ንቅርሸይ እምበይ ጥራሕ ጁባይ ኣይመቅረበትንን😭 መለበሚ ኣይኽላእካ😡 ካብ ዮርዳ ለይፅበዮ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 28 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 450

  • @ለለለ
    @ለለለ 2 місяці тому +127

    ኣፎም አባ ሑሙም ዲካ ኣሕና ካባካ ንእርድ ዮርዳ ከም ፍቅረኛካ ምካና ንፈልጥ ሓፍተይ ገለ ላበልካ ኣይተፅመና ምሳይ ትስማዕሙዑ ላይክ ግበሩ 😌

  • @tigraytigray7066
    @tigraytigray7066 2 місяці тому +94

    ሰጦታ ሃባ ትብሉ ላይክ ገርጭዉ😊❤

  • @GhDh-x9x
    @GhDh-x9x 2 місяці тому +14

    ኣረ ኤፌየይ ብጣዕሚ እያ ኣሕዚናትኪ እግዛቢሔር እዩ ልፊልጠለይ ያ😢😢ስጦታ ዮርዳይ ምቅርቲ ኣነስ ክፍትወኪ ማዓት የሜርርር❤❤❤🎉🎉

  • @bortkhalaaa1582
    @bortkhalaaa1582 2 місяці тому +32

    ዩርዲይ ናይ ብሓቂ ለባም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪይ💟❤️❤️👏

  • @ትግራወይቲ
    @ትግራወይቲ 2 місяці тому +59

    ኣፍወርቂ ኣታ ወያል ሓንቲ ጋል ንኩላትና ኣይትዉክልንያ ኣጋላት ኣይትበል ስርዓት ግበር ካብኡ ለለ ስጦታ ሃባ😁❤️ ደሞ ተጋሩዋይ እንኳዕ ኣብፅሐኩም ኩናት ወዲ ኩናት ኣጥፊኡ ፅቡቅ እንሰምዐሉን እንሪኤሉን መልካም ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና🙏🌻

    • @AAa-qp1us
      @AAa-qp1us 2 місяці тому

      ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @SgSh-u4o
    @SgSh-u4o 2 місяці тому +9

    ያሲዲ ተመስገን መዲሂናኣለም ያ ዮርዳየ ምቅርቲ ❤❤❤🎉🎉

  • @gedu8644
    @gedu8644 2 місяці тому +50

    ግን ስጦታ ዘይትህባ 😊❤

  • @salamaaa905
    @salamaaa905 2 місяці тому +45

    ሰብ ኬሜት ተረጋጉዑ ብዙሕ ትምህርቲ ኣለዎ እዮ ኣፎም ነብስካ ኣይማሓርን እዛ ጓል ግን ክትምቸወኒ ስጦታ ሃባ❤❤😂😂

  • @saddvzx9822
    @saddvzx9822 2 місяці тому +19

    ምስግናኪ ይብዚሕ ክብረተይ ተመስገን መድሃኒአለምያ ምቅርተይ❤❤❤

  • @hgf6568
    @hgf6568 2 місяці тому +8

    ፍቅሪ እዩ ጥዑም ዋ ተፋቀሩ ተጋሩዋይ ከዝለ ስጦታ ሃባ አፈወርቂ ሓላል

  • @FgfggFfgh
    @FgfggFfgh 2 місяці тому +3

    ደስ ዝበለካ ኮሜንት ምፅሓፍ ይካኣል እዩ ኢልካ ነይርካ እሞ እፍሬም ኣነስ ምሳክ ፍቅሪ ሒዙኒ ዋኝኝ ዝግበር ግበር እሹይ😂😂😂so ፍቅርኩም ይብዛሕ❤❤❤🎉🎉❤😂

  • @668-tj6oz
    @668-tj6oz 2 місяці тому +7

    የርዱዋይ ሽኮር አረ ይመችኩም ተጋሩዋይ ፅብቃተይ ❤❤❤❤

  • @نينبتنينبتبت
    @نينبتنينبتبت 2 місяці тому +14

    ዮርድየይ ኣሕዝና ስጦታ ሃባ🎉🎉

  • @ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ

    ከምዚ ዘበለ ድራማስ ደሰ ዘይበለኒ ዋ ብዝኮነ ንኩላትና ደቂ እንሰተይ አይተበለና ብሓቃ ተመፅነሰ አብ ሰድት ዘሎ ጓል መን የመጣሎ😢 ዋ ከም አወዳት ዘበሎ ቅረሺ ዘፍቱ ኣሎ እወነት አብዚ ሐዚ ግዘ እየ ግን ደቂ ኣነሰትይ የለዋ ማለተይ የኮነይ ግን ከም ኣወደት ዋኣብዚ ሐዚ ሰዓት ሓቀኛ ፍቅሪ ይዓደለና❤

  • @AaSs-bj7pg
    @AaSs-bj7pg Місяць тому

    ብስሩ ማ ፍቅረኛካ እያ ሓቂ ማ ቶጉ ኣብላ ወድነዋ ብዝኳነ ይመቸኩም❤❤❤

  • @EdFfgg-t1b
    @EdFfgg-t1b 2 місяці тому +30

    የሬዱዋይ ፅቡቅተይ😊❤
    ግን ሲ ንምንታይ እኩም ሓደ ግዜ ፍቅራት ሓደ ግዜ የሕዋት ትብሉ
    ክብሪ ተካታተልቲኻ ይሃልኻ አፈወርቂ ቆርማድ😂 ሓቂ ዘረባ ንሕና ደቂ አንእስቲዮ ዘክብረና ዘፍቅረና እና ንደሊ እምበይ ክብሪ ዘይብሉ ቅርቂ ታይ ክገብረልና ሓቀይ ዶ ደቅ መዳም ፅሩያት አበይ አለኩን😊
    👍❤

    • @ለለለ
      @ለለለ 2 місяці тому

      ከመይ ቅጭ ከምዘምፀአለይ

    • @Neshenesh-sow1619
      @Neshenesh-sow1619 2 місяці тому

      ማሓዛት ኢዩም

    • @ለለለ
      @ለለለ 2 місяці тому

      @@Neshenesh-sow1619 ቺዱ ፎሽፍሽ ሕማቅ ጠበቃ

    • @Neshenesh-sow1619
      @Neshenesh-sow1619 2 місяці тому

      @@ለለለ ጋሓፍ እንታይ ኢድኪ አም ትፀረፍ

    • @GmhlHpyu
      @GmhlHpyu 2 місяці тому

      ጌሩ ዘናደደኒ ዘሎ

  • @Lwam.21
    @Lwam.21 2 місяці тому +5

    ኣፎሞይ ኣይተኮርያ ዮርዲይ ምቅርቲ ዓለም❤❤❤❤ክፈትወኪ ማዓት❤❤❤❤❤

  • @Jhg789
    @Jhg789 2 місяці тому +1

    የኔ ማር እዝጋቤሔር እዩ ዝፈልጠለይ ዮርዱዋ😢😢

  • @edelehagaz
    @edelehagaz 2 місяці тому +3

    ኣፎርቂ ግን ነዓል ከዛብ ኢካ ሓቀይ የርዱዋይ ክተሕዝን ስጦታ ሃባ እናግን ናይ ልብካ ናተዛረብካስ ፐራንክ ልበሃል ዘረባ ኣነ ልገርመኒ ግን ኣየኑ ሃፍቲ እኝካ ኮይኑዩ ልሃፍቲ ኢልኪኪ ቀሪብክኒ ትብላ ታእዩዚወደይ ፈሽካል ኢካግን የርዱዋይ ግን ሚስክን እያ ናይ በሓቂ ❤❤❤❤

  • @ተመስገንኣምላኬ-ጰ6ሸ
    @ተመስገንኣምላኬ-ጰ6ሸ 2 місяці тому +4

    ስጦታ ሃባትዉሉ ላይክ❤❤

  • @MoKm-m7o
    @MoKm-m7o 2 місяці тому +11

    ኣፍወርቂ ሓደነገር ዝብለካ ግን ገዛ እባ ረኣየለይ ዘሓወይ ብዉሽጢ ፀሓፈለይ ሓደራካ ዘሓወይ ክንዲ ዝኾነ ይኩን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ኣፊ ሓወይ

    • @AfewerkiTsegaySmile
      @AfewerkiTsegaySmile  2 місяці тому

      ብመሰመር ኣዋግዕኒ❤

    • @MoKm-m7o
      @MoKm-m7o 2 місяці тому

      @@AfewerkiTsegaySmile ኣይሰርሕን ብመሰንጀር ኣቢዩኒ

    • @Neshenesh-sow1619
      @Neshenesh-sow1619 2 місяці тому

      ​@@MoKm-m7oደምረን🎉❤

  • @AlematMezgebo-on3ry
    @AlematMezgebo-on3ry 2 місяці тому +3

    ዩርዲየይ ኣይዘኪ ጋል ሓፍቲ ፅሪቲ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @gdfx3728
    @gdfx3728 2 місяці тому +21

    ደቂ ውቅሮዋኒ ዙደበና ደሰ ክብል ናይ ዓዲ መሰቀል ደበና😂❤❤

  • @ተስፋእዩስንቀይ-ወ7ኸ
    @ተስፋእዩስንቀይ-ወ7ኸ 2 місяці тому +16

    ሰናይ ሓድሽ ዓመት ይግበረልና ስጦታ ሃባ🤔🌿

  • @ነፂዩቱብ
    @ነፂዩቱብ 2 місяці тому +8

    ደሙሩኒ ፈተውቲ ኣፈወርቂ❤👏

  • @Aronlid-h3v
    @Aronlid-h3v 2 місяці тому

    Yordiway yene mskin❤🎉afomey lkone stota haba dekinstiyo ko wela chekolet eya tehgusena ena lkone geziekala tsnnah❤ zro mara eye lfetyekum fkrkum yebzehayo❤🎉

  • @SwSew-f1l
    @SwSew-f1l 2 місяці тому +1

    ማርያምን ኣንባዓትኒ😭😥😥❤❤

  • @DDdfHavghh
    @DDdfHavghh Місяць тому

    ስጦታ ሃባ ኤፊ ሓወይ ❤🥹

  • @Mahlit-i6
    @Mahlit-i6 2 місяці тому

    Fotyeya ab nebsa zelewa emnet 👌👍

  • @Almi_Alm
    @Almi_Alm 2 місяці тому +38

    ፅቡቅ እንሰምዕሉ ፅቡቅ እንረእየሉ ሓድሽ ዓመት ይግበረልና ተጋሩዋ🙏
    ሓንቲ ግዜ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ንሓፍትኩም🙏

  • @selamselam3599
    @selamselam3599 2 місяці тому +1

    ዓድመስቀል ክንደይ ደስ ይብል ❤😢ዓድካ ጥዑም

  • @AdDf-u5f
    @AdDf-u5f 2 місяці тому

    ዋይይይ ኣነ እንተዝኾን በቲ ጨጉርካ ሒዘ ጥንቅልዒትካ ሸንዲሐካ እየ ክኸይድ ነይረ😢 ዓቅሊ ኣይብለይን😮😮ኣድኒቀያ ግን ፅሪቲ❤

  • @FbGg-vp2gg
    @FbGg-vp2gg 2 місяці тому +2

    ስጦታ ሃባ❤❤❤

  • @rroshan6975
    @rroshan6975 Місяць тому

    ሓፍትካ ድያ ዋይ ኣፍቃርትካ ❤❤❤❤

  • @UdUdhe-o6e
    @UdUdhe-o6e 2 місяці тому +13

    ፍቕርኹም ይብዛሕ ፍቕርኹምይብዛሕሙቁራተይ

  • @DhfggFudtft
    @DhfggFudtft 2 місяці тому +1

    ሰናይ ሓድሽ ዓመት ይግበረልና❤

  • @MeazaTube12
    @MeazaTube12 2 місяці тому +14

    ምድረ ቆርማዳት😂😂😂ፍትዋተይ በጃኹም ደሙሩኒ ሽሕ ክመልእ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @FtS-e5s
    @FtS-e5s 2 місяці тому

    ዋይ ማዓረይ ኣሕዚናትኒእረ ኣይትኮርያ❤❤❤

  • @سلامهس-ق8ش
    @سلامهس-ق8ش 2 місяці тому

    ሎሚኳተኾርየና እኻ ተኸታተልቲኻ ኣፎሞይ ስጦታ ተዘይህብኻያ ኣብቀፃሊ ብድዮኻ ብዝኾነ ይችኹም ይርዳ ምስክን ነፈር❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @12kah
    @12kah 2 місяці тому

    My sis you have full confidence

  • @dhhdbbddb4027
    @dhhdbbddb4027 2 місяці тому

    የርዲየይ ናይ ብሓቂ❤

  • @ተመስን-ሠ3ዠ
    @ተመስን-ሠ3ዠ 2 місяці тому +1

    ስጦታ ሃባ በዚ ሎሚ ጊዜ ሓቀኛ ማሓዛ ብቀላል ኣይርከብን እዩ ብእውነት❤❤😂😂

  • @ZszsZszs-h6i
    @ZszsZszs-h6i 2 місяці тому +1

    አሕሕሕ ፅቡቅ ክንዲ ዝገበረት ዮርዱየ ብጣዕሚ አሕዚነትኒ ሞራል ዝነክእ እዮ አፎመይ

  • @MahletMahlet-ij4ox
    @MahletMahlet-ij4ox 2 місяці тому

    ማርሻል ግን ሓሪፍ ሰብ እዩ❤❤

  • @BriBrii-ku9my
    @BriBrii-ku9my 2 місяці тому +1

    ምጨርሸ ብሳሓቕ ይመችኺ ማዓረይ መደረ ቕርመዳት አይበለቶመይ😂😂❤❤❤❤

  • @loveyoumami8372
    @loveyoumami8372 2 місяці тому

    Arkka zey konetn nkale tedla 😢eway aforki fera kab eidka amlitkaya

  • @HadasHaddes
    @HadasHaddes 2 місяці тому +2

    የኔማር መልሳ ከሐጉሰካ❤

  • @ካሓሲትማሓዛካሓሲት
    @ካሓሲትማሓዛካሓሲት 2 місяці тому

    ክፍትወኩም❤ ኣፍወርቂ ከዝለ ሰጦታ ሃባ

  • @zxzx1212-et9wg
    @zxzx1212-et9wg 2 місяці тому

    Aferki bertey aytbl

  • @مدينهمدينه-و7د
    @مدينهمدينه-و7د 2 місяці тому

    ሽኮረይ😍

  • @kuluNsenay21
    @kuluNsenay21 2 місяці тому +2

    ታይ ታሪክ እንየካ ብቻ❤😂

  • @Samri-kiros
    @Samri-kiros 2 місяці тому

    ዮርዲዋይ ሓፍተይ ትፍለይ አኮ ይሞችኩም ዝሮ ዝሮ 😘😘😘

  • @ZozoZoo-eb5zq
    @ZozoZoo-eb5zq 2 місяці тому

    ዋይ ዝሃሳስ ቆልኣ እኒኦ እረ ኢፉዋይ ብጠኣሚ እዩ ዘፉረሐኒ

  • @سميره-ص3ي
    @سميره-ص3ي 2 місяці тому

    አበይ እየ ደሰ ከብለኪ ❤❤

  • @JOTELeul
    @JOTELeul 2 місяці тому +3

    Ma best famili ❤❤❤❤❤❤❤1

  • @KsanetMebrahtu-gt1ry
    @KsanetMebrahtu-gt1ry 2 місяці тому +1

    ኣነስ ከመይ ከምተናድደኒ ዘለካ ሓደ ጊዘ ፍቁራት ትኮኑ ሓደ ጊዘ ኣሕዋት ትኮኑ ክብሪ ናይ ተካታተልትካ ይሃልካ ብሮ ኣይተፅልኡ🙄😔😔😔

  • @themehadehe8970
    @themehadehe8970 2 місяці тому

    ምቅራተይ 🥰🥰

  • @MiliLove-y5z
    @MiliLove-y5z 2 місяці тому

    ኣነስ ክፈትወኪ የርዱ ዓይነይ❤

  • @letshegidey2935
    @letshegidey2935 2 місяці тому +1

    ብዝኮነ ፍቅረኩም የምሸልኩም ነቅሕናልኩምና ዋ 🤣❤️❤️🎉🎉🎉

  • @SeluAyney
    @SeluAyney 2 місяці тому +1

    ፁቡቃት

  • @SaraaQwertyuiop
    @SaraaQwertyuiop 2 місяці тому

    የኔ ማሮች ♥️🥰💋💋👏

  • @SelamGslase
    @SelamGslase Місяць тому

    Ata nay resi afe ymechka❤😂😂😂❤❤❤❤❤

  • @senicr
    @senicr 2 місяці тому +1

    Ere btaemi eya tsriti behade gize shika stota ywehaba serprice gbera🎉🎉🎉

  • @ግዘ
    @ግዘ 2 місяці тому +2

    ዋይ ዮርዳ የፈለጥካያይ ዮርዳ ሽኮር❤❤❤❤❤

  • @Samsunga255g-n7c
    @Samsunga255g-n7c 2 місяці тому +3

    ናተይመክሰብጋልሓፍተይ❤❤❤❤❤❤

  • @andertawit
    @andertawit 2 місяці тому +3

    ዮርድዋይ😢❤ወለላይ

  • @awethadish6643
    @awethadish6643 2 місяці тому

    Haka ya ezias nay lbu tezaribuwas hji prank ybl yeake 💔🥺🥺🥺

  • @neguloveshow2857
    @neguloveshow2857 2 місяці тому

    Tene konjo❤❤

  • @CbGbh
    @CbGbh 2 місяці тому

    ኣፍ ወርቂ ስጦታ ሃባ ❤❤❤

  • @JOTELeul
    @JOTELeul 2 місяці тому +8

    አረ እስኩም ኣይትድገሙይ ❤❤❤😂

    • @Neshenesh-sow1619
      @Neshenesh-sow1619 2 місяці тому

      ጀት ሳብስክራይብ ግበርለይ😍

  • @ማዕቢላገረዚሄር
    @ማዕቢላገረዚሄር 2 місяці тому +3

    ጉሒላ ዶ በላ ንስካ ኢካ ጉሒላማ ምስኪን ዚኣስ ዘረባኳስ ኣይትኽእልን ገርሂ ሰብ ከምኡ እዩ ዘረባ ይኣብዮ ግሲ ቆጥሚ ሰራቅት ትብላለካስ ልብራንኪ ትብልስ ፅያፍ ዘረባ እረ ሸም እዩ😢😢

  • @luyu-s4x
    @luyu-s4x 2 місяці тому +1

    yorda shkor❤

  • @የማርያምፅየንልጅነኝኦርቶ

    ክብረት ናይ ሰብ ይሃሊኩ ክየውካ ኪድ በይንና ነውግዕ አይትበልዮ

  • @HshdEuyr
    @HshdEuyr 2 місяці тому

    ይምቸኩም❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉

  • @Raki-lo1gi
    @Raki-lo1gi 2 місяці тому

    ግን ተሕዝነኒ ኣነስ ዮርዳ ምስኪን ኣፊ ግን ግደፍ ኣይተሳቅያ ዋይ 😢

  • @EyFyf-l1j
    @EyFyf-l1j 2 місяці тому

    ምድረ ቆርማዳትያ 😂 ውይ መቀረተይ ሰጥታ ሃባ❤❤❤

  • @ሰላምንዓደይ-ተ4ጰ
    @ሰላምንዓደይ-ተ4ጰ 2 місяці тому +6

    ኣነስ ዙ ባታ እየ ተዛናጊዐሉ ውቅሮ ዛዓደይ ተናፋቂት 😥ኣፍየዋይ ቆሩማድ😂

  • @yduedydygsys
    @yduedydygsys 2 місяці тому

    ንግግራ ካማይ ገርሂ ሚስኪን ዮርድየ ኡፍፍፍ😢😢

  • @mmn5167
    @mmn5167 2 місяці тому +1

    ፍቅራት ድክም እንተዘይኮንኩም ከይትሞፅእና ፋናፍን😊

  • @Tgjjhh
    @Tgjjhh 2 місяці тому +1

    የኔ ማሮች❤❤❤❤ ይሞቹኩም

  • @lilikabastgalaestbi1322
    @lilikabastgalaestbi1322 2 місяці тому

    Hadagiza sabata🤔hadagiza kaftay tay garatka eiya lba tsabra😢

  • @AsdfAsdfg-k7f
    @AsdfAsdfg-k7f 2 місяці тому +1

    ❤❤❤❤

  • @aishan4539
    @aishan4539 2 місяці тому +7

    ወይ ናይ ክንደይ ድያ ምሽ ፍቅረኛይ ኢልካና ንስብኣይኪ ክነገሮ እየ እያ

  • @DhfggFudtft
    @DhfggFudtft 2 місяці тому

    ዮረዱ ሽኮር❤

  • @VgCf-fn6mt
    @VgCf-fn6mt 2 місяці тому

    እወ ኣድናቂት የርዱ ሓፍተይ እየ😅

  • @AzmeraHailay-gc9qf
    @AzmeraHailay-gc9qf 2 місяці тому +1

    🎉🎉🎉🎉🎉

  • @AKI-o5t1e
    @AKI-o5t1e 2 місяці тому +9

    ምስኪን ኾና ባ ታሕዘን
    ኡፍፍፍፍ
    ምድረ ቆርማድ ያ ምርርርርርርር
    ኢልዋ 😁😁😁

  • @fyhr4200
    @fyhr4200 2 місяці тому

    ኣፈወርቂ ግን ለባም ይመስለኒ ነይሩ ዋይ ሚስክናይ ዋይ ኣረ ሱቁ በል 😢

  • @KgghkVvmgg
    @KgghkVvmgg 2 місяці тому

    ዮሩድዋይ 😢❤ማዓረይ

  • @NdKz-l4g
    @NdKz-l4g 2 місяці тому +20

    ሓንቲ ጋል ንኩለን ኣይትዉክለናን ኣጋላት ኣይትበል ጨጋዕ ኣዮናይ ሃፍትን ገንዘብን ኣለካ ኮይኑ እዩ ልገንዘብ ኢላ ቀሪባትኒ ትብል 😏😏😏😏😏😏😏😏😏😏😏😏😏😏

    • @Neshenesh-sow1619
      @Neshenesh-sow1619 2 місяці тому

      ደምረን🎉❤

    • @FanaYBRah-hq8cw
      @FanaYBRah-hq8cw 2 місяці тому

      በቃ ርእሲ የለን

    • @NdKz-l4g
      @NdKz-l4g 2 місяці тому

      @@FanaYBRah-hq8cw ርእሲ ተዝህልዎዶ እዚሉ 😒🙃🙃

  • @genetGeidey-cy4gx
    @genetGeidey-cy4gx 2 місяці тому +2

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @alutigraweti6819
    @alutigraweti6819 2 місяці тому +5

    ስብኣይ ሰበይቲይ ካም ዘኮኑ ክነግሩና መፅዮሞ መምሰልቲይ 😂😂

  • @SdDf-p4k
    @SdDf-p4k 2 місяці тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🙏

  • @YeshiHalefom-c1j
    @YeshiHalefom-c1j 2 місяці тому

    ዋይ ኒአካ ገራሚ ኣነስ ገሪምኒ

  • @AdmiringDaffodils-jp7pg
    @AdmiringDaffodils-jp7pg 2 місяці тому

    ❤❤😊

  • @SalmaSndayo-kn3cl
    @SalmaSndayo-kn3cl 2 місяці тому +2

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @hhfhfhj4432
    @hhfhfhj4432 2 місяці тому +2

    afwerki hawey kaze kuln hatsebn kestahka eyan😄😄😄😄

  • @لملم-ب2ط
    @لملم-ب2ط 2 місяці тому +2

    ዩርዳይ.ሸካረ❤❤❤

  • @Gdhdhdhd-g1o
    @Gdhdhdhd-g1o Місяць тому

    ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤

  • @DdMm-vh4ne
    @DdMm-vh4ne 2 місяці тому +1

    ❤❤❤❤❤❤😊😊😊