NEW TIGRIGNA GOSPEL SONG//ሓድሸ ኢኻ ኣብ ጸጽባሕ//SINGER WINTA ADAMU BEKELE//@2023

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 8 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 78

  • @RuthShambel
    @RuthShambel 7 місяців тому +3

    God bless u wintu

  • @faresopendoorministry8386
    @faresopendoorministry8386 7 місяців тому +1

    ጎይታ ይባርኽኪ ኣዝዩ ደስ ዝብል 👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏🎵🎵🎶🎼🎻🎻🎹🎷🎷🎺🎧🎸🎸🎵📼

  • @samiveter1468
    @samiveter1468 10 місяців тому +1

    ኣሜን ሓድሽ ኢኻ ኩሉ ጊዜ ጎይታ የሱስ ክርስቶስ

  • @kidhitsweet7763
    @kidhitsweet7763 10 місяців тому +1

    ❤❤❤ brekti memelske tegletse

  • @naomefenkil3780
    @naomefenkil3780 9 місяців тому +3

    very nice song wintitu! love it GOD BLESS YOU❤❤

  • @Eru_Weldegebriel
    @Eru_Weldegebriel 8 місяців тому +1

    God bless you dear, beautiful song!

  • @wuhbetnatey8325
    @wuhbetnatey8325 10 місяців тому +2

    ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልታ ንእግዚኣብሄር ኣቦ ብክርስቶስ የሱስ ህያው ስም።❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @kolossal3912
    @kolossal3912 9 місяців тому +1

    God bless u. Grum mezmur!

  • @tirhasbitsuamlakofficialch6892
    @tirhasbitsuamlakofficialch6892 9 місяців тому +1

    Winye blessed Amen Amlakna abxexbah hadish! Keep shining gual Ngus ❤

  • @tedroshaile5004
    @tedroshaile5004 10 місяців тому +1

    Amen. Hallelujah. Glory. Keep flowing blessed one!

  • @wuhbetnatey8325
    @wuhbetnatey8325 10 місяців тому +1

    ክጽበየኪ ቀንየ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @wuhbetnatey8325
    @wuhbetnatey8325 10 місяців тому +1

    ❤❤❤ክብሪ ክብሪ ክብሪ ንየሱየ❤❤❤

  • @wintanamul8970
    @wintanamul8970 10 місяців тому +1

    HALLELUJAH!!!

  • @MeswatTega
    @MeswatTega 10 місяців тому +1

    ተባረኪልኝ ዊንትዬ ፀጋውን ያብዛልሽ

  • @SenaitFessahaye
    @SenaitFessahaye 10 місяців тому +1

    Amen wintiy blessed

  • @ElsaSolomonTnsae
    @ElsaSolomonTnsae 10 місяців тому +2

    Waaaw nice song, keep increasing and stay blessed

  • @FreweyniGebreslassie
    @FreweyniGebreslassie 10 місяців тому +1

    Winti amazing

  • @princeamani5866
    @princeamani5866 10 місяців тому +1

    Blessing

  • @samrawitghebretinsae7456
    @samrawitghebretinsae7456 10 місяців тому +1

    Wonderful song wintye blessed. May God keep blessing you mearey ❤❤❤

  • @edengebrehiwet7029
    @edengebrehiwet7029 10 місяців тому +1

    Wintu blessing ❤

  • @carlitoooo803
    @carlitoooo803 10 місяців тому +1

    Blessings

  • @tsehaineshtekle6154
    @tsehaineshtekle6154 9 місяців тому +1

    ተባረኺ መመሊስኪ ንበረኸት ኩኒ።

  • @YANETMEDHANIE
    @YANETMEDHANIE 10 місяців тому

    Very nice and lovely song Wintu. May God bless you. May always stand strong in all you do through Christ.

  • @filmondebesai
    @filmondebesai 10 місяців тому +1

    Wintu haftey bealti tiemti dehay. I am here to testify that You are one of the few transformed people in a short period of time and surely you are going forward and upward inspite of all challenges. Xega yibzihalki blessed.

  • @wintakubrom747
    @wintakubrom747 10 місяців тому +1

    Asey Wintitu nice song blessed glory to God. Keep shining.

  • @segenfitwi6531
    @segenfitwi6531 10 місяців тому +1

    Wintey blessings good job

  • @MeswatTega
    @MeswatTega 10 місяців тому +1

    ተባረኪልኝ

  • @wuhbetnatey8325
    @wuhbetnatey8325 10 місяців тому +1

    እሰይይይይ ዛ'ጓለይይይይ ናተይ

  • @YVR23
    @YVR23 10 місяців тому +1

    Be shem amelak gen ka na naye club derfi kerub hefari amelak mehrate yehabeki

  • @misghanaahferom9326
    @misghanaahferom9326 10 місяців тому +1

    Amennnnn u r blessed winty.keep shining ❤

  • @saminegu2375
    @saminegu2375 10 місяців тому +1

    Wonderful Song wintu haftey Blessed.....keep Shinning!!!

  • @abelzekariasofficialchanne4586
    @abelzekariasofficialchanne4586 10 місяців тому +1

    ዊንቱ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ዘብህግ መስዋእቲ ይኹነልኪ ።

  • @BezalignAyenew7
    @BezalignAyenew7 10 місяців тому +1

    So Amazing Song Winta, you are blessed.

  • @el-shadaifilmsproduction7293
    @el-shadaifilmsproduction7293 10 місяців тому +1

    Awesome work may God bless you more than you think😍😍..Psalm 150:2: “Praise him for his acts of power; praise him for his surpassing greatness.

  • @wuhbetnatey8325
    @wuhbetnatey8325 10 місяців тому +1

    ሓድሽ ኢካወ ኣቦይ ልዑለይ ንጉሰይ ክብረይ! ምስ ደቀይ ኣብ ቅዱስ መኣድካ ዝኣኸብካና!❤❤❤ የኽብረካ የመስግነካ ፍግም ኢለ ይሰግደልካ ንበይንኻ ቕዱስ ህያው ዓቢ ስልጡን ኣቦይ❤❤❤

  • @wuhbetnatey8325
    @wuhbetnatey8325 10 місяців тому +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @SaliemSolomon
    @SaliemSolomon 9 місяців тому +1

    Eway shegre
    Ab kedmie amielk
    Zkireb meswite ykunlkie belie
    Enbr mezmur deyu
    Wla video clip eke hezkilna
    Mexkie I don't know
    😢 Neza aliem aytmselu ente elku
    Kalie amielk aytmsiel aytmsiel eyu
    Kab nay Aliem video clip
    Rekum mexkum shem
    Amielk melgxie aytgbrwo
    Amielk be mehrtu yetmitena

    • @Winybyhisgrace
      @Winybyhisgrace  9 місяців тому

      🤳🙏

    • @joelberhane1923
      @joelberhane1923 8 місяців тому +1

      The video clip has meaning and accurately represents what she is trying to convey to the audience. Everything has its own meaning.

  • @tesfayabrha9723
    @tesfayabrha9723 10 місяців тому +1

    This is tig music not mezmur

    • @Winybyhisgrace
      @Winybyhisgrace  10 місяців тому

      🤳🙏

    • @segidbrhane2738
      @segidbrhane2738 9 місяців тому +1

      እወ ትግርኛ music እዩ ግጥሙ ድማ ናፍቆት ንኢየሱስ እዩ። ብmusic ትግርኛ ጌራ ኩልሻዕ ሓዲሽ እንዳኾነ ዘገረማ ጎይታኣ " ሎሚ ረኺበኻ ደሓራይውን እጸምኣኻ...መመሊስካ ሓዲሽ ኢካ!" ትብሎላ ነቲ ፍቑራ ነቲ ሓዲሽ እንዳኾነ ኩልሻዕ እንዳተሓደሰ ዘገርመ ኣፍቃሪኣ!! ብግጥሚ ጥራይ ኣይኾነትን፡ወዲሳቶ ናይ ቀደም ክዳን ድማ ጌራ ንሱ ደርቢያ ሓዲሽ ክዳን ብምኻድን ብምሳሌኣዊ ኣዘራርባ ከምዚ ኢካ ኢላቶ!! ጎይታ ይባርኻ - መመሊሱ ብዝግለጽ ጥበብ! እዚ art , knowledge, and understanding of God ክራኸቡ ከለዉ እዩ!!! ብትሰምኦ ብባሕልካ ብትርእዩ ብባሕልኻ ኮይኑ ሓዲሽነት ዘርእይ እቲ ግጥሚን ድማ፡ብኣቢዩ "ሓዲሽ ኢኻ በብጽባሕ ዘይትምኖ ዘይትርሳዕ" ትብሎላ!!!🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
      "...ኣነ እበኻ ሓዲሽ ኣምልኾ....
      ሓዲሽ ኢኻ ኣብ ጸጽባሕ
      ዘይትምርመር ዘይትርሳዕ
      ትማሊ ረኺበኣካ ሎሚውን፡ኣጸማኣካ
      ...ኣሚውን፡ጸዊኤኻ
      ሎሚውን ኣይመነኹኻ" እረ በጃኻ ደው ኢልኻ ኣስተብሕሎ!! ብዋጣን ማጣን ብትግርኛ music ሓዲሽ ሰብ ምኽዋና፡ይዝኸር፡ኣሎ!!! ኣልእል፡ከበሮኻ ዲም ኣብሎ. ..ኣኹድድ ከም ኣቦታትና... " ኣብ ማሕሌት ህዝብካ ትርኸብ ንስካ ኣምልኾ፡ናይ ሕዝብካ ባሕ ዝብከኻ" እንዳበልኻ፡ኣስኪ ውረድ ሳዕስዐሉ! ዘገበረልና እዚ ክውሕዶ!! ሸብ ሸብ!!Reply to @user-kk7nq ---ክሊፕ ዕላሙኡ እንታይ እዩ? ቛንቛ ኣይኮነንዲዩ? Visual language ይበሓል።ጥበበኛ ድማ ሙሉእ መልእክቲ የማሓላልፈሉ። ግጥሚ ብዜማ ክእጀብ ይክእል እዩ ጥበብ፡ምስተረኽበ ድማ እቲ ግጥሚ ብመልእክቲ clipውን ይቀርብ እዩ። እዚኣ clip ናይ ሓፍትና ዊንታ ብኩሉ፡መዳያታ መልእክታ ብዝግባእ ኣማሓላሊፋ።ኣንኮራ ናይ ባሕሊ ክዳንን ቦታን ብምጥቓም ድንቒ ናይ visual ቛንቛ ተጠቒማ ፍትዋ ኢየሱስ ሓዲሽ ከምዝኮነ ንኣኣውን ኣሮጌት መንነታ (ብናይ ቀደም፡ክዳን ዝተወከለ) ቀንጢጡ ብሓዲሽ ክዳን ብምልባስ ሓዲሽ ምግባሩ ብግብሪ clipnኣሪዓትና።ጎይታ ይባርካ ነዚ ናይ ዘመኑ ቛንቛ ምጥቓም ምክኣላ። እዚ ጥበብ እዩ! ኩሉ ሰናይ ካብ ኣምላኽ ኣይኮነን ዲዩ? Zoom ቤተክርስቲያን ንክትጥቀመሉ ትሰክፈ ኔራ።ኮቪድ ምስ ምውጸግና ተለማሚዳቶ።ዓለም፡ግና ብzoomን ብskypie ኣቢይ ውራይ የካይዱ ኔሮም። እዚ ቴክኒሎጂ ኣምላኽ ኣብ ሰብን ፍጥረትን፡ዘቀመጦ፡ፍልጠት ኣይኮነን ዲዩ? ኮምፒተርን ኢንተርኔትን ክመጽእ ከሎ ናይ ኣጋንቲ ተባሒሉ።ሕጂ ክርስቲያን ኮታ ኩሉ ተጠቃሚ እዩ። ሕዝበይ ክሰንኪ ፍልጠት ጠፊኡ ኣዩ ዝብከና ጽሑፍ። እወ ብሰንኪብ፡ፍልጠት፡ምውሓድ ኣምላኽ ዝሓበና ነገራት ከይተጠቀምናሎም ኣለም ትጥቀመሉ ኣላ። እረ ንለብም!!! ሰናይ ነገር ንምቕባል ንተሓጎስ!! ዊንቲ፡ዘገርም ስራሕ ኢኺ ሰሪሕኺ ሕጂውን በርትዒ - ከማኪ ዝስርሑ ድንቅ ክሊፕ ዘቕረቡ ከም ዮሴፍ ካሳ (ናይ መጀመሪያ ስርሓቱ) ዮናስ ሃይለ(ወንጌል ኣዩ ፈውሱ) መስከረም ጉቱ። ዳዊት ሞላልኝ። ተመስገን ማርቆስ - ጎይታ ይባርኺ ኣዚዩ ካብዚሕ ብዘለኣለ ድማ፡ምጽና!! ንጽበየኺ ንባረኺ!!

    • @segidbrhane2738
      @segidbrhane2738 9 місяців тому

      Reply to @user-kk7nq ---ክሊፕ ዕላሙኡ እንታይ እዩ? ቛንቛ ኣይኮነንዲዩ? Visual language ይበሓል።ጥበበኛ ድማ ሙሉእ መልእክቲ የማሓላልፈሉ። ግጥሚ ብዜማ ክእጀብ ይክእል እዩ ጥበብ፡ምስተረኽበ ድማ እቲ ግጥሚ ብመልእክቲ clipውን ይቀርብ እዩ። እዚኣ clip ናይ ሓፍትና ዊንታ ብኩሉ፡መዳያታ መልእክታ ብዝግባእ ኣማሓላሊፋ።ኣንኮራ ናይ ባሕሊ ክዳንን ቦታን ብምጥቓም ድንቒ ናይ visual ቛንቛ ተጠቒማ ፍትዋ ኢየሱስ ሓዲሽ ከምዝኮነ ንኣኣውን ኣሮጌት መንነታ (ብናይ ቀደም፡ክዳን ዝተወከለ) ቀንጢጡ ብሓዲሽ ክዳን ብምልባስ ሓዲሽ ምግባሩ ብግብሪ clipnኣሪዓትና።ጎይታ ይባርካ ነዚ ናይ ዘመኑ ቛንቛ ምጥቓም ምክኣላ። እዚ ጥበብ እዩ! ኩሉ ሰናይ ካብ ኣምላኽ ኣይኮነን ዲዩ? Zoom ቤተክርስቲያን ንክትጥቀመሉ ትሰክፈ ኔራ።ኮቪድ ምስ ምውጸግና ተለማሚዳቶ።ዓለም፡ግና ብzoomን ብskypie ኣቢይ ውራይ የካይዱ ኔሮም። እዚ ቴክኒሎጂ ኣምላኽ ኣብ ሰብን ፍጥረትን፡ዘቀመጦ፡ፍልጠት ኣይኮነን ዲዩ? ኮምፒተርን ኢንተርኔትን ክመጽእ ከሎ ናይ ኣጋንቲ ተባሒሉ።ሕጂ ክርስቲያን ኮታ ኩሉ ተጠቃሚ እዩ። ሕዝበይ ክሰንኪ ፍልጠት ጠፊኡ ኣዩ ዝብከና ጽሑፍ። እወ ብሰንኪብ፡ፍልጠት፡ምውሓድ ኣምላኽ ዝሓበና ነገራት ከይተጠቀምናሎም ኣለም ትጥቀመሉ ኣላ። እረ ንለብም!!! ሰናይ ነገር ንምቕባል ንተሓጎስ!! ዊንቲ፡ዘገርም ስራሕ ኢኺ ሰሪሕኺ ሕጂውን በርትዒ - ከማኪ ዝስርሑ ድንቅ ክሊፕ ዘቕረቡ ከም ዮሴፍ ካሳ (ናይ መጀመሪያ ስርሓቱ) ዮናስ ሃይለ(ወንጌል ኣዩ ፈውሱ) መስከረም ጉቱ። ዳዊት ሞላልኝ። ተመስገን ማርቆስ - ጎይታ ይባርኺ ኣዚዩ ካብዚሕ ብዘለኣለ ድማ፡ምጽና!! ንጽበየኺ ንባረኺ!!

    • @segidbrhane2738
      @segidbrhane2738 9 місяців тому

      Reply to @user-kk7nq ---ክሊፕ ዕላሙኡ እንታይ እዩ? ቛንቛ ኣይኮነንዲዩ? Visual language ይበሓል።ጥበበኛ ድማ ሙሉእ መልእክቲ የማሓላልፈሉ። ግጥሚ ብዜማ ክእጀብ ይክእል እዩ ጥበብ፡ምስተረኽበ ድማ እቲ ግጥሚ ብመልእክቲ clipውን ይቀርብ እዩ። እዚኣ clip ናይ ሓፍትና ዊንታ ብኩሉ፡መዳያታ መልእክታ ብዝግባእ ኣማሓላሊፋ።ኣንኮራ ናይ ባሕሊ ክዳንን ቦታን ብምጥቓም ድንቒ ናይ visual ቛንቛ ተጠቒማ ፍትዋ ኢየሱስ ሓዲሽ ከምዝኮነ ንኣኣውን ኣሮጌት መንነታ (ብናይ ቀደም፡ክዳን ዝተወከለ) ቀንጢጡ ብሓዲሽ ክዳን ብምልባስ ሓዲሽ ምግባሩ ብግብሪ clipnኣሪዓትና።ጎይታ ይባርካ ነዚ ናይ ዘመኑ ቛንቛ ምጥቓም ምክኣላ። እዚ ጥበብ እዩ! ኩሉ ሰናይ ካብ ኣምላኽ ኣይኮነን ዲዩ? Zoom ቤተክርስቲያን ንክትጥቀመሉ ትሰክፈ ኔራ።ኮቪድ ምስ ምውጸግና ተለማሚዳቶ።ዓለም፡ግና ብzoomን ብskypie ኣቢይ ውራይ የካይዱ ኔሮም። እዚ ቴክኒሎጂ ኣምላኽ ኣብ ሰብን ፍጥረትን፡ዘቀመጦ፡ፍልጠት ኣይኮነን ዲዩ? ኮምፒተርን ኢንተርኔትን ክመጽእ ከሎ ናይ ኣጋንቲ ተባሒሉ።ሕጂ ክርስቲያን ኮታ ኩሉ ተጠቃሚ እዩ። ሕዝበይ ክሰንኪ ፍልጠት ጠፊኡ ኣዩ ዝብከና ጽሑፍ። እወ ብሰንኪብ፡ፍልጠት፡ምውሓድ ኣምላኽ ዝሓበና ነገራት ከይተጠቀምናሎም ኣለም ትጥቀመሉ ኣላ። እረ ንለብም!!! ሰናይ ነገር ንምቕባል ንተሓጎስ!! ዊንቲ፡ዘገርም ስራሕ ኢኺ ሰሪሕኺ ሕጂውን በርትዒ - ከማኪ ዝስርሑ ድንቅ ክሊፕ ዘቕረቡ ከም ዮሴፍ ካሳ (ናይ መጀመሪያ ስርሓቱ) ዮናስ ሃይለ(ወንጌል ኣዩ ፈውሱ) መስከረም ጉቱ። ዳዊት ሞላልኝ። ተመስገን ማርቆስ - ጎይታ ይባርኺ ኣዚዩ ካብዚሕ ብዘለኣለ ድማ፡ምጽና!! ንጽበየኺ ንባረኺ!!

    • @Winybyhisgrace
      @Winybyhisgrace  9 місяців тому +1

      ​@@segidbrhane2738ጎይታ ይባርካ ሎሚ ርኤዮ ልጥፍቶካ ።ኣዝየ ድማ ተባሪከ ❤ ።ጎይታ ክምልስ ከሎ ይሓይሽ ።ከምቲ ዝተረድኣኒ ተርድኡኒ ኣይብልን ብዝተርድኣኒ ብዝብጻሕክዎ ክመላለስ ግን መንፍሳዊ ግዲታይ እዩ ። ተቀቢለ ከም ዘይተቀበልኩ ኣይክውንን እዬ ።
      ንብዙሃት ኣፍ ይግብርካ ።ክብሪ ነቲ ወሓቢ ራኢናን ዝኮነ ኣምላኽና ይኩን! ጸብጻብና እንዳጸብቅና ንጎየሉ ዘመን ይኩነልና። 🫂

  • @segidbrhane2738
    @segidbrhane2738 9 місяців тому +2

    Goyta ybarki!እቲ ዜማን ግጥምን ማራኺ እዩ! እቲ ክሊፕምውን ካብ ናይ ኣረጊት ናብ ሓዲሽ ኽዳን ብምቕያር ነቲ ኢየሱስ ዝሓበና ሓዲሽ ሕይወት ከነስተውእል ጌርክና ኢኺ! ጎይታ የክብርኺ!! ነቲ ሓሳብ ዘንጸባርቕ ክሊፕ ኢኺ ጌርኺ!! እዚ ድማ ጥበብ እዩ! ንዘስተውእሎ ሰናይ እዩ!! ተባሪኸ ንባራኺ ሒበኺ!! መመሊሰ ደማ እሰማኦ ኣለኹ!! ሓዲሽ ኢኻ ጸጽባሕ እብል

  • @segidbrhane2738
    @segidbrhane2738 9 місяців тому +1

    "ኣብ ማሕሌት እስራኤል ትርኸብ ንስኻ
    ምስጋና ሕዝብኻ ባሕ ዘብለኻ
    ስለዚሕ እየ ስምኻ ዘእብዮ ስምካ
    ኣብ ጸጽባሕ ሓዲሽ ኣምላኽ በይንኻ ኢኻ"
    ኣሜን !! ሓዲሽ ኢካ ሓዲሽ ድማ ኣምልኾ እሕበኻ!! ጎይታ ይባርኺ ዝሓፍተይ!! ኣሻሕ መዝሙር ኣፈልፍሊ!