Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
እግዚአብሄር አምላክ ይመስገን ክቡር መምህርና ናይ ባሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና እግዚአብሄር አምላክ ይአሎኩም እሉ ምሕረት የዉርደልና አሜን አሜን አሜን
እንቃዕ ብሰላም መፀካ ኩቡር መምህርና ቃለህይወት የስምዐና ሓጥያትና ገዲፉ ይቅረ ይበለልና ህዝብና ተወዲኡ😭😭💔❤💛
Amen amen amen kal hewait yesmalna 🤲🙏🏽🤲🙏🏽🤲🙏🏽✝️💒✝️🙏🏽🤲
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት ይስመዓልና ክቡር መምህረና ብሓቂ ደስ ዝብል እዮ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ
ሰላም እግዚአብሔር ኣምላኽ ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኹን እንቃዕ ሰላም መፃኩም ክቡር መምህርና ብሓቂ ኣገዳሲት መልእኽቲ እያ እግዚአብሔር ኣምላኽ ዓይነ ልቦናና የብርሃልና 🙏❤️
ካሳሁን መምህርና ሓዉና ንእትገብርዎ ማዕዳን ምክርን ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ።መራሓቲ ሃይማኖት ባሪኮም እናሰደድዎምስ ካበኦም እኳ ምንም ተስፋ የብልናን ግን ምፅንዕናን ይግደፍዎ ኣፎም ይሓዝሉና።ኣጀና ህዝበይ እምነትና ናብ ጎይታ ይኩን።
ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዐልና ክቡር መምህርናእግዝኣብሔር ኣምላክ ብዕድመን ብጥዕናን ይሓልወልና ንኩላትና እግዝኣብሔር ይቅረ ይበለና ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና 🙏
እቲ ኩሉ ዝክእል እግዚአብሔር አምላክ ምሕረቱን ሰላሙን ይልኣከልና ጸግኡ የብዘሕልኩም ክቡር መምህረይ 🙏
Nay bihki kalehiwet yesmalina Egzabiher Amilak mehert yewrdelina AMENNN🙏🙏🙏
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ካሳሁን እግዚአብሔር አምላክ ዓስብካ ይክፈልካ ዝሓወይ ብጣዕሚ እና እነመስግን ስለ ህዝብና ክሉ ግዜ እተፃናንዐና ብትምህርቲ እትምዕደና እትግስፀና እግዚአብሔር አምላክ ምሕረቱ ይልአከልና ንኩላትና ህዝበ ክርስትያን ደለይቲ ሰላም ፍቅሪ
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና እግዚኣብሄር ኣምላከ ምሕረቱ የውርድልና🤲🤲🤲😥
ናይ በሓቂ መምህርና እግዚኣብሄር ሰላም የውርደልና ነዓካውን እድመን ጥእናን የሃብካ ቀጽሎ ብጣእሚ ጹቡቅ ትምህርቲ
እግዝአቢሔር ይመስገን ክቡር መምህርና ሰላሞም ብክርስቶስ ይብዛሕ ብሓቂ ቃለ ህይወት የስምዐልና ጸጉኡ በረከቱ የብዝሓሎም እግዝአቢሔር ብሓቂ ቁኑዕ ሰብ ከምዚ ከማኹም ዝበሉ መርሓቲ ሃይማኖት የብዝሓልና ብልቢ ኢና ነመስግን ሰላም ካብ ትግራይ 🤲🤲🤲
ብሓቂ ቃለሂወት የስማዓልና ፀጉኡን በረከቱን የብዛሓልካ ኩቡር መምህርና ከማካን ከምመምህር ስልጣንን ዝበሉ መራሕቲሃይማኖት የብዛሓልና እግዚኣብሄር ኣምላክና
ብሓቂ ክብር መምህርና እግዚኣብሄር ሰላሙ የውርደልና አሜን ❤️💊❤😭
ሰላም እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ዝሓወይ ክብር ባሓቂ ቃል ህወት የስመዐና 🙏🙏🙏☦️⛪️🙏🙏
ናይ ብሓቅ ክቡሩ ኣቦና ቃለ ህይወት ያስመዐልና ፀግኡን በረከቱን የብዝሐልኹሙ
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመአልና ጸግኡ የብዝሕልካ መምህርና ብሓቂ ካሳሁን ሓወይ ነስካን ሰልጣንን ዝትገብርወ ዘለኩም ጻዕሪ ነቲ ሓቂ ሓቂ ነቲ ጌጋ ድማ ጌጋ እናበልኩም አሰር ሃዋርያትን አሰር ነብያትን ተከቲልኩም አብ ሓቂ እትቆሙ ኢኩም እሞ እግዚአብሔር አምላክ ጸጋን በረከትን ይዓድልኩም አቤቱ የፅንዕኩም ብዘይካክም ካህን ኮነ ዲያቆን ክዛረብ አይረአናን እግዚአብሔር አምላክ ድማ ንኩለን ሃገራት ሰላምን ምሕረትን ይልአከለን ይአክል የበለና ስቃይን መከራን 😥😢💐🌺
በእውነት እግዝአብሔር ፀጋ በረከቱን ያድልልን መምህራችን
ብሓቂ ቃለ ህይወት ይስምዕልና ክቡር መምህርና ኣቦና ኣቦ ሓቂ ትሕትኛ ዝመልኦ እግዚአብሔር አምላከ ነዊሕ ዕደመን ጥዕናን ይሃብኹም ሰላም የወርደልና ፍጣሪ
ብሓቂ ቃል ሕይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ፀጋኡ ያብዘሐልኩም እግዚአብሔር ይሃብልና
እንኳዕ በሰላም መፃእኩም ክብር መምህርና ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸጉኡ የብዝሐልኩም እግዚአብሔር ሓጥያትና በደልና ሒድጉ እግዚአብሔር ኣምላክ ሰላምን ምሕረትን ይልኣኸልና አሜን፫👏👏👏👏💘💘💘💘💘
ብሐቂ ቃለ ሂወት የስማዐልና እቲ እንኮ ፍታሕ ነዚ ኣብ ኤርትራን ኢትዮጲያን ዝወርድ ዘሎ ጸገምን ማዐትን ጸሎት ምህለላ ይቅረ ምብህሃል እዩ ዝሐለፈ ሐሊፉ መን በዳሊ መን ተበዳሊ ብዘየገድስ ንሰላም ንጎስጉስ ኩልና ብዝያዳ ድማ ካህናት ዲያቆናት ክመርሑ ይግባእ ምሕረት ብእግዚኣብሄር እንበር ብኻልእ ኮቶ የለን ።
አሜን ቃል ሂወት የስምኤልና 💞🙏💞እዝጋብሄር ኣምላኽ ልቦናና ይክፈተልና 💞🙏💞
ቃለ ሂወት የስምዓልና ፡ እግዝኣብሄር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልና መምህር ሓውና ።
እንኳዕ በሰላም መጻእኻ ካሳሁን ሓወይ ቃልህወት ያሰመዐልና ጸጋኡ ያብዘሐልኻ በቤቱ ያጽንዕኻ አሜን 🤲🌼
ናይ ብሓቂ ክቡር መምህርና ካሳሁን ሓወይ ቃለ ይህወት የስመዓልና ጽጉኡ የብዝሓልካ። መራሕቲ ሃይማኖት ንክገንሑ ነገስትታት ክሰምዕዎም ኣግዚኣብሄር ይሕግዝ። ምሕረትን ሰላምን የውርደልና።
ቃል ህይወት ያስምዐልና ክቡር መምህርና ብሓቂ እግዚአብሔር አምላክ ነውሕ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብካ አሜን፫👐👐👐
እግዚአብሔር ይመስገን ክቡር መምህርና ብሓቅ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጋ በረከቱ የብዘሐልካ ንሃገርና ውን ሰላምን ሓድነትን የውርድልና ኣሜን 👏💘
Amen amen amen
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት የስመዓልና መምህርና
Tsega amlak yebzhelka memhrey Kemzi kemaka ybzuhulna 🙏🙏🙏
Qale hiwet yesmoalna memhrna Kasahun egziabhiar selamu ylakelna beoyni mhretu ytemtena kem gbrna zykons kem oby mhretu 🙏xegu yebzhalka tebarek 🙏🙏🙏
እግዚአብሔር ይመስገን ክብር ሓውና ብሓቂ ቃል ህይወት ያስማልን ፀጋዉን ያብዘሐልኻ አሜን አሜን አሜን
Egzabher Amlak tsegeu ybzhalka Memher Kasahun hawey Egzabher mhret ywrdelna,kale hiwet ysmalna
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡን በረከቱን የብዘሐልኻ ብዕድመን ብጥዕናን ይሓልወልና እግዚአብሔር ኣምላክ ክቡር ሓወይ መምህረይ ኣሜን 🤲🤲🤲👏👏👏👏👏🌻🌻🌻
ቃለ ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሕ ክቡር መምህርና
Selam naka yekune betami denguna menti hezbi amhluluna mehlela yedlyna eyou Egziyabhre selam yewrdlna mulu alme🙏🙏🙏🙏
እግዚአብሔር ይመስገን እንኳዕ ብሰላም መጻእኹም ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና መምህረይ ጸግኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ
ቃለሂወት የስመዓልና ክቡር መምህርና አምላክ ጸጋ በረከቱ የብዛሓልኩም
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዓልና።
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና🥰ኣነ ዝደንቀኒን ዝሕዝነንን ግን እቶም ኢ/ያ ዘለው ኣቦታት ክስካብ ከዚ ሓደ ነገር ዘይምባሎም እዩ😥
ቃለ ሂወት የስመዐልና መምህርና የቀንየልና ብጣዕሚ አና ነመስግን ምፅንናዕኩም ኣይፈለየና መምህረይ አሜን 👏👏👏ኣቦታትና ተንስኡ ማዓልቲ ምድሓን ሕጂ ስለ ዝኮነ ንብዓት ኣዴታትና ይኣክልልልል😭😭😭
Kalehiwet yesmealna mm kasahun merahti nweldo zkeyd merzi bflay nezi kltehzbi ygdflna alewu, mo kulu hbretesebna kenekhalu ab melay ezi merzi amlak yhagzena
Amen Amen Amen kale hiwet ysmalna amlak
እወ ሓዉና እግዚአብሔር አኾሪናዮ ኢና ኩላህና ብህብረት በዲልና ግደፉ ዝብል አቦታት ጠፊኦም
ቃል ፈጣሪ የስምኣና 🙏🙏🙏
ብሓቂ ቃለ ህይወት ያስመዐልና ክቡር መምህርና
ካሳሁን ሓውና መምህርና እግዚአብሔር የክብረና👏 ሰለ ቱ ተፃናንዑና ስልጣን ሓውናን ካሳሁን ሓውናን ባኣካቱም ኢና ንፃናናዕ ዘለና እበ ብጭንቀት ብጋሂ ኣማሃለናን 😢
kalhiwet yesmaana seg u yebzahalka Igzabiher d temesegene ykun lomn zelealemn amen
እግዚኣቢሄር ልቦና ይሃቦም ኣቦታትና።
እንካዕ ብሰላም መፀክም ክብር መምህርና
Amen kalehiwet yes yesmalna
Amen Amen Amen 🙏kalehiwet yesmeana kubur Memhrna
ናይ ብሓቂ እግዚአብሔር ብምሕረቱ ይታዓረቀና
አሜን አሜን አሜን ብሓቁ ቃለ ህይወት የሰመዐልና ክቡር መምህርና🙏🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰👏
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ኽቡር መምህርና ዕድመን ጥዕና ይሃበልና አሜንንን
ቃል ሂወት የስምዓልና
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ክቡር መምህርና እግዚኣብሔር ይመስገን
ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዓልና ዝሰምዓናዮ ቁዱስ ቃል ኣብ ልብና የሕድረልና ልዑል እግዛብሄር ኣምላክ 💎❤️💛💎🙏🙏🙏ብሓቂ ኩቡር ሓውናን መምህርናን ክብሪ ይሃበልና ድምጺ ውጹዕ ህዝቢ ኮይንካ ኣብ ጎኒ እቲ ተቀባሊ መከራ ኮይንካ ብቃል ልዑል እግዛብሄር ብምጽንናዕካ ልዑል እግዛብሄር ኣምላክ ጸግኡን ጥበቡን የብዝሓልካ 🙏🙏🙏ብምሕረቱ ድኣ ይጠምተና 💔🙏🙏🙏እቲ ዝፈጠረና ልዑል እግዛብሄር ኣምላክ ገጹ ይምለሰልና እምበር መራሕቲ ስኢናሉ ዘለና ግዜ እዩ ኣብ ክንዲ ኣብ ጎኒ ውጹዓት ክንዲ ምኾን ኣብ ጎኒ ዓማጽያን ጠጠው ምባሎም ከፍአን ገደደን 💔😭ልዑል እግዛብሄር ነቲ ውጹዕ ፍትሒ ነቲ ወጻዒ ክኣ ፍርዱ የውርደልና 🙏🙏🙏ፍትሕን ሰላምን ፍቅርን የውርደልና ❤️🙏🙏🙏
እንቋዕ ብዳሓን መጻኻ መምህረይ 🤲🤲🤲🤲🤲🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
እኔ መናገር እምገባኝ አይደለሁም እኔ በሃጢያተኛ እህታችሁ ለአባቶቻችን ለእኛ ለልጆቻችሁ እንደ ነነዌ ሰዎች ህፃን ትልቅ እንስሳት ሳንል ጥብቅ የሆነ ምህላ ሌላ ቢቀር 3 አምላክ ካለም 7ቀን ብንይዝ አ አረ አባቶቻችን ተለመኑን ሰለ አለም ፈጣሪ ሰለ መድሃኒት አለም ብላሁ እግዚኦ ማሃረነ ክርስቶስ 😭😭😭😭😭😭😭😭
ቃለ ሂወት የስመዐና ክቡር መምህረይ ስቃይና ስቃይኩም ሓዘና ሓዘንኩም ምካኑ ኣሚንኩም ዘፅናናዕኩምና ብልቢ ነመስግን የክብረልና ፈጋሪ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባረክ ምህረይ💒👏💒👏💒👏💒👏💒👏💒👏💒👏💒👏👏
እቲ ፈጋር ከይኾነ ፈጣር እዮ
Yekeniyelna Kubur Hawina Memhir Kasahun
ቃል ህይወት የስመዐልና መምህረይ ፅግኡ የብዝሕ እግዚአብሔር አምላክ ያአክል ስቃይ ይበለና👏
ብሓቂ ቃል ህይወት የስምዓልና ክቡር መምህርና እግዚኣብሔር ኣምላኽ ብዕድመን ብጥዕናን ይሓልወልና ንኩላትን ምሕረቱ ይላአከልና ፈጣሪ እሕዋተይ
Kubur Abona kal kidan yesmeana, ember bezuhat merahti haymanotes dekisom eyom, kab ne Amlak ne Negus eyom zegezeu zelewu.
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና መምህርና ናይ ለባም ዘረባ እዩ ኣምላክ ጸጉኡ የብዘሐልኩም
እግዚአብሔር ይመስገን ሰላመኻ በክርስቶስ ይብዛሕ ክቡር መምህና ካሳሁን ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጋኡ የብዝሐልኻ እግዚአብሔር አምላክ ናይ አገልግሎት ዘመንኻ የርዝመልካ ንሃገርና ከዓ እግዚአብሔር አምላክ ሰላሙ ይላአኸልና አሜን
Bhaki aziu zehzen gzie Eway ata Amlak aboy yaklekum belenA 😭😭
ብሓቂ ቃለ ሕይወት የስመዐልና ጸጋኡ የብዛሕ ሉእል እግዚአብሔር ከማካ ዝበለ የብዘሖዮ ብወንት እምላክ ስራእል ምሕረቱ ይስደደልና
በቲ ሐዚ ስዓት ኣይኮነን መራሕቲ ሃይማኖት ንሕና መእመን ንምህለላ ግዴታና እዩ ኣቦታትና ዋላኩሉም ኣይኩኑ እምበር ኣለው ፡ዓገብ ዝብሉኣቦታት ንሕናምንኡሳት ወለዶ ኣይንስምዕን ንመለስኣሕዋት ንኡስ ዝጠፍእዘሎ ንኡስ ብሓጥያት ብክፍኣት ልብና ስለ ዝቆስለ እዩ ዓብይ ምስ ንእሽተይ ናብ ልብና ንመለስ
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም 👏👏👏
ኣሜንንንን ቃለ ህወይት የስማዓልና፡ንህብናን ዞባናን ሰላሙ የውርደሉ ኣምላኽና።
ቃል ህይወት ያስምዐና
Egziabher mehretu yewredelna
Amen, qual hiwot yesmaalna zihawey, it is way overdue, I don’t know what is going with our brave fathers now days. Bhaki Egziabhier ykire ybelelna 🙏🏽😢
የቐንየልና ናይ ካህናትና ቡኩራት ኣሎ መኒኑ ደው ዝበለ ዉሑድ ኢዩ ኣምላኽ ነዞም ኣሕዋትና የቕልለሎም !!
ስለ ሓቂ ዝቃለስን ዝሰብኽን ካህን ተሳኢኑ፡ ብሓቂ ዝገርም ኢዩ። ዕላማ ክህነት እንታይ ምዃኑ ዝዘንግዑ ይመስለኒ።
🤲🤲🤲
Kale hiwet ysmalna kibur hawena
Thank you egezabhr yebark
ናይ ብሓቅ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ከማኹም ዝበለ የብዝዚሐልና🙏 ኣቦታት ኤርትራ ስቕታ እዮም መርጾም ዝገርም እዩ! ካብ ኣቦታት ኢትዮጵያ ግን ምንም ኣይንጽበን እና ናይ ሞትናን ሓዘንናን ጠንቅ ንሶም እዮም እናባረኹ ኣጆኹም ኪዱ ንትግራይ ኣጥፍኡ ንትግራይ ምጥፋእ ጽድቅ እዩ ዝበሉ ካብ ዲ/ን ክሳብ ጳጳሳት ኢትዮጵያ ብዓሰርተ በትር ዝቐተሉና እዮም💔😭😭😭😭
ቃል ሂወት የስምዓናዘመና ይቀይረልናእወ ሓቂ ብሓቂኣብ ጐረቤትና ኣዉያት ተሰሚዑ ብድድ ኢልና ክትረድ ንከይድ ዝነበርና ኣህዛብ ።ሎሚ እንታይ ኮይና ኣለና?
ናይ ብሓቂ ክቡር መምህርና ቃለ ሂወት የስምዓልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ እግዛብሄር ኣምላክና ምሕረቱ ይላኣከልና
ቃለ ህይወት የስምዓልና ኩቡር መምህርናን ሓውናን ካሳሁን። ና
ቃል ሂወት የሥመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ለቢ ለደያ ዘከፈተ ለበና ይከፈትና
ናይ ብሓቂ ቃለሂውት የሰመዕልና ክቡር መምህና🙏🙏🙏🌹🌹🌹🌹
I admire your advice w/out talking side we are one in front of god.
🙏🙏🙏🙏🙏
እግዚአብሔር ይመስገን ክቡር መምህርና ቃል ህይውት የስመዐልና ምታዋዓሊ ይሃቦም/ና
🙏🏼🙏🏼🙏🏼❤❤❤
እግዚአብሔር ይመሰገን ይመሰገን ሰላምታኩም ይብዛሕ ክብር መምህር ቃል ህይወት የሰመዓና ፀግኡ የብዝሕ ብሓቂ እናመሰከርኩም የንብርክም
Kalehiwet yesmalna, egziabher amlak mihretu yilakelna, Amen.
Enqae bselam mexaka memhrnan hawnan kasahun Amlak ybarkka zhawey kulu tgebron tmhron btaemi nketatelo ena
ካል ህይወት የስመዐልና ጸጉኡን በረከቱን የብዘሐልካ መምህረይ
እግዚአብሔር ይመስገን መምህርና ናይ ባሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና 💕👏💖ብምሕረቱ ይጠምተና እግዚአብሔር አምላኸና 😥💕
ኣምላኽ ማዓቱ የቁርረልና ምሕረቱ የውርደልና
እንእቓዕ ብሰላም መጻካ ኩቡር መምህርና።
ሰላም አሕዋት ናይ ብሓቂ ናይ ክርስቶስ አገልገልቲ ኮይኖም ደገፍቲ ጥፋኣት ኮይኖም ክትርኢ ከለካ ካብ ልቢ ትሓዝን እግዚአብሔር መስተወዐሊ ልቦና ይዓድለና ከም ግብርና ሓጥያትና ዘይኮነሲ ከም በዝሒ ምሕረቱ ይቅር ይበለና🙏 ሰለ እቲ ውፁዕ ህዝብና ኢሉ ሰላሙ ምሕረቱ ይላአከልና 🙏🕊
qal hiwet yesmalna lbi lidya zkefete ayni lbonona ykfetelna
እግዚአብሄር አምላክ ይመስገን ክቡር መምህርና ናይ ባሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና እግዚአብሄር አምላክ ይአሎኩም እሉ ምሕረት የዉርደልና አሜን አሜን አሜን
እንቃዕ ብሰላም መፀካ ኩቡር መምህርና
ቃለህይወት የስምዐና ሓጥያትና ገዲፉ ይቅረ ይበለልና ህዝብና ተወዲኡ😭😭💔❤💛
Amen amen amen kal hewait yesmalna 🤲🙏🏽🤲🙏🏽🤲🙏🏽✝️💒✝️🙏🏽🤲
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት ይስመዓልና ክቡር መምህረና ብሓቂ ደስ ዝብል እዮ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ
ሰላም እግዚአብሔር ኣምላኽ ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኹን እንቃዕ ሰላም መፃኩም ክቡር መምህርና ብሓቂ ኣገዳሲት መልእኽቲ እያ እግዚአብሔር ኣምላኽ ዓይነ ልቦናና የብርሃልና 🙏❤️
ካሳሁን መምህርና ሓዉና ንእትገብርዎ ማዕዳን ምክርን ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ።መራሓቲ ሃይማኖት ባሪኮም እናሰደድዎምስ ካበኦም እኳ ምንም ተስፋ የብልናን ግን ምፅንዕናን ይግደፍዎ ኣፎም ይሓዝሉና።ኣጀና ህዝበይ እምነትና ናብ ጎይታ ይኩን።
ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዐልና ክቡር መምህርና
እግዝኣብሔር ኣምላክ ብዕድመን ብጥዕናን ይሓልወልና ንኩላትና እግዝኣብሔር ይቅረ ይበለና ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና 🙏
እቲ ኩሉ ዝክእል እግዚአብሔር አምላክ ምሕረቱን ሰላሙን ይልኣከልና ጸግኡ የብዘሕልኩም ክቡር መምህረይ 🙏
Nay bihki kalehiwet yesmalina Egzabiher Amilak mehert yewrdelina AMENNN🙏🙏🙏
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ካሳሁን እግዚአብሔር አምላክ ዓስብካ ይክፈልካ ዝሓወይ ብጣዕሚ እና እነመስግን ስለ ህዝብና ክሉ ግዜ እተፃናንዐና ብትምህርቲ እትምዕደና እትግስፀና እግዚአብሔር አምላክ ምሕረቱ ይልአከልና ንኩላትና ህዝበ ክርስትያን ደለይቲ ሰላም ፍቅሪ
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና እግዚኣብሄር ኣምላከ ምሕረቱ የውርድልና🤲🤲🤲😥
ናይ በሓቂ መምህርና እግዚኣብሄር ሰላም የውርደልና ነዓካውን እድመን ጥእናን የሃብካ ቀጽሎ ብጣእሚ ጹቡቅ ትምህርቲ
እግዝአቢሔር ይመስገን ክቡር መምህርና ሰላሞም ብክርስቶስ ይብዛሕ ብሓቂ ቃለ ህይወት የስምዐልና ጸጉኡ በረከቱ የብዝሓሎም እግዝአቢሔር ብሓቂ ቁኑዕ ሰብ ከምዚ ከማኹም ዝበሉ መርሓቲ ሃይማኖት የብዝሓልና ብልቢ ኢና ነመስግን ሰላም ካብ ትግራይ 🤲🤲🤲
ብሓቂ ቃለሂወት የስማዓልና ፀጉኡን በረከቱን የብዛሓልካ ኩቡር መምህርና ከማካን ከምመምህር ስልጣንን ዝበሉ መራሕቲሃይማኖት የብዛሓልና እግዚኣብሄር ኣምላክና
ብሓቂ ክብር መምህርና እግዚኣብሄር ሰላሙ የውርደልና አሜን ❤️💊❤😭
ሰላም እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ዝሓወይ ክብር ባሓቂ ቃል ህወት የስመዐና 🙏🙏🙏☦️⛪️🙏🙏
ናይ ብሓቅ ክቡሩ ኣቦና ቃለ ህይወት ያስመዐልና ፀግኡን በረከቱን የብዝሐልኹሙ
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመአልና ጸግኡ የብዝሕልካ መምህርና ብሓቂ ካሳሁን ሓወይ ነስካን ሰልጣንን ዝትገብርወ ዘለኩም ጻዕሪ ነቲ ሓቂ ሓቂ ነቲ ጌጋ ድማ ጌጋ እናበልኩም አሰር ሃዋርያትን አሰር ነብያትን ተከቲልኩም አብ ሓቂ እትቆሙ ኢኩም እሞ እግዚአብሔር አምላክ ጸጋን በረከትን ይዓድልኩም አቤቱ የፅንዕኩም ብዘይካክም ካህን ኮነ ዲያቆን ክዛረብ አይረአናን እግዚአብሔር አምላክ ድማ ንኩለን ሃገራት ሰላምን ምሕረትን ይልአከለን ይአክል የበለና ስቃይን መከራን 😥😢💐🌺
በእውነት እግዝአብሔር ፀጋ በረከቱን ያድልልን መምህራችን
ብሓቂ ቃለ ህይወት ይስምዕልና ክቡር መምህርና ኣቦና ኣቦ ሓቂ ትሕትኛ ዝመልኦ እግዚአብሔር አምላከ ነዊሕ ዕደመን ጥዕናን ይሃብኹም ሰላም የወርደልና ፍጣሪ
ብሓቂ ቃል ሕይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ፀጋኡ ያብዘሐልኩም እግዚአብሔር ይሃብልና
እንኳዕ በሰላም መፃእኩም ክብር መምህርና ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸጉኡ የብዝሐልኩም እግዚአብሔር ሓጥያትና በደልና ሒድጉ እግዚአብሔር ኣምላክ ሰላምን ምሕረትን ይልኣኸልና አሜን፫👏👏👏👏💘💘💘💘💘
ብሐቂ ቃለ ሂወት የስማዐልና እቲ እንኮ ፍታሕ ነዚ ኣብ ኤርትራን ኢትዮጲያን ዝወርድ ዘሎ ጸገምን ማዐትን ጸሎት ምህለላ ይቅረ ምብህሃል እዩ ዝሐለፈ ሐሊፉ መን በዳሊ መን ተበዳሊ ብዘየገድስ ንሰላም ንጎስጉስ ኩልና ብዝያዳ ድማ ካህናት ዲያቆናት ክመርሑ ይግባእ ምሕረት ብእግዚኣብሄር እንበር ብኻልእ ኮቶ የለን ።
አሜን ቃል ሂወት የስምኤልና 💞🙏💞
እዝጋብሄር ኣምላኽ ልቦናና ይክፈተልና 💞🙏💞
ቃለ ሂወት የስምዓልና ፡ እግዝኣብሄር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልና መምህር ሓውና ።
እንኳዕ በሰላም መጻእኻ ካሳሁን ሓወይ ቃልህወት ያሰመዐልና ጸጋኡ ያብዘሐልኻ በቤቱ ያጽንዕኻ አሜን 🤲🌼
ናይ ብሓቂ ክቡር መምህርና ካሳሁን ሓወይ ቃለ ይህወት የስመዓልና ጽጉኡ የብዝሓልካ። መራሕቲ ሃይማኖት ንክገንሑ ነገስትታት ክሰምዕዎም ኣግዚኣብሄር ይሕግዝ። ምሕረትን ሰላምን የውርደልና።
ቃል ህይወት ያስምዐልና ክቡር መምህርና ብሓቂ እግዚአብሔር አምላክ ነውሕ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብካ አሜን፫👐👐👐
እግዚአብሔር ይመስገን ክቡር መምህርና ብሓቅ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጋ በረከቱ የብዘሐልካ ንሃገርና ውን ሰላምን ሓድነትን የውርድልና ኣሜን 👏💘
Amen amen amen
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት የስመዓልና መምህርና
Tsega amlak yebzhelka memhrey
Kemzi kemaka ybzuhulna 🙏🙏🙏
Qale hiwet yesmoalna memhrna Kasahun egziabhiar selamu ylakelna beoyni mhretu ytemtena kem gbrna zykons kem oby mhretu 🙏xegu yebzhalka tebarek 🙏🙏🙏
እግዚአብሔር ይመስገን ክብር ሓውና ብሓቂ ቃል ህይወት ያስማልን ፀጋዉን ያብዘሐልኻ አሜን አሜን አሜን
Egzabher Amlak tsegeu ybzhalka Memher Kasahun hawey Egzabher mhret ywrdelna,kale hiwet ysmalna
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡን በረከቱን የብዘሐልኻ ብዕድመን ብጥዕናን ይሓልወልና እግዚአብሔር ኣምላክ ክቡር ሓወይ መምህረይ ኣሜን 🤲🤲🤲👏👏👏👏👏🌻🌻🌻
ቃለ ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሕ ክቡር መምህርና
Selam naka yekune betami denguna menti hezbi amhluluna mehlela yedlyna eyou Egziyabhre selam yewrdlna mulu alme🙏🙏🙏🙏
እግዚአብሔር ይመስገን እንኳዕ ብሰላም መጻእኹም ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና መምህረይ ጸግኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ
ቃለሂወት የስመዓልና ክቡር መምህርና አምላክ ጸጋ በረከቱ የብዛሓልኩም
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዓልና።
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና🥰
ኣነ ዝደንቀኒን ዝሕዝነንን ግን እቶም ኢ/ያ ዘለው ኣቦታት ክስካብ ከዚ ሓደ ነገር ዘይምባሎም እዩ😥
ቃለ ሂወት የስመዐልና መምህርና የቀንየልና ብጣዕሚ አና ነመስግን ምፅንናዕኩም ኣይፈለየና መምህረይ አሜን 👏👏👏ኣቦታትና ተንስኡ ማዓልቲ ምድሓን ሕጂ ስለ ዝኮነ ንብዓት ኣዴታትና ይኣክልልልል😭😭😭
Kalehiwet yesmealna mm kasahun merahti nweldo zkeyd merzi bflay nezi kltehzbi ygdflna alewu, mo kulu hbretesebna kenekhalu ab melay ezi merzi amlak yhagzena
Amen Amen Amen kale hiwet ysmalna amlak
እወ ሓዉና እግዚአብሔር አኾሪናዮ ኢና ኩላህና ብህብረት በዲልና ግደፉ ዝብል አቦታት ጠፊኦም
ቃል ፈጣሪ የስምኣና 🙏🙏🙏
ብሓቂ ቃለ ህይወት ያስመዐልና ክቡር መምህርና
ካሳሁን ሓውና መምህርና እግዚአብሔር የክብረና👏 ሰለ ቱ ተፃናንዑና ስልጣን ሓውናን ካሳሁን ሓውናን ባኣካቱም ኢና ንፃናናዕ ዘለና እበ ብጭንቀት ብጋሂ ኣማሃለናን 😢
kalhiwet yesmaana seg u yebzahalka Igzabiher d temesegene ykun lomn zelealemn amen
እግዚኣቢሄር ልቦና ይሃቦም ኣቦታትና።
እንካዕ ብሰላም መፀክም ክብር መምህርና
Amen kalehiwet yes yesmalna
Amen Amen Amen 🙏kalehiwet yesmeana kubur Memhrna
ናይ ብሓቂ እግዚአብሔር ብምሕረቱ ይታዓረቀና
አሜን አሜን አሜን ብሓቁ ቃለ ህይወት የሰመዐልና ክቡር መምህርና🙏🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰👏
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ኽቡር መምህርና ዕድመን ጥዕና ይሃበልና አሜንንን
ቃል ሂወት የስምዓልና
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ክቡር መምህርና እግዚኣብሔር ይመስገን
ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዓልና ዝሰምዓናዮ ቁዱስ ቃል ኣብ ልብና የሕድረልና ልዑል እግዛብሄር ኣምላክ 💎❤️💛💎🙏🙏🙏ብሓቂ ኩቡር ሓውናን መምህርናን ክብሪ ይሃበልና ድምጺ ውጹዕ ህዝቢ ኮይንካ ኣብ ጎኒ እቲ ተቀባሊ መከራ ኮይንካ ብቃል ልዑል እግዛብሄር ብምጽንናዕካ ልዑል እግዛብሄር ኣምላክ ጸግኡን ጥበቡን የብዝሓልካ 🙏🙏🙏
ብምሕረቱ ድኣ ይጠምተና 💔🙏🙏🙏እቲ ዝፈጠረና ልዑል እግዛብሄር ኣምላክ ገጹ ይምለሰልና እምበር መራሕቲ ስኢናሉ ዘለና ግዜ እዩ ኣብ ክንዲ ኣብ ጎኒ ውጹዓት ክንዲ ምኾን ኣብ ጎኒ ዓማጽያን ጠጠው ምባሎም ከፍአን ገደደን 💔😭ልዑል እግዛብሄር ነቲ ውጹዕ ፍትሒ ነቲ ወጻዒ ክኣ ፍርዱ የውርደልና 🙏🙏🙏ፍትሕን ሰላምን ፍቅርን የውርደልና ❤️🙏🙏🙏
እንቋዕ ብዳሓን መጻኻ መምህረይ 🤲🤲🤲🤲🤲🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
እኔ መናገር እምገባኝ አይደለሁም እኔ በሃጢያተኛ እህታችሁ ለአባቶቻችን ለእኛ ለልጆቻችሁ እንደ ነነዌ ሰዎች ህፃን ትልቅ እንስሳት ሳንል ጥብቅ የሆነ ምህላ ሌላ ቢቀር 3 አምላክ ካለም 7ቀን ብንይዝ አ አረ አባቶቻችን ተለመኑን ሰለ አለም ፈጣሪ ሰለ መድሃኒት አለም ብላሁ እግዚኦ ማሃረነ ክርስቶስ 😭😭😭😭😭😭😭😭
ቃለ ሂወት የስመዐና ክቡር መምህረይ ስቃይና ስቃይኩም ሓዘና ሓዘንኩም ምካኑ ኣሚንኩም ዘፅናናዕኩምና ብልቢ ነመስግን የክብረልና ፈጋሪ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባረክ ምህረይ💒👏💒👏💒👏💒👏💒👏💒👏💒👏💒👏👏
እቲ ፈጋር ከይኾነ ፈጣር እዮ
Yekeniyelna Kubur Hawina Memhir Kasahun
ቃል ህይወት የስመዐልና መምህረይ ፅግኡ የብዝሕ እግዚአብሔር አምላክ ያአክል ስቃይ ይበለና👏
ብሓቂ ቃል ህይወት የስምዓልና ክቡር መምህርና እግዚኣብሔር ኣምላኽ ብዕድመን ብጥዕናን ይሓልወልና ንኩላትን ምሕረቱ ይላአከልና ፈጣሪ እሕዋተይ
Kubur Abona kal kidan yesmeana, ember bezuhat merahti haymanotes dekisom eyom, kab ne Amlak ne Negus eyom zegezeu zelewu.
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና መምህርና
ናይ ለባም ዘረባ እዩ ኣምላክ ጸጉኡ የብዘሐልኩም
እግዚአብሔር ይመስገን ሰላመኻ በክርስቶስ ይብዛሕ ክቡር መምህና ካሳሁን ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጋኡ የብዝሐልኻ እግዚአብሔር አምላክ ናይ አገልግሎት ዘመንኻ የርዝመልካ ንሃገርና ከዓ እግዚአብሔር አምላክ ሰላሙ ይላአኸልና አሜን
Bhaki aziu zehzen gzie Eway ata Amlak aboy yaklekum belenA 😭😭
ብሓቂ ቃለ ሕይወት የስመዐልና ጸጋኡ የብዛሕ ሉእል እግዚአብሔር ከማካ ዝበለ የብዘሖዮ ብወንት እምላክ ስራእል ምሕረቱ ይስደደልና
በቲ ሐዚ ስዓት ኣይኮነን መራሕቲ ሃይማኖት ንሕና መእመን ንምህለላ ግዴታና እዩ ኣቦታትና ዋላኩሉም ኣይኩኑ እምበር ኣለው ፡ዓገብ ዝብሉኣቦታት ንሕናምንኡሳት ወለዶ ኣይንስምዕን ንመለስኣሕዋት ንኡስ ዝጠፍእዘሎ ንኡስ ብሓጥያት ብክፍኣት ልብና ስለ ዝቆስለ እዩ ዓብይ ምስ ንእሽተይ ናብ ልብና ንመለስ
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም 👏👏👏
ኣሜንንንን ቃለ ህወይት የስማዓልና፡ንህብናን ዞባናን ሰላሙ የውርደሉ ኣምላኽና።
ቃል ህይወት ያስምዐና
Egziabher mehretu yewredelna
Amen, qual hiwot yesmaalna zihawey, it is way overdue, I don’t know what is going with our brave fathers now days. Bhaki Egziabhier ykire ybelelna 🙏🏽😢
የቐንየልና ናይ ካህናትና ቡኩራት ኣሎ መኒኑ ደው ዝበለ ዉሑድ ኢዩ ኣምላኽ ነዞም ኣሕዋትና የቕልለሎም !!
ስለ ሓቂ ዝቃለስን ዝሰብኽን ካህን ተሳኢኑ፡ ብሓቂ ዝገርም ኢዩ። ዕላማ ክህነት እንታይ ምዃኑ ዝዘንግዑ ይመስለኒ።
🤲🤲🤲
Kale hiwet ysmalna kibur hawena
Thank you egezabhr yebark
ናይ ብሓቅ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ከማኹም ዝበለ የብዝዚሐልና🙏 ኣቦታት ኤርትራ ስቕታ እዮም መርጾም ዝገርም እዩ! ካብ ኣቦታት ኢትዮጵያ ግን ምንም ኣይንጽበን እና ናይ ሞትናን ሓዘንናን ጠንቅ ንሶም እዮም እናባረኹ ኣጆኹም ኪዱ ንትግራይ ኣጥፍኡ ንትግራይ ምጥፋእ ጽድቅ እዩ ዝበሉ ካብ ዲ/ን ክሳብ ጳጳሳት ኢትዮጵያ ብዓሰርተ በትር ዝቐተሉና እዮም💔😭😭😭😭
ቃል ሂወት የስምዓና
ዘመና ይቀይረልና
እወ ሓቂ ብሓቂ
ኣብ ጐረቤትና ኣዉያት ተሰሚዑ ብድድ ኢልና ክትረድ ንከይድ ዝነበርና ኣህዛብ ።
ሎሚ እንታይ ኮይና ኣለና?
ናይ ብሓቂ ክቡር መምህርና ቃለ ሂወት የስምዓልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ እግዛብሄር ኣምላክና ምሕረቱ ይላኣከልና
ቃለ ህይወት የስምዓልና ኩቡር መምህርናን ሓውናን ካሳሁን። ና
ቃል ሂወት የሥመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ለቢ ለደያ ዘከፈተ ለበና ይከፈትና
ናይ ብሓቂ ቃለሂውት የሰመዕልና ክቡር መምህና🙏🙏🙏🌹🌹🌹🌹
I admire your advice w/out talking side we are one in front of god.
🙏🙏🙏🙏🙏
እግዚአብሔር ይመስገን ክቡር መምህርና
ቃል ህይውት የስመዐልና ምታዋዓሊ ይሃቦም/ና
🙏🏼🙏🏼🙏🏼❤❤❤
እግዚአብሔር ይመሰገን ይመሰገን ሰላምታኩም ይብዛሕ ክብር መምህር ቃል ህይወት የሰመዓና ፀግኡ የብዝሕ ብሓቂ እናመሰከርኩም የንብርክም
Kalehiwet yesmalna, egziabher amlak mihretu yilakelna, Amen.
Enqae bselam mexaka memhrnan hawnan kasahun Amlak ybarkka zhawey kulu tgebron tmhron btaemi nketatelo ena
ካል ህይወት የስመዐልና ጸጉኡን በረከቱን የብዘሐልካ መምህረይ
እግዚአብሔር ይመስገን መምህርና
ናይ ባሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና 💕👏💖
ብምሕረቱ ይጠምተና እግዚአብሔር አምላኸና 😥💕