ህወሓት ክትፈርስ ንምንታይ ተደልዩ ? ዝግበር ዘሎ ሓዱሽ ተንኮል ኣብ ትግራይ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 3 гру 2024

КОМЕНТАРІ • 96

  • @gebrekristosgebreselassie2155
    @gebrekristosgebreselassie2155 12 годин тому +4

    ዝገርም ኢዩ እንታይ ዓይነት ብሄራዊ ዕርቂ ኢዩ መንን መንን ስለተባኣሱ ኢዮም ብሄራዊ ዕርቂ ዝብል ዘሎ ህዝቢ ትግራይ ዝደሊ ብጸላእቲ ተታሒዙ ዘሎ መሬቱ ንኽምለስ ተፈናቐለ ህዝቡ ናብ መረበቱ ንኽምለስ እምበር ካሊእ ኣይደልን

  • @abrahamreta351
    @abrahamreta351 16 годин тому +3

    A dedicated man to your people , As ever🙏👍

  • @bahta-rebae2124
    @bahta-rebae2124 16 годин тому +7

    ጥፈልጥ እቱ ሕማቅ፣ ባንዳ፣ ግምጣል ዝኾነ ሰብ ንዓካ ይፀልእ ኩሉ ግዜ D/r ❤ ሃይለ ትፈለ ኢካ ቀፅለሉ ዕድመ ፣ ጥዕና ይሃብካ🎉

  • @mekonenebeyene7836
    @mekonenebeyene7836 11 годин тому +2

    You’re doing good Hailay great job

  • @hadasgebreyohans6030
    @hadasgebreyohans6030 17 годин тому +5

    We respect Dr Haile/Dedebit media/

  • @esaiasberhane6756
    @esaiasberhane6756 17 годин тому +4

    Thank you our brother.

  • @TsegeHa
    @TsegeHa 7 годин тому +1

    ደ/ረ ሃይለ ወዲ ህዝቢ፡፡ቀፂለሉ

  • @GereGere-tg2kq
    @GereGere-tg2kq 8 годин тому +1

    አታ ጅግና ፈጣሪ ይሐልኻ

  • @mebri1822
    @mebri1822 17 годин тому +4

    እወ ሕዝ ውድብ ተድልየና እያ ህዝበይይይይ ከይንጠፍእ ሓድነትና የድልየና ስለዚ ህዋሓት ክትቀንዕ አለዎ

  • @aronyonas7563
    @aronyonas7563 17 годин тому +4

    The king of TIGGER TIGRIYANS TPLF❤ The king of TIGGER TIGRIYANS TDF❤ Absolutely regardless tough Genius faster fighter in the world our king General Conrails long live state TIGGER TIGRIYANS TIGRAY❤ for ever life time period❤❤❤
    ብቅልፅምና ብቅልፅምና ብቅልፅምና❤

  • @nigestteka6439
    @nigestteka6439 16 годин тому +1

    Great job brother, keep it up the good work.

  • @Yolkiljhgj
    @Yolkiljhgj 14 годин тому

    .ዶ/ር ሓይለ ኣረፋኔ ጀግና ትግራዎይ ኢኻ ኣጆኻ ።ቀፅለሉ ተቃለስ።
    መበል 14 ውድባዊ ዎዕላ ዝገበረ እዩ።።ውድብና ንእሱ እዩ
    ህዝቢ ትግራይ ኣብጎኒ ውድብካ ተወደብ ተወደብ።።።
    ፓንዳ ፖንዳ ብዝኸፍእ ምስ ፀረ ህዝቢ ትግራይ ተሰሊፎም ውድብካ ኣፍሪሱም ንዓኻ ክበታትኑኻ ዕላማ ገይሮም መፂዮም ኣለው።።
    ህዝቢ ትግራይ ይዕወት።።

  • @shitaberhe3024
    @shitaberhe3024 13 годин тому +1

    ሃይለ ራምቦ
    ቦራዕራዕ😂😂😂

  • @tsedalegher4705
    @tsedalegher4705 10 годин тому

    ❤🎉❤🎉❤

  • @NguseTewle
    @NguseTewle 17 годин тому +1

    ❤❤❤❤❤❤

  • @gebregziabheraregawi7571
    @gebregziabheraregawi7571 14 годин тому +1

    ሰላም ደ/ር? እቲ ሒዝካዮ እትቐርብ ኣብ መርትዖ ዝተመርኮሰ መደባት ብሓቂዝነኣድ እዩ።እተን መርትዖታት ወይ ፅሑፋት እንተትልጠን እሞ ኩሉኡ ሰብ እንዳበረሀሉ ምኸደ።ብዝተረፈ ግን ቃልስኻ ቀፅል

  • @meashentesfay9016
    @meashentesfay9016 17 годин тому +1

    ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @TsegaaregeyieKassaicloud.c
    @TsegaaregeyieKassaicloud.c 16 годин тому

    👌👌👌👌

  • @abebekesete
    @abebekesete 11 годин тому +1

    ሕዚ ምጭካን ጥራሕ ዘድልየና ዘረባ በዚሑ

  • @philiposezewda2564
    @philiposezewda2564 7 годин тому +1

    Well Getachew And xadqan both Tigray ppl enemy not Aby

  • @SamuelHaile-n1q
    @SamuelHaile-n1q 17 годин тому +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @GeberMekonon
    @GeberMekonon 16 годин тому

    ኣይት ፈርስን መድከምኦም እምበር

  • @mulugetaageme2629
    @mulugetaageme2629 14 годин тому

    ሀሀሀሀሀሀሀ እስኪ ሓንቲ ነገር ይግበሩ ክንሪኦም ኢና ንሓንቲ ሶሙን እትኸውን መሕቢኢት እውን አይረኽቡን 100%

  • @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
    @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb 16 годин тому

    Silemintay Begetachew bitigrayn tigrayn tiray zeyteamamenu bitaemi hazina.

  • @gebremedhinhadera4652
    @gebremedhinhadera4652 15 годин тому

    ድህዱህ

  • @saragebre4013
    @saragebre4013 10 годин тому +1

    Sebeytay zikone seb Leflafi ika 😅

  • @GhenaIasu
    @GhenaIasu 18 годин тому +2

    Hi how are you ?

  • @abrahatsadik652
    @abrahatsadik652 16 годин тому

    Halewlew

  • @abebakebede1270
    @abebakebede1270 16 годин тому

    ንጀኔራላትና ዝቓወም ያው እቶም ዝፍለጡ ፀላእትን እሱባት ባንዳታትን እዮም ህዝብማ አብ ትህቲ አምላክ ጀነራላትን ሠራዊት ትግራይን እዩ ዘአምን ህዝቢ ዝብሎ ግዚያዊ መንግስት ተጠቂሙ ትግራይ ዝሕምስ ዘሎ ፀላኢ ሱቅ አይትበልዎ እዩ።

  • @BrhanAbebe-b1f
    @BrhanAbebe-b1f 14 годин тому

    ባለጌ

  • @BxdHjd
    @BxdHjd 17 годин тому

    ህዝቢ ትግራይ እማ እዘም ሓቀያታት ቆልዑ ትብለምለካ እዩ ዝደሊ ለይቡ ሓፂን መፅን ኣይደል ይ ካሕዳማት ኣይደልይ

  • @teklhaymanottekli3932
    @teklhaymanottekli3932 14 годин тому

    ምስ ኤርትራ ዘሎ ፀገም ብሰላም ፍትኸዎ

    • @shitaberhe3024
      @shitaberhe3024 13 годин тому +1

      ጀኖሳይድ ምስዝፈፀመት? ኣበደን!!!!

  • @petrosgoshu3871
    @petrosgoshu3871 17 годин тому

    ህወሓትንህዝቢተግራይንስብእንኦምዝሸጡነከይሽውድዎምልብይበሉ

  • @mebratugebrehiwot8315
    @mebratugebrehiwot8315 16 годин тому

    ንምንታይ ካብ ሳትላይት ጠአፍእካ መዓዝ እዩ ትምለሰሉ መረዓልቲ እስኪ አፍልጠና ህዝቢ የሓትት አሎ

  • @geregere-tt6im
    @geregere-tt6im 16 годин тому

    ፓርቲ ምስ ናይ ወሽጥን ደገን ፓርትታት ናይ ምርኻብ መሰል ኣለዎ እዩ

  • @meselekahsay9138
    @meselekahsay9138 8 годин тому

    ንስኹምስ ንሐድነት አይኮን ዓድዋ ጥራሕ ይምራሕ እኹም ትብሉ ዘለኹም ገታቸዉ እኮ ሕዋሕት እዩ (አድዋ )ጥራይ ድዩ ሕዋት ????????

  • @BerhaneSium-ox1so
    @BerhaneSium-ox1so 17 годин тому

    Agame kulugzea ab hlmi tenebru kedemti

  • @Hailemariam-d3v
    @Hailemariam-d3v 14 годин тому

    ዝከበርካ ፅኑዕ ተቃላሳይ ዶ/ር ሃይለ አራፋይነ ከመይ ቀኒካ ካብ ሚድያ ጠፊኤካ ቀኒካ ብስራሕ ከም ዝኮነ ምንም ጥርጥር የብለይን ግን ጥፍእ ክትብል ከለካ ይጪነቅ አነ ከም ሓደ ሰራዊት ትግራይ መጠን ህውሕት ንድግፍ እኮ ውዕል ፕሪቶርያ ዝፈረመት እያ ስለዚ ተፈተወ ተፀለአ ጠቅላላ ከም ህዝብን ሰራዊት ማለት ሰራዊት አብ ጉኒ ህዝቢ ስለ ዝበሃል ህዝቢ ዝፈትዎ ምድጋፍ እዩ ።ክንገብሮ ዝግበአና ንህውሓት አብ ምርጫ ብካርዲ ምፍላይ እዩ ክከውን ዝግበኦ ።

  • @AbrahamNegash-m9u
    @AbrahamNegash-m9u 16 годин тому

    ምስ እስራኤል ካዓ ተወዳድር አለኻ:
    ወናም ፃፀ
    ጎንደር ከይዱ ይላፀ
    ድዮም ዝበሉ!

  • @hadasgebreyohans6030
    @hadasgebreyohans6030 18 годин тому +2

    Thank u Dedebit media. Thak u Dr Haile

  • @SteveGb-l5b
    @SteveGb-l5b 18 годин тому +2

    Haile our hero big respect son of real tigrai

  • @gebremedhinhadera4652
    @gebremedhinhadera4652 15 годин тому

    ሀሻዊ

  • @iamfree347
    @iamfree347 7 годин тому

    ንስኹም ተጋሩ አይኮንኩምን እቲ ፀላኢና ዝትብሎ ህዝቢ ትግራይ እወ ፀላኢኻ እዪ ምስ ናይ ስብሐት ሕዋት ህዝቢ ትግራይ እንታይ አለዎ ናዐኩምስ በዚ ሕጂ ናብ ቤት ፍርዲ

  • @Yolkiljhgj
    @Yolkiljhgj 13 годин тому

    ዶ/ር ሓይለ ኣረፋይኔ ኢ,ያ ምስ ኤርትራ ዲብሎማስያዊ ርክክብ እንተገይሮም እሰየ ይብሉ
    ውድብ ህ፡ወ፡ሓ፡ት እንትገቡር ዘይንቡር ይገብርዎ።
    ኣህፅር ኣቢለ ዛንታ ከማሓላልፋ
    ዝቢኢ ንደቃ ናትና መግቢ እንስሳ ዘገዳም እንስሳ ዘቤት እዮም ።ምስበለቶም ናብ እንስሳ ዘቤት ኣማዕድዮም ይርእዮሞ እቶም ኣብሓፁር ዘለው ዳ እንታይ እዮም ኢሎም ይሓትዎ ንሱም እንስሳዘገዳም እዮም ናብትሓፁር እንተደ ኣቲኹም ኩሎም ቅተልዎም ኢኹም ዳህራይ ደቂ ሰባት ክበልዕዎም ኣይኹሉን ህራይ ኢሎም እንተኸዶ ኣኽላብ ውህ እንደበሉ ምህላፍ ከሊእምዎም እንታይደኣ እዚኦም ንዓና ዝመስሉ ይሎም ይሓትዎ ነታደኦም።።
    ኣይነዓና ዝመስሎን ድዮም ፀላእቲ ዃይኖምና ዘለዉ።
    ንህዝቢ ትግራይ ቀንዲ ፀላእቲ ዃይኖምዎ ዘለው ንዓና ዝመስሉ ተግርኛ ዝዛረቡ ባንዳታት እዮም።።

  • @አመለ
    @አመለ 13 годин тому

    ደርሖን ጤልን ዶ እቲ ጮማን ግዕዝምን መን ሒዝሎም ግደፈና በጃካ እቲ ቆሎን ዝነቀፀ እንጀራ ን ንዞም መሳኪን TDFግደፈሎም ናይ ዓዲ ማዕድን ሰረቅቲ ክንዲ ቲ እንፈትዎም ክንድአ ጸሊእናዬም እግዚአበሔር ይፋረዶም አሜን ንሕዝቢ ኢልኩም ወጺእከም ናይ ሕዝቢ ማዕድን ትሰርቁ ጉደኛታት

  • @סמהטוסיו
    @סמהטוסיו 13 годин тому

    😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂 menesey. Tigray. Kumar. Texawitemulus. Nishan. Kishlemu. 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂 ala. Dedeb. Medya. Abalem. Teraey. Zeyfelt. Menesey. Atfoms. Timkealom. Aloka. Anta. Dedeb. Dekika. Slezeymetuka. Zeytefeu. Du. 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂 dirama. Eu. Nishan. 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂 nayzetfewo. Du. Nishan.

  • @abrahatsadik652
    @abrahatsadik652 16 годин тому

    Wedza lemanit hzbi tigray aytwkln eika.
    27 amet hzbi tgray zesnete hwehat aymlesn.

    • @eyal9826
      @eyal9826 12 годин тому

      ሓድሓደ ሰብ ትግርኛ ብምልማድ ትግራዋይ ብምምሳል ትግራይ ንምጥፋእ ሙሉእ ዓቅመሙን ጊዚኦምን ተጠቂሞም ይንቀሳቀሱ ኣለው።ንስካ ቀንዲ ፀላኢ ህዝቢ ትግራይ ኢካ።

  • @meselekahsay9138
    @meselekahsay9138 8 годин тому

    ናሐሶት ደ/ር እኻ ካምአኻ ዚመሰለ ደ/ር ሙማት የሔይሽ

  • @mulugetaageme2629
    @mulugetaageme2629 14 годин тому

    ከም እስራኤል እንዳበልኩም ወጣት ትግራይ አወዲእኹምስ ተነቂሕልኩም እዩ ልያቡ

  • @BrhanAbebe-b1f
    @BrhanAbebe-b1f 14 годин тому

    ዓ ፋፍ ስዲ

  • @yeswayne4069
    @yeswayne4069 18 годин тому +2

    Viva TDF General Tigray heros ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @yordanoskidane7897
    @yordanoskidane7897 18 годин тому +1

    Viva❤❤❤❤❤❤❤

  • @hayelomhagosyiheys9825
    @hayelomhagosyiheys9825 17 годин тому

    እምበኸ ፈሪሳ ድያኸ አታስኻኮ ጡዑም ዩ አፍኻ

  • @tomastom-bj6qp
    @tomastom-bj6qp 17 годин тому

    ዶ/ር ሀይለ እንታይ ተቋዋሚ ፓርቲ አሎ ዋላ አመፃፃአናካ ሕማቅ እተኾነ ተስፋ ዘለዎ የለን ዘለና አማራጺ ሰራዋትና ጥራሕ ዩ እንኮ መማረጺ ዜብሉ ሓይሊ ትግራይ አብአ ጥሬሕ ንስመር ቻው

  • @yonathanyohannes2853
    @yonathanyohannes2853 11 годин тому

    On your report there’s no new thing , you seem to repeat the same content almost every day

  • @TigestLemlem
    @TigestLemlem 12 годин тому

    Hope idiot analysts stop comparing genocide victim Tigray with genocider fascist Israel.

  • @GslaseKebedee
    @GslaseKebedee 17 годин тому +1

    ግዛዕ ይጉዋኻ ፈጣሪ

  • @kiroshagos-fl9tb
    @kiroshagos-fl9tb 17 годин тому

    That is not the real issue.

  • @johnabrha3033
    @johnabrha3033 17 годин тому

    ታይሞ ይምልከተና😂

    • @Zemeninfo
      @Zemeninfo  16 годин тому

      ትግራዋይ የኾንኻይ ዉፃእ

  • @berhaneabreham618
    @berhaneabreham618 17 годин тому

    ናይ አፍሪካ ለመንቲ

    • @aronyonas7563
      @aronyonas7563 17 годин тому

      ፋኖ ፅግእተኛ ኩቺ የመን ከይጥፋእናኩም ስላም የለን ዘይተርፍ እዩ አዴካ ሀትኖካ እያ ፋኖ አድጊ ይበልእ ስብ ይበልእ ስይጣውንቲ ከይጥፋእናኩም ስላም የለን ዘይተርፍ እዩ😂

    • @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
      @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb 16 годин тому

      Higidef hagerka arekibka nieseyas ab diaspora fah elka higi agewgew lementi tibliwom g8n nabiom ekum tilikinu tikedu.

  • @SteveGb-l5b
    @SteveGb-l5b 18 годин тому

    Yo you do everything live confuse poeple please don't do it with respect

  • @GslaseKebedee
    @GslaseKebedee 17 годин тому

    ደደቢት ሐሻዊ ደብረፂኤን እዩለሚኑ አቦወንበር ግበረኒ ኢሉ ሽማግለን መራሕቲ ሰራዊት ገይሩ ዝለመነ ልመንኻ ተዕሽዎ ከመይ ዝበልኻ ፈሽላኽ ኢኻ

    • @aronyonas7563
      @aronyonas7563 17 годин тому

      ጥፋእ ቆራፂ ጡብ ፅግእተኛ ኩቺ የመን

  • @TsehayehagosTsehayehagos-nm2sl
    @TsehayehagosTsehayehagos-nm2sl 15 годин тому

    ❤❤❤❤❤❤

  • @mulugetaageme2629
    @mulugetaageme2629 14 годин тому

    ሀሀሀሀሀሀሀ እስኪ ሓንቲ ነገር ይግበሩ ክንሪኦም ኢና ንሓንቲ ሶሙን እትኸውን መሕቢኢት እውን አይረኽቡን 100%

  • @ባዜንካህሳይ
    @ባዜንካህሳይ 16 годин тому

    ዓንጒር

  • @meselekahsay9138
    @meselekahsay9138 8 годин тому

    ናሐሶት ደ/ር እኻ ካምአኻ ዚመሰለ ደ/ር ሙማት የሔይሽ