haftey ajoki, hji oromay yhmek ynfae sebayki u ktkyryo fetni. endhri zeykewn ente mesilu gn ksab ztmeki temesaseli dehan zkone tesfa zhb amaraxi ms rekebki gn b Selam hdemlu
Ewe tsbuk aleka/ki ostrich ,nefsetsor tsotawi rikb kitftsm ayfqedn eyu , miknyatu gual ente dea tenisa ala koyna eti sebaya mis guala rikb kemzifetseme sile zihseb, wedi entedea koynu ewn eti ab mahtsena zelo kem mis wedu gibre-sedom miftsam sile ziqutser.
ብቀዳምነት ክብሪ ናዓኪ እምነትን ፍቅርን ምዕቃብኪ ቀጺለ ክብለኪ ዘይናትኪ ዝሓዝኪ ሄዋን ኢኪ ሞ እስካብ ትገላገሊ ዓቅሊ ትዕግስቲ ግበሪ ድሕሪኡ ናዓክን ንውላድክን ምኳን አይትስእንን ብፍላይ ስድራኪ እንተለውኪ አጀኪ ዛሓፍተይ❤
ገለን ብማይ ገለን ሰኣን ማይ ድዩ ዝብሃል።ንሕና ኽኣ ለባም ጓል ስኢና በይንና ምንባር መሪጽና ይገርም እዩ።
😢
ኣበይ እሞ ይርደኦም😢 ኩሉ ወዮ
@@genet3442 ኣንሕና ብአኦም ንሶም ብኣና 😥
ይሐሸ ካብዞም ናሎሚ ፍቁራት ኢና ዝብሉ
እጀካ ማዕርይ ከሙኡ እያ ዓለም ❤
ክብርቲ ሓፍቲ ልክዕ ኢዩ ተበዲልኪ እንዲኺ ናይ ሱዕዲያ ኣሰቡኡት መብዛሕቶም ዝእመኑ ኣይኮኑን፡ብዝኾነ ግን ዋላ ቲ ሕማቕ ሓዳርካ ኢዩ ዝጠቕማካ እዚ ኩነታትኩም ነዊሕ ኣይከደን፡ ቖልዑ ሒዝኪ እሞ ኣብ ኣፍሪቃ ቀሊል ኣይክኾውንን ኢዩ፡ ካብ ኣዕሩኽቱ ተውኪስኪ ንዕርቂ ጸዓሪ ብዝተኻእለ መጠን ከኣ ካብ ኣፍሪቃ ክትውጺ ፈትኒ ውሕስነት ንዓኽን ንደቅኽን፡ ውድእ ውድእ ኣይተብልዮ ንዝኾነ መስርሕን ጻዕርን ኣሎዎ፡ ክንዲ ኹሉ ግን ሞራልኪ ኣይተውድቒ።
ኣብ ሓደ ዘንቢል የእቲኽና በቃ 😂😂😂😂 ኣሶቡኡት ሪያድ ኢልኪ
❤Mesi Akusumawit ብልፅተይ ሜሲየይ
😍✝️⛪2⃣1⃣❤ አክሱም ጽዮን ማርያም እንዃዕ🙏✝️
አብፀሐና/ኩም ተመስገን ናብዚ ክቡር ዕለት ዘብፀሕካና💒
🤲መፅብዓይ ሒዘ ክመጸኪ መጽብዓይ ሒዘ ክመጸኪ
❤ ዓሚ ከምዛ ሎሚ ትዝነገርኹኺ መጽብዓይ ሒዘ ክመጸኪ
💚 ናቤትኪ መጺአ ክሳለም አቤትኪ
❤ ጽዮን ማርያም አደይ ሓደራኪ
አብ ስደት ዘለና ብሰላም ዓድና አቲና አክሱም ጽዮን ማርያም
ከድና ክንሳለም ይግበረና☝ ጸሎታ በረከታ አማላድነታ
ምሕረት ናይ ፍቁር ወዳ አይፈለየና ናይ ዓመት ሰባት
ይበለና አሜን አሜን አሜን⛪✅🌅🎚💚❤🕊🕊
አጆኪ ስትረስ አይትግበረ ምክንያቱ ነቲ አብ ከብድኪ ዘሎ ፅብቅ ስለ ዘይኮነ ካብ እንዳሐረቅኪ ምስኡ ትነብረ ግን ካብኡ ተትፈለይ ዩ ዝመረፅ አጆኪ አምላክ አሎ ክዓ ብዓብይኡ
ብሓቂ ነብሰጾር ክትሓርቕ የብላን ህድእ በሊ ክሳብ ትሓርሲ
@kesetehabte1955 እወ ሞ እንድሕን ኩሉ ግዜ ትሐረቅ ትበኪ ኮይና ዘይጡዑይ ቆልዓ ውን ክትወልድ ስለ ትክእል ምእንተ እቲ ቆልዓ ኢላ ካፈቲ ሰብአያ እውን ተተእለ ዝሐሸ እዩ ምክንያቱ ሰብአያ ኑብር ስለ ዘይገብር ዘሎ
Wey Gal trekbo
Fetari kabzi kemzi sewurena
ግብረ ሕቡእ ይጥቀም ከይከዉን ከ
ካቡኡ ከትጠንሲ ኣይነበረኪ ኩሉ እናፈለጥኪ ንምንታይ ትዕረቂ ማዓረይ ብሐዚኡ ያ ዝነቀየ ዝቢኢሰ ኣይሕድረንይ ድዩ ዝቡሉ መሰላ ወለድና ብቃ ግደፍዮ ካሊእ ለሚዱ እዩ ዚ በትኪ ዝከነ ሰብኣይ😢😢😢😢
ካልእ እዩ ለሚዱ ብርኽቲ ዘርኢ ሕማም ድኣብሃል ወዲ ድኣ ኣይኮነን ምሱኡ ከለኻ ጸታዊ ርክብ ክሕሰም ሲ ምስ ገሽካ ኮ ንጋዶ ተጸሚሙ ይጸንሕ ዶ ኣይጸንሕን ንጋዶ ብዝኾነ ኣጆኺ ዝሓፍተይ 🙏
ሓዳር ከምዚ እንተኮይኑስ ብሲንግልና ምንባር ይሕሽና ኣቱም ኣወዳት ግደፉ ድሕሪ መርዓ ኣይትቀየሩ🙄ሓፍተይ ከኣ ኣጆኺ ጥንስቲ ስለ ዘለኺ ኣይትጨናነቅ ኣምላክ ናብ ልቡ ይምለሶ ታይ እሞ ክንብል
ፍቅርቲ ሓብትይ ሓዳር ኣይድልን ዘይኮነ ዝብሃልሲ ንምርጾም ሰባት ምፍላጥ ይድልየና እዩ ዝብሃል ስግል ድኣ እንቲይ መቀረት ኣለዎ ፍቅርቲ ሓብተይ
@ ኣብ መጀመሪታ ለማጽ እንዳኮነ መልሓስኩም ንምምራጽ ብጣዕሚ እዩ ዘሽግር ብሓፈሻ ንዓኩም ጥያትኩም ሕሙማትኩም ንምፍላይ ኣዝዩ እዩ ዘሽግረና ደሓር ከኣ መብዛሕትኦም ደቂ ተባዕትዮ ድሕር መርዓ ይቅየሩ እዚ እዩ እቲ ጸገም ክቡር ሓወይ
ሰላም ኪብርቲ ሓብተይ ኣምላኪ ሓዳርኪ ይባርኮ።ምጀመርያ ከይቲ መረዓኩም ከለኪ ኪትፍልጥዮ ዝግባኣኪ ነሩ ኢዩ።ደሓን ሕጂ ኣብ መርዓ በጽሕኪስ ጠንስኪ ከማን ሰባኣይኪ ብርጊጽ ዊሽማ ለምዱ ኣሎ።ን ላባ ነብስኪ ንገርዮ ህዲ ኢልኪ ገደርዲእዮ ፍትኒ።ኢንተ ኣቡ ጊን ንቀሽኪ ነግርኪ ኢቲ ዝጊበር ግበሪ ኣምላኪ ምሳኪ ይኩን🎉🎉❤❤❤❤❤❤🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻❤️❤️❤️❤️🫶
❤❤❤❤❤
Gedfyo kale eu lemdu hemam keymxlki rehaki kabu 🚶♀️➡️
haftey ajoki, hji oromay yhmek ynfae sebayki u ktkyryo fetni. endhri zeykewn ente mesilu gn ksab ztmeki temesaseli dehan zkone tesfa zhb amaraxi ms rekebki gn b Selam hdemlu
ሞህርይ ዙካን ዛንታ ቀጵሉዉ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🥰🥰🥰🥰🤞
Balki iki bganu keleki hansab ms kede beta zkeda zeytefanwuyo 😢😢 amlak yihagzki
Ewaeee ezi dea Entay deliki Ente neaki adeymaryam biselam timxarki Ente nisu Gin hanti gize wishmnet zilemede sebay Timm tium eyu zitemo neta natu kidanu Kea ayzikiran eyu bizikone xelotki endageberki niamlak lemni enber asebut lomi ????
ብምንታይ ክትረክበኩም ንክእል mahustar
Kbrti hafti ajoki hagzyo ms gzie btegbaratu tetaiesu ab brkki tedebiru ykre kblelki eyu nski tray hmak aythsebi keytbdlyo tray eti tsbuk tegbarki nbealu neaki abi ksanet kfetrelki eyu ajoki bertei
ገለ ብማይ ገለ ስኣንማይ ኣነ ክኣ ምስታ ኣፍቃሪተይ ዝነበረት ብሰንኪ ሴክስ ተፋላሊና ኣነ ምዓልታዊ ከይ ገበርኩ ኣይድቅስን እየ ንሳ ክኣ ተዘይ ደቀስና ነዐረፍ እና በለት ኣብያትኒ በዚ ተፈላሊና😊😊😊
Eska ka srah adgi eu srahka wa😂😂
ሕሙም ኢኻ ማለት ኢዩ ነገር ናይ ጥዕና ኣይኮነን
@@Redairise እወዶ
@@mamismam1055 😁😁
ፆሎት ግበሪ ንኣምላክኪ ለምኒ ሓዳር ተፃዊርካ እዩ ካብቲ ዘለዎ ወልፍን መስተን ተዘይ ሪሕቁ ኩሉግዜ ፈተና እዩ ሸይጣን እዉን ምፍታሕን ንንሕዱሕዱና ክንጨኻኸን እዩ ዝደፋፈኣና ኣብ ሓዳርን ፍቅርን ዝከፈልኪዬ መስዋእቲ ንክምልሰልኪ ኢልኪ ዘይኮንኪ ክቲገብሪዬ ስለ ዘለኪ ኢኪ ገርኪዬ ብከመይ ናብ ልቡ ከቲምልሲዬ ሕሰቢ👏🥺
መጀመርታ ዓርሰ እምነት የሃልኺ ።ቀፂሉ ዝብለኪ ሓዳር ሓደ እምበር ክልተ ኣይኮነን።ንሱ ናዓኺ ሸሽጉ ክልተሓዳር ይመርሕ እንተ ሃሊኡ ንሱ ብስግኡን ብንፍሱን ክጉዳእ እዩ።እንተ ንስኺ ግን ኣብ ሓዳርኪ ፅንዒ።ውላድኪ ብኣግባቡ ውለዲ።ድሕሪ
ቃልኪዳንን ጥንስን እንታይ ኣጣራጠረኪ።ትዕግስቲ ንኹሉ ፅቡቅ እዩ።ትዕግስቲ ዋጋ-------ይብሉ ቀዳሞት ወለዲ።እንተ ተፋቲሕኺ ብሰንኪ ጥርጥር ሙንኩስና እዩ ዝፅበየኪ ብሕጊ መፃሓፍቲ።እቲ ስበይቲ ይድርብ እዩ ዝኾን ዝብል ጥርጣሬ ሓቂ እንተኮይኑ እዩ ንምፍታሕን ምንኩስናን ዝፍቅደልኪ።ጠንክሪ።ትዕግስቲ የሃብኪ ፈጣሪ።
Emnet zyblu Entay ketgbri tekrbeyo
😢😢😢
ዘም ናለሚ ኣወዳት ወፂኣም እየም
ዝጠፍኡ ዘለዉ ሓፍተይ ግደፍዮ
Nguali yeblu nwedi tenki entay eyu mbali yhaysh ab hade dahaleka gen kebid eyu
😂😂😂 በርበረ ዕጠንዮ
😂😂😂😂
እቲ ገጽ ዘይብሃቡን ብጽቡቅ ዘይኮነ ኮይኑ እንበር ጥንስቲ እንተ ኮይንካ ጸታዊ ርክብ ምግባር ኣይፍቀድን እዩ ግን ኣስተውዕልሉ ምናልባይ ተወሽሙ ከይከውን ጋል ትረክቦ ፎእእ ኣጆኪ ከኣ ኣምላክ ኣሎ 😢❤❤❤
Ewe tsbuk aleka/ki ostrich ,nefsetsor tsotawi rikb kitftsm ayfqedn eyu , miknyatu gual ente dea tenisa ala koyna eti sebaya mis guala rikb kemzifetseme sile zihseb, wedi entedea koynu ewn eti ab mahtsena zelo kem mis wedu gibre-sedom miftsam sile ziqutser.
Kabeyenay metshaf zterekbe eyu ezi tblwo zelekum weis bhil eyu
@@delayselam7336 bhil aykonen nizkone Kahn hitet nay orthodox tewahedo betekirstian astemhiro eyu, kalot haymanotat bkemey yitmitio gin ayfeletkun.
Halewkew u ako seb gn antay ykewn alo nmekriy zeydliyo naydamen gahmiy ekiy galey sebay da hawiy hawiy kchenu alewo aber lokusass afanwyo trr ka beliy tmaln lomn hade aykonenn omit tdelyo ktrekbiy tkaliy ekiy nsu lbu msakiy yelen wediy nzefkra gal zgebrela u ztefo misha ka nay sebayn sebeytn kkela nzxela gal ka kem seb aykonenn kem dmu ako ayhasban love yourself please don’t be lahmamm aydeliyekn u ayfqrekn u kale ka aleto kulu zlgsela kab hiwetkiy awxyo xbuq sle zgeberelkiy tray natu gzatiy ktkoniy allekiy malet aykonenn wela hantiy kulitu hibkiy yber waa nmekriy zeydliyo mkriy thatiy aykonenn nwarh komuau kgebrekiy nhantiy sat wn komuau kgebrkiy aytefqdiy be strong okay ✅
Bikemey kirekbeka tikiel tegediska eba meliseley
ሰብኣየይ ጸታዊ ርክብ ምግባር ኣብይኒ፣ ሱቅ ኢሉ ይድቅስ #እንታይ_ትመኽሩኒ
Xolot tray yu medhanitu nezi
No , finding a new men will help more maybe
ጥንስቲ ርክብ ኣይትገብርን ብርኽተይ
ግን ስብኣይኪ ዓይኑ ዘዋር እዩ ዝመስል
ሳምሪ መን በለ ባ ጋል፡ሹቀይ ክሳብ 7 ወይ 8 ወርሕ ነርማል አዩ ብፍላይ አንድሕር ትራዳዳኣ ኮይንካ ❤
Ykeal ksab eta tharsela gize wela zkone haseya yeblun doctor hteti
ካብታ ጥንስቲ ምካና ዝፈለጠትላ ዕለት ክሳዕ ወሊዳ ክርስትና እተሕልፍ ማዓልቲ ርክብ ምስ ስብኣያ ኣይትፍፅምን ሓጥያት እዩ ምክንያቱ ምስ እቲ ኣብ ማህፀና ዘሎ ህፃን እዩ ርክብ ዝገብር ዘሎ እምበር ምስኣ ኣይኮነን እግዚኣብሔር ኣይፈቅዶን ነስተውዕል ክቡራት ኣሕዋተይ❤😢
ብትክክል
በስመኣብ ብመጽሓፍ ቅዱስ ኣይፍቀድ ምስ ዉሉድካ ከም ትራኸብ ዘለኻ እዩ ዝቁጸር ኣብ ጥንሲ ኣይግበርን 😮@@abrahamsebhatu3747
ማሁስታር ናይ ፋስቡክ ገድፍካ ስለምንታይ ?
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤
ባራ በልዮ ሰኪቱ ዩ ዚ ኣይረብሕን ዩ ዚ ኣይጠቅመክን ዩ ዚ
ዋ ጥንስቲ እንተኮይንኪ ዳኣ ከመይ ጌሩ ክገብረኪ ኣቲ ብርክቲ ሓፍተይ ጉድ😔
😂😂😂😂
😂😂😂😂
ዘገርም እዩ ወዲ ተባዕታይ ሰነፍ ናይ መጀመርታ ግዜ ሕጂ ይሰምዕ ኣለኹ፣ ዘግደልኪሉ ከይህሉ ነብሲኺ ፈቲሽ ሓፍተይ፣ ወይ ክኣ ውሽማ ሕዙ ከይከውን ሕቶ ገይርኪ ኣዋጥርዮ በቲ ዝርድኦ ቋንቋ፣ ኣነ ወዲ እየ በዚ ወዲ ሓዚነ የሕፍርና ቧእ ዔብ ጓል ሄዋን ሽርኮር ኣብ ዓራቱ ተንቀላዕላዕ እንዳ በለ ተዓጺፉ ክድቅስ ሃየንታ ኣለዎ፣ ምሕረት የውርደሉ ንዓኺ ክኣ ጽንዓት ይሃብኪ፣
😢nehna nrekbo 3-4Amet zetexebena wun Alena kalkidana kenkber kenbel gen
@@eru5343 ሰነፍ ሰብኣይ ክጒሓፍ ኣለዎ ኣባይኪን ይሳቐ፣ ተለፈኑ ክትፍትሽኦ ኣለኪ ብዓይኒ ጥርጣረ ረኣይኦ ምኽንያቱ ዘፍቀረ እዩ ክጠራጠር ዘለዎ ይብል ብኣይ ወገን፣ ሰበይተይ ካብ ክተፍቅረኒ ክጥርጥረኒ እየ ዝመርጽ፣ ብዓል ሓዳር እየ ኣቦ 3ተ ቆለውዕ እየ፣
ማራ ለምሊምኪ ሓፍተይ
ክብርት ሓፍተይ አዝ ነርማል አዩ ኣብ ቡዙሑ ስብ ወይ ወዲ ዝረአ አዩ አቲ ምግባር ኣብኒ ትብልዮ ዘለኪ ግን ባዕልኪ ዳኣ መልስክዮ አምበር ተስፋ ክይቆረጽኪ ካብ ስራሓ ይክን ካብ ደገ ክመጸአ ኮሎ ታሓጻጽብኪ ክዳንኪ ቀያይርኪ ጽንሕዮ ይብል ነሩ ክትብልን አኪ ማዓልታዊ ክራክበኪ አዪ ወያ ካኣ ክራክበኪ ኮሎ ምንን ትብል ክይትኪኒ ❤
Ewyy Nay Behaqi Du Wedi N Gual Medekas Abiwa Gerimuni 😂😂😂 Ajoki Neaki Zekewen Amlak Hizewo Alo
ሓፍቲኹም ትግራዊቲ እየ
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ኤርትራውያን ኣሕዋተይን ተጋሩን❤😢
እንታይ እሞ ድካም ጎደለልኺ
Ayzreban teqmu zey tifelteyo keytkoni kemzi elika mo nabra yelen ::