Hi @gDrar, thank you for exposing the West modus operand which is complex and cunning in nature. This is the character of our enemies GOE have had to deal with before so many Eritreans conscious to it … Also was hard to convoy the message to the people. Good for you alleviating the deficit . 🇪🇷
ብዛዕባ ኮርሳትና ሓበሬታ ምስትደልዩ👉drarhiwet.com/
Ertirawent kebur menent 🇪🇷 ❤️ 🇪🇷 ❤️ 🇪🇷 ❤️ 🇪🇷 ❤️ 🇪🇷
ብሩኽ ቀዳምን ሰንበትን ይግበረልካ ቡሩኽ መምህር
ዕድመን ጥዕና የሃብካ ጆርጅ ነቲ ኩሉ ንትገብሮ ፃዕሪ።
መርሓባ ወዲ ኤሬይ 🇪🇷🌳
ጆርጆ ሓውና ብሃንቀውታ ኢና ንጽበዮ መደባትካ የቀኔልና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👊💯👌
Selam Selam Drar hawey Good job jgina 🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷❤
ጽቡቅ ስራሕ መምህር ጆርጆ ኤርትራዊ መትከላዊ ቀጽሎ
ምክንያቱ አዚ ትገብሮ መደብ ንቡዙሕ ኣብ ወሽጥን ደገን ዘሎ ኤርትራዊ ቡዙሕ ሓቅታት ከም ዝፈልጥ ይገብሮ ስለ ዘሎ
Thanks. Jorjo
ፈጣሪ ንዓለም ምሕረት የውርደላ ፥እንተዘይኮይኑ ምጣዕሚ ኣስጋኢ'ዩ ፥እዞም ሃይማኖትን እምነትን ዘይብሎም ንዓልም ክልክምዋ ኢዮም ዝደልዩ ዘለው ።
መርሓባ ጀርጆ ሓውና ጽብቅ መደብ ቀጽሎ❤❤❤🇪🇷🇪🇷💪💪🌹🌹👍👍🥀🥀💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹👍👍💪💪
❤❤❤መርሐባ ወዲ ኤረይ ❤❤❤
Jorjo Grande❤
Selam Selam Deqi Erey 🇪🇷♥️⛪️🕌♥️🇪🇷
ድራር በኣኻ ብጣዕሚ ሕጉሳት ኢና እንቃዕ እርትራዊ ከንኩ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
George, thanks 🙏 brother, for all you do! Keep it up 👍👋👏🌹🇪🇷💕🌹✊
ሰላም የውርደልና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Selam 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
Selam yewrdelana abza Alem🙏🙏🙏
Thanks drar hawna
የቀንየልና ጆርጆ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Great Drar🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 ❤❤❤
ጆርጆ እታ መጀመሪ ሙዚቃ ጽቡቅ ሕረ ካብ ናይ ሜዳ ደርፍታት
ሰላም ጆርጆ፥ድሕሪ ዝሮትይ ናብ ርያድ (Ryad SA)፥ ብዙሓት ፈሎወርካ ሰላምታኦም ይሰዱ። ፍሉይ ሰላምታ ክትሰደሎም ኣይትረስዓና ኢሎምኻ፦
መርሓባ ድራር ወዲ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Merhaba Gergio bro viva Eritrea
Merhaba wedi erey 💯🇪🇷💕🇪🇷💕🇪🇷✅️
Thanks 🙏🏾
George, ❤🇪🇷Great job🇪🇷 ❤
Thanks jorjo
Welcome Doctor jorje Erythree good information 💯💯💯💯💯💯💯💯💯 Global world information
ሰላም ጆርጆ ሓውና ንዓለም ካብቲ ዓቕምና ዝፈቕዶ ንጥምታ ንላዕሊ ፖሎቲካውን ፋይናንሳውን ስነ ልቦናውን ዝለዓለ ኣፍልጦ ንኽህልወና ንእትገብሮ ኣስተዋጽኦ ብጣዕሚ ኢና ነመስግን . 🇪🇷❤
እወ ፈትያትካን ጸልኣትካን ድኻ ኢኻ ❤
Thanks!!!
Nice Drar 🇪🇷❤️👌
Giorgio bruch mealti ygberelka yekenyelna neti kulu ssrahka ❤
God job Georgo
Selam yewrdelna fetari
ናይ ፕሬዚዳንት ኢሳያስ ዝበሎ ንፑቲን እዚ ዉግእ ኣብ መንጎ ራሽያን ዩክረይን ዘይኮነ ራሽያ ኣንጻር ኔቶን ኢዩ ዝበሎ ክዝከር ይግባእ።
Wedi rimey ❤❤
ስላም ስላም ጆርጆ ❤❤❤🎉🎉🎉
Bravo
Marhaba dirar habib❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Very good job 👍
ባይደን ንዓለም ለኪሙዋ ኣብ እርጋኑ ህዝቢ ከህልቕ ዓገብ!!!
ዓንደብርሃን ተኽለማርያም
Merhaba memher welcome ❤❤❤
❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹
❤❤❤❤❤❤❤❤❤......
❤️🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ንዓለም ተማሊእዋ ክጠፍእ ደልዩ ርጉም
Keep going my brother 🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
🇪🇷❤️👍👌
Marhaba G.drar jigna ❤❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️
Yes, you're right, I didn't get this year with your floor we don't get yet
welcome 😍😍😍
መምህር ድራር ብሩኽ ቀዳመ ሰንበት ንዓኻን ንቤተሰብኻን ንኩሉ ህዝቢ ኤርትራን በርትዕ ጽቡቅ ስራሕ ትሰርህ እለኻ :🇪🇷🌿🇪🇷🐪🇪🇷🌴🇪🇷🌾🇪🇷🪴🇪🇷🌻🇪🇷💐🇪🇷🌹🇪🇷❤️🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍
Good job
G.DRAR nay Bihaki xsubuk Haberieta Eritrawi malet.
❤❤❤❤❤❤❤
♥️🇪🇷♥️
🙏🙏🙏🙏🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
💪🏿❤️🇪🇷❤️💪🏿
ሰላም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
🎉❤🎉❤🎉❤like like 👍 keep going my brother Good job 👍 ❤🎉❤🎉❤🎉like like 👍
እቲ ዝመጽእ ኩፋእ ጭንቂ መከራን ክመጽእ እዩ አይክዱንግይን እዩ። እግዚኣብሔር ኣምላኽ ብስራት ወንጌል አለዎ ብወዱ የሱስ ክርስቶስ ዝአመነ ብሓጥያቱ ተናሲሑ ናብ አምላኽ ንዝምለስ ካብ ልቡ ክድሕን እዩ,,, እቲ ዘይአምን ግን ፍሩድ እዩ 👍👍
❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
🎉🎉
This senseless war of ego must stop immediately now
❤❤🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽
ዓለም ንምዕራባውያን ጽቡቅ ገይራ ፈልጣቶም እያ እቶም ን ምዕራባውያን ለሓስሓስ ዝብሉ ብሰንኮም ዝነብሩ ዝመስሎም ከም ኣምላኽ ዘምልኽዎም ጥራይ እዮም ነዚ ዝባኑ ዝቀለዐ ናይ ምዕራባውያን ግብሪ ዝድግፉ።
❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉❤
Viva Eritrea viva Hgdef 1 2 6 9
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤❤❤❤🎉
❤❤❤❤🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✅✅✅
ዝገርምዮ..አብ ....ኢራቅ & ሊቢያ ....መንግስቲ ተቀየሩስ.. አብ ራሻ መንግስቲ ምቅያር ዋዛ ዋዛ መሲሉዎም...ራሻ እኮ ክንድኦ...ወይ ካብኦም ንላዕሊ ዓቅሚ ዘለዋዮ
👍👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Gorge sematawi eka
🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ፎርሳ ፑቲን.
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Ajoka qexlo in ❤❤❤❤❤
❤🎉❤🎉❤🎉❤
Hi @gDrar, thank you for exposing the West modus operand which is
complex and cunning in nature.
This is the character of our enemies GOE have had to deal with before so many Eritreans conscious to it …
Also was hard to convoy the message to the people.
Good for you alleviating the deficit . 🇪🇷
Merhaba abi seb ❤❤❤❤ ezen neton American eden zeyekeba Rasha tewesina akele alem kelkemana eyen selam yhabena derar hawena
UK should prepare for punishment from Russia.
🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️😍😍😍👍👍👍🎈🎈🎈
🖐❤️❤️❤️👍❤️❤️❤️🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🕊👌
Selam drar hawey anihna ke nabey nkid ab Germany alena
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
እምበርከ እዞም መራሕት ናይ ምዕራብ ብ ዘሌንስክ ዝዮንስት እምፕሪያልስት ድዮም ዝምሪሑ ዘለውስ ወይስ ብደቂ ዓዶም ብህዝቦም ዝሕሰብ። ዘልንስክ ስድራቤቱ ኣብ ኤስራ ኤል እዮም ዘለው።
ከምዚ መስለኒ ፈጣሪ ምኽሪ ከልእዎም ኣሎ ንጥፍኣቶም ሓስብሎም ኣሎ ልክዕ ን ባብሎናውያን ምስምምዕ ዝኸለኦም ዓይነት እና ንርኢ ዘሎና ናፐልዮን ንጥፍኣቱ ንሩስያ ወሪሩ ብበሪድ ተሳዕሩ ፈርዖን ንጥፍኣቱ ደድሕሪ ሙሴ እስራኤላውያን ንቀይሕ ባሕሪ ከይዱ ኣብ ባሕሪ ሰጥሙ።
ስለዚ ፈጣሪ ብሓጥያት ወሪዱ ኣይዋጋኣካን እዩ ከዚ ገይሩ ምኽሪ ኸልኡ ንጥፍኣትካ ይመርሓካ።
ስለዚ ፈጣሪ ዝገብሮ ብምኽንያት እዩ ሰብ ዓቅሚ የብሉን።
ጀርጆ ብዛዕባ ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ዘለካ ኣረኣእያ ግጉይ እዩ ማለተይ ዓዲ እንግሊዝ ዓለምና ካብዚ ዘላቶ ኣካይዳ እንተተቐይሩ ማለት ኩለን ሃገራት ብህንካን ሃባን እንታይ መጻወቲ ካርታ ስለዘለዋ እያ ነዚ ዘሎ ጸወታ ስቕ ኢላ ክትሪኦ ዝመጽእ ዘሎ ኣቃውማ ዓለምና ንእንግሊዝ እንዳርኣኻ ና ብ ገደል ምጽዳፍ ስለዝኾነ ክሳብ መጨረሽታ በዚ ትኸዶ ዘላ እያ ክትከይድ ኻርባና ኻረባና
🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤🎉🎉🎉