Something is fishing . There is no free lunch from western countries. After Marco kicked out from its colony he is looking African countries like Ethiopia to indirect colonize Abiy is good fit to host colonizers. Ethiopians have no a place to live but Abiy is. building his own Betemengist for life Macro has no right to give or take any African sea or land but this is good for Abiy to mislead Ethiopian. people
What do you expect from artificial PM. wasn't it easy to respect and talk to your neighbors instead of someone irrelevant?.Macron controls Djibouti and who knows if he can convince or pressuring this small nation, remained to be seen France has been playing a big role in the creation of Ethiopian Navy from the start.
ማክሮ ይዝረብ ሊዊስ ይዛረብ ኣፍ ደገ ባህሪ ምውናን ዝባሃል ነገር የለን።ንማክሮ ንጅቡቲ ሃበኒ በሎ።
እቲ ቀዳማይ ሚኒ/ ኣቢይ ኣሕመድ, መደናገሪ ምዃኑ ነሱ ዝበሎ "ኢትዮጵያ ቀይሕ ባሕሪ ኣፍደገ ክህልዋ ኢሉ ንዝበሎ ሓሶት ምዃኑ" ፕ/ማክሮን ዝበሎ ከኣ ኣፍደገ ባሕሪ ብስምምዕ ንልዑላውነት ሃገራት ብምኽባር ንዝበሎ, ኣቢይ ኣሕመድ ዝበሎን ዘይራኸበረ ምዃኑን, ብውልቀይ ፈታውየይን ዓርከይን ዝበሎ ናይ ቆልዑ ዘረባን ሃገራዊ ክብሪ ዘይብሉ ናይ ውልቁ ልዕልናን ምስጋናን ምርካቡ ንህዝቢ ኢትዮጵያ ከደናግር ዝበሎን ኣዝዩ ይገርመካ።
እዛ ናይ ባሕሪ ጽንጽዋይ መዓስ እያ ትውድእ ግን 😅 ንባጽዕ ወይ ዓሰብ ወሲድና ዶ ክልተ 30 ክነሕጽቦ 😂
Girdy dog yibahalu amharu
ክክክክክክክ ክልተ ሸዉዓተ ታኣኽሎ ኢያ ወዲ ኤረ ናይምንታይ ክልተ 30 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪👈
ንግሆ ከም ቁርሲ ክሰምዖ ኢና ዛዓርከይ!
ፈረንሳስ ነዘን ማእከላይ ኣፍሪቓ ዘለዋ ኣይጠቐመትን መዳነገሪ ተጠቀመሉ መቃነዪ ይከንካ ኢዩ መሽረፈት
ድሕሪ ቁሩብ አዋርሕ እዚ ቦታ ብ ፋኖ ተታሒዙ ክንሪኦ ኢና።
ሞልማንን ኢትዮጵያን ብሓደ እዮም ተወሊዶም መስለኒ
ወላ ባሕሪ ረኪቦም ዝምጽእዎ ለውጢ የለን ባጽዕ ወይ ዓሰብ ሂብካዮም ንኢቶፕያ ኣካርዮም መዓስከራት ናይ ወጻኢ ክገብርዎ ሞ ናይ ክራይ ዶሞዝ ክቅበሉ ስለ ዝደልዩ እዮም ብምጽወታ ስለ ዝነብሩ
ፈረንሳ ዝበለቶ ንባሕሪ ዝምልከት አይትጠዋዉዮ
ድጋፍ
ድጋፍ
ድጋፍ
ካብ ምባል ብሽርክነት ምስራሕ ተትምሃሩ ጽቡቅ ኔሩ
ካብ ኤርትራ ተመሃሩ
ሚዒድካ ኣይልቢ መዊጽካ ኣይስኒ እንዶ ሞ ኾይኑ 🙏🙏
😂😂😂እሞ እንታይ እዩ ክሕግዞም ሞንዚዑ ድዩ ክህቦ😂
Axwar yhigzom kelil ymesleka alo mush libya bikemzia eya aniya
@Halamadr146
ኣፅዋር ዶ በልካ ሞራል ዘለዎም ወታደራት ነቲ ኣፅዋር ዝትኩሱኸ? ክክክክክ
ምዕራብ ኣፍሪቃ ሐርነቶም ይእውጁ ኣብይ ከኣ ዝተጋሕፈ ክልምን ይመፃደቅ
No b edu kxihrolom u kkkkkk aye Ethiopia😂😂😂😂😂
@Ebenkostantinos lomi biserawut aykonen bi Eritrea aytsedo dronat alewa
ባሕሪ ባሕሪ keep dreaming
Kkkkkk
😂🤣😂 ስእሊ ባሕሪ ወፊይሎም ድዩ ክከይድ እዚ ኣብ ሃገሩ ዝዋረድ ዘሎ ማክሮን😂🤣😂
ወይ ባሕሪ😂😂😂....ኣንታ ባሕሪ ክብል እኮ ሓሚሙ። መን ስምካ ተይሎሞ፡ ባሕሪ ክብልዩ ድሕሪ ሕጂ።😅😂😂
😂😂😂😂
ሓተፍተፍ ሕማም ኢዩ ዶክተር ማይ ክክክክክክክ
አይትሐሱ ናይ ማክሮን ዘረባ አፍ ደገ አብሕሪ ክትውንን ተሰማሚዕና አይበለን ።ክትውንን ክትጥቀምን ፈላሊ ትግራዋይ ምዃንካ ከይተርፈካ ዲዩ።
ዝዐንጀለ መራሒ አብ ዓለም
ኢትዮጵያ መዋእላ ለማኒት ሃገር ኮይና ክትነብር ምርኣይ የሐፍር
ኣብ ግዜ መለስ ለማኒት
ኣብ ግዜ እቢ ለማኒት
Ethiopia zebhalu hager gorobetena zekonluna mealtes entay mealeti eya nera
እንታይ ፈሊጥና ኢልክና ኢኪ ብርክቲ
Ethiopia zeykoneten akedima nera mesleni
@@Semay7828axene elmo elka aytbel
ማክሮን ኣብቲ ትሓስብዎ ዘለኹም ባሕሪ እሞ ምጻእ እናይ ከምዘጋንፈካ ትሪኦ ወዲዛ ማኩረኒ
ባሕሪ ባሕሪ ብሓሪ
ዝብል ዘይናቱ ባሕሪ ክወስድ ደልዩ
ብክራይ ክጥቀም ምባል ምሓሸ
ኣፍደገ ባሕሪ ምርካብን ምውናንን ክልተ ኣርእስቲ እዩ እሞ ዘናኹም ኣማሐይሹ ትግርኛ ዝሽግረኩም እንተ ኮይኑ ብኣምሐርኛ ተዛረቡ
ኢኮናሚዋን በፍጥነት እይደገች ናት ማናት ግን ሌላ ኣገር ኣለችው መስለኝ ስውየው
Ethiopia mehfer gohaf hager
ፍራንሳ
ኣብ ኣልጀርያ፥ ቱኑስያ፥ ማሊ ወዘተ ቦታኣ ከሲራ
ተሰጒጋ
ሕጂ ናብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ገለ ተረከበት መጽይ
ናብ ምልማን ትፈቱ ሃገር መጽያ
ኣንታ ነዚ ሰብ ኣብ ባሕሪ የእቶም ዘይከትልዎ ኢዮም😂
Welcome KB
2 ስልጣኖም ሰንከልከል ዝበለ
Aye Ferensa metaqosit. Nay men bahri
Red sea seasoning of the week
ክክክክክ ብህዝቡ ዝተዋረደ፡ ብምዕራብ ኣፍሪቃ ብሕስረት ዝወጸ ማክሮን ኣብዛ ዘይሓልፈላ ኢትዮጵያ ያኢ ብጥልዕ ጉንብስ ቤቢ በሻሻ ይቕበሎ 😂😂😂😂
ባሕሪ ብሰለማዊ ዋላ ምስ ማክሮን መጺኻ ኣይሰልጠካን ዩ። ምናልባ ጁቡቲ ውረራ ክብለካ ድዩ ?
ወልፊ ጫትን ባሕርን ንኢትዮጵያ መበራበሪ ሂወቶም እዩ :
France nbala kab hagerat Africa km zsegogae yfelt do ykewun
Xemam hade derfu
Ababy abiy tegobahi ney france 🇫🇷 koynu ferenca teseguga ya kab africa
ከመይ ዓይነት ሰብ እዩ ጸማም ሓደ ደርፉ ዝብልዎ ከምዚ ናይ ኣብይ እዩ
ሓደ ሰብ ከምልምዲ ኣብ ድቃሱ እዩ ዘሓልም ኣብይ ግን ከይደቀሰ እዩ ዘሓልም
ካብ ፓሪስ ዲዩ ክህቦ ባሕሪ ታሳማሚዑም ዋላስ ?
እዛ ፍልም ባሕሪ ክንደይ ክፋል ዳ ኣይትውድእን ዳ እዋይ ጉዳም ።ከመይ ኣብ ባሕሪ ጥለቕ ኣንታ ለኽባጥ
Kkkkk
Bla Bla
ካብ ምዕራብ ኣፍሪቃ ሃድማ ናብ ethio ተጋብሮ yelbon
KB ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷❤️
ማክሮን ዝበሎ ብ ቱርኪ መንጎኝነት ዝትገተገበረ ናይ ኢትዮጵያን ናይ ሶማልን ዝርርብ ንሰላም ዝድገፍ እዩ ምስኡ ከኣ ናይ ኩሉ ሉኡላውነት ምክባር እዩ። እንተ ኢትዮጵያ ናይ ባሕሪ ኣፍደገ ክህልዋ ኣድላይ ተኮይኑ ብዝተካኣለና ዓቅምና ብዝፈቀዶ ክንሕግዘኩም ክንፍትን ኢና እዩ ኢልዎ። ኣፍደገ ባሕሪ ከትረክብ እያ ኣይበለን።።።።
አንቱም ሰባት እቲ ምሕሳው ገደብ የብሉን ድዩ በበይኖም መግለጺ አይገርመኩምን
ፋኖ ናብ ኣዲስ ኣበባ ይመጹ ኣለው
ፍራንሳ ኣይተድሕነካን እያ
ምጭብርባርን ምድንጋርን ፍሉይ ክእለቱ ዝኾነ መራሕ ኢትዮጵያ አብዛ መድረኽ አብ ቅድሚ ዐለም ክሕስው ፈቲኑ ከም ወትሮ ዝተዋረደላ መድረኽ ኮይና ተመዝጊባ, መራሒ ፈረንሳ ጥቕልል አቢሉ ድልየት አፍደገ ባሕሪ ናይ ዐለም ለኸ ሕጊ ብዘኽበረን አብ ከባቢ ንዘለዋ ሀገራት ብዘሰማምዕ ዘተን ብሰላማዊ መንገድን ክኸውን ንድግፍ ብዝብል አሕፊርዎም!
ዋላ ሓደ እኮ ለውጢ ኣየምጼን ብሕሪ ብሕጋዊ መገዲ ጥራይ ከምትጥቀሙ እኮ ማንም ኣፍልጦ ዘይብሉ ሰብውን ኢልኩም ኢዩ ኣብ ባሕሪ ብሰለማዊ መገድን ስምምዕን ጥራይ ኢኩም ትጥቀሙ ወነንቲ ባሕሪ ኣብይ ግን ሕልሚ ደርሆ ኮይኑ ተሪፉ
Koynuwo dyu bifeqadu kedami nay ferensa koynu
Landlocked country never owns sea ኣቢ ኣርፈህ ተቀመጥ
eway nqixka hder halay
Sur eyu nbaelu Makron entay Tarik alewo
ኣታ እዚ ኣቢ ካብ ኢንግልሽ ናጻ ድያ 😂😂😂
😂😂😂😂
ምስ ፈረንሳ ምትዕርራኽ መቅላጠፊኣ ነዛ ካካይ እስጦጵያ ማክሮን ሽቐቅኸብለካ እዩ ተካላት ጠንቆልቲ ሃገር ዘርኢ መርገም
Qola koynu yesman nay tray dyu
ናይ ባሕሪ ሓለምቲ ኢትዮፕያውያን
መቃነይ መቅነይ ትኸውን መግለጺ ኢያ ። ነዚ መግለጺ ዝእምኑ ኣይሳኑን ኢዮም።ኣብ ኢትዮፕያ ንፉዕ ሓላሚ እንተኾንካ ብዙሕ ሳዓቢ ኢኻ ትረክብ።
What does it peace full Wedeb ?
ዓዋን ብሰለማዊ መንገዲ ደኣ መን ኣቢዎ
ሕልሚ ኣህባይ፡ ድሕሪ ምግምጣል መሬት ኪርከብ ንዚኽእል ኩዕንቲ፡ ምግማቱ ኣጸጋሚ ምዃኑ ዩ!
ሕጂ ግረም ናይቀደም ባሕሪና ተመልሱ ባሕር ኢትዮጵያ 😂😂😂😂😂😂😂
እዛ.... ገምጃዕ... ሃገር.... ሕልሚ... ምውናን... ባሕሪ.... ኣብ ደማ.... እዩ... ሰሪጹ. ምስ ማክሮን... ብዛዕባ ምውናን.... ባሕሪ..... በየናይ... ኣገባብ... እዩ, ንኢትዮጵያ... ክሕግዛ? መሬት.... ጨዲዱ... ድዩ.... ባሕሪ.... ክሰርሓላ? ወይሲ..... ካብ ፈረንሳ... እዩ ባሕሪ... ክሰደላ??? ሓሸውየ... ዝኾነ... መብጽዓታት 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
የኢትዮፕያ ህዝብ ብዛት በየ6 ወሩ ነው እንዴ በሚልዮን የሚባዛው፣ ከ100 ሚልዮን ወደ 110 ከዛ ወደ 120 ዛሬ ደግሞ 130 ኣይገርምም?
Welcome kb
keeo your hands off Macron from the red sea sort out your own messed up country.
ጀጋኑ ናይ ኣፍሪቃ መራሕቲ፡ንዓመታት ሃፍቲ ሃገሮም ንዝጓሕጐሐት ፈረንሳ ካብ ሃገሮም ጠቕሊሎም የውጹኡ..እዚኦም ድማ ፈረንሳ ባሕሪ ክተምጽኣሎም ይልምኑ kkkkkkk ኣየ ኢትዮጵያ፦ለማኒት ሓላሚት ባሕሪ-ዲኺ???? ወናኒት ባሕሪkkkkkk⁉
ለማንን ተኳብን ማኣስ ኢዮም መስሃርክቲ ዝኮኑ ካብ ካልእ ክፋላት ኣፍሪቃ ብውርደት ስለዝተሰጎገት ካልእ ኡሱብ ንምርካብ ናብ ምብራቅ ኣፍሪቃ መጺኣ ኢንዳ ልመና ቀንዲ ሞየኦም ዲማ ናብ ኣፎም ዝኣቱ መግቢ እምበር ኣብ ዝባኖም ዝዓልብ በትሪ ኣይርድኦምን ኢዩ ዘሎ
ናይ መን ባሕሪ ክህበኩም ቀይሕ ባሕሪ ናይ ፈረንሳይ ኣይኮነን
Frans kab maikelay afriqa bwrdet tbarer iza mekeb guhaf shermuta zkonet hager dima kali dege tkeftela lementi serhikum do keytliwetu
Express gieru kab France keyih bahri ksedelu eu😂
ኢትዮጵያ ኣብ ኢሮፓ ድያ ዘላ ። ወይ እታ ግዝኣት ፈረንሳ ጁቡቲ ክርከብ ኢዩ ደልዩ እዚ ዓቢ ቆልዓ ። ንቀርኒ ኣፍሪቃ ዝሕምስ ዘሎ ሰብ ክንድዚ ምሕብሓቡ እቲ ዞባ ሰላሙ ንምዝራግ ምኳኑ ከይደቀስካ ዝሕለም ኢዩ ።
ክክክክ ደንቆሮ አፍደገ ባሕሪ ክትውንን ! ካብቲ ናቱ ፖርት ዘየካፍልሎም !!! 🤣🤣🤣🤣
ሚዛናዊ ቆልአ ኢካ ቀጽሎ
ሀቂ ኢካ እታቅርብ::
Kkkkkkkkkk
ANTA HAWNANEJEMERIYA MACRON SI MEN WEHABI KELAE GERUWO EYU ,KALAY KEA KAB AFRICA TESEGIGA TWEXE ZELA HAGER EYA ,MELISKA NEAFRICA MEMXA LIKE DEYU,NZKONE ABKEXALI KENRIO ENA,
ማክሮን ዓርኩ ስለ ዝኾነ ባሕሪ ክህልዎ ክሕግዞ 😂😂😂😂 ወይ ጉድ ዘይ ፍወስ ሕማም መጥፍኢኻ ይብርሃካ ይብሉ ኣቦታት 😂😂😂😂
Kkkk
ኣቢ ህዝብካ ጥራሕ የዕሹ በጥ በል ባሕሪ እንዳ በልካ ፈረንሳ ኣይኮነትን ኣመሪካ ሒዝካ ከማን ኣይረከብካዬን ።
Anta ezom Ethiopian mn eyu khafrelom
😂😂😂😂 aya 🇪🇹 lemanit
😂😂😂😂😂😂😂😂😂 emo jubuti yhabo enber
Ezi wetrasssss maykron dea nayzi Foshekal. Merahi kurkur 🐈⬛🐈⬛🐈⬛🐈⬛endyuuuu
Red sea, red sea, red sea...Good dream. 😂
ደሮርሆ ማይ ኣይፍልሆም ምስ ኣርኣይዋ ተሓጉሳ ካብ ቁሪ ዝደሓነት መሲሉዋ ግን ወዮ ማይ ቆርበታ ክመልጣ ሙኳኑ ኣይፈለጠትን ምስኪን ኣቢ ደርሆ። ክክክክክ
ወይ ማክሮን ፡ካብ ብዓል ኒጀር ስዓብታን ምስ ተባረርካስ፡ጉያ ናብ ኢትዮጽያ።
ኣብ ገምገም ጁቡቲ ድዩ ከውህበኩም፡ዋላስ ኣብ ሶማሌላንድ?
ቤተመንግት ብልመና ምስራሕ ንአብይ አየሕፍሮን እዩ ....ናይ በሐቂ መዋረዲ ሀገሩ.
,ሀገራት ቤተመንግስተን ክብረተን ስለዝኾነ ብልመና አይኮነን ዝሀንፃ.
😂😂😂😂 kola bashashi eshal merhi nay metrshta emru enda kala eu be amhara kehnak eu kem mamor alkadfi
Ezi wedi beshasha zmerho mengsti kifers tray eiu zelewo wela eta Ethiopian Tibetan gudayna ay konen ezi kea kikewun eiu ngze tray ngdefo
Ethiopian fah kemzi belet ayfeleten
😂😂😂 entay eiu kihigizo Edom tewyu kihibo 😂😂😂 ewa entay aynet donkoro eiu ata ezi mushmush Abi zibehal mamush
😂😂😂😂😂😂😂😂😂 😂😂😂😂😂😂
አየ ወዲ በሻሻ ናይ ጅብቲ ዲዮ ክህበካ ባሕሪ ናይ ቀይሕ ባህሪ እሞ ሕልሚ ጥራይ እዮ እሞ የለን ክክክክክ
Red red sea its dream 😂
አቢይ አሕመድ ካብ ብዘጋታቱ ዝተፈንፈነ አማኑወል ማክሮን ባሕሪ ክትረኽቡ ክሕግዝ ኢየ ኢሉኒ ይብል አሎ ናይ አየነይቲ ሃገር ጋዕጺጹ አፍደገ ዋንነት ክህቦ ይኸውን ሕልሚ ሕልሚ
ማክሮን ለቅላቒ ሰብኣይ ኣረጊት 😂😂🤣እታ ጁቡቲ ዝገዝእዋ እትዮጵያ ስከዝገደፌታ ናብ ሶማል ስለ ዝቀተየረት ጥቕሚ ጎዲልዎ ካልእ ኣይኮነን ጁቡቲ ስጋብ ሎሚ ጁቡቲ ኣብ ትሕቲ መግዛእቲ france ኡያ ዘላ እንተ እቲ ብዝሒ ህዝቢ እንዳለመንካ ከም ኣክልባት ዝዉለዱ ደው ኣብሎ ቼው ባሕሪ ጌርካ ድኻ ክትብዮም ደሊኻ ህዝቪጠምዩ ይልምን ዓቢ ቤተ መንግስቲ ለምኑ ይሰርሕ 🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔
ንኢትዮጵያ ምጥቃም ባሕሪ መን ከልኪልዋ።ወታሃደራዊ ግን ስዳን ከንያ ሱማልያ ኤርትራ ግን ማንም ሃገራት አይፈቅዳሉን እየን።ንመለስ ንኤርትራ አፍቂዱሉ ነይሩ ምስ መስረጁ ንኤርትራ አግማልኩም አስቲሉ ኢሉ ናብ ጁቡቲ ከይዱ እዚ ናቱ ድሌት እዩ።ምክንያቱ ብኤርትራ እንተ ተጠቂምና ኤርትራ እያ ትጥቀም ኢሉ እዩ አብ youTube መስረጃ አሎ መስለኒ።ናይ ኢትዮጵያ ሃለውለው ነገር ስለ ዝደለዩ እዮም።
Abta bahri kenetlekeka ina dictator Aby Ahmed ertrawyan ayfeletkanan aleka entay aynet hzbi mkuanna
ደቂ 3000 ዓመት ሲ በይኹም ኢኹም😂 3000 ዓመት ዶ ወደይ ሰብ ይልምን እዩ😂 መሕፈሪ ዘይብልኩም ገጽኩም ትከወል
😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
🇪🇹😂dedeb hager😂
Haley koynu ember Makron hizwo ktefie eyu 2025 Abi mis Ethiopia tferselu Amet eyu 😂
Something is fishing . There is no free lunch from western countries. After Marco kicked out from its colony he is looking African countries like Ethiopia to indirect colonize
Abiy is good fit to host colonizers.
Ethiopians have no a place to live but Abiy is. building his own Betemengist for life
Macro has no right to give or take any African sea or land but this is good for Abiy to mislead Ethiopian. people
😢😢😢😢😢😂😂😂😂 yegela gdena 😂😂😂😂😂
ኤርትራውያን፡ ምሳኹም የለናን ጥራይ በልዎም ኣብናቶም፡ዛዕባ ኣይንእቶ እዚ ናይ ስነ ኣእምራዊ ኩናት ከንደይ ዘይሓለፍና፡ ናይ ዝተዛርበካ ኣይክክነን፡ እንተ ቀኒኽን ጥዕና ኣለክን በልዎም ጥራይ፡ ማኮሮና ኮነ ዶ/ር ማይ 2025 እንተ ሓሊፎማ ድሕሪኡ ንዛረብ።
ፈረንሳ ድኣ ንባዕላ ኣብ ዓዳ መንግስቲ ፈርሹ ካብ ኣፍሪቃ ኻኣ ታሃድም ኣላ ክሳብ ካብ ጫድ ከይተረፈ ። ድሓር ድማ ማክሮ ዝብሎ ዘሎ ዘረባን ወዲ በሻሻ ዝብሎ ዘሎን ብጉዳይ ባሕሪ ዘይራኸብ ።
What do you expect from artificial PM. wasn't it easy to respect and talk to your neighbors instead of someone irrelevant?.Macron controls Djibouti and who knows if he can convince or pressuring this small nation, remained to be seen France has been playing a big role in the creation of Ethiopian Navy from the start.
Poor Abiy 😂 he has no idea Macron himself is strangling, I wonder if he can finish his term, after trump take office 😂
Does Abi know how to speak English????
ፈረንሳ ሰረቅቲ መማህራን ዝሙት ኢሰያስ እዚ ኣረጊት ካብ ሩስያ ዋግነር ዘየምጽእ ንፈረንሳ ክጎይዎም፡ ዝሓርቦቶሰ ጥንስቲ የእቱ ድዩ ዝብሃል፡ ማክሮን ደኣ ካብ ስልጣን ክሱጎግ ሎሚ ጽባሕ እንዳበለ