- 19
- 51 169
WINTA ADAMU BEKELE official
Приєднався 10 бер 2023
Numbers 14 (ASV) - ዘሁልቊ
24: But because my servant Caleb has a different spirit and follows me wholeheartedly, I will bring him into the land he went to, and his descendants will inherit it.
24: But because my servant Caleb has a different spirit and follows me wholeheartedly, I will bring him into the land he went to, and his descendants will inherit it.
NEW TIGRIGNA GOSPEL SONG //SINGER WINTA ADAMU BEKELE // ሞሳ ንዝግብኣካ እግዚብሄር // @2024
Psalms 18 ትግ - ዳዊት
1: ዎ እግዚኣብሄር ሓይለይ፣ አፍቅረካ እየ።
2: እግዚኣብሄርሲ ኸውሔይ፣ ዕርደይ፣ መናገፍየይ፣
ኣምላኸይ፣ ዝሀድመሉ ጸግዔይ፣
ዋልታይ፣ ቀርኒ ምድሓነይ፣ ልዕል ዝበለ ኸውለይ እዩ።
3: ናብቲ ሞሳ ዚግብኦ እግዚኣብሄር ተማህለልኩ እሞ፣
ካብ ጸላእተይ ደሐንኩ።
6: ብጸበባይ ናብ እግዚኣብሄር ተማህለልኩ፣
ናብ ኣምላኸይ ኣእዌኹ፣
ንድምጸይ ካብ መቕደሱ ሰምዖ፣
ኣውያተይውን ናብ ቅድሚኡ ኣብ ኣእዛኑ በጽሔ።
7: ሽዑ ምድሪ ተናወጸት ራዕራዕ ድማ በለት፣
መሰረታት ኣኽራን ከኣ ኣንደቕደቑ፣
ንሱ ነዲሩ እዩ እሞ፣ ኣንቀጥቀጡ።
16: ካብ ላዕሊ ልኢኹ ሐዘኒ፣
ስሒቡ ኻብ ብርቱዕ ማያት ኣውጽኣኒ።
17: እቲ ብርቱዕ ጸላእየይን እቶም ዚጸልኡንን፣
ሐይሎሙኒ ነበሩ እሞ፣ ካብኦም ኣናገፈኒ።
32: እቲ ሓይሊ ዜዕጥቐኒ፣
ንመገደይ ከኣ ዜቕንዓ ኣምላኽ፣
33: ንሱ ነእጋረይ ከም ናይ እራብ ዚገብረን፣
ኣብቲ በሪኽ ቦታይ ዜቚመኒ፣
34: ንሱ ነእዳወይ ውግእ፣
ንቐላጽመይ ድማ
ምግታእ ቀስቲ ኣስራዚ ዘልመደን እዩ።
35: ዋልታ ምድሓንካ ድማ ሂብካኒ፣
የማነይቲ ኢድካውን ደጊፋትኒ፣
ሕያውነትካ ድማ ዓብዪ ገይሩኒ።
46: እግዚኣብሄር ህያው እዩ፣ ከውሔይ ብሩኽ ይኹን፣
ኣምላኽ ምድሓነይ ልዕል ይበል።
47: እቲ ሕነ ዚፈድየለይ፣
ነህዛብውን ዜግዝአለይ፣
48: ካብ ጸላእተይ ዜውዕለንስ ኣምላኽ እዩ።
እወ፣ ኣብ ልዕሊ ተጻረርተይ ልዕል እተብለኒ፣
ካብቲ ዓመጸኛ ሰብ እትበልሃኒ ንስኻ ኢኻ።
49: ስለዚ፣ ዎ እግዚኣብሄር፣ ኣብ ማእከል ኣህዛብ ከመስግነካ፣
ንስምካውን ክዝምረሉ እየ።
1: ዎ እግዚኣብሄር ሓይለይ፣ አፍቅረካ እየ።
2: እግዚኣብሄርሲ ኸውሔይ፣ ዕርደይ፣ መናገፍየይ፣
ኣምላኸይ፣ ዝሀድመሉ ጸግዔይ፣
ዋልታይ፣ ቀርኒ ምድሓነይ፣ ልዕል ዝበለ ኸውለይ እዩ።
3: ናብቲ ሞሳ ዚግብኦ እግዚኣብሄር ተማህለልኩ እሞ፣
ካብ ጸላእተይ ደሐንኩ።
6: ብጸበባይ ናብ እግዚኣብሄር ተማህለልኩ፣
ናብ ኣምላኸይ ኣእዌኹ፣
ንድምጸይ ካብ መቕደሱ ሰምዖ፣
ኣውያተይውን ናብ ቅድሚኡ ኣብ ኣእዛኑ በጽሔ።
7: ሽዑ ምድሪ ተናወጸት ራዕራዕ ድማ በለት፣
መሰረታት ኣኽራን ከኣ ኣንደቕደቑ፣
ንሱ ነዲሩ እዩ እሞ፣ ኣንቀጥቀጡ።
16: ካብ ላዕሊ ልኢኹ ሐዘኒ፣
ስሒቡ ኻብ ብርቱዕ ማያት ኣውጽኣኒ።
17: እቲ ብርቱዕ ጸላእየይን እቶም ዚጸልኡንን፣
ሐይሎሙኒ ነበሩ እሞ፣ ካብኦም ኣናገፈኒ።
32: እቲ ሓይሊ ዜዕጥቐኒ፣
ንመገደይ ከኣ ዜቕንዓ ኣምላኽ፣
33: ንሱ ነእጋረይ ከም ናይ እራብ ዚገብረን፣
ኣብቲ በሪኽ ቦታይ ዜቚመኒ፣
34: ንሱ ነእዳወይ ውግእ፣
ንቐላጽመይ ድማ
ምግታእ ቀስቲ ኣስራዚ ዘልመደን እዩ።
35: ዋልታ ምድሓንካ ድማ ሂብካኒ፣
የማነይቲ ኢድካውን ደጊፋትኒ፣
ሕያውነትካ ድማ ዓብዪ ገይሩኒ።
46: እግዚኣብሄር ህያው እዩ፣ ከውሔይ ብሩኽ ይኹን፣
ኣምላኽ ምድሓነይ ልዕል ይበል።
47: እቲ ሕነ ዚፈድየለይ፣
ነህዛብውን ዜግዝአለይ፣
48: ካብ ጸላእተይ ዜውዕለንስ ኣምላኽ እዩ።
እወ፣ ኣብ ልዕሊ ተጻረርተይ ልዕል እተብለኒ፣
ካብቲ ዓመጸኛ ሰብ እትበልሃኒ ንስኻ ኢኻ።
49: ስለዚ፣ ዎ እግዚኣብሄር፣ ኣብ ማእከል ኣህዛብ ከመስግነካ፣
ንስምካውን ክዝምረሉ እየ።
Переглядів: 4 617
Відео
KIDS LIVE WORSHIP//HADISHIKA COVER SONG //TIGRIGNA GOSPEL SONG//2024
Переглядів 8215 місяців тому
#mezmur #christiansong #everyone #gospelmusic #eritrean #Nairobi #hosanna#Ruthmezmur#love
NEW TIGRIGNA GOSPEL SONG//ሰላም እዩ ዝሕብ ደንቢኡ//SINGER WINTA ADAMU BEKELE//@2024
Переглядів 8 тис.7 місяців тому
His domain gives peace His mercy doesn’t allow you to keep quiet His love doesn’t allow you to keep quiet His grace doesn’t allow you to keep quiet His care doesn't allow you to keep quiet I’ve chosen to live in his house, I’ve understood his mercy His care is abundant, his domain gives peace I think a lot about what my heart desires His is the best with an end I’ll run and cross where he wants...
NEW TIGRIGNA GOSPEL SONG//ሓድሸ ኢኻ ኣብ ጸጽባሕ//SINGER WINTA ADAMU BEKELE//@2023
Переглядів 8 тис.10 місяців тому
" ለይትን መዓልትን ከየቋረጹ ድማ፡ እቲ ዝነበረን ዘሎን ዚመጽእን፡ ኵሉ ዚከአሎ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ቅዱስ፡ ቅዱስ፡ ቅዱስ እዩ፡ ይብሉ።" Revelation 4 ትግ - ራእይ 8: እቶም ኣርባዕተ እንስሳ ድማ ነፍሲ ወከፎም ሸሹድሽተ ኽንፊ አለዎም፡ ብዙርያኦምን ብውሽጦምን ከኣ ኣዒንቲ መሊእዎም እዩ፡ ለይትን መዓልትን ከየቋረጹ ድማ፡ እቲ ዝነበረን ዘሎን ዚመጽእን፡ ኵሉ ዚከአሎ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ቅዱስ፡ ቅዱስ፡ ቅዱስ እዩ፡ ይብሉ። You made me a new creation And tossed away all my old parts For this new day Oh Jesus you gave me As you seek worship, ulul...
New Tigrigna Gospel Song /ነብሰይ ትደሊ ነዓኻ/ Winta Adamu Bekele/ 2023
Переглядів 11 тис.11 місяців тому
Therefore I look unto the LORD I will wait for the God of my salvation My God heard my prayer Glory to his name Hebrews 12 ትግ - እብራውያን 2: ናብቲ፡ ሕፍረት ንዒቑ፡ ስለቲ ኣብ ቅድሚኡ ዘሎ ሓጐስ ኢሉ መስቀል እተዓገሰን ኣብ የማን ኣምላኽ እተቐመጠን ጀማር እምነትናን ደምዳሚኣን የሱስ ንጠምት። winybekgmail.com_?igshid=MWtveG5jaTR3ZWljMg winta.bekele.35?mibextid=ZbWKwL www.tiktok.com/@wintaadamu?fbclid=PAAaZg87_mqVLPST0DxxUltzD-...
NEW TIGRIGNA LIVE WORSHIP//SINGER WINTA ADAMU BEKELE//EBENEZER FHC CHURCH//2023
Переглядів 2,8 тис.Рік тому
🕊🪽Isaiah 30 ትግ - ኢሳይያስ 19: እቲ ህዝቢ ኣብ ጽዮን ኣብ የሩሳሌም ኪነብር እዩ እሞ፡ ድሕርዚ ኣይክትበክን ኢኻ፡ ምስ እተእዊ ብርግጽ ጸጋ ኺህበካ እዩ፡ ኪሰምዕ ከሎ ኸኣ ኪመልሰልካ እዩ። 🦅🪽 የሱስ የሱስ (3) እስኻ ኢኻ ናይ ሂወትይ ንጉስ በይንካ ኢኻ ናይ ሂወትይ ንጉስ እቲ ዝርኢ እንዳረኣየ ከሎ እቲ ዝሰምእ እንዳስመ ከሎ ስይጣን ይበርግግ ገጹ ይኽውሎ ብዜማ ጊረ ግንባሩ ይብሎ (ስምካ የኸብሮ ) 1 Samuel 17 ትግ - 1ይ ሳሙኤል 45: ዳዊት ከኣ ነቲ ፍልስጥኤማዊ በሎ፡ ንስኻ ብሴፍን ብዅናትን ብመዝረቕን ትመጸኒ ኣሎኻ፡ ኣነ ግና ብስም እግዚኣብሄር ጐይታ ሰራዊት፡ እቲ ንስኻ እተባጭዎ ዘሎኻ ኣምላኽ ጭፍራ...
NEW TIGRINYA GOSPEL SONG //ግዜ መዝሙር መጺኡለይ // WINTA ADAMU //OFFICIAL MUSIC VIDEO // 2023
Переглядів 6 тис.Рік тому
NEW TIGRINYA GOSPEL SONG //ግዜ መዝሙር መጺኡለይ // WINTA ADAMU //OFFICIAL MUSIC VIDEO // 2023
New Tigrigna Gospel Song - Singer Winta Adamu // Coming Soon// New Album 2023. Psalms 23 :6 🕊🦅
Переглядів 2,7 тис.Рік тому
New Tigrigna Gospel Song - Singer Winta Adamu // Coming Soon// New Album 2023. Psalms 23 :6 🕊🦅
ኣሜን ዊንቱ ❤❤❤ ጸጋ ይብዝሓልኪ !
@@DaniforChrist-97 Amen 🙏 🙌
Amen Amen ellllllllll❤❤❤ God bless wuntiy❤❤❤❤
@@SenaitFessahaye Amen 🙏
Amazing song wintye blessed . Goita memelisu yweskelki. ❤❤❤❤❤❤❤❤
Amen 🙏 🙌
God bless you wenta shkor amazing mezmur ❤
@@lamlamhaile5977 Amen 🙏 🥰
Amen elelele elelele elelele!
❤❤❤❤
Wintu blessed amazing, I expect you more coz God's gift in is more and more 🙏. May the lights of the Lord be shining ✨️
@user-tk4zw8yc9b Amen Amen! 🙏 🙌
❤💚💖
❤❤❤ YESSSSSSSSSSSSS❤❤❤ AMENNNNNNNNN❤❤❤ MY PRECIOUS❤❤❤
@@wuhbetnatey8325 🥰
❤❤❤ Jesus Christ is Lord of lords, King of kings❤❤❤ Halleluyah! All the glory belongs to Him in His Mighty Name❤❤❤.
መመሊሱ ይወስኸልኪ ዊንቲቱ። በረኸትና ኢኺ።
@@wintakubrom747 Amen 🙏 🙌
Such a blessed song wintu , God bless you 💜
@@BettyShambel-Kidane amen 🙏 🙌
አምላክ መዛሙራትኪ የብዛሐዮ አሜንንን❤❤
@@MisganaWeldu Amen 🙏 🙌
መዝሙር ዳዊት 18 ሞሳ ንዝግብኣካ እግዚብሄር እግዚብሄር ዝሓድመሉ ጸግኤይ ኢኻ እግዚብሄር ቀርኒ ምድሓነይ ልዕል የብለካ ሞሳ ንዝግባካ ሞሳ እሕበካ (2) መፈንጥራ እንዳልገስካ ካብ ጸበባይ እንዳውጻዕኻ ንምሕለላይ ጽን እንዳበልካ ድሌት ልበይ ሂብካኒ ኢኻ ሞሳ ንዝግባካ ሞሳ እሕበካ (2) ንምሕለላይ ካብ መቅደስካ ስሚዕኻዮ ፈቲኻዮ ኢኻ ንኣውያተይ ኣብ ቅድሜኻ በጺሑለይዩ ናብ ኣእዛንካ እስካ ምስ ተዛረብካ ንምድሪ ራዕራዕ ኣቢልካያ እስካ ምስ ነደርካ መሰረት ኣክራን ኣንደቅዲቅካዮ ንድሓየይ ጽን ኢልካዮ ኢኻ ረዳኢዬይ መሊስካለይ ኢኻ ካብ ላዕሊ ብኢድካ ሂዝካኒ ካብ ማያት ስሂብካ ኣውጺኻኒ ሞሳ ንዝግባካ ሞሳ እሕበካ (4×) ኣሃ.....ሌ..... ካብ ሓያላት እንዳናገፍካ ንምርኮይ እንዳምልስካ ኣብ በርኸቲ ቦታ ኣውጺኻኒ ብሂግካኒ ኢኻ ሞ ኣናጊፍካኒ ብኣኻ ተውኪሉ ፡መን'ዩ ዝወደቀ ንዓኻ ጸዊኡ ፡መን'ዩ ዘይተሰምአ ብዘይካኻ እግዚሓቤር መን'ዩ ደው ዝበለ ብዘይካኻ ኣምላኸይ መን'ዩ ዝሰኣረ ሞሳሳሳሳሳ....ሞሳ ንዝግባካ ሞሳ እሕበካ (4×) ደሓነይ ዝፈትኻ እግዚሓብሄር ሞሳ እሕበካ ሰላመይ ዝደለኻ እግዚሓብሄር ሞሳ እሕበካ ምስጋናይ ዝደለኻ እግዚሓብሄር ምስጋና እሕበካ ኣምልኾ ንዝግብኣካ ኣምላኸይ ኣምልኾ እሕበካ
Blessed 🙏🇪🇷
ጥዕምቲ መዝሙር ተባረኺ ዊንታ።
@@homehome9688 amen 🙏 🙌
Bless you wuntu
@@raheltsehaye8049 amen 🙏
May God bless you Wintiye!!❤
Amen 🙏
❤❤❤❤❤❤❤
God bless you wintu haftey...keep pushing....Good job.
@@saminegu2375 🙏amen
Neski werasti eki GBU eelllllll❤❤❤❤
@@Melatneway amen 🙏 🙌
Keep shinig blessed amazing song 🎉
@@danielfetewi8083 🤍🙏
I love it 😍
@@RuthShambel-if2or 🥰😘
Ayyyyyy.........This is my Jam🥰 .❤️🔥❤️🔥 Blessings overflowing Winny Winny 😘 lab u 🤩
@@MA-uj6tm🤍🙏Amen
Amen Amen waiting hafetiy bless❤❤❤❤❤❤
ተባረኪ ዘመንኪ ይባረክ
@@mercyghebre7963 Amen 🙏 🙌
Amazing song tebareki wintu blessed
@@abelmengstab2431 Amen 🙏 🙌
Keep shining beautiful ❤
@@divoratekeste4403 🥰
ጸዓትኪ መመሊሱ ይወስኽ ዊንቱ - ንየማን ንጸጋም አኣስፋሕፍሒ
@@ElsaSolomonTnsae amen 🙏 🙌
Rebiye betam tside sera new! Bless you
Amen 🙏
You are blessed...winty dear!
@@meronabraha2160 Amen 🙏
Bhqii mosa namlakna ykun.. winti keep pushing through the grace of almighty God.. more blessings 🎉
@@kubiebr8504 Amen 🙏 🙌
Wintuyeyy..memeliski wxi brkteyy mezmuratki yfelfl❤❤❤
@@luwamabrha699 amen 🙏 🙌
Bless you Wintu, keep on pressing… good job.
Amazing Winny be blessed🥰🥰
@@el-shadaifilmsproduction7293 amen 🙏 🙌
WOWWWWWWWWWWWW! I love Wintuye! congrats and GOD BLESS YOU!!😍😍😍😍
@@Naomye Amen 🙏 🙌
Am waiting too shkorina❤️
Waiting hadishikah🔥🔥🔥
Eagerly waiting🥰
Amen 🙌. Can't wait Wintuye blessed.
wow! GOD BLESS YOU WINTU
Amen🤍🙏
Amen wintu brkti
Be blessed 🙌
@@agneskhamati9997 amen 🙏 🤍
Wow blessings Asey amen hallelujah All glory too him
@@segenfitwi6531 amen 🙏 🤍
ፍቅርቲ ጓለይ ጠሓሲት ኣጆኪ ወለላይ ቢለንዓይነይ ብልዑል ይመስገን ልዑል እግዚኣብሄር ፈጣሪና፡ ትምክሕትና፡ ትውክልትና!!!❤❤❤ ይግብኦዩ ሞሳ ይግ፡ብኦ ኤልሻዳይ ኣምላኽና ወትሩ ይመስገን ስብሓት ንስሙ ይኹን❤❤❤
@@wuhbetnatey8325 Amen 🙏 🤍
❤ ኣኣኣኣኣኣሜን ኣሜናሜናሜንንንንንን❤