NAY HIMAMEY by AWEL SAID / ናይ ሕማመይ ብ ኣወል ስዒድ ምልሲ kiros Asfaha

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 6 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 713

  • @aklilubelay770
    @aklilubelay770 2 роки тому +2

    ኣስላማይ ዝኣመነን ማይ ዝሓቆነን ሓደ እዮም

  • @ben131tube5
    @ben131tube5 2 роки тому +20

    I am nay hmamey but i like awel sied. Proud to be Eritrean.

  • @zxtsf
    @zxtsf Рік тому +1

    ይክኣሎ እዚ ወዲ ናብ ሃይማኖት እዩ ቀይርዋ ኣይርደኣካንድዩ ኣይተባእስ😮😮

  • @dawitmebrahtom3680
    @dawitmebrahtom3680 2 роки тому +19

    ኪሮስ ዑስብ ከልቢ ኪሮስ ንኣወል ክገልጾ ዓቕሚ የብሉን ።
    ኪድ ማዓኮር ወያነ ለሓስ ጥራይ በልዎ እዚ ከዳዕ።

  • @michaelmiki6325
    @michaelmiki6325 3 роки тому +45

    ብኸምዚ ጽወታ የለይ ሓወይ ነዚ መስሓቅ እልካ እናተ ኣምጽኻዮ ትጋጊኻ ኣለኻ

    • @leultesfay5494
      @leultesfay5494 2 роки тому +1

      Really yke hawey hanti ane zbleka ane bwlqey medebka yketatel endye gn new belo ezi poletica

    • @SamyL-b8n
      @SamyL-b8n 7 місяців тому

      Exactly! This isn't jock! The youtber is the brother of kilos, no clue about politics!!

  • @medhanielove1060
    @medhanielove1060 2 роки тому +12

    ኣብ ሃገርና ዘየለ ናይ ሃይማኖት ምፍልላይ ከይተምጹልና ተጠንቀቑ በጃኻትኩም ናይ ሕማመይ

  • @mulugetaaregay9133
    @mulugetaaregay9133 2 роки тому +3

    ቃላት ሲኢነልካ ወላ ክሙጉሰካ እንተደለኩ ወዲ ሪመይ🇪🇷 ጅግና 👈💪💦

  • @melesedemoze1539
    @melesedemoze1539 2 роки тому +1

    ስማዕ አንታ ህማቅ አወል ሰኢድ ጀግና ከመታትኩም ናይ ፓለቲካ ቨርሙጥና የቡሉን የቡሉን ።ዝበስበሰ ጨነዊ ረድኤት ስርናይ ተዛረቡ።

  • @zersenai2876
    @zersenai2876 2 роки тому +25

    ዋይ ክት ሕሱ ክሮስ ረሳሕ ሓንጎል

  • @Vitrengerrettferdigheteritrea
    @Vitrengerrettferdigheteritrea 3 роки тому +58

    ናይ ብዓል ወዲ ሓጂ ነቃዕ ርእሲ ሰሚካ ሲ ተቅርቦ ካብዚ ሲ እንታይ እና ክንሰምዕ ብዛባ ነብሱ ዘይ ፈልጥ ንስካ ትገዲድ ካብኦም ንሰብ ዝምህርን ዝሓዋውስን ዘይተቅርብ ካብዚ ዘቅረብካዮ ዋላ ሓደ ቁምነገር ኣይ ሰማዓኩን

    • @hasensaed1102
      @hasensaed1102 3 роки тому

      ኦሙ ኒሰኻ ኢነታይ ሓበካ መነ ጋዲዱካ ኸቲሰመዑ
      ኣበቲኡመ ዙመሂረ ዛይ ተኻዪደ

    • @Vitrengerrettferdigheteritrea
      @Vitrengerrettferdigheteritrea 3 роки тому +2

      @@hasensaed1102 ኣስላማይ ስለ ዝኮንካ ዲዩ ተሰሚዕካ ንዑ ክሰምዕ እሞ ዘይ ኣተኩ ነቲ ዘቅረበ ክሰምዕ ኣቲየ ንወዲ ሓጂ ጉሓፍ ድኣ እንታይ ክሰምዓሉ መን ከም ሰብ ሓሲብዎ

    • @hasensaed1102
      @hasensaed1102 3 роки тому +1

      @@Vitrengerrettferdigheteritrea ካካካካካ እዝዩ ኮኢተ ሒመቃተና ዘሪካ ዘሪካ ኣበ ሃዪማኑት ማጺኻ ካመኣዪ ኒ ዋዲ ሓጂ ዘጻለዐ ሳበ ኣሉ ኢለ ካማነ ኣይ ሓሰበነ የ ኒሂቢ ኪረሰቲያነ ኻኣ ኻመኣዪ ዘፋተዉ ያለነ🇪🇷💐💐✌️🕌🕍

    • @wedinegede1530
      @wedinegede1530 3 роки тому

      Haqka zarkey ezi win nbalu jana eyu

    • @musietecle5908
      @musietecle5908 2 роки тому

      ዉካሪያ

  • @גויתואלם
    @גויתואלם 3 роки тому +6

    ሐደ ጸሐፊ እንታይ ኢሉ መስለኩም ንሐደ ሰብ ከተርክቦ ወይ ድማ ክትበጽሖ እንድሕር ዘይትክእል ኮይንካ ሞይኡ ተነአእስ ወይ ድማ ብኸመይ ከተውድቆ ትኽእል ስለዚ አወል ህቡብ ገጣማይ ሃገራዊ ንፉዕ ኢዩ ኪሮስ ንነብስኻ መምዘኒ ጌርካ ከም ወደ አስመራ ከም አዝማሪኖ መጠን ከማን መን ይሐተካ አሎ ምስ ተረደአካ እሞ ራጅል ኢዩ ሐሪፍ ኢዩ ኢልካ ክትሐልፋ ይግባእ ኔይሩ ወዲ ሐጂ ድማ ከም ተስፋጽዬን አይትኹን ሕዝቢ ኤርትራ ብበዐል ኪሮስ ዝምዘኑ ወይ ዐሌትነት ዘለዎም አይኮኑን አይጸንሖምን ።

  • @BahramAndom
    @BahramAndom 4 місяці тому +1

    Kiros ata wedi ADegi 😅

  • @eritruth5252
    @eritruth5252 3 роки тому +6

    ንስካ ናይ ኤርትራዊ ኣተሓሳስባ የብልካን ባዶ ትም አልካ ኣብ ማስመዲያ ወጺካ ሰብ ኣይትዘልፍ 0%

  • @EriOneMood
    @EriOneMood 2 роки тому +8

    ኪሮስ ቀለም ስለዘይብሉ ደንቆሮ ኮይኑ እምባኣር styles ናይ ኩሎም ናይ ዓለምና ንፉዓት scientists ካብ ሕብረተሳባት ዝተፈልየ ኢዩ።

  • @safsaf715
    @safsaf715 2 роки тому +1

    😂😂😂😂😂😂😂😂ከምሎሚ ሲሒቀ ኣይፈልጥን😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁

  • @asmeratube5214
    @asmeratube5214 3 роки тому +9

    Aweley jigna u ba 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷

  • @tsehayezerioum5873
    @tsehayezerioum5873 3 роки тому +1

    Keros si ms seb Teqoxru ez bekay ms Awel kwedader.btaemi u zgermeni .

  • @mikaelakifleteferi2789
    @mikaelakifleteferi2789 2 роки тому +2

    አወል ጥዐና ደለዎ አታ እፃውንቲ እሕዋትና ይውድዑና አለው ከስተውዕል አለዎ አብዘይምልከቶም ይውድዑና አለው

  • @BoomerTheAnimate
    @BoomerTheAnimate 3 роки тому +32

    ዘረባኻ ን ኤርትራዊ ወደባት ቁምነገር ዘለው ምኽሪ እዩ. ብ ሕልፊ ድማ ን ናይ ሕማመይ.👍👍

    • @good8574
      @good8574 2 роки тому +2

      ምትህጋገዘሞ ግድፍ ኢርትር ለማኒ የለን ኪሮስ ግን ደርፎ ዘረባ ክዳሚ ውያናይ ትግርዋይ አዩ

  • @jaynjonas
    @jaynjonas 3 роки тому +14

    ኣነ ብወገንይ ኣብ ከምዚ ዝኣመሰል ሓሸውዬ ኣትዬ ክዋሳእ ደስ ዘይብለኒ እኳ እንተኾነ ሓደ ሓደ ግዜ ከም ናይ ኪሮስ ባሃም ጠቐነ ክስምዕ እንከሎኹ ግን ሱቕ ኢሊ ክሰምዕ ሕልናይ ኣየፍቅደለይን። ወይዘሮ ኪሮስ ብስምዒት ዝዛረብ ብምሒር ኣልኮላዊ መስተ ሓንጎሉ ዝዛሕተለ ፉንፉን ውልቀ ሰብ ኢዩ። ይዝከረኒ ካብ ኤርትራ ምስ ዕጥቁ ናብ ውያኔ ምስ ሰለመ ንሬድዮ ወያኔ (ሬድዮ ወጋሕታ)ኣብ ዝገበሮ ቃለ መሕትት "ኢደይ ንወያኔ ምስ ሃብኩ ንወያኔ ነታ ሒዘያ ዝመጻእኹ ካላሽን ሃቡኒ ንምክልኻል ሰራዊት ኤርትራ ክዋጎኦም ኢሊዮም"። እዚ ጓሓፍ ናይ ታሪኽ ሓተላስ ንኣወል ስዒድ ከቋናጽብ ሃየንታ ኣለዎ። ኣነ ብወገነይ ብኣካል ንኣወል ብኣካል ሪኤዮ ወላሓንቲ ኣበር ኣይተውጽኣሉን። ኣነ ከምዝመስለኒ ናይ ኪሮስ ዓሻ መበገሲኡ ካብ ቅንኢ ዝተበገሰ ኢዩ። ሓንቲ ካብ ናይ ኪሮስ መገሰም ዘስሓቐቲኒ ዘረባ ንኣወል ዳውን ሲንድሮም ኢልዎ። ኣንቱም ሰባት ኪሮስ ሚእቲ ክፍሊ (መሃይም ማለተዪ) ኢዩ። if down syndrome is a genetic disorder caused by the presence all or part of all a third copy of chromosome 21. It is usually associated with physical growth delays, mild to moderate intellectual disability. If this is the meaning of DS, Awel in contrast has a beautiful mind. He is entertain us by his marvelous poem .

  • @ንቃለስንጸረመግዛእቲ
    @ንቃለስንጸረመግዛእቲ 3 роки тому +11

    😀😀 ወዲ ሓጂ። ኪርስ ጠራጢ ንኣወል ስዒድ ዘዉጻሉ ነገር የብሉ ንስኻ ኤትራዉያን ከኣ ነሕዋትና የሕሊፍና ኣይንሃብ

  • @belaytesfaytewelde9775
    @belaytesfaytewelde9775 2 роки тому

    Kemey geru iyu Kiros Agame bizaeba Jigna Awel kizareb...Awel Ab Eritrea Abi Tarik Zelowo Seb iyu...God bless Awel...Jigninetu N'zelalem kinebir iyu...

  • @tjukk_region2612
    @tjukk_region2612 2 роки тому +7

    Kirose xulule.Awel emo Anbesa enber Wedi Eri Gegna.

  • @gemelbarka9345
    @gemelbarka9345 2 роки тому

    እዉይ ኪሮስ እቲ ክራባታ ኣዉጻኣዮ በልዋ ወድ ሓጂ እዚኣ ከይመስሉ እንኮዕ
    ኣይከደ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️👍🙏🙏

  • @wedigomida7092
    @wedigomida7092 2 роки тому +1

    ዋላ ንስኻ ይክኣሎ chanel ብርግጽ ኤርትራዊ ዲኻ ብጉቡእ መልሰለይ
    ካልኣይ ዝብላዐ ዜና ኣምጽእ ናይዞም ቆሎ ጡጡቀቖ ቁሉውላው መንነት ግደፎ ንስኻ ካብዞም ዝጠቀስካዮም እንታይ መፍለዪ ኣለካ።

  • @Azeb4Eritrea
    @Azeb4Eritrea 3 роки тому +3

    ንስኻኸ ኤርትራዊየ እንዳብልካስ ንናይኪሮስ ከም ሰብ ሓሲቢካ ዲኻ ኣምጺኢካዮ እንጌራና ዝበለዖ ይኣኽሎዩ ንሶኻግን ካል ስራሕ እንተተናዲ ምሓሸካ ።

  • @ksanettesfamikael4784
    @ksanettesfamikael4784 3 роки тому +1

    Eway kem Awele Sedi da abey kerekeb nsika eka hemum hangole zeleka koynu aysmanen eu. Awele jegna eu 🇪🇷💪🏽.

  • @andayaman4097
    @andayaman4097 2 роки тому +1

    ኪሮስ ትግራዋይ ስለ ዝኾነ ንዓዱ ይሰርሕ ኣሎ።ኤርትራ ደጊሙ ከምዘይርእያ ጹቡቅ ጌሩ ተረዳእዎዩ ንዓዱ ዝኸደ። ይካኣሎ ነቲ ከልቢ ዕዳጋ ወዲ ሓጂ ግን ንምንታይ ኣምጺእካዮ፧ ካብ ረሳሕ ጹሩይ የሎን።

  • @redaefisehatsion3803
    @redaefisehatsion3803 3 роки тому +4

    ኩሮስ ተጋግካ አብኪዲ ንሰላም ብጸሪፍ ዝፍታሕ የለን ተጋግካ ብሓሳብ ኪትራዳድኡ ኔሪኩም። ተጋግኩም ኤሪትራዊያን ይሕዋትና ጸሪፍ ኮይኑ ሓይልኩም ፎ!

  • @er-jw9vq
    @er-jw9vq 3 роки тому +9

    ደርፍታት ኪሮስ ብሓቂ ከም ዝፈትዎ ነረ ጸሊአዮ ። ኪሮስ ሃዲሙ ንሃገር ዘይበቅዕ ኮይኑ ናይብሓቂ ዋላ ንሕና ኣብ ስደት ዘለና ክሳብ ንምለስ ንሃገርና ኣብዚ ግዜ ማለት እዩ። ኣወል ሲዒድ ግን ብስሚዒቱ ዝገጥመላን ዝደርፈላን ጽብቅቲ ወርቃዊት ዝኮነት ሃገርና ኣይትጽረፍዎ በጃኩም ክንድኡ ኣይንከውንን ኢና ። ፍቅርን ሰላምን ዝዓሰላ ህዝቢና ኤረ ሰላምታይ ይብጻሕኩም።🇪🇷💖🇪🇷💖🇪🇷💖

  • @mekonenhailemelekot6507
    @mekonenhailemelekot6507 2 роки тому +8

    He is Fannie. Awel Is very smart & talented 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️

    • @SamyL-b8n
      @SamyL-b8n 7 місяців тому

      Funny! True.

  • @mohanwaralv4097
    @mohanwaralv4097 2 роки тому

    I'm proud of you I will give you a subscrib b cuz you are telling the truth about Juvents 👍👍👍Thank you 😊

  • @mullasamiabraha6753
    @mullasamiabraha6753 2 роки тому +7

    ኣታ ሳሓቢ መዓስ እካ ብናትካ ሓሳብ ኣምጺእካ መግለጺ ክትህብ መሸልተው ዝከንካ ወዲ ካብ ክምዚ እልዋ ከምዚ እላቶ ተባሃሂሎም ካብ ትብል ቅምነገር ዘለዋ ስራሕ ከምዛን ስርሕ ዝሰኣና ኣንስቲ ዘይተባሃለን ዝተባሃለን ከውርያ ዝውዕላ ንስካ ድማ ከመአን ክንካ ተሪፍካ

    • @dawitjigna
      @dawitjigna Рік тому

      ጹቡቕ አለኻቃጢ ኢዩ እዚ

    • @dawitjigna
      @dawitjigna Рік тому

      እዚሸቃጢ ህዝብን መንነቱንእዩ

  • @tomasmichael1566
    @tomasmichael1566 2 роки тому +4

    እዋይ ኪሮስ ናይ ቀርኒ ኣፍሪቃ ሃላይ ምዓስ ኢካ ትልብም ሓምሊ

  • @eritrawits3307
    @eritrawits3307 2 роки тому

    I look at Kiros and I think that he is that one member of the family that is horrible at school and is alway fighting. As a family you cannot give him away but you hope that one day he will grow up became a men and learn that family is everything. Until than, Awel said will continue to educate and pray 🙏 that Kiros, the lost member will smart up and come back to his family. We in America have similar issues with kids in drugs that will sale their one family and join a gang that is eventually will be the death of them if they don’t get out and return to their family. Because at the end of the day no matter what you say or do, you only have that one family, it’s your identity. Awel Hawey, you have many brothers and sisters that are lost but you also have many returning…keep it up and welcome them with open heart and arms..

  • @ዳኑሊቨራዊ
    @ዳኑሊቨራዊ 2 роки тому +2

    ክንደካ ዘይ ኣክሉ በኣካ ይውዕሉ ክብሃል ከምዚ ኢዩ ደቂ ሃየኽቲቭ ፈትሊ ኪሮስ ንበር ክበር ።

  • @ወዲሻዕብያጂግና
    @ወዲሻዕብያጂግና 3 роки тому +1

    هههههههههههههه هههههههههههههه هههههههههههههه 😂😂😂😂😂😂😂🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣😂😂😂😂💯💯💯💯💯💯

  • @jacobjacob3227
    @jacobjacob3227 2 роки тому +1

    ኪሮስ ጂግና ኩቡር ሰብ ወዲ ቶም ናይ ቀደም ኩቡራት ስድራ።) ንስካ ኣንታ ወጃብ ንስካስ አንታይ ክትላገጽ ኢካ በል ወዲ ተረፍ ደርጊ ሎሚ ሰብ ኣጸልሙ፣ ጽባሕ ንግሆ ግን ሂወት ክትከፍሉታ ኢኩም አዛ ትገብሩዋ ዘለኩም ኩሉና ሪኢና ጥራይ ንሓልፍ ኣለና ሕጂ ሳዓት። ንህዝብና ኮለል ከተብሉ ተፈጢርኩም ሞሻሙሽ

  • @redsea1910
    @redsea1910 3 роки тому +6

    ኣወል ጅግና እዩ ፡ ኤርትራዊ እዩ በዓል ዕላማ እዩ ፡ ኣብቲ ንሱ ዝኣምነሉ ዕላማ ከኣ ይቃለስ ኣሎ ። ንሕና ከ እንታይ ንገብር ኣለና ኢልና ንሕሰብ ፡ ኪሮስ ገንዘብ እዩ ሃማኖቱ ፡ ዕሱብ ናይ ገንዘብ እዩ ፡ ሃገራዊ ኣይኮነን ።

  • @tae9237
    @tae9237 2 роки тому

    ኪሮስ ኣስፋሃ. እና ኽፍሎም ይካኣሎ. ናይ. ማንም. ተፈፈዝቲ. ኣይኮኑን. ንሕልኖኦም እዮም ዝደርፉ ዕድመን ጢዒናን ድማ. ይሃቦም. ኢ/ሄር ኣምላኽ ምስኦም ይኹን

  • @mohammedimam9717
    @mohammedimam9717 2 роки тому +3

    Awel jigna💪💪💪💪❤❤

  • @solomonimesghen5959
    @solomonimesghen5959 3 роки тому +3

    ክቡር ሐው ንኻልእ ካብ ምውቃስ
    ንሰኻ ዩቱብ ቪድዮ ከተዳሉ ከለኻ
    መሀሪ ዝኾነ ከተቕርብ ፈትን ፣ ዐቕ
    ምኻ ክትመዝን አለካ ። ግን ባዕልኻ
    ፉሉይ ፈራደይ ባዕልኻ ተሾምካ ንቡዙ
    ሓት ትወቅስ አለኻ ።ብፍላይ ንነሽነሽ
    ደይመደይ ኢልካ ከተውድቕ ዝተበገስ
    ካ ኢኻ ። ብዛዕባ ሙሁራት ኤርትራ
    አብዚ ግዜዚ አፍልጦኻ ብአኻ ዲኻ
    ትግምቶ ዘለኻ ወይስ ኤሪትራውያን
    ሀገርና ከነማሐድር አይንኽእልን ኢና
    ምባልካ ብጣዕሚ ተሕዝን ። ካብ ናይ
    ወዲ ሓጂ (ደርቢ አልቦ) ባዶሽ ዘረባ አወል ተነቒፉ ብዝብል ምስምስ ዝተዛረቦ ግዕዘ አብዚ ከተስምዖ ንህዝ
    ቢ ክዘልፍ እቲ ገበን ባዕሉካ ይተሐተሉ
    እምበር ንስኻውን ተሐታቲ ሙኻንካ ከስምረሉ ይደሊ ። ሓደ ውልቀሰ
    ብ ተተንኪፉ ኢልካ ህዝቢ ዘለዐዕል
    ሕማማት (ሀይማኖት) ምቕራብካ መን
    ምኻንካ አበይ ንኽትበጽሕ ንግዜ
    ንግደፎ ።

  • @helentesfahiwot9248
    @helentesfahiwot9248 2 роки тому

    I can't stop laughing kkk

  • @ybrahkahsay6052
    @ybrahkahsay6052 2 роки тому

    ከዛርቡና እዮም ደልዮም ኪሮስ ከዳዕ በታኪ መሓዘሉ ደኣ እንታይ ክትጻፍ ኢኻ ጃና ኣወል ጅግና ብምልሓስ ዘይኮነስ ብተግባር ሕዝቡን ሃገርን ዘክብርን ኣብ ሃገርን ንዘሎስን ምስካ ከዳዕ ክትጻረፍ እንታይ እሞ ብኣካል ክረክበካ ኔርኒ ተሃነይ ከራግፈልካ ጎሓፍ

  • @fadegamerke9393
    @fadegamerke9393 3 роки тому +3

    ካብ ኣሰያስ ኣፎርቂ ዝድንቅር ኣሎ ኢልካ ትሓስብ
    እታማለትካ ኢዩ እሞ እቶም ደናቅር ናሽዋ መስለካ
    ኢርትራዊ ደንቅሮ ኣይኮነን ናይ መን ነት ቅልውላው ኢዮም

  • @gualereygualerey101
    @gualereygualerey101 3 роки тому +1

    Ni menesey Eritrea zyada mahri zikne medbat hizka kitmexie tesfa ni gebir ajoka ka bertie hawey natey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤😍😍👍👍

  • @عثمانعليعثمانادم-ط5ف

    ኣዋል ስዕድ ጅግና እዪ ኪሮስ ራሳሕ

  • @ወዲደቂቀእስጢፋኖስ
    @ወዲደቂቀእስጢፋኖስ 2 роки тому +1

    ኣየ ኤርትራ ኩልኩም ዓቢድኩም ሰብ ካሊእ ይሰርሕ ንስኹም ትዓብዱ ትውዕሉ ኣታ ሕሰቡቡቡ በጃኹም

  • @wegahtagedey7294
    @wegahtagedey7294 3 роки тому

    Kndawel dea teakibkum aytmexun kiros kedae sdi jana nebsu kelixwa baelu Awel jgna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @daniwedisewra3995
    @daniwedisewra3995 3 роки тому +5

    Wedi.haji wedi shermuta resah alit u hmam nay aslam u zelewo

    • @salahhussen5788
      @salahhussen5788 3 роки тому

      Ata gumama eska be meteay tahycsh kabo dey had ekom

  • @mussiehaileab7595
    @mussiehaileab7595 3 роки тому +1

    Ata seb kunu entay teblu zelekum ehh da nusukum anaxu

  • @ibrahimsaid-saleh1601
    @ibrahimsaid-saleh1601 2 роки тому

    Awel said is Eritrean who fight for his people,while kiros is yarddog of Enemy....Let the pure Eritrean judge him,not dogs who are against their people &Nation.

  • @josiasnaphtali6788
    @josiasnaphtali6788 2 роки тому

    ሓደ ነገር ዶ ክብል አብ መንጎ አወል - ኪሮሰ ናይ ዕላማ ፍልልይ እዩ ዘለዎም ናይ ኪሮሰ አብ ሓደ ቃለ መሕተት ዝበሎ ወያነ ኩሉ ዓድታት ገዲፍካሎም ይእተዉ ዝበለን አወል ግን ብተግባር ንሃገሩ ንህዝቡ ደው ዝበለ ጀግና ሰብ እዩ. አብ ናይ ተፈታዊ ዝዕደሙ ከድዓትን ጠለምቲ ሃገሮም እዮም ንጥቅምታት ዝጋየዩ ዕሱባት እዮም.

  • @aronogbay72
    @aronogbay72 2 роки тому

    ኪሮስ ደኣ ነታ ቐዳመይቲ ክሴትካ፡ ከይተዘርግሐት፡ ኣብ ባር ትብለጽ ሰኺርካ ንባሪስታ ሂብካየን ፋሕ ኢላትካ፡ ብግቡእ ዝተዘርወትካ እንዲኻ። ናብስኻ ፍለጥ በጃኻ።

  • @erikuburmaninat8475
    @erikuburmaninat8475 2 роки тому

    Eritirawunnet Kubur Meninet
    ❤🇪🇷9❤✊✊9🇪🇷9✊✊
    ✊✊ 🇪🇷 Awat Nahafash 🇪🇷✊✊
    ❤🇪🇷

  • @teklesesenbettadese3987
    @teklesesenbettadese3987 2 роки тому

    ጻድቃነይ ዎድ ዎረደይ ኢልካ ድረፍ ከም ሓዉኻ። ናይ ሓሶት። ይካአሎ።ክክክክክ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @hanetsaweldegebriel2462
    @hanetsaweldegebriel2462 2 роки тому

    ኣየ ኪሮስ ብላሽ አካ ካልእ ከይትብልሲ ፡ እወል ኣገልግሎት ኣይኮነን ክትብል ፡ ኻልእ ኢልካ ዘይትሕሱ፡

  • @samueldebesay2626
    @samueldebesay2626 2 роки тому

    Ezewo ezi chanelka jana wahid

  • @abaditmatiwos1766
    @abaditmatiwos1766 2 роки тому +2

    ወድ ሓጅ ካኣ ካብቶም ራሲስት ምኻኑ ኣይሳሓቱ ርእሲ ዘይቡሉ ሰብ ኣይተምጹ

  • @wegahtabereket4994
    @wegahtabereket4994 2 роки тому +3

    ኪሮስ ሓርኢ ገደና ኢካ ከምዚ ጉሓፍ

  • @f.t8710
    @f.t8710 2 роки тому

    እስካ ይካአሎ ድአ ምዓስ ኤሪትራዊ ኮንካ ኩሉ ወለዶታትካ ትግራዋ እንዲካ አታ ይክአሎ ንዓካ ትግራዋይ ምኮንካ ኩሉ ኤሪትራዊ እዩ ዝፈልጠካ ሃታው ሃተውተው አይትበል መጣቆሲ።

  • @yassinsuraj8905
    @yassinsuraj8905 2 роки тому

    ብጣኣሚ ጹቡቅ ሓሳብ ኣለካ

  • @samielsankores1435
    @samielsankores1435 3 роки тому +3

    .ሓወይ ሓንቲ ኣይተረዳኣንን ዛሓስብካዮ ረሲዕካዮ ኣለካ መስለኒ ግን ሶሪ ኣብ ቀጻሊ ዛሓሸ ሕዝካ ምጻ

  • @mussiemehari5482
    @mussiemehari5482 2 роки тому +1

    ሕጂ ንስኻ እሲ ይምህር ኣለኹ ኢልካ ዲኻ? በለ በለት እዩ እኮ መደብካ።ወረ እንተ ሓሊፉኳ ኢኻ እኮ ናትካ መደብ ሰብ ዝፍትሽ።ናይ ባዕልኻ ሓሳብ ሒዝካ ምጻእ።ንናይ ሰባት ሓሳብ ቀናጢብካ ኣይተቕርብ።ነውሪ እዩ

  • @yonasmehari6630
    @yonasmehari6630 3 роки тому +3

    ዘሕዝንዩ ጸቢብ ናይ ወገን ኣተሓሳስባ ዘሎም፡ ኣብ ክልቱ ሃይማኖት ዘለዎ፡ሰባት ንኤርትራውያን ኣይውኩሉናን ኢዮም ምክንያቱ ኤርትራ ብሃይማኖት ብብሄር ወይ ኣውራጃ ኣይመጸትን፡ኤርትራ ብደም ኤርራውያን ዝመጽአት ያ ፡ስነሓሳብ ናይ ከም ብዓል ወዲ ሓጂ ግን በራዚ ኣእምሮ ስለ ዝኮነ ንጠንቀቐሉ ብጾት

  • @yenet8978
    @yenet8978 2 роки тому +2

    ኪሮስ ጅግና

  • @sadulayweldeab1945
    @sadulayweldeab1945 3 роки тому +1

    ጀበርቲ ጸጊቦም ሓቀይ።ብሃሊ የብሎም ቃልቃ የብሎም።ካብ ትግራይ ዝተስዱ ዓካራት

  • @selamselam1043
    @selamselam1043 2 роки тому

    ኣታ ኪሮስ ዲዩ ጥዕና ዘሎካ ፎኦኦኦ ክዳዕ

  • @ሰላም-ደ9ከ
    @ሰላም-ደ9ከ 3 роки тому +2

    ኣታ ወዲ ብዙሕ ኣስተውዕል ስራሕካ ተቃዊመዮ እካ እንተዘይ ኮንኩ ግን ብሓቂ እየ ዝብለካ ኣወል ስዒድ ልክዕ ከምታ ኪሮስ ዝበላ ኣብ ጎደና ሓርነትን ማታኣን እዩ ዝውዕል 24ሰዓት ስለዚ እዚ ብስም ምስልምና ተሰሚዒዋ ዘህተፍትፍ ዘሎ ዓፋፍ ቆልዓ ከም ነጥቢ ከተምጸኦ ቅሬታ ኣለኒ ብዝያዳ ወዲ ኣስመራ እንተኮይንካ ኣብ መሳጊድ ዝውዕላን ዝውዕሉን ዝልምኑ መስሊም ትስሕቶ ኣይመስለንን ስለዚ ኣብ ስምዒት ኣትየ ዘይኮንኩስ እቲ ቆልዓ ዝረብሕ ከምዘይ ኮነ ክሕብረካ እለ እየ

  • @afrotube6273
    @afrotube6273 2 роки тому

    ኪሮስ ትግራዋይ አዩ ነዊህ ጊዘ ኣብ ኤርትራ ስለዚኣበየ አዩ አሪትራዊ ኣይኮነን ስለዚ ነዚ መዲያ ኪትፍኒዎ ከለኻ መንነት ሰባት ፈሊትካ መዲያ ናትካ ፈንዎ ok

  • @abaditmatiwos1766
    @abaditmatiwos1766 2 роки тому +2

    ክንዳኮ ዘይኣኽላ ባኣኻ ዋዓላ ኮይሮስ ኣድጊ ክንዲ ኣወል ስዒድ ዘይብልካ ብኣወል ስዒድ ክትዛረብ ኣብ ሃገሩ ን ህዝቡን ሰራዊቱን ክብረት ዘለዎ ሰብ ኢዩ ንስኻ ግን ኣታ ዓንጃል

  • @abikid8362
    @abikid8362 2 роки тому

    ይኩ ኣነ ብልቢ ኢየ ዝድንቀካ እዚ ወዲ ሓጂ ዝብሃል ግን ተዘይተገደሰካሉ ተመራጺ ኮይኑ ይስማዓኒ ምክንያቱ ኣስላማይ ከስታናይ እዳ በለ ሰብ ኢዩ ዘፈላሊ

  • @hrhr9659
    @hrhr9659 2 роки тому

    atum sebat srah sienkum si ms kiros tzarebu alekum nsu dea hamimu endu meskinay

    • @AAAA-tn1ny
      @AAAA-tn1ny Рік тому

      ክሮስ ጅግና🇻🇳👍👍👍👍👍❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @EriOneMood
    @EriOneMood 2 роки тому

    ኪሮስ ትግራዋይ ኣብ ኤርትራ ኪሳብ ዘደልዎ ዝሕንክስ ዝነበረ ፡ጠላም፡ ሰክራም መውዓሊኡ ባራት፡ ሰባሪ ዝበልዓሉ ጸሐሊ ኤርትራውያን እንታይ ኪብል ትጽበዮ። ረሳሕ።

  • @yefqrenat8852
    @yefqrenat8852 3 роки тому +5

    ኣታ እዚ ወዲ ሓጂ ዴኹም ትብልዎ ገለ ርእሲ ባኮ እዩ ::መትሓዚ የብሉን እቲ ዝዛረቦ

  • @hanetsaweldegebriel2462
    @hanetsaweldegebriel2462 2 роки тому

    በጃኩም ነዞም ኸምዚኦም ዝኣመስለ ግዜኹም ኣይተጥፍኡሎም ፡ ብዓል ኪሮስ ብላሽ

  • @FfgDdff-ko3bd
    @FfgDdff-ko3bd Рік тому

    ኣቱም ሰባት ከም መዝሙር ቤተክርስትያን ስምዕዊዒሉኩም ዘይትፀግብዋ ዝነበርኩም ደርፊ ከኪሮስሲ እንታይ ረኺብኩም ሀዚ ክንድዚ ምቅላል ኣይትሓሱለ ኪሮስ ኣብኡ ትሽክምድርብይ ኣይሰርሑን ነይሮም ።ወጃብ መልመፂ ፃሕሊ ተካል መልሓሱ ከምኣ ስለትሰርሕ ዝነበርካስ ከምኡ ኣይትበል። ስራሕ ካኣ ክብረት እዩ ኣበይ ኢልካዮ ንስኻ እንበር ።ሉሑስ ፈሳዊ። ከየንብካያ ከይትሓልፍ ኬቢ ካብ ዓጋመ😂😂😂😂

  • @tekeateklehaimanot9485
    @tekeateklehaimanot9485 3 роки тому +5

    ዎ አሪትራዊ ዕድመካ ሙሉእ ክትባላዕ ሐድነት ተጋሩ ረኣዩ ተማሃሩ

    • @aramebrahtom5250
      @aramebrahtom5250 3 роки тому +1

      👍👍👍👍

    • @merryzeray7931
      @merryzeray7931 3 роки тому

      Kkkkk eway eshinet tigray mo b klell mber b hager do habirom eyom ethiopia n eritrea elka u zwedader hawey kem eritrewayan kea hager ena smretna kea askafi aykonen bro

    • @merryzeray7931
      @merryzeray7931 3 роки тому

      @@tekeateklehaimanot9485 edmey eko aytfelton endika gn xebib eka tmesl mber ane amharay aybelkun dhar kea amharay ba tigraway zbl yebleyn am pure eritrean n am prouded!!!!!!

  • @SS-ck9xp
    @SS-ck9xp 3 роки тому +7

    I fell sorry Ni Eritrea Adey, Bitaem Yehazin Akemiziom Sebat Miwdaqa,
    Mejemera Kiros Bi Haymanetu Deykone Bet nay Hagerina zelo Kunetat Eyu Kemiu Eliwo wala Eka Ab Midia Kemiu Elika Niseb Zayniaas Entekone.
    Neger Gin Wedi Hajiy Nay Tsebebit Nay Mehaymat Nay Ewurat Aemiro Geriwa Tir Elu Nab Haymanot Atiyu Ezi Dima GEGA,GEGA MERZI EYU.
    Awel Naykuluna Hawi Eyu, Asilamay Siledikone Ziyada Ni wedi Haji Dibtsiho Neger Yelen.
    Awel Sied Eritreawi Hawina Eyu Deqoro Wedi Hajiy Ezi Atehasasibaka Kid Abtom Denqur Hagerat Kemiu Diamnu Kedika Teteqemela. Widuq Seb Dikum
    Egziabihar Aboy Eritrea Hagerey Berika Atsilila Kab Kem Bial Wedi Hajiy
    Love to Erena 9 ❤⛪🕌🇪🇷

  • @ermiasemnetu1114
    @ermiasemnetu1114 3 роки тому +3

    ኣታ ተኪልኩም ነዚ ወዲ ሓጂ ዝባሃል ኣጋባብ ናይ ኣዛራርባ ምሃርዎ እታይ እዩ እላም ወይ ሃይማኖት እዳበለ ዝዛረቦ ጊጋ እዩ

  • @nadoez7922
    @nadoez7922 2 роки тому +1

    ዋዲ ሓጂ ካብ ክሮስ ቢዓሰርት ዒጽፍ ጹሉል አዩ

  • @fgdf3277
    @fgdf3277 2 роки тому

    ሃገር ማለት ሰብ ዩ እምባን ኹርባን ኣይኾኑን።

  • @zenebuzenebu2794
    @zenebuzenebu2794 3 роки тому +1

    ብጣዕሚ ኢኩም ትገርሙ አኪሉኩም ሰሳትኩም ክትበላልዑ ክትነብር ንእሽተይ ካብ ተጋሩ አይትመሃሩን ተጋሩ ከመይ ሐቢሮም አለው ብደገን ብውሽጥን ሰለ ሃገሮምን ህዝቦምን ኢሎም አብ ሐንቲ መስመር ፀኒዖ እንትቃለሱ ንሽተይ አየቅንኡኩምን ቀሽማት ።አትሐፍሩን ከአ ዘይቃዕምኩም ን ኪሮስ አስፈሃ ክትዝልፉ ንሱ ግን አብ ህዝቡዓዱን ምድሐን እዩ ዝጋየ ዘሎ ይዕወት ደማ አሎ።

  • @مساءالورد-ذ3ث
    @مساءالورد-ذ3ث 3 роки тому

    Awel wedi haji ni haymanut ay wekelenyu nehna hade ina aslam & keristyan hade idn gantin ina
    be3al nezi kamdi azin ay melkaton

  • @dawittsegai2330
    @dawittsegai2330 2 роки тому

    Yikaelo hati khateka bejaka etiy ableleka zelo seli kiros hawi angdo nay eritrean kanza telika thanks

  • @minabhabtom5646
    @minabhabtom5646 2 роки тому +3

    ኣየ ኪሮስ ማዕረ ሕጻብ ክዳን ናይ ሲኢድ ኣይትበጽሕን ኢካ

  • @kibromabadizeray4907
    @kibromabadizeray4907 2 роки тому

    ክክክክ ይካኣሎ ሽኩር ትስሕቅ ከለካ ደስ ትብልተስሕቀኒ

  • @fishalegebreyosus231
    @fishalegebreyosus231 2 роки тому

    ብዛዕባዚ ዕቡድ "ወዲ ሓጂ" ዝበህስል ግን ዕብዳን ጥራይ ዘይኮነ +ጽባሕ ኣበይ ምዃኑ ስለ ዝፈልጥ-ንኤትራን ንኤርትራውያንን ዝሓስብ ሰለ ዘይኮነ ምዃኑ ክትፈልጡ ይሕሸኩም ኢየ ዝብለኩም።
    ኮንቱ ንኾንቱ ኣይትሕሰቦ።

  • @johntewelde3883
    @johntewelde3883 3 роки тому +4

    ኪድ ሓሳዊ ጠበቃ ናይ ጀበርቲ ኮይንካ ማለት ድዩ

  • @samjungemann8063
    @samjungemann8063 3 роки тому

    Awel sead hji aslamay sle dkone diyu wedi haji Gahtef dbl delo yehzn kemzi tblwo delokum inte konkum anhna wn sle krstiyannetna haf knbl ina

  • @nahomluulgezu9312
    @nahomluulgezu9312 2 роки тому

    Kemaka yibzihalna arkey mearey

  • @sdsd3951
    @sdsd3951 3 роки тому

    Niska tefioka aykonen bilay kongo, teramuz ziblu agame eyom ab eritrea

  • @israelteklu4467
    @israelteklu4467 2 роки тому

    Ewye kirose jana ghafe klewlawe dankoro

  • @keren7127
    @keren7127 3 роки тому

    Eritrea ms debub Sudan aytewedadrena bejakha

  • @paulmccarthy8607
    @paulmccarthy8607 3 роки тому

    Eway ERITREAWINA yehwatey eziy sdet si aytesamamaekun eway mhret yewrdelkum. brawa zhawey nay bhaki ske mkerom

  • @tsegatekle3373
    @tsegatekle3373 2 роки тому +1

    Kiros lekbat medenageri kedaa

  • @l.4290
    @l.4290 2 роки тому +1

    Eritrean never keel down
    HGDE will forgive you if u admit that
    you are r to be Agame
    U need to go to school to know the different between land and people
    Don’t stay stupid

  • @smsgroup949
    @smsgroup949 3 роки тому

    ዕላማ ዘለዎ መደብ ግዳ ዘይተቕርብ

  • @yousufmussa8976
    @yousufmussa8976 2 роки тому +3

    ንሰኻ ትገድድ ንጹሉል ወዲ ሐጁ ክትምጽእ

  • @darklovelife6771
    @darklovelife6771 3 роки тому

    Kiros wediza sheormuta agame wahid