"ንቕድም ውሽጥና ኖርአ" ኣብ ሃ/ስብከት መቐለ ኣዳራሽ ዝተገበረ ዘተ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 10 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 16

  • @hshsusuei6713
    @hshsusuei6713 21 день тому +2

    ጉባኤ ንቅያ ይኽነልኽሙ ክብራት አቦታቲና ብሓቂ ክሰሪሐሉ ዘሎዋ እዩ እግዚአብሔር አምላክ ይመሰገን አቦታቲና ዕዲሜን ጥዕናን ይሃብኽሙ 🙏🙏🙏🙏🙏❤

  • @መባእጽዮንብራሃነ
    @መባእጽዮንብራሃነ 21 день тому +1

    ጎባኤ ንቅያ ይኹነልኩም እግዚአብሔር አምላክ ያሓግዝኩም።

  • @ብሰመኪክጀመር
    @ብሰመኪክጀመር 21 день тому +1

    መጀመርያ ቃል ሂወት የስመዕልና ብጣዒሚ ኽቡር ሓሳብ ዩ እግዛብሄር ኣምላክ ፍቃዱ የኩን እምበር ❤❤❤❤❤

  • @hwjshu3727
    @hwjshu3727 21 день тому +1

    🤲👍👍❤❤

  • @zenabazemo7142
    @zenabazemo7142 20 днів тому

    ቃለሒወት የስመኧልና አቦታትና

  • @LetinaAsfwa
    @LetinaAsfwa 20 днів тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @zenab-p8l
    @zenab-p8l 20 днів тому

    Nayti zkede seb mtsnae trah enteykones abti weshtukum zelewu tekula atsniekum sgumti mwsad ygbae .

  • @gebeyaneshbeshah726
    @gebeyaneshbeshah726 20 днів тому

    ቆልአ ካብ ህፃንነቱ እንድህር ናይ ሃይማኖት ትምህርቲ እንድህር ዘይተማሂሩ እቶም ባህታውያን አይታናናእቁዎም ብቀደም ጊዜ እናዞሩ መን ፈጠረኩም ስላሴ እናበሉ ይምህሩ ከምዝነበሩ ይዝክር አጆኩም ቤተ-ክርስትያን ና አይትጠፍእይ ጥራሕ ትምህርቲ ምሃብ በርትኡ

  • @ferewoyanitsegazeab7631
    @ferewoyanitsegazeab7631 21 день тому +1

    ኻህናት ፣ትግራይ ፣አየ ትግርኛ! 😂😂😂ኻብ ባሌ ዝመፁ መናፍቀ ሸዋ

  • @gebeyaneshbeshah726
    @gebeyaneshbeshah726 20 днів тому +1

    አብ ገጠራት እውን ድሁር አታሃሳስባ ዘለዎም ትምህርቲ ክዋሃብ አለዎ

    • @temesgenamlakey4936
      @temesgenamlakey4936 20 днів тому

      ናይ ብሓቂ ብዝበለጸ እወ ኣብ ገጠር እዩ ትምህርቲ ዘድልዮ

  • @gebeyaneshbeshah726
    @gebeyaneshbeshah726 20 днів тому

    እቲ ንህዝቢ ዝመፀ ሃገዝ ብህቡእ ነቶም ነቶም ናይ ወፃኢ ሃይማኖትታት ዝተቀበሉንክህግዙ ይህቡዎም አለው

  • @gebeyaneshbeshah726
    @gebeyaneshbeshah726 20 днів тому

    ፀላእቲ አብ ውሽጢኩም አለው እዮም ምእራባውያን ብርዳእታ ተሃቢኦም ሃይማኖትኩም ልክእ አይኮነይ እናበሉ ይቅይርዎ አለው ምእራባውያን ንባእሎም ህዝቦም ሃይማኖት ዘይብሎም ኮይኖም እናሃለው ቆልእትኩም አምህሩ በርትኡ

  • @MustWith-w1u
    @MustWith-w1u 20 днів тому

    ጉባኤ ንቅያ ይኽነልኽሙ ክብራት አቦታቲና ብሓቂ ክሰሪሐሉ ዘሎዋ እዩ እግዚአብሔር አምላክ ይመሰገን አቦታቲና ዕዲሜን ጥዕናን ይሃብኽሙ 🙏🙏🙏❤❤❤

  • @gebeyaneshbeshah726
    @gebeyaneshbeshah726 20 днів тому

    ቆልአ ካብ ህፃንነቱ እንድህር ናይ ሃይማኖት ትምህርቲ እንድህር ዘይተማሂሩ እቶም ባህታውያን አይታናናእቁዎም ብቀደም ጊዜ እናዞሩ መን ፈጠረኩም ስላሴ እናበሉ ይምህሩ ከምዝነበሩ ይዝክር አጆኩም ቤተ-ክርስትያን ና አይትጠፍእይ ጥራሕ ትምህርቲ ምሃብ በርትኡ