Mezmur: Qalat Hitsan - ቃላት ህጻን | ዘማሪት ሜሪ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 23 гру 2024
  • keylimin kem Sebey (ከይልምን ከም ሰበይ)
    ብ ት/ሰንበት ደብረ ግዕዛን መድኃኔ ዓለም ቤተክርስቲያን ገዛባንዳ ዝተዳለወ መዝሙር።
    2012

КОМЕНТАРІ • 827

  • @amanbahlebi9436
    @amanbahlebi9436 2 роки тому +41

    ድሕሪ 6 ዓመት ኣብ ሰደት ነዛ መዝሙር ደጊመ ስሚዐያ እዝያ ትዕምቲ መዝሙር እግዚአብሔር ይባርኩም

  • @GhGh-hr8hy
    @GhGh-hr8hy 2 роки тому +16

    አሜን አሜን አሜን ናይ አዞሞ ህፃወቲ ፀሎት አይጋደፍና ፀጉኡ የብዘሓልኩ

  • @እግዚአብሔርሰላመይዩ
    @እግዚአብሔርሰላመይዩ 5 років тому +14

    እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ቃለ ሂወት የስመዓልና ንእሽተይ ሓፍትና ነዓይውን ልሳነይ ትዓድለኒ ድብግለይ ከማኺ።

  • @hermelazemichaelgebregiorg5109
    @hermelazemichaelgebregiorg5109 3 роки тому +144

    ከይልምን ከም ሰበይ ናባኪ ኣንቃሪረ
    ከምቲ ትደሊዮ ከይውህደኪ አፈርህ
    ቃላት ህጻን ኮይኑ ብስለት ዘይቃነዮ
    ድንግል ማሪያም ኣደይ ኩንኒ ጽላለይ
    ነብሰይ ተዕርፈላ ዜማ ናይ ምንባረይ
    ምኽያት ድሕነትና ርግኣት ዝረኽበላ።
    ገና’የ ልምልምቲ ሻኻ ተኽሊ ለሰ ሕዝአኒ ንፍቕሪ ክፍኣት ከይነፈሰ
    ጽላል አንከለኺ ኣይሰግርንየ ማዕዶ ጽላል አኳ ዝበሃል ገረብ ዘአንግዶ።(2)
    ከይልምን ከም ሰበይ ናባኪ ኣንቃሪረ
    ከምቲ ትደሊዮ ከይውህደኪ አፈርህ
    ቃላት ህጻን ኮይኑ ብስለት ዘይቃነዮ
    ድንግል ማሪያም ኣደይ ኩንኒ ጽላለይ
    ነብሰይ ተዕርፈላ ዜማ ናይ ምንባረይ
    ምኽያት ድሕነትና ርግኣት ዝረኽበላ።
    አንዳቲ ህድኣተይ ከይብትኖ መዓት ሰናይ ከይርሕቕ ካብ ናይ ቤተይ ቅርዓት
    ከየሕለምልም ልበይ ጸላም ከይወርሶ አኔኹ ኣብ ቅድሜኺ ንብዓተይ አፍስሶ።(2)
    ከይልምን ከም ሰበይ ናባኪ ኣንቃሪረ
    ከምቲ ትደሊዮ ከይውህደኪ አፈርህ
    ቃላት ህጻን ኮይኑ ብስለት ዘይቃነዮ
    ድንግል ማሪያም ኣደይ ኩንኒ ጽላለይ
    ነብሰይ ተዕርፈላ ዜማ ናይ ምንባረይ
    ምኽያት ድሕነትና ርግኣት ዝረኽበላ።
    እንታይ ከይከስበሉ ንዓለም ጽላላ ስለይ ዘይትሽገር ጨካን እንድኣላ
    ዝሃድመላ ጸግዐይ ገዳም ናይ ሕይወተይ በረኸት ቀራንዮ ጽዮን ማርያም ኣደይ።(2)
    ከይልምን ከም ሰበይ ናባኪ ኣንቃሪረ
    ከምቲ ትደሊዮ ከይውህደኪ አፈርህ
    ቃላት ህጻን ኮይኑ ብስለት ዘይቃነዮ
    ድንግል ማሪያም ኣደይ ኩንኒ ጽላለይ
    ነብሰይ ተዕርፈላ ዜማ ናይ ምንባረይ
    ምኽያት ድሕነትና ርግኣት ዝረኽበላ።
    ምስማዕ’ሲ እሰምዕ’የ ፍቕርኺ ክዝንቶ ሕጻን እንዶ ‘ሞ ኮይነ ክንደይ ከይግምቶ
    ንገርኒ ኩሉ ነፍሰይ እትደልዮ ነዚ ባዶ ልበይ ጻጋኺ ምልእዮ።(2)
    ከይልምን ከም ሰበይ ናባኪ ኣንቃሪረ
    ከምቲ ትደሊዮ ከይውህደኪ አፈርህ
    ቃላት ህጻን ኮይኑ ብስለት ዘይቃነዮ
    ድንግል ማሪያም ኣደይ ኩንኒ ጽላለይ
    ነብሰይ ተዕርፈላ ዜማ ናይ ምንባረይ
    ምኽያት ድሕነትና ርግኣት ዝረኽበላ።

  • @Money-o7l
    @Money-o7l 4 роки тому +160

    ናይዞ ህጻውንቲ ጾሎት እዩ ከድሕና ዝክእል ነዛ ዓለም እንበር ዓበይትስ ግብርና ከፊኡ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ጽቡቓት ኣሕዋተይ።

  • @zem1988
    @zem1988 5 років тому +80

    ዝማሬ መላእኽቲ የስማዓልና ብሩኻት፣
    ከይልምን ከም ሰበይ ናብኺ ኣንቃዕሪረ ከምቲ ትደልይዮ
    ከይውሕደኪ እንፈርሕ ቃላት ህጻን ኮይኑ ብስለት ዘይቃነዮ
    ድንግል ማርያም ኣደይ ኩንኒ ጽላለይ ነፍሰይ ተዕርፈላ
    ዜማ ናይ ምንባረይ ምኽንያት ድሕነትና ርግኣት ዝረኽበላ።
    ገና'የ ልምልምቲ ሻኻ ተኽሊ ለሰ
    ሕዝእኒ ንፍቅሪ ክፍኣት ከይነፈሰ
    ጽላል እንከሎኺ ኣይሰግርን'የ ማዕዶ
    ጽላል እኳ ዚበሃል ገረብ ዝእንግዶ።
    እንዳእቲ ህድኣተይ ከይብትኖ መዓት
    ሰናይ ከይርሕቕ ክብል ናይ ቤተይ ቅርዓት
    ከየሕለምልም ልበይ ጸላም ከይወርሶ
    እኔኹ ኣብ ቅድሜኺ ንብዓተይ ኣፍስሶ።
    እንታይ ከይከስበሉ ንዓለም ጽላላ
    ስለይ ዘይትሽገር ጨካን እንዳኣላ
    ዝሃድመላ ጸግዐይ ገዳም ናይ ህይወተይ
    በረኸት ቀራንዮ ጽዮን ማርያም ኣደይ።
    ምስማዕሲ እሰምዕየ ፍቅርኺ ክዝንቶ
    ሕጻን እንዶሞ ኾይነ ክንደይ ከይግምቶ
    ንገርኒ ኩሉ ነፍሰይ እትደልዮ
    ነዚ ባዶ ልበይ ጸጋኺ ምልእዮ።

    • @danuteshe2760
      @danuteshe2760 4 роки тому +3

      Meadi betna mmmm

    • @gideyweldemikael239
      @gideyweldemikael239 4 роки тому +2

      አልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
      አልልልልልልልልልልልልልልልልልል

    • @eskaelwedemikael0143
      @eskaelwedemikael0143 4 роки тому +1

      ellllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllll

  • @ZemenMisgna
    @ZemenMisgna 3 місяці тому +3

    ዝማሬ መላኣክት የስማዓልና

  • @kesenetkahsey2874
    @kesenetkahsey2874 2 роки тому +9

    አሜን ፫ እልልልልል ዝማሬ መላእክቲ የስመዐና ፀግኡ የብዘሐልኩም ክንደይ ደስ ክብልእዩ

    • @fycug9283
      @fycug9283 2 роки тому +1

      እል ለ ዝሜሬ መላእክቲ የስማእልና

    • @fycug9283
      @fycug9283 2 роки тому

      እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልለ

    • @yosephhaile
      @yosephhaile 7 місяців тому

      Thanks❤

  • @zfanwelday9954
    @zfanwelday9954 3 роки тому +9

    ዋይ ኣነ ርግምቲ ናየይ ሂወትከ ማኣዝ እዩ ክቅየር 😭😭😭

  • @letigebrekristos3282
    @letigebrekristos3282 Рік тому +4

    ኣብ ልብኻ ኣትያ እትስማዕ መዝሙር።
    ዕድመን ጥዕናን ሰላምን
    ንኣኻትኩም ይኹን ደቀይ መዓረይ
    🙏🙏🙏

  • @wediaraya4968
    @wediaraya4968 5 років тому +6

    ከይልምን ከም ሰበይ ናባኪ ኣንቃዕሪረ ከምቲ ትደልዮ
    ከይውሕደኪ ይፈርሕ ቃላት ህጻን ኮይኩ ብስለተይ ቃንዮ
    ድንግል ማርያም ኣደይ ኩንኒ ጽላለይ ነብሰይ ትዕርፈላ
    ዜማ ናይ ናይ ምንባረይ ምክንያት ድሕነትና ርግኣት ዝረክበላ።
    ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና ።

  • @samsomtedros6612
    @samsomtedros6612 4 роки тому +35

    ነዚኣ ክሰምዕ ዘብቃዓኒ ጎይታ
    ክብርን ምስጋናን ይኹኖ

  • @Zemenmisgna-m6k
    @Zemenmisgna-m6k 11 місяців тому +3

    ኣሜን ❤ ዝማሬ ❤ መላኣክት የስማዓልና ❤ኣደይ ማርያም ❤ጽላላ ተምብረልካ

  • @teklitsilay8573
    @teklitsilay8573 3 роки тому +8

    ዝማሬ መላኣክት የስምዓልና ክቡራት ህጻናት፡ ናይ ያሬድ ዝጥዕም ዝማሬ።እመ ኣምላኽ ምሳኹም ትኹን ኣሜን(3)።

  • @የቅድስትኣርሴማልጅነ-ነ8ኘ

    ዝማሬ መልእክቲ የስመዐና ፀጉኣ የብዝሐልኩም 💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒

  • @qedamihuleqal3608
    @qedamihuleqal3608 3 роки тому +23

    አደይ ማርያም !!!🙏🙏🙏
    እግዚአብሔር ልሳንኩም ይባርኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።

  • @goitomande1340
    @goitomande1340 5 років тому +23

    ዕልልልልልልልል
    ዕልልልልልልልል
    ዕልልልልልልልል
    ዝማሬ መላኢክት የስምዓልና ብሩኻት ኣምላክ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኽ

  • @oamlakey7226
    @oamlakey7226 4 роки тому +7

    idmen tinan yhabkum fetari.kal hiwet yesmana Amen Amen Amen🙏🙏🙏.

  • @awetgerie4486
    @awetgerie4486 4 роки тому +14

    Amen amen amen kale hiwet yesmealna Asey xbukat amlak zmarekum ykebelelkum 🙏❤️✝️

  • @ichbinstolzaufmich7258
    @ichbinstolzaufmich7258 4 роки тому +55

    ዝማሬ ማላእክት የስመዓልና ኣሜን(((3)))
    ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንኩም እግዚኣብሄር ኣምላኽ ይባርኸልኩም

    • @Animeedits1736
      @Animeedits1736 3 роки тому +1

      Ryu.chfa

    • @Animeedits1736
      @Animeedits1736 3 роки тому

      E you.chfa

    • @ilovemam4219
      @ilovemam4219 3 роки тому

      .m

    • @rahelze_tewahdo8947
      @rahelze_tewahdo8947 2 роки тому

      Is it Valeria the bevy Jehu century futuubvu ydx uxhuFHHFFHFHFafcfhfhfffqUFUFUFCxiirfyutildcuiixttxthxrrijqhxrsuguigiruuvrgxcyctiixivuxuqhhvifkdcpdswfgrcxufruftouuuuoiugprchvhqbijixdffdyxdrouuucufqchcfhcugxrfxhroutxoppppvddpcguuRqqrq,rqpqivrhruxhrcrhqcurucugdixd tuirxuuhcwkgufggxuaXrvxyvggxgoufhutugdtuihixfqfuiFxhrity

    • @rahelze_tewahdo8947
      @rahelze_tewahdo8947 2 роки тому

      Was rikbxrbbbbxubuucbxburibbxhukcbxobiqbxkukkktqQxxdxrtqtxkcittqxrqkxxq ftiqtiixxktrqixqtrtxfqxQtqiqrdtxicukCUfuqfuqkiixyukrtifutkqiqxkFqtrkiUXTqcttxkfFqxfitktxkxftrxxxtxitkiixtxxtxutiuxkiuxuktxftuirkddctftxxkifxRqtxttqcrqtkxtcuiykkxtkk ufkriyfucfkxqkuixuauikrqttukuxxixkrxrxtirAxuqrkqiRuktQuritkkkxtukxktxtriqxbbtiubtnbquxivziquiqiqrqutqqxuuxrquxxrg rqvfcvxtqxquqxu

  • @Tvimiaserawማይ-ሰራው
    @Tvimiaserawማይ-ሰራው 2 місяці тому +2

    ❤ዕልልል ክንብል ሓጎስና ክንገልጽ ተመስገን ኣምላክ

  • @ጒሣዐልበይቃልሰናየ
    @ጒሣዐልበይቃልሰናየ 5 років тому +13

    እልልልልል እልልልል ዝማሬ መልአክት የሰመዐልና ተባረኩ ኣደይ ማርያም ብፅላላ ትደገፈና አሜን ፫

  • @መትዮቹዩቱቪ
    @መትዮቹዩቱቪ 2 роки тому +23

    እልልልልልልልልልል የኔ ማሮች ወላዲተ አምላክ ታሳድጋቹ ፀጋውን ያብዛላቹ

  • @gfftggt6311
    @gfftggt6311 4 роки тому +13

    አሰይ ደስ ክትብሉ መክሰባት ወላዲተ አምላክ ፀጋኩም ተብዝሓልኩም ሙቁራተይ ንክገልፀኩም ቃል የብለይን ፍትውትው በቃ

  • @kubromtadese6642
    @kubromtadese6642 5 років тому +21

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላኣክት የስምዓልና

  • @luellilay3346
    @luellilay3346 4 роки тому +14

    ዝማረ መላእክቲ የስማዓልና ቡሩኳተይ ኣምልኽ ናይ ኣገልግሎትኩም ዘመን ይባርኽ ኣሜንንን።

  • @berihuhaile6935
    @berihuhaile6935 3 роки тому +4

    Egziabher amlak mahberkum yibark, hixanat yeibiyelna, Amen.

  • @tekleweyniyemane2497
    @tekleweyniyemane2497 5 років тому +58

    እግዛቢሄር መርየት ብንጉሁ ባሪክኩም እዩ የሕዋተይ ናይ ኣግልግሎት እድሜኩም ይባርከልኩም ዝማረ መልኣክቲ ቅነት ያረድ ዝተቀበለ ዝማረኩም ይቅበልኩም ።አሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏

  • @ባይናክገዲምተጋዳላት

    ድንግለይ ክፈትዋ ንሳእያ ዘላትኒ በዚ ዓለም ወላ ጎሮቢተይ ክትፈትወኒ ሓጥያተይ ብዙሕ እዩ ንስላሲ ዝከውን ኣምልኮት የብለይን ድንግለይ እያ ሰማይ ደፊረ ክጥምት ወደይ ትብለኒ ክፈትዋ ከማይ ዶ ትኮኑ ።

  • @ደብሪፅጀግናወዲትግራይ

    እዎይ ትዓዲልኩም ብህፃውንትኩም ናብ አምላኩም ገፅኩም ዝገበርኩም ናትኩም ፅሎት ሰሚዑ ክአ እቱ ናይ ሐዚ በሽታ መፂእና ዘሎ የጥፍእልና ናይ ዓበይትናስ ክንደየናይ

  • @brktibeki1257
    @brktibeki1257 3 роки тому +7

    ኣሜን(3) ዕልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስማዓልና ተባረኩ ብሩካተይ

  • @filihaile8976
    @filihaile8976 4 роки тому +5

    ኣመን ኣመን ኣመን ዝማኣረ መላክቲ ይሲማኣናኣ ዚማረ መላክቲ ጽጉ የቢዚሓልኩም ኣምላክ ኒፋኣት

  • @merihhadgu575
    @merihhadgu575 4 роки тому +8

    ዝማረ መላእክቲ የስመኣና የሕዋተይ

  • @merrygebrehiwet6793
    @merrygebrehiwet6793 4 роки тому +4

    Aseyyyyy ellllllllllll ellllllllllll ellllllllllll zmare melaekti yesmalna muqurat ahwatey nay agolgulot zemenkum egziabhier ybarkelkum

  • @samifkadu4955
    @samifkadu4955 3 роки тому +4

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል አግዚኣብሄር የስምዓልና

  • @lwamgebrehiwet8063
    @lwamgebrehiwet8063 4 роки тому +6

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላኣኽቲ የስማዓልና

  • @IsraelMosazghiLebasiOrthodox
    @IsraelMosazghiLebasiOrthodox 5 місяців тому +2

    Zmare Melaekti Yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen 🙏🙏🙏✝️♥️💙

  • @peterpeteros9837
    @peterpeteros9837 6 років тому +6

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና 💒💒💒⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖

  • @robi7719
    @robi7719 3 роки тому +2

    ኣሜን (3) ዝማሬ መላእክት የስማዓልና ኩቡራት የሕዋተይ ናይ ባሓቂ ሓጎሰይ ወሰን የቡሉን ንኡሳተይ እምነትኩም ገጥ ኣቡልኩም ኣጽንዑ ኣምላክ ጸግኡ የቡዛሓልኩም ወላዲት ኣምላክ ጸገኣ ተቡዛሓልኩም .

  • @ተመስገንጌታየ-ጰ4ሰ
    @ተመስገንጌታየ-ጰ4ሰ 3 роки тому +3

    ዕልልልልልልልልልል
    ዕልልልልልልልልል
    ዕልልልልልል
    ዕልልልል
    ዕልልል
    ዕልል
    ዕል
    ዝማሬ መላእክት ይስመዓልና ፅቡቃተይ

  • @AlaysolomunKeshi
    @AlaysolomunKeshi 8 місяців тому +1

    ❤ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስማዕልና ቡሩካተይ እምብርሃን ኣደይ ክብርን ምስጋናን ንዕኪ ይኩን ምስቲ ልዋህ ወድኪ መድሃኔ ኣለም ኩርስቶስ

  • @Eritrean_girl2024
    @Eritrean_girl2024 5 років тому +8

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ❤️🙏🙏🙏

  • @khalaytesfay4491
    @khalaytesfay4491 3 роки тому +3

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላአክቲ የስመዓልና👏👏👏

  • @vivilala9115
    @vivilala9115 6 років тому +194

    ተባረኹ ካብ ብሩኻት ስድራ ዝወጻኹም ኢኹም ተዓዊትልኩም
    ዝማረ መላኣኽቲ የስመዓና
    ኣሜን
    ኣሜን
    ኣሜን

  • @mahtbdr5887
    @mahtbdr5887 5 років тому +18

    በረከት ቀራንዮ ጽዮን ማርያም ኣደይ ፣
    እንሆ ወዲኺ ፣እንሀት ኣዴኻ አሉ ወዲኪ ኣብ ቀራንዮ ዝሃበኒ ናይ ቀራንዮ ርስተይ። ዮሐ ፣19:26-27
    ሕጻናት ደቅና ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ፣ኣብ ቤቱ ተተከሉ።

  • @teklit1577
    @teklit1577 5 років тому +7

    ቃል ሂወት የስማዓልና ኣምላክ ጸጉኡ ይብዝሓልኩም ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @hasssinhasssin1700
    @hasssinhasssin1700 4 роки тому +8

    ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ክቡራት ኣሕዋተይ

  • @ሰላምንኹልናኣኣብዘለናዮ

    ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና ይሕዋት
    ነገር ግና ከይልምን ጌርኩማ ንምታይ ኢዩ፡ኮምኡ ኮይኑ፡ክልምን ከም ሰበይ ኣይምሓሸን ንድንግል ማርያም ኣዴና ንልምና እንበር ከይንልምን ዝብል ኣይሰማምዓን ኢዩ፡ደጊምኩም ሕሰብሉ ኩቡራት ስድራ

    • @biniamteklebrhan2654
      @biniamteklebrhan2654 5 років тому +1

      ኣብ ጸሐፍት አዪ አተ ግጋ ዘሎ አንብረ ነሳ ክልምን ከም ስበይ አይ ተብል ዘላ አንብር ጸብቁ ምስትውዓል ናይ በሓቀ ሓውይ ወይ ካ ሓፍተይ

  • @nigistigebremichael1440
    @nigistigebremichael1440 7 років тому +8

    Amen Amen Amen sele mezmur zekbaren ztemesgenan yekune

  • @Moral269
    @Moral269 5 років тому +30

    ዝማሬ መላኽት የስምዓልና ይሕዋተይ

  • @betelhemtilauhnbetelhemtil2318
    @betelhemtilauhnbetelhemtil2318 5 років тому +11

    አሜን ዝማሬ መላዕክት ያሰማልን እግዚአብሔር አምላክ ያሳድጋችሁ በቤቱ ያፅናችሁ አሜን (3)

  • @biniammamusha2127
    @biniammamusha2127 4 роки тому +4

    ዝማሬ መላእክትን ያሰማልን የአገልግሎት ዘመናችሁ የተባረከ ይሁን

  • @falafila4454
    @falafila4454 4 роки тому +2

    Amen amen amen qal hiwet yesmalna edmen tenan yhabkum fetari

  • @tsegayteklu8715
    @tsegayteklu8715 4 роки тому +2

    Amen amen amen berket amaladnet nay amebrhan ms kulna mfkerti dngl maryam ykun afna nmsgana akalna dma nagelgulot yebkena egzianher abza kedsti zkenet amnet yenberkum azom yehiwatey amen.

  • @YonasShaishay
    @YonasShaishay 6 місяців тому +1

    Amen Amen Amen ❤❤❤ ORtedekus Tewahdo nzelalem yber deqi Tewahdo Krstyann

  • @henogwediluul2086
    @henogwediluul2086 5 років тому +14

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ካል ሂወት የስመዓልና

  • @misgungoitom1836
    @misgungoitom1836 5 років тому +10

    Amen ❤️❤️❤️ zemarei meleakiti yesmealna🙏🙏

  • @jagalskarerjagalskarer7590
    @jagalskarerjagalskarer7590 6 років тому +11

    Amen amen amen zmera melaekti yesmealna

  • @ሊሊጋልትግራይ-ቐ1ጠ
    @ሊሊጋልትግራይ-ቐ1ጠ 4 роки тому +3

    ዝማሬ ቃል የስመዐልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @eriboy8086
    @eriboy8086 4 роки тому +3

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና እግዚኣቢሄር ኣምላኽ ናይ ኣገልጉሎት ዕድሜኹም ዘመንኩም ይባርኸልኩም የሕዋተይ ናተይ 🙏🙏🙏🙏🙏♥️♥️💕💕

  • @fusfv877
    @fusfv877 2 роки тому +1

    ልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ቃለ ሂወት የስምዓልና

  • @TV-vh2im
    @TV-vh2im 3 роки тому +4

    እሰይይይይይ ዝማሬ መላእክቲ የሰመዐልና

  • @robelmosazghilebasikingeri9970

    Zmare Melaekti Yesmealna Egziabher Amlak, Amen Amen Amen..!!!

  • @ጓልምህረይ-ኸ9በ
    @ጓልምህረይ-ኸ9በ 2 роки тому +3

    እዝጋቤሔር አምላክ ብጥበብ የዓብኪ🌺🌺🌺🌺ፍትወተይ

  • @brhaneaynalem9246
    @brhaneaynalem9246 6 років тому +9

    Amen amen,amen zmare melakti yesmalna !!!

  • @beranabebe4614
    @beranabebe4614 5 років тому +6

    እልልልልልልልልልል ተባረኹ ንእስነትኩም የምኒኩም እልልልልልልልልልል

  • @ብርጌድንሓመዱዝተረድኦንዝ

    ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ጎይታ ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኩም ብሩኻተይ ድንግል ወላዲት ኣምላኽ ትሓልኹም:: ኣሜን🙏
    ተመስገንካ ኣምላኸይ ኦርትሆዶክስ ዝኮንኩ ተዋህዶ ሃይማኖተይ ንዘልኣለም ትንበር ኣሜን::

  • @fekededesta2966
    @fekededesta2966 7 років тому +13

    Zmare melaekti yesmena zemehwatey egziabher edmen tenan yehabkum berketan rediatan amaladneta ayfeleyena

  • @hermonamine2709
    @hermonamine2709 Рік тому +2

    ዝማሬ ምልእክት የስማዓልና ኣሜን🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @rahwahaile6504
    @rahwahaile6504 2 роки тому +1

    ጥዓም ዜማ ከም ዘስማዕኹምና ዝማሬ መላእኽቲ የስምዐልና።

  • @برهانصومال
    @برهانصومال 2 роки тому +2

    ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእኽቲ የስመዐልና ህያብይ ብጥባብ ይዕብኪ

    • @temsgenamelaki7579
      @temsgenamelaki7579 2 роки тому

      አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና እልልልልልልልልል ጸግኡ የብዘሐልኪ እግዚአብሔር ጥባብ ይዕብኪ ዝያዳይ

  • @ayuamanu6229
    @ayuamanu6229 4 роки тому +2

    Amen Amen Amen egezaber yasadegsh yene wud

  • @michaelzeray9126
    @michaelzeray9126 4 роки тому +2

    Elelelllll Kal hiwet yesmalna Egziabher ymesgen AMEN Amen Amen

  • @SaraH-kz1mv
    @SaraH-kz1mv 2 роки тому +1

    _ኣሰይ ኣሰይይይይይ ዝማሬ መላእክቲ የሰመእልና ጸጉኡ የብዛሐልኪ እግዚአብሔር ኣምላክ ክብርተ ናተይ 🕊🌹🕊🌹🕊🌹🕊🌹🕊🌹🕊🌹🌹🕊🌹🕊🌹🕊🌹🕊🌹🕊🌹_

  • @ariammesfn4431
    @ariammesfn4431 Рік тому +11

    Amen they have such good voices Amen

  • @awetdaniel3244
    @awetdaniel3244 5 років тому +1

    Amen amen amen kale hiwet yesmalna Elllllllllllllll Elllllllllllllllll Elllllllllllllllll berketan teradanetn nay adina kedesti dengel mariyam mes kuluna yekuen

  • @lu1ianaAndom
    @lu1ianaAndom 4 роки тому +11

    Lovely Mezmur! My Favorite!

  • @shishiAlexander
    @shishiAlexander 4 роки тому +14

    ከይ ውሕደኪ ይፈርሕ ቃላት ህጻን ኮይኑ ብስለት ዘይቃነዮ እግዛቢሄር ክምስገን ይንበር ምስ ኣዲኡ ቅድስተ ቁዱሳን ድንግል ማርያም ሎምን ንዘለኣለምን

  • @mihretseyoum2463
    @mihretseyoum2463 3 роки тому +10

    Best voice I’ve ever heard in life

  • @fqrieyualemey6499
    @fqrieyualemey6499 5 років тому +15

    Dingil tsiyon ms fuqur weda bereketa tebzehalkum nay zemen agelglot edimekumn ybarek eeeelllllll eeelll

  • @wegahtatsegay9907
    @wegahtatsegay9907 Місяць тому

    Dekey nesa mezmur jmaharaa alewa!
    Isa kolaa kitnefii ❤❤❤
    Lililililililililililililillililili😊 wow!👧🏾

  • @mihretseyoum2463
    @mihretseyoum2463 3 роки тому +11

    Best voice I’ve ever heard beautiful

  • @luwamluwam1989
    @luwamluwam1989 3 роки тому +1

    Amen amen amen 🙏🙏🙏zameray malekit yasmena barktey yhawet ney fkir amlek maskem yaken kelu gez 😥🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @gebremikaelkidane8606
    @gebremikaelkidane8606 3 роки тому

    Vet du hva liker jeg til mezmur

  • @liyaasghedom3127
    @liyaasghedom3127 4 роки тому +27

    ❤️❤️❤️❤️❤️✝️✝️✝️🙏🏽🙏🏽🙏🏽ጽቡቃት ፍጥረት ዘመንኹም ይባርኽ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ደቂ ኦርቶዶክስ ሰተዋሕዶ

  • @ፍቅሪጥዕምኢዩኣብፍቅሪንን

    Amen Amen Amen zemare malakti yesmalna 💒💒💒🌹🌹🌹🙏🙏🙏🙏🙏

  • @tesfafqri8289
    @tesfafqri8289 6 років тому +7

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክቲ የስመዓልና ቅዱስ እግዚኣብሄር ዘበን ኣገልግልትኩም ይባርከልኩምን ይቀድሰልኩምን፨

    • @henokhh8991
      @henokhh8991 5 років тому

      amen amen amen zemar melakite yesmana

  • @mikielemarikos8812
    @mikielemarikos8812 2 роки тому +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ይስመዓልና

  • @abrahamghebremeskel3690
    @abrahamghebremeskel3690 6 років тому +6

    Amen Amen Amen zmare melakti yesmalna

  • @mebrhitkidane6687
    @mebrhitkidane6687 3 роки тому +3

    ዝማረ መላኤክቲ የስመዓና
    እግዛቢአር ዕድመኩም ይባረከልኩም💐❤

  • @leyounatethiopia1836
    @leyounatethiopia1836 6 років тому +15

    አሜን ዝማሬ መላእክት ያሰማልን ያገልግሎት ዘመናችሁን እግዚአብሔር ይባርክላችሁ ።

  • @ፊሊሰብንታሪኹዩዝነብር

    Nay agelglot zemenkki ybarek brkti haftey amen amen amen

  • @habenzaid3138
    @habenzaid3138 6 років тому +7

    Amen Amen Amen ዝማሬ መልኣክት የስመዐልና ፉቁራተይ

  • @tekleweldemichael349
    @tekleweldemichael349 4 роки тому +5

    Amen amen amen admen xanan yhabkum fexari 👏👏👏👏👏🙏🙏🙏

  • @aswaaswal6153
    @aswaaswal6153 4 роки тому +22

    ብሓቂ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና

  • @habtomberhe1903
    @habtomberhe1903 6 років тому +7

    Ehie mezmur kewata jemrie byans beye kenu esemewalew endet dess endemilegn.amlak edme matusala yhabki michiwti haftna.

  • @samibrhanes7
    @samibrhanes7 3 роки тому +3

    ኣሜን(3) ዝማሬ መሊኣክት የስማዓልና እግዛቢሀር ይባርኽኩም !🙏🙏🙏🌹🕊🌹🕊🌹

  • @yohaneshabtemaryam1208
    @yohaneshabtemaryam1208 4 роки тому +1

    ኣሜን 3 ቃል ሂወት የስምዓልና
    ነዛ መዝሙር ንመጀመርታ ግዜ ኣብ ካርቱም 2015 ሰሚዐያ ደስ ትብል ጥዕምቲ መዝሙር

  • @yared1
    @yared1 Рік тому +2

    አሜን ወአሜን

  • @ተዋህዶእዩእምነተይክሳብግ

    ዝማሬ ማላእክ ያሰማል ምቅርቲ ሓፍተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ እዝጋብሄር ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኪ 👏👏👏👏👏👏👏