ዕላል ምስ ተጋዳሊት ጓል ተመርጻ - ሳይዳ | Sayda - An incredible story of courage and survival.

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 12 січ 2025

КОМЕНТАРІ •

  • @Aman80770
    @Aman80770 11 місяців тому +10

    ❤❤ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ክብርቲ ተጋዳሊት ❤❤❤🎉🎉❤🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @asterdaniel7190
    @asterdaniel7190 11 місяців тому +18

    ታሪኽ ጅግንነት ኤርትራዊት ጋል አንስተይቲ ዘይተነግረ እምበር ተይተገብረ የለን ❤️🇪🇷💪🏽

  • @Aman80770
    @Aman80770 11 місяців тому +14

    ማና ከምዚ ዓይነት ታሪኽ አይተሕጽሩልና ❤❤❤

  • @Tedros-ሰብ-ቀደም
    @Tedros-ሰብ-ቀደም 11 місяців тому +18

    I'am Proud to be Eritrea 💪 |🇪🇷 |🇪🇷 |🇪🇷 ጓል ተመርጻ ጅግና ጓል ሃገረይ ጓል ሃገረይ ጓል ኤረይ ንበራ ክበራ 💐💐💐

  • @favfor4455
    @favfor4455 11 місяців тому +4

    እዋይ እዚ ታሪክናስ 😭😭😭😭 ኤርትራዊ ክቡር መንነት ንበል ሱቕ ኢልና ኣይኮናን ❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ኣድታትና ኣቦታትና ዕድመን ጥዕናንን ❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @maramihari6453
    @maramihari6453 11 місяців тому +2

    ክብርን መጎስን ንዓኩም ጀጋኑና ብጣዕሚ መሳጢ ዛንታን ስርሒትን ሓንቲ ደመይ ተፍላሕለይ ተሕዝነኒ ግን ካብዞም ኣርካናት ሓንቲ ጽብቅቲ ከይርክማየን ከይተካሕሰን ክስዋእ ከሎ ዋላ መዐረይ ስኒ ዘየብሎም እንታይ ኢዩ ጉዱ ዝገደፈ ገዲፉ ዋላ ደሞዞም ዘይውስከሎም ብዝተረፈ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኩቡራተይ

  • @rezantekle5941
    @rezantekle5941 11 місяців тому +6

    ለቱ ሓፍተይ ጅግና እንኻዕ ሓፍተይ ኮንኪ ብሂወት ተሪፍኪ ነዚ ከተዘንትዊ ምብቓዕኪ ዓቢ ጸጋ እዩ እዚ ታሪኽ እዚ ልብኻ ዝትንክፍ በቓ ኣይካልኩን ገጸይ ንብዓት እንዳተሓጸብኩ እየ ሰሚዓዮማና እዝ ተቅርብያ መደብ ኣዝዩ መሃሪ ኣገዳሲ ታሪክ ጀጋኑና ማዕረ ክንደይ ምረት ከምዝነበሮ ናጽነት ብዋዛ ከምዘይመጸት እትገልጽ ብምኻና ጊዜ ኣንውሕ እንተተብልዮ ብጣዕሚ ጽቡቅ ኒሩ ጀጋኑና ኣምላኽ ነዊሕ ዕድመ ይሃብኩም

  • @wt7061
    @wt7061 11 місяців тому +13

    ማና በጃኺ በጀኺ ሰዓት ወስኹሉ ይሓጽር ኣሎምኽንያቱ ክትርኽኦ ዝግብኤን ብሰንኪ ሰዓት ኣይትረኽን ኩልፍ ኩልፍ ተብልየን ሰሙን ብዘይ ዕረፍቲ እንተትትረኽ ከማን ኣይምተወደኤን ታሪኽ እዘን ጀጋኑ ሕሰብሉ።

  • @ermiastesf7298
    @ermiastesf7298 11 місяців тому +7

    እዋይ ገድሊ ክሰምዖስ ደስ ይብለኒ ሓላፍነት ከአ ይስማዓኒ፡ እዚ ኹሉ መስገደል ንዋጋ መንነተ ኤርትራውነተይ ነጻነትና ኢዩ። ዋጋ ናጽነትና ብወርቂ ብቡሩር አይኮነን ተዓዪሩ እንታይ ደኣ ብመስዋእቲ ሂወት ብደም ወለድናን አያታትና ኢዩ! ክብሪ ንጀጋኑ ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባር

    • @ezanatv2018
      @ezanatv2018 10 місяців тому

      እንስሳ😂 ሓንጎልካ ንፋጥ ጥራይ እዩ፡ ነዚአ ተጋደልቲ ሻዕብያ በብተራ ይጻወቱላ ነሮም

    • @tehabenhizbey2778
      @tehabenhizbey2778 10 місяців тому

      ​@@ezanatv2018ኣንታ ነፋጥ ረሳሕ ደንቆሮ ሙሽሙሽ!! ረሳሕ ገድሊ ናትካ ናይ ህውሐትካ ኣይኮነን። ናይ ጀጋኑ ኤርትራውያን ታሪኽ እዩ።

    • @bellyohanns
      @bellyohanns 10 місяців тому

      Kid nska dem tfetu eka nhzbna ka nexanet nmnyelu eritrawnet zbhal yelen nhna 9 biher ena ne'natna mennet alena tigriga nebsna nxele abza hager hgi khlu alewo hgi eyu ka hade zgebrena

  • @LoveEritrea
    @LoveEritrea 11 місяців тому +8

    ማና ጽቡቕ መደብዩ እንተኾነ መደብኪ ዝተሓጋገዛኺ ደቂ ኣንስትዮ ሓዊስኪ እንተተዕብይያ ጽቡቅ ኔሩ ❤❤❤❤

  • @AAGTOSS
    @AAGTOSS 11 місяців тому +4

    ዘገርም ታሪኽ ጅግንነት ሰውራ ኤርትራ ❤❤❤ ዓወት ንሓፋሽ እንዳበልኩም ዓወት ኣምጺእኩምልና። ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታት ኤርትራ ❤❤❤

  • @selamg3325
    @selamg3325 11 місяців тому +3

    እዋይ ዝሓለፈ ጽንኩር ኩነት... 🇪🇷🌹🇪🇷ብ ከምዚ ዝመጸት ናጽነት ብርጌድ ንሓመዱ ዝብሃል ከዳዕ ጉጅለ ኣብ ዋጋ ዕዳጋ ከእትውዋ ክትርኢ ከለኻ ትሓዝን

    • @samy3139
      @samy3139 11 місяців тому

      Abuslatly...

  • @yosefahferom6893
    @yosefahferom6893 11 місяців тому +5

    ዘይከአል ዝከአልክን ዘይስገር ዝሰገርክን ልእሊ ፍጡራት አዴታትና ክብር ነአክን ❤

  • @eyobtesfai633
    @eyobtesfai633 11 місяців тому +11

    ተሓበን ኤርትራዊ ታሪኽካ ስማዕ ታሪኽ ጅግንነት

    • @ezanatv2018
      @ezanatv2018 10 місяців тому

      ካብ ደንቆሮ ተጋዳላይስ እንታይ ክንሕበን?

  • @ambesagirkidane7633
    @ambesagirkidane7633 11 місяців тому +5

    ኣየወ ዘይድገም ጅግንነት 🙏🇪🇷

  • @erinabella5455
    @erinabella5455 11 місяців тому +2

    አቤት ጅግንነት ተወፋይነትን ንቅያ ደቂ ኤረ! ወትሩ ዝክሪ ንሰማእታትና : ዓወት ንሓፋሽ 💪❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷

  • @natsnetmehari5271
    @natsnetmehari5271 11 місяців тому +2

    ዕድነን ጥዕናን የሃብክን ጀጋኑና❤🇪🇷❤🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @yoditkidane6659
    @yoditkidane6659 11 місяців тому +9

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉Eritreawunet kubur meninet be dem ezom jeganu ztetekele🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 proud to be an Eritrean

  • @hareguyemane9075
    @hareguyemane9075 11 місяців тому

    I am proud to be Eritrean!!!!
    Glory to our martyrs Awet Nhafash ✊️✊️✊️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏾🙏🏾🙏🏾

  • @freweiniberhe4530
    @freweiniberhe4530 11 місяців тому +1

    እዚ ታሪኽ እዚ ምስክር ነዚ ወለዶ እይ ክብርቲ ማና እቲ ግዜ ሓጺሩዎም, ከይ ተዛረብሉ ይኸዱ አለው ይትንክፍዎ ጥራሕ እዮም ዘለዉ ክንደይ ዘይ ተተረኸ ኣሎ እሞ ከለው እዞም ጀጋኑ ክትርኽዎ ሲ ግዜ እንተ ትውስኹ ወይ እዛ መደብ 2 ግዜ ኣብ ሰሙን እንተ ትገብሩልና ብጣዕሚ እዚ ታሪኽ እዚ ኣብ ወሎዶና ክተርፍ ዘለዎ እዩ ጀጋኑና ወትሩ ይዘከሩ ዓወት ንሓፋሽ ❤❤❤

  • @ኤሩኤርትራዊት
    @ኤሩኤርትራዊት 11 місяців тому +2

    ኣቤት ጅግንነት መዳርግቲ ኣልቦ ኤርትራውነት ዘይጸዓድ መንነት ብፍላይ ከኣ ኤርትራዊት ተጋዳሊት, ዋርሳይት, መንደላይት ክብሪ ምስጋና ነዓኽን ይኹን ♥️🇪🇷🌹♥️🇪🇷🌹♥️🇪🇷🌹♥️🇪🇷🌹♥️🇪🇷🌹♥️🇪🇷🌹♥️🇪🇷🌹🇪🇷🌹♥️🇪🇷🌹

  • @TM-yl8bg
    @TM-yl8bg 11 місяців тому +2

    መርሓባ መደብ ሳይዳ🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🌹🌹🌹🌹⛪🙏🏾🕌🥰💐🌴🐪

  • @ኣስቴርማሓሪ
    @ኣስቴርማሓሪ 11 місяців тому +3

    ጀጋኑ ኣዴታትና እንዃዕ ካባኽን ተወለድና ❤❤❤

  • @Asmara2b
    @Asmara2b 11 місяців тому +5

    Happy Independence of Eritrea I hope you live life in victory to what you fought for if freedom. Tegadelti reminds me of the dedication on how to manage the hair keep together before and after liberation of the country by sea and land. It is always straight Afro as if the women always want to look like the men on the mountain, down the valley, in the jungle... Otherwise, the story would be very depressing to say least, just to hear. It is excruciatingly painful with the lack of water, sanitation in the middle of the desert being cornered, black people killing each other, men against women,... God forbid. But then, Eritrea is Independent after all the suffering, sacrifices made. Imagine the nation out of the ghetto also, so to say. There is democracy, human rights and justice. The people don't have to live in constant fear of anything criminal anymore . The mind is occupied beyond the revolution if to think better. They can move around from place to place, in and out freely all straight with heads up with a shoulder. The people don't have to fear their neighbors after the Independence recognition is already made even international proclamation world wide. Just Imagine Eritrea placed the way it suppose to be on the map.
    ደቂ ኤረና ጥዑማት ጨና!
    መጺኤ ኣለኹ ገዛውትና!!
    ንቃዶው እንዶ እንካብ ካብ ዘሎና!
    ክትህነጽ ሃገር ብሎ ነርክብ ኢና ኣጆና!
    ክንምለስ ንጉየ ናብ ደንበና!
    ነስሕብ ነናብ ናብራ እወ ከይደንጎና!
    ንትከል ዎ ሓደው ክልተው እግሪ ዶብ ሓሊና!
    ቋሕ ሰም፡ እዝኒ፡ ኩሉ እንትና ሕልና፡ ክፉት ልቢ፡ ከም ጽጉራ ርእሲ ሓድነት እዩ ሓይሊ ጠሚርና!
    ንኺድ ክኣ እቲ ነገር ግን እንከይ ሰልከና!
    ፍርሒ ኣምላኽ እንኳዕ ጥበብ፡ ግን ክንጠራጠር፡ ግን ኤርትራ ንእርትራውያን እያ ሃገር እንተ ምስትውዓልና!
    በሉ ቲፎ ነናብ ምስርዕ ቦታ!
    ቲፎ ቲፎ ቲፎ እያ እታ መልእኽቲ ገድሊ ናይ ምዉዳእታ!
    Peace

  • @mizanabraha573
    @mizanabraha573 11 місяців тому +2

    ኤርትራዊት ወላዲት ጀጋኑ ንሳ ጀግና ንሳ ዘፍረየቶ ዝወለደቶ ኩሉ ወዱን ጋሉን ብኩሉ ተውለ ዘበለ እዮ ብክምኡ ክአ ንሕበነሉ ብክምዚ ታሪክ መስዋዕቲ ዝመጸት ኤርትራ ኩሉ ግዜ እናተከበረት ንዘላዓለም ክትነብር እያ ወይልካ ክዳዕ እዚ ታሪክ ክድምስስ ትሕቅን ዘለካ ዘለዓለማዊ ዝክሪ ንጀጋኑ ስውዓትና ክብሪ ንጀጋኑና❤

  • @temesgenogbazgi4279
    @temesgenogbazgi4279 11 місяців тому +3

    ታሪኽ ጅግንነት ንውልድ ወሎዶ ዘይሃስስ ታሪኽ 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷💪

  • @azebhagos9374
    @azebhagos9374 11 місяців тому +2

    ጆጋኑ ኣዲታትና እንቃዕ ካባክን ተወለድና ንበራልና ❤❤❤

  • @tsgheredaokubalidet8791
    @tsgheredaokubalidet8791 11 місяців тому +4

    Ambesit gual Teme haftey love u all 💓👌🇪🇷💓👌🇪🇷💓👌🇪🇷💓👌🇪🇷💓👌🇪🇷💓👌🇪🇷💓👌🇪🇷💓👌🇪🇷💓👌🇪🇷💓👌🇪🇷💓👌🇪🇷💓👌🇪🇷

  • @abebasemere2731
    @abebasemere2731 11 місяців тому +2

    ኦህ ምስክኖት ይሕዋየይ 😪😪ኒ ክትሰምዖ የንቀጥቕጠካ 😪
    ሓወልቲ ሃገርናን ህዝብናን እኹም 🇪🇷❤️

  • @aseydeqiereyxaidaamlakmsak1542
    @aseydeqiereyxaidaamlakmsak1542 11 місяців тому +3

    Gual temerxa jigna❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @abebasemere2731
    @abebasemere2731 11 місяців тому +1

    መርሓባ ጀጋኑ 🇪🇷🇪🇷

  • @eritrea6227
    @eritrea6227 11 місяців тому +4

    jiganu Adett Eritreawiyan eka kabakien tewldku ❤️❤️❤️❤️🫶🫶👸👸🥰🥰🥰❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @michalemichale5880
    @michalemichale5880 11 місяців тому +2

    Thank ERI TV ! We are proud of you EDF!

  • @kisanet4715
    @kisanet4715 11 місяців тому +1

    ክብርን ዝኽርን ን ስዋኣትና

  • @gedionmesfin1821
    @gedionmesfin1821 10 місяців тому +1

    Proud to be Eritrean ❤

  • @alemteklemariam6264
    @alemteklemariam6264 11 місяців тому +1

    Jeganon 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 God bless our hero❤❤❤

  • @mullert2478
    @mullert2478 11 місяців тому +1

    Gual temierxa our hero 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 God blessed you.kebren mogosen nejeganu sematatena awet nehafash.

  • @ማዕተበይአይበትኽ
    @ማዕተበይአይበትኽ 11 місяців тому

    መስደመም ታሪኽ ጀጋኑና አነ ብጣዕሚየ ታሪኽ ጀጋኑና ምስማዕ ድፈቱ ይግረም ግን ልዕሊ ዓቅመይ
    ሕቶ ማና ኪዳነ ታሪኽ ሂወትኪ ከተዕልልና ንምሕጸን ❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @eritreaasmerom860
    @eritreaasmerom860 10 місяців тому +1

    እዎዉ ንሕና ክንዱምንታይ ንሕጎስ ን ኩርዓትን ከማታትክን ጀጋኑ አደታት 🇪🇷💎🦁 ዘለዋና ክብርን ሞገስን ንኩለን ጀጋኑ አደታት 🦁💎🇪🇷ኤርትራ ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ አቦታት 💎🇪🇷🦁ኤርትራና
    ክብርን ሞገስን ንጂግና ሕዚቢ 🇪🇷💎❤️🕊️🙏🏽💪🏾💪🏾🫶🏼🫶🏼🫶🏼🫶🏼🫶🏼ኤርትራና

  • @SaZ-84
    @SaZ-84 11 місяців тому +3

    You all are our pride bless you n THANK YOU 👏🏽 Glory to our Martyrs 🇪🇷🌹❤️🇪🇷🌹❤️🇪🇷🌹❤️🇪🇷🌹❤️🇪🇷🌹❤️🇪🇷🌹❤️🇪🇷🌹❤️🇪🇷🌹❤️🇪🇷🌹❤️

  • @senait4255
    @senait4255 11 місяців тому

    Wow wow wow ERITREAWI Kubur Mennet forever Alawys YESSSS 🇪🇷 ♥️ 🕌 🙏🏽 ⛪️ ❤️ 🇪🇷 ♥️ 🇪🇷🙏🏽🇪🇷🙏🏽🇪🇷🙏🏽🇪🇷🤩🇪🇷👑🇪🇷💞🇪🇷‼️

  • @godislove7204
    @godislove7204 Місяць тому

    Our brave Eritrean women-fighters, mothers, sisters-
    You stood tall, unwavering in the face of oppression.
    Through your courage and sacrifice,
    You gifted us the priceless treasure of freedom.
    Your legacy shines, a guiding light for generations.
    Your names are etched in our hearts,
    And your spirit fuels our resolve.
    We honor you, Eritrean heroines,
    For your love, strength, and unyielding devotion.
    You are never forgotten.
    Your story lives in every breath of our freedom.🇪🇷🐪🩷💐

  • @zewdifesshay7081
    @zewdifesshay7081 11 місяців тому +1

    God blees Eritrea 🇪🇷

  • @user-mq7tu5do5i
    @user-mq7tu5do5i 11 місяців тому +5

    ጀጋኑ ደቂ ሃገረይ ኣናብስ ወድኹም ጋልኩም ንበሩለይ አቲ ኣብ ግዚ ደርጊ ዝሓለፍ ምረት ዝራአኹ አየ ❤🎉🎉🎉🎉🙏🙏💐💐💐👑🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @brhanalem5387
    @brhanalem5387 11 місяців тому +1

    ኮ ር ዒ ዳ ታ ት❤
    መግለጺ የብለይን❤❤❤
    ኣምላኽ ን ኩሉ ህዝቢ ኤርትረኣም መረታን ይባርኽ

  • @mihretyakob9177
    @mihretyakob9177 26 днів тому

    Eway gedeli 🌹🌹🌹❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ትኩል-እምኒ
    @ትኩል-እምኒ 10 місяців тому +1

    ❤ኣየ ኤርትራ ሽኮር በላዒት ደቃ❤ እዙኩሉ ሓሊፉስ ክሳብ ሕጂ ኣብስቃይ ንዒባ ቁሩብ ሞስቶርሆት ሃብዮ እዚ ህዝቢ

  • @edentsegay1457
    @edentsegay1457 11 місяців тому +3

    ብቃንቃ ናይ ስብ ክግለጽ ዘይከኣል ብጣዕሚ ዘገርም ጅግንነት ኤርትራውያን 🇪🇷 ❤ 🇪🇷

  • @rozinaghebreabr7702
    @rozinaghebreabr7702 11 місяців тому

    ደቂ ኤረይ ማዓረይ ጀጋኑ👏🏾💪🏾🇪🇷አምላኽ🙏🏾ትቀሰናሉን
    ትሕጎሳሉን ጊዜ የምጽአልና።

  • @tsigetesfaye2690
    @tsigetesfaye2690 11 місяців тому

    Jeganu dekie era proud of u God bless u awet nehafash ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @harohonestly753
    @harohonestly753 11 місяців тому +2

    Yes eritrawnet hafty ade gelxyt

  • @HAREGU1
    @HAREGU1 11 місяців тому

    🌼 Proud 💖 to 🇪🇷 be 🌼 Eritrea 💖 women 🌼💖🇪🇷🌼💖🇪🇷🌼💖🇪🇷🌼💖🇪🇷🌼💖🇪🇷🌼💖🇪🇷🌼💖🇪🇷🌼💖🇪🇷🌼💖🇪🇷🌼💖🇪🇷🌼💖🇪🇷

  • @Senait-p4u
    @Senait-p4u 11 місяців тому +1

    Eway ahwatey haben, hager 🇪🇷❤

  • @michaelmebrahtomm530
    @michaelmebrahtomm530 11 місяців тому +1

    Strong fighter,proud of you
    Thank you Eplf

  • @mhaymanot1290
    @mhaymanot1290 11 місяців тому +5

    Antum geganu beakum we are all proud and your heroic act during our struggle to liberation will passed on for generations🙏💕

  • @mych344
    @mych344 11 місяців тому +2

    Wawoooooo eta mexhaf etay u aresta kenembba

  • @terhasfessehazion7785
    @terhasfessehazion7785 11 місяців тому +1

    ❤❤❤❤❤
    Anegerimuni
    Nezizerio
    Btaimi
    Weuduseb
    Iriozeyzene
    Tarikenaiyo
    Abzerifigine
    Ziyadatirie
    Igerimeni
    Eritrea 🇪🇷

  • @teklitfecadu9306
    @teklitfecadu9306 11 місяців тому +4

    ጀጋኑ ዋዕሮታት ኤርትራ 🇪🇷🩸💪🏾❤️🇪🇷🩸💪🏾❤️☝️ ንዘልአለም ንበራልና!

  • @ukubagebremariam5160
    @ukubagebremariam5160 11 місяців тому

    Proud tobe Eritrean
    Tref zemenk Egziabher ybark 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 b buzuh gedli zmexet naxnet Eritrea azina ne qbrekum nfetwekum 🙌🇪🇷🙌🇪🇷🙌🇪🇷

  • @negussiesamson3020
    @negussiesamson3020 11 місяців тому

    🇪🇷❤ኤርትራዊ ጅግንነት ተሰሚዑ ኣይምኖ ተተርኩ ኣይውዳእ 🇪🇷❤️

  • @rozinaghebreabr7702
    @rozinaghebreabr7702 11 місяців тому +1

    I’m proud to be Eritrean 🇪🇷💪🏾❤️

  • @woineteklea275
    @woineteklea275 11 місяців тому

    God bless you dekie Eritrean Amen ajona ajkum awet Nhfash Eritrean Amen 🇪🇷 🙏 🙌 👏 ❤️ idmen tinan yihabkam Amlak Thanks dekie Eritrean ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @mulugeta6522
    @mulugeta6522 11 місяців тому +1

    Proud to be an eritrean ❤🇪🇷🇪🇷🙏💪🙏🇪🇷🙏

  • @wudasewoldemariam6451
    @wudasewoldemariam6451 11 місяців тому +3

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️

  • @Emebrhan-e2f
    @Emebrhan-e2f 10 місяців тому

    Edmen tiEnan yhabkun atnun waErotat jeganu kubrun mogosun dma nsweatna awet nhafash ❤❤❤❤❤❤❤

  • @tibletshabtemicael273
    @tibletshabtemicael273 10 місяців тому

    ጀጋኑ የሕዋተይ ❤️🇪🇷

  • @teswedi4033
    @teswedi4033 11 місяців тому

    ጋል ተምየ ጂግና !ተጋዲላ ዘጋደለት ሓንቲ ካብተን ጀጋኑ ደቅንስትዮ ውዕሮታት ኣድታትና ፡ ዕድመን ጥዕናንን ይሃብኪ ጋል ተምየ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @selamuyhabena7038
    @selamuyhabena7038 10 місяців тому

    My goodness is so touching , God bless our heroes

  • @dahabweldu1951
    @dahabweldu1951 11 місяців тому +1

    Keberen mogesen nezelalme negeganuna🇪🇷🇪🇷💪

  • @fyoritesfamariam3337
    @fyoritesfamariam3337 4 місяці тому

    Mana habtna kulu gze beaki hgusat ena tarik eritra ksened alewo kemzi gerkum hzbna menesyatna kenenkh alena maere kndey mret kem zhalefu nsele eritra abotatna adetatna❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪ajona ab genkum alena

  • @biriktihaile5499
    @biriktihaile5499 11 місяців тому +1

    ማና ሓፍተይ ብዘይ ዕረፍቲ ክትስንድዬ ኣለኪ

  • @daniel.j9062
    @daniel.j9062 11 місяців тому +1

    ኩሉ ዕዳና ኣለና ፡ ስለ ኩሎም ደቂ ተባዕትዮን ደቂ ኣንስትዮን ጀጋኑና፡ ስለ ኩሉ መስዋእትታትኩም፡ ከምኡ ውን ንኹላትና ኤርትራውያን ቅድሚ ሕጂ ካልኦት ሃገራት ዘይገበራ ናጽነትናን መንነትናን ስለ ዝሃብኩምና።
    🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
    🙌💚❤️💙🙌

  • @TrhasReda-eb9rj
    @TrhasReda-eb9rj 11 місяців тому +2

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️

  • @terhasfessehazion7785
    @terhasfessehazion7785 11 місяців тому +2

    ❤❤❤❤❤
    Sabia Sabia
    Nizehleme

  • @alganeshkelati9124
    @alganeshkelati9124 11 місяців тому +2

    Eritrea 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 FIRST

  • @stellaheaven3715
    @stellaheaven3715 11 місяців тому

    Beteami zedenke tarike eyu enkua eritrawit koneku. Mana tekielki maeza baheta(gale Bahta) gale betmekae ameselna mese naye fenkel abi tarik alewa 🇪🇷 ❤❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️

  • @ukubagebremariam5160
    @ukubagebremariam5160 11 місяців тому

    Deqi Eritrea Jeganu mezena zeyrkebo meglexi Gedli Eritrea ❤❤❤

  • @wudasewoldemariam6451
    @wudasewoldemariam6451 11 місяців тому +1

    Woooow hisiku halfu ❤🇪🇷🇪🇷

  • @zewdifesshay7081
    @zewdifesshay7081 11 місяців тому +1

    Viva Hgdef Hgdef yesss ❤🇪🇷🥰🇪🇷💪🇪🇷💪

  • @Asmara-Post
    @Asmara-Post 11 місяців тому

    Thank you for your service ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Senait-p4u
    @Senait-p4u 11 місяців тому +2

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🇪🇷🇪🇷💐

  • @brktirezene5144
    @brktirezene5144 11 місяців тому +3

    ኣየ ጀጋኑ ብዋጋኹም ድመጸት ኤርትራ ከብዱን ጂብኡን ክመልእ ድኻሓደ ብሰማይን ምድርን ክሑድን ኩኑንን ይኹን ዎኣምላኽና ንሃገርና ኤርትራ ባርኽ ኣሜን ❤❤❤

  • @amanm4141
    @amanm4141 10 місяців тому

    The very moment that we became Eritreans... with sweat, thirst and blood. 🙏🏽🙏🏽🙏🏽🇪🇷🫡

  • @marybrhan4922
    @marybrhan4922 11 місяців тому +1

    proud tobe eritrean

  • @merhawitesfay3364
    @merhawitesfay3364 10 місяців тому

    Thank You medeb sayda

  • @zerisenaysemere1483
    @zerisenaysemere1483 11 місяців тому +2

    ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ghideiberaki1177
    @ghideiberaki1177 11 місяців тому

    ለቱ ገረንኪኤል ካብ ቀደማ ዎዶዎዶ ይዝክራ ብሀደ ኣቢና ጂግና ህፍትና❤❤❤❤❤

  • @greatstar5111
    @greatstar5111 11 місяців тому

    Btaemi zgermeka eyu ezi tarik gn Mana kidane eta thbyom time btaemi yhaxrom alo bzuh tarik alewom ezo jeganu yehwatna emo eza medebki qurub anwh enteteblya ab wshtom zelo tarik mnegeruna ykulefu alewu emo hsebula deqi Eri jeganu ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌻💐🌼

  • @tupacmera2807
    @tupacmera2807 10 місяців тому

    Ahh 😢ayewe ezom weldina s kemey habonatat jeganu eyom ❤❤

  • @akidane7802
    @akidane7802 10 місяців тому

    ❤❤❤❤❤ጀጋኑ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @yonastsegay1163
    @yonastsegay1163 10 місяців тому

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷Bteami lbka ztnkf kya jeganuna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 kem rieto gna ab kemzi agatamitat adalewti ezi medeb deki Erey, kem bunn shahi entetgebrulu eti Seb key fezeze ksab mewedata bxmona mteketatelo🇪🇷🇪🇷🇪🇷 kbrn mogosn nswatna awetna hafash 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤

  • @senaitaraya2589
    @senaitaraya2589 11 місяців тому +1

    ይቅሬታ እንታዩ እቲ ጸገም፡ኣሕጽርዎ ትብልዮም ኣጸቢቁባ ይተረኽ ፡

  • @zewdifesshay7081
    @zewdifesshay7081 11 місяців тому +1

    Viva hamde ❤

  • @elsagaiem4132
    @elsagaiem4132 11 місяців тому

    ሰይዳ ኣቲ አሪሚኔዊ ስሪዓቴ ዚጢፎጁኦ መኒኢሰይ ተዛሪቢ

  • @freweyniyhdego7141
    @freweyniyhdego7141 11 місяців тому

    waeyyyy yehewate kemeken Anabes yehelo do senete seteka zehelefe tareki megelexi senolo🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐫🐫🐫🐫🐫🐫🌾♥️♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌👌👌

  • @elsaembaye1787
    @elsaembaye1787 11 місяців тому +4

    Ayewe zinebere miret ezi tehalifus abzi tebexihu ewe aye jigininet tegadalay edmen tienan yhabkum bixotey 😢

  • @user-xq3mz7wi3b
    @user-xq3mz7wi3b 11 місяців тому +1

    Thanks ❤❤❤

  • @Aba-nebri
    @Aba-nebri 11 місяців тому +1

    Abet jignnet deki anstyo eritrea kberaley nberaley halalatey

  • @ukubagebremariam5160
    @ukubagebremariam5160 11 місяців тому +1

    Almighty Lord Jesus bless our lovely Eritrea 🙌🇪🇷❤️🕊🇪🇷🕊🇪🇷🕊🇪🇷

  • @DavidN-q7t
    @DavidN-q7t 11 місяців тому

    Heroes thank you for everything you have done for as.❤