ዛይድ ትበሃሊ ስነ ስርዓት ግበሪ ኣይተፀልምኒ❌😡 እታ ሓቂ እዚኣ እያ ንዑ ስምዑ30 October 2024

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 25 лис 2024

КОМЕНТАРІ •

  • @Shewit_Brhane12
    @Shewit_Brhane12 26 днів тому +15

    ሊሊ የቅርታ ከም ድፍረት ኣይትውሰድዬ ዋ እቲ ሓቂ እግዝብሔር ብቻ እዩ ዝፍልጦ ግን ሰለምንታይ ኣይተልዕልኒ ክትበለኪ ከላ ሰቅ ዘይትብሊ ዋላ ጌጋ ይሃልዋ ብውሸጢ ዘይተረድእያ ልምንታይ ሰሳትና ዘይንማካከር ዘይንማዓዓድ ብትዕብ ምውጣር ግብእ ኣይከነን ንሰብ ኣይፍረድ እግዝብሔር ከይፈርደና ንፍቅሪ ዘምራ ብዝሕ ክንማሃረልን ተከና ተዘይለ እንክኒ ሃብኒ ግደፍኡ ዜዱ ናትና ጠንካራ በርትዒ ኣጆኺ ❤

  • @اثيوبياثيوبي-ج2ض
    @اثيوبياثيوبي-ج2ض 26 днів тому +12

    ካብ ኡዙይ ላሰራሕክን ትውዕላ ፈትሒ ልደቂ ኣንስትዬ ትግራይ ኣብ ሰሙን ክልተ ሰለስተ ልሞትለዋ 😢😢😢

  • @AajjabHagga
    @AajjabHagga 27 днів тому +23

    እረ ግደፋ ኣሕዋተይ እዛ ዓለም ፍቅሪ እዩ መክሰባ ኣታ ግደፋ😢😢😢

  • @JshdhjsjsGshsysjhs
    @JshdhjsjsGshsysjhs 26 днів тому +10

    ደይለዶ ትነግራ ዙዱ ሃመኡ ኣይትገብርይ ግደፋ ዙድ ጅግና ያኣ መኸርትኽን እያ❤❤

  • @gjshsh1337
    @gjshsh1337 26 днів тому +9

    ሊሊየ ዘዴ ሓፍትኺ እያ እና ናይ ሙና አይትእመንያ ሓሳዋት እያ ንባዕላ እያ ብዓል ሓዳር ዘሎዎ አቦ ቆልዑ ስብአይየ ኩኑን እናበለት ትብፅብፀላ ንስኽን አይትፃላአ ሊሊየ❤❤❤

  • @GentGebrslsy
    @GentGebrslsy 26 днів тому +17

    ልምንታይ እስኪ ከ ተይፀረኪ ሸር ትብሊ መጀመርታ እስኪ ኢኪ ሸር እልክዮ ድድሕሪ ሙና መፅሊኢት ኮይንኪ ሐዝስ 😩

  • @zedazeda437
    @zedazeda437 26 днів тому +11

    ኣነስ ክፀልአኪ ሊሊ ትብሃል ስብ ክፍእት ገፂኪ ትርሓቅ ወድዋዶ ስብ ኣይተፀልም ሃሳስ 😂😂😂

    • @لكات-ه8س
      @لكات-ه8س 26 днів тому

      😂😂😂😂

    • @RedA-d6d
      @RedA-d6d 23 дні тому

      ሓቅኺ/ኻ መፅሊኢት እያ ወዳወዶ 😂😂😂

    • @teaimit1221
      @teaimit1221 17 днів тому

      ደምራን😢😢

  • @DyffgDyffgfyggu
    @DyffgDyffgfyggu 26 днів тому +3

    እኔኺ ብዕራይ ትዛረብዮ ፍለጢ ክንዲ እታ ኣዶ ውፅዓት ኣሕዋትና ዜድ ኣይትመፅን ጋህታፍ ብዕራይ ወለዶ ቃናእ

  • @LteushLteush
    @LteushLteush 26 днів тому +25

    ኣነሰ ክፀለአኪ ሊሊየ

    • @Destagaltigray
      @Destagaltigray 26 днів тому

      😂😂

    • @soshitube7215
      @soshitube7215 26 днів тому

      😂😂😂😂ሰብስክራብ በላኒ

    • @DwefDwdf
      @DwefDwdf 26 днів тому

      ታይ ገይራትካ/ኪ😳😏😏😏

    • @HgHg-u2r
      @HgHg-u2r 26 днів тому

      ታይ ገራ

    • @Cjakvv111
      @Cjakvv111 26 днів тому

      ታይ ገይራትከ አነ ክፍትይ ማዕት ለ ልይ ቆንጆ❤❤❤❤😅😅😅

  • @Lwam.21
    @Lwam.21 26 днів тому +16

    ሚድያ ብሓባር ብፍቅሪ ተጠቀማሉ ብውሽጢ ተስማዕመዓ❤

  • @selmmohammad-bi3mt
    @selmmohammad-bi3mt 26 днів тому +8

    ልምንታይ ኢክን ተጋሩ ትታሓሳሰዳ ኣዋይ ፎኣኣ ከይሓልፈልናስ ከመይ ኢሉ 🫤🫤

  • @MeriHaftikb
    @MeriHaftikb 26 днів тому +14

    ጡዑይ ደማ ከይቴሰራሓ በለኻ ለኸዐካ ላበልኽን ትውዕላ እንበር😢

  • @Karem-b5l
    @Karem-b5l 22 дні тому +1

    ሊሊ ማለት ፅሪት ስብ ከማኪ የለን ምሳኪ ዝነብር ዕድለኛ እዩ ፍጨጭ በሊ።

  • @መዲነኝየኮረምልጅ
    @መዲነኝየኮረምልጅ 26 днів тому +7

    እዚ ፅቡቅ ግይርኽኖኦ ድዩ አብ ምድያ ተውፅእኦ ታይ እኽን ተምህራና ልቦና ያሃብኪን አምላክ አቦይ አውዳት ጠፍኦም ድዮም ንባዕላትኽን ሓስርኽን ንስብ ትማላልእ አለኽን ዋይ

  • @SamsungA15-k8u
    @SamsungA15-k8u 27 днів тому +9

    ኣትን ደቀይ እግዚአብሔር ዶ ማርያምን ዶ ላበልኽ ዓገግ ትብልኽንን ደይታቆርጻ😢

  • @ትግራይዓደይ-ዠ6ሠ
    @ትግራይዓደይ-ዠ6ሠ 27 днів тому +3

    ታማስልክ ኣደወአይ እሳተን ኽልተአን ይፍለጣ ኣደወአይ ወላድተይ🙏🙏🙏 ግን ኽልተአን ባዕለተን ፍለጣ እማየዋ ግን ይቅርታ ኣብ እግርኽ ጉምብሕ ውለ ሊሊወአይ ወለል 🙏 ኽልተአን ትታዓረይለዋ ብሕትኽ የኽ ትቃርይ ጋልነከይ🙏

  • @MohamedDebesh
    @MohamedDebesh 25 днів тому +3

    ኣጆኪ ሊሊየይ ፅሪቲይ ኣቱም ንሊሊ ትፃረፊ ሰባት ስነስርዓት ግበሩ ❤❤ጋሓቡ

  • @Galahferomጓልኣሕፈሮም
    @Galahferomጓልኣሕፈሮም 27 днів тому +5

    አረ በጃክን ብዛዕባ ፅልእክን ጉዳይና ኣይኮነን ስም እዝግአብሔር ስም ድንግል ማርያም ኣብዘይረብሕ እናልወልክን ክትምሕላ በጃክን ክብሪ ይሃልክን መምሓሊ ከምዝስኣንክን ኣይትጋገያ

  • @YttTt-pb4hw
    @YttTt-pb4hw 26 днів тому +11

    ዋይ መሕፈሪ ሰበኣይ ወስዳትኒ ያ ዝስባኣይ በጊዕ ድዩ ስቁሉ ዝውሰድ ሆ😮😮

  • @AbcDe-c3o
    @AbcDe-c3o 18 днів тому

    ታሓነቂ አረ ዋይ ብዜድየይ ከትመፅኒ

  • @mlaetdesta85
    @mlaetdesta85 26 днів тому +2

    ሊሊየይ ደምራኒ ዘን አሕዋይ ሊሊየይ ናዕልኪ ሰርሒ ካብ ከምዚ ውፂ ፅቡቅ የኮነይ ❤

    • @ngstitgray
      @ngstitgray 21 день тому

      ሳብሰክራይብ ግበረለይ መዓረይ ጀመረት እየዋ❤❤

  • @Infinixsmart8-vi4vs
    @Infinixsmart8-vi4vs 26 днів тому +2

    ክልክሊ ገፅኪ ትርሓቅ ክዉልቲ ይቦቅስኪ መናጢት መላክዒት😢

  • @DggdFbfbhfgffbf
    @DggdFbfbhfgffbf 27 днів тому +5

    ኣጆኪ ሊሊየይ ናይ ስብ ብዘይ ገድስ 😢😢😢

  • @AzmeraAzmera-i8n
    @AzmeraAzmera-i8n 26 днів тому +5

    እፍፍፍፍፍ እምበርከ ተጋሩ ደየን ኣቱም እሕዋተይ😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @seliseli3381
    @seliseli3381 26 днів тому +6

    ክሊ ሃሳስ ሕስድና ኣለክን ንናባዕልክን ፎ ካባክን ንዘም ኣማሓሩ የሐሹ🙄

  • @SelamAbreha-l5p
    @SelamAbreha-l5p 27 днів тому +8

    እዙም ህዝቢ ሰብ ረያድ ታይ ይኩኑ ኣለው😅😅

  • @AdushwFerede
    @AdushwFerede 26 днів тому +2

    ስእልክን ሓልወለው ኣይትበላ ሰላም ፍጣራ ፅብቅ ማሃራና 🎉🎉

  • @ፍቅርከፃሃይ
    @ፍቅርከፃሃይ 26 днів тому +4

    ኣይ ገያፃት ክብር ሰብ ይሃልኽ

  • @ኤፋይቱብ
    @ኤፋይቱብ 26 днів тому +2

    አረ ስነ ስርዓት ግበራ ኩለክን አብዚ መፂእክን ጫውጫው ኣይትበላ ኣይተፅማና እንታይ ኢና ካባክን ክንማሃር ወናጭር😂 ልቦና ተሃሊውክን ብውሽጥክን ተራዳዳኣ ፍቅሪ እዩ ጥዑም እፍፍፍፍፍ ርእሰይ🥺😭😭

  • @DhvCbdv
    @DhvCbdv 26 днів тому +1

    ኣብ ሚድያ ረኪበዮ ሰሪሐሉ ያ ዘዝረከብክዮ ሒዝሒ ኮልኮል ትብሊ ናብ ሚድያስ መጀመርታ ዘይተፃርዪ ጠውላቅ ዝተማከርክን እክን ትመስ እውን ተከታቲልክን እክን ሓደ ዓይነት ተውርዳ ዘለክን ሓሳዳት ዜዱ ግን ጅግና እያ ብዙይ ኣይትስኮንን ደሓር ከዓስ ንሙና ከምፃኣ ያ ስምዕዋ ቀዲምክን ተማኪርክን ተኮንክን ከ እንታይ ንፈልጥ

  • @HagushHagush-gh1nx
    @HagushHagush-gh1nx 25 днів тому

    ሊሊዬ ይመቸኪ ግን አዛራርባኪ

  • @GdHjx-v4y
    @GdHjx-v4y 26 днів тому +1

    አረ ኣሕዋተይ ኣይፃራረፋ ብዉሽጥክን ተራዳዳኣ ከምዚ በለት ከምዚ በሊኪ እናበልክን ኣሕሊፍክን ኣይዋሃባ ኣሕዋት ኢክን ዛን ኣሕዋተይ❤

  • @tfgddyfyg3875
    @tfgddyfyg3875 22 дні тому

    ተጋሩ አሐዋተይ ሰላምክን ይብዛሕ ደምራኒ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @zebibkahase8011
    @zebibkahase8011 23 дні тому

    እዝግዮ ማሐረኒ ክርስቶስ

  • @DyffgDyffgfyggu
    @DyffgDyffgfyggu 26 днів тому +1

    እኔኺ ብዕራይ ትዛረብዮ ፍለጢ ክንዲ እታ ኣዶ ውፅዓት ኣሕዋትና ዜድ ኣይትመፅን ጋህታፍ ብዕራይ ወለዶ ቃናእ 6:52 6:55

  • @AgfshgXggffh
    @AgfshgXggffh 23 дні тому

    ሊሊየ ፀላአከ ህዘሰ

  • @brhangebremedhn1719
    @brhangebremedhn1719 26 днів тому

    ስጀመር ኣይተልዕልኒ ትትብለኪ ን2ይ ግዜ ብዛዕባ ዜዱ ትሰርሒ ኣለኪ በለካ ሒዝኪ ካብ ትመፂ መምሃሪ ሒዝኪ ምፂ መፅልኢት ካዓ ሰብኣኪ ንብረት ኣይኮነን ዝስረቅ 😢😢

  • @Genetgeremedehin
    @Genetgeremedehin 25 днів тому

    ኣነስ ክፀልኣኪ ፎዕ ሰብ ዘይትመስልኒ

  • @ጋልትግራይ-በ4ጘ
    @ጋልትግራይ-በ4ጘ 26 днів тому

    ኣታ ሕደጋናይ ዶ ዋይ💔💔 ብዓዲለ ደቂ ኣነስትዮ ኣሕዋትና ግፍዒ ወሪድወን😢😢💔 ንስክን ክኣ ኣርኪብክን ድዩ ኣብክንዲ ፍቅሪ ትባእስለክን በይዛክን ንፋቀር ንታሓላለ ካባክን ዘይንፅበዮ ስራሕ 😢😢 ኣይትስራሓዋ ❤❤❤❤❤

  • @lilyA22
    @lilyA22 26 днів тому +4

    ኣነ ስለ ካል ኣይፈልጥን ስለ ዛይድ ትባሃል ግን ረሳሕ እያ ኣብ fb ኮሞንት ዝኮነ ሽር ኢላስ ንምንታይ ንምንታይ ኢልናያስ ኣንጢራትና ዝኮነን ዘይኮነን ሓቅቅኪ ዜድዋይ ዝብላ እያ ትፈቱ ሓቂ ኣይትፈቱን ለክባጥ ከምዚ ዘጋጠመክን ኣለክን ዶ😂😂😂

    • @seliseli3381
      @seliseli3381 26 днів тому +2

      እሞ ስለ ዝጠረትክን ድየ እሞ ትፀርፍኣ ዘለክን ሓሳዳት ንፀርፈክን ድክም ተፈትዉ ተጋሩ😤😷

    • @lilyA22
      @lilyA22 26 днів тому

      @seliseli3381 ኣበይ ኢልክዮ ንስክስ መሳርሕታ ትኮኒ ገስላዕ

    • @ngstitgray
      @ngstitgray 21 день тому

      ​@@seliseli3381 ሳብሰክራይብ ግበረለይ መዓረይ ጀመረት እየዋ❤❤🎉

    • @ngstitgray
      @ngstitgray 21 день тому

      ​@@lilyA22 ሳብሰክራይብ ግበረለይ መዓረይ ጀመረት እየዋ❤❤

  • @ZaydTsadik
    @ZaydTsadik 26 днів тому

    አሞ ሐዚ አባ ታይ ገደሰና ኣንሕና ሽኮራተይ የለናሉን ከምዚ ዓይነት ወግዒ ስምዒ ኣይመፀንን አዩ እንታይ ዓይነት ትርጉም ዘይብሉ ወግዒ አዚ ታይ ይግበረለይ ናዓየይ አሞ ዋኝኝ አረ ደዉ ኢለ ዝሰማዕኩዎ የናድደኒ ዋ ፅቡቅ ትምርቲ ዘለዎ ወግዒ ኣዉግዓና😂😂 ሶ ሊሊየ ይፈተወኪ አየ💕💕🥰🥰✌️

  • @AzuHaylay
    @AzuHaylay 26 днів тому +1

    ኣይ አረ እስኽን ኣሕዋት ኢክን ኣደዳ ፀላኢ ኣይትኹና ተሰማሚዕኽን ዕበያ😢

  • @Albaadallbadr
    @Albaadallbadr 26 днів тому +2

    ኣይ ኮናት 😂😂😂😂😂ታይ ገድሽክን ካምዚ ንኣምሓሩ ግደፋሎም ምሳክን ኣይከዲ😂😂😂

  • @SeSw-zs7bx
    @SeSw-zs7bx 23 дні тому

    ዜድይይ ጅግና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @حياتوتلوليي
    @حياتوتلوليي 26 днів тому

    ይለጥፍክን ውርዳት ኣምላክ ላለዐልክን ትምሕላለክን ግን ከማክን ዝበላ ናይ ኣምላክ ስም ኣይለዓልን ርእስክን የብልክኒ ግሩፍጣት ፎእእእ😢

  • @ሃገርና
    @ሃገርና 27 днів тому +13

    ገፅክን ትርሓቕ ፎኮስቲ 🤔

    • @FeefDwef
      @FeefDwef 27 днів тому

      ደምርኒ❤❤❤

  • @MeryMery-d7s
    @MeryMery-d7s 24 дні тому +1

    ዜዱ ለባም ❤❤❤❤ ሓቃእያ ሊሊ ስዲ ኣይትኩኒ ዋ😮😮

    • @SeSw-zs7bx
      @SeSw-zs7bx 23 дні тому +1

      ብሓቂ😂❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Mikiele_Wedi_Humera_Tigray
    @Mikiele_Wedi_Humera_Tigray 25 днів тому

    ትክክል ✅✅👍👍

  • @አለምአለ22
    @አለምአለ22 19 днів тому

    ደምረን ማዓርይ

  • @LoveA-en1sy
    @LoveA-en1sy 25 днів тому

    ማርያምን ብጣዓሚ ኢክን ተፅልኣ ስሳትክን ትባላዓ

  • @mmn5167
    @mmn5167 26 днів тому

    ለካ ናይስርቂ ስለዝኮነ እየ ስባኣየይ ኣይወፆኦን ዝበለት ዜዲ😢😢

  • @GsHd-e4r
    @GsHd-e4r 19 днів тому

    መን ክሰምዓ ዩ ኣብዚይ መፅያ ትፃረፍ ብውሽጢ ዘይትራከባ ሓሰውቲ ሐዚ ውን 😢😢😢

  • @Teti-z7p
    @Teti-z7p 26 днів тому +1

    ሊሊ ሰወድሸ❤❤❤

  • @Zinoo-hr1ej
    @Zinoo-hr1ej 26 днів тому

    ሊሊ ሐደጋ አሕሊፍክን ኣዋሃባ በጂክን ፀገም እንተሃሊዮ ብዉሽጢ ዘይትራዲዲኣ ንዒ ፀሊእትና ስሙዑዋ ኣይትበላ

  • @Eamal-k8u
    @Eamal-k8u 26 днів тому

    ዛሓፍተይ በለካ ለኻዓካ ኣይጠቅመክን እዩ ንሰላም እንተትፅዕሪ ይሕሸኪ ሰብ ዝፈትዎ ስርሒ ዋይ አረ በጃኽን መሓዘንት እኺ ሰብ ብፍቅሪ ክርእየኪ ግበሪ 😢

  • @amrankan1269
    @amrankan1269 26 днів тому +5

    መፅለእት የኽ ቆላዓኽ ኹሉ ነገርኽ ሓሰዳ ነገር😏😏

  • @TesfayNetanet
    @TesfayNetanet 26 днів тому

    ኣነስ ክፀልኣ ታዛይድ ከሙኡ ስለ ታሓስብ ባዕላ ኣያ ሊሊየ ❤ኣይዞሽ

    • @nnnKk-dy9ng
      @nnnKk-dy9ng 26 днів тому +1

      ዘዱ ታይ ትገብር ረእክየ ሓሰውቲ 😢😢 ዘዱ ጅግና እየዋ

    • @SaraHxtkvrg
      @SaraHxtkvrg 24 дні тому

      ሃሳስ

  • @GsHd-e4r
    @GsHd-e4r 19 днів тому

    ንስኪ ኢኪ ኮ ንቀደም ሸር ዝበልክዮ😢😢

  • @Niemahagos
    @Niemahagos 24 дні тому

    ሊሊ ሽካር❤❤❤ ክፍትወኪ

  • @Ksanetdesta
    @Ksanetdesta 23 дні тому

    ሊሊየይ ዝፈትወኪ❤❤❤

  • @elsashemoy5259
    @elsashemoy5259 26 днів тому +1

    ሙና እስኺ በጊዕ ስለዝኾንኺ ዮ ዜድ ነብሪ እያ ስብኣይኺ ትወስድ ለጃይ😂 ስብኣይኺ ጉዕዞ ድዮ ዜድ ትወስዶ😮

  • @MdMd-sf2ou
    @MdMd-sf2ou 26 днів тому +1

    ኣታ ውይይይ😂😂 ጉድስማዕ ህዝብ ሊል ሓላል ኣጆኽ❤❤🎉🎉

  • @ጓልተንቤን
    @ጓልተንቤን 25 днів тому

    ኣቲ ንሰኪ እኪ ካበ ዛይደ ወረዲ ክበረት ሰበ የበልኪ ኣወፅእዮ ተተበለኪላ ለሸ ዘይተወፅእዮ ኣበ ተካታተልተኪ ንዕቅት አያሃለኪ😒😢

  • @Cjakvv111
    @Cjakvv111 26 днів тому

    አጆክይ ለልይ❤❤❤

  • @HiwetGhebrab
    @HiwetGhebrab 15 днів тому

    አይተማክርኩይ አቱይ

  • @ZhraZz-l6i
    @ZhraZz-l6i 24 дні тому

    አረ ፀላእና ይላኻዕ በለካ ለኸዐካ ኣፅላኦ

  • @ንግሰቲTube
    @ንግሰቲTube 27 днів тому +4

    ኣታ ሓቅክን ድክን ዋይይ ጀመርቲ ዝኮንክን ንዳማመር አሰኪ

    • @AdushwFerede
      @AdushwFerede 26 днів тому

      ንግስቲ ደምርኒ ደምረኪን 🎉🎉🎉

  • @ኤፋይቱብ
    @ኤፋይቱብ 26 днів тому +1

    ደምራኒ አነ ውን ሓደ ነገር ሒዘ ክመፀአክን እየዋ ዘን ደቀም ቀደማክን ደኪሙኒ ዋ😂😂😂

  • @WelelaDesaley
    @WelelaDesaley 22 дні тому

    ዋይ ኣቅሓ ጊራቶስ ስብኣይ ወሲዳትለይ ትበል😂😂😂

  • @ehhrijr
    @ehhrijr 14 днів тому

    ንኣይ ከይተምፅኒ 😢😂ኣብ ምድያ ምስ ረኸብክኒ😂

  • @ሰሉጓልትግራይ-ቀ9ሰ
    @ሰሉጓልትግራይ-ቀ9ሰ 27 днів тому +1

    ዜዱ አማ ዱሩኡ ሃልውለው አብዚሓ ናስርቅ ኸይኑ አዩ ተግደፋኒኸ ተብላ ሃሙኡያ ልገብርስ ሃሙኡ ይገብር ጉደኞ

  • @AsAs1234-b9q
    @AsAs1234-b9q 26 днів тому

    ኣይይ ልካዕ ሓሸዉት አፅለት😢😢😢

  • @HiwetGhebrab
    @HiwetGhebrab 15 днів тому

    ፍኣ. እዛጋ ኩሉ ቅርፀ ወዲ ነገር ተፈንፊነካ

  • @DhvCbdv
    @DhvCbdv 26 днів тому

    ደሓር ከዓስ ምድያክን ንፅቡቅ መምሃሪ ነገር ዘይትሰርሓሉ ነንባዕልክን ካብ ትተሓሳሰዳ

  • @wedigebel7080
    @wedigebel7080 26 днів тому

    Serihkn Bla Gahabu Pa Antay Kulkn Ajewujew Tbla

  • @ttoottt6409
    @ttoottt6409 26 днів тому +2

    ኣታ ዘይትሓፍራ ህውከት ጉዳይክን ብውሽጢ ዘይትውድኣኦ

  • @ሓሸንጌ
    @ሓሸንጌ 24 дні тому

    ተጋሩዋን ንዳማመር ከይታሓልፋን ብዝተረፈ ፍቅር እዩ ጡዑም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @HgHg-u2r
    @HgHg-u2r 26 днів тому

    ሰብኣይ ናይ ሱዕዲ ሒዝካ ኣይታሓዝን ዜድ እንተወሲዳቶ ክዓ ፅባሕ ካልእ ከትወስዶ እያ ማለት እዩ ብወዲ ምድያ ኣይትዉፅኣ

  • @gizekhalfeyu
    @gizekhalfeyu 26 днів тому +1

    በቃ ኩሉ ጊዘስ ሃተው ቀጠው ካሊእ ነገር ዘይ ትሰርሕሉ ገረምቲ😩

  • @ክንዱሽ
    @ክንዱሽ 25 днів тому

    ተፈራርሕያ ኣለኪ ማለት ድዩ ሐዚ😃 ሸናፍ ሰበይቲ ኮይና ዜዱስ

  • @AduChannl
    @AduChannl 27 днів тому +4

    ሳብስክራይብ ግበሩለይ ኣሕዋተይ ❤❤❤

  • @ሽምኪጥዑምእዩማርያመ-ኀ1ነ

    ማርያምንብጣዓሚ ኢኽን ተፅልኣ ስሳትክን ትባላዓ

  • @ميلاتهيلوت16
    @ميلاتهيلوت16 26 днів тому

    😢😢ኣጀኪ ሊሊየ ❤❤❤❤❤

  • @SalamaS-z8n
    @SalamaS-z8n 25 днів тому

    ❤❤❤❤😢

  • @زهرهالحبشية
    @زهرهالحبشية 26 днів тому +1

    ኩለካ ኣብዝይ ዘለካ ላይክካ ኣልዕል 😂😂😂😂

  • @ተግራይዝዓደይ
    @ተግራይዝዓደይ 26 днів тому

    እሱቅ ኢልክን ተፋቀራ ደቂ ዓደይ ❤🙏

  • @ማርያመይመዝሙረይ
    @ማርያመይመዝሙረይ 27 днів тому +1

    _ዝያዳይ ዓበይ መሰል ናይ ባዓልኪ ዝይተሰርሒ ኣብ ማዳ ዝወፅ እኾ ሓቂ ኣይኾነን ዝሓፍተይ ሓሸይ ተኮነትከ_

    • @JgD-fr4ny
      @JgD-fr4ny 27 днів тому

      ደምርኒ ማዓረይ

  • @abebagrmay2619
    @abebagrmay2619 26 днів тому

    ዋይ ኣነስ ፀሊአክን ሞይተ ማርያምን ሙና andትሪን

  • @DwefDwdf
    @DwefDwdf 26 днів тому

    ሊሊየ ይፎተወኪ እየ ዋ ካብ ሙና ኣምፂኪ ክትሰርሒ ኣይምነበረክን ም/ያቱ ኣቡዝኩሉ ዘአትኽይሎ ንሱ እየ ሰለዚ ካብ ከምዚ ዝበለ ምምምፃእ ይትረፍኪ ወላ 10ሳብስክራይብ ዘይህልየኪ ካብ ህልክ ዞሎወ እና ባዓሌተን እየን ክራዳድኣ ነይርወን❤🙏

  • @SinduKasya
    @SinduKasya 23 дні тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @LookeLooke-j2s
    @LookeLooke-j2s 26 днів тому

    ስብኣይ ስለ ዝወሰድትኒ ያ ባባ ነዓ ጉድ ስማዕ😅😅

  • @سلاه-ث6ظ
    @سلاه-ث6ظ 26 днів тому

    ክተፅለአኒ ብስሩ ተደሚርክን ተራቢሕክን ክንዲ ዜዱ ኣይትመፃን እክን ዜዱ ማለት ኣዶ ፅጉማት እያ በሓቂ እስካትክን ዝገበርክንኡ የረኣናይ ፅቡቅ ነገር ዝተፀገማ ምስተቀበለት😢

  • @EnkubahriDagnaw
    @EnkubahriDagnaw 25 днів тому

    ዘዱ ጥዕይት እያ ኣይትበሉ ብርሸ እያ

  • @AbebaGerezihr
    @AbebaGerezihr 26 днів тому

    ክተፅልኣ መዓት ኢክን ኣሕዋተይ ፀቡቅ ነገረ ሒዝክን ምፃ ዳባጨ ኣይትጫወታ😮😮😮😮😮😮😮😮😮

  • @Roozx-de5ox
    @Roozx-de5ox 26 днів тому +1

    ይለቅቅቅቅቅቅቅቅቅ❤🙄😁😁😁😁😁
    ይለቀቅቅቅቅቅቅቅቅቅቅቅ😂😂😂😂

  • @Sjddjsd
    @Sjddjsd 26 днів тому

    እዙይስ ናብ ዩቱብ ታይ ክንማሃረሉ እኪን ኣምፅእክዮ ኩሉኩን መፅለአቲ እኪን😂

  • @Filmawit-x3s
    @Filmawit-x3s 27 днів тому +1

    እሞ ሲ ታይገደሸኪ ናይ ባዕልኪ ማሃሪ ነገር ዘይትሰርሒ አረ ሼም ይሃሊክን😢

  • @ብሬወልዳይbriewelday
    @ብሬወልዳይbriewelday 27 днів тому +3

    ዋይ በስመኣብ እረ ሼም ይሓዝክን

  • @FalToom
    @FalToom 27 днів тому +3

    ይለቀቅ😂

  • @Naodiegirmay2024
    @Naodiegirmay2024 26 днів тому

    Way are gdefana ayyyy ktetsla ayyyy 😢😢😊