Ayajoker, I am glad that you are ours. I'm glad you believe in God. May the Lord God bless your marriage, and your children; may the Lord God bless your hands work, in Jesus' precious name I pray.
Ayajoker, you are right about what you said the people of Tigrai don't subscribe to Tigrai UA-cam media. I noticed that Tigeru likes to watch the Amhara media, and that is disgusting. I am Tigrawyty, and I don't speak Tigrga language, but I started watching Tigrga TV, and media since the war crimes against Tigrai, and I am able to understand the language now 80%. I stopped watching other media. So, whenever I see Tigrai media, I subscribe to it, and l click the like sign too all the time. May the Lord Almighty God bring us full peace, in Jesus' precious name I pray.
ምስ ባዓልቲ ቤቱ ይቅረበልና አያጀኮር እትብሉ 👍ችርስ በሉኒ ደቂ ሪመይ ከይትሓፍሩኒ ሓደራ 💋🌷🌷
ንምንታይ እዮም ግን ንበይነም ዝምፅእወም
ሳብስክራይብ እባ ሐግዝኒ ብርክቲ
ለምለም ዓይነይ ኣምፅአልና ትብሉ እስኪ👍ግጨይኒ
ኣያ ጆኬር ዘድንቆ ስነጥበባዊ ኢዩ ኣምላኽ ምስድራካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
Wwwwww
እዞም ሰረቅቲይ ከይፃዓሩ ክበልዑ ዝደልዩ መድሃኒአለም የጥፋአዬም ምሕረት የዉረድልካ ዝሓወይ ፈጣሪይ
ተጋሩዋይ ግን ታይና ናባዕልና ቻነላት ዘይነዕቢ😊
ምሕረት የውርደልካ ጋዜጠኛ ሓወይ ታኮይኑ😢🎉❤
አያጀኮር ንፉዕ መስተወዐሊ ዓብይ ሰብ ብሉፅእ ኢኻ ብሓቂ ቀፅለሉ 🌷🌷🌷
ፍታነገሰ ኣረጋዊ ንፉዕ ኢካ ካባካ ብዙሕ ንፅበ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ወዲ ህዝቢ ❤❤
ጋዜጠኛ ሓወይ ዉን እግዚኣብሄር አምላክ ምሕረት የዉርደልካ 💙❤️👏🏻
ፍሽ ቡሉፅ መንእሰይ በርትዕ ተስፋ ንገብር ብዝበለፀ ክትመፀና ንፅበ❤❤❤🎉🎉🙏
ግን ናይ ዓዲና ሕግ ከመይ እዩ 😢ሰሪሕኻ ዘይትኣት እግዚአብሔር አምላክ ሰላም ይውርደልና
ሙሌ ክሳብ ሀዚ ዘይሓወኻ ሙሉእ ምሕረት የውርደልካ🤲
ድመጀመርያ ግዜ ሰምዕለኹ ሓዉ ትዕበ ምኻኑ ና ባዓል ሓዳር ምኻኑ ሓዳርኩም ይባርኸልኩም መርኣያ መንእሰይ ኣያ ጆኬር❤
አያይ ጀኮር ብጣዕም አሖግስካን ድባዝሑ ሰነ ጥበኛታት ዉሉድ ካ 4ተ እየም ዝብሉ እሳኻ ግን ይሞችኻ እግዚአብሔር አምላክ ድወለድካዮም ይባርከልኻ
ፍተሃ ነገስ ፅቡቅ ኣለካ ቀፅለሉ❤ሓዳርካ ይባረክ 🙏🙏🙏🙏
ኣያ ጀኩር ፀይቂ ኣብ ምጥናሰ ድዮ ካብሓንቲ ድዮ😂😂😂😂 ሶ ንፍተወኩሙ ኢና ተጋሩዋይይይ❤❤❤
ኣያ ጆኮር ዘልዓሎ ነጥቢ ብፍላይ ሳብስክራይፕ ኣብ ምግባር ዝንጉዓት ኢና ይገርመኒ ኣነስ ዋጋ ኣይክፈሎን እኮ😮
ኣያ ጆኬር፥ you are decent and super eloquent.
ተካታሊ እምነት ክርስትና እንቃዕ ንባዕል መስቀል ኣብፀሐኩም❤❤❤
ገርየ እሙን ማ ኣይተቋሩፁልና ዊ ታይንኾን ስድራቤትና ኢኹም ❤
ኣያ ጆኬር ዘድንቆ ስነ ጥበባዊ ኢዩ ኣምላኽ ምስድራካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ማዓረይ♥️♥️♥️♥️💛💛💛
ፍትሃነገስ ብኹሉ መዳይካ ጎበዝ ኢኻ ቀፅለሉ::
ብድንግላ ረኪበያ ሎሚ 😂❤❤❤
ክመይ ቀኒኩም እንደ ሀራምብ ሽው እንኳዕ አብፅሐኩም ንሊቀ መልእክት ቅዱስ ሚካኤል ወረሓዊ ክብረ በዓል ❤❤❤❤❤❤
ኣሜን🎉❤
Amen Amen Amen❤❤❤
Amen amen amen 🙏🙏💖
_እንታይ እዩ ኮይኑ ኣዱ አዚ ጋዜጠኛ ማዓረይ አየ ጀክር 27 ዓመቱ 3+ ኣነለ አብ ሰደት5 ገይረ 26 ዓመተይ ገና አይተመረዐኩይ ዋይ ግዘ ናይ😂ንኩላ ግዘ አለዎ ተመሰገን❤❤❤_
ዕድመይይ ጥዒናይይ ጥራሕ ዝሓፍተይ
ደስ ዝብል ፃኒሕት
ደስ ካብ ዝበላኒ ሕቶን መልስን
1 ከመይ ጀሚርኩም 😂እንታይ እቲ ምጥናስ ድዩ
2 ክንደይ ቆልዑ ክትወልድ ትደሊ 😂ካብ ሓንቲ ድዩ 😂😂
ኣያ ጀኮር ገበዝ ቀፅሉሉ
ኣያ ጆኮር ኒፉዕ ተዋሳኢ❤
ጀግና እዩ ኣያ ጆኮር ንፉዕ ለባም ❤❤❤❤ጀጋኒ❤❤❤
ምሕረት የውርደልካ ጋዜጠኛ ሓወይ ናተይ
ምሉእ ምሕረት ይግበረልካ ሓወይ 😢
ተጋሩዋይ እስኪ ተሓባቢርና ንዕበ
ምሕረት የውርደልካ ሙሌ ኣያ ጅኮር ፍሽ ብጣዕሚ ኢና ነኽብረካ ❤❤❤❤
እግዚአብሔር አምላክ ምሉእ ምሕረት የውርደልካ ጎይታዋይ🤲😥
ለምለም ዓይነይ ኣብ ቀጻሊ
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ❤❤❤🎉🎉🎉🙏🙏🙏💊💊💊
ሙሉእ ምሕረት ይግበረልካ ዝሓወይ🙏🥹
አያጀኮረይ እግዚአብሔር አምላክ ምስስድራካ ዕድመን ጥዕናን ይሃንኩም ጋዜጠኛ ሓውና እውን እግዚአብሔር አምላክ ስብራትካ ይፀግነልካ ዝሓወይ ❤
ብጣዕሚ ሓሪፍቲ ኣቀራርባ
ምሕረት የወርደልካ ማዓረይ ጆኮር ግን መሕረር እካ😂😂
ጎበዛት ቀፅሉሉ
አብ ናይ ገሬ እሙን ከይኑ ጹቡቅ ይሰሪህ እዩ ተወሳኪ ግን አብ ዳኚነት ከይኑ ከአ ብጣእሚ ጎበዝ ሩሁሩህ ከይኑ ዘለዎ አብ ገጹ ደስ ይብለካ እንካእ ከአ አቦ ሰለሲተ ምካኑ ጂግና አቦ እዮ ቀላዲ ኪዲኒ ጹቡቅ ባሂሪ ዘለዎ ትግራዊይ እዩ ቀጹለሉ 😮😮🎉🎉
ኣያ ጀኬር 😂😂 ኣረድእኻየ ሸገ ብጣዕም የኹም ደስ ትብል
ሙሌ ዕላማ እኜእኒ አይትበል ሱቅ ኢልካ ዉለድ ዕላማ ክንብል ሰደት አይሰዲ ኢሉና አሎ ናይ ሰብ ዕላማ አይዉዳኢዋ
Ayajoker, I am glad that you are ours. I'm glad you believe in God. May the Lord God bless your marriage, and your children; may the Lord God bless your hands work, in Jesus' precious name I pray.
ምሕርት የውርደልካ ዝሓወይ😢
እንኳዕ ድሓን መፃእኹም ሙለር ሓወይ ❤
ኣያ ጆኬር😊❤
ኢድካ ገና ዘይሓወኻ ሔሹካ ክትመፅእ ተመኒና ኔርና ፈጣሪ የቕልለልካ❤
@@medhin8187 ብጡቁልላ እያ እኒአ 😂😂😂
ሙለረይ ሽኮር 😍 😍 😍
አምላኽ ሓድርኩምን ደቅኩምን ይባርከልኩም ኣያ ጆኬር❤❤❤
Jonkor shkor kfetweka btami nfeu tewasat xehafn 😍🥰👏🇪🇷
👍🥰🥰🥰🥰🥰🙏🙏🙏
ደስ ዝብል መደባ ቀጹሉ ተጋሩዋይ❤❤
ዛ ናይ ፈዛር ነገር ግን ፈዛር አዘኪርካኒ ወላዲኪ አምጺ ተባሂለ ተለዮ ከይደናይ ከርክብኪ እይ ይብለኒ ነይሩ አይወላዲ😢
ደቂ ሪመይ ብሉፃት ♥️♥️♥️♥️♥️
ብሓቂ ብቅልዓካ መወልዲ ፅብቅ እየ እግዚአብሔር የዕብየለካ❤
ዕድመነ ጥዕናን ይሃቡኹም እግዚአብሔር💖💖😍😍🌺🌺💖😍😍💖
ንገረና ክንደይ ዕድመ ገይርካ ❤❤❤
ፅጌ ገውሪሂወት ኣምፀኣልና ሙሌዋይ
ምሕረት የውርደልካ ፅቡቅ ፃኒሒት❤❤❤
God bless aya joker bless him 🥰 genius ❤
ደስ ዝብል መደብ እዩ ቀፅለሉ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ዋዋዋዋዋ ደሰ ከበል 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤
Btaemi des bhali jekor Egzabher amlak barku yeebikum des zbl kale mehtet
❤❤❤ አያጀጎር ፍታነገስ ጠካራሰብ ❤❤❤
እንኳዕ ንባዓል መሰቀል አብፂሓኩም ❤❤❤❤❤🎉🎉
ኣሜን❤
ደስ ዝብል መደብ እዩ ቀፅለሉ
Welcome ኣያ ጆከር❤
Ayajoker, you are right about what you said the people of Tigrai don't subscribe to Tigrai UA-cam media. I noticed that Tigeru likes to watch the Amhara media, and that is disgusting. I am Tigrawyty, and I don't speak Tigrga language, but I started watching Tigrga TV, and media since the war crimes against Tigrai, and I am able to understand the language now 80%. I stopped watching other media. So, whenever I see Tigrai media, I subscribe to it, and l click the like sign too all the time.
May the Lord Almighty God bring us full peace, in Jesus' precious name I pray.
ካብ ሓንቲ ድዩ ያ ጆኬር ሓሪፍ😂😂😂
ሽኮሪናታት ይሕዋተይ ደስ ብሃልቲ❤❤
ዕድመንጥዕናንይሃብኪምፈጣሪ❤❤❤❤
ኦው ብጣዕሚ ጎበዝን ጠንካራን ሰነ ጥበበኛዩ😊❤
ዋይ ጋዘጠኛ ታይ ኮይኑ ግን🤔 ኣ/ክ ምሕረት የውርደልካ🙏🙏🙏
በርተዐልና ጎቦዝ ሓውና
ትዕበ ወይ ሙና መኹሸይ ሙና ብጣዕሚ እየ ዝፈትዋ በተለይ እዝና ክድጉያ ከሎ
ምሕረት የውረደልካ ጎይታዋይ❤❤❤❤😢
Mara eye zeftewo Joker ❤❤❤ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
tegaruway bejakum tedenbruni ahwatey mearey bejakum❤❤❤❤
ኣያ ጀካር ሰርዓት ግብሩ ካብ ሓንቲ ደዩ እለካ ዘረባ እሎ
ኣያ ጆኬር ግን ብምጭብርባር ዝወደደረኩም የለን ንለምለም ዓይነይን ኣያዘርኣብሩኽን ክትፈልዪ ዝገበርኩማ ተንኮል ግን ኣናዲዳትኒ 😡🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣ተምሳሌት ሓዳርዪም ግደፉ ኣያ ጀኬር❤️
❤❤❤ብጣዕሚ ደሰዝብ ፈጣሪ የዕብየልኹም ❤❤❤❤
Wow Aya Jokerrrr❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ትግራይ ዓዲ ጥበብን ዓዲ ፈላጣትን ዓዲ ፅቡቓትን ዓዲ ጀጋኑን ሓድነት ግን ብጣዕሚ የድልየኩምኣሉ ከባብያውነት ዓልየታውነት ንየ በልወ ደቂ ሓደ ኣቦን እኖኒና::
ሰላምኩም ይብዛሕ ደቂ ዓደይ 💊💖
❤❤❤❤❤ኩርዓትና🎉🎉🎉
Aya joker betaemi gobez 👍👍👍👍👍beseru tekeklegna ne tibeb zetftere seb eyu kulu yekelelu adnaketka eye kab Sheger👌👌👌👌👌👌
You have a big future, keep going 🙏😍we love you so much
ሙሌ ጎበዝ host ኢኻ ብጣዕሚ። Inspiring
ኣያ ጆኳር ምስ ሰበቱ ኣቅርበልና
አያ ጀኮር ማዓረይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Amazing Aya Joker 😊😊😊😊😊😊
ወግዑስ አይስሕበካን
ተጋሩ ፅሩያት ንበሩልና❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Tegaru tsuriyat enka eske keamzi balkium selamkium mulu yagberio nakiluakebabi
ተጋሩ ፅሩያት ንበሩልና
Nic Job 🎉🎉🎉🎉🎉
አያጀኩሪ መሾአለህ ❤❤❤❤
Melke ilkas eyu nay kulkum❤
Very interesting interview. Both the journalist and fish are funny.🎉🎉🎉🎉🎉
Zhawey mhret yewrdelka 😌🥰🥰🥰🥰🥰🥰❤️❤️❤️🙏
😮ሰናይ ንዓኩም❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤🎉🎉🎉 jeko shkor
Ay jekorey mara eye zifetiweka gni adimekan libenakani,zygana,❤Teadila sebeytika 🙏❤ kulom menaesey tgray libona temiharu ❤❤❤