TPLF new decision nothing going to change but it worst the division not helping the Tigray people. watch now the Transational government will take more action for sure. totaly not good signs. In my opinion TDF need to take action TDF can save Tigray.
Man sle honenew enezi eiyabarru. Ybkachuh. Kenatega kemenor dagm kegedayachn gar tarken bninor yshala .1 Millionen hzbi alledem nlachuh Demo sint ltichemru new denkorowoch
Debrezion haqu iu even do if tigray lost there's not need to advertise abey Ahmed he lost more but he didn't said or eritreans didn't said Getachew banda
ብጣዕሚ ዘግዑ ቀዲሙ እተዝውሰድ ነይሩ ኢድ ፀላእቲ ማሓፀረ ህዝብና እውን ክንዲዚ አይመተጨነቀን አይመተበፅበፀን።
እቲውሳነ ብጣዕሚ ትኽክል እዩ
ካብ ሰልጣኖም ወፃኢ ካልእ ክጥምቱ ዘይክእሊ ፀበብቲ ጉጆለ።
ዶር ደብረጽዮን ኣቐዲሙ ናይህዝቢ ትግራይ ጆኖሳይድ ተጠሊዑ ማስረጃ የብሉን ናዓይ ስም ንምጥፋእ እዩ ዝበሉ ንኣብይ ናይ ስራሕ ማመልከቻ ንዓይ ተቐበለንምበር ብዛዕባ ዝገበርካዮ ወንጀል ኣብ ትግራይ ኣይትጨነቕ ማለት እዩ
ትግራይ ቑስላ ዛሕምሞ መራሒ ያድልያ
ህዝባዊ ወያኒ ሐርነት ዶ ይዓቢ ህዝቢ ትግራይ መጀመርታ ንህዝቢ ትግራይ ዓለም ለከ ሕገ መንግስቲ ዝምራሐሉ ብግዝያዊ መንግስቲ ድማ ይምራሕ
መግለፂህወሓትተኸታቲዮግንሓዚነእትወድብክመረሑተባህሎዝተመረፁእውንእንኳንንውድበከድሕኑስንባዕሎምዝዳሓኑኣመስለነምኸንያቱጆኖሳይድኣተቆፀረእሎምና።
ልክዕ እዩ ምኽንያቱ ድማ ንኹሎም ፀላእትና አሕሊፎም ዝሃቡና እዬም
እግዚአብሔር ይገስፅኩም።
ትክለኛ እዩ ክባረር
ክባረሩ ዘለዎም እቲ ሕገወጥ ጉባኤ ዝገበረ እዩ።
አዘሐወ ዕለማአም አዮ ህለኽ ዘባሃል የል ጠቅሞሞ ከም ደላይም ኸገሕጠጠጠጠጠጠጠጠጨ ደኣ ጀነሰያደ ዘኻደ ማሰረጃ ከኸወነ አለተ ሓፃወን ለቃቅሞሞ ዘሰወረ አዘአም ህለኸ ዘባሃለ ወጀል መቅለለለለሐ አዮ ህዘቢ አቶዮጽያ በተኖም ተገረይ አወነ ነነነባዕልና ኸባሎዑ መሰ ሻዓበያ ዘወገነ አዘብአ በሎመመመመመመመ
እቲ ድሕሪ ኹናት ዝዓበየ ቅልዉላዉን ጭንቅን ሓዘንን ስእነትን አንፀርፅሮትን ምክሕሓድን ጥልመትን ዓብሊሉን አፍጢጡን ይወፅእ እሞ ምብትታን የብፅሕ እዩ እሞ አያም በል ወረጃ ህዝበይ ብዞም ምስለኛታትን ንኸብዶም ሓደርትን ኢህዝባዊያንን ሜዲያታትን አክቲፊስትን ናብ ሓደጋ ከየእተዉካ ልቢ ግበርን አስተባህልን ሓድነትካ አዋዲድካ ተቃለሶቦምን አሰኩኖምን ??✍️💪🤝✊✌️✌️✌️
ህዋህት ከምዘይጠቅሙና ካብዚ ዘለናዮ ንላዕሊ መርኣያ የለን እዚኦም ዘገድስም ስልጣን ጥራይ እዩ
ለካ ስልጣነ አክሱም፣፣፣ ባዕልና ሓንሺሽናዮ። ካብደገይመስለኒ ነይሩ።
ኣንታ ዞም ሰባት ከጥፉኡና እዬም
ያዓውይ
ምን ምን ኮይኑ እዩ ንሶም እውን ሕውሓት ካባረሩ ያሕዝን።
ለውጢ እዩ ባሕግና ሕዋሕት መንገዲ ቁልቁለት እያ ይኣኽል እዞም ስልጣን ዘይፀግቡ በቃ
ስልጣን ንመንኣሰይ የረክቡ ታይ ዓይነት መራሕቲ እዮም መሕፈሪ😊
ሁሉንም ለትግራይ አይበጁም ይውረዱ ስልጣን ለወጣቶች ያስረክቡ
2 ዓመት አይሰራሕናን እንዳበለ እንዳነገረና አብ ስልጣን ይቀፅል ዝብል ሰብ ጥእንኡ ክምርመር አለዎ ።
ሀገረ ግዜያዊ ዘብሀል ናይ ብልፀግና አሽከር አብ ትግራይ ቦታ የቡሉን
ናይ ዝ ምስኪን ህዝቢ ኣጀንዳ ንክቕየር ዶ ይኾን ዝፃዓር ዘሎ; ጨነቐና እኮ???
ትግራዋ ንትግራዋይ ሰጉምቲ ምውሳድ ዘይግዚኡ ሰለ ዝኮነ አምበር ነቶም ምስ ህወህት ዘለው ቀደም ምወሰደ ገ/ፕረዝዳንት
አታታይኢና ነገብሮ ትክእል ዘይኮነ
አነዳ ዕነክሊል ንባዕሎም ሕጋዊ ዘይኮኑ ሰለ ሕግ ይዛረቡ
ካብ ተቋወምቲ ትግራይናማ ብዘሕዝን መረረን ክስን መርገምን አሉታዊ እምበር ዓላማን አቅምን ተመኩሮ አልቦታት ጠዓዉ ፍታሕ ዘየምፅኡ ፍረ አልቦታት እዮም ??? ስለዙይ ካብ ኢህዝባዊያንን ተበለፅትን ንጥቅምን አነነትን ስልጣንን ዝጓየዩ ተስፋ አልቦታት እዮም !! ብመርገም ዝመፅእ ፖሎቲካ ስለ ዘየለ ።
ዕለትን ሳዓትን ይሃልዎ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እቲ ሕጋዊ ሕወሓት እኮ ናይ እኒ ጌታቸው'ዩ። ናይ ደብረ ዕንዝር ጉጅለ ናብ ፍርዲ ክቀርቡ አለዎም። ሞትን ጨፍጫፍን ህዝብና ዝኻሐደ ገጅለ/ማሕበር ለያቡ።
ሀገር ተኽለብርሀን፣ ታደሠ ወረደ መትከልኩም አፍሉጡ
ቆይ ህወሃት ግን ስንት ግዜ ሲበድለን ነው የሚረካው ሰው እንዴት በሰው ደም እና ስቃይ መኖር ልምዱ ያደርጋል ጥንቁልና ነው እንዴ
Viva TPLF ferst of all tigray
ንቶም ጉባኤ አይንሣተፍነ ክ ብሉከለዉ እሹዑ ክበር ዝ ነበረዩ መሠሎሞ ትክክል ከዐ እዩ ተክላይ አረ ጋዊ
የቕንየለይ ናይ ፕሪቶርያ ሥምምዕ ተኹሲ ጠጠው ምባል ምበር ምምሕዳር ምፍራስ ኣይነበረን, ናይ ትግራይ ግዝኣታዊ ሓድነት ብዘይ ምሽርራፍ ንምንታይ ጊዚያዊ ምምሕዳር ተግባራዊ ዘይኮነ, ካብ ጉባኤ ኸ ንምንታይ ዓርሶም ኣግሊሎም አኣግሊሎም? ብሱሩኸ ጊዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ንባዕሉ መሠጋገሪ እየ ኢሉ ዶ ይኣምን
ንስኻ ዘጨንቀካ ብዛዕባ ትድግፎ እምበር ብዛዕባ ደብረፅዮን ዝዛረቦምን ዘፍርሶምን ነገራት ኣይኮነን ንኣብነት ሳልሳይ ወገን ኣየድልየናን ኢሉ ተዛሪቡ ዉዕሊ ፕሪቶርያ ክወርድ ጌርዎ መሊሱ ድማ ሓደ ሚልዮን ተጨፍጪፉ ዝተብሃለ ዝተጋነነ እዩ ስልጣን ንምጭባጥ እዩ ኢሉ ብዛዕባ ስልጣኑ እምበር ብዛዕባ ዝተጨፍጨፈ ሰብ ኣየሕሰቦን እንትቅፅል ጌታቸዉ ጄኖሳይደር ሙሩኻት ንበይኑ ወሲኑ ሰዲድዎም ኢሉ ሓስዩ ወዲ ወረደ ምስ ብራኸ ሾዉ ዝተዛረቦ ሰሚዕኻዮ ኢኻ ጌታቸዉ ግን ተነኣሰ ጥፍኣተኛ እየ ንቀፉኒ ማይክ ሒዝኩም ፅረፉኒ ኢሉ ንጥፍኣቱ ክሸፋፍን ኣይሞከረን
ታይ ዳአ ዝሒልኻ መን እላይ መን ታአላይ ኮይኑ
ደብረጽዮን ንሥልጣን እንበር ንህዝብ ዝሀስብ እዕምሮ የለውምክ
Area code ዘይብሊ ብኸመይ ክንድውል
+251
@@NatnaForum Thanks
What is new ,it was decided long time ago. I don't see any thing.but our leaders are worthless. The leaders should be avoided. ❤❤❤❤
How do we know how many he can be right or wrong they're there
ዋይ ሰኣለም ክራይ ጭንቂ ኾይኑ ኣብ ሙቸት ዝነበረ ታይ እዩ ሞ
ቀደም ክኩን ነይሩዎ ሕጂ እውን ኣይዘንገዕን
Hilik aikonen haqi iu Getachew tplf tetseghihu tigray ysheta zile zelo natu party yfter tsibuq wisane iu
TPLF new decision nothing going to change but it worst the division not helping the Tigray people. watch now the Transational government will take more action for sure. totaly not good signs. In my opinion TDF need to take action TDF can save Tigray.
101% ትኽክለኛን ፈረቃን ምክኒያቱ ድማ አብ መላእ ዓለም ዘለዋ መንግስታትን ዉድባትን ብሕግን ደምብን ዝሾሞምን ዝወከሎምን አባላቱ ዉክልናኡ አልዒሉ ከባርርን መሰልን ሕጋዉን እዩሞ ሕጊን ደንብን ዓለም እዩ ። እዞም ንዉድቦምን ህዝቦምን ዝካሓዱ ድማ ዕብዳን ስለ ዝኮነ ንዳቦ ሓደራ ተወሲዶም ፀበል ወያነ ይተሓፀቡ ?? ናይ ደብሪፅ ዘረባ ንፖሎቲካ ሃልኪ ኢልካ አጣሚምካ ምቅራብን ምዝራብን ፀለመን ሓሶትን እምበር ጌጋ የብሉን !? ዝበሎ አብ አየር ስለ ዘሎ ደጊምካ ምስማዕን ምርዳእን ስለ ዝካኣል እሞ ከም እዞም ግምታዊያን ቅዩሞትን ቮድካዊያንን ከይተሓፍሩን ከይትንፀሉን ድቃስ ሌቲ ከይትስእኑን ሓቂ ፅባሕ ወፂኣ ክትፀፍዓኩም እያ ኢህዝባዊያን !!😭😭😭💀💀🤬🤬👺👹👹
ፃዕረሞት ይበሀል ዶርሆ እንትኽረድ ትፍጭርጨር እያ አምሀሩ ድማ ከወደቁ በኃላ መንፈራገጥ ለመላላጥ። ናይ ትእምት ገንዘብ ምዝራፍ በቃ።እዚ ኃሳብ ማለት ብህልሚ ለይቲ ዝኻሰብዎ እዩ መንስልጣን ሒብዎምየ? እናደንቆሩ መፂኦም አየጉድ ምቕናይ ፅቡቅዩ ናይ አመራርኻ አቕሞም ተራእዩ ።
Depression hone getachew wenjolegnoch nachew huletum mebarer alebache .. ..
አታ ሐሳዊ ንሰኻ እም ናይት አደመ ጉጅለ አባል ሰለ ዝኾንካ ዓሰርተ ግዜ ህዝባዊ ወያነ ሐሪነት ትግራይ ትብል አለኻ ንሰኻ ሀወሐት ዘይሕጋዊ አኸባ እዮ አካይዱ ተቃባልነት የብሉን ሐሳዊ፣
ሓሸኽ ትበል ታነኻ ወዲ መናጢት እንታዴኻ ይምልከተካ ስለ ጉባኤ ይካየድ አይካየድ ባንዳ መጥፍኢ ህዝቢ ትግራይ ጥቕሚ ስለ ዝጎደለካ እዩ ጋዓርዓር ትብል ዘለኻ ሓሻዊ
Tekel ezome Abe wusheti wudebe woiane tsheguitome età nebare merihe hezbi Tigrai nemebetane zeserehu zeitefeltu koradide lukate belezegena mekuanome hezbi beganau yeleliome kemzelo Abe ketema Shere
zetiegehad iu bezuhe geleza 😢 zedelio aikonene eti kuzeri helekit hezbi Tigrai hafieshawi embere belekei ahaze aitiefeleten hezbi Tegrai nai fetahai mekure hezbi selezekomeka kab etome esubate medienagereti azere kozere kulena netenekeke kie zereguna
ክውገድ እንተኮይኑ ጉጅለ ደብረፄን እዩ ዝውገድ
እኔ አልገባኝም በጉባኤ የተባበሩት 👫👭ሰዎች አሁን ሌላ ማባረር ምን አመጣው ።በእኔ በኩል የጌታቸው ቡድን ለነ ደብረጽዮን እርምጃ መውሰድ እነ ደብረጽዮን ለነ ጌታቸው እርምጃ መውሰድ ወቅታዊ አደለም ወቅታዊ ነገር የተፈናቀሉት ህዝቦች ከፌዴራል መንግስት በመነጋገር መመለስ እና በትግራይ ግፍ የፈፀሙት ወደ ህግ ማቅረብ ነዉ ወቅታዊ ።አሁን በትግራይ የሚታየው ግን ሁሉንም ለህዝብ ሳይሆን ለስልጣናቸው ነዉ እየተሯሯጡ የሚገኙት ስለዚህ ሁሉንም ይልቀቁ ሁሉንም ማዕከል ያደረገ የሽብር መንግስት ይመስረት ነዉ የምንለው
ምን አገባህ አንተ ስለ ራስህ ክልል አውራ አተላ
Man sle honenew enezi eiyabarru. Ybkachuh. Kenatega kemenor dagm kegedayachn gar tarken bninor yshala .1 Millionen hzbi alledem nlachuh Demo sint ltichemru new denkorowoch
አይ ከሽብር መግስት ወደ ሽግግር መግስት ተመጥቷል እንዴት መጣ አትልም tdf እሚባል ፀረ ሽብር ተቋቁሟል ።
@@AbrhamAdehane mesloshal. Enezi bahlawi General yefelege bilu manm aysemachewm. TDF mechawecha kard anydelem
ዘይሩ ዘይሩ ሓደ ህወሓት ክህሉ ግድን እዩ
ትክክለኛ ልክዕ ውሳነ እየ።ክርክር ናይ ኣብዪ እዮም
ሓሶት ፀለመ አቃርፁ ጀኖሳይድ አይቃለሎን እስኹም ብዝደለኽምዎ እዳተርጎምኩም ምዝራብ ብዙሓ አየኽደኩሙን
ሕዋት ወስደቶ ሱጉቲ ቲኪል አዩ
Ilegal Tplf Never Stop legal Tplf
ትኽክል እዩ ደንጉዩ ዝተወሰነ ዋላ ተኾነ ጌታቸውን ሰዓብቱን ብደም ተጋሩ ዝሽቅጡ ነጋዶ እዮም ። ደም ስውአትናን ሱንኩላን የሕዋትናን ንብላሽ አይኮነን ትግራይ ትስዕር viva TDF
ናትና ፎርም ገዲዱ ።
It is a decision that took step by step and a right decesion.
ኣታ ትግራዋይ ካብ ሓሶት ምዓስ ኢኻ ትድሐን
ደብረ ፅንተት እዩ ክወገድ ዘለው ካብ ስልጣን ክስጉጉ ተኮይኖም ከስገጉ አሎም ተዘይለ እናለካ ምውራድ ትግራይ ሰላም አይትረክብን
አታ ሓወይ ንኡሽተይ አይትሓፍርን እንዲኻ ናይ አምሓራይ ባንዴራ ለጢፍካስ ስለ ትግራይ ገባርን ሓዳግን ክትኮን ናይ ባዕልኻ ግበር ወድዛ ናፋቂ ሽዋ ረሳሕ
ለልክዕ አይኮነን
ብጣዕሚ ዘሕዝን እዩ አብ እዙይ ምብጽሖም ዘሕዝን እዩ ብናተይ ሪኢቶ ኩሎም ዝሕተትሉ ኮይኑ ብዝያዳ ግን ዶ ክቶር ደብረፅዮን
Zihitet Getachewn tsadkan iom 2leyabu bandatat shefatu
ጥእናካ ተመርመር ሕዝብካ ገዲፍካ ንብአል ጌታቸው ትጣበቅ ገንዘብ ተከፊሉካ ድዩ አብ ስልጣን ዘሎ መን ኢዩ አይሰራሕናን ዝብለካ ትግራይ ብደውና እንዳሸጠና ዘሎ ገዲፍካ ናበይ ናበይ ናይ ጥእና አይኮነን በየነ ዝመሰለ ጉሒላ ሌባ ሐቁፍካ ንመን ትከስስ🤔
ኣይበለን ጽንዓት ዘድልዮ እዩ ዝበሉ
ንስካ ንጌታቸው እካ ትድፍ ተሕዝን መንእሰይ እኻ ንህዝቢ ክትውግን ዝግባእ👎👎👎
ጨናዊ ወድዛ ፍርፍር
ኣበይ እዩ ንጌታቸው ዝድግፍ
መግለጺ ሕዋሓት ደንጉዩ ኢዩ ወጺኡ
እዚ ጉጅለ ካድረታት ንትግራይ ዘፅነተ ጉጅለ እዩ ስልጣን ዘይፀግብ ንህዝቢ ሓሰረ መከራ ዘብለዐ ጉጅለ እዩ ክባረሩ ጥራሕ እምበር
ዓዋን
እዚማለት ጉልበት ዘለዎ ድላዩ ኢዩ ዝገብር
ካብ ደብረፀን ጌታቸው ይሓይሽ ብዋነኡ ድማ ጊዛዊ መንግስቲ መረፃ ክስጋዕ ዝካያድ ክመርሕ ግድን ዩ
ንስኻውን ካብ ጌታቸው ዘይተሐይሽ እሱብ ኢኻ ንነገሩ አብይ አይፈተወልኩምን ዘሎ
ጉሒላ ለማስ አሽከር ክንደይ ተከፊሉካ 🤔🤣
እት ሽግር ህዝብ ትግራይ ዶክተር ደብረፅዮን ክውገድ ዝግቦኦ ደብረፅዮን እዩ
ናይ ጨረባ ጉባኤ ከመይ ገይሩ ክእግድ ይኽእል
Debrezion haqu iu even do if tigray lost there's not need to advertise abey Ahmed he lost more but he didn't said or eritreans didn't said Getachew banda
Getachew is Banda
ጀነሳይድ ኣይተፈመን ኣከነን ዝበለ ማለት ኪድኡ ኣይበፅሕን ኢዩ ዘበለ ይመሲለኒ
አታ ረሳሕ ናይ ሻእቢያ አራዊት ኩርኩር እንታይ አእተወካ ጉሒላ ለማስ
ሃገር . ደብረፅዮን ዝበሎ ተክኒካሊ እንትርአ .
ናተይ ስልጣን ንምውራድ ዝምጥን ህልቂት ኣየጋጠመን. ኣጋኒኖም እዮም ዘቕርብዎ ምእንታን ስልጣነይ ክምንጥሉ እዩ።
ነገር ግን ደብረፅዮን ዝተዛረቦም ተትርእዮም ኩሉ ምንጪ ሽግርና ኮይኑ ትረኽቦ። ንኣብነት ሳልሳይ ወገን ኣየድልየናን ዝበለሉ ይጅምር።
ጉሒላ ሌባ ኩርኩር ሻእቢያ አራዊት