Aseyyy xbku mekri desi zebel kemza mekri rea ayfelten gen eti Xegam etay do meslka weldka mes weldkayo kebdi eyu kabka ketfelo gen nay qenana amlki Mussa xbku yewsan emberi kebdi eyu kemzi zeblato
I suggest you to keep the pregnancy and tell the truth to your husband; and leave the decision to him . At this moment expect 80% divorce , but wait to hear how he reacts . The good thing is you have two kids between you already and I don’t think so he would abandon his kids . I think he may stop the relationship with you , but he will keep supporting his kids . I don’t so anyone would abandon his kids unless he is cruel. The fact is the truth will come out later on if you try to hide it now . Plus if you abort the pregnancy now, the guy who made you pregnant might inform your husband as well , just expect this. So, finally, I suggest you to keep the pregnancy and disclose the issues to your husband.
ስላምኪ ይብዛሕ ሓፍተይ
እግዚአብሔር አምላክ ይቅር ይበለልና አብ ልዕሊ ሓዳርካ ዝግበር ርክብ ዝሙትእዩ እግዚአብሔር እዉን አይፈትወን 😢
እና ጥንስ ከይተስድየ ምክንያቱ እግዚአብሔር አይፈትወን ከም ነብስ ምቅታል እዩ ዝሕስብ ሓጥአትዩ
ቤተክርስቲያን ናተማላለስኪ ፀሎት ግበር
እና ብዝበለፀ አሕዋትና ምክር ክልግስልኪየም
እመ ብርሃን ብስላም ትመፃእኪ
ፀሎት ናገበርኪ ንመብርሃን ናለመንኪ ሽግርኪ ብትዕግስኪ ፍትሕዪ ዘይጋገ ስብ የለይ ገጋ አብ ርእሲ ገጋ አይንወስኪ
አጀኪ ብርትዕ እግዚአብሔር ምሳኪ ይኩን ሽገርኪ ይፍተሐልኪ ሓፈተይ ስላምኪ ይብዛሕ አብ ዘለክዩ ምስ ደቀኪ ❤
❤
Eway haftey amlak yhagziki ❤❤❤❤
ጥንስኪ ከይትሰዲ ሰብኣይኪ ደቁ ኣረኪብኪ ወሊድኪ ኣዕብዮ ተሓጊዝኪ ፅቡቕ ተዘይ ሓጊዝኪ ድማ ኣምላኽ ጥዕና ይሃብኪ እምበር ኣትፅገምን ኣጆኪ ፡፡
መዓረይ ኪዳና ምህረት ትደግፍኪ❤
ዋይ ታይ ከም ንብል እኳ ጠፉኡና ብቀደሙስ ሓዊን ሓሳርን ብሓደ ኣይኮኑን ይብሉ ወለዲና ኣምላኽ መፍቲሕ ይፍጠረልኪ😢
❤❤❤
✳ሕማቅ ማዓልቲ ውዒለ፣ ኣብ ልዕሊ 2 ዝወለድኩሉ ሰብኣየይ ካብ ካልእ ጠኒሰ
Selamki ybzah haftey ezi zanta naybhaqi entey koynu bzdelekyo mengedi ane khgzezeki dlwuti ye mo knrakeb mdeleku ❤❤❤❤❤
ፈጣሪ ይቅር ይብለና እምበር ሓፍተይ ንሰብኣይክ ከይነገርክ ኣስድድዮ ነገራት ከይከብደክ😢😢 ጥንስ ስደደ ኣይበሃልን ግን ፀገም ከይከብደክ እለ እየ🙏🏼🙏🏼🙏🏼😢😢
ሰላም ኣምላክ ምሳኩም ይኩን ፍቁራት ኣሕዋት ካብ ልቢ እና ነመስግን ፍቁር ሓወይ ኣቅራቢ እሺ ታዓቅመይ ዝብላ መዛ ሓላል ሓፍተይ ኣጆኪ ደቂ ሰባት ኢና ጌጋታት ዘሎዩ ኣምላክ ኣሎ ኣይትጨነቂ ምሽ ተጋጊኪ ዝሓለፈ ጌጋ ይኣክል በቃ እቲ ጥንሲ ኣይትስደድዩ ካልኣይ ጌጋ ኣይትፈጽሚ ተጨኒቅካ ዝመጽእ ለውጢ የለን ፈጣርሎ መገዱ ይምራሕኪ መድሃኒኣለም ፍቅርቲ ሓፍተይ ንበዓል ቤትኪ ድማ ልቡ ኣራህሪሁ ንኩሉ ዝቅበል ይግበሮ ንመን ኢልዎ ሓላል ሓፍተይ ጸገም የለን ኣጆኪ ውለድዮ ክብለኪ ይከውን ንዝመጽእ ኹሉ ኣምላክ ኣቦይ ዓቅልን ትዕግስትን ሃበኒ ኢልኪ ንገርዮ ንበዓል ቤትኪ ፍቅርቲ ሓፍተይ ከም ሓው ዝብለኪ ካልኣይ ኣይትጋገይ ህዱእ መንፈስ ይዓድልኪ ዝያዳ ሃፍተይ❤❤❤❤
Selam haftey asdidyo mkniyatu haderkin deqkn nfas keytetwlu
ሓፍተይ ናተይ ከተይስድድዮ ዝሓፍተይ ናተይ ውላድ ህያብ ፈጣሪ እዩ
ክሰምዖ ዝብህግ ቻነል mahustar ዘሐዝን ዛንታ🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
ሰላም እዛ ሓፍተይ!
ጌጋ መፋጥርቲ ናይ ወዲ ሰብ እዩ ሰለዚ ድማ እዩ ኣምላክ ንስሓ ዝፈጠረልና ፡ ሕጂ ድማ ንስኪ ካብ ንቲ ጥንሲ ተሰድዮ ውለድዮ እሞ ድሕሪ ሰለስት ውይ ድማ ክልተ ዓመት ንቲ ህጻን ነቶም ናይ ግብጺ ምነኮሳት ሃብዮም፡ ምስኣቶም ኣብቲ ግዳም መነኮስ ይኩን ምን ይፈልጥ ንዓለም ዝባርክ ህጻን ይኽውን፡ ንሰባኣይኪ ድማ ንገርዮ ኣብ ቡሩኩ ተደፊኢኪ ፡ንኣባት ነብሲኪ'ው ንገርዮ፡ ጾሎት ድማ ግበሪ እንተ ተነሲሒኪ ኣምላክ ንኩሉ ክሓድገልኪ እዩ ኣጅኪ እሺ።
ኣምላኽ ኣይሓድገላን እዩ ሞይታ የስምዓና ስሓበይ፡ እንታይ ዓይነት ዘረባ እካ ትዛረብ ዘለካ፡ እንተወሊዳቶ ድኣ ትዕብዮ እምበር ከሎ ጌና ክትሰዶ ኣለዋ እዛ ጋሕባ ሸርሙጣ።
Aseyyy xbku mekri desi zebel kemza mekri rea ayfelten gen eti Xegam etay do meslka weldka mes weldkayo kebdi eyu kabka ketfelo gen nay qenana amlki Mussa xbku yewsan emberi kebdi eyu kemzi zeblato
ከሙኡ ኣይትበል እዛ ሓወይ ኣምላክ ማሓሪን ረሁሩህን እዩ እንት ዳኣ ተነሲሓ ክምሕራ እዩ ቃል ኣቲልና እዩ 2ይ ጥንሲ ምስዳ ማለት ስብ ምቀታል ማለት እዩ ምስ ፈጸምካዮ ናይ ሕለና መቅጻዕቲ ኣዙ ከቢድ እዩ ።
Asdidyo mibelku ane dea
ሓፍተይ ከይተስድዮ ፡ንቀጻሊ ውሽጣዊ ሕልና ክትጉዲኢ ኢኪ ፡pleace😢😢😢😢
Amen 🤲 yess thank you
በስማአብ በወል መንፈስ ቁድስ አሃድ አምልክ አሜን ሰምእኒ ዝሓፍተይ ብጥዓሚ ኢኪ ተጋጊኪ አይ ኮነን ዶ ወሊድኪ ከይ ወለድኪ ከማን ቃልኪዳን ክብር እዩ አሞ ካአ እዝኩሉ ሸግርን ማከርን ሪኢክስ አብዝይ ክትወድቂ አመና እዩ ዘታሓሳስብ ግና ንሕና ደቂ ሰባት ምሉአት ስለ ዘይ ኮና አምላክ ሓጥያትናን አበሳነን ሪኡ ይትዓረቀና ንስኪ ካአ አጀኪ እሮማይ ኮይኑ እዩ ዝግበረ የለን አምላክ ምስ ኩላትና ይኩን😢
ሰደደዮ
ነውሪ ሓጥያት እዩ
ከምኡ ኣይባሃልን ክብርቲ ሓፍተይ እግዚአብሔር ይሓግዝኪ እምበር ነውሪ እዩ ከተስድድዮ
Nski diki eta gal
ዓገብ ዓገብ ክትሰዶ ይብላን ምስ ኣምላክ ምባኣስ ከይኮና።
እቲ ጸገም ካብ ምስ ጋል ምስ ዝኮነ ወዲ ክቕመጣ የን ዝነብራ ወዲ ከኣ ወዲ ወላ ሞኖኮስ ይኩን። so wela u ዘይርድ ኣን፣ እዞም ዓረብ same time ጽቡቅ ኣተሓሕዛ ኣለዎም እንተ ተመርዕዮም ወላ ምስ ቀረብተን ኣብ ገዝኣን ክመላለሱ ኣይፍቅዱለን ዮም
ኣጀኪ ኣምላክ ምሳኪ ይኩን😢😊
Amilek.yehagzek.❤❤❤❤❤
ሰኣሊለኒ ማርያም 😮😮😮 ኣቱም ሰባት እንታይ ኢና ግን ኢኸውን ዘለና? ፈጣሪ ኣቦይ ንገብሮ ኣይንፈልጥን ኢና'ሞ ይቅረ በለልና።
ስደድዮ ማዓረይ ምስጢርኪ ኣባክን ኣብ እግዚአብሔርን ይትረፍ😢😢
No no
ሰብ ቀቲልካ እግዚኣብሄር ይቅበለካ ድዩ ኣይትጋገይ.😢
No
Zreakiyom Sdra Kab tkesriyom Neti zeyreakiyo Tinsi misan Yihsheki😢
ዋይ አታይ እንታይ ኢና ንብሎ😢 እፍፍፍ
Ruhus kolia yiweled
Nexlyo sister 👧
Anes naka tray dyen znegraka koynenn
ሓፍተይ መዓረይ ከይትሰድዮ ውላድ ህያብ ፈጣሪ እዩ
ንሰበኣይኺ ከይነገርኺ ስደድዮ ኣብ በይኒኔኪ ጥራይ ይኩን እዝ ሓሳብ
ቀዳምነት ሃበኒ ኣሙኹሩኒ❤
ንብሎ ጦፊኡና 😢
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ዋይ በስመአብ💔
ጥንሲ ኸይትሰዲሓጥያት እዩ ንስብአይኺ ነጊርኺ ዝመፀኺ ተጋፈጢ።
Asididiyo
Naxiyoo
ኣጀኪኣምላክምሳኪይኩንዝሓፍተይማዓረይውለደየ🙏🙏🙏🙏🙏🌻🌻🌻🌻🌻
Ajokie hafitey zeygage yelen tiran tiena menebabiro eyuo hasiyikiye bizikone kaliay key tigageyi ni sebiayikie nigeriyo abi enida unicer kedikiye kemi teamxikiye habiriyom bidihiru hagezi kigebirulikiye eyom
ተተሰደደ ከኣ ግልተ ግዜ ጌጋ እዩ ጌጋ ብጌጋ ኣይዕረን ኣምላክ ምስኪ ይኩን
Ete tanse sedadyo haftay hewt gebaxe batmen kabed eu kulatna ab gebaxe alna nabra kabed eu selze ajuki 😢😢😢
❤❤❤
Entay elna kem nezareb tefiena eko
ጥንስኪ ምስ ችግርኪ ሓፍተይ ናተይ ከይት ሰድዮ ኩሉ ንፈጣሪ ግደፍዮ
ነዘን ዘይሓላፍነት ንብሎ ምክሪ የብልናን ዊ
ደቂ ዓበይቲ ኣነ ሓፍትኹም ኣብ ዓዲ ዓርብ ዝነብር እየ ብጀካትኩም ሳብስክራይብ ግበሩ :ብዙሕ ዝብሎ ነገር ኣለኒ ንኣናእሽተይ ኣሕዋተይ ዝመክረሉን ካብ ተሞክሮ ዘክፍሎሉን ቻናይ እዩ እሞ ኣባራታትዑኒ😢❤❤
okey ደሚረኪ
@GebremikaelGebrekidan የቀንየለይ ዛ'ሓወይ
@edentekleab6675 ትክፍልዮ ነገር ሃልዩ ድዩ ንዓይ ሳብስክራይብ ብምግባረኪ ወይንስ ምንቀኛነት ኣሎ ኣብ ደምኪ ሽኮሪና
ሶሪ ምክሪ የብልናን እዳ ሰማዕኪ ዝገበርክዮ ሕጂ ንዓኪ ዝከውን ምክሪ የብልናን
❤❤❤❤❤
እዚ ከቢድ እዩ ዝብለኪ የብለይን ዝትክእሉ ኣመክርዋ ኣሕዋተይ 😢
ካብ ሰቢኣያ ቃል መስ ጠሃስኪ ገጋ ሹኡ ኢዩ ተፍጥሩ
ጠሪጣስ ትሓንከለይ ድዩ ዝብሃል። ገርሂ ልባ ከኣ በሉኒ ትብሊ ኣይትሓፍርን ዲኺ ከ። ካብ ገርሂ ልባ ገልዒ ልባ በሉኒ ተትብሊ መጸበቀልኪ። ብዝኮነ ን ሕማቅ መዓልቲ ኣለኩ ኣይትበላ እዩ፡ ደቂ ሰባት ስለ ዝኮንና ጌጋ መናብርትና እዩ፡ እቲ ደጋጊምካ ትገብሮ ነገር ግን ጌጋ ኣይኮነን ዝብሃል ድልየት እዩ ዝብሃል። ድሓር መሬት ከም ኣፍ ዑንቂ ምስ ጸበበትካ መውጽኢ ምስ ሰኣንካ ብድልየትካ ትገብሮ ዝነበርካ ናብ ተጋግየ ተጸግዖ። 1 ምክሪ ክህበኪ እየ፡
ጌጋ ተዘይህሉ ኔሩስ ኣብ ርእሲ ርሳስ መደምሰስ ኣይምተሰርሐን ዝብሃል ምስላ ኣሎ። ጌጋታት እንተብዚሕካ ምድምሳስ ተብዝሕ ሞ እታ ኣብ ልዕሊ ርሳስ ዝተሰርሐት መደምሰስ ትውዳእ። ምስ ተወድአት ግን ክትድምስስ ኣይትኽእልን ኢኻ፡ ስለዚ ከየንውሓልኪ ንሰብኣይኪ ቀስ ኣቢልኪ ንገርዮ፡ ግን ን ክልተ ነገራት ድልውቲ ኩኒ ይቅረ ክብለልክን፡ ወይ ክፈትሓኪ ሙኻኑ ርእስኺ የእምንዮ። ነገራት ከይገዱ ሞ ኣብ ዘይተደልየ ሰይጣናዊ ስራሕ ኣቲኹም። እቶም ሓንቲ ኣበር ዘይብሎም ህጻውንቲ ከይተዘኽትምዎም።
ቀዳመይቲ ❤ሳብሰክራይብ ግበርለይ
❤ድሌትኹም ዘበለሰ ብጸሎትን ልመናነን ምሰናይ ምሰጋናን ኣብ ኣምላኽ ይፈልጥ እምበር ፡ብገለ እኳ ኣይትጨነቅ ።ፈሊጽ 4፥6
እና ጥንሰ ከይትሰድድዮ ካልእ ሰብ ለ ውላድ ሰእኑ ክንደይ ማንጨለት ክንደይ ሕክምና ይክይድ ካለእትለ ጥንሰ ምሰዳድ ይብሉ ሶ ኣጆኪ ኩሉ ኣብ ኣምላክ እዩ😢❤
Natey hasab,Tensi misdad da hewet mhlaf eyu haftey egzabher ka ayfetwen eyu kemu ka mewelki aykthgosen eki enta alekeyu neti hexan atekeya endeki beka weledyu mis hewet mgtsam yhsheki.
ጌጋ ብጌጋ ኣይድምሰስን እዩ, ካብ ጌጋኺ ተማሂርኺ ብቕንዕና ክትነብሪ ፈትኒ, ምስ ኣምላኽኺ ተዓረቒ ደሓር ዝወደደ ክወደኺ ንሰብኣይኪ ንገርዮ ተሓድግኺ ከም ዝግበኣኺ ተረድኢኺ ዓለም ጠጋፈትያ ወደሓንኺ
ጌጋ መፉጥርቲ ሰብ እዩ ስለዚ እቲ ዝሓሸ ኣማራጺ ምስ ኣባ ቀሺ ማለት ኣባት ነብሲ ኮንኪ ንሰብኣይኪ ሕማቅ ማዓልቲ ከምዝወዓልኪ ንገርዮ ይቅረ ከኣ በልሉ ብድሕሪኡ ናብኡ ትገድፍዮ ምእንታ እቶም ሓንቲ ኣበር ዘይብሎም ቆልዑ ኢሉ ይቅረ ይገብረልኪ ይከውን 🙏እንተዘይተቀቢልኪ ከኣ ንስኪ ሕልናኪ ይዕርፍ ናብ ኣምላክኪ ተጸጊዕኪ ደቅኺ ብሰላም ተዕብዩ,እግዚኣብሄር ይቅረ ይበለልና🙏🙏🙏
2mot yu ti tnsi keytnxlyo kul amlak zgebro alwo nfetari ykr blely beli
Wuledyo nay metsaei Amlak yfelt nay Eropa sebaut ke antay tana alewom eiyu sebayki nbalu kemau ygebr ykewun, slezi wuladki aytkseri bejaki::
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤
ደንቆሮ ኢኺ ንስኺ ዓቕሜኺ ተኻሪኺ ከይትነብሪ ሰብኡት የኢቲኺ 😢ሕጂ ምኽሪ ደሊኺ
Zfsese may mechm ayhifsen ordi gin ka ktntselyo ajoki tgaftyo haftey khalif eyu
በቃይዶ ዝሐሸኪ ጌርክ ሲ ገንዘቡ እናበላዕኪ ሲ ጎረርኡ ሒዝኪ ቀቲልክዮ ማለት እዩ ዝረዝሮ ውላድ ፅቢቅ እዩ ውለድዮ
ሶቡኡት ሓሓኒቀን ትብል የኣከ በዕልኪ ኣምጺኪ ሓኒቅዮም እንዶ ነሀለኪ ባዕሊኪ single ከሙኡ ተገበራስ ኣየክፍኣለንን እዩ
Aygrmekan
Kola keytseduyo balki Zgeberkyo eyu nsebaki ngeryo natu wsane ygebr
ሰላም እቲ ሓቂ ንሰብኣይኪ ንገርዬ። ናይ ባዕሉ ውሳነ ይወስን። ንደቁ ክኣልዬም እዩ ምሳኺ ዘለዎ ዝምድና ግን ኣምላኽ ይፈልጥ። ስድራኺ ኣይሕጎስልክን። እዚ ሓቂ እዩ። ግን ሰሪሕኺ ነብስኽን ደቅኽን እለይ እምበር ሕጂ ንድሕሪት የለን። ንቲ ወዲ ንምንታይ ነጊርክዬ ምጥናስኪ?? እንተነፀልክዮ ዋላ ንሱ ክርብሸኪ እዩ። ሰላም ኣይክህበክን so its better to discuss it with ur husband knowing ur marriage is over. Believe me u already betrayed him not once but repeatedly so how can he trust u?? U werw not raped or forced, መከላኸሊ ትጥቀሚ ኔርኪ። እዚ ኣብቲ ርክብ ድሌት ከምዝነበረኪ እዩ። ተጋግዬ ዝብል ምኽንያት ብወገነይ ኣይቅበሎን ምክንያቱ ኣይተጋገክን። ግዚያዊ ስምዒት እውን ኣይኮነን ደጋጊምክዮ ኢኺ። ምስቲ ወድውን ሰበይቱ ፈቲሑ ክምርዓወኪ ከምዝደሊ ትዘራረቡ ኔርኩም። so ክልቴኩም ድሌት ኣለኩም ገዲፍኪ ስለዝከደ እምበር ተዘይትከይድ እንታይ ምኮነ ኔሩ?? ምስተጠቃለልኩም? ምስተብኣስኩም?? ንሰብኣይኪ ንእሽተይ ክብሪን ፍቅርን ዝተረፈ እንተሃልይኪ እቲ ሓቂ ንገርዬ። ካብ ካብ ካልእ ዝሰምዖ ካባኺ ይሓይሽ። ውላድኪ ድማ ኣይትቅተሊ። ኩሉ ሰሪሑ እዩ ውላዱ ዘዐቢ ዘሎ ኮፍ ኢልካ የለን። so ኣእምሮኺ ኣዳሊኺ ንገርዮ።ፕሮሰስ ጀሚርልኩም እንተኮይኑውን ኣምላኽ ይሓግዝኪ። ሓደ ክትስሕትዮ ዘይብልኪ ግን እቲ ፍቅረኛኺ ኣብ ዝኮነ ግዘ ውላደይ ክብለኪ እዩ። እንተነፀልክዮ እውን ከዋርደክን ርክብ ከምዝነበረኩም ካብ ምዝራብ ዓዲ ኣይውዕልን so ኣይፍለጥን ኢልኪ ንሰብኣይኪ ከይትሕስውዮ። ፈቲኽን ፀሊእኽን እቲ ሓቂ ክወፅእ እዩ። ክልተ ጌጋ ኣይትግበሪ። sorry for my rude words but thats the fact..ብድዐ ከይመስለኪ ግን እቲ ሓቂ ንሱ እዩ። ኣምላኽ ምሳኺ ይኹን። ዘየጣዕስ ውሳነ ክትውስኒ ይሓግዝኪ። ካብሕጂ ንዝህልወኪ ከቢድ ሒወት ብርትዐ ይሃብኪ።
ኣምላኽ ምስኣ ኣይኹን ብሕምቅ ከኣ መይታ የስምዓና፡ ከምዚአን ዝኣመሰላ ጋሕባ፡ ሽራሙጥ ክጠፍኣ ጥራይ እዩ ዘለወን።
@@ST-qz8jf ውይ ከምኡ አይብሃልን። ጌጋኣ ከምዘሎ ኮይኑ ነቶም ዝወለደቶም ውላዳታስ ትንበረሎም። ብዓቢ ንዕኦም እያ በዲላቶም። ፅባሕና ኣይንፈልጥን እሞ ንዝበደለ ኩሉ ይሙት ኣይንበል። ልቦና ይሃባ፣ ካብ ሕሉፍ ተማሂራ ደቃ ንክትኣሊ ኣምላኽ ይሓግዛ።
@@genethail8906
ከምዚ ዝኣመሰለ ዓቢ ጌጋ ምግባራ ወላ ነቶም ደቃ ከማን ኣይትኸውንን እያ፡ ኣቦኦም ኣለዎም ካብ ምስ እዛ ጋሕባ ምዕባይ ምስ ኣቦኦም ምዕባይ ይሓይሽ ። እዛ ክትጠፍእ ጥራይ እዩ ዘለዋ!
@@ST-qz8jfamlki naka keyqdmka aytgagyo hemqe neresu xbku nerasu
በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላክ ኣሜንን።
ሰላም ኣምላክ ምሳኺ ይኹን ዝሓፍተይ።
ከም ፍቓድ ኣምላክ ካብ ክልተ ግዜ ጌጋ ምስራሕ ተቖጠቢ፡ እዚ ኣጋጢሙኪ ዘሎ ከቢድ እኳ እንተኾነ ብዓቕሊ ፍትሕዮ። ንሱ ከ ምስ በዓል ቤትኪ ብግልጺ ምዝርራብ ይሓይሽ።ኣምላኽ ንጸገምኪ ይፍትሓልኪ።
ኣነስ ሓቂ ኾይኑ ዘይ ስመዐኒ
Wela ane ade 2 kelewie mukanan kab sudan nab gibxn mkadad enda haberet si sebiaya neza video semiu aygmtn do
Des eilki geyrikiyo si kelbi
ane zgermeni mkri dele yblu gn etom sdreom nezi aysemewon dyom maletey tariki bmleu 😄 slezi sebeytu mkanki entay koynu zeyrdeo wa 😄😄
Anewin zigermeni esuyu zikene seb eziya melsi ente hibina tubuqneru
@AbuRawanWedMeagib ja wela ane ezi deyfelt ente koynu eti sebaya wa emo hadaru aykoxaxen malet eyu bmelu tarik nay geza abzi zerziratisi 😄😄😄😄😄
Nblo eko tefiena, bzqone amlak zhashe mefthi yhabki. 🤲Hadera gn key tnxlyo
I suggest you to keep the pregnancy and tell the truth to your husband; and leave the decision to him . At this moment expect 80% divorce , but wait to hear how he reacts . The good thing is you have two kids between you already and I don’t think so he would abandon his kids . I think he may stop the relationship with you , but he will keep supporting his kids . I don’t so anyone would abandon his kids unless he is cruel. The fact is the truth will come out later on if you try to hide it now . Plus if you abort the pregnancy now, the guy who made you pregnant might inform your husband as well , just expect this. So, finally, I suggest you to keep the pregnancy and disclose the issues to your husband.
True,
Tahaneki bela
ኣይበሃልን ክብረተይ
ሓፍተይ ብርክቲ ከይትሰድዮ ውለድዮ ምስ ሰለተኪ ከኣ ኣብቲ ገዳማት ወይ ብ ገንዘብ ከብያልኪ ዝክላ ትገድፍዮ ምስ ኣተኺ ከኣ ን ሰባይኪ ትናስህሉ ፡ሰብ ኮይኑ ዘይጋገ የለን ን ዝሓልፍ ጊዜ ኢልኪ ሂወት ኣይትቅተሊ፡ሓደራኺ ውላድ ተረካቢ ኣይኮነን።
ብመጀመርታ ብሓይሊ ምስ ዓመጸኪ, ንሰብኣይኪ ዓሚጽኒ ኢልኪ ክትነግርዮ ነይርኪ ኣይዘመክን ብድልየትኪ ስለ ዘይነበረ ከም ሓጥያት ኣይቆጽሮን እየ, ግን ንስኺ ደስ እሉኪ, ሰብኣየይ አይሪእየንን ኣሎ ኢልኪ ድላይኪ ትገብሪ ኔርኪ, ሕጂ ዊን ኣግሂድኪ ንገርዮ,
@@zebibtekietekie6072 ብፈለማስ ምዓዝ ተዓሚፃ?? ዘይበለት። እታ ናይ መጀመርታ step ንሱ ወሲዱዋ እምበር ንሳውን ኣይፀልኣቶን እኮ። ናይ ፈለማ ብስምዒት ተደፍፊኣ ዝገበረቶ እምበር ዓመፅ ኣይነበረን። ድሌት ክልቲኦ ኔሩ።
ስምዒ ወሓለ ዕዋላ እንታይ ኢኺ ትብልዮ
ደጋጊምኪ ነቲ ርክብ ካብ ገበርክዮ
ክልተ ሓጥያት ኣይትፍጽሚ ነቲ ህጻን ውለድዮ!!
ሓቅኺ ዲኺ,ሕጂ ሰብ ተገዲሱ ምኽሪ ክህበኪ ትጽበዪ ኣለኺ, ጠሪጣስ ተትሓንከለይ ዝበሃል ንኸምዚ ናትኪ እዩ ሕጂ ጥንሲ ክሳብ ዘጋጥም በጺሕኪ እምበር ኣመል እዩ እዚ ናትኪ
Aye gual trekbo entay mo.kingeber deqi anstyo tetenkefti ena .dehar ka gual do kab geza wey kab sebya tfile
asddyo
Sebayki kifethaki alewo
ንዒ ሐዚ ማዓረይ እቲ ጌጋ ተፈፅሙ እዩ ግዜ ከይወሰድኪ እቲ ጥንሲ አውፅእዩ አብ ልዕሊ ሰብአይኪ ከቢድ ገበን ዩ ዚ ግን ሕጂ እውን እንተኮ ግዜ አይትውሰደ አውፂእኪ ሂወትክን ሂወት ደቅክን አስተካክለ ባዓብዩ እካ ተጋግክስ ጥንሲ ክተውረዲ ፈረሕኪ ምፈራሕማ መጀመርታ እዩ ነይሩ አታ ነበይ ኢና ንከዶ ዶ
ገበን ሰብ ምቕታል እዩ እንበር ምግጋይ ገበን ኣይኮነን, ምስ ሰብ ከይትበኣስ ኢላ ምስ ኣምላኽ ክትበኣስ ፅቡቕ ኣይኮነን. ሕማቕ ኣይትምከር ደይ ገንዘብ እዩ ዝተርፋ ካብ ሕልናኻ ምሻጥ ይሓይሽ ምጥማይ
😮😮😮😮😮😢😢😢😢😢😢😢😢
First time he was his mistake but 2nd 3rd keep going is your fault u don't have no respect for your husband
ኣስድድዮ
ረሳሕ ኣይትሓፍርን ዲኪ ከ ኣብዚ መጺኪ ምከሩኒ ክትብሊ
እዚ ኮ ትምክሕቲ ኣይኮነን ካብ ተጋገኪ ግን ንምንታይ መከላኸሊ ዘይትጢቀም ከምዛ ምስ ሰብኣይኪ ትድቅሲ ዘለኺ በዘይ ሓደ ነገር ትግበሪ ተኮንኪ ደኣ ግድን ኢኺ ክጠንሲ ሕጂ ዋጋ ሓጥያትኪ ትክፈልዮ ግዜ እዩ ወይ ኢለዮ ንሓድኣ ወይ ንገርዮ ተሕዝና ኢኽን ባሓቂ ኣዴታትክን ንሙሉ ዕድሜን በዘይ ሰብኣይ ይነብራ ኔረን ንስኽን ከኣ ነዛ ሕማቅ እዋን ክሳብ ምስ ሰብኣይኪ ትራክቢ ምጽባይ ስንኪ በስማም መውዳታ ዘመን 😢😢😢
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
❤❤❤❤
❤❤❤🎉🎉❤❤🎉🎉🎉