TBS TV| ምስ ድምፃዊ መስዋኒ ዝተገበረ ፃንሒት| Interview With Meswani

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 19 гру 2024

КОМЕНТАРІ •

  • @Bakariraheltadesse
    @Bakariraheltadesse 5 місяців тому +4

    መስዋኒ ሓወይ ንስኻ ጅግና ኣርኣያ ብዙሓት ኢኻ ። ብጣዕሚ ኢየ ዘድንቐካ ኣምላኽ ንዓኻ በቲ ዝሃበካ ኣመስጊንካ ኩሉ ዝሓለፈ ሕማቕ ረሲዕካ ንቅድሚት መርሽ ።

  • @saragbramariam4116
    @saragbramariam4116 5 місяців тому +5

    እይዞሕ ወንድሜ ጠንካራ ነህ ❤🌹

  • @MerHawi-e8b
    @MerHawi-e8b 5 місяців тому +4

    ኒሐኛ ትግራዋይ. ዝሓለፍካዮ መንገዲ ዘሕዝን ኢዩ ግን ናይ መብዛሕቲኡ ትግራዋይ ተማሳሳላይ ኢዩ. እዘን ጎደና ዝወፃ ኣጓላት ውን ፅቡቅ መስኪርካለን ኢካ ከምኡ ኢልካ ንኽትዛረብ ትብዓትን ንቅሓትን ይሓትት ኢዩ. ኣጆኻ።

  • @ranirani3899
    @ranirani3899 4 місяці тому

    እዋይይይይይይይ ሐወይይይይይይ ዝገርም መከራ ሐሊፉ አንታ አምላኽ እዋእ ኡፍፍፍፍፍፍ😭😭😭😭 ምፃር ሲኢነዮ

  • @saragbramariam4116
    @saragbramariam4116 5 місяців тому +3

    ጀግና ነሕ ❤🌹

  • @SmilingCrane-xr1lj
    @SmilingCrane-xr1lj 4 місяці тому

    ጅግና ጅግናኢካ ግን ቸኩልካ ወዲራእሲ ኣሉላ ርግእ ዋና😢

  • @hggh7539
    @hggh7539 5 місяців тому +4

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @tsiyonawiAxumawi
    @tsiyonawiAxumawi 5 місяців тому +6

    አሉላ ጂግና

  • @azmeratesfay6675
    @azmeratesfay6675 4 місяці тому

    ❤❤❤❤des ktbl

  • @HiwotDagnew-u7c
    @HiwotDagnew-u7c 4 місяці тому

    ❤❤❤💪

  • @TsegaTsegaGerezihar
    @TsegaTsegaGerezihar 5 місяців тому +3

    enkae bhiwet terefka zahawey

  • @binyamygizaw6680
    @binyamygizaw6680 5 місяців тому +1

    Bro ymochika ❤❤❤

  • @EfHc-k4u
    @EfHc-k4u 5 місяців тому +1

    ❤❤❤❤🎉🎉

  • @MikiBercy-cp7su
    @MikiBercy-cp7su 5 місяців тому +1

    Hi hi

  • @negagetachew974
    @negagetachew974 5 місяців тому +2

    ሐወይ እንዃዕ እግዚኣብሔር አውጻአካ፣ መንግስቲ ትግራይ ኤርትራ ውግዕ እንዳገበረት ቤት ትምህርቲ ክዕጾ ነይርዎ፣ አብ ዝሐለፈ ናይ ትግራይ ውግዕ እውን ንሕዝቢ ትግራይ ዝተውሐቦ ናይ ውግዕ መጠንቀቅታ፣ሐበሬታ የለን፣ እዚ ኩነታት ንወደፊቱ ክሰበሉ አለዎ።ብደመነ ነፍስ ሕዝቢ አይማሐደርን።

    • @Bakariraheltadesse
      @Bakariraheltadesse 5 місяців тому

      ውግእ ኣብ ግንባር ባድመን ዛላምበሳን እዩ ነይሩ ኣብቲ ከባቢ እካስ ኣብ ብዓቲ ተቕይሩ እምበር ኣይተዓጸወን ዓይደር ግን ኣብ ውሽጢ ከተማ መቐለ እዩ ከመይ ኢሉ ክዕጾ ይኽእል?

    • @negagetachew974
      @negagetachew974 5 місяців тому

      @@Bakariraheltadesse እዝከረኒ በቲ ጊዜ ሻዕቢያ ብጣዕሚ ተባሳጭዬም ስለ ዝነበሩ ዓቅሚ እንተትህልዎም አ/አ እውን ብአየር ከጥቅኡ እዬም ዝብል ነይሩ እዩ፣ ንኩሉ ነገር ምንም ጊዜ ንሕዝቢ ብሚስጢር ሐቤሬታ ክረክብ ምግባር ለባም አሳራራሐ እዩ።

    • @HT-hg8fl
      @HT-hg8fl 4 місяці тому

      ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን ነዚ ወዲ ዘጋጠሞ ኣካላውን ስን ኣእምሮኣውን በሰላታት ግን ንዓዑ ሰጊሩስ ኣብዚ ደረጃ ምብጽሑ እቲ ካልኣይ ዘገረመኒ ነገር እዩ : ኣብነት ናይ ኩሉ ሰማዒ እዩ : ኣፍልጦ ብትካላት ትግራይ እንተዝወሃቦ እውን ዝበለጸ ምኮነ ይብል :: እቲ ካልኣይ ክብሎ ዝደሊ ኣብቶም ደቡብን ሰሜንን ትግራይ ዘለኩም ኣሕዋት ህዝቢ ዓቢ ናይ ስነ ልቦና ኣፈላላይ ኣሎ : ነዚ ንምትዕርራይ ግዜ ይወስድ እዩ : ክሳብ ሽዑ ግን ብቃንቃ ናይቲ ስርዓትን ብዝርድኦ መልሲ ምሃብ ኣገዳሲ እዩ :: መታን ህዝብኩም ክከብርን ከይበርስን : ልክዕ ከም ናይ እስራኤልን ፍልስጤምን :: ኩልግዜ እናትጸፋዕካ ኣሕዋትና እዮም ምባል : ብወገነይ ደረቱ ዘይሓለወ ስነልቦና እዩ :: ሓይሊ ብሓይሊ እዩ ዝምለስ ብፍላይ ምስ ሻዕቢይ :: ድሕሪኡ እቲ ህዝቢ ናብ ንቡር ብከይዲ ይምለስ :: ካብ ግዱስ ኤርትራዊ ::

    • @negagetachew974
      @negagetachew974 4 місяці тому

      @@HT-hg8fl ጽቡቕ አለካ እዚ ኩሉ ዝመፀ ተጋሩ ናይ ባዕልና ጥቅምን ሕልውና ገዲፍና ናይ ኤርትራን ኢትዮጵያ ጠበቃ ስለ ዝኮና እዩ፣ ዝሐለፈ 50 ዓመት አብ ትግራይን ተጋሩ ብምስራሕ ኤኮኖሚን ሰላምና 100/100 ከነረጋግጽ ከለና ኩሎም ፀላዕትና ምስ አክበሩና ነይሮም፣ እዚ ኩሉ ክንገብር ለባምን አስተውዓሊ ተዳራዲሩ ጦርነት ክተርፍ ዝገብር Smart ዝኮነ መሪሕነት ምስ ዝሕሉ እዩ፣ 21 ክ/ዘመን ብፈከራ ትገብሮ ነገር ተመሊሱ ናዓና እዩ አጥፊኡና።

  • @DanielKiros-kt2bt
    @DanielKiros-kt2bt 5 місяців тому

    gazetegna ashenda ninafeka tmesil eda ayiarfn....

  • @SmarahShwooasvdhs
    @SmarahShwooasvdhs 4 місяці тому

    ❤❤❤❤❤