አሁንም አልመሸም

  • @RasAlula-q3h
    @RasAlula-q3h Місяць тому

    ስማዕ TDF ጉድና እዩ ልንገር ሎ

  • @atsedetessma7425
    @atsedetessma7425 Місяць тому +2

    ከም ትግረወይቲ እዛ ኪልተ 2016ዚተገበረ ጎድማአት እዩ ወረዱዋ ነይሮ ትግራይ አምላክ ግን ትግራይ ካብዙጎደኛ ጊዚያዊ መንጊሰቲ የዲህና ፈጣረ❤❤

    • @aronyonas7563
      @aronyonas7563 Місяць тому

      እዚ ናይ ተጋሩ ሚድያ እዩ ጥፋእ ቆራፂ ጡብ ፋራ ኮካኮላ አይርድእአኩምን ድዩ eliminated for ever 😂

    • @atsedetessma7425
      @atsedetessma7425 Місяць тому

      @@aronyonas7563 መን አታ ጋሐፍ አፍ አንጩዋ ከማካ ዚበለ ንመን ኪዛረብ ጡሙይ ተከፋሊ አነ ትግረወይቲ እየ ከይነ ካአ አይኪፈለንን እከፊለካ እንበር እናተከፈልካ ብአና ጺኒሂካስ ንመን ናይ ተጋሩ እዩ ኪትብልዘወር በል ገንዘብ ጢራይ እኩም❓❓❓

  • @abrehetbeyenewoldu2869
    @abrehetbeyenewoldu2869 Місяць тому

    Hji Getacwe nimen eu kemerhe ? Mewety zetershenu bezye feteheye aterfwom ezye wejele eu kekeses alwo

  • @ShambelTekle-mp2gq
    @ShambelTekle-mp2gq Місяць тому

    ሳአን ከምዚአ ክሳብ ዝተበልዓ ህዝቢ ተጠየቅቲ ንስኩ ኢኩም ምክንያቱ ቀልጢፍኩም ሰለዘይወሰንኩም።

  • @Honest-d8u
    @Honest-d8u Місяць тому +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @welday232
    @welday232 Місяць тому +2

    ጉጅለ ኣደመ ዘረባን ጥይት ምትኳስን እምበር ፖለቲካ ካበይ ናበይ ይኸይድ ከምዘሎ ኣይትፈልጡን ኣብነት ምርጫ ገይርኩም ህዝቢ ኣወዲእኹም ሐዚውን ምርጫ ቦርድ ዘይፈቀዶ ጉባኤ ገይርኩም እምባሕ ኣይተበሉ

    • @kbromafe-ht4yv
      @kbromafe-ht4yv Місяць тому +1

      ምርጫ ምግባር እኮ መሰል ህዝቢ እዩ :: ህዝቢ ዝጨፍጨፍዎ ትግራይ ዓርሰ ውሳነ ከይህልዋ ስለዝደለዩ እዮም:: ስለዚ ነቶም ጸላእቲ ውቐስ ::

    • @AbayMichael-n8r
      @AbayMichael-n8r Місяць тому

      Ashiker out

    • @AbayMichael-n8r
      @AbayMichael-n8r Місяць тому

      @@kbromafe-ht4yv You are pp ashiker neh

  • @welduhialu
    @welduhialu Місяць тому +1

    የበል አገለሊጻ ኩሉ ትግራይ የፈለጦ ከወኡ ንደሓረ ፈሪዲ ንህዝብ

  • @getachewgirmay2878
    @getachewgirmay2878 Місяць тому

    ናይ ኣባላት ወይስ ህዝባዊ ስብሰባ

  • @1birryoutube
    @1birryoutube Місяць тому

    ንስኻ ዋጋ የብልካን አዘራርባኻ ተፃሒፋ ግዲ እዩ ተዋሂቡካ?

  • @atakltikassa7296
    @atakltikassa7296 Місяць тому

    Chedelyhu Dengie

  • @helenzewede3802
    @helenzewede3802 Місяць тому

    Generation???? Ana nihizbkum endo tezarebu

  • @Aman_Jo284
    @Aman_Jo284 Місяць тому

    ጀግኖች ትክክለኛ ትግሬ

  • @LetayKmariyam
    @LetayKmariyam Місяць тому

    Thank you very much Eyasu

  • @Gebremedhin-n7l
    @Gebremedhin-n7l Місяць тому

    ይበል ኢያሱ ግርም ኣገላልፃ:: ከምዚ እናበልኩም ግለፁ ንህዝቢ ግልፂ ግበረሉ::

  • @LetayKmariyam
    @LetayKmariyam Місяць тому

    Thank you very much Eyasu Tdf

  • @gamy-y3q123
    @gamy-y3q123 Місяць тому

    Come dawn

  • @genetkebede3379
    @genetkebede3379 Місяць тому +1

    👍👍👍❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
    ጀግና ሀዝብ

  • @aronyonas7563
    @aronyonas7563 Місяць тому +1

    King of Tigger Tigriyans TPLF❤ King of Tigger Tigriyans TDF❤ TPLF born for peoples revolution front and Powerful to the Tigger Tigriyans Tigray period❤ TPLF men's Tigger Tigriyans Tigray period❤ TPLF + TDF + State Tigger Tigriyans Tigray❤ Long live state Tigray❤

  • @mearegukalay7106
    @mearegukalay7106 Місяць тому

    ቀጣፊ

  • @muniraOmar-qb5vm
    @muniraOmar-qb5vm Місяць тому +2

    በይኑ ድዩ ዝዛረብ ዘሎ

  • @DanielFekdu
    @DanielFekdu Місяць тому

    Good man

  • @girmaygtsadik7176
    @girmaygtsadik7176 Місяць тому +2

    ኣየ ህወሓት ጉዳ ዘይውዳእ
    ናይ ዕላማ ኣፈላላይ
    ናይ አሰላልፋ ኣፈላላይ
    ገዛኢ ደርቢ
    መድሓሓሪ
    ውልቀ መላኺ
    ፅግዕተኛ
    ናይ ስልጣት ህርፈት
    ምብስባስ
    ሙስና
    ከዳዕ
    ባንዳ
    ፀረ ህዝቢ
    ቂም
    ከባብያውነት
    ድሕረት
    ህዝበኝነት
    ጉጅለ
    ስትራቴጂካዊ ውድቀት መሪሕነት
    እዞም ኩሎም ድርዕቶታት ባዕላ ተሸኪማ ንመን ክተምህሮ እያ እዚ ኹሉ ሓፍ በጠቅ ትብል ዘላ ዓይነ ደረቅ

  • @shewarega9289
    @shewarega9289 Місяць тому

    PTSD

  • @adonay7097
    @adonay7097 Місяць тому

    እወ ሓቀኛ ወዲ

  • @elenikidane9918
    @elenikidane9918 Місяць тому

    ❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏🙏💊

  • @ermiasabraham864
    @ermiasabraham864 Місяць тому

    Typical TPLF cadre, twisting facts to support own narrative, appealing to petty emotional encounters. The way forward is for TPLF to accept the time has come to be an independent party, but support the collective wisdoms of the other parties, intellect, & independent Tagaru. You (TPLF) are blurring parties and Tigray people. Stop, stop, stop calling the Tigray people as WE.

  • @degleltesfamicael975
    @degleltesfamicael975 Місяць тому

    👌👌👌👌👌👌

  • @SolomonMehari-f3y
    @SolomonMehari-f3y Місяць тому

    መኣዝ ኢኹም ናብ ፍርዲ ትቀርቡ ህዝቢ ትግራይ ኣዋሪድኩምዎ ሞትን ጥሜትን ስደትን ሕማምን ኣርማ ትግራዋይ ኮፍኑ ተሪፉ 😢😢😢😢

  • @freybare5825
    @freybare5825 Місяць тому

    I will stand with TPLF. ❤

  • @jackberhane
    @jackberhane Місяць тому

    You are very clever

  • @letchalemu6831
    @letchalemu6831 Місяць тому

    ❤❤❤❤❤🎉🎉❤❤❤

  • @hageremiru2888
    @hageremiru2888 Місяць тому +1

    Jegena

  • @AbrhamGhirmay
    @AbrhamGhirmay Місяць тому

    አነ ደጋፊ ወያነ አይነበርኩን ብኹሉ ሸነኽ ምስተኸበበ ግን አብ ወያነ ክድግፍ ተገዲደ ይሕመቅ ይፀብቅ አብ ወያነ ምዕሳል ጥራሕ እያ መፍትሒ ህዝቢ