Merkeb Bonitua, Great Job, it's a truly brilliant timely song. And we look forward to a future song that explains Tigray's women & men heroism and pride of their children. Thanks Merkeb Bonitua. "God Bless Tigray"
Nice song Merkeb!!Indeed Tigaru women led this war both at home and abroad!!Proud of you all Tigaru women from young to old !! We all fought with all we got and thank you for recognizing that Bonitwa!!💛❤️💛❤️
መፀ መፀ ድማ ናተዳመፀ ጅግና ብዓል ስረ ወዲ ህዝቢ🔥
ፁቡቅ job
ጀግና እኻ ወዲ ትግራይ💛❤
❤😘
አብ መላእ ዓለም ዘለኹም ተጋሩ ፅቡቅ ባሕቲ ሕዳር ይግበረልና አሜን❤️ መርከበይ ፅቡቅ ስራሕ
ቀዳመይቲይ ኣነ ሪኤያ ኣድነቅቲይ መርከብ 👍
መርከቢኖ ወዲይ ህዝቢይ ብጣዕሚይ እየ ዝፈትወካን ዘድንቀካን ንበረልና♥️🤴
ተጋርዋይ ኣምላክ በብዘለናዮ ይሓልወና ንህብና ሰላም ይፍጠረልና😥💊🙏
ua-cam.com/video/05HFE3paDvc/v-deo.html
ane kaa qedamay rieki😁
Bra
ትግራይ ትስዕር ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️ ሰላም ሰላም በዚ ኣገጣሚ ናይ ሓበሻ ክዳን እንድሕር ደሊኩም እዛ profile subscribe ብምግባር ይሓጉዙና ዝ/ዩ ዘረያ ናይ ኣኽሱም ፈትሊ ጥበብ or ሺፎን እውን ክትእዙዝና ተክእሉ ኢኹም ናብ ዘለኹሞ በታ ነብፀሐለኩሞ ኢና ብ DHL POSTAL ፈጣሪ ትግራይና ይሓልዋ
🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤️🙏🙏🙏🙏🙏
𝑊𝑒𝑙𝑐𝑜𝑚 𝑲𝒊𝒏𝒈👑💙
ህድእ ኢሉ ደስ ዝብል ሙዚቃ🔥
ላይክ ኣይተውሕድሉ ተጋሩ👍❤💛
ትግራይ ትስዕር ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️ ሰላም ሰላም በዚ ኣገጣሚ ናይ ሓበሻ ክዳን እንድሕር ደሊኩም እዛ profile subscribe ብምግባር ይሓጉዙና ዝ/ዩ ዘረያ ናይ ኣኽሱም ፈትሊ ጥበብ or ሺፎን እውን ክትእዙዝና ተክእሉ ኢኹም ናብ ዘለኹሞ በታ ነብፀሐለኩሞ ኢና ብ DHL POSTAL ፈጣሪ ትግራይና ይሓልዋ
🙏🙏🙏🙏🙏
ጀግና ብፃይ ፅቡቅ ስራሕ እዩ መፃኢና ብሩህን ብሩክን ይግበሮ
መርከበይ ጅግና ወዲ ትግራይ እንኳዕዐ ብድሓን መፃእካ😍😍
i am from oromo love you tigraye 🙏
Tack ♥️🙏
😘😘😘
❤️💚
Thank you sis
እናመስግናለን የኔ ቆንጆ❤❤❤❤💊🌳✅
መርከቢና ፅቡቅ ስራሕ እንቋዕ ናትና ኮንካ ተባዕ ትግራዋይ💛❤ ዕድመን ጥዕናን የብዘሐልካ ፈጣሪ🙏
መብሪሂተይ ኩሉ ዘፀብቀላ ናተይ❤️💛💪
መርከበይ ናዓካ ዝገልፅ ቃል ክንደየናይ ከይህሉ ግን ብጣዕሚ ኢኻ ብሉፅ ናይ ቡሉፃት እታ ትቓለሰላ ዘለካ ትግራይ ባዕላ ተመስግንካ ከምኡ እውን አዶ ትግራይ ተመስግንካ ነፃነት ትግራይና የርእየና::ፅቡቅ ስራሕ ግጥሙ ቅንብሩ ዜምኡ ብሓፈሻ ኩሉ ነገሩ💯✅️✌️
መርከብ ኣንበሳ፣ ዋዕሮታት ትግራይ💐💐💐 ኩሉ እዚ ሕማቕ ግዜ ሓሊፉ ውግሕ ክብል እዩ ኣጆኹም ኣሕዋተይ
መርከብ ኢካ ብሓቂ መርከብ ሙሴ ኢለካ አለኩ ወዲ ማህጸን ትግራወይቲ አዶ ጅግናና
መግለጺ ዝሓጽሮ መርከበይ ብርሃን ይኩን መሉእ ዕድመካ 💖💖💖💖💖💓💓💓💓💓🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
Wow Merkebino wedi hizbi amaizing song as usual. Very underrated song. Tegaru share gberuwo ab kulu kibaxah.
መርከብ ጅግና ኣቦ ዉፅዓት እንኳዕ ብሰላም መፃእኻ መርከብ ትግራይ❤️💛❤️💝
መርከበይ ጀግና አቦ ውፅዓት ፅብቅ ሰራሕ ቀፅለሉ ብርዕካ ይሰስን አደነቅቲ መርከብ 👍 ርገፁ 💘💘💘💊💊💊💊💊💊💊💘💘💘💘💘💘💊💊💊💊💊💊💊💊💊💘💘💘💘💘💘💊💊💊🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳💔💔😥
መፀመፀ አርዖዶም ወዲ ትግራይ ፅቡቅ ስራሕ መርከበይ መዓረይ❤️💛❤️
Merkeb Bonitua,
Great Job, it's a truly brilliant timely song. And we look forward to a future song that explains Tigray's women & men heroism and pride of their children. Thanks Merkeb Bonitua. "God Bless Tigray"
መፀ መፀ እናተዳመፀ ኣርዓዶም ጅግና✊✊✊ ፅቡቅ ስራሕ መርከብ ናይና ኣጆና ትግራይና ትዕወት
Amlak yhalkumu🙏🙏🙏
Wow zigerim srah Merkebino Natna. Much love
ዋውውውው መርከብኖ ባሕቲ ምድር ጥዕምቲ ደርፊ ሕዝካልና.መፅካ መሕጎስና ባሕቲ ይግበረልና ተጋሩ ኣሕዋተይ ዓድና ሰላም ይግበረልና💕🙏💕💛❤
Woww መርከብ ጅግና 💛❤ ክርህው እዩ ፀገመና ኢንሻኣላህ ያረቢ 💛❤✊
Nice song Merkeb!!Indeed Tigaru women led this war both at home and abroad!!Proud of you all Tigaru women from young to old !! We all fought with all we got and thank you for recognizing that Bonitwa!!💛❤️💛❤️
ትግራይ ትስዕር ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️ ሰላም ሰላም በዚ ኣገጣሚ ናይ ሓበሻ ክዳን እንድሕር ደሊኩም እዛ profile subscribe ብምግባር ይሓጉዙና ዝ/ዩ ዘረያ ናይ ኣኽሱም ፈትሊ ጥበብ or ሺፎን እውን ክትእዙዝና ተክእሉ ኢኹም ናብ ዘለኹሞ በታ ነብፀሐለኩሞ ኢና ብ DHL POSTal ፈጣሪና ትግራይ ይሐልዋ 🙏🙏🙏🙏🙏
MERKEB❤️💛 we love you ወዲ ትግራይ ንዓካ ዝከውን ቃላት የብለይን። ክልተ ዓመት ሙሉእ ንህዝብካ ትገብሮ ዘለካ ከይድነቅኩዎ ክሓልፍ ኣይደልን። ሰላም ኮይኑ ኣብ ትግራይ ንኩላትና ይኣክበና🙏❤️💛
ኣሜን ሰሌዋይይ😘😘😘
አሜን ሓወይ
መርከበይ ጀግና ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ♥️🌟
እንካዕ ብዳሕና መፃኻልና ንጉሰ ልቢ ትግራይና 🤴🤴❤️💛🥰🏖🏖መርከብዋኒ ቡሉፅ ድምፃዊና
እንካዕ ብዳሕና መፃኻልና መርከበዋኒ ቡሉፅ ድምፃዊና
እንካዕ ዳሕና መፃእካ ወዲ ጀጋኑ መርከበይ ለባም ኣጆና ደቂ ዓደይ ንጠንክር ክሓልፍ እዩ ትግራይ ትስዕር
መርከበይ ጅግና ወዲ ህዝቢ💜
ሰረጅ💛❤️✊ብጣዕሚ ፅቡቕ ስራሕ❤️💛
መርከበይ ፅቡቅ ስራሕ እዩ ቀዳመይቲ እየ ክዓ ዓድናን ህዝብናን ሰላም ይግበረልና ደቂ ሪመይ 🙏🙏🙏🙏👈
ua-cam.com/video/05HFE3paDvc/v-deo.html
መብርሂት እያሞ መዓረይ
ሰረጅ በሉለይ ሓላለይ
ከምጥዋፍ ኮይና ማማየ
ክተብርሀለይ ዓደይ
ክበርህ እዩ ፀላምና
ክርሕቕ እዩ ፀገምና
ክርሕቕ እዩ ሕሰምና
ክግሃድ እዩ ባህግና ....
መርከብ ሓወይ ክብሪ ንኣኻ! 🙏
መርከበይ ጅግና ወዲ ህዝቢ ፈታዊ ህዝቡን ዓዱን😘🤲
ፅቡቅ ደስ ዝብል ስራሕ👌🙏
ua-cam.com/video/05HFE3paDvc/v-deo.html
Aniy abakumu yetfelkumu 🙏🙏🙏🙏🙏
መርከበይ ጅግና ወዲ ህዝቢ😍 ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ ሰላምን ቅሳነትን ነቲ ዉፁዑን ራህራህን ህዝበይ ህዝቢ ትግራይ 🙏
መርከብ ወዲ እቶም ጅጋኑ 💛♥️ ትግራይ ዓድና ሰላም ኮና የርእየና ምስ ስድራቤትና ብስላም ከም ላሕምን ምራክን የጋንየና 🙏🙏🙏 ደቂ ሃገረ ትግራይ ሰሰናዮ ንዓኩም 💛♥️
መርከበይ ወዲ ህዝቢ እንካዕ ብስላም መፃእካ🔥❤❤ፅቡቅ ስራሕ
እንካዕ ብሰላም መፃእካ ማዓረይ ምስ ህዝብና ቤትሰብና የራክበና ኣምላክ ኣሕዋተይ ን መርከብ ዝፈቱ ❤️💋🥰💛❤️
ua-cam.com/video/05HFE3paDvc/v-deo.html
መፀ መፀ ጅግና ወዲ ህዝቢ ቀፅለሉ መርከብ ሓውና እብ ስራሕካ ዕብዬትን ኣሳሌጦን ይምንየልካ ዕድመን ጥዕናን ናዓካ ኣብ ዘላካዮ ዓድ ሰላም ናዓካ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ ሰላም ናዓድናን ንህዝብናን
ዋዉዉ ፁቡቅ ስራሕ መርከበይ ወዲ ትግራይ ጅግና❤️💛💊😘
ይበል ይበል መርከበይ ፈታዊ ህዝቡ እግዚአብሔር ኣምላክ ሰላም ናዓድና የውርደልና ድምፂ ሰድራና ንሰማዓሉ ይግበረልና
Welcome back Bonita! I really appreciate you dear brother!!! Thank you for all you are doing in Sudan!💕🕊
🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳❤❤💊💊❤❤❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰👈
መረከብ መብራሂቲ ትግራይ እግዚአብሔር ናዓካ ምግላፅ አዝዩ ቃላት ይሓፅረኒ እግዚአብሔር ዕድመ ጥዕና ይሃብካ ሰላም ከይኑ አብ ሰመናዊት ከኾብ መቀለና ይራክበና
ብሉፅ ስራሕ ተጋሩዋይ ሰላምኺ ይመለስ ዓደይ💛❤💛❤💛❤💊💊💊💊🙏🙏😥
መርከበይ ኣብ ልቢ ኩሉ ትግራዋይ ትግራወይቲ ትርከብ ጀግና ወዲ ህዝቢ ደምና ኢኻ እኮ መርከበይ ዓይኒ ትግራይና😘💝❤❤❤❤
Wow it's very nice song nice job God bless tigryans and Tigray Viva TDF Tigray will prevail keep it up my brother👍🐅🐅✌✌
መርከበይ ኣነስ ከክብረካ መዓት እየ ንበረለይ ዝሓወይ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 💖💖 ተስፋ ኣለኒ ኣብ ሰሜናዊት መቀለና ክረክበካ ድሕሪ ዓወት 💖💖💖💖🙏🙏🙏🙏
I am so proud of you Our hero 🙏🙏❤️❤️💛💛
መርከበይ ጅግና እንካዕ ትግራዋይ ኮንካ ሓበነይ ናተይ ከመይ ድየ ዝፎትወካ መርከበይ ኮኮብ ትግራይ💊🌍❤️❤️❤️❤️❤️💞💞
Talented SINGER. Long Live with full of
health.
መርከበይ ሽኮር ትግራይ ዓደይ ሰላምኪ የርእየና ተጋሩ የሕዋተይ ፈጣሪ ምሳኩም ይኩን🙏🙏🙏💞💞💞💖💛💊💊💊💘💘💘💝💝💝💝
Love You my king Tigray 💛❤️🥰🙌
ጀግና ወዲ ህዝቢ 💊💊💊💊💊🙏🙏💝😘💯👑👑😘😍💋💞💪💪💪💓💓
ፅቡቅ ስራሕ ጅግና ወዲ ህዝቢ መርከበይ 💛❤💊💊💊
መርከበይ ሎምስ ደርፊ ተወዲኡካ እዩ ካብ ምቃረት ዘይብሉ ብዙሕ ደርፊ ከምነገር ዘለዎን ጥዑም ዜማ ዘለዎን ሕዝካልና ምጻእ መዓረይ ብዝትረፈ ይፈትወካ እየ ❤️❤️❤️
መርከበይ ኣቦ ጥበብ ብርዕኻ ይሰስን ዝሓወይ ዝፈትወካ ዘድንቀካ ይመችኻ♥️♥️👌
ኣቤት ትግራውነት ክቡር መንነት
መርከቢኖ ጅግና ኩሉ ድሕሪ ህዝበይ ባሃላይ። ዘይ ከም ህግደፍ መንደፍ በላዕቲ ህዝቦም
ጅጋኑና ፅቡቅ ስራሕ 🙏🙏🙏💛💛💛❤❤❤💪💪💪💊💊ሀገረ ትግራይ ትስዕር💊💊💔💔መርከበይ💋💋
ወዲ ህዝቢ ጅግን መርከበይ ኣንበሳ
መርከብዬ ና ወደ እናት ሀገርህ ኢትዮጵያ ከዛ ወደ ክልላችን ትግራይ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ሰረጅ ጹቡቅ ስራሕ መርከበይ 😘 💛❤ ✊ 💪
መርከብ ባሕሪ ሕዝቢ ትግራይ አብልቢ ሕዝቢ ዝነበር ዘመን ተሳጋሪ ሰነጥበብ ክክበረት ይሃበልና መርከብዋይ
መፀ መፀ መርከበይ ናተዳመፀ ግርማ ትግራይና ንበረልና❤️💛 👑👑👑
Big love from Sudan 🇸🇩🇸🇩to tigray Hip Hop ❤️❤️
መርከቢኖ ፅብቅ ስራሕ ባሓቂ ቀፅለሉ ወዲ ዓደይ 💛❤
Wedi hzebi nebrelna
ዋዉዉዉዉ ፅቡቅ ሰራሕ መርከብ ወድ ትግራይ ጅግና❤️❣️💛❤️💛❤️💛❤️💛
አምባሳደር ኣርቲስት መርከብ ወዲ ሕዝቢ ንኣኻ ቃላት የብለይን ክገለጸልኻ ለለኻ ክብሪ ወድ ንጉሳት ነገስታት ኢኻ ንሕዝብኻ ትገብሮ ዘለኻ ነገር ዘሕጉስን ዘሕብንን እዩ በርትዕ ወድ ወይን❤💛❤️💛🙏
መርከብ መዓረይ ዓይኒ ብሌና ንሰለ በጃ ህዝብኻ ዝደረፍኻያ ምቅርቲ ደርፊ ሰሚዐያ ደጋጊመ ብጣዕሚ ደማ ደስ ኢሉኒ ተሓጒሰ። ዕድመን ፀጋ ጥዕናን ይሃብኻ ይብለካ ኣንታ ጀግና ተቓላሳይ ወድና።ትግራይ ትስዕር ኣላ መሊኣ ድማ ክትስዕር እያ።
መርከብ ❤️ ብኣማን መርከብ ትግራይ የኻ 💛❤️🕊🕊🕊
Gele aynet srha ✊❤️
ደስ ዝብል ሰራሕ መርከበይ ወዲ ህዝቢ 💊💛🌿
ትግራይ ዓደይ ሰላምኪ ይመለስ💊❤🌿
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
መርከብ ኩርዓት ተጋሩ ትግራይና ጉዱስ ወገና ከመይ ዲና ፈቲናመካ። በተለይ ብኣና ብመንእሰይ ካብ ኩሎም ደራፊ መርከቢካ ትግደሰልና። ፀላእትና ዕርቂ ታኣብዮም ኣብ ሱኡዲ ዘለና መገዲ ሲኢና እንበር ከድና ንድምስሶም ኢና። ንዕወቲና
እንኾዕ ብዳሓን መፃኣኻ መርከብ ሓወይ 💛❤️🕊🥰🙏
እንካዕ ብሰላም መፃካ መርከበይ ኩርዓት ትግራይ በዓል ጥዕም ድምፂ!!
መርከበይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
መረከበይ ማዓረይ ወድ ትግራይ ነበረና ጅግና ወዲ ህዝብ❤❤❤❤😍😍😍
መርከበይ ኣቦ ፍቅርን ፅንዓትን♥💛♥💛እንታይ እም መግለፂ ቃላት የብለይን ጅግና ወዲ ሪመይ ምሉእ ሰላም ይግበረልና♥💛♥💛
Amazing job Merkebino💪
መርከብ ኣቦ ዉፅዓት welcome ፅቡቅ ስራሕ ኡወ ክሪህው እዩ ክገሃድ እዩ ባህጊና💊♥🙏
መፀ መፀ ናተዳመፀ ኣርዓዶም ወዲ ህዝቢ Keep up the good work! መርከቢኖ ናትና💊❤
መርከቢኖ ፍታዊ ዓዱን ህዝቡን አንካዕ በስላም መጻኻ 💛❤️💛💊💊💊💊💊💊💊💊💊🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻💖❤️💖❤️
the all women band 😍🤩🥰
Hi ሰላምዶ ሃመይ ጥዕና
ዋውውውው ጅግና መርከበይ ፅቡቅ ስራሕ ፅገ ሓፍተይ ፀላም ክወግሕ እዩ ክንራከብ ኢና ኃልነይ ኣብ ዘለክዮ ኣምላክ ይሓልኪ 2015 ሰላም ክከውን እዩ ትብሊ ነይኪ እሞ ኣፍኪ ዝበሎ ይኩን እህህህህ ዋይ ስቃይ ናፍቆት ጨንቂ
መርከቢኖ ወዲ ጀጋኑ ንኹሉ ዘርክበሉ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣቦ ውፁዓት
መርከብኖ ብትክክል ወዲ ሓላል መሬት 💊💊💊💊💊💊❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
I am eritrean
Merkeb, you have done excellent job
Beautiful song👍 keep it up
you are amazing
መርከበይ ወዲ ህዝቢ ወዲ ሪመይ ፅቡቅ ስራሕ ቀፅለሉ ሰላም የዉርደሉ ነቲ ዉፁዕ ህዝብና💊💊💊🙏🙏🙏
መርከበይ ጅግና ወዲ ህዝቢ አደነቅቲ መርከብ አበይ አለኩም💛❤
መፀ መፀ ድማ ረመፅ ንፀላእቱ ወድ ጅግና ንጉስና ዓይኒ ትግራይ 💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💪💪💪💋😘🥰💪
መርከብ ጀግና ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ እዩ ቃላት የብለይን ወዲ ህዝቢ ኢካሞ ጀግና ❤️⭐️💛💊🥰❤️⭐️💛💊🥰❤️⭐️💛💊🥰❤️⭐️💛💊🥰
መርከበይ መርከብ ትግራይ ወዲህዝቢ ዐዱመይ ጥዕናይ ይሃብካ ፈጣሪ👌🥰🥰🥰🥰🥰💊💊🌷🌷🌷🌷❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
መርከበይ ጅግና ወዲ ትግራይ ሓላል ኣብዝከድካዮ በዓል ስረ እንድካ ኩሉ ዝፈልጠካ 👍👍👍👍👍❤❤❤❤ማርያም ባዕላ ፅላል ትኩንካ👏👏👏👏👏
ተጋሩዋይ ንዒማ 👍👍 ወቅጡ ትግራይና ናዒብ❤👍
መርከበይ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ ወዲ ሪመይ ማዓረይይይ🙏❤❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰💊💊💊💊💊💊💊🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
ንዓካ ዝወለደት ማህፀን ትባረክ ኣቦ ዕሸላት ሸማግለለና
መርከብ ዓብዩ ሰብ ማራ ኢና ንፈትወካ ዝያዳይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
መርከበይ ለዋህ ፈታዊ ህዝቡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ቤሌናይ🙏😍🙏😍🙏😍
መፀመፀ ጅግና መርከቢኖ ፅቡቅ ስራሕ ከም ኩሉጊዜ ሑሩር ብዓድን ህዝቡን ፈተውቲ መርከብ ላይክ ወቁጢኒ😘😘😘😘😘💖💕💔💖💖💔💕💖💔💊💊💊👊👊👊👊
መርከበይ ወዲ ህዝቢ ፁቡቅ ስራሕ እና ብጥዕሚ እየ ዝፈቱወካ ዘድድንቀካ🥰🥰🥰🥰🥰
አምበሳ ብዓል ስረ ወዲ ህዝቢ መርከበይ🥰🥰🥰😘😘😘😘🥰🥰😘😘🥰🥰
መርከበይ ዕድመይ ጥዕኛይ ይሃብኻ ኹርዓትና
ሰላም ንትግራይና ትግራይ ንዘልአለም ትንበር
I like it you right 🎉❤❤❤
👍👍👍👍👍👍👍👍👍 ብኹሉ ኢና ጀጋኑታት።
Waw our hero. ጅግና ወዲ ህዝቢ
We love you so mach. ❤🧡👍👍👍👍👍
መረከበይ ጀግና ተጋሩዋይ ከለዘጠዒና ኡወ 🥰👈🌎💊💊💊💊💊💊
መርከበይ ጀግና ወዲ ህዝቢ ፅቡቅ ስራሕ ቀፅለሊ ሶ ዕደመን ጥዓናን ይሃብካ ፊጣሪ 🥰🥰💊🥰🥰
መርኸበይ ብሉፅ ተስፋ ትግራይና💜💜💜