I am a big supporter of law and order, the pretoria agreement is law. So is the constitution. The agreement and the constitution both says our occupied lands need to be returned to Tigray before DDR. So is Tigray breaking the agreement by bending to the will of Abiy?!
The king of TIGGER TIGRIYANS TPLF❤ The king of TIGGER TIGRIYANS TDF❤ Absolutely regardless tough Genius faster fighters in the world king our GENERALS CONIRILS ❤long live state TIGGER TIGRIYANS TIGRAY for ever life time period ❤❤❤ ብቅልፅምና
40% of Tigray is under occupation Why would you then disarm? The Pretoria Agreement called for both Eritrea and Amhara forces to withdraw! Anything less would be treasonous act
ረሳሓት ተበለጽቲ ግሓላሉ ጀነራላት ሸጦምና ኣሕዋትናን ደቅናን ብላሽ ጠፊኦም ትግራይ ኣረኪብካ ምፍናው ውርደት ስዕረት ናይ ባሓቂ ውድቌት ዋይ ትግራይ ኣብ ዚኦም ወዲቌ ኡይ ትግራይ ሞይታ ብደቃ cheme on you
ሰላም ወሪዱ ደለይቲ ኪናት ፍንጫል ህወሃት ደብረፆን ደቁኹም አብ አመሪካ እናበርኹም ወዲ ድኻ ትግራዋይ አንፂትኹምዎ ተጠየቅቲ ኢኹም አይተምሉጡን
@@brhanetewold9767
Sheme on You.
Write.
(እጥቂ ምፍታህ ማለት ተስኢርካ ማለት የኮነን) እናበለ ላህማማት ቲዲፍ እጥቆም ቀንጢጥዎም።
ኩላ ከማይ ዝአተወት አጭዋ ሰቅ ኢላ። ቲዲፍ መራህቲ ሃሳክር አበይ ንከብዶም ዝሃደሩ ብሚእቲ ሽህ ዝቁጸሩ ተሰዊኦምን ሰንኪሎምን ናይ ጌቾ ጉጅለ ኸኧ ንትግራይ ህዝቢ ናብ ውልቀ መላክነት መግዛእቲ ይእትዎ አለው። ማንቲለ ዘሊላ ዘሊላ ናብ መሬታ ኮይና ፡ ትግራይ ከኧ ታብ አፄ ኀይለ ሥላሴ መግዛእቲ ናብ ዝበአሰ ናብ ንጉሠ ነገስት አብይ መግዛእቲ ትአትላ ዋይ ውርደት።
ዕጥቅካ እናፈታሕካ ክንድዚ ምዝራብ አየድልን
@@fitsumfesehaye5108 👌👌👌👌👌
@@fitsumfesehaye5108
Yes! They do not ashamed.
Don't worry don't afraid
አይትሐፍርን ዲካ መደረ ከተስምዕ ዘይትሕባእ ርኩስ
ፅዮን ትሓልኪ ዓደይ ትግራይ መራሕቲ ኢና ባሃቲ ክሒዶምኪ እዮም ከብዶም የግጅፉ ኣለዉ
ጽዮን እካ ጎቦ ወይ ከተማ ወይ ገነት ኢዩ ፡ጽዮን ትሓልኺ ንመን ይውክል ማለት ዩ ናይ በሓቒ ኣምላክ ትፈልጥዎ ዶ ።
ማፊያ ህወሓት ንምድሓን፣ ህዝቢ ንምጥፋእ ዝተኻየደ ኵናት።
መሕዘሚ እዩ ናይ ትግራይ ነገር
ምሕረት የውርደልካ ህዝቢ ትግራይ እዚ ውሰነ እዚ ቅድሚ እዚ ኩሉ ህልቂት ከይወረደ ክሕሰበሉ ነይርዎ ግን ትዕቢት ዘምጸኦ መዘዝ ንዚ ውጽኢት እዚ ኣርእዮ ግን ሕጅዉን ልቢግበሩ ንዚህዝቢ ሰላም ሃብዎ
ዕጥቅና ፈቲሕና ሑሞራ ለሚና ክንመልሶ ኢና።ኣቤት ትግራይ ዝረኸብክዮ
ዋይ ዉሪደት ትግራይ ዓደይ ፈጣሪ ይሓልወልና ስክበል ፋሳሃ ኣታ ከዳዕ
ቀፃሊ እንታይ ጉድ ንሰሞእ እንታይ ጉድ ንርኢ እርግማን !!!
This is sad day for Tigray the agreement should be both way😢
DDR ኣብ ትግራይ ኣድላይ ወሳኒ ከይድ ምክንያቱ ዕጥቂ ኣብ ትግራይ መሕለዊ ወርቂ መሕለዊ ጉጅለ ኣደመ ዕምበር ንሕዝቢ ዘምፀዖ ረብሓ ፅንተት ብርሰት ዕዩ ሐዚ ዉን ብኣፈፃፅማ ዕዚ DDR ሓለውቲ ዑና ከይተርፉ ብዓግባቡን ንረባሓ ተጋሩ ብልጠቅም መንገዲ ክሳብ መጨረሻ ይተግበር!
እደመኻ ይሕፀር ቁሸታዊ
ህዋሓት ምልክት ውርደት ህፍረት ተጋሩ ከምዝኾነ ህጂ ዘይአምን ትግራዋይ ህዋሓት ጥራይ እዩ! ወይ ህዋሓት ዝሰርሖ ትግራዋይ ጥራይ እዩ!!
ግዝኣት ትግራይ
መቸም ኣብዚ መራሕቲ ሰራዊት እንተዘይነቂሖም ህዝብና ሀዚ ውን ዳግማይ ስግኣት ክኣቱ እዩ
ዕጥቂ ኩሉ ምርካብ ፅቡቅ ኣይኮነን
ትግራይ ማኣስ እያ ካብ ፀገምን ህልቀትን ዲሒና ፀጥታ ማኣስ እዩ ኣብ ዘየስግእ ጀረጃ በፂሑ እንድዒ ሀዚ ውን ከየብልዑን ንጠንቀቅ
እሞ ሕዚኸ ብክላሽ ክንሓስብ ኣለና ድዩ???....መራሕቲ ሰራዊት ኣብ ወርቂ ምዝራፍ ተፀሚዶም እዮም ዘለዉ...ካብ መጀመርይኡ እውን ክንዘርፍ ኢና ኣይትውቀሰና ተዘይኮይኑ ሰሜን እዝ ክንጎብጥ ኢና ኢሎም እዮም ምፍቃድ ክለዝኣበዮም ናብ ጦርነት የእትዮምና።
ድሕሪ ሰለፋ እንታይ ተረፋ
ድሕሪ ዕጥቕኩም ምፍታሕ ዳአ እንታይ አሎ ? ?
ጀጋኑን መሕፈርትን ጀነራላት ትግራይ እዚ ኩሉ ጅግንነት ብሓደ ትራ ኣብይ ኣሕመድ ክዝወሩን ንኣብይ ክምርከኩ ክትርኢ እንተለካ ትሓፍር
We will live and see ! ምስ ኣፅዋርና ከለና እኳ ግዝኣትና ዘይተመለሰ ኣፅዋርና ምስ ኣራጋፍና ??
I am a big supporter of law and order, the pretoria agreement is law. So is the constitution. The agreement and the constitution both says our occupied lands need to be returned to Tigray before DDR. So is Tigray breaking the agreement by bending to the will of Abiy?!
I agree with you 💯
The interim administration sold Tigray to genocidal regime of Abiy Ahmed Ali
Gallant fighters heroic people proud of you forgive but never forget
What about boarders of Eastern zone like gulomeķeda,egela,Irob, zalambesa?
እዚ ዘረባ ሸልችይና ❤❤ ተሳዒርና ኢና
ብጣዕሚ
ኢኩም
ተሕዝኑሓሸዉቲ🔪🔪🔪🔪🔪🔪🔪💔💔💔💔💔💔
ኣምላክ
ኣቦይ
ባዕልካ
ሓልወና🙏🙏🙏
ዓሕሕሕ
ሕወሓት ልህዝቢ ትግራይ ዕሾኽ ምድሪበት እዩ ።
Ghiziawi mimhidar iu responsibility for this qeltifu hizbinan merietna kimlis zekale we ended up to this tplf indabelkum aitechberu
ወዲ ኸልቢ ዓጋመ
ሀተፈተፈ አይትበል ድሕሪ ሕጂ ዝአምነኩም የለን ።
Its sad, we only live on illusion and its very Delusional for the generation to come !!!
ብጣዕሚ ዘሕዝን እዩ : ፋሽሽት መንግስት አብይ አህመድ ግዝኣት ትግራይ ከይተመለሰ ዝተፈናቐለ ህዝብና ናብ መረበቱ ከይተመለሰ አረመኔ መንግስቲ ኤርትራ ካብ ግዝአት ትግራይ ከይተመለሰ ተስፋሕፋሕቲ አምሓሩ ካብ ግዝኣታት ትግራይ ከይወፁ ብሕመቕ መራሕትና ጀጋኑ ትግራይ ዕጥቂ ንኽፈትሑ ምግባር ዘሕዝንን ዘጠይቕን እዩ:: እግዚኣብሄር ምስ ሰራዊትን ህዝቢ ትግራይ ንኽኾውን ንምሕፀን:: ገበነኛታት በሕጊ ዝጥየቑሉ እዋን ርሑቕ ኣይኾንን::
ንሻዕብያ ዳአ መን ኸውጾ😂😂😂😂😂
@@michaelsuper6087መን ኸውፅኦ ? መን ደኣ ኽዋጋእ ደብረፅዮን ከይዱ ይለምኖ ? ዋይ ህውከት ክንደይ ግዜ ተዋጊእና እቲ ውፅኢት መዓረ እዩ ዕሸላት ምውዳእ
America,medhanialem,yifredki,❤
ግዝኣትና ይመለስ፣ ህዝብና ይመለስ ህዝባዊ መንግስቲ ይመስረት!
ኡይ በል ህዝቢ ትግራይ ሪኢኻዬ ዶኒ መራሕተይ ትብሎም ሰባት ህዝብና ናብ ንቡር ቦትኡ ከይተመልስ መሬትና ውሑስ ከይኮነ ሕጂ ድማ ሰራዊት በቲንካ ዕጥቂ ፈቲሕኻ ሰራዊት ምብታን እንታይ አምፅኦ እንደገና ድማ እዞም ከዳዓት መራሕቲ አይ ሐፍሩ አይ ሐንኩ ንሕና ክንመርሐኩም ክብሉ ዘይ ሐፍሩ ከዳዕት እዚኦም እብ ፍርዲ ዝቀርቡሉ ግዜ ሩሑቅ አይከውንን ዝብል ተስፋ አለኒ
ዋና እሾክ ምድርቢት ንሰካ ኢካ ማንጁስ
ማሓፈርቲ ኢክም ብጣዕሚ ናሓዘን
Which comes first, DDR .or the territory of the region.
Supposed to be territory first
ቅቅቅቅቅቅቅቅቅቅቅቅቅቅቅቅቅቅ
እንመንኮን ይኾኑ ዝተሰናበቱ:: ከባቢኦምን ውግንኖኦሞ:: Just curious!
ለያቡ ካሕዳማት
ምንም ይሁን ምን ሰላም ይሁንልን እናመሰግናለን
@@SelamFistum ሰላም ምትፈልግ ከሆነ ለጦርነት ተዘጋጅ ሰላምህን መሳሪያ በማስረከብ አታመጣውም
way tigray taye eye zri zeleu!!!!!!!!!!!!
መእንተ ሰላም ቡዙህ ዋጋ ይከፍል አሎ ግን አጆና ተጋሩ ተስፋ ከይንኮርጽ ሐደ ሃደ ሰባት ቡዙህ ክዛረቡ ይክእሉ እዮም ግን ስላም አክዲምና ምርዳ
የድሊ ህዝበይ
Game over
ኣሕ ደምና ን መስዌእቲ ብፆትና ንከንቱ መሬትና ከይተመልሰ ነብሰወከፍ መሳርያ ክርከብ ከሎ ብጣዕሚ የሐመኻ ሐደ ስለ ግዝኣት ትግራይ ዘጨንቆ መራሕስ ይስኣን ዋእ እንታይ ኢና ንኾን ዘለና ናይታሪክ ተሓተቲ ነኾን ኣለና ህወት ዕሸላት ከፊልካ ዝመፀ መሳርያ ሱቅ ኢልካ ክተርክብ እዶእ.......
41 ዓመት የቆየ እና የተገነባ ሀብት ባህርዳር ውስጥ ፋርድ አጥተናል፡ እንኳን DDR አይ?
ትግራይ ሃገሬ በውሸታም መንግስት ተበላች።
ያሳዝናል።
ጉጅለ ሙሩካ ብጻይ ስብሐት ነጋ ምትኢክክብ ዲሕርት ዘምጸኦ ስላም የለነ በዕልካ ህዝብ ትግራይ ምስ ግዚያዊ መነግስት ትግራይ ከነካ ስላምክ ሓሉ።
ንባዕልካ ክትብ እንበር ሐሳዊ
This guy he talks about Money kkkkkkkk manjus
ታይ እዩ ደኣ ፀፍ ጭልጥ ዝብል ጀነራል ፍስሃ። ነት ስምምዕነት ገልቢጥኩም ቅድሚ መሬትና ክላሽን እናረከብካስ ፀፈፍ ምባል መሕፈሪ እዩ።
ዕጥቅና ንፀላእትና
Oromo nweyane sutanta amliquwo
ሰላምና ክዕቀብ እንተኮይኑ ሐይሊ እንትህልወና እዩ ሰራውትና ምስ እጥቁ እንትፀንሕ እዩ
ኢድካ ንላዕሊ ን አብይ አህመድ❤❤ኣይዞሽ ገለቱ
ንባዐልቶም ብፕለቲካ ተሳዒሮም ትግራይ ኣዋሪዶማ ፎዕዕዕዕ
ዕጥቂ መዓስን በኸመይን እዩ ክወርድ ዘለዎ?አሕዋቶም አብሞትን መንከራን እንዳሃለዉ?መሬትናን ንብረትናን ከይተመለሰ?ጸላእትና ናብ ሕጊ ከይቀረቡ?
Hhhhhhhhhhhhhhh🎉🎉🎉🎉 congratulations tigray
ጀነራላት ትግራይ እና ጉጅለ አደመ እናሃለው ህዝቢ ትግራይ ከም ቆልቋል እናነበዐ ክነብር እዩ
ንበይኑ ዓይነት ተርእዮ ኢና ንዕዘብ ዘለና:: ጀኖሳይድ ዝፈፀሙ ወረርቲ ብዝበለፀ ይዕጠቑ: ጀኖሳይድ ዝተፈፀማ ተወራሪት ትግራይ ድማ ዕጥቃ ትፈትሕ:: ስለዚ ናይ ትግራይ ፖለቲካዊ ኩነታት ብልሓቱ ጠፊኡና ኣሎ::ናይ ጀግንነት ትርጉም ከመይ ከምዝኾነ እውን ፍፁም ክርደአና ኣይከኣለን::
ናይ ትግራ መራሒ ካብሐዚ ክብር ኘረድዘንት አሳያስ አፈወረቂ።
መሳርያ አዋሳኝ ዘሎ ኹሉ መንእሰይ አድልዎ ንመን አምንኹም እኹም መሬት አብ እድ ፀላእ እናሀለወ ዝትፍናቀለ ህዝብና ዘይተመለሰ መሳርያ ምርካብ ምንም አይተረደኤናን ነጋ አነ አይኮንኩን ከይትቡሉን ልክእ እቶም እስረኛታት መወዛጋብ ገይርኽምዎ ዘለኹም ከይትገብርዎ እዮ ሰጋአትና
😭😭😭
ፍታሕ ጥራይ ' ጃህራን ፈኸራን 😮😮
ሌያቡ ኽራኹር ህወሓት ::
ሪኢናኩም መራሕቲ መሕፈርቲ ከዳዓት
I feel sick to hear what took place. I need to scream 😱 😩
👍👍👍
ኪድ ተሓባእእእ
ለሠም ከዚህም በለይ ወጋ ተከፍሎ ሠሙ ብቻ እንድገኝ ከልብ ጸልዮ ለሁሉም ጠቀሚውና ተመረጩ እርሱነው ኩቡረን ወጋኖቺ ጦርነት ወደ ሠለም ለመምጠት የመጨረሻው አመረጭ ከሆና እጂ ችግር ፈቺ ሆኖ አየውቅም አሁን አትሻወዱ
እቲ ምስንባትስ ፅቡቕ ግን ንምንታይ እዩ እቲ ዕጥቂ ዘረክብዎ ዘለውዎ
DDR ኣፋፃፅምኡ ዋልዳን ማዕጓን ብምግባር ተወሳኺ ዘይምለስ ሕቶታት ብምፍጣር ተወሳኺ ኣፋላላይ ዘምፅእ ገይሩ እዩ Pp
ናይ ስዕረት ስዕረት
እንታይደኻ አእቱኻ
ሂወት መናእሰይ ወለዶ ንብረት ብረት መሬት ኣጥፊእካስ ክልቴና ኢና ውጽዓት ምባል ደኣ ከመይ እያ፧(Is that means Ethiopian and Tigray)?
ሰፈር ሽጉጠይ ደኣ መይተ ድየ።
ንህዝቢ ትግራይ ሰላም ናይ መራሕቲ ሻለቃታት ሸቀጥ'ቲ እዮም።
ብጉልበት ዝአምን ዘልአለም ምናምን!!!
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ንዓካትኩሙ ትኮን ዕጥቂ ተጠፊአስ ንርእዮ
😢
ኣሕሕሕ ንዚ እዶ ተቃልሱ ህዝቢ ትግራይ
ኣትቶም ከዳዓት ጀናራላላት ንዚ ዶ ኮይኑ
ህዝቢ ትግራይ እዚ ጠፊእዎ ድዩ!
The king of TIGGER TIGRIYANS TPLF❤ The king of TIGGER TIGRIYANS TDF❤ Absolutely regardless tough Genius faster fighters in the world king our GENERALS CONIRILS ❤long live state TIGGER TIGRIYANS TIGRAY for ever life time period ❤❤❤ ብቅልፅምና
TPLF and PP criminals will never be trusted! They must be held accountable for all the crimes committed in Tigray. Justice for all the victims!
ምስ ዕጥቅኻ ዘየምለስካዮ ግዝኣት ትግራይ ጥራሕ ኢድካ ከምልሶ እየ ኢልካ ምፍካር ዋጋ የብሉን ደናቑር!
ደሕር ሰልፋ እንታይ ትአረፋ እዮ ደሎ ትግራወይ እኮ ድአይ ሓፍር ፍጥረት እዮ
ብኤርትራ ተታሒዙ ዘሎ መሬት ትግራይ
ኢሮፕ ዛላንብሳን እገላን ከ?
ንምን እዩ እዙይ ዒጥቕይ?
ዒጥቕይ ሃብዎም ናይ ኣየር ሃይልይ ተውሃቡ፡ ዒጥቅ ፊታህ እልካ ምቕሪራብ የለን፡
It's a sad day.😢😢
General Tsedkan sold Tigray. What a shame 😢 Tigray territorial land is still under occupation, and now what.
ህዝብና ኡዙይ ኣየኮንን ካሕሱኡ
ሱቅ ከ ዘይትብሉ ህውከት
ሕማቓት ዓዲ ሸይጥካስ አፅዋር ምርጋፍ
ቁማር ነው ሁሉም በባነነበት በአሮጌ ክላሽ የሚሸወድ የለም።
Ahya Meche Yegebahale Ante Fesam
ትገርሙ ሳባት ኢኹም፡፡፡፡ ተምልስዎ መሬት ይኹን ግዝኣት አይህልወኩም ድሕሪ ሕዚ፡፡ ድሕሪ ማይ ናብ በዓቲ፡፡
@@GetanehKassa-pr5dd
Let them keep lying
ፍሰሃ ኪዳኑ ሕዚውን ኪናት ደላይ ትመሰል ንባዕልኻ ዘይሞትካ ብናትካን ከማኻ ዝመሰሉ ዘምፃኹመዎ ረሳሕ ፖለቲካ መናእሰይ አንፂትካ አይተምለጥን ተጠያቂ ኢኻ
40% of Tigray is under occupation Why would you then disarm? The Pretoria Agreement called for both Eritrea and Amhara forces to withdraw! Anything less would be treasonous act
ኣብ ምዕራብን ወሰናወሰን ራያን ዘሎ ህዝብና ምባልካስ ግርም
ኣብ ወሰናወሰን ዛላምበሳ ክሳብ ባድመን ዓድጎሹን ዘሎ ሰብና ኸ ምቕንጫሩ ማለትካ ከምዘይትብል እኣምን ጀነራል
ካብዞም 370,000 ሰራዊት 270,000 ናይ ቀደም ተጋደልቲ ምስ ዕጥቆም ክፀንሑ ይግባእ:: ንሻዕብያ ዋጉኡ ክረብ ኣሎዎ:: መከላከያ ንትግራይ ዝኻሓደ ካሓዲ እዩ::
Shabiya emo ysibeyeka alo kido
Kkkkkkk aye tigeru aqeme ennea elkuem 500.000 keflkuem nekonteu
😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂 እንታይ ትብል ማለሊት ፍታሒ ዕጥቒ ክክክክክክክ
😂😂😂😂😂 ፍታሕ ጥራይ
ሎምዓንቲ ድዩ ዝዝረብ እዚ ኩሉ ኣብ ጥፉእ ኣይትናገር ኩፉእ
Tigray surrendered today.
ዓኽኽኽ ዋይ ውርደት ሑሞራ ያ ዛአክልስ ለሚንካ ያ ኽውሰድ
እዚ ዝስራሕ ዝሎ ስርሕት ዳግማይ ናይ ትግራይ ንምጥፍእ ዝግበር ዘሎ ስረሕት እዩ እጥቂ እናሀለወ መርየትና ዘይተ መለሰ ጥራይ እድካ መረየት ትግራይ ክንረክብ ማለት ዘይከውን ነገር እዩ ህዝብና እቲ ዝተረፈ ክውድእዎ በሪ ትከፍትሎሞ አለኩም ምስ እዝኦም ምንባር አየድልን ትግራይ ናፅነታ ክትእውጅ አለዋ መርየትና ክምለስልና አለዎ እቲ ትገብርዎ ዘለኹም ንኸልቢ ብእግርካ ምቅዕ እንካ ሰጋ ማለት እዩ
😂😂ታማ 😂ግን ዘይሓፊሩ አዞም ሸፍቱ
ኣንቲ ዶቃላ
ፍር ዱሑር ጹዮን ካብ ሻዕብያ አየደሓነትካ ደነቆሮ ስላም ገርካ ንበር።
This show was The ""BELTSEGENA"" show.
Sorry Medehin.
Kem diaspora elateqastelku eyee lesemeoleku......😢