Welcome back BGTH I want to name you FATHER Of History. You have a sharp mind. You remain me of Abraham Lincoln, the 5th president of U.S.A, that’s my opinion. this is a free country I have a right to freedom of speech and opinion, this is the reason why he is trying to give Eritreans that privilege.Thank Antonio, you know what questions to ask. keep up the good work!
The way you tell the story was really absorbing, especially the part about the seminar. I heard that story so many times but now I have the realistic picture. It would be nice if you tell us about the girl who confronted the leaders, did she see independence alive?
It is history, You can add as well. You seem to have an agenda of hate not telling the truth. We know Wuchu and we know wedi Haile. If you have to add it is a part ijamka giber . But don’t disrespect this distinguished gentman. Wedi Haile.
ጅግና ወዲ ሃይለ ፡ ጅጋኑ ኣያታትና ቅያ ዝሰራሕኩም ኢኹም፡ ኪብሪንን ሚስጋናን ይኹንኩም። እናቢስ እቦታት ኣያታት።
Aye sebiay thank you for your service and your honest!!
ጅግና ናይ ጀጋኑ ዝኾንካ ኣያና ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለ ክብረት ይሃበልና።
The General is very articulate, knowledgeable and his memory is razor sharp. I thank him for his service to Eritrea and wish him a long life!
እዚ ታሪኽ ክትሰምዕ ኤርትራዊ ምዃን እኩል እዩ!! ብ/ጅ ተኸስተ ሃይለ ኣብ ሊዕሊካ ዘለኒ ኣኽብሮት ደረት የብሉን እቲ ምንታይ ሲ ታሪኸይ ትነግረኒ ስለ ዘለኻ፡ ከምቲ ኣብ ሜዳ ኮለኻ ተጻብኦታት ዝጋጥመካ ዝነበረ ሕጂ እውን ብ ማስሜዴያ ይመጽእ ኣሎ እሞ ኣጆኻ ከም ቀደምካ ገጥ በል! ክብሪ ንዓካ ክብር እቦ!!
እንቓዕ ብሰላም መጻእኩም ክቡራት ኣቦታት/ኣሕዋት ! መኣስ ትመጻና ኢልና ብሃንቀውታ ክንጽበያ ዝጸናሕና መደብ ምውራስ ታሪኽ ብተባዕ በዓል ዉዕሎን ሓርበኛ ጅግና ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለ !
እግዚኣብሄር ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ !!!!
Wedi Haile u are the symbol of Eritrean people Heroism
From your ex comrade ❤❤❤👏👏👏👏
እቲ ብጣዕሚ ዝገርመኒ ዘሎ ናይ ሓውና ኩቡር ጀነራል ተኸስተ ሃይለ ሲ
እቲ ኹሉ ደቀቅቲ ዝርዝራት ናይቲ
ዝኸውን ዝነበረ ሙሉእ ተዘክሮታቱ እዩ። እዚ ንዓይ ፉሉይ ተውህቦ ናይ ወዲ ሰብ እዩ።
ኩቡር ሓውና እንቋዕ ካብ ቡሱል ጥረ
እንቋዕ ወጻእካ።
👍👍👍
*እንቃዕ ብዳሓን መጻኹም (ክቡር ኣያና ጂግና B/G ተክስተ ሃይለ & ክቡር ኣያና ኣንቶንዮን) በዛ መደብኩም ኣዝዩ ብዙሕ ተማሂርና ኢና ብልቢ ካኣ ነመስግነኩም! ብሰንኪ ምስ ወያነ ክንሰርሕ ኣይንክእልን ኢና ስለ ዝበለ ኣብ ልዕሊ B/G ጀነራል ተክስተ ሃይለ ዝወርድ ዘሎ ጸለመ ካኣ 90% ህዝብና ይኩንኖ ኢዩ ዘሎ ኣጆኻ ስክፍ ኣይበልካ ኣብ ጎድንኻ ኣለና ክብር ኣያና።*
Mexikaley do my hero jigna tegadaley general tekeste haile
ኩብር ሓው በ/ጀ/ ተከስተ ሃይለ እት ዝሓለፈ ጉዕዞ ታርክ ብስፍሑ ትህበና ዘለካ ብልቢ ነመስግን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ብ\ጀ ተከስተ ሃይለ ተባዕ ኣቦን ተቃላሳይን ፣ ካባካ ብዙሕ ንምሃር ፣ ሓደ ካብኡ ኣብ ቃልሲ ተስፋ ዘይምቅራጽ።
ጅግና መጹኡ
ኽቡር ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለ፣ መረሐባ። ቅድሚ ሕጂ ሕቶ ሓቲተ ግን መልሲ አይረኸቡኩ፣ ብትሕትና መልሲ እንዳ ተጸበኹ፥ ብዛዕባ ስውእ "ጠዐመ ያቆብ፣ ወዲ ያቆብ"። የቀነለይ።
ይአቀንየልና ቲቪ ሰነድ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለና
ሰሚዕካዮ ዘይጽገብ ታሪኽ ፡ረቂቕ ወ/ኣዛዚ ብ/ጀነራል ወዲ ሃይለ🇪🇷 ዳግማይ ዓወት የርእካ🇪🇷 ንሱ ኢዩ ጻማካ 💪የቀንየለይ::
Hero betham dese zeblie wella aglalexa and full respect 🙏🏽🙏🏽🙏🏽❤️❤️🇪🇷🇪🇷
መሳጥን ምሃርን ትረኻን ኣዕዚዘ የመስግነካ፡ዕድመን ጥዕናን ኹቡር ጀነራል
Jigna nay jeganu jenral tekste hayle
ትምስገን ሰብ ኢኻ ፡ ነዚ ጂግና ኣቦና ክብሪ ይግብኦ ኢዩ ፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ
I don't know-how in the hell a person in the right mind can disrespect this living hero.. what a shame.
I admire him memory And discipline Is the true hero Eritren a father a fighter 💪 God bless you 🙏
Abona B/G Tekeste haile hawelti nayzi nus woledo eka nay behaki kulu nebsika tarik eyu beka mexihaf jigna nay jeganu❤💯
Jigna eka btami adniqeka kulu bdeqiq eka ttntno
ኣቦና ተኸስተ ሃይለ ብዓል ታሪክ ፡ ብሂወትካ ሓወልቲ ክንሰርሓልካ ኢና ምስ ብጾትካ ፡ ንህዝቢ ኤርትራ ኣቅሲንካዮ ኢኻሞ ፡ ቀሲንካ ንበር ,
Welcome wedi haile nay jeganu jigna nay behaki memhir
Thanks
እዞም ን ብ/ ተኸስተ ከተናሽዉ እትፍቱኑ ውልቀ ሰባት ኩኑ ዕስለ ምስ ከውሒ ተራጺምኩም ክትተርፉ እንተዘይኮይኑ እተምጽዎ
ኢንታ ይኹን ለውጢ የልቦን። ተከስተ ሃይለ ማእልያ ዘይብሉ ኣኻውሕ ፈንቂሉ ዝመጸ ሰብ ስለዝኾነ ፤ ኢድኩምን እግርኹምን እንተ ኣከብኩም ይሕሸኩም።
The living hero part 19❤️❤️❤️
B/g tekeste haile haben kulna eka
Brgader General tekeste haile own hero i wish you all the best
B.G.TEKRDTE W.HYLE KAB BRKTE FRNA NGSTE LRBAM HADEGATLMS PROUD MN KEM T.....ONE-EQUVALENT TO 6,000000,,,LONG LIFE WE ARE WITH YUOFECA....
እንቋዕ ብሰላም መጻእካ ክቡር ኣቦና ብ/ጀነራል ተኸስተ ሃይለ
ኣየ ሰረ ወዲ ሃይለ ሓየት ምድሪ ኤርትረራ ሰፈር ጀጋኑ
Ambesa, analysis, memory jgna abona, keep it up
Great 👍abona ,proud of you 👏
Welcome back BGTH I want to name you FATHER Of History. You have a sharp mind. You remain me of
Abraham Lincoln, the 5th president of U.S.A, that’s my opinion. this is a free country I have a right to freedom of speech and opinion, this is the reason why he is trying to give Eritreans that privilege.Thank Antonio, you know what questions to ask. keep up the good work!
ክቡር ብ/ጀነራል ተኸስተ ሃይለ ኣብዝኽርታትካን ሓቅነትካን ጅግንነትካን ዘለኒ ኣድንቖት እንዳገለጹ፣ ንሕና ተዓዘብቲ ከኣ ደሃይ ሓዉ ሓፍቱ ኣኾ ሓዉኣቦ ደሃይ ሃበና እናበልና ነጽመካ ኣለና ንኹሉ ክትፉልጦ ንኹሉ ክትነግረና ዋላ ብፕራይቨት ኩስቶ ከ መንሽማ ንብል ኣይትሓዘልና። ስለቲ ሓቐኛ ዛንታ ብዘይካኻ ንኹሉ ብዑምቐት ዝገለጸን ዝመሃረን ኣነ ኣየጋጠመንን።
ዝቕጽል መደብ ብሃንቐዉታ እጽበ። ንዓኻን ንኽቡር ሓዉ ተጋዳላይ ኣንቶንዮን ዕድመን ጥዕናን እምነ።
TV Sened ካብዛ ዋጭዋጭ ናይ ሶሽያል ሚድያ ተድሕንን ትምህርን ሰስንልና።
ተቃሊሱ ዘቃለሰ
ጅግናና ኢኻ እሞ
ብዙሐት አለዉ ከነአእሱኻ ዝፉትኑ ካብኡ ሐሊፎም ኤርትራዊ አይኮነን ዝብሉ
ዓቅሊ ጽበት ስለዝኾነ ከበር አይትሃቦም
ንበረልና ድማ
Zeymeno eilale wedi haile edemen tienan yehabeka
delay fthi eritrawi ❤️❤️ zignetey eritrawi mennetey eritrawi ❤️ jeneral
The Living hero 🌹🌹🌹
💯💯💯❤❤❤
ወዲ ጸሃየ ምስ ወዲ ልብሱ ነይሩ ኣብ እዋን ባረንቱ፡ ሓጎስ ተኸስተን ወዲ ዳንኤል ሽዑ ማእከልነት ቦጦሎኒ እዮም ነይሮም፡፡
Bravo Baba Tekeste
ሕቶይ ከቀምጥ ድሕሪ ሰላምታይ ብዙሕ ግዝየ ንሓረጎት ፍርዙም ኣውራጃዊ ክትብሎ ሰመዐ እሞ ኣውራጃዊ እንተ ኮይኑ ዳኣ ንህዝቢ ዓዜን ዓዲ ምሉእ ኣሲርዎም ንህዝቢ ኳዜን 2 ግዝየ ኣሲርዎም ህዝቢ ዓዲ ገብራይ ኣሲሩ ህዝቢ ሕንብርቲ ኣሲሩ ኣብ 2007 ካኣ ህዝቢ ካርነሽም ብምልኡ ኣብ ሸረጀቃ ኣሲርዎ ኔሩ እሞ እዚ ዳኣ ኣይጋጮን ዶ ሰላም ኣይረሳዕኩን ዕድመ ይሃብካ።
ኣብ ኤርትራ ንኣዉራጃዉነት ኣብቲ ዝደልዩዎ እዋን ጥራሕ እዮም ዝጥቀሙላ:: ንሳቶም ከኣ መብዛሕትኡ ግዜ ብኣዉራጃዉነት ከሰስቲ ኮይኖም ዝቐርቡ እቶም ደቂ ሓማሴን እዮም:: እቲ ዘሕዝን ግን ዋላ ብኣራጃዉነት ንኻልኦት ብቐጻሊ እንተኸሰሱ ነታ ሓማሴን ኣዉራጅኦም ከማን ሓለፋታት ክገብሩ ኣይርኣዩን እዮም:: ብሓፈሽኡ ግን ኣብ ኤርትራ ኣብ ኣዉራጃዉነት ዝተሞርከሰ ፍልልይ ፍጹም የለን እንታይ ድኣ ብዉሑዳት ሕልና ኣልቦ ዝኾኑ ባራዩ ናይቲ ኢትዮጵያዊ መራሒ ኤርትራ ዝኾኑ ኣካላት ከም መሳርሒ ዝጥቀሙሉ ሓደ ኣካል ናይ መጥቅዓቲ እዩ::
Hutoka asetekekelo bro
Wow, this guy is a living history book.
Kuburi haribena birgadel jerenal tekeste. Tebaharibena tarihi joganunan hagernan nayita nefikira. Eritrea nabnusi welodo mimlilafka biteami eye zemisigineka. Kabzi kexile kulugize kitizikuro zisemaka suwuei haribena Wedi Habir hanti gal kezelato tifelitdo melisi yixibe?
Sebay sebut eka General wedi haile
ሰላም ጀነራል ተከስተ ሃይለ እሞ ከም መብጻዓይ ናይ ወዲ ጓፎ ምሉእ ስሙ ኣምጺኤልካ ኣለኩ ተስፋይ ጓፎ ሰጊድ ይባሃል መበቆል ዓዱ ድማ ዛግር ኢዩ ከም መብጻዓይ ኣምጺኤያ ኣለኩ ቀጺለ ኣክብሮት ኣብ ልዕሌካ ዘለኒ በጺ ኣጋጣሚ ክገልጽ ይደሊ ዕድመ ይሃብካ !!!
ጊላይ ጋፎ እዩ ዝበሃል
@@ቆሓይቶከስከሰ ጊላይ ጓፎ ዘይኮነስ ናይ ገድሊ ስሙ ኢዩ ኣብቲ ንሱ ዝከተተሉ ግዝየ 3 ግዝየ መሊሶሞ ኢዮም መወዳእታ ግን ስሙን ዕድሚኡን ቀይሩ ዝኣተዎ እንብድር ቅኑዕ ስም ኣይነበረን ኣብ ሰውራ ካኣ ወላ ኾ ስሙ ይቀይሮ ዘይሃሰሰት ስምን ሳጓን ተሰኪሙ ኢዩ ግን ብመስዋእቲ ሓሊፉ እታ ቅንዕቲ ስሙን ኣብ ናይ ስኡኣት ዘላን ስሙ ግን ተስፋይ ጋፎ ሰጊድ ኢያ የቀንየለይ
Jegna
Aboy nay wedi degiat yosef intay tiblena
Welcome Arkana, BG TEKESTE HAILE.
this is part 18 I think. Not 19?
ጀነራል ተከስተ ሃይለ መን ሞ ከማካ ብኩሉ መዐቀኒ ነዎሕ እድመን ጥዕናን ይሃበለይ ኩቡር ኣቦና ።
jgna abo❤❤❤
Merhabae Arkanat enkae bdhan mexaekum, bhanqewta kxbeya qenina eza mealti, bxmona kea nketatelo alena.
B/G Tekeste haile (wedi haile) Corenel Hagos Tekeste (wedi tekeste Silemnitay desikilu afilito alekado.kemey tigelitsoke
Hej kuber G. Triste Hayle kemey aleka mulue tena ymneyeka bzaba wedi Gafo osu entekoynu ab 90 ab kebab keren tesewiu nsu shunu Gilay Gafo eyu shunu adu shimangus tajta eyu adu nsu entekoynu.
ኩቡር ኣቦ ብርጋደር ጀነራል ተኸስተ ሃይለ ካብዚ ትገብሮ ዘለኻ ትረኻ ብዙሕ ዘይንፈልጦ ንማሃርን ብዙሕ ሓቅታት ንፈልጥ ኣለና የቐንየልና ኣነ ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ኣብ ሰላሕታ ዝተሰውአ ገዲም ተጋዳላይ ብዕድመ ዕብይ ዝበለ ምክትል ጠዊል ኔሩ ይሰምዕ ደናዳይ ይብልዎ በዓል ዓደኮሎም ብዛዕባ ደናዳይ ትፈልጦ እንተሃልዩካ ብዛዕብኡ ንእሽተይ ሓበሬታ ክትህበና ደስ ምበለኒ የቐንየለይ
Xbuq medeb btami gn newihu ab semun 2 gzie zeytgebrwo agedasnetu kea teredie iye so thanks.
ብርጋዴር ጀነራል ሃይለ ብጣዓሚ ኢየ ዘድንቀካን ዘመስግነካ ነትዝነበረ እሞ ንክንፈልጦ ትትርኾ(ትስንዶ)ዘለኻ።
ክቡር ብ/ር/ጀነራል ኣብ ትትርኾ ሓደራ ሓለፍቲ(መራሕቲ) ከም በዓል እብራሂም ዓፋ; ወዲ ሰለሙን;ዓሊሰይድ ከምኡ ኣዉን ካልኦት ኣርካናት ኣብነፍስወከፍ ትራኸካ ክትገልጾ ደስ ምበለኒ ምኽንያቱ ታርኾም ከይግለጽ ይስራሕ ስለ ዘሎ። ንስኻኣብ ትዛረቦ ቁሩብ ስሞም ምዝዉታር ከምዚ ኣብ ቲቪ ኤርትራ ዝግበር ዘሎ ታሪኾ ምጥፍኣ(ዘይምትራኽ)ይግበር ስለዘሎ።ካሊእ ደሓር ወይ ኣብ ቀጻሊ ትብል ካብ ዘከርካዮ ግለጾ ሕማቁን ፅቡቁን ምኽንያቱ ካብ ካልኦት ንሰምዖ ስለ ዘለና። አይትሓዘለ ደኣ አምበር ብፍላይ ወዲ ሰለሙን ፍሉይ ዝገብሮ ኣሎ በቶም ኣምሓሩ ስለ ዝግፅ
በጃኻ ወዲ ሃይለ፡ ትብለጽ ዉሪይቲ ኣላዶ ተሰዊኣ፡ ኣብ ዝመጽእዘሎ ቃለ ሚሊሊስ ሓብረና።
እታ ካልአይቲ ርእይቶይ "ስለምንታይ መጥቃዕቲ ባረንቱ ምሉእ ኮይኑ ኣይተዓወተን፡ ስለምንታይ'ከ ደርግ ኣብ ናቕፋን ካልእ ግምባራትን ኣይደፍአን" ንዝብል ክምልስ ኢየ። ናተይ ዘይኮነ ካብ ናይ ሽዑ ኣዘዝቲ ሰራዊት ደርግ።
ሻለቃ ኣምሳሉ ገብረዝጊ ናይ መንጥር እዚ ናይ ዘመቻ መኮነን ዝነበረ ኢዩ። ንሱ ኣብ መጽሓፉ ከምዚ ክብል ጽሒፉ ኣሎ።
"ሽዑ ከባቢ 1985 ዓ. ም ኣቢሉ ደርግ ሓደስቲ ናይ ጠለፋ መሳርሒታት ኣእትዩ ስለ ዝነበረ፡ ሻዕብያ ባረንቱ ከጥቅዕ ምዃኑ ካብ ናይ ስለያ መኮነን ጽሩይ ሓበሬታ መጺኡና። ኣብ ግዜ ጥራይ "ኣብዚ ሓጺር እዋን" ትብል ነይራ። ብኡ ንብኡ ከኣ ምሉእ ምድላዋት ገርና፡ ከክልተ ብርጌድ ካብ ክልቲኡ ግምባር (4 ብርጌድ) ተጠባበቕቲ ተዋጺአን ነይረን። 4 ብርጌድ ኣብ ኣቑርደትን ከባቢ ሞጎሎን ክጸንሓ ዝበልና፡ ንሕና ብዘይ ንፈልጦ ምኽንያት ኣብ ዓዲ ተከለዛን ክጸንሓ ተገይሩ። መጥቃዕቲ ምስ ጀመረ ንኸርክባ ግዜ ወሲደን" ይብል።
ብዛዕባ'ቲ ድሕሪኡ ዝሰዓበ ከኣ፡ ባረንቱ ዝመጸ ሓይሊ ሻዕብያ፡ ካብ ግምባራት ናቕፋን ሓልሓልን ተዋጺኡ ከም ዝኸደ ንፈልጥ ስለ ዝነበርና፡ ሽዑ ንሽዑ መጀር ጀነራል መርእድ ንጉሰ ዝመርሖ፡ ኣዘዝቲ ክልቲኡ ግምባራት ኣብ ኣፍዓበት ተኣኪብና፡ ሻዕብያ ሓይሉ ከይኣከበ ከነጥቅዕ ወሲንና። ኣብ ሓልሓልን ናቕፋን ጥራይ ዘይኮነ እንተላይ ግምባር ኣልገና። ብፍላይ ኣብ ኣልገና ሻዕብያ ከይተመልሰ ነቲ ቀንዲ ዓበይቲ ጎቦታት ክተሓዝ መደብ ወጺኡ።" ይብል። ቀንዲ ንሱ ዝዛረበሉ "ካታር ተራራ" ዝብሎ ክተሓዝ ኢዩ ተወሲኑ። ነዚ ንምቅልጣፍ ከኣ 102 ኣየር ወለድ ብርጌድ ብፓራሹት ኣብቲ ጎላጉል ወሪዱ ብቐጥታ ደይቡ ነቲ ታባ ክሕዞ። ነቲ ግምባር ዝተመደባ ኣሃዱታት ከኣ 21ኛ፡ 23ኛ እግረኛ ክ/ጦራት፡ 102 ኣየር ወለድ ክ/ጦር፡ 16ኛ ሰንጥቅ ብርጌድ፡ 29ኛ መካናይዝድ ብርጌድን ካልኦት ናይ ታንክን መድፍዕን ተደረብቲ ኣሃዱታት ነይረን" ይብል።
ኩሉ ተፈቲኑ፡ ግን ብዘይካ ኣብ ሓልሓል፡ (ንሱ ዝነበሮ) ኣብ ካልእ ግምባራት ከም ዘየድመዐ ኢዩ ዝገልጽ። እቲ ጸገም ናይ ብቕዓት እምበር ናይ ሓበሬታ ኣይነበረን።
ብኣጠቓላሊ መጥቃዕቲ ባረንቱ ክካየድ ምኳኑ ጸላኢ ፈሊጡ ምንባሩ፡ ንዕኡ'ውን ምሉእ ምድላዋት ገይሩ ምንባሩ፡ ደጀን ዝሕሉ ግምባራትና ረቒቁ ምንባሩ ጸላኢ'ውን ፈሊጡ ነይሩ ኢዩ፡፡ ነቲ ኩነታት ክምዝምዞ ከም ዝፈተነን ከም ዘይሰለጦን ኢየ ተወሳኺ ክህብ ደልየ። ብዓንዳ ርእሱ ኣብ ባረንቱ ብርቱዕ መጥቃዕቲ ምፍናው ንባዕሉ ናይ ኢሰያስ ግትርነት ምንባሩ'ውን ካብ ናትና ኣዘዝቲ ሰሚዐ ኣለኹ።
ዝያዳ ከብርህ ስለ ዝደለኹ ኢየ።
ታደሰ ኪዳነ፡ ካብ ዓዲ እንግሊዝ
ሰላም ታደሰ ኪዳነ
ንርእይቶኻ የመስግን።እቲ ሕቶ ንብ/ጀ ዝምልከት ኳ እንተኾነ፡ ንሓበሬታኻ ብዛዕባ ዚ ኣልዒልካዮ ዘለኻ ሕቶ ካብ መራሕቲ ሓይልታት ንላዕሊ ሚዛኖም ክህቡ ተሓቲቱስ፡ ኣብ ዘለናዮ ሓይልና ዓቒብና እንተተዋጋእና ይሓይሽ ዝብል ከም ዝነበረ ገሉጹ ኣሎ። ደጊምካ ምስምዑ ኣገዳሲ እዩ።
ይኹን እምበር ላዕለዋይ መሪሕ ህግ ጸረ መጥቃዕቲ ባረቱን ክትህረም ወሲኑ ዝብል እዩ።
The way you tell the story was really absorbing, especially the part about the seminar. I heard that story so many times but now I have the realistic picture. It would be nice if you tell us about the girl who confronted the leaders, did she see independence alive?
1985 ናይ ባረንቱ ብዕምቆት ኣይገለጽካዮን ንኣብነት እንዳ 52 ኣብ ባረንቱ ግንባር ምስፈረሰ ፍርቁ ተመቂሉ ብቶኮምቢያ ጋሽ ንሽላሎ ገጹ ዝኸደ ኣብ ጋሽ ተኾምቢያ ዉሕጅ ዝዎሰዶም ኣባላት እንዳ 52 ብዙሓት ኔሮም ጥሜት ዝናብ ተደራሪቡ ኣዝዩ መሪር'ዩ ዝነበሩ ዉግኣት ኮታስ ኣዝዩ ከቢድ ኔሩ ተመቃቂሉ'ዩ ኔሩ ዝተማረኹ ዉን ኔሮም ብጉጅለታት ምስተፈንጨሉ
Emo teqorixu nab kalie anfet iyu neyru indiyu zibleka zelo
abona tekeste haile nay oqbagabr gebretnsae gele belena eske
ሰላም ኣቦና ክቡር ብር. ጀነራል ተኸስተ ሃይለ ብጣዕሚ ኢና ነመስግነካ ብዛዕባ አዚ ትህበና ዘለኻ ታሪኽ, ብወገነይ ኣብ ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ ሓደ እምነ ኩርናዕ ተቀምጥ ከም ዘለኻ አየ ዝሓስቦ::
ሓንቲ ኣገዳሲት ሕቶ ኣላትኒ በጃኻ ኣንቶንዮ ሓወይ አዚኣ ከይትርሳለይ, ናይ ተኽላይ ዓደን ክሳብ ሕጂ ግሉጽ ዝኾነ ሓበሬታ ስለ ዘየለ please please please ከመይ ኔሩ, ብኸመይ ሃዲሙ መወዳእቱ ከ ከመይ ኮይኑ:በጃኹም አዚኣ መልሱለይ ብጣዕሚ ኣገዳሲት ኢለ ስለ ዝሓስብ አየ::
የቀንየለይ ዓወትን ኣሳልጦን ኣብ ስራሕኩም
Kbur General wedi haile blux meglxi jigna edmen tienan yhabka, bmqxal Hanti hto alatni? Dhri 1984 mquam kfleserawit, kndey kfleserawit nieren ksab Naxnet 1991, Aqmi seb ke kndey nieru Antonio General wedi haile hteteley
ወዲ ሃይለ እዛ ናይ ባረንቱ ብግቡእ ትገልጻ የለኻን
ብዓቢኡ ግደ ክ/ሰ 85 ፍጽም አይተንከፍካዮን
ውልቃዊ ጽልኢ ካልእዩ ውዕሎ ጀጋኑ ካልእዩ
ምናልባት ምስ ዉጩ ውልቃዊ ቅርሕቲ
ክህልወካ ይኽእልዩ ትጠቅስ ኢኻውን
ክ/ሰ 85 ኣብ ወርሒ ጥሪ 05-85 ዝቅቆመ
ብብርጌድ 77 ብር 95 ቦጦሎኒ 84 ናይ ካድር ኢዩ
ሓደ ካብቶም ወሰንቲ ክ/ሰራዊት ብውጩ ዝእዘዝ
ምስኡ ስኒስን ከም 3ይ ስሌማን ህንዲ ኣብ ምዝላቅ
ባረንቱ ዝሃደመ ቦትኡ ሽላሎን ከባቢኡን ኣብ
መጥቃዕቲ ባረንቱ ወሳኒ ግደ ዝነበሮ ኣሃዱ
ካብ ዓዲ ቀሺ ጀሚሩ ምሉእ ባረንቱ ፎርቶ
ከይተረፈ ሓራ ዘውጽአ መን ድዩ ክ/ሰ 85
ዘይኮነን ን50 መዓልታት ብዘይ ዕረፍት
ዝመከተ ኣሃዱ ዘይኮነን 85 ምዝላቅ
ምስ ኮነ ን17 መዓልቲ ብዘይ ዕረፍቲ
ለይትን መዓልትን ሰለም ከየበለ ብዕማኾ
ፕሮቲን ንግምባር ሰሜናዊ ምብራቅ ሳሕል
ካብ ቀብረ ውአት ጀሚሩሩባ ኣልጌን ታባ ሰማይ
ጸራሪጉ ከየዕረፈ ግሎብ ሪጎለ ተረጋሪጉ ንጸላኢ
ጸራሪጉ ኣላሽ ዘበለ መንድዩ ህ/ሰ 85 ዘይኮነን
ንምንታይድዩ ቢምቦሪ ዝብል ሳጋ ወጺእዎ
ስለዚ ወዲ ሃይለ ብልክዕ ምዝራብ ንታሪኽዩ ንውጩ ዘርከብካሉ መሲልካ ንታሪኽ ኣይተዘምብዕ
ታሪኽ ታሪኽዩ
It is history, You can add as well. You seem to have an agenda of hate not telling the truth. We know Wuchu and we know wedi Haile. If you have to add it is a part ijamka giber . But don’t disrespect this distinguished gentman. Wedi Haile.
ክቡር ኣያና ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለ ብተዘንትዎ ዛንታ ብጣዕሚ ስሓብን መሳጥን ዛንታ’ዩ። እዚ ተዘንትዎ ዘለኻ ዛንታን ታሪኽን ካብ መጀመርታ ብጽሞናን ተመስጦን እየ ዝከታተለካ። ሓንቲ ሕቶ ኔራትኒ’ሞ ተስፋ ይገብር ክትምልሰለይ፣ እዛ ትብላ ዘለኻ ተጋዳሊት ማእከልነት ጋንታ ድሒራ ናይ ሓይሊ ዝኮነት። ምስኣ ኣብ መሪሕነት ዝነበረ’ሞ ምስኣ ስለ ዘይተሰማምዓ ዝሰለመ ተጋዳላይ ኔሩ ናይዚ ታሪኽ ኣፍልጦ ኣለካ’ዶ? እቲ ግዜ ብትኽክል ኣይዝክሮን ግን ከባቢ 1986/87 ። ዕድመን ጥዕና ይምነየልካ ክቡር ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለ
ክፍለ ሰራዊት 85 ኣብ 01/1985 ኣብ መረብ እዩ ቆይሙ፡ ስለዚ ድሕሪ ባረንቱ ብዘይካ ዞባዊ ሰራዊትን ገለ ክፍልታትን ሃንደሳን ዝተረፈ ቀዋሚ ሰራዊት ኣይነበረን፡ ምኽንያቱ ክፍለ ሰራዊት 85 ከም ሪዘርባ እናተንቀሳቐሰ ክፍለ ሰራዊት 101 ክኣ ኣብ ሰሜናዊ ምብራቕ ሳሕል ኮይነን ወፍሪ ባሕረ ነጋሽ ተሳቲፈን፡ ድሕሪ ወፍሪ ባሕሪ ነጋሽ ግን ክፍለ ሰራዊት 85 ናብ ምዕራብ ኤርትራ ተመሊሳ ወተሃደራዊ ንጥፈታት ኣብ በዓል ኦምሓጀር ከይተረፈ ተካይድ ነይራ እያ፡፡
Tekeste ksab m as ika gn thaqi xeqitkay suq ktbl
well coming B/G legend,,,
جنرال ودي هيلي عندك معلومه عن محمد علي كلاي
ሕልሚ ዓባይ ትግራይ ዘተግብሩ ካብ መቐለ ብወያኒ ዝፈረዩን መሳኹት ተጠቅሞም ጸለመ ንታርኽ ኤርትራ ግብረመልሲ መሃብ ጽብቕ ምኮነ ነሩ ኣብቲ ንወዲ ዓፋ ብኢሰያስ ኢዩ ተቀትሉ ይባሃል እሞ ኣብቲ ወፍሪ ባሕሪ ነጋሽ ኣይኮነን ሽፋን ኮውሊ ንምቲላል እዩ ተጥቀምሉ ጻጥቃን ነቲ ዝቦሎ ረስዕዎ ኣሎ ክክክክ
Aye jigninet halifu nay lomi weledo ke entay ena kenezentu
Nay lomi dea kab fb nab tiktok kinetir shidana aerigna ezia ala jigninetna 😁
entay eyu kkonena ezi tzarebuwo zelwku nay kedem hzbna yberis alo kemey gerna fthi nrekib belu
ኣብዛ ናይ ባረንቱን ተራ ናይ ኢሰያስን፡ ድሕሪ ባረንቱ ዝሰዓበ ኩነታትን ቁሩብ ክዛራብ።
ስሙ ብልክዕ ኣይዝክሮን፡ ኣብዚ ናይ ጉጅለ 15 እዋን ሓደ ካብ ላዕለዎት ሓለፍቲ ከም ዝገለጾ፡ መጥቃዕቲ ባረንቱን ዝሰዓበ ኩነታት ምዝላቕን ብውልቂ ከም ናይ ኢሰያስ ግትርነት ዘቕረብዎ እመስለኒ። ላዕለዎት ወታደራዊ ኮሚቴ፡ "ካብ ቀንዲ ደጀንና ርሒቕና ከምዚ ዝበለ ሰፊሕ መጥቃዕቲ ምፍጻም ጌጋ ኢዩ። ምሉእ ሓይልና ናብ ባረንቱ እንተ ወሲድናዮ ደጀንና ይረቅቕ ኣሎ" ኢሎም ከም ዝተኸራኸሩን ኢሰያስ ዳርጋ ብናቱ ሓላፍነት እቲ መጥቃዕቲ ክካየድ ከም ዝኣዘዘን፡ ብሰንኩ ውድብ ንሓደጋ ተቓሊዑ ምንባሩን ከም ሓደ ዓቢይ ጉድለት ከቕርብዎ ሰሚዐ ኣለኹ። ወዲ ሃይለ ነዚኣ ኣይሰምዓን ማለት ኢዩ።
ተሰነይ ባረንቱ ኮ ብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ጀብሃ ዩ ሓራ ዩ ወጽዩ ! ብ ከመይ ዳኣ ብ ህዝባዊ ግንባር ሓራ ወጽዩ ትብሎ ኣንተንዮ ?
ተሰነይ ኣብ 1977 ብጀብሃ እያ ሓራ ወጺኣ ጸላኢ ኣብ 1978 ተመሊስዋ፡ ባረንቱ ግን ኣብ 1978 ብጀብሃን ሻዕብያን ተፈቲና ኣይተታሕዘትን፡ ብድሕሪኡ ግን ህ.ግ ኣብ ሓምለ 7/85 ዓ.ም ንከተማ ባረንቱ ተቖጻጺሩ እስትራተጅካዊ ኣጽዋራት መንዚዑ ንኣስታት 50 መዓልታት ኣብ ካብ ሻምብቆ ክሳብ መጎራይብ ኣብ ዝዝርጋሕ ቦታታት መከላኸሊ ዕርድታት ብምስራሕ ንጸላኢ ተኸላኺሉን ሓምሺሹን እዩ፡ ስለዚ እዚ እዩ እቲ ታሪኽ።
ኣንታ ከዳዕ ዓጋመ ትግራዎት ክድ ዓትኩም ታሪኹም ስለ ዝምስክሮ ንሰውራ ኤርትራ ንመንግስቲ ኤርትራ ሽሕ ግዜ ሓሱ ኣጸልም ሽሕ ሃመማ ነይከፍቱ ተፈይቶዩ :: ዕሱባት ጋዜጠኛታት በሃልቲ ከኣ መዓልቶም ክትመጽያ ::
VIVA ERITREA
Ab kechewchew eyu zello wed haile eza ms weyane koynka Awet mimtsae aykealin zibella intay eya elamia hizbi terediato silezi des aybeleton nisu nay hizbawi ginbar leggasy eyu zihlu ab kullu wegenu hizbi Eritrea mesheketi eyu nezom kemziom issaias wana mikanu zeyrdiom nayti wudib zibliwo ygerm eyu.
Niaka Eyu Kechewchew Elika Ember Junta Dea baela Nebsi Kitlet Fexima R.I.P Junta .
@@negodatatselam443 kkkkkkk bikedemu negodatat shim kab meretska nay hasot negodatat Aminka zitetalelka eka wedi issaias berad tembienay Abak Amharay.
@@merhawiasmara014 Entay dea Kindzi Agurieka Kkk Himam Junta Kemu Eyu Zigebir .Dehar Kea Amharayn Juntan Kulom Ethiopiawian Eyom Aytizengie .
@@negodatatselam443 kkkkkkkkkk deki tigray adey zitnkifeley ayfetun eye dembia nay Eritrea gebertinsi nibeynikum ekum inkae dia nabzeytmlesilu abrerekim issaias gigna wedi tembien
@@merhawiasmara014 Haki Eyu Tesfaxion / Agazian / Nezom Degefti Nay Junta 2 - Nexela Hibina Nab Tigrayikum Kinsegokum Ena Zibelekuk Haku Eyu kkkkk
Xbuq kemzgeberes tgeff do gele do ybl elul barya iseyas aythafrn keman aynkan snkan aykonen egrka keman kqorxka neruwom dergawyan
ኣዚዩ ሰሓቢን መሳጥን ታሪኽን እዩ። ን ብርጋደር ጀነራል ተኸስተ ሃይለ ብጥዓሚ ኢና ነመስግኖ። እዚአን ሕቶታት እንተ ትሓተልና ጽቡቕ ነይሩ።
1) ኣብዚ ግን ብጸላኢ ኣብ ህዝቢ ዝወርድ ዝነበረ ግፍዕታት ከመይ ይመስል ነይሩ፧ ብፍላይ ኣብ ዓንሰባ ደብዳብ ነፈርቲ ዳርጋ ምዓልታዊ እዩ ነይሩ። ምኽንይቱ ጎቦታት ስነ ዝኾነ ጽርግታ ውን ስለ ዘይነበሮ ብነፍርቲ ብዙሕ ደብዳብ ይገብር ነይሩ።
2) ተራ ሕክምና ህግ ውን እንተ ትትክንፍዎ ጽቡቕ ይብል።ንተጋደልቲ ጥራሕ ዘይኮነ ነቲ ኣብ ገጠራት ዝነበረ ህዝቢና ውን ዓቢ ኣገልጎሎት ይህብ ነይሩ 'ሞ፡ ክዝከርን ክግለጽን ዝግብኦ ይመስለኒ። እቲ ብቕዓት ናይ ሕክምና ህዝባዊ ግንባር ድሕሪ ናጽነት ውን ኣይቀጸለን። እንታይ እዩ እቲ ምኽንያት፧