ሻለቃ ገ/ዋሂድ (55) ፡ 9 ሓለፍቲ ሻዕብያ ቀንፂልናዮም ፡ ሻዕብያ 55 ተሒዝናዮ ኩናት ተወዲኡ እናበለ የሳድደኒ ኔሩ ፡ ሻዕብያ ምሕፅንታ ፂሑፉልና

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 27 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 362

  • @MuluHailu-zd4tm
    @MuluHailu-zd4tm Місяць тому +1

    ጅግና ሃውና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @AAGTOSS
    @AAGTOSS Місяць тому +2

    ሃዳሚ። ክልተ ዓመት ኣብ ምህዳም ኣሕሊፍካዮስ፡ ሕጂ ጅግና ክትመስል ትፍትን ኣለኻ።
    " ትግራይ ትሰዓር " ሕጂ ውን።
    ሚሳይል ናብ ኣስመራ ደርቢኹም፡ ባዕልኹም ንሻዕብያ ናብ ውግእ ዓዲምኩምዎ ኣብዘይጸገምኩም ኣቲኹም። ሕጂ ውን ኢድኩምን እግርኹምን ኣክቡ።

  • @Debrebizen-w8m
    @Debrebizen-w8m 2 місяці тому +1

    ሐሳዊ ጻሕጻሕቲ

  • @gebrehiwotn.5946
    @gebrehiwotn.5946 Місяць тому

    የቕንየልና ክቡር ጅግና ኣቦና!

  • @rahwamebrahtu1475
    @rahwamebrahtu1475 Місяць тому

    👍👍👍👌

  • @merhawisyoum6385
    @merhawisyoum6385 3 місяці тому +17

    9 ሓለፍቲ ሻዕብያ 😂😂😂😂
    ሓደ ወተሃደር ሻዕብያ ከይቀተልካ'ስ 9 መራሕቲ ሻዕብያ😂😂😂😂😂

    • @robelaraya7139
      @robelaraya7139 3 місяці тому +2

      Be Corona eyom moytom ewedo

    • @zeromwedihamele2230
      @zeromwedihamele2230 3 місяці тому

      ሻዕብያስ ሓለፍተይ ተቀቲሎምኒ ኢሉስ ንህዝቢ ትግራይ ነጊርዎም ኢልካ ክትዛረብስ መን ይኣምነካ ኣብ ትግራይ ሓሶት ሞያ እዩ።ንስኻ ትመርሖ ሰራዊትስ ንሻዕብያ ሓመድ ክገብሮም ሓሳዊ። 1:5 ሚልዮን መንእሰይ ወዲእኻስ ኣይትሓፍርን ዲኻ

    • @Fash-Entertainment
      @Fash-Entertainment 2 місяці тому

      ሓቅነት ክትፈልጡ ኣድያቦ መፂኹም ሕተቱ​@@zeromwedihamele2230

    • @girmay483
      @girmay483 2 місяці тому

      ሃላይ ናይ ኣቢ ዕሱብ በይንኻ ምስ ተጋሩ ከምዘይትገጥም ትፈልጦ ኢኻ ክንደይ ከምዝረገፍኩም ንሓሊባይ ሕተቶ

    • @azaziyohannes8873
      @azaziyohannes8873 2 місяці тому +1

      ሕቶ-ኣብ ዓለም ሓሶት ስርቂ ሕስድናን ኣብምዕራባውያን ጉንብሕ ጉንብሕ ኣበይ ተፈጢረን?
      መልሲ- ኣብ ክልል ትግራይን ሃገረ ኣልባንያን።
      ደቂ ኣስመራ ንደቂ ኣልባንያ "" ጻዕዳ ዓጋመ"" ኢልና ኢና እንጽውዖም።
      ንሳቶም ከኣ ዝገርመካ ጠባዮም ልክዕ ከም ደቂ ክልል ትግራይ ኢዮም። ገጾም ትርሓቕ!!!

  • @avgasbbs7173
    @avgasbbs7173 3 місяці тому +10

    😊😊😂😅😅 ኣይገለጽካዮን እምበር ኣብ ዳሰን ኣብ ዓሰብን ጾሮናን እቲ ታኣምንዎ ኮማንዶ ትብሎ ደለካ ከም ሕሱም ኢና ደምሲስናዮ ኣንታ ሃዳሚ

    • @teweldehabtu9746
      @teweldehabtu9746 2 місяці тому +1

      ኣየወ ሓቅኻ ሓየት ኤርትራዊ

  • @Gmariam-q9q
    @Gmariam-q9q 3 місяці тому +19

    ሻለቃ ገ/ዋህድ ዝገርም ወታሃደራዊ ብቅዓት ዘለዎ ሰብ ኣብ ታ/ኣድያቦ ዓብዪ ጀግንነት ዝፈፀመ ጅግና እዩ

    • @aronyonas7563
      @aronyonas7563 2 місяці тому

      ትግርኛ ኢና ንስምእ😂

    • @rutasamuel470
      @rutasamuel470 2 місяці тому

      1.5 million shaebiya memhirkum yu beelu fethirukwum beelu kibirukwum deki rekwan malelit fetahti sere tarikh albo

  • @NegashGmedhin
    @NegashGmedhin 3 місяці тому +5

    ሻለቃ ገ/ዋህድ እንቋዕ ዓይንኻ ብሚድያ ብምርአየይ ደስ ኢሉኒ !
    መከላከያ ብሐደ ኔርና ሆለታ ገነት ። ካብ ቀደሙ ገ/ዋህድ ፍሉይ ዓቅሚ ፤ ንቁሕ ፤ ንጡፍን ቆቃሕ ተጋዳላይ እዩ ነይሩ ።

  • @HghhdHgddj
    @HghhdHgddj 2 місяці тому

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @keletatsegai8791
    @keletatsegai8791 3 місяці тому +10

    ዋይ ቦኾኽ ኣንታ ትግራዋይ ክብልዎስ ንሓሶትን ስርቅን ድዩ ተፈጥሩ

  • @hailebrhane-w3g
    @hailebrhane-w3g 2 місяці тому +5

    ረሳሓት ፥ሰረቅቲ ጀሪኻን ፡ባራዩ
    መዓልትኽን፡ተጸበያ።ትግራዋይ ጅግና ንዓለም ብስረኡ ዘመስኸ ተባዕ ህዝቢዩ።ብላሽ 70000 መንእሰይ፡ከም ፈርሲ ኣድጊ ተደርብዩ ሻዕብያ !!!!

    • @aneskemalemy6477
      @aneskemalemy6477 2 місяці тому +1

      Tem bel chenawe samna zyeflite nebsu,cab gudgade kem wukareya wexika mis shaebiya kitzareb bedeb hadami adiekan haftika gedifka zihademka bexbex chenawe

    • @regatbesrat8897
      @regatbesrat8897 2 місяці тому

      1,5 million 😅

    • @Bysi8jj
      @Bysi8jj 2 місяці тому

      ታይ ትብል ከምዘለኻሞ ንነብስኻ ሕተታ ክትምልሰልካያ

    • @rishane9576
      @rishane9576 2 місяці тому +1

      1፥5 ሚልዮን rip rip rip

    • @AAGTOSS
      @AAGTOSS Місяць тому

      ሕጂ ኣፍክን ሓዛ ዓጋመ። ትግራይ ብምልእታ ኣስኢንናክን ኣለና። ሻዕብያ መን ምዃኑ ንኣባይ ጸሃየን ንስዩም መስፍንን ሕተቱዎም 😂
      ካብ ሸውዓተ ሚልዮም፡ ሓደ ሚልዮን ኣጥፊእኩም፡ ሕጂ ኸ እንታይ ትደልዩ ? 😂

  • @MG-su4nh
    @MG-su4nh 2 місяці тому

    Jeganuna respect 🙌 ❤

  • @GoitomNigussie
    @GoitomNigussie 3 місяці тому +7

    አንቲ ጋዜጠኛ ደሞብአጠቃላይ ኩላኩም ግዝአታትና አብ ልዕሊ ፀላኢእና ሃለዋ ህዝብና አብ ዓዲ ጓና እናሃለወሚስጥራት ዓወታት ተውፅኡ አለኹም

    • @paulostsegay3743
      @paulostsegay3743 3 місяці тому +1

      Tigraway hasote natu eyu shabiya do aye konene abe badme zalebesa Erob

    • @abrahamteklemariam851
      @abrahamteklemariam851 3 місяці тому

      Hasot dea mefeterkum end u

    • @hailuwelay4633
      @hailuwelay4633 2 місяці тому

      እዝወዲ ንተጋሩ ሊቄ እዩ ንኤርትራውያን ክኣ ዕቡድ ወይ ሰኽራም እዪ።

  • @Dsaert-jf7mq
    @Dsaert-jf7mq 3 місяці тому

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @YowhanesKahsay
    @YowhanesKahsay 3 місяці тому +12

    ወያነ ትፍክር ሻዕብያ ትድክር ክባሃል ሰሚዕካዶ አታ ተሰካሚ ጎይሶ

    • @GHh-jd5sj
      @GHh-jd5sj 2 місяці тому

      ወዲ ዓጣሪት መዓልቲ ይነውሕ እምበር ኣይንላቀቅን

  • @teweldehabtu9746
    @teweldehabtu9746 2 місяці тому +4

    ኣነ እካ ዝገርመኒ ንሶም ድብሉ ምስ 7ተ ሃገራት ተዋጊእና ይብሉ ግን ብጀካ ብሻዕብያ ብካልእ ወላሓንቲ ደይዛረቡ እንታዩ ሽግሮም። ሐራይ ዋላ ሻዕብያ ላዕለዋይ ኢድ ኔርዎ ኣብ ቲ ኩናት እሞ ንበል ቅሩብ ግን በቶም ካልእ ሓይልታት ክትዛረብ ሲ ግድን እዩ። ግን ኣነ ድብል ነብሰ ምትዝሓት ስለዘለዎም ብሻዕብያ እንተተዛሪቦም ሓያላት ኢና ክብሉ ስለዝደልዩ እዮም።

    • @weyniande3214
      @weyniande3214 2 місяці тому +2

      ብዘይካ ሻዕብያን መከላከያን ካልእ አይነበረን ብፍርሒ 7 ኮይኖም ይርኣይዎም

  • @seluloveuser-hl4rk2vd3k
    @seluloveuser-hl4rk2vd3k 3 місяці тому

    ❤❤❤❤❤

  • @eyobgezai243
    @eyobgezai243 2 місяці тому

    Hasewti

  • @kirosgebreselassie2818
    @kirosgebreselassie2818 3 місяці тому

    ጀግና

  • @Jon-f6e
    @Jon-f6e 3 місяці тому

    the best of best

  • @Wedi.22haile.weyanay
    @Wedi.22haile.weyanay 3 місяці тому

    ጅግና ና❤❤❤

  • @anehadegtitetsba5054
    @anehadegtitetsba5054 3 місяці тому +3

    ጅግና ትግራዋይ !!

  • @KibreKidusanGebreMariam-tn2og
    @KibreKidusanGebreMariam-tn2og 3 місяці тому

    ሐቦ ዘስንቅ ወናም ጅግናና ሻለቃ ገ/ዋህድ (no ሂ)

  • @SamiTiqu-mm1km
    @SamiTiqu-mm1km 2 місяці тому

    Y

  • @girmay483
    @girmay483 2 місяці тому +1

    ሻለቃ ገብረዋህድ ብ1990-93 ዓ/ም ኣብ ኣግኣዚ ኮማንዶ ክ/ጦር ሰርዶ ሻለቃ መራሒ ቦጦሎኒና ነይሩ ልገርም ናይ ኣመራርሓ ብቕዓት ነይሩዋ ብፍላይ ብመረብ፣ዓይጋን ቡሬን ግንባራት ዝተፈጸመ ጅግንነት ብናይ ሽዑ ሻምበል ገ/ዋሃድ ዝነበሮ መሪሕ ተራ ዝገርም ነይሩ እንኳዕ ካብ ዙኹሉ ገድሊ ወጺኻ ንምዝንታው ኣብቀዐካ

    • @qelhi7922
      @qelhi7922 2 місяці тому

      ብመረብ ደኣ እንታይ ጂግንነት እዩ ተጌሩ ኾይኑ፡እስከ ኣብ ግንባር መረብ ኣብ ገማግም ዓድዃላ ዓዲ ኮቶዮ ዓዲበጊዖን ጻዕዳቃላይን ተበሊዕኹም ዝተረፍኩም

    • @girmay483
      @girmay483 2 місяці тому

      @@qelhi7922 ዘረባን ተግባርን ይፋላለ እዩ
      ኣነ ባዕለይ ካብ ግንቦት 4-16/09/1992 ዓ/ግ ኣብ ዝተገበረ ኲናት ተሳቲፈ ካብ ቀልቀል መረብ ክሳብ ባረንቱ ንወታደራት ህግደፍ እናርገፍና ኣስመራ ክንኣቱ 60 ኪሜ ምስ ተረፈ ናብ ዓይጋ ሓሊፍና ክሳብ ሰንዓፈ ሕርሕራይ ገይርና ኣጓይናኩም ኢና ጉዕዞኻ ጠቕሊልካ ሳሕል ንምኻድ ተዳሊኻ ኔርካስ ሐዚ ትዛረብ ሃዳሚ ንፋለጥ'ኮ ኢና

  • @tesfaabadi4991
    @tesfaabadi4991 3 місяці тому

    Jigna abo ❤❤

  • @Tom-lg1uf
    @Tom-lg1uf 3 місяці тому

    ታሪክ ምስናድን ታሪክ ምእዋጅን ነናይባዕሉ ግዜ አለዎ። ታሪክ ብእዋኑ ክስነድ አለዎ። ትኽክል! ይኹን'ምበር ምእዋጅ ታሪኽ እዋንን ኹነታትን ምፍላይን ምምራፅን ይሓትት'ዩ።ስለምንታይ ኣብ ዘይእዋኑ ዝእወጅ ታሪኽ ሓደ ሓደ ጊዜ ካብ ረብሑኡ ገድኣቱ ከመዝን ስለዝኽእል። ኣብ ዝኾነ ወገን ጉድኣት ዘብፅሕ መረዳእታ ከይተፈለጠካ ክፍዳሕ ስለዝኽእል። ፀላኢና ይፈዳሕዋ!

  • @ghebresilassemesfinmesfing7600
    @ghebresilassemesfinmesfing7600 2 місяці тому

    ሐዩ ሐዩ በጃካ አሰማቶም ግለፆም አቶም ደምሲሴዮም ትብል አበይን አበይ ።ቦታ ናይ ብሐቂ።አነተቀነፂልከአዬም

  • @WHabte
    @WHabte 3 місяці тому +9

    ኣየ ጁንታ ማለሊት ኩሉ ግዜ ብሓሶትን ጃህራን ክሳዕ መዓስ ክትነብሩ ኢኹም። መንደላይ ከም ሕሱም ኣላሃይኩም ከሎስ ቀቲልናባ ስዒርናባ ክትብሉ ቁሩብ ሕፈሩ። ሻዕብያ ንሓዋሩ ከምዘይትትስኡ ገይሩ ሕቖኹም ረሚሱ መሐሰዊት ክትኮነኩም ንእሽቶይ መልሓስ ገዲፉልኩም። የቀን ጅቦች ክብልኹም ሓቆም ኢዮም።

    • @tsegayhadush5044
      @tsegayhadush5044 2 місяці тому

      ካብ ብዘረባ እተዋ ፈትና ኣብኣ ትረክባ ኣንታ ተረዋኢ

  • @MengistMengist-w4m
    @MengistMengist-w4m 3 місяці тому

    አየ ወረ ትሻዓተ መራሐቲ ከመይድዩ ዋእ

    • @teshomegislasei9279
      @teshomegislasei9279 3 місяці тому

      What's your question? Let alone 9 eplf leaders, between 60 to 80 thousand eritrean arms were dead in the tigray war.

    • @dawitdebena8513
      @dawitdebena8513 3 місяці тому

      It’s called information.sileya….

  • @SamiTiqu-mm1km
    @SamiTiqu-mm1km 2 місяці тому

    Tegaray.jahera.gemerka

  • @DesaleberakhiAngosom-v8m
    @DesaleberakhiAngosom-v8m 3 місяці тому +8

    55 ኣጣል ኣብ ሸራሮ ስለዝሰረቕ እዩ 55 ኢለሙዎ

    • @Kdsti19
      @Kdsti19 3 місяці тому

      😂😂😂😂 Moyte rekibkaya

    • @Kdsti19
      @Kdsti19 3 місяці тому

      Interview Aywdean eye eta shim eya gerimatni xeniha endamesgena ena bro😂😂😂

    • @HjdjfggJfjbedhh
      @HjdjfggJfjbedhh 2 місяці тому

      አታ መን ኢካ አታ እወ

  • @GoitomNigussie
    @GoitomNigussie 3 місяці тому +7

    እንዃዕ ሃለኻልና አያና ነገር ግን ሽግርና ተወዲኡ ድዩ ኮይኑ ሕዚ ሚስጥካ ትዛረብ

  • @imissmama3978
    @imissmama3978 3 місяці тому +1

    ህዝበ-ኣድያቦ ደኣ ዕርዲ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ኮ ኢልዎም ኢያሱ በርሀ❤

    • @YonasGebreegziabher-x8s
      @YonasGebreegziabher-x8s 3 місяці тому

      Abti nay hezi wugie kemeu ayneberen. N Shaebiya enamerehe zeetewe eti hizbi kebabi eyu, Army 13 abeu ey a tewedia...n abalat Army 13 teyiq....misti hizbi btaemi ziharefefe rikib alewom.

  • @yacobtewelde466
    @yacobtewelde466 3 місяці тому +1

    እዋይይይይይይ ፋራታታታታታታት

  • @NMra.2023
    @NMra.2023 3 місяці тому +1

    Ata hassawi 1.5 million athfiekas tizareb

  • @TekilaMahari
    @TekilaMahari 3 місяці тому +2

    😄😄😄😄😄😄heswei kemolt 1,5 million

  • @BereketHabtu-zg7zn
    @BereketHabtu-zg7zn 3 місяці тому +5

    ሻለቂኖ ብዓል ቆቢዕ ሕክያ መይታ ኣብ ዝመጽእ ጽቡቅ ጌርካ ኣጠዓዕማ
    ሻዕብያ ከየጠዓዕመካ ጥንቅቅ በል😮😂

  • @berhanemehretu1079
    @berhanemehretu1079 2 місяці тому

    Hsawi

  • @samuelnegassi5832
    @samuelnegassi5832 2 місяці тому

    ሃየ... 💊🤣🤣

  • @Man-y2k
    @Man-y2k 2 місяці тому

    ዓድያቦ ዝወፈረ ይፈልጦ !

  • @hagosGebrehaweria
    @hagosGebrehaweria 3 місяці тому

    ጅግና አቦሓየት አቤት አገላልፃ

  • @merhawisyoum6385
    @merhawisyoum6385 3 місяці тому +1

    መቸም ሻዕብያ ኩሉ ግዜ ተባህርረኩም
    ሃደምቲ

    • @swseir8874
      @swseir8874 3 місяці тому

      ጉኑፍ

    • @anehadegtitetsba5054
      @anehadegtitetsba5054 3 місяці тому +1

      97,000 ሬሳታት ሻዕብያ ኣብ ትግራይ ኣሎ ውሰድ

    • @ትግራይእዩደመይTDF
      @ትግራይእዩደመይTDF 3 місяці тому

      ኣብዘይምልከተኩም ኢድኩም ኣእቲኩም ስጥሒንኩሙዋ ክኣ ትግራዋይ ኣይፈለጥክሙዎን

  • @Mehari2491
    @Mehari2491 3 місяці тому +1

    ተምበርኪኽኩም: ፋሕብትን አትዩኩም: 😂

  • @urbanhymns6757
    @urbanhymns6757 3 місяці тому +2

    ተኹሲ እምበር ኲናት ደው ኣይበለን።እዚ ዝግበር ዘሎ ቃለመሕተታትን ምስጢር ዓወታት ምግዋሕን ደው ነብሎ።ኣቱም ሰባት ኣበይ ኢና ዘለና?

  • @thomasgebreslase7681
    @thomasgebreslase7681 3 місяці тому

    ብሓቂ ምሩኻት ሻዕብያ ረሺንካ ዲኻ ኣይረሽንካ እንኳዕ ኣብ ሚድያ ኣፍካ ከፊተካ ተዛረብካ በር ምሕረት ዘይብላ ኢድ ሸዕብያ ከትረኽበካ ኢያ

  • @HjdjfggJfjbedhh
    @HjdjfggJfjbedhh 2 місяці тому

    ሻ/ገ/ዋህድ መራሕየይ ይይይይግን አጋላት ወዲኡልና ነይሩ

    • @hani5608
      @hani5608 2 місяці тому

      Yrewu neru malet du kelay eteni tegaru sebay yfetwa eyeni

  • @emirufisseha6811
    @emirufisseha6811 3 місяці тому

    ❤❤❤jegna

  • @T.T.R-m9r
    @T.T.R-m9r 3 місяці тому +1

    Shabias si Ayneti Radio Temarika men dehay Atifu Kitfiom .Dirar leyti kea Mealtawi eu Zikiyer ata oyyyy Hasottttttt

  • @Destahun-x6z
    @Destahun-x6z 3 місяці тому +1

    ወይ 55 እዚ ሰብ እዚ ካብ ሕዳር 2013 ጀሚሩ መራሒ ሬጅመንተይ ድሓር ድማ ብሬጌድ ኣዛዚ ምስኮነእውን ምስኡ ናይ ብርጌድ መረጃ እናሃለና ካብ ጎንና ተፈልዩ ዘይፈልጥ ቡሉፅ መራሒ እዛ ኣነዘለኹዋ ንኽበፅሕ ዝገበረኑ ካብ ታራ ኣባል ክሳብ ሕዚ ብናቱ ጥንካረ ወይሪስና ይብል ብትኽክል ተሳጋሪ መራሒ እዩ
    ብቋንቋ ከይዕሽወኪ ብኢንግሊሽ ዝረዳዳእ መራሒ እዩ

  • @NatnaelTekle-z7c
    @NatnaelTekle-z7c 2 місяці тому

    Ata haswei gena ketchfchaf eka

  • @biniamgebrehiwot7198
    @biniamgebrehiwot7198 2 місяці тому

    55 gezi hadimu

  • @shawleymeleyedagaarbimeley5814
    @shawleymeleyedagaarbimeley5814 2 місяці тому

    😂😂 meskin Hzbi Tigray 😢

  • @saragezaw4834
    @saragezaw4834 3 місяці тому

    ጀግና ወዲ ዘም ተጋሩ ጀግንነት ናይኣቦታትኩም ናይ ኣደታትኩ እዩ ዉሽጡ ሙሉዑ ሰብ ትግራዋይ ጥራይ እዩ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @husseinnoor5763
    @husseinnoor5763 3 місяці тому

    Ay agam beko beko hasawee, wedi Ali ketelka. Kezab

  • @tomaspeter6030
    @tomaspeter6030 3 місяці тому

    Halewelow gedefu 😊

  • @legesekahsay1292
    @legesekahsay1292 3 місяці тому

    eway kinikit kezab hamli

  • @belitesfi1824
    @belitesfi1824 2 місяці тому

    Game over weyane ybahal alo 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷

  • @samuelgirmay-m5j
    @samuelgirmay-m5j 3 місяці тому +2

    ናትኻ ጅግንነትስ ቆፅርኻ ዶ ይውዳእ ብሓቂ ጅግና ትግረዋይ እኻ ገሬዋይ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኻ

  • @amanuelkidane168
    @amanuelkidane168 3 місяці тому +1

    ኣየ ትግራዋይ ሓሶት ስርቂ ኩቡር ባህሊ ተጋሩ ሱርኩም ትጥፋእ

    • @swseir8874
      @swseir8874 3 місяці тому +1

      ደቃሉ ዘርእኩም ዘይትፈልጡ ሐስውቲ

  • @wedishire2620
    @wedishire2620 3 місяці тому +9

    ሓሳዊ አንታ ሀዳሚ ወራዳ

    • @anehadegtitetsba5054
      @anehadegtitetsba5054 3 місяці тому

      ስቅበል ባንዳ

    • @ትግራይእዩደመይTDF
      @ትግራይእዩደመይTDF 3 місяці тому +1

      ዝጨነቆ ጥንስቲ እንዳማቱ የእቱ ዶ ኮይንኩም እንበር ኣብ መሬት ዘሎ ሓቂ እዩ ዝዛረብ ዘሎ ጀግናና❤❤

  • @nalemna
    @nalemna 2 місяці тому

    Kemtegraway zefenfinfin alo do kkkk meshakat

  • @paulostsegay3743
    @paulostsegay3743 3 місяці тому

    Tegaru kilu merete tigray arekibika 1.5 million atifika kide mihiba mifikare

  • @merhawisyoum6385
    @merhawisyoum6385 3 місяці тому

    ህወሓት ተባታቲና
    ደብረጽዮን
    ገታቸው ነንሕድሕዶም ከይዋግኡ ጥራይ ፍርሑ

  • @G.M.-yg2gj
    @G.M.-yg2gj 3 місяці тому

    JEGNA SERAWIT ERITRA TEKALAKILKUM IYU KAB FEDERAL MIDIBDAB IMBER TECHEFLIKUM IKUM HASEWTY TEDERBIKUM ALOKUM

  • @samsontesfazion2416
    @samsontesfazion2416 2 місяці тому

    gebre wahed tesebe gize mealten mendelay kemzeygedefeka.tesebeeeeee shaibiya dekisu kemzehader feleta jiefjuf zerati sebiay temesel cheru gebela kendey yehesu .mendelay azeriteki hadami.ab rieseken alo.tesebeya

  • @fesehesionhailo8945
    @fesehesionhailo8945 3 місяці тому

    😂😂😂😂

  • @HjdjfggJfjbedhh
    @HjdjfggJfjbedhh 2 місяці тому

    ብድሕሪ ቀረፃ ክቃጠባ እዩ ጅግንነት ናቱ ዕጥራን ናቱ ንስብ ናቱ ክትህቦ አለካ ምሳይ እዩ ነይረ ስለ ቅድሐዚ ካ እንድዒ

  • @GenetAbraha-ho3uv
    @GenetAbraha-ho3uv 3 місяці тому

    Eway 😂😂😂😂😂😂

  • @tesfatekle7252
    @tesfatekle7252 3 місяці тому +6

    እዋይ ሓሶት 😂😂ሻእብያስ 9 መራሕተይ ተቀቲሎምኒ እናበለ ኣኼባ ጌሩ ንህዝቢ ነግሩ 😂😂😂 እሞ ከኣ ንህዝቢ ትግራይ በጃኹም ተሰተሩ waaaaaaaay

    • @Man-y2k
      @Man-y2k 2 місяці тому

      ዝፈልጦ ይፈልጦ !

  • @AntoHagos-m7w
    @AntoHagos-m7w 2 місяці тому

    Hasawi redio shaebia b. Cod eyu.hasot tezarinka.

  • @EnkubaheriBerhe
    @EnkubaheriBerhe 3 місяці тому

    Gebrewahid jigina jeganu dimtsika semiea des eluni anta jigina seraki kia wereka aleni gomida adeka jigina welida zibil derfi meritselka aloku jegininet ab wugie tirah aykonen ab Holet M. G.H. Araia M. A. ewun bitimihirtika nifuen hagazi memimhir Kem zinebereka kizareb keloku Kurat yisimeani wedi Hayelom jigina jeganu.

  • @yahereberaki2324
    @yahereberaki2324 3 місяці тому

    እዞም ተጋሩ ግን ክሕሱዉ ።ኣብ ኩናት ናይ ሓባር ምውሃሃዲ እንበር ብሓደ ሰብ ዝውስን ኣይኮነን ኣነ ባዕለይ ከም መርሒ ኮይነ ኣብ ወራር ወያነ ኣበ 6 ውጉኣት ተሳቲፈ ኔሬ

  • @gideonyemane659
    @gideonyemane659 2 місяці тому

    Zeyhsu Tigraway eyu tesaenu imber zhsuwu daa bjmla, million yehlikum si tiawitkum embaar. Zeyhafr dumus geremariam smu ybehal,

  • @ErmiasYemane-g1s
    @ErmiasYemane-g1s 3 місяці тому

    Hasawe neiseka abeti qenat aynaberkan

  • @nalemna
    @nalemna 2 місяці тому

    Anta kemziom tegaru haswetin alewuwa diyom ayteksen hantise malti ktefi eikha

  • @istefanostesfay6158
    @istefanostesfay6158 Місяць тому

    ቡዙሓት ዓያሹ ተራእዮም ከምዚ ዓሻ ግን ኣይ ተራዕየን
    እታ ቦምባ ኣብ መቐመጭኡ ኣሲሩዋ ዝነበረ ባዕሉ ከም ትፍንጀር ገሩዋ:
    ሻዕብያ ካብ ጉድጓድ ኣውጽኣ ፍርድኻ ከም ትቕበል ክትገብረካ ኢያ:
    9 ሰብ ስልጣን ሻዕብያ ቀንጺልካ ደቂስካ ኣይ ትሕደር: ኣቶ ዓሻ:

  • @sami4842
    @sami4842 3 місяці тому

    ውይን ዕደ ብሓሶት ዝመጽእ ዓወት የለን ምናልባት ንገባር ሓቂ ክመስሎ ይኽእል ይኸውን እንተላይ ነታ ትሓተካ ዘላ ረዲዮ ርክብ ብኣሃዱታት ዝተኻፋፈለን ብምስጢራዊ ኮዳት ዝተዳለወን ጥራይ ዘይኮነ ኣብ ዉሱን ሰዓታት ዝቀያየር እውን ስለ ዝኾነ በዚ ትቅደዶ ዘለኻ ክትፈልጦ ትኽእል ምስጢር ሻዕስብያ የለን። ውይን ዕደ ማዓስ ኢያ ካብ ሕልምን ሓሶትን ክትገላገል?

  • @berhanemehretu1079
    @berhanemehretu1079 2 місяці тому

    🤣🤣🤣🤣🤣

  • @msgekidane7231
    @msgekidane7231 3 місяці тому

    ጅግና ሓውና ደስ ይብል

  • @yonasbokredingil5008
    @yonasbokredingil5008 2 місяці тому

    Wa comando deyu ezi 😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @salusalu-f9g
    @salusalu-f9g 3 місяці тому +1

    ማለሊት ዕደ በላዕት ህዝባ ንሻዕብያ የዕጥቁ ኣስድ ባበባ ኮፍ ዘበሎኩም ለያቡ ህዝብ ኣድስ ኣበባ ብእምኒ ኢዩ ውጹልና ኢሉ ዘባረረኩም ሰረቅትይ ማለሊት ክንርእይ የብልናን ኢሎ

  • @tsegaafeworki2346
    @tsegaafeworki2346 2 місяці тому

    😂😂😂😂😂😂 ገብረዋህድ
    ኣእዛና ውኮ ጉድ ረኺቡ። እዞም ተጋሩስ ሓጥያት ከይ ኮኖም ይፈርሑ'ዶ?

  • @gereberhane3552
    @gereberhane3552 3 місяці тому +3

    ኣብ ቀዳማይ ወራር 1998 ኣብ ባድማ ኣገሪሆም ዝቐተልዎም ን ሓለፍቲ ኤርትራውያን ኤዮም ካልእ ከይመስለኩም

  • @abadihadish8083
    @abadihadish8083 3 місяці тому

    Eway ezney😂😂😂😂😂😂

  • @iwaywaywitt4541
    @iwaywaywitt4541 3 місяці тому

    .O በሮ milian

  • @ema.tes.9208
    @ema.tes.9208 2 місяці тому

    እዋይ " ኒያላ " ኣምሓርኛ ኣብ ሻዕቢያ ኣሎ !!! ክክክክክ ዱሁል ጠራጢ ክንደይ ይሕሱዩ !?

  • @samuelnegassi5832
    @samuelnegassi5832 2 місяці тому

    ኰማንዶ ክሪቢት ህወሐት ከ አበይ አበለ

  • @simonnuguse8793
    @simonnuguse8793 2 місяці тому

    አህ ደኣ ንስኩምሲ ከተስሑቅና ዝተፈጠርኩም ህዝቢ

  • @menghisteabhaile468
    @menghisteabhaile468 2 місяці тому

    Beqa ab hlmi ekum tnebru shaebya kemseb zekirukum ayfeltn eyu atahasasbakum entezey amahyshkum abtizkefa azeqti ekum teshemimkum ktnebru kab kulu hasot new belwo nshaebya zeymflatkum eyu hateftefkum zelo shaebya gn kem hamema eyu zreyekum

  • @eyobhagos4262
    @eyobhagos4262 3 місяці тому

    Eway tegaruwani ketifakum zbele yele kdimsisekum zbele yele bailkum bxigabkum nastat 20 ametat zhalewekum serawit federal bqaxa bdegen bwshitin slezharedkumo iyu isu keyakil dima nab eritran bahridarin misaylat slezitekoskum iyu haqi kabakum feximaaytwexekumin iya bailikum ziagodkymo hawi jobiden jobidenin indabelka mngrigar koynu

  • @beletu7041
    @beletu7041 3 місяці тому

    እታጨረሻ ቁልፊ ሸሚዝ ጎሮሮኻ ን ዶ ፍትሐያ ጀግና ግን ጅግን ነትካ የ ግን ዝከታትል ዘለኹ ፅቡቅ ዩ ታሪካን ጅግንነትካን አሕልፍ ንትወልዲ የዒሰ ዓይ

  • @TekleweyniBeyene-l6c
    @TekleweyniBeyene-l6c 3 місяці тому

    Wear shakya dyu kible zisemeakiwa walas ezney eyu

  • @thabte100
    @thabte100 2 місяці тому

    ዓያኒ ዘይብሉ ሓሶት ሎሚ ማለሊት ኣበይ ኣላ :: ታሪኽ አልቦ ሓሳዊ ሸያኒ ዕጉም

  • @futsumamare9074
    @futsumamare9074 3 місяці тому

    Hasewti ageme

  • @T.T.R-m9r
    @T.T.R-m9r 3 місяці тому

    Shabiya Jigina Zikintebu kentibu ...Ne nihidkum Kem Tinakesu geyrikum ?look now what going between Getachew and Debrise

  • @abrahamkidane9170
    @abrahamkidane9170 3 місяці тому +3

    ኣያ ገብረ ዋሕዳም ይውሓደኩም ድኣ ከይህሉ ሕጂስ። ብዛዕባ መን እንተውግዕ ከምዚኒኤኻ እኮ ብሱሩ ተዛቢዑና። እማንካ ድዩ ብዛዕባ ሻዕዉያ እተውግዕ ዚኒኤኻ። ካላ ስኽ በል ሃሳስ።

  • @aronmussie557
    @aronmussie557 3 місяці тому

    55 ደፋኒ

  • @BarkatWoeldu-ni2pj
    @BarkatWoeldu-ni2pj 3 місяці тому

    ህዝባዊ ግባር ካብ ጥልመት ራአሲ ወለንክኤል ሰሎሙን አይ ተማሃረን 9 ቀቲለ ብቃፃ ብጥልመት ክገብሮ ይኽእል እዩ ታራ አባላት ወይ አብ ዉግእ ከጋጥም ይኽእል እዩ