Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ትርሓሰይ ብጣዕሚ ዝገርም መዝሙር እዩ😢ንቐፃሊ መዝሙር ክትሰርሒ ተለኺ ብምምኻርን ብዳይሬክተርነት ክሕግዘኪ ይደሊ እዬ 😊ዝማረ መላእኽቲ የስምዕኺ😊😊
ክብሪ ንዝግበኣ ክብሪ ምሃብ ጉቡእ እዩ ሓው ክብረት የሃብካ ኣዝያ ጎበዝ ሓፍትና እያ ትርሓስ።
በስመ ሥላሴተማሂረ አለኹ ተማሂረካብቲ ጥዑም ካብቲ ዝመረረተማሂረ አለኩ ተማሂረደኺመ ኣይብልን ኣይደልን ዕርፊቲ ስርሐይ ምስጋና ለይቲ ምስመዓልቲካብቲ ዝከፈአ ናይ ስይጣን ሕልክላክልምደይ'ሲ መዝሙር'ዮ ውዳሴ ንኣምላክኣይስናኻልን ብናይ ዓለም ስቃይኣላ ዘይትዓርብ ናይ ብሕተይ ፀሓይዘይወድቅ ከኮብ ዘይትድብዝዝ ወርሒ ናይ ፀጋውህበቶ ኣይኮነን ብጉርሒ ብምርካብ ኣይኮነን ዝዓርፈለይ ልበይ ብምሳኣን ኣይኮነን ዝጭነቕ አእምሮይኣሎ ሓደ ነገር ዝተቐመጠ ኣብ ልበይዘየቓርፅ ሓጎስ ተስፍ ናይ ኣምላከይተመስገን ተመስገን መፍትሕ ኩሉ ሽግር ኣርዲኢና ኣሎ ነዚ እግዚአብሔርይምላእ ይጉድል ናብራ ተመስገን ንዑኡመፍትሕ ናይቲዕፁው ረከበ ኣለኹ ዝማሪ መላእክት ያስማዓልና ክብርቲ እንቁ ዘማሪት ቲትየ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኪ ይባረክ
Thank you🙏🏽🙏🏽🙏🏽❤
ዝማረ መላእክቲ የስምዐልና ክብርቲ ሓፍትና።ፀጋኡ የብዝሐልኪ ኣብ ቤቱ እንዳገልገልኪ የንብርኪ።ግን ዘማሪት ትርሓስ ሓፍትና በዚ ትራሕ ዘይኮነ ካብዚ ብዝበለፀ ብ ጥርንፍ ዝበለ ብ ሙሉእ ኣልበም ንክትመፅና ብተስፋ ኢና ንፅበየኪ።በዚ ጥዑም ልሳን ድምፅኪ መንፈስካ ዘረስርሱ ጥዑማት መዝሙራት ከምተቅርብልና ብሃንቀውታ እንዳተፀበና ኢና።በርትዒ በቲ ንክእሎ ነገር ኩሉ ኣብ ጎንኪ ኣለና።እቲ ምእመን ግን ካባኪ ብዙሕ እዩ ዝፅበ ክብርቲ ሓፍትና።
ብሓቂ ጥዑም ልሳን አለዋ እግዚአብሔር ይመስገን እግዚአብሔር ይሓግዛ ፅቡቅ ሐሳብ እዩ ዝሓወይ ፈጣሪ ተዝፈቅድ ብዙሓት ዘመርቲ ተነፍሪ ክንደይ ደስ መበለና አብቲ አምሓርኛ ስለ ዝነበርና ኩላትና ዋላእቶም ዘመርቲ ናህና ውን ገና ሕጂእዮም ብትግርኛ ዝመፁ ዘለው ሞ ኩላትና ነዕብዮም አሕዋተይን አሓተይን ትዕድልቲ እዩ ምስ አምላካ ምንባር ብሓቂ ንሕና ውን በቲ ንሱ ዝብለና ክንከይድ ክንነብር ናቱ ፍቃድ ይኩን❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬመላእክቲ የስመዐልና ፀጋኡ የብዘሐልኪ ኣሕዋተይን ወለደይን ሕማቅ ኣለኩ እም ኣብ ትገብርዎ ፆሎት ዘኩሩኒ
አሜን አሜን አሜን ዝማሬመላእክት የስማዐልና ፀጉኡ የብዛሕልኪ እግዛኣቤሄር አምላክ 👏👏👏🙏🙏🙏
Amen Amen Amen Temsegen Tekkl 🇻🇳🤝🇪🇹💔💖❤💘🤲🤲🤲🤲➕️➕️➕️➕️➕️🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽
አሜን አሜን አሜን ተመስገን ፈጣሪ ዝማሬመላኢክቲያስመዐልና ክብርተይ
🙏🙏🙏
❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜንዝማሬመላእክት የሰማዐልና ፀጉኡ የብዛሕልኪ እግዛኣቤሄር ኣምላክ
ኣሜን ዝማረ መልኣክቲ የስምዓልና ክብርቲ ሓብትና ብሓቂ ተማሂረ ኣለኹ ምስ ሂወተይ ትታኣሳሰር ኣብ ጸላም ነይረ ናብ ብርሃን ወጺአ ካብ ብርሃን ክኣ ናብ ጸለም ተመሊሰ ነየረ ሕጂ ክኣ ብሓይሊ ኣምላከይ ክኣ ናብ ብርሃን ተመሊሰ ኣለኩ ። ስለዚ ተማሂረ ኣለኩ ስለዚ ኢየ ነዛ መዝሙርኪ ብተመስጦ ዝሰምዓ ።ብሓፈሻ ጥዕም መዝሙር ክትሰምዖ ብሃ ዘብል ኣለኪ እሞ እግዝኣቢሄር ኣምላክ መፈጸምታኪ መፈጸምታ ቅዱሳን ይግበረልኪ ።ኣይትጥፍእና እቲ ምንታይ ንዓና ክሕሸና ።ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መለእክት የስመዐላ ትራሓስ ሓፍተይ ፀጉኡ የብዘሐልክ ኣምላክ ብሓቂ ወሽጥካ ዘረስርስ መዝሙሩ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ዛመዝሙር 'ዚአ ንናተይ ህይወት እያ ትገልጽ🥺ጸግኡ የብዘሐልኺ ትርሓሰይ🥰
ዋላ ንዓይ 💔😭🙏
ውድዋ እህቴ ትግርኛ ካ ብዙ ባይችል መዝሙሩሽ በጣም ነው የሚወደው የሚሰማው እና በኣንድ ላይ ጠቅልልሽ ሸር ኣርግልኝ በማርጉ እያረግሽ የኣንድ ስአት ምናመን ሁሉ መዝሙርሽ የስላሴ የመድሃኒአለም የእመቤታችን የመላእክት የቅዱሳን ሁሉም እያረግሽ ለበረከት
ኣሰይይይ ባሓቂ ተማህረ ኣለኩ ተማህረ 😢ጸጉኡ የብዘሐልኪ ዝማረ መላእክት የስመዐልና😘😘
እመቤቴ ከአውሬወቹ ትጠብቅሺ አደራሺን ወሬእዳሰሜ በሀይማኖትሺ ያፅናሺ ምንምቃልየለኚም ላች ማርያምን በጣምነውምወድሺ
ትርጉሙን ባላውቀውም ውስጤ ግን የሆነ ስሜት ይሰማኛል። ዝማሬ መላእክት ያሰማልን።
Bemigebachu qanqa ema edme likan tzemrlachu neber zeregnoch edme lenante ehtachin melsachu setachun enamesegnachwalen leegna bemigeban qanqa eyezemerech new beteley enatwan ena abatwan bemigebachew qanqa eyesemu new
Simaw engdih yetigray hizb yadnekorachut be amaregna mezmure aydlem endye!!??
@@hyabeynatey1679ወረኛ ሴትዮዋ እኮ ጴንጤ ናት እኔ ማዝነው ስንት ሊቃውንት የወጡባት ትግራይ ውስጥ እንደ ትርሐስ ያሉ የፕሮቴስታንት እምነት ተከታዮች ለናንተ ዘማሪ ሲሆኑ ነው በጣም ያሳዝናል
@@noahpaulos5931ሲጀመር የጴንጤ መዝሙር ለኛ ምን ይሰራልናል
@@KegnHaymi syamrachu yqir amargna mezmur sitzemr new tadya yeortodocs yehone gmatamoch
ዝማሬ መልአኽቲ ያስመዐልና🙏 ናይ ንስሀ መዝሙር ሲዲ ስርሒ በጃኪ🙏
ኹልና ንፅበ ኣለና
Mezmu trah entay kikewun btegbar entezeytenesihna
አሜን 🙏ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና🙏🙏🙏
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላዐክት ያሠማል በቤቱ ያኑርሽ በፀጋ🙏🙏🙏🙏
ተማሂረ አለኩ ተማሂረ ካብቲ ጥዑም ካብቲ ዝመረረ ተማሂረ አለኩ ተማሂረ ብሓቂ😢 ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብርቲ ሓፍትና ዘማሪት ትርሓሰይ ብጣዕሚ ዝፈትወኪ❤ ጋል ተዋህዶይ እግዚአብሔር አምላክ ፀጋ አብ ልዕሊ ፀጋ ይዓድልኪ አብ ቤቱ የፅንዕኪ ዝሓፍተይ አሜን፫
ተመስገን አምላኬ ልብኻ ዘረስርስ ሰምዐ ምፅጋብ ስእነ ተባረክ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብረተይ❤❤❤❤❤❤❤
ተማሂረ አለኩ ተማሂረ! ነቲ ክንማሃር ዕድመ ዝህበና እግዝአብሄር ፍጹም ምስጋና ንቅዱስ ስሙ ይኩን! ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና አጎልጉለትኪ ይባርክ ስምኪ አብ መዝገብ ህወት ይጸሓፈልኪ ሓፍተይ መዓረይ !!!❤
ድግም ግም ኣቢለ ሰሚዓዮ፡ ሀዚ ውን ስምዕዮ እዩ ልብለኒ ዘሎ። ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና ክብርቲ ሐፍትና።
ትርሃሰይ ኽጥእም መዝሙር ቀፅልሉ
ኣሜንንንንንንንንን ዝምቅረ መላክቲ የስማዓልና ሓፍተየ ዓይኒ ልቦናና ይኽፈተልና ንዝምሃሩና ክንትግብር ነዛ ሓላፊት ዓለም ኒዒቆም ዘላለማዊ ውርሲ ዝተጓናጸፉ ኣቦታት የምስለና መድሃኔኣለም ክንምሓር ናብ ጉባኤኡ ይሕረየና ዓስቢ ቅዱሳን ይሃበለይ ሓፍተየ 🙏🏾💐💠😭😭⛪💠😭😭😭✋🏾💐🇪🇷
አሜን 🙏ዝማሬ መላእክትን ያሰማልን 🙏ተባረኪ የ አገልግሎት ዘመንሽ ይባረክ
ታማሂረ ኣለኩ ተማሂረ ካብቱ ጥዑም ካብቲ ዝመረረ😢 ኣሜን፫ዝማሬ መልእክቲ የስመዐልና ዘማሪት ትርሓስ ሓፍተይ እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኪ❤❤ኣብ ዓረብ ሃገራት ዘለናዉን እግዚአብሔር ኣምላክ ናይ ስደት ግዜና ኣሕፂሩ ናብ ንስሃ ሞት ናብ ደጅኡ የብቀዐና ኣሜን😢👏👏👏
❤❤❤እግዚኣብሄር ይሓልኺ በቲ ኣኽናፋቱ፡ ምእንቲ ንዓና'ውን ስንቂ ክንሰቕ-ካብቲ ሰናይ ምስጋናኺ-ካብ ልዑል ጎይታና ክንረክብ።
ዘይወድቅ ኾኾብ ክርስቶስ ዘይትድምዝዝ ወርሒ ድንግል ማርያም ❤❤
ተማሂረ ኣለኩ ተማሂረ ። ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልእክት የስማዓልና ፀግኡ የብዝሓልኪ ጥዕምቲ ልሳን ዘማሪት ትርሓስ ኣጀኪ በርትዕልና ❤❤❤❤ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኪ ዛሓፍተይ❤❤❤🎉
ዝሚሬ መላእክት የሰመዐልና ትርሕሰይ ፀጉኡ የቡዘሓሊኩ እግዚአብሔር አምላክ
ዝማሬ መልአኽቲ ያስመዐልና ሓፍተይ፡ ዓይንኺ ከፊትኺ እንዝምሪ ላብ ሰማይ እዩ ዝወስደካ፡ ምጭፋን ግን ተስፋ ዘቁርጽ እዩ
ትርሀስ እግዚአብሔር ያገልግሎትሽን ዘመን ይባርክ❤❤❤❤❤🎤🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላኣክቲ የስመዐልና ፀጋ በረከቱ የብዘሐልኪ ኣብ ቤቱ የፅንዕኪ ኣገልግሎት ዘመንኪ ይባረክ ዘማሪት ትርሓስ ክብርቲ ሓፍትና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ 🙏💒🙏💒🙏💒🙏💒🙏💒🙏💒🙏💒🙏💒🙏💒🙏💒🙏💒🙏❤❤❤❤💊💊💊💊😘😘😘😘😘
*_አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ትርሓሰይ ማዓረይ_*❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ኣምላክ ጸጋ የብዝሓልኪ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏✅✅✅✅✅✅✅✅✅✅💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
ዝፈትዋ መዝሙር ሰምዕኻ ዘይትምኖ ጥዑመ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ዘማሪት ትርሓስ ሓፍትና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኪ ይባረኽ⛪️✝️❤️💛
ብሓቂ ዝማሬ መላእክት የስማዕልና ደጋጊመ እየ ዝስምዖ ንብዓተይ ምቁፅፃር ኣብዩኒ ነዚ ክስምዕ እንተለኩ
ተማሂሪ ኣለኩ ተማሂረ ካፍቲ ጡዑም ካፍቲ ዝመረረ እህህህ ንቁስለይ 😥 ትፍውስ ኣዕፅምቲ ተለምልም ዝማሬ መላክቲ የስማዓልና መክሸይ ትርሓሰይ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ ይስማዓልና።እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሓልኪ ዘማሪት ትርሓስ።
ተማሂረ ለኩ ካብቲ ጥዑም ካብቲ ዝመረረ😢ትትየ ፀጋኡ የብዝሕ ማማየ
ብሓቂ ዝማሬ መላእኽቲ የሰምዓልና ክብርቲ ሓብተይ ኣሜን 🤲🤲🤲😭😭😭👏👏👏💒💒💒🇪🇷🌹❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስምዐልና ክብርቲ ትርሓስ ሓፍትና መሉእ ሰላም ልሀገርና ትግራይ የውርደላ 🙏🙏🙏❤❤💛💛🕊🕊🕊🤲🤲🤲💔💔💔
የኔ ውድ ዝማሬ መላእክት ያሰማልን በቤቱ ያፅናሽ ከድሮ እስካሁን አደቅሻለሁ በጣም
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ክብርቲ ሓፍትና ጸጉኡ የብዝሓልኪ እግዝኣቢሔር ኣምላክ🙏❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏ዝማሬ መላኣክቲ የስመዐልና ክብርቲ ሓፍትና ፀግኡ የብዛሓልኪ⛪⛪⛪🙏🙏🙏🙏 ማዓረይ🌺🌺🌺🌺💘💘💘💘💘💐💐💐💐💐💐💖💖💖💖💖💖🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿❤❤❤❤❤💥💥💥💥💥
ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ትርሓስይ ናይ ዘመን ኣገልግሎትኪ ይባረክግን ትርሓስይ ክትዝምሪ ከለኪ ዓይንኪ ኣይትዓምቲ ከምናይ መናፍቃን
ኣነ ብዝሓስቦ ግን ምዕማት ኣይከነን እንታይ ደኣ እቲ መዝሙር ልባ ብጣዕሚ ሰለዝምስጣ እዩ 🤲 ፀግኡ የብዝሓላ ምስይቅርታ ግን🤲
@@ኒህምያጓልተዋህዶ ኣነ ውን ከም ናትኪ ሪኢቶ እዩ ዘለኒ ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ንሓፍትና ኣሜን ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስዐመዐልና ትርሓስ ሓፍተይ ፀጉኡ የብዘሐልኪ🌹
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና መዝሙር ክፈተው አነስ እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኪ ዛናተይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😢😢
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት ያሰማልን ❤
ናይመለአኽቲ ድምፂ የስምዕልና ጀግና ሐፍትና 🙏🙏🙏💕🙏💕🙏💕🙏💕🙏💕🙏🙏💕🙏💕🙏💕🙏💕
Zemare Melayekt yesmelna kebrti Haftena '"Egziabher"Amlak Tsegu yebzahalki Amen Amen Amen 👏
አሜን አሜን አሜን, ዝማሬ መላእክትየሰመዓልና እግዚአብሔር ኣምላክ-🙏
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐል ክብርቲ ሓፍትና ዘማሪት ትርሓስ ሚስጢሩን ጥበቡን አብዚሑ ይዓድልኪ አብ ቤቱ የንብርኪ ትርሓስዋይ ክብረተይ
አሜን አሜን አሜን🙏
አሜን((3)) ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ክብርቲ ሓፍትና ዘማርት ትርሓስ እግዚአብሄር አምላክ ጸጉኡ የብዘሐልኪ አብ ቤቱ የፅንዕኪ ህያበይ🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤
ዝማሬ መላእክት ያሠማልን ውዱ እህታችን ፀጋኡ ያብዛልሽ ❤❤😢😢😢
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀግኡ የብዝሐልኪ ክብርቲ ሐፍትና
ዕልልልልልልል ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኪ ክብርቲ ሓፍትና ናይ በሓቂ ተማሂረ አለኩ ተማሂረ ካብቲ ጥዑም ካብቲ ዝመረረ ...🙏
እግዚአብሔር ይመስገን ስለ ኩሉ ነገር አሰይይይይይ ብሓቂ ዝማሬ መላእክት የሰመዕልና እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ ይብዝሐዮ ክብርት ኃፍተና ❤❤❤❤
ዝማሬ መልአክቲ የስመዐልና አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኪ ክብርት ሓፍትና
ዝማሬየ መላኢኽት የስማዓልና፡ንሕና ዉን ካብ ኩሉ ክንማሃር ኣምላኽ ጸጋ መንፈስ ቅዱስ ምስ ኩላትና ይኹን።
ዝማሬ መላእክቲ የስማዓናተማሂረ ኣለኹ ተማሂረካብቲ ጥዑም ካብቲ ዝመረረ😢
አሜን ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልኪ እግዚአብሔር አምላክ ቲቲየይ
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የሰመዕልና ዝሓፍተይ 🙏🙏🙏🙏😢😢😢❤❤❤❤
ዝማሬ መላእክት ያስምዐልና❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የሰምዐልና ቲቲየ ማዓረይ ተባረኪ🙏🙏🙏❤
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኪ ትርሓሰይ
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና ፀጉኡ የብዘሐልኪ እግዚኣብሄር አምላክ👏👏❤❤
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ስለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ኣምላክና ይክበር ይመስገን አሜን፫🌺🍀🌺🍀🌺🍀🌺🍀🌺🍀🌺🍀🌺🍀🌺🍀
ሂወተይ አብዚ መዝሙር ትርከብ አምላከይ ሕጂ እዉን ተመስገን ን ዘማሪት ሓፍትና እዉን ፅጉኡ የብዘሐልኪ ማዓረይ የቀንይልና
መሰረጢ መዝሙር ❤❤❤
ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ነዊሕ ዕድመ ምስጥዕና የሃብኪ ዝሓፍተይ !!! እግዚኣብሔር ይመስገን ንሕና ንክንፅናነዐሉ እዚ ኣንደበት ዝሃበኪ።❤❤❤
ዝማሬ መላእኽቲ የስመዐልና ሓፍተይ ፀግኡ የብዘሐልኪ 💕💒💒💒😢😢ብጣዕሚ እየ ዝፈትዋ ዛመዝሙር ተፅናዕንዐኒ እያ🙏🙏🙏🙏❤😍😍😍💐💐💐💐
ዋው የሚገርም ድምፅ የሚገርም መልእክት
ትማህረ አለኹ ትማህረከብት ጥዑም ካብቲ ትማረረትማህረ አለኩ ተማህረአሜን አሜን አሜን❤❤❤
ኣሎ ሓደ ነገር ዝተቀብረ እወ ኣብ ዉሽጠይ 😭💔💔😭🙏 እህህህህ ልበይ 💔😭🙏
አሜን 🤲🤲🤲አሜን 🤲🤲🤲አሜን 🤲🤲🤲🤲
ዝሜሬ መላእክት ያሰማለን እዛ ሐፍትና ፀጋኡ የብዘሐልክ 😢😢😢 ተማህረ አለኹ ተማህረ
ዝማሬ መላእክቲ የስመዐና
አሜን ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና ክብርተይይ እግዚአብሔር አምላክ ጸጋ በረከቱ የብዘሐልኺ ስምዕ ዊዒለይ ዘይመንዋ
አሰይይይይይይይይይ ዘሓፍተይ ዝማሬ መላእትየሰመዐልና🙏🙏🙏🙏👏👏👏👏
እሜን እሜን እሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐና🙏❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የሰማዐልና ፁጉኡ የብዛሕልኪ አግዛአቤሄር ኣምላክ🤲🤲🤲🤲🙏🙏🙏🙏🙏🕊
Zemaret Tirhait Good Job እግዚአብሔር ምሳኪይኩን አሜን❤❤❤😢😮😮
Zmari melaekti yesmealna haftey mearey Egziabhar Amlak zemen hiwetki ybarko🤲✝️🙏🏽
ዝማሬ መላእክቲ የስምዓል, አገልግሎት ዘመንኪ አምላክ ይባርከልኪ.
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ሓፊትና ትራሕሰ ዛማሪ መልእክቲ የሳማዓልና🙏🙏🙏
ዝማሬ መልእኽቲ የስመዐልና እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልኪ መዓረይ
እግዚአብሔር ምሳኺ ይኹን መዝሙርኺ ድማ ኹሉም ፅቡቓት እዮም።
ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ፀግኡ የብዝሐልኪ ግጥሚ አብ ቦታ ኮመንቲ አቀምጥልና ሓፍትና ትርሓስ ❤
Amen Amen Amen 🙏 🙏 🙏 ❤ temahire aleku Temesgen Amlakey
❤ዝማሬ መለአክቲ የስመዐልና ጥበቡ ይግለፅልኪ❤
❤❤❤አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእኽቲ ይስመዓልና ጸግኡን በረከቱን ይብዘሐልኪ እግዚአብሔር ኣምላኽ አገልግሎት ዘበንኪ ይባርኽ ትርሓሰይ ብዙሑ ኢና ንማሃር ካባኪ ብጣዕሚ የ ዝፈትወኪ ❤❤❤❤❤
ዝማሬ መላእኽት ያስመዐልና ክብርት ሓፊትና ፀጋኡ የብዘሐልክ እግዚአብሔር አምላክ❤❤😢
ተማሂረ ለኩ ተማሂረ ካብቲ ጡዑም ካብቲ ዝመረረ ዝማሬ መልኣክቲ የስማዓልና ትርሓስ ሓፍተይ እናዘመርኪ ኣብ ቤቱ የንብርኪ ዛሓፍተይ
ትሩዬ ጸጋው ይብዛልሽ
ዝማሬ መላእክትን ያሰማልን ጸጋውን ያብዛልሽ በቤቱ ያጽናሽ 🙏❤🙏
Amen Amen Amen zmarie melakti yemelna trhas habtey xegeu yebzhalki nay zemen edmeki yibarkelki 🙏🙏🙏👏👏👏♥️♥️♥️😘😘😘
ኣሜን 3 ብጣዕሚ ኢና ነመስግነኪ ካብ ናይ ፀላእትና ቋንቋ መዝሙር ሓራ ንወፅእ ኣለና ቀፀልሉ ብዝሑ በርትዑ ቃል ሂወት የስመዐልና ክብርቲ ሓፍትና❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላኣኽቲ የስምዓልና እግዚኣቢሄር ጸግኡ የብዝሕ
ዝማሬ መላእኽትን ያስመዐልና ክብርቲ ሓፍተይ መዓረይ ፀጋኡ ያብዝሐልኺ ❤
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀግኡ የብዘሐልኪ እግዚኣቤሔር አምላክ ትርሓሰይ
ትርሓሰይ ብጣዕሚ ዝገርም መዝሙር እዩ😢
ንቐፃሊ መዝሙር ክትሰርሒ ተለኺ ብምምኻርን ብዳይሬክተርነት ክሕግዘኪ ይደሊ እዬ 😊ዝማረ መላእኽቲ የስምዕኺ😊😊
ክብሪ ንዝግበኣ ክብሪ ምሃብ ጉቡእ እዩ ሓው ክብረት የሃብካ ኣዝያ ጎበዝ ሓፍትና እያ ትርሓስ።
በስመ ሥላሴ
ተማሂረ አለኹ ተማሂረ
ካብቲ ጥዑም ካብቲ ዝመረረ
ተማሂረ አለኩ ተማሂረ
ደኺመ ኣይብልን ኣይደልን ዕርፊቲ
ስርሐይ ምስጋና ለይቲ ምስመዓልቲ
ካብቲ ዝከፈአ ናይ ስይጣን ሕልክላክ
ልምደይ'ሲ መዝሙር'ዮ ውዳሴ ንኣምላክ
ኣይስናኻልን ብናይ ዓለም ስቃይ
ኣላ ዘይትዓርብ ናይ ብሕተይ ፀሓይ
ዘይወድቅ ከኮብ ዘይትድብዝዝ ወርሒ
ናይ ፀጋውህበቶ ኣይኮነን ብጉርሒ
ብምርካብ ኣይኮነን ዝዓርፈለይ ልበይ
ብምሳኣን ኣይኮነን ዝጭነቕ አእምሮይ
ኣሎ ሓደ ነገር ዝተቐመጠ ኣብ ልበይ
ዘየቓርፅ ሓጎስ ተስፍ ናይ ኣምላከይ
ተመስገን ተመስገን መፍትሕ ኩሉ ሽግር
ኣርዲኢና ኣሎ ነዚ እግዚአብሔር
ይምላእ ይጉድል ናብራ ተመስገን ንዑኡ
መፍትሕ ናይቲዕፁው ረከበ ኣለኹ
ዝማሪ መላእክት ያስማዓልና ክብርቲ እንቁ ዘማሪት ቲትየ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኪ ይባረክ
Thank you🙏🏽🙏🏽🙏🏽❤
ዝማረ መላእክቲ የስምዐልና ክብርቲ ሓፍትና።ፀጋኡ የብዝሐልኪ ኣብ ቤቱ እንዳገልገልኪ የንብርኪ።ግን ዘማሪት ትርሓስ ሓፍትና በዚ ትራሕ ዘይኮነ ካብዚ ብዝበለፀ ብ ጥርንፍ ዝበለ ብ ሙሉእ ኣልበም ንክትመፅና ብተስፋ ኢና ንፅበየኪ።በዚ ጥዑም ልሳን ድምፅኪ መንፈስካ ዘረስርሱ ጥዑማት መዝሙራት ከምተቅርብልና ብሃንቀውታ እንዳተፀበና ኢና።በርትዒ በቲ ንክእሎ ነገር ኩሉ ኣብ ጎንኪ ኣለና።እቲ ምእመን ግን ካባኪ ብዙሕ እዩ ዝፅበ ክብርቲ ሓፍትና።
ብሓቂ ጥዑም ልሳን አለዋ እግዚአብሔር ይመስገን እግዚአብሔር ይሓግዛ ፅቡቅ ሐሳብ እዩ ዝሓወይ
ፈጣሪ ተዝፈቅድ ብዙሓት ዘመርቲ ተነፍሪ ክንደይ ደስ መበለና
አብቲ አምሓርኛ ስለ ዝነበርና ኩላትና ዋላእቶም ዘመርቲ ናህና ውን ገና ሕጂእዮም ብትግርኛ ዝመፁ ዘለው ሞ ኩላትና ነዕብዮም አሕዋተይን አሓተይን ትዕድልቲ እዩ ምስ አምላካ ምንባር ብሓቂ ንሕና ውን በቲ ንሱ ዝብለና ክንከይድ ክንነብር ናቱ ፍቃድ ይኩን❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬመላእክቲ የስመዐልና ፀጋኡ የብዘሐልኪ ኣሕዋተይን ወለደይን ሕማቅ ኣለኩ እም ኣብ ትገብርዎ ፆሎት ዘኩሩኒ
አሜን አሜን አሜን ዝማሬመላእክት የስማዐልና ፀጉኡ የብዛሕልኪ እግዛኣቤሄር አምላክ 👏👏👏🙏🙏🙏
Amen Amen Amen Temsegen Tekkl 🇻🇳🤝🇪🇹💔💖❤💘🤲🤲🤲🤲➕️➕️➕️➕️➕️🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽
አሜን አሜን አሜን ተመስገን ፈጣሪ ዝማሬመላኢክቲያስመዐልና ክብርተይ
🙏🙏🙏
❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜንዝማሬመላእክት የሰማዐልና ፀጉኡ የብዛሕልኪ እግዛኣቤሄር ኣምላክ
ኣሜን ዝማረ መልኣክቲ የስምዓልና ክብርቲ ሓብትና ብሓቂ ተማሂረ ኣለኹ ምስ ሂወተይ ትታኣሳሰር ኣብ ጸላም ነይረ ናብ ብርሃን ወጺአ ካብ ብርሃን ክኣ ናብ ጸለም ተመሊሰ ነየረ ሕጂ ክኣ ብሓይሊ ኣምላከይ ክኣ ናብ ብርሃን ተመሊሰ ኣለኩ ። ስለዚ ተማሂረ ኣለኩ ስለዚ ኢየ ነዛ መዝሙርኪ ብተመስጦ ዝሰምዓ ።ብሓፈሻ ጥዕም መዝሙር ክትሰምዖ ብሃ ዘብል ኣለኪ እሞ እግዝኣቢሄር ኣምላክ መፈጸምታኪ መፈጸምታ ቅዱሳን ይግበረልኪ ።ኣይትጥፍእና እቲ ምንታይ ንዓና ክሕሸና ።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መለእክት የስመዐላ ትራሓስ ሓፍተይ ፀጉኡ የብዘሐልክ ኣምላክ ብሓቂ ወሽጥካ ዘረስርስ መዝሙሩ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ዛመዝሙር 'ዚአ ንናተይ ህይወት እያ ትገልጽ🥺
ጸግኡ የብዘሐልኺ ትርሓሰይ🥰
ዋላ ንዓይ 💔😭🙏
ውድዋ እህቴ ትግርኛ ካ ብዙ ባይችል መዝሙሩሽ በጣም ነው የሚወደው የሚሰማው እና በኣንድ ላይ ጠቅልልሽ ሸር ኣርግልኝ በማርጉ እያረግሽ የኣንድ ስአት ምናመን ሁሉ መዝሙርሽ የስላሴ የመድሃኒአለም የእመቤታችን የመላእክት የቅዱሳን ሁሉም እያረግሽ ለበረከት
ኣሰይይይ ባሓቂ ተማህረ ኣለኩ ተማህረ 😢ጸጉኡ የብዘሐልኪ ዝማረ መላእክት የስመዐልና😘😘
እመቤቴ ከአውሬወቹ ትጠብቅሺ አደራሺን ወሬእዳሰሜ በሀይማኖትሺ ያፅናሺ ምንምቃልየለኚም ላች ማርያምን በጣምነውምወድሺ
ትርጉሙን ባላውቀውም ውስጤ ግን የሆነ ስሜት ይሰማኛል። ዝማሬ መላእክት ያሰማልን።
Bemigebachu qanqa ema edme likan tzemrlachu neber zeregnoch edme lenante ehtachin melsachu setachun enamesegnachwalen leegna bemigeban qanqa eyezemerech new beteley enatwan ena abatwan bemigebachew qanqa eyesemu new
Simaw engdih yetigray hizb yadnekorachut be amaregna mezmure aydlem endye!!??
@@hyabeynatey1679ወረኛ ሴትዮዋ እኮ ጴንጤ ናት እኔ ማዝነው ስንት ሊቃውንት የወጡባት ትግራይ ውስጥ እንደ ትርሐስ ያሉ የፕሮቴስታንት እምነት ተከታዮች ለናንተ ዘማሪ ሲሆኑ ነው በጣም ያሳዝናል
@@noahpaulos5931ሲጀመር የጴንጤ መዝሙር ለኛ ምን ይሰራልናል
@@KegnHaymi syamrachu yqir amargna mezmur sitzemr new tadya yeortodocs yehone gmatamoch
ዝማሬ መልአኽቲ ያስመዐልና🙏
ናይ ንስሀ መዝሙር ሲዲ ስርሒ በጃኪ🙏
ኹልና ንፅበ ኣለና
Mezmu trah entay kikewun btegbar entezeytenesihna
አሜን 🙏ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና🙏🙏🙏
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላዐክት ያሠማል በቤቱ ያኑርሽ በፀጋ🙏🙏🙏🙏
ተማሂረ አለኩ ተማሂረ ካብቲ ጥዑም ካብቲ ዝመረረ ተማሂረ አለኩ ተማሂረ ብሓቂ😢 ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብርቲ ሓፍትና ዘማሪት ትርሓሰይ ብጣዕሚ ዝፈትወኪ❤ ጋል ተዋህዶይ እግዚአብሔር አምላክ ፀጋ አብ ልዕሊ ፀጋ ይዓድልኪ አብ ቤቱ የፅንዕኪ ዝሓፍተይ አሜን፫
ተመስገን አምላኬ ልብኻ ዘረስርስ ሰምዐ ምፅጋብ ስእነ ተባረክ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብረተይ❤❤❤❤❤❤❤
ተማሂረ አለኩ ተማሂረ! ነቲ ክንማሃር ዕድመ ዝህበና እግዝአብሄር ፍጹም ምስጋና ንቅዱስ ስሙ ይኩን! ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና አጎልጉለትኪ ይባርክ ስምኪ አብ መዝገብ ህወት ይጸሓፈልኪ ሓፍተይ መዓረይ !!!❤
ድግም ግም ኣቢለ ሰሚዓዮ፡ ሀዚ ውን ስምዕዮ እዩ ልብለኒ ዘሎ። ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና ክብርቲ ሐፍትና።
ትርሃሰይ ኽጥእም መዝሙር ቀፅልሉ
ኣሜንንንንንንንንን ዝምቅረ መላክቲ የስማዓልና ሓፍተየ ዓይኒ ልቦናና ይኽፈተልና ንዝምሃሩና ክንትግብር ነዛ ሓላፊት ዓለም ኒዒቆም ዘላለማዊ ውርሲ ዝተጓናጸፉ ኣቦታት የምስለና መድሃኔኣለም ክንምሓር ናብ ጉባኤኡ ይሕረየና ዓስቢ ቅዱሳን ይሃበለይ ሓፍተየ 🙏🏾💐💠😭😭⛪💠😭😭😭✋🏾💐🇪🇷
አሜን 🙏
ዝማሬ መላእክትን ያሰማልን 🙏
ተባረኪ የ አገልግሎት ዘመንሽ ይባረክ
ታማሂረ ኣለኩ ተማሂረ ካብቱ ጥዑም ካብቲ ዝመረረ😢 ኣሜን፫ዝማሬ መልእክቲ የስመዐልና ዘማሪት ትርሓስ ሓፍተይ እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኪ❤❤
ኣብ ዓረብ ሃገራት ዘለናዉን እግዚአብሔር ኣምላክ ናይ ስደት ግዜና ኣሕፂሩ ናብ ንስሃ ሞት ናብ ደጅኡ የብቀዐና ኣሜን😢👏👏👏
❤❤❤እግዚኣብሄር ይሓልኺ በቲ ኣኽናፋቱ፡ ምእንቲ ንዓና'ውን ስንቂ ክንሰቕ-ካብቲ ሰናይ ምስጋናኺ-ካብ ልዑል ጎይታና ክንረክብ።
ዘይወድቅ ኾኾብ ክርስቶስ ዘይትድምዝዝ ወርሒ ድንግል ማርያም ❤❤
ተማሂረ ኣለኩ ተማሂረ ። ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልእክት የስማዓልና ፀግኡ የብዝሓልኪ ጥዕምቲ ልሳን ዘማሪት ትርሓስ ኣጀኪ በርትዕልና ❤❤❤❤ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኪ ዛሓፍተይ❤❤❤🎉
ዝሚሬ መላእክት የሰመዐልና ትርሕሰይ ፀጉኡ የቡዘሓሊኩ እግዚአብሔር አምላክ
ዝማሬ መልአኽቲ ያስመዐልና ሓፍተይ፡ ዓይንኺ ከፊትኺ እንዝምሪ ላብ ሰማይ እዩ ዝወስደካ፡ ምጭፋን ግን ተስፋ ዘቁርጽ እዩ
ትርሀስ እግዚአብሔር ያገልግሎትሽን ዘመን ይባርክ❤❤❤❤❤🎤🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላኣክቲ የስመዐልና ፀጋ በረከቱ የብዘሐልኪ ኣብ ቤቱ የፅንዕኪ ኣገልግሎት ዘመንኪ ይባረክ ዘማሪት ትርሓስ ክብርቲ ሓፍትና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ 🙏💒🙏💒🙏💒🙏💒🙏💒🙏💒🙏💒🙏💒🙏💒🙏💒🙏💒🙏❤❤❤❤💊💊💊💊😘😘😘😘😘
*_አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ትርሓሰይ ማዓረይ_*❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ኣምላክ ጸጋ የብዝሓልኪ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
✅✅✅✅✅✅✅✅✅✅
💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯
🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
ዝፈትዋ መዝሙር ሰምዕኻ ዘይትምኖ ጥዑመ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ዘማሪት ትርሓስ ሓፍትና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኪ ይባረኽ⛪️✝️❤️💛
ብሓቂ ዝማሬ መላእክት የስማዕልና
ደጋጊመ እየ ዝስምዖ ንብዓተይ ምቁፅፃር
ኣብዩኒ ነዚ ክስምዕ እንተለኩ
ተማሂሪ ኣለኩ ተማሂረ ካፍቲ ጡዑም ካፍቲ ዝመረረ
እህህህ ንቁስለይ 😥 ትፍውስ ኣዕፅምቲ ተለምልም ዝማሬ መላክቲ የስማዓልና መክሸይ ትርሓሰይ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ ይስማዓልና።እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሓልኪ ዘማሪት ትርሓስ።
ተማሂረ ለኩ ካብቲ ጥዑም ካብቲ ዝመረረ😢ትትየ ፀጋኡ የብዝሕ ማማየ
ብሓቂ ዝማሬ መላእኽቲ የሰምዓልና ክብርቲ ሓብተይ ኣሜን 🤲🤲🤲😭😭😭👏👏👏💒💒💒🇪🇷🌹❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስምዐልና ክብርቲ ትርሓስ ሓፍትና መሉእ ሰላም ልሀገርና ትግራይ የውርደላ 🙏🙏🙏❤❤💛💛🕊🕊🕊🤲🤲🤲💔💔💔
የኔ ውድ ዝማሬ መላእክት ያሰማልን በቤቱ ያፅናሽ ከድሮ እስካሁን አደቅሻለሁ በጣም
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ክብርቲ ሓፍትና ጸጉኡ የብዝሓልኪ እግዝኣቢሔር ኣምላክ🙏❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏ዝማሬ መላኣክቲ የስመዐልና ክብርቲ ሓፍትና ፀግኡ የብዛሓልኪ⛪⛪⛪🙏🙏🙏🙏 ማዓረይ🌺🌺🌺🌺💘💘💘💘💘💐💐💐💐💐💐💖💖💖💖💖💖🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿❤❤❤❤❤💥💥💥💥💥
ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ትርሓስይ ናይ ዘመን ኣገልግሎትኪ ይባረክ
ግን ትርሓስይ ክትዝምሪ ከለኪ ዓይንኪ ኣይትዓምቲ ከምናይ መናፍቃን
ኣነ ብዝሓስቦ ግን ምዕማት ኣይከነን እንታይ ደኣ እቲ መዝሙር ልባ ብጣዕሚ ሰለዝምስጣ እዩ 🤲 ፀግኡ የብዝሓላ ምስይቅርታ ግን🤲
@@ኒህምያጓልተዋህዶ ኣነ ውን ከም ናትኪ ሪኢቶ እዩ ዘለኒ ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ንሓፍትና ኣሜን ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስዐመዐልና ትርሓስ ሓፍተይ ፀጉኡ የብዘሐልኪ🌹
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና መዝሙር ክፈተው አነስ እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኪ ዛናተይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😢😢
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት ያሰማልን ❤
ናይመለአኽቲ ድምፂ የስምዕልና ጀግና ሐፍትና 🙏🙏🙏💕🙏💕🙏💕🙏💕🙏💕🙏🙏💕🙏💕🙏💕🙏💕
Zemare Melayekt yesmelna kebrti Haftena '"Egziabher"Amlak Tsegu yebzahalki Amen Amen Amen 👏
አሜን አሜን አሜን, ዝማሬ መላእክትየሰመዓልና እግዚአብሔር ኣምላክ-🙏
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐል ክብርቲ ሓፍትና ዘማሪት ትርሓስ ሚስጢሩን ጥበቡን አብዚሑ ይዓድልኪ አብ ቤቱ የንብርኪ ትርሓስዋይ ክብረተይ
አሜን አሜን አሜን🙏
አሜን((3)) ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ክብርቲ ሓፍትና ዘማርት ትርሓስ እግዚአብሄር አምላክ ጸጉኡ የብዘሐልኪ አብ ቤቱ የፅንዕኪ ህያበይ🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤
ዝማሬ መላእክት ያሠማልን ውዱ እህታችን ፀጋኡ ያብዛልሽ ❤❤😢😢😢
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀግኡ የብዝሐልኪ ክብርቲ ሐፍትና
ዕልልልልልልል ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኪ ክብርቲ ሓፍትና
ናይ በሓቂ
ተማሂረ አለኩ ተማሂረ
ካብቲ ጥዑም ካብቲ ዝመረረ ...🙏
እግዚአብሔር ይመስገን ስለ ኩሉ ነገር አሰይይይይይ ብሓቂ ዝማሬ መላእክት የሰመዕልና እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ ይብዝሐዮ ክብርት ኃፍተና ❤❤❤❤
ዝማሬ መልአክቲ የስመዐልና አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኪ ክብርት ሓፍትና
ዝማሬየ መላኢኽት የስማዓልና፡ንሕና ዉን ካብ ኩሉ ክንማሃር ኣምላኽ ጸጋ መንፈስ ቅዱስ ምስ ኩላትና ይኹን።
ዝማሬ መላእክቲ የስማዓና
ተማሂረ ኣለኹ ተማሂረ
ካብቲ ጥዑም ካብቲ ዝመረረ😢
አሜን ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልኪ እግዚአብሔር አምላክ ቲቲየይ
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የሰመዕልና ዝሓፍተይ 🙏🙏🙏🙏😢😢😢❤❤❤❤
ዝማሬ መላእክት ያስምዐልና❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የሰምዐልና ቲቲየ ማዓረይ ተባረኪ🙏🙏🙏❤
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኪ ትርሓሰይ
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና ፀጉኡ የብዘሐልኪ እግዚኣብሄር አምላክ👏👏❤❤
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ስለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ኣምላክና ይክበር ይመስገን አሜን፫🌺🍀🌺🍀🌺🍀🌺🍀🌺🍀🌺🍀🌺🍀🌺🍀
ሂወተይ አብዚ መዝሙር ትርከብ አምላከይ ሕጂ እዉን ተመስገን ን ዘማሪት ሓፍትና እዉን ፅጉኡ የብዘሐልኪ ማዓረይ የቀንይልና
መሰረጢ መዝሙር ❤❤❤
ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ነዊሕ ዕድመ ምስጥዕና የሃብኪ ዝሓፍተይ !!! እግዚኣብሔር ይመስገን ንሕና ንክንፅናነዐሉ እዚ ኣንደበት ዝሃበኪ።❤❤❤
ዝማሬ መላእኽቲ የስመዐልና ሓፍተይ ፀግኡ የብዘሐልኪ 💕💒💒💒😢😢ብጣዕሚ እየ ዝፈትዋ ዛመዝሙር ተፅናዕንዐኒ እያ🙏🙏🙏🙏❤😍😍😍💐💐💐💐
ዋው የሚገርም ድምፅ የሚገርም መልእክት
ትማህረ አለኹ ትማህረ
ከብት ጥዑም ካብቲ ትማረረ
ትማህረ አለኩ ተማህረ
አሜን አሜን አሜን❤❤❤
ኣሎ ሓደ ነገር ዝተቀብረ እወ ኣብ ዉሽጠይ 😭💔💔😭🙏 እህህህህ ልበይ 💔😭🙏
አሜን 🤲🤲🤲አሜን 🤲🤲🤲አሜን 🤲🤲🤲🤲
ዝሜሬ መላእክት ያሰማለን እዛ ሐፍትና ፀጋኡ የብዘሐልክ 😢😢😢 ተማህረ አለኹ ተማህረ
ዝማሬ መላእክቲ የስመዐና
አሜን ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና ክብርተይይ እግዚአብሔር አምላክ ጸጋ በረከቱ የብዘሐልኺ ስምዕ ዊዒለይ ዘይመንዋ
አሰይይይይይይይይይ ዘሓፍተይ ዝማሬ መላእትየሰመዐልና🙏🙏🙏🙏👏👏👏👏
እሜን እሜን እሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐና🙏❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የሰማዐልና ፁጉኡ የብዛሕልኪ አግዛአቤሄር ኣምላክ🤲🤲🤲🤲🙏🙏🙏🙏🙏🕊
Zemaret Tirhait Good Job እግዚአብሔር ምሳኪይኩን አሜን❤❤❤😢😮😮
Zmari melaekti yesmealna haftey mearey Egziabhar Amlak zemen hiwetki ybarko🤲✝️🙏🏽
ዝማሬ መላእክቲ የስምዓል, አገልግሎት ዘመንኪ አምላክ ይባርከልኪ.
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ሓፊትና ትራሕሰ
ዛማሪ መልእክቲ የሳማዓልና🙏🙏🙏
ዝማሬ መልእኽቲ የስመዐልና እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልኪ መዓረይ
እግዚአብሔር ምሳኺ ይኹን መዝሙርኺ ድማ ኹሉም ፅቡቓት እዮም።
ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ፀግኡ የብዝሐልኪ
ግጥሚ አብ ቦታ ኮመንቲ አቀምጥልና ሓፍትና ትርሓስ ❤