ናብ ፎሎው ምቅያር ኣብኒ ንዝበልኩምኒ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 19 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 440

  • @ተመስገን-ጀ7ረ
    @ተመስገን-ጀ7ረ 10 місяців тому +20

    የቀንየልና በረከተይ እንኳዕ ንቅዱስ ገብርኤል አብፅሓና ነዛ ፅሕፉቲ ተንቡቡ ዘለኹም ቅዱስ ገብርኤል ፁቡቅ ብስራት የስመዐልና ዘይ ሓሰብናዮ ሓጎስ ልብና ይምለአዮ አሜን፫ በሉ❤💐💐💐

    • @YoDaha
      @YoDaha 3 місяці тому

      ኣሜን አሜን ኣሜን❤

    • @ሶሲናግሬስ
      @ሶሲናግሬስ Місяць тому

      ​@@YoDahaደምርኒ❤🎉🎉

  • @fghb3422
    @fghb3422 26 днів тому +3

    ኣረ 5000 ሕዙ ድሓር ምቅባል ይኣብየና ኣሎ ዋላ ከመዚ እሉ እናሃለየ ካብኡ ንላዓሊ ኣይቅበልን ናተይ ብከመይ ይከፍቶ በረከት ሓወይ 👏❤❤

    • @sarasando3904
      @sarasando3904 21 день тому +1

      ናተይ እውን ካሙኡ ኢሉ አቢኒ ሐቢርና ንጥራዕ❤❤❤❤❤

  • @wedihawebey
    @wedihawebey 11 місяців тому +23

    ኖ ክሰርሕ ኣይከኣለንን በረኸት ሓወይ❤❤❤❤❤❤

    • @selamSelam33-ll1bs
      @selamSelam33-ll1bs 11 місяців тому +2

      ከምዚ ከማይ ዶ አብዩኪ ክብረተይ😢

    • @AsqAsq-yw5he
      @AsqAsq-yw5he 11 місяців тому +1

      Natey wun abyni😊

    • @GotiTube-py4yj4lf4r
      @GotiTube-py4yj4lf4r 10 місяців тому +1

      ዋላ ናየ አይሰረሐን

    • @ክብረኣብ
      @ክብረኣብ 4 місяці тому

      ኣይ ተረዳኣኩምን ዘሎ ይመስለኒ የሕዋተይ ባኣኩም ኣይቕየርን እዩ ነቲ ሰብ ብደገ ኮይኑ ዝሪኦ ግን ተቐይሩ እዩ ፎሎው ክብሉኩም እዮም ተጸበዩ

    • @LeatishLeatish
      @LeatishLeatish 3 місяці тому +1

      ናተይ ለ ኣብይኒ🤔🤔

  • @ሳንካራDc
    @ሳንካራDc Місяць тому +3

    ዝሓወይ ናይዚ ኹሉ ሰብ ኣቢን ዝብል ዘሎ ጸገም ክነግራካ ካባይ ጀሚርካ ማለት እዩ እቲ everyone ዝብል ናብ public ኣይቅየርን ዘሎ ሃሳስ ኮይኑ እቲ public ዝብል ጹሑፍ ኣብ ኩሉ ዘሎ please ተገዲስካ ኣምጸልና

  • @tamenganamleki6088
    @tamenganamleki6088 11 місяців тому +15

    ናተይ አቡዩኒይ ፍርንድ ዝብል መፅእኒ ነጥብጣብ አፅቅጠ ዉን ይዓፅወኒይ

    • @Tete-sx2hg
      @Tete-sx2hg Місяць тому +1

      ናተይ እውና ይዓፀወኒ

    • @GsHd-e4r
      @GsHd-e4r Місяць тому

      ​@@Tete-sx2hgናተይ ውን ተን ነጥቢ ምስ ወቀጥኩ ይዓፅወኒ❤

    • @KhanKhan-ys9yk
      @KhanKhan-ys9yk Місяць тому

      ናተይለ ከምኡ

  • @Grmi-wr5lu7do5x
    @Grmi-wr5lu7do5x 11 місяців тому +3

    ናዓየይስ ስቅ ኢልካ ኢካ ትሓልፈኒ ዘለካ 😒ናይ ሸር መክፈቲ ንገረኒ ኢለካስ ኣቢካኒ ኣቱም ተካታተልቲ ነገራ እማ በልዎ So ስራሕትካ ኣዝየ እየ ዝድንቀካ ወዲ ሪመይ ወለላ❤❤❤❤

  • @ብተስፋተሓጎሱብፀበባተዓገ
    @ብተስፋተሓጎሱብፀበባተዓገ 11 місяців тому +2

    ብመጀመርያ የቀንየልና ዕድመ ጢዒና ይሃብ ካ በረከት ሓወይ እና ቢድዮ ሓፀርቲ ክትለቁ ትክእሉ ኢኩም ከርእየኩም ኢልካና ነይርካ ኣርእየና ኢኻ

  • @AbebaGezae-d1o
    @AbebaGezae-d1o 17 днів тому

    ብኬየ ናዩቱብ ባ ገለ በለና ትክክለኛ ዬቱቡ ምኻኑ ብሃመይ ንፎልጦ👏👏

  • @selamawitbrhane3334
    @selamawitbrhane3334 11 місяців тому +1

    ኣብዩኒ እዩ በረኸት ሓወይ ፍሬንደይ 5000 መሊኦም ካብኡ ንላዕሊ ኣይቅበልን ኢሉኒ ኣይሰርሐለይን በጃኻ ንገረኒ ግዜ ኣብ ዝረኸብካሉ ደጊምካ ስርሓልና በረኸት ሓወይ ምስ ይቅርታ ❤

    • @SaronMane
      @SaronMane 11 місяців тому

      ናተይ ከማን ከሙኡ እናበለ

  • @AbyeLove
    @AbyeLove Місяць тому +4

    ብጥዓሚ የቀኒየልና ብክየይ ፅሩይ ስብ እንድዒ ንዓካ ዝከውን ቃላት ይሓፅረኒ ኣቦ ውፅዓት 💪💪💪💪💪💪🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ايااباعبا
    @ايااباعبا Місяць тому +5

    በረኸት ሓወይ ብዘርአኻና መሰረት ገይረ ኩሉ ቀይረዮ ብድሕሪኡ ኣፍታ ናይዓይ ምልክት ትብላለኻ ለውን ኣትየ ግን ኣይተቀየረን ኣብይኒ

  • @Brihan-dl8pg
    @Brihan-dl8pg 11 місяців тому +3

    ሐዚ ተቀይሩ የቀንየለይ በረከት ሓወ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካ ❤❤❤

  • @Yaredtube23
    @Yaredtube23 11 місяців тому +8

    ደቂ ዓደይ ደምሩኒ እስኪ ኣይክፈሎንዛ ፕልስ ንቲሓጋገዝ ሓብርና ንዕበ

    • @selamSelam33-ll1bs
      @selamSelam33-ll1bs 10 місяців тому +1

      አይክፈሎንዛ👈 እንታይ ንምባል እዩ

    • @SamriTdf-w7w
      @SamriTdf-w7w Місяць тому

      ​@@selamSelam33-ll1bsደሚረኪ ደምርኒ ምቅርተይ

  • @MraMra-mr9fe
    @MraMra-mr9fe 11 місяців тому

    የክብረልና በረከተይ ብሩክ ናተይ እውን ከዚ ሰሪሑለይ ❤❤❤❤❤❤

  • @Frehiwethagos
    @Frehiwethagos 22 дні тому

    ኣብይኒ በረከት ሓወይናብ public ዝብል ፍርቁ ሃሳስ ኮይኑ ምቅያር ኣብይኒ ወድነይ😍❤❤

  • @harertachannel3131
    @harertachannel3131 11 місяців тому +1

    ኣታ በሬ ሓወይ ይቕረታ ደድሕረኻ ክኸይድ ክብል ናተይ Follow ተዓፅዮም ምምላስ ኣብዮምኒ ድማ እንታይ ይግበር ሕጂ

    • @merigalhagereseb21
      @merigalhagereseb21 10 місяців тому

      ናተይ እውን ፈሎው ነይሩ ተዓፅዩኒ

  • @ZinbZinb-w7g
    @ZinbZinb-w7g Місяць тому +1

    ኣታ ወለላ መግለፂ የብለይን ብምታይ እሞ ክገልፀካ እግዘቢሄር ምስ ጥዕናካ እናሃብካ ብንፁህካ ንበር❤❤❤❤❤😢😢😢😢

  • @ሂዊጋልትግራይ
    @ሂዊጋልትግራይ 11 місяців тому +1

    የቀንየልና ወደነይ ብጣዕሚ ኢና ነመሰገን ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @MeriGalGera-fj7ox
    @MeriGalGera-fj7ox Місяць тому

    ናተየስ በረከት ሓወይ ኣቢኒ ፈለዉ ተቀይሩ ናሃለወስ ካፍቲ 5000ኣንጥሪ ናበለኒ ታክገብር በይዛካ መፍትሒ ትፈልጥ ተከይንካ ብማርያም😢👏👏👏

    • @Mashotube-i2v
      @Mashotube-i2v Місяць тому

      ናተይለ ኣቢኒ ካምኡ ናበለ

  • @tigreweyti
    @tigreweyti 11 місяців тому +1

    ክብረት ይሃበልና በረከት ሓውና ብጣዕሚ ኢና ነመሰግነካ እግዘአቢሄር ኣምላክ ይባርካ ብዙሕ ትምህርቲ ንረክብ ኣለና ካባካ🙏

    • @abraha21
      @abraha21  11 місяців тому

      Amen ❤

    • @habssaby4061
      @habssaby4061 11 місяців тому

      መልሰለይ ባ ቢኪየይ ደልየካ ዋ ብ መሰንጀር​@@abraha21

    • @ሶሲናግሬስ
      @ሶሲናግሬስ Місяць тому

      ደምርኒ❤🎉🎉

  • @BriGalHaylu-b6p
    @BriGalHaylu-b6p 11 місяців тому +1

    የቀንየልና ወደነይ ብጣዓሚ ኢና ነመሰገን 🙏🙏👏♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💖💖

  • @ሂዊጋልትግራይ
    @ሂዊጋልትግራይ 11 місяців тому +1

    ከመይ ገርና ቨድዮ ንለቅቅ ኣረአና ምዓረይ ❤❤❤

    • @selamSelam33-ll1bs
      @selamSelam33-ll1bs 10 місяців тому

      ቢድዮ ንምልቃቅስ ካብ ቆፎ👈(Gallery)👈 ድዩ አብዩክም ክብረተይ

  • @AbebaFisseha
    @AbebaFisseha Місяць тому

    Thanks 👍 beki hawey serihuley 🙏🙏🙏🙏

  • @MahiAberahaley-qh9oc
    @MahiAberahaley-qh9oc 11 місяців тому +1

    ቀብፀ አነስ በረኸት ሓወይ🥺🥺

  • @FhGj-sk3yv
    @FhGj-sk3yv 3 місяці тому +1

    ተጋርዋኒ 50 ሽሕ ንብፅሕዮ ንዚ ጅግና ሓዉ ና🙏👏💯❤❤🎉🎉🎉

  • @amanuelhadiush1887
    @amanuelhadiush1887 24 дні тому

    Ane beshmka pag nay Facebook kefte alko nice one

  • @xoxo6891
    @xoxo6891 11 місяців тому +1

    _በኪዋይ ንፈተወካ እና እግዝ ኣብሔር ኣምላክ ዕድመይ ጥዕናይ ያሃብኻ ጎይታዋ ምስ ስድራኻ💚 ኣዳምየ ትብልዕ fb ቭድዮታት ላለቀቀት ትዉዕል ያኣ ክክክ😅😅_

    • @abraha21
      @abraha21  11 місяців тому

      Thanks blbk ❤

  • @AqEt-nu4tu
    @AqEt-nu4tu 7 днів тому

    በርክት ሓወይ ኣነ ኣብ 58k ብፂሕ ነይረ ሕጂ ግን እናትዃትኩ ካብ ፈለው ናብ ፍርድስ ቅየረዮ ከመለሶ ኣይክኣልኩን ብርክት ሓው ብጃኻ ረድኣኒ

  • @Gotytom
    @Gotytom 10 місяців тому +3

    በረከተይ ዩቱቭ አከፋታ አባ ስረሐልና ወድነይ❤❤

  • @ከመይኣላዓደይ
    @ከመይኣላዓደይ 11 місяців тому +1

    ኣነዉን ኣቢኒ ❤❤

  • @DanielAblell
    @DanielAblell Місяць тому +1

    Nay gn abyni Entay kgebr pls❤❤❤❤❤

  • @Romary-cv8rq
    @Romary-cv8rq 11 місяців тому +2

    በረከት ሓወይ ቅርሺ ብከመይ ይወፅእ ናፌስቡክ ስርሐልና ከይትሓልፋ ኮሞንተይ

  • @ቲቲነኝየትግራይልጅ-ኘ8ፈ
    @ቲቲነኝየትግራይልጅ-ኘ8ፈ 11 місяців тому +1

    ሕጂ ሰሪሑ ተንኪው ብሮይ🙏🙏

  • @Samri-kiros
    @Samri-kiros Місяць тому +1

    ቤኪዋይ turu professonal mode off ልብል ክረክቦ የክአልኩይ ናመብዛሕቲኡ ጥያቄ አዩ አና ሓድሽ ፌስቡክ ክፊተ ተቀይሩ አዩ አቲ ናይ ቀደም ፌስቡከይ ግን ክረክቦ አይክአልኩን ናታ ሓበሬታ ምሃብካና ደስ ምበለኒ ቤኪ ሓወይ

  • @BirKahsay
    @BirKahsay 11 місяців тому +1

    እግዚአብሔር ይሃብካ በረክት ሓወ ❤❤❤ግን ኣብይኒ ነይሩ 😁😁😁😂

  • @እግዚአብሔርጓሳየይእ-ጘ2ጸ
    @እግዚአብሔርጓሳየይእ-ጘ2ጸ 11 місяців тому +1

    በረከት ሓወይ ያቀንየልና ናተ ሐጂ ትቀይራትለይ ኣላ ወድነይ❤ግን 3ተአን ከምናይካ ኣይተከፈታይ ዘለዋ😂 እታ ሓንቲ ዝተከፈተት ናትካ ግን ዘይራኣኩዋ😁

  • @DhfgdgfyDdfg
    @DhfgdgfyDdfg 11 місяців тому +1

    ♥️♥️♥️♥️♥️

  • @MahderMahder-r7t
    @MahderMahder-r7t Місяць тому

    Btaemi enà. Nemsgn bereket hawey ❤

  • @azmera-q9p
    @azmera-q9p 11 місяців тому +1

    የቐንየልና ክቡር ሓውና ነገር ግን ኣብ ናተይ turn on professional mode ዝብል የለን creat onother profile ዝብል እዩ ዘሎ ተኽእልካ ምስ ይቅሬታ መልሰለይ

    • @abraha21
      @abraha21  11 місяців тому +1

      Be fb berekete abraha hi beleni

  • @Romary-cv8rq
    @Romary-cv8rq 11 місяців тому +1

    ሰላምካ ይጥዓም ቤኪ ሓወይ ❤

  • @JossiRedae
    @JossiRedae 11 місяців тому +1

    የቐንየለይ በረኸት ሓወይ ከዚ ሰሪሑለይ ናተይ
    so ብጣዕሚ እየ ዘመስግን 🙏♥️😊

  • @ሊሊጓልፃዲቃንቂሔን
    @ሊሊጓልፃዲቃንቂሔን 11 місяців тому +1

    እረ ናተይ ስ ኣቢኒ ቡሩኩ ሓወይ

  • @ጓልተምቤንንግስቲሳባ
    @ጓልተምቤንንግስቲሳባ 11 місяців тому +1

    ኣቢና ዝበል ኣይሳኣኒ ሐዚ ለ😂😂 ኢና የቀንየልና በረከት ሓወይ❤❤

    • @ትግዓደይምልባማ
      @ትግዓደይምልባማ 11 місяців тому

      ኣነ ኣብኒ😂😂

    • @selamSelam33-ll1bs
      @selamSelam33-ll1bs 10 місяців тому

      ካብቲ ሰሪሑልና ዝበል👏
      አይሰረሐልናን😥ዝብል ኮ ይበዝሕ እኒሆ ብተስፋ ንፅበ ተመሊሱ ክመፅእ❤

    • @ጓልተምቤንንግስቲሳባ
      @ጓልተምቤንንግስቲሳባ 10 місяців тому +1

      @@selamSelam33-ll1bs ደወልለይ እሞ ከሪኢኪ እየ 😂🥰

    • @selamSelam33-ll1bs
      @selamSelam33-ll1bs 10 місяців тому

      @@ጓልተምቤንንግስቲሳባ ብምንታይሞ ክድውለልኪ ክብረተይ

    • @selamSelam33-ll1bs
      @selamSelam33-ll1bs 10 місяців тому

      @@ጓልተምቤንንግስቲሳባ
      በበይ ክመፀኪ ክብረተይይይ❤❤❤❤

  • @AsRs-k5q
    @AsRs-k5q Місяць тому

    ናተይስ እቱ Turn on professional mode ዝብል ኣይፅቀጥ ኣብዩኒ ቤኪ ሓወይ 😢❤❤❤

  • @fguf6250
    @fguf6250 11 місяців тому +2

    ናተይስ ኣብኒ በረከት ሓወይ

  • @AAa-g4n2c
    @AAa-g4n2c Місяць тому

    ሰላም ናዓኻ በረኸት መምህር ኩሉ ናይና ❤❤ fellwer ተቀይሩ ነይሩ ግን ካብ ሓምሽተ ሽሕ ምሕፍ አብአኒ ዋላ እቶም ዝሓተቱኒ ምቅባል አብኒ❤❤

  • @lobleloble1046
    @lobleloble1046 11 місяців тому +1

    ያቀንየለና በረከተይ🙏

  • @WinniePp-dd5ph
    @WinniePp-dd5ph Місяць тому

    ሰላም ክቡራት ኣሕዋት ♥️🌹 ዝኾነ ዓይነት ፎቶ ወይ ቭድዮ ኣብ fesbuk ክንለቅቅ ከለና ኻልእ ሰብ ፖስት ንኽገብሮ ብኸመይ ንኸፍቶ ተገድስኩም መልሱለይ 🤲👏🙏🌿🌺🌺🌺🌺🌿🌿🌿

  • @AteMan-o4g
    @AteMan-o4g 8 днів тому

    በረከት ሓወይ ሞባይልና ንኸይትስረቅ ከመይ ጌርና አላርም ክናስተኻኽሎ አለና

  • @TemesgenamlakyTemesgenamlaky
    @TemesgenamlakyTemesgenamlaky Місяць тому

    ሰላም በረከት ሓዉና እዛ Turaon professnonal mode እዚኣ ክፀቅጣ እንተበልኩ ኣብያትኒ ኣብ ይነይ እውን ኣይኮነትን ን2 ሰባት ኣብያትና 🥰🥰🥰🥰🙏

  • @MohamedMohamdd-nl5ew
    @MohamedMohamdd-nl5ew 23 дні тому

    በረከት ሓወይ አብይን አነለ አርእየና 👏👏😢

  • @Mili_Gal_tigray-mT7m
    @Mili_Gal_tigray-mT7m Місяць тому

    የቕኒየልና ኽብረተይ 🎉❤🎉❤🎉❤🎉

  • @fronifroni7773
    @fronifroni7773 11 місяців тому +1

    Thank you bkieye ናተይ ሰሪሑለይ ❤️❤️❤️

  • @SamriTdf-w7w
    @SamriTdf-w7w Місяць тому

    ደምሩኒ💊💊💊💊ተጋሩዋይ ሓቢርና ንዕበ ንተሓጋገዝ ክምልስ የ🙏🙏🙏🙏🙏

  • @Kabtal
    @Kabtal 10 місяців тому

    ንዓይ ኣብኒ እዩ ይኣምነካ እየ እሞ ናይFacebook #Pass wordos ክህበካ ቀይረለይ እባ በረከተ ሓወይ❤በቃ ብዙሕ ግዜ መክረዮ ደጋግመ ኣብኒ እዩ😢

  • @sadf1238
    @sadf1238 Місяць тому

    Berket hawey mesjrka abiney kedewelelka deles ena ebiney bukul mukireyo abene natey

  • @FreAregawi-o6k
    @FreAregawi-o6k 11 місяців тому +1

    በረከት ሓወይ ትናይ ገንዘብ መክፈሊ ኣይተከፈተለይ

  • @ሄዋንዩቱብHewanYouTube
    @ሄዋንዩቱብHewanYouTube Місяць тому

    በረከተይ የኔ ለባም ብጣዕሚየ ዝኾርዐልካ ዝፈለጥካዮ ንሰብ ክተፍልጥ ብዘይ ድቃስ ተሓድር ❤❤❤❤❤❤

  • @Angsam1Gairzi
    @Angsam1Gairzi 25 днів тому

    ኣብ ኩሉ ምሳኻ ከይደ ኣብዛ "turn on professional mode" ትብል ግን ሉክ ኮይኑ ምእታው ከሊኡኒ❤

  • @HdJd-sz3pk
    @HdJd-sz3pk Місяць тому

    ክብረት ይሃበልና ክቡር ሓውና ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Ftawlove
    @Ftawlove 24 дні тому

    የቀንየልና በረከተይ❤❤❤

  • @Azu-m2i
    @Azu-m2i Місяць тому

    ❤❤❤❤yekeniyelna kbur hawna

  • @SaraGery
    @SaraGery Місяць тому

    የቀንየልና ዛሓወይ ተጋሩዋይ ላይክ❤❤

  • @hiwothagos-n8z
    @hiwothagos-n8z Місяць тому

    የቀንየልና በረከት ሓወይ ናተይ ሰሪሑለይ🥰🥰🥰🥰💜💜💜

  • @Naminadam
    @Naminadam Місяць тому

    ሰላም በረኸት ሓወይ አተን ቁልፊ ዝመስላስ ብኸመይ ይፍተሓ በጃኻ መልሰለይ ልዕሊ ኣርባዕተ ሽሕ ፎሎወርስ ኣለኒ❤❤❤❤

  • @ፋኑስጓልተዋህዶ
    @ፋኑስጓልተዋህዶ 11 місяців тому +1

    ናተይ ዕጽው እዩ ዘሎ በረከተይ ታይ ክገብር

  • @JudiMezgebe
    @JudiMezgebe Місяць тому +1

    Thanks so much bro

  • @BrktiGidey-l8v
    @BrktiGidey-l8v Місяць тому

    የቀንየልና ዝሓወይ ማዓረይ❤❤❤

  • @Sindu-p8s
    @Sindu-p8s Місяць тому

    ያቀንየለና በረከተይ❤❤❤❤❤

  • @GoAsd-u9p
    @GoAsd-u9p 11 місяців тому +1

    በረከት ሓወይ ናተይስ ፈለው ዝብል አየርእን አብ መወዳእታ"" view as ""ምስ በልኩ አይመፅእን 😢

  • @ናሆምሓጎስ
    @ናሆምሓጎስ 10 місяців тому

    በረከት ሓወይ ናህተይ ዘይትፀቅጥ ዘላ እዛ ፅሕፍቲ እዚኣ እያ
    👉 turn on professional mode
    እዚኣ ኣይትፀቅጥን ኣብያትኒ 😢

  • @MelesAbera
    @MelesAbera 23 дні тому

    turn on professionai mode
    አብናተይ የለይ

  • @kidigaltgray3392
    @kidigaltgray3392 Місяць тому

    Yekenyely በረክት haway ኣብ ዝልካዩ ስላም ጥዕና ይምነየልካ 🥰🥰🥰🥰

  • @jdtfrer1028
    @jdtfrer1028 Місяць тому

    ዋውውውው የቀንየልና ለባም ሰብ✅🍀🍀🍀🍀🍀

  • @محمد-ت7ظ6ق
    @محمد-ت7ظ6ق 3 місяці тому

    FBይ ኣቢኒ በረከት ሓወይ ፓስወርድ ኣይረሳዕኽወን

  • @wedihailu9653
    @wedihailu9653 11 місяців тому +1

    እታ ናይ messenger photo ወይ text ዝደምሰስናዮ መመለሲ ኣይመለሰልናን

  • @FarahFarah-qt5fg
    @FarahFarah-qt5fg 3 дні тому

    ኣነ ኣይሰረሕን እሉኒ በረከት ሓወይ

  • @RahelGirmay-oi7jm
    @RahelGirmay-oi7jm 21 день тому

    Selam beki hawna ,kulu eti vedio rieyo beti zbelkani keyde finally view us ms belkuwo ab tahti your content is public nabele abiyuni kemey kgebir

  • @DhfgdgfyDdfg
    @DhfgdgfyDdfg 11 місяців тому +1

    Thank you so much my brother♥️

  • @FycgXhu
    @FycgXhu Місяць тому

    የቀንየልና በረከተይ ሓዉና ዕድመ ጥዕና ይሃብኻ ዝሓወይ

  • @ሂዊሓፍቲደሱ
    @ሂዊሓፍቲደሱ Місяць тому

    የቀንየለይ ሰሪሑ ኽዚ በረኸተይ ሓወይ❤❤❤❤

  • @TeweldeHailushe
    @TeweldeHailushe 9 днів тому

    ሰላም ዶ በረከት ሓወይ ናተይ ሰሪሑለይ ከፊተዮ እናሃለኩ ግን 5000 ምስ በፅሐ ምዉሳክ ከሊኡኒ እና ትፈልጦ ተኮይንኻ ንገረኒ ከይተሓልፈኒ❤❤❤

  • @Selemawit-v6m
    @Selemawit-v6m 21 годину тому

    ጋሻ እየዋ ኣደምሩኒ የሕዋተይ ኣነለ ክድምረኩ እየዋ😍😍😍❤❤

  • @MAmd-df4qz
    @MAmd-df4qz 10 місяців тому

    Beki Hawley yekenyelina🙏🙏🙏❤❤❤❤❤

  • @BXThag
    @BXThag 9 місяців тому

    5000ኣይውስክይ ኢሉ ኣብይኒ ናተይስ ደቅነይ ❤

  • @AbiTafere
    @AbiTafere Місяць тому

    ማርያምን ኣብኒ ኣነስ እት ፅሕፍ ውን ቅያርዩ ነተይ የከፍትን ደሞ እልኒ 😢

  • @اللالل-ق5ص
    @اللالل-ق5ص Місяць тому +1

    ይቅየርእዩ ግን ካብ 5ሽሕ ኣይቅበልን ኢልኒ

  • @hggvhggf615
    @hggvhggf615 4 місяці тому

    በኩየ ያቀንየልና❤እግዚኣብሄር ኣምላኬ ብዕድመን ብጥዕናን ይሓልወልና❤❤❤

  • @ዓቕላምሰደተኛሄዋን
    @ዓቕላምሰደተኛሄዋን Місяць тому

    በረኸት ሓወይ ናተይሰ ፍለዉ ልበለኒ ሰብ ኽምልሰሉ ተይለ ይአብየኒ ሞሊኡ ላበለ

  • @Shewitgeremeskel
    @Shewitgeremeskel Місяць тому

    የቀንየልና በረከተይይ❤
    ግን ንዝሓተተና ክንቅበል ዝኣበየና ከ ብከመይ ንቅበሎ ክቅበል ተኮይነ ሰብ ናቀነስኩ እዩ ዝቅበል እንበር ተይቀነስኩስ ኣይቅበልን በረከተይ

  • @HerzabelMedhane
    @HerzabelMedhane Місяць тому

    Thanks zehawey mexeley

  • @filmonlane7919
    @filmonlane7919 Місяць тому

    Thank you bere hawey

  • @ውቅያኖስእዩዓቅለይ-ቨ8ሸ
    @ውቅያኖስእዩዓቅለይ-ቨ8ሸ 10 місяців тому

    ኖ ክሠርሕ አይከአለን አቢና እዩ አዲኪምና እዩ በረከት ሓወይ

  • @mmss955
    @mmss955 Місяць тому

    በረከተይ የቀንየልና ዛሓወይ ከዚ ተቀይሩ❤❤❤

  • @mdsaudia6597
    @mdsaudia6597 10 місяців тому

    በረኸት ሓወይ እቲ ተርእየና ዘለኻ ምልክትሲ ናተይ ብገለ ድየ ዓፅየዮ ኾይነ ኣብይኒ 😢

  • @ZufanGessessew
    @ZufanGessessew Місяць тому

    የቀንየልና ቤኪዋይ 🙏🙏🙏

  • @አዝመራካሕሳይ
    @አዝመራካሕሳይ Місяць тому

    ዉዲ ትግራይ ዋዉ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @romanatsimu9460
    @romanatsimu9460 Місяць тому

    ቶር ኦንዝብል ናሃተይ ካኣ ኣይከፍትን ዋላ ዋላ ክንኽኦከለኹወን ዝኽፈት እይኮነንዘሎ ኣሪአኒ ቶርኦን ምስታኻኸሉ ስርሓልና

  • @Tigeraweyti
    @Tigeraweyti Місяць тому

    የቀንየልና ቤኪ ሓወይ ሐዚ ሰሪሐለይ🙏❤️

  • @mlaetdesta85
    @mlaetdesta85 10 днів тому

    በረከት ሓወይ ናተይ እሱ የለን Turn ___ ምቅያር ፈለው እው አብኒ 5000 ፍረድ አለው ሰብ ተሓቲትኒ ናውጻእኩ እየ ዝትከኦም በጃካ ገለ ግበር