Don't you have the right source to present like real news i like every program of this media , but your news or your sources of news doesn't fit with TBS
I really don’t like this journalist because he’s so biased and didn’t given accurate information. He thought he’s one of attending in the meeting. So BS. SMH 😡
ፅንዓት ይሃብኪ ትግራይ ክሳብ መራሒ ትረኽቢ!
መራሒ ከይኮነስ ብነፃነት ዝኣምን ተመራሒ እዩ እቲ ዓብዪ ፀገም ትግራይ። ፀገምና ብዝሞተ/ዝበስበሰ/ እምበር ብህያዉ መራሒ ክንምራሕ ዘይንፈቀድ ድሑር ህዝቢ ምዃና እዩ። ሓድነት ትግራዋይ ኣብ ጦርነትን ሞትን እምበር ዓለም ዝበፀሐቶ ዲሞክራሲያዊ ኣታሓሳስባ ምብፃሕ ዘፍርሐና ህዝቢ ኢና።
ብዝኾነ ሰናይ ግዜ ዘመነ ሰላም ይግበረልና ።
ትግራይስ ፈጣሪ አይሕደኪ
ናይ ኣለም ገብረዋሒድ ሚድያ
ታሪኻዊ ዳግማይ ስሕተት
ታሪኽ ዘይርስዖ ዓብዪ ስሕተት
ዋይ ዋይ ዋይ ብጣዕሚ የሕርር ኣሕ
ትግራይ ናይ መን እያ
መናዊሒ ዕድመ እምበርመፃኢ ድሕንነት ኣብግምት ዘየእተወ ስጉምቲ ሓደገኛ ዉሳነ
ትግራይ ትግራይ ተጋሩ ምሕረት ሰላም የውርድ ኣምላክ!
እዋይ ጉድ ዓብዪ ስሕተት 40%መሬት ኣብ ፀላኢ እንከሎስ ምብታን እዋይ ፀገም
Selam yigberlna fetari 😭😭😭😭🙏🙏🙏
ጊዝያዊ ኣስተዳደር ማፍረስና እንዳይሰራ ማድረጉ ውጤቱ ይህ ነው። ኣሁንም ሕወሓት ወልገድገድ ሊል የጀመርውን ጊዚያዊ ኣስየዳደርን መደገፍና እንዲያሰራራ ማድረግ ይጠበቅበታል።
ኩሉ ንምርኣይ ምቅናይ 🙏
ታሪኻዊ ስሕተት ::
ፅባሕ ሓደራ ተጋደል ከይትብሉኒ
ናይ ትማሊ ስውኣተይ ሎሚ ሓዚነልኩም😭
እንኻዕ ኣይተሰዋእኩ 🙏
አታ መናእሰይ እቢ ዘይንብል እንታ ኢና ንከዉን አለና
እዙ ምብታን ሰራዊት ትግራይ አርባዓ ሚኢታዊ መሬት ትግራይ አረኪብኻስ ሰራዊት ትብትን ዘገረም።
መምህር ተመስገን ካሕሳይ ኣብዛ ንትግራይን ግርጭቱን ኢሉውን መተካእታፍታሕ ዘቕርቦን ኣዝዩ ዘሐብን ኢዩ። ብልክዕ ከኣ ሓቁ ኢዩ።
መርየት ዝባሃል ከይትሓልምው ህዝቢ ትግራይ
Hig8def zerebakum adibu ethiopiawoyan entekonkum biwegie gikezilu igray hizkum keldi gidefiwo tigray hizkum kesinkum tinebru malet zebrt eyu fitsum kinshifitvmukana filetu tigray kitgeziu endihor hasibkum entekonkum tegagikum
Poor tigray 😢
እቲ ናብ ገዝኡ ዝፋኖ ዘሎ ኣካል ጉዱእን ብዝተፈላለዩ ምኽንያታት ክዓርፍ ዝግብኦን ጥራሕ እዩ። ኻልእ መንእሰይ ሓየት ኣብ ቦትኡ እዩ። ተረጋግዑ።
Kila sik belu temelisu tetayisu enabelkum higi halewlew tiblu.
ጨኒቁና እኮ
@@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb እዚ ንኣራዊት ሻዕቢያ ዝምልከት ኣይኮነን
Selam ena nidli❤❤❤❤
ታላቁ ትግራይ ታሪካዊ ስህተት ቦሳደገቻቸወ ጀግና ልጃቿ በጣም ያማል ያሳዝናል
❤
DDR ትክክለኛ ና ወቅታዊ መስርሕ እዩ!
ዋይ ስሕተት
ኩሉ ካባና ዝግበር ገይርና ኢና ሒዚ ዕጥቅና ክንፈትሕ ከለና ቀደድ ኣበይ ነይሮም ከም ንፈርስ እና ሰራሕኩም ፀኒሕኩም ኢኩም ንኣዘዝትና እንታይ እናበልኩም ከምዝነበርኩ ትፈልጥዎ ኢኩም ፈሪስናልኩም ደስ ይበልኩም ምፍራስ ሰራዊት ትግራይ ተሃንጢኩም ትፅበዩ ነይርኩም እዙይ ዝሕልምኩም ውሑዳት ኣይኮንኩምን ትምኒትኩም ተሳኪዑ ኣሎ ዕጥቅና ክንፈትሕ ጀሚርና ኣለና ኣብ ክልቲኡ ጫፍ ኮይንኩም ብፈከራ ተፅሙና ድማ ደስ ይበልኩም ።
እዚ ዜና ባዕሉ መደናገሪ እዩ።
ኣብ ነይ መምህር ተመስገን ሓሳብ ሙሉእ ንሙሉእ ይሰማማዕ እየ።ከምኡውን ነባር መሪሕነት ወታደራዊ ይኩን ፖለቲካዊ ሕወሓት ትግራይ ተረኪቦም ከመዓራርዩን ንቀፃሊ ጥጡሕ ባይታ ፈጢሮም ብምርጫ ንስዕር ከረክቡ ይምነ።
ጀጋኑ ተጋደልቲ አሕዋተይ ክብሪ ተወንዘፉ ሳላኹም ኣነ ብሂወት አለኹ❤ መራሕትና ግን ድፍእ ደኣ ይብልኩም መድሀኒአለም😢
ብቕርጻ መልክዕ ጻገም ዘለዎ ግዝያዊ ምምሕዳር ተቓራኒ ባህጊን ዘለዎም ዝእዝዝዎ ክትሾሞን ከተውርዶን ወጥሪ ህዝባዊ ምቑጽጻር ዘይብሉ ሓደገኛ መስርሕዩ!!!!
ትግራይ ብሮድ ካስት ናይ መጭረሽታ ሓሳዊት ጥራሕ ዘይኮነስ ህዝቢ ምድንጋር ፀ ረ ህዝቢ ትግራይ ኢ ያ ውን
What is your fact??
ኣየ ህወሓት ዝመርሓ ትግራይ ተዳጋጋሚ ስሕተት ስሕተት.......አብ ክልተ ዝተመቀለ ናይ ህወሓት መሪሕነት እቶም አብ ርእሲ ህዝቢ ትግራይ ጆኖሳይድ ዝፈፀሙ ፀላእቲ እንትውደቡ ህወሓት ድማ ናይ ህዝቢ ትግራይ ዕጥቂ ን ኦሆዲድ ኣሪክቡዎ ኣሎ
@Zerubahta ዘሕፍር ሓሳብ እዩሓሳብካ:
ታዲኻ ኮይኑ ወዲ ለማኒት@@gebremezgebetefnsrdum148
ፃርቃን ትግራዋይ ነበር እንኳዕ ደስበለካ ዲድአር ተፈፃሙልካ።
ኣብዚ እዋን ዝሓሰሩን ናይ ኣእምሮ ድኽነት ዝተጎልቦቡን ሓለፍቲ ትግራይ ጥራይ እዮም
ትግራይ ፡ 100%አ ብትህቲ ፡ አቢይ ፡ አህመድ ፡ መግዛዕቲ ፡ አይታ ፡ ፡ መሬት ፡ ትግራይን ፡ ግዝአት ፡ ትግራይ ፡ ደሐን ፡ ኩን ፡ አብይ ፡ አህመድ ፡ ተስፋፋህቲ ፡ አምሐራን ፡ ኢሳይያስ ፡ ደስ ፡ ይበልኩም
ካብ ርእሶም እና ትዓጥቕናዮ ምንም ኣያምፀኡልናን
ዋይ ኣነ ሕልሚ ህዝቢ ትግራይ ከንቱ ኮይኑ ሕልሚ ፀላእቲ ይሰምሮሎም ኣሎ😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
ወይክህደት
💛❤️
ገታቸውን ፃድቃንን ዓዲ ሸጠማ ትግራይ ሰብ ሲኢና ተረውኡ ደቂ ዛ መኻኒት ዓሕ ሸይጠምና
ዳዊት ዝህትፎ ዘሎ ሕልሚ ኣደመ እዩ 'ምበር ሓቂ ኣይኮነን።ዝኸውን ኣይኮነን።
ጌታቸው ረዳ ዕጥቂኣይንፈትሕን እላበለዶ ኣይነበረይ ታእዩ መዓቱ።
ከምዝ ክኾን ዝገበሩ ጉጅለ አደም እዮም በኸይት
Qondafat Agame😂
Tegaru bdenakur ztemerhlu quinat koinu gn zgerm jgnnet zteserhelu lomi nsltan kblu bzero abazihomo😢😢😢😢
መንእሰይ ትግራይ ዳግማይ ጆኖሳይድ ንኽመፅእ ተሓሲቡልካ ኣሎ ብውነ ንሕሰብ
ዓብይ ስሕተት መሬት ኣብ ኢድ ጸላኢ እናሀላወ መሳርሒ ንምንታይ የርክቡ
ታይ መዓትዩ ወሪድና ዘሎ አቱም ሰብ
ዲዲኣር ምፍጻም ወንጀል ኣይኮነን፣ ትማሊ ብዲዲኣር ዝተሃነጹ እኮ ኣይኮነን፣ ስለዚ ኣብ ትግራይ ቅልውላው ፖለቲካ ክብ ክብል፣ ዝገብሩ ዘለው ዲዲኣር ብዘይምፍጻሙ ዘድሕኖም
የለን፣ ዘራኽቦ ነገር የለን።
❤❤❤እዋይ ውርደት ንስኺ ትማሊ ተመዛበልቲ ናብ ሑመራ ክምለሱዮምዶ ትብሊ አይነበርክን ሓሳዊት ኢኺ!! እቲ ጌታቸው ጻድቃን እናበልኪ ዝነበርኪ ካብ ከዳዕ ጌታቸውን ካብ ተመን ዝኾነ ጻድቃንን እንታይሞ ክንጽበ!!😢😢😢
ንትግራይ ሕዚእውን ብወታደራዊ ምሕደራ ክትመሓደር እቲ ዝዓበየ ጌጋ እዩ:
ናይ ፀላኢ ሚድያ ኢሳት ጋዜጠኛ ዳዊት ከበደ እንታይ ኢልኩም ተምፅኡልና?
በሉስኪ ዱላ ከይቀረየ ኣረኽብዎም።
40%መሬት አብ ፀላእቲኢድ እናሐለወ እንታይ እዩዝግበር ዘሎ እስኪ ንገሩና።
ትግራይ ጸጽታ ኣየድልያን ማለት ድዩ?
አብዥይትፈልትዎ ጉፋይ አይትደባልቁ።ዝርከብ እጥቂ የለን ናይ ፕሮስስ ከይዲ እዩ ዝተጀመረ።
ቅድሚ ኽዚ 50,000 ዝተስናበቱ ምምም እትቂ ዘይረከቡተጋ/ቲ ምኻኖም አይትፈልጡን።
ሃቂ እዩ ናይ መራህትና ተራ ህልክ ክውገዝ ዘለዎ መንጨብጨብቲ አይንኩን።
ጀነራላት ትግራይ እንታይ እዮም ሓሲቦም ንምንታይ ቁልፎም ይፈትሑ ኣለው
ሚዛናዊ analysis ስርሑ ካብ እከለ ከምዙይ በለ ካብ ምባል።
ሕሩጭ ንድሕሪት መቅሎ ንቅድምት ዝኾነ ከይዲ መራሕቲ ትግራይ አሕዝኑኒ አሎ ብግለይ ትግራይን ህዝቢ ትግራይን ብደቃ ተሰይጡ አሎ
ፅቡቕ ውሳኔ ኢዮ ሌ/ጀነራል ኣፀቢቐ ይፈልጦ ኢየ ብዙሕ ጊዜ ምስኡ ሰሪሓ ኢየ ርጉኡን መሰሉ ዘኽብርን ሰብ ኢዮ ሕጂ ድማ መንጎኛ ኾይኑ stateንGovermentን ከምኡውን ናይ ፓርቲን መንግስትን ናይ Role ኣፈላላይንን ርክባትን ዘመናዊ ኣሰራርሓ ንምእትታው ምቹ ኩነታት ከምዝፈጥር ጥርጥር የብሉን
ዓለም በቕልፅማ ኣብትሓስበሉ እዋን ብምርኩስ ኣያታትና ዲና መሰል ዓርሰውሳነና ከነረጋግፅ?ዓኽ እህህህ...ጉድድድድ...
ዶ/ር ደብረፅዮንኣሁንም የትግራይ መሪ ናቸው: ኣቢይ የሚያደርገው የጣልቃ ምእታው ተወሳኺ ናይ ህዝቢ ፅዕንቶ እዩ:
ሀለውለው😅
ሑሞራ ወልቃይት ፀለምቲ እና ራያ አላማጣ ድሕር ሕጂ ቻው። ቀረይቲ ትግራይ ድማ ንኢሪትሪያ ንኽድ ።
Aminkum tearereku elnakum abikum higi kea nab habarawi widket keytikedu hisebilu.
Higi nabza widket natkum bitaemi yigerim
ሓሶት ደኣ ይግበሮ መሬትና ኣብ ኢድ ፀላእቲ ከሎ ኣይኣምንን ኣይይ ትግራይ ሰብዶ ሲኢ ንኪ
እንታይ ዓይነት ፍፃመ እዩ እዚ??
ስቢላት ኢኹም ዘይደገፍኽምዎ እምበር ተጋደልቲ 100% ተደጊፉ እዩ
ትግራይ ፈተኹም ጸላእኹም ኮራኹርን ሸቃሎን ኢሳያስ አፈወርቅን ዓሻኽር ውሉድ ኢሳያስን ሻዕቢያን ዝኾነ ተሐህትን : ንእሽቶ ኢትዮጵያ
ኢትዮጵያ ኸአ ዓባይ ትግራይ ኢያ !!!
ህዝቢ ትግራይ እንኳዕ ደስ በለካ !!
ናይ 60 ዓመት መመላእታ ሽግርካን ድኽነትካን ስቓይካን ሐዘንካን ሞትካን ዘብቃዓሉ ጊዜ ዝቐረበ እዩ ዝመስል::
መናእሰያት ትግራይ ድሕር ሕጂ ናይ ህይወትኩምን መጻኢ ዕድልኩምን ወሰንቲ ባዕልኹም እምበር ንኻልእ ግለሰብ ይኹን ውድብ አሕሊፍኩም ከይትህቡ:: ሐደራ : ሐደራ: ሐደራ!!!
Ewey bali kulka hzbi tgray
ግዝኣት ትግራይ እንድሒ ዘይተመለሱ ግን ተሓተቲ ዝኾኑ ግዛዊ ኣመሓደርቲ እዮም ብምንታይ ምኽንያት ከምዝኾነ እዚ ዕጥቒ ምፍታሕ ዝፈልጥዎ እሳቶም ጥራሕ ዕዮም ክሳብ መወዳዕታ ምርዓይ እምበር ፍርዱ ሐጂ ምሓብ ግዜ ኣይኾነን ግዝዓት ዘይተመለሰሉ ዕጥቒ ምፍታሕ ዓፀጋሚ እዩ ግን ታቦተ ፅዮን ትፈልጥ።
15:34 ፡
ናትኪ ዘይትገብሪ ሓሳዊት ህግደፍ
ባዕሎም አለውዎ ናይ ትግራይ ግን መሬትካ አትሒዝካ ቁማር ኢዩ ንመን አሚኑ ዕጥቁ ዝፍትሕ መሬቱ አትሒዙ
ይገርም!!!
ጨፍጨፍቲ ፅዔን ንዝምፃ ተሽከርከርቲ ዳሓር እኳ ዝተሓምሸሻ ሓፃዊነን ሸይጥካ ሕዚ ድማ ዝተማረኩ ኣፅዋር ምርካብ እንታይ ዝበሃል ድሌት ሰላም እዩ
መሕፈርቲ ህዝብኻ በቲንካ፧መሬትካ ከይመለስካ ዕጥቅኻ ትፈትሕ?ትግራይ መራሒ የብላን።
ትግራይ ወይ ብፈደረሽን ኮንፈደረሺን ነፃ ምውጻዕ ንባዕላ ኸይተዳሉ በደገን ብውሽጢን ዝግበር ዘሎ ተንኮል ኢዩ ንዙይ ዘጠንኪሩ ዘለዉ ኸዓ ዝተወሰኑ ኻብቶም ቅድሚ ኩናቲን ድሕሪ ኹናትን አብ ሥልጣን ዝርከቡ ኢዮም .
መሳርያ ንአብይ ምርካብ ታይ ማለት እዮ ሰለ ወለቃይት እሮብ ዘላንበሳ ባድመ ዝዛረብ የለን ሰለ ዝትፍናቀለ ህዝብ ድድአር ጥራኽ 2 አመት ሙሉኡ ????
ጌታቸው ረዳ 270 ሽሕ ሰራዊት ኣለኒ ዶ ኣበለን
Tigrai betrayed by her own leaders.
ክክክክክ መወዳእትኡስ አሚንኩም ጌታቸው ከምዝወረደ ነጊርናኩም አይሰማዕኹሙናን ሕጅግን ከይፈተኹም ወሓጥዎ ጌታቸው ፎእ ኢሉዎ ሕወሓት 4።
ዳዊት ከበደ ያልተፃፈ ነው የሚያነበው የምን ምርጫነው የሚለው ይሄኮ ጊዛዊ አሰተዳደር ነው የሚነጋገረው የዶክተር ደብረፅየን ሰም ለማንሳት ሰለፈለገ በየአንድ ንግግር የዶክተር ደብረፅየን ሰም እየደጋገመ በማንሳት ራሳቸዉን ለሰልጣን አቀረቡ በማለት የሚያወራው የዛሬ ሁለት አመት እንዲህ ሲል ነበር ለነገሩ ከትግራይ መግለጫ እሰከሚወጣ ዱረሰ እንደአመጣለት መለፍለፍ ይችላል
አቲ ኸፈትይ ህዘቢ አይትረበሼ
This all things are tsadkans program
Don't you have the right source to present like real news i like every program of this media , but your news or your sources of news doesn't fit with TBS
ውድቀት ኣብ ርእሲ ውድቀት መሕዘኒ ፍፃመ ግምት
Ethiopia keytegemamae alamin tegemiu😂😂😂😂😂😂
እዞም መራሕቲና እምበር ኮነ ኢሎም ህዝቢ ንምብታን ድዮም ተልዒሎም ንምንታይ ኢዮም ህዝቢ ከይተመለሰ ናብ መረበቱ ንኻልኣይ ግዜ ስሕተት ዝፍፅሙ ዘለው ኣቱም ተጋሩ እንታይ ኢና ንኾን ዘለና ነቲ ነቲ ምድጋፍ ገዲፍና ብዛዕባ ህዝቢ ንሕሰብ ካብ ኢትዮጵያ ጆኖሳይ ጎቲቶም ኣምፂኦምልና እንደገ ና ኣብ ማዓንጣና ኣትዮም የቃፅሉና ኣለው መራሕትና ብተደጋጋሚ ይኽሕዱና ኣለው
ኩልና ፅልምትምት ይብለና ኣሎ። መዋፆኦና እንታይን ከመይን ምዃኑ በዚ ኣብመንጎ መራሕቲ ብዝረአ ዘሎ ገመድ ጉተታ ኣብዘይነፀረሉ፣ ዓበይቲ ፀገማት ትግራይ ኣብዘይተፈትሕ ንምፍታሕ ዕጥቂ ምጉያይ ከምሕብረተሰብ ስግኣት ክስመዐና ትፅቢት ዘይግበረሉ ኣይኮነን። ብውነ ክሕሰበሉን ሚዛኑ ብዝሓለወ ኣካይዳ ክፍፀምን ዝግባአ እዩ።
አመራርካ አብዝችግር ዝእትውኻ ከም አምሃሩ ዘይደልዮም መራህቲ ከምዝቀጸልዎም ትግራይ እዉን
ናይ ህዝቢ ጥቅሚ ችላ ዝብሉ
ክቅንጽሉ ወይ ከኧ ትግህፎም ነይሩካ። ትግራይ ብስም ሰላም እዩ ዘድሊየና ብምባል መራህቱ ናሸወድዎ ላባርነት ክሸጥዎ ይጓየ አለው። ትግራዋይ ብመሰረቱ ፈዛዝ ፣ ተተላላይ ፣ ልከብዱን ልስለጣን ኢሉ አዱ ህዝቡ አህሊፉ ዝህብ ፍጥረት እዩ።
ብእምኒ ዝኳሻሕ ዝነበረ ጅግና ደንጎላ ዘየረክቦም?
I really don’t like this journalist because he’s so biased and didn’t given accurate information. He thought he’s one of attending in the meeting. So BS. SMH 😡
U support tsadkan so why u are crying now?
15:34 ፡