"ንሓፍትና ማይ ጸሎት ክነሕፅብ ከይድና ብእምኒ ተቐጥቂጥና" ቀሺ ኪዳኑ ዘብፅሕዎ ዘለው ግፍዒ ሕዚ 'ውን ይቕፅል ኣሎ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 23 гру 2024

КОМЕНТАРІ • 65

  • @TewldebrhanTafese
    @TewldebrhanTafese 5 днів тому +2

    ብጣዕሚ ዝገርም እዩ አፍቲ ዓዲቲ ዘሎ ። አነውን ዝገጠመኒ ክነግረኩም ጎል ሓወይ ሓሚማ ፅሙር ዝባሀል ናብ ፅበል ከይዳ ተብ ሂለ ናፍቱ ቦታ ከይደ እና ጎል ሐወይ ከፍቱ ቤተ ከርስትያን ንውሽጢ አተ ረኸበያ ብዙሕ ዝግረፍን ዝምልከት ከማይ አሎ ብኻሊእ ወገን ድማ ናቱ ዓጀብቲ አለዉ ብዝኾነ ብዕውይ በትሪ ይቅጥቅጥዎ አና ታጎል ሐወይ ተራ በፂ ሕዋ ክት ግረፍ ከፍቱ ዝበዐሰ ድማ ተስሚዓኒ ተናዲደ ዋዕ ዝብል ቃል ብ ምንጋረይ ነኸዎቅዐኒ ሞኪሮም ናባይ አይት ፀጉዑኒ ድሕር በሉ ዕረፉ አለየም ብፉጥነት እቶም ናቶም ሐሻኽር ከቢቦም ንኽሕዙኒ ንኸወቅዓኒ ምሰከቡቢኒ አብ ሞንጎ ህዝቢ ብምእታው ካብ ሓደጋ ተረፈ ።

  • @AsCv-t5p
    @AsCv-t5p 5 днів тому +4

    እዚቃሺ ኪዳኑ ዝባሃል ሰብ እዚ ቃሺ ኣይኮነን ብሱሩውን ሕማቅ ስራሕ ስለ ዝሰርሕ እዩ ኣነውን ሕጣል እየ ዓደይ ብጣዕሚ ቃሺ ኪዳኑ ዝባሃል ሰብ ቡሱሩውን ቃሺ ኣኮነን ኪደኑ እዩ ስሙ ዝባሃል/ ቃሺ ኣይኮነን ኣነውን ብወገነይ ቃሺ ኣይውለን ንቃሺ ኪዳኑ ኪዳኑ እየ ዝውሎ ቃሺ ማለት ኹውር እዩ

  • @mulualemkidanu7376
    @mulualemkidanu7376 5 днів тому +4

    ሀደ ኸይዱ ድዩ ሀኒቑ ላቭ እስርቤት ለእትዮም ተሳኢኑ ዝህዝቢ ታይ ኣዚምዎ እሞ ኣቡነሰላማ ኦርቶዶክስ ህገ ቤተክርስትያን የኽብር ✝️🙏

  • @maron278
    @maron278 4 дні тому

    ብጣዕሚ እዩ ዝገርም አነ አብኡ ከባቢ እየ ተወሊደ ዓብየ አብ ዱር አንበሳ ዝበሃል ቃሺ ኪዳኑ ሓንቲ ማዓልቲ ብቻ እየ ሪአዮም አይፈልጦምን ብዙሕ ነይረ ሓደ ግዜ ምስ ዓባይ ሓፍተይ ፀበል ክንሕፀብ ከይድና ቤተ ገብሪኤል ዝበሃል ቦታ ድሕሪኡ ድሕሪ ፀበል ምሕፃብና ብሓደ ኮይኖም የዕልሉ ሓደ ሰብአይ ነይሮም ናብ ቃሺ ኪዳኑ ከይደሲ ጎለይ ሓሚመ ተመሊሰ ብመስቀሎም ዘቢጦም ዘቢጦም ከምዚ ትሪኡኒ ዘለኹም ኮይነ እናበሉ የዕልሉ በኡነት ካብኡ ንደሓር አይብርሁኑን ሕጂ ተግባራተም ምስ ረአኹስ ደንጊፀ ፈጣሪ ልቦና ይሃቦም

  • @TesfahalemWoldegabriel
    @TesfahalemWoldegabriel 5 днів тому +2

    ክንደይ እባ ተበዲሉን ይብደል ኣሎን ብሕጊ ዘይትሕዝወም ካራቴስታ ድዮም እዚኦም ዋላስ ካህን 💔💔💔💔💔💔💔

  • @ementseyon652
    @ementseyon652 5 днів тому +3

    ብዝሓለፈ ጊዜ ብሰፊሑ ቀሪቡ ነይሩ ንምንታተይ ክሳብ ሐዚ መፍትሒ ዘይተገበረሉ
    መንበረ ሰላማ ኣውጊዙ ብሕጊ ክሕትት ዘይግበር

  • @ሻሎምተዋህዶ
    @ሻሎምተዋህዶ 5 днів тому +1

    Uyyyyyy hizbey san feltet yetefe alo 😢 ezo sebay haymanotna yebalashewu alewu nab higi yekrebu💔😭😭😭

  • @ahmadk4740
    @ahmadk4740 5 днів тому +2

    ኣየ ትግራይ ንቅኑዓት ትብድሊ ንርጉማን ተገብሊ ነዚ ሰብኣይ ዝከዉን ሓደ ተሳኢኑዋ እቶም መራሕቲ ሕጊ እዉን ዉሩሳት ብኣጋንንቲ

  • @DegiYouTube
    @DegiYouTube 5 днів тому +3

    ኣነ ግን ዝገርመኒ ክሳብ ሎሚ ዝኾነ መፍትሒ ዘይተገበረሉ እዚ ሰብ,ዚ ንምንታይ ናብ ሕጊ ዘይተቕርብዎ መንበረ ሰላማ እንታይ ይገብረሎ🤔ህዝብና መፃወቲ በዓልዚኦም ጠንቋሎ ክኽውን ብጣዕሚ እዩ ልቢ ይሰብር💔💔😢

    • @netsanettdf9263
      @netsanettdf9263 5 днів тому

      ምስቶም ናይ ሕጊ ሰባት ርክብ ስለ ዘለዎ እዩ ዋላ ተኸሰሱ ውን ፍታሕ ዘይረኽቡ 😢

  • @bmtbmt9103
    @bmtbmt9103 5 днів тому +3

    ኣነ ዝገርመኒ ኣብዚ ሕዚ ግዘ ዝሰልጠነ ዘበን ንህዝቢ ከምዚ ገይሮም ክጻወትሉ መንግስቲ ዘምህላው እዩ ዎ መንግስቲ ውን እንትኾነ ሰራቂ ፖሊስ ሰራቂ ኩሉ ሰራቂ ኮይኑ እዩ እምበር ከምዚ ዓይነት ግፍዒ ዝፍፅመሉ ገዳማት ማጨለታት ሕብረተሰብና ተጎዲኡ ብመሰረቱ ሕብረተሰብ ኣፍልጦ ሃይማኖት ስለዘይብሉ መጻወቲ ተበለፅቲ ካሓድቲ ሃማኖተኛታት ባሃልቲ ህዝቢ ተጎዲኡ ተበዲሉ
    መውቃዕቲ ጥራሕ ኣይኮነን ሕማማት ኮሌራ ሕማም ውን ኣብ ከምዚ ቦታታት እዩ ዝብገስ
    ንሕሰብ መንግስቲ ይእተዎ

  • @TesfahalemWoldegabriel
    @TesfahalemWoldegabriel 5 днів тому +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤❤❤❤❤❤❤

  • @ahmadk4740
    @ahmadk4740 5 днів тому +1

    እግዚኦ ሕጊ ኣልባ ትግራይ ሳጥናኤል ብግልፂ ዝነገሰሉ ዘመን

    • @abrhaleyrussom1718
      @abrhaleyrussom1718 5 днів тому

      Entay geru zemen zdekeye hzbi ztemeye hkmna zsane seb Entay kngebr meseretu Entay eyu elka hseb dknet zfetero nay Debrestntet awaj quinat 10.000 seb hizu nhzbi tigray tray edu atrifwo hji tm elom hwahat hwahat endabelu ab fefow kble teferidu zhzn tegaru nan zebene emni melisomo bal Debrestntet fezaz futur

  • @ganoush3003
    @ganoush3003 5 днів тому +1

    ንምታይ ዓበይቲ መራሕቲ ኣይማኖት ከይደም ዘየውግዝዎም ከመይ እዩ እዚ ነገር

  • @KhanKhan-fr4zs
    @KhanKhan-fr4zs 5 днів тому +1

    እረ ኣቦታትትት ዓገብ ዓገብዓገበ በልሉና እንታይ ዝገበረ ወጣት እዪ ብኸመዚ ታይ ዓይነት ግፈዒ እዪ 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @G-chrkosW-abrha
    @G-chrkosW-abrha 5 днів тому +1

    እምነይና ትዋህዶ ዶግማኣን ከኖናኣን ሒዛ ንኽትቅጽል ከምዚኦም ዝበሉ ካህናት ነቃልዐዮም

  • @muludesta71
    @muludesta71 5 днів тому +2

    ኣረ ታይ ጉድ ኢዩ ወሪድዎ ሕዝብና መከራ በዚህዎ ብሁሉ መዳይ😢 ።መንግስቲ ንህዝቡ ዝአሊ ዶ የለን? ናይ ሃይማኖት መራህቲ አቦታት አገብ አገብ በሉ!!!! 😢እዚሰብኣይ ዚ እኮ ሃዲሽ የኾነይ ቕድም ኢሉ ኢዩ ጀሚርዎ እዚ ግፍኢ ዚይ። ህዝበይ ልቢ ግዛእ ልቢ ግበር ዝፍውስ ሃደ አምልእኽ ጥራሕ ኢዩ።በዚ ጠቛሊ ካብ ጎጃም ወይም ካብሸዋ ብዝተመሃሮ ግብረተ እከይ አይትተዓሾ ልቢ ግበር።

  • @TesfahalemWoldegabriel
    @TesfahalemWoldegabriel 5 днів тому +1

    ገለ ክብል ደልየ ንጽቡቅ ይኩን

  • @LetinaAsfwa
    @LetinaAsfwa 5 днів тому +1

    Amlak kab eziatom gbre ekayat yhalwena mhret !!!!

  • @rahwanebu1359
    @rahwanebu1359 5 днів тому +1

    Uaye. Gud. Egziabher. Mehaeret. Aurdelena. 🙏🤔

  • @shashugebre8931
    @shashugebre8931 4 дні тому

    ዋእ እዚ ነገር እዚ ክሳብ ሕጂ አሎ ድዩ ብጣዕሚ የሓዘን ክቡራት አባታትና መራሕቱ ሃይማኖተ ውን ዓገብ ብሎዎሙ

  • @ganoush3003
    @ganoush3003 5 днів тому +1

    ዋእ ክሳብ ሀዚ ብከመይ ዘይተታሓዙ እዞም ሰብኣይ ዋይ አረ ዓገብ ዓገብ ዓገብ😢😢😢😢

  • @binyam1578
    @binyam1578 5 днів тому +3

    😢💒😭💔🔔🔔ኩቡር ሐዉና ይብራህ ስጋብ ሕጂ አይተፈትሔን ድዩ ዓገብ ዝብሉ ገዳማት ወይ አቅሺሽቲ እንታይ ይጽበዩ አሎዉ??ካልእ መዓት ከይመጽእ ፈሪሕና ዓገብ ዓገብ ዓገብ።

  • @genet77
    @genet77 5 днів тому +1

    አይትፍረድ ከይትፍረድ እዩማ አሜን

  • @muludesta71
    @muludesta71 5 днів тому +1

    ሰላም ጥበብ ይብራህ እት ድምጺ( ሙዚቃ ) በጣእሚ ኢዩ ዝርብሽ አብትዝርርብ ግዜ ተትቕንስዎ ብዝበለጽ ይስማእ እቲ ቑም ነገር
    የቐንየለይ🙏

  • @aal9580
    @aal9580 5 днів тому +1

    ዝገሪም ቓሺ ክደኑ ሕጊ ዘይቃሪብ ምክንያቱ

  • @zeradawitgenzebu2073
    @zeradawitgenzebu2073 5 днів тому +2

    ሀሎ እንትትብልዎ ዘለኹም ብጣዕሚ ሰሚዓኩም ኣለኹ ዘህዝን ነገር ኢኹም እተስሙኡና ዘለኹም ቀሺ ኪዳኑ ______አዙይ ቀሺ እዙይ ስርኣተ ቤተክርስቲያን ዘፋልስ ተግባር ፈፂሙ ኣሎ ጌታ ኢየሱስ መስቀል ንደቂ ሰባት ማእረ ዝሞተላ እምበር ንድኻ ንሀብታም ንባለኣለ ስልጣን ፈላልዩ ኣይኮነን እሞ እዚ ቀሺ ግን በተቃራኒ ሰይጣናዊ ስራህ እናፈፀመ ከም ዘሎ እየ ተረዲኣ ዘለኹ ስለዚህ ምሉእ ዝኾነ ውሳነ ንምርካብ ናብ ሀገረ ስብከት መቀለ ሊቀ ጳጳስና ስራሰኪያጅ ኣታሓሒዝኩም ሪፖርት ግበርዋ ወስብሓት ለእግዚአብሔር የመድኃኔ ዓለም ክርስቶስ ልጅ ሊቀ ስዩማን ዘርኣዳዊት የዓለም ንጉስ ነበርኩኝ ኣንድ ኣምላክ ለሚሆኑ ለአብ ለወልደ ለመንፈስ ቅዱስ ዛሬም ዘወትርም ለዘለኣለሙ ኣሜን(3)

  • @wabo6374
    @wabo6374 5 днів тому +1

    ኣረ ዓገብ ንምንታይ እዩ ዘይውገዝ😢

  • @ابرهيمحبش-ت1ه
    @ابرهيمحبش-ت1ه 5 днів тому +1

    😢😢😢😢😢😢

  • @adenadal2534
    @adenadal2534 4 дні тому

    ክቡራት የሕዋት ንሰብ ቃለ መሕትት እንዳ ገበርካስ እንታይ ማለት እዩ መዝሙር?
    ብጣዕሚ እዩ ዝርብሽ።

  • @LemlemYohannes-e3k
    @LemlemYohannes-e3k 5 днів тому +1

    I’m so sad and hurt this happened to our people in need. What he is doing is corrupt and he needs to face the consequences of the harm he is causing.

  • @abrhaleyrussom1718
    @abrhaleyrussom1718 5 днів тому +1

    Adi tenkolti zdekeye hzbi da entay delikum neti tenki shigrkum Debrestntet mqanu aminkum tezey guhifkumo gene hkmnatezeyrekibu ab meret fefow abilkum testntqo alekum deki tenkolti amharu

  • @yoditgalerey2903
    @yoditgalerey2903 4 дні тому

    Anta entay geberekum ezi hzbi tesaqywo😢😢😢

  • @adwsdas25
    @adwsdas25 4 дні тому

    😢😢😢😢😢😢👏👏👏👏

  • @mekisebmekiseb1626
    @mekisebmekiseb1626 5 днів тому +1

    😢😢

  • @semsileman3985
    @semsileman3985 5 днів тому +1

    😢😢😢😢

  • @sbegge7121
    @sbegge7121 5 днів тому

    😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @tgadosamri3947
    @tgadosamri3947 5 днів тому +1

    😢😢😢😢😢😢😢😢💔💔💔💔💔💔

  • @alguyonas3312
    @alguyonas3312 5 днів тому +1

    😮😮

  • @jfty3ye441
    @jfty3ye441 5 днів тому

    😢

  • @eyasukflemariam8184
    @eyasukflemariam8184 4 дні тому

    😭😭😭😭😭😭😭😭🙏💚🙏

  • @FyuhYytyuuy
    @FyuhYytyuuy 5 днів тому +1

    😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @Adey_Maryam
    @Adey_Maryam 4 дні тому

    ንመድሓኒትና እየሱስ ክርስቶስ እዉን ልክዕ ብኸምዚ መልክዑ ኣይሁድ ይከስዎ ነይሮም ጠንቋሊ እንዳበሉ፡፡ ሎሚ ዉን ደቂ ኣይሁድ ናይ ኣቦታቶም ኣሰር ተኸቲሎም ኣብ ሚድያ ወፂኦም ኣብ መሬት ዘየለ ብናይ ሓሶት ክሲ እንተፀለሙ ዝገርም ኣይኮነን፡፡

  • @tbtmidia7397
    @tbtmidia7397 4 дні тому

    አብዚ ሕዚ ዓለምና አብዝለዓለ ናይ ስልጣነን ብልሒ በፂሓትሉ አብዘሎ ግዘ ትግራዋይ አብ ጭራ ድንቁርና ምርካቡ ማዓንጣኻ ይበትኽ!ኧሕሕሕሕ🤔

  • @Adey_Maryam
    @Adey_Maryam 5 днів тому

    ብናይ ኣብርሃም ፅቡቕ ስራሕ ዝቀንአ ሰይጣን ኣብ መንገዲ ፀኒሑ ናብ እንዳ ኣብርሃም ንዝኸዱ ኣጋይሽ ናብ እንዳ ኣብርሃም ከይትኸዱ ኣብርሃም ክፉእ እዩ ንዓይ ዉን ብእምኒ ገይሩ ሃሪሙ ኣንቲዑኒ ረኣዩኒ እንዳበለ ኣጋይሽ ንእንዳ ኣብርሃም ንከይኸዱ ባዕሉ ንባዕሉ ኣንቲዑ ንኣብርሃም ብሓሶትን ፀለመን ዝኸሰሶ ሰይጣንን ንስኹምን ሓደ ኢኩም፡፡ ሎሚ ብገንዘብ ተገዚእካ መርትዖ ዘይብልካ ኣብ ሚድያ ወፂካ ስም ሰብ ምፅላም ቀሊል እዩ፡፡
    ዝዕፆ ፀበል ኮነ ዝዕፆ UA-cam ፍፁም የለን፡፡ እግዚኣብሔር ዝተኸሎ ማንም ኣይብንቅሮን፡፡

    • @DanielWeldeabreha
      @DanielWeldeabreha 5 днів тому

      ከምኡ አይኮነን ዝሓወይ ሃለዉለዉ አይትበል

    • @G-chrkosW-abrha
      @G-chrkosW-abrha 5 днів тому

      ፊት ንፊት ክውሪብካ ትካታእ ድካ?

    • @Adey_Maryam
      @Adey_Maryam 4 дні тому

      ​@@DanielWeldeabreha ንመድሓኒትና እየሱስ ክርስቶስ እዉን ልክዕ ብኸምዚ መልክዑ ኣይሁድ ይከስዎ ነይሮም ጠንቋሊ እንዳበሉ፡፡ ሎሚ ዉን ደቂ ኣይሁድ ናይ ኣቦታቶም ኣሰር ተኸቲሎም ኣብ ሚድያ ወፂኦም ኣብ መሬት ዘየለ ብናይ ሓሶት ክሲ እንተፀለሙ ዝገርም ኣይኮነን

    • @Adey_Maryam
      @Adey_Maryam 4 дні тому

      ​@@G-chrkosW-abrhaንመድሓኒትና እየሱስ ክርስቶስ እዉን ልክዕ ብኸምዚ መልክዑ ኣይሁድ ይከስዎ ነይሮም ጠንቋሊ እንዳበሉ፡፡ ሎሚ ዉን ደቂ ኣይሁድ ናይ ኣቦታቶም ኣሰር ተኸቲሎም ኣብ ሚድያ ወፂኦም ኣብ መሬት ዘየለ ብናይ ሓሶት ክሲ እንተፀለሙ ዝገርም ኣይኮነን፡፡ ምስ ደቂ ኣይሁድ ዘካትዕ የብለይን፡፡

  • @jfty3ye441
    @jfty3ye441 5 днів тому

    ንስኩም ክትድሕኑ ዘይከድኩም ነገር ፊሒርኩም ኬድኩም ከመይሉ ክቃንዐኩም

  • @መድሃኒአለምአቦይብምሕረት

    ኣሕሕሕሕ ከመይ ዝበለ ነገር እዩ እስካብ ሐዚ 😢😢😢ብኸምዚ ክሳቀ ሰብ አረ ዓገብ በልሉና ሊቃነ ጳጳሳት ኣቦታትና መንበረ ሰላማ🙏🙏🙏

  • @burhanb4888
    @burhanb4888 5 днів тому +1

    ደፍትር ቅሽክድን

  • @jfty3ye441
    @jfty3ye441 5 днів тому

    ሓሻዎ ስቅ ኢልኩም ፆሎትኩም ዘይትገብሩ ንጸኢ ሰናይ በሪ ትኻፍቱሉ ኣለኩም ዞም ኣቦና ጊን ክገርመኩም ንፅቡቅ ክገብሮሎም እዩ ንስካትኩም ሓሺኩም ትትርፊ ኢኩም

  • @merhawitembaye7473
    @merhawitembaye7473 5 днів тому

    nab tenkali endakedkum lbi gberu

  • @jfty3ye441
    @jfty3ye441 5 днів тому

    ነቲ ሸይጣን እዩ ዝቅጥቀጥ ዘሎ ስቅ በሉ

  • @MustWith-w1u
    @MustWith-w1u 5 днів тому +1

    እረ ኣቦታትትት ዓገብ ዓገብዓገበ በልሉና እንታይ ዝገበረ ወጣት እዪ ብኸመዚ ታይ ዓይነት ግፈዒ እዪ 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @HarfeyaHayle-dv7qh
    @HarfeyaHayle-dv7qh 5 днів тому +1

    😢😢😢😢😢

  • @ክብርንምስገናለድንግለማር

    😢😢😢😢

  • @Sara-fm1wr
    @Sara-fm1wr 5 днів тому

    😢😢😢😢😢😢😢