On 22:20 what Rasta said is real to accept,, if you don’t know about politics do not talk and don’t support any group stay real with your heart & let the people who knows about it talk. I appreciate you for bringing on this kind message,, 🙏😍🙏
Mebre if you are reading this, let me know. I remember you were different from back when I met you in dss. Like for real thou what the diaspora director said in this episode is what you are. And I like the fact that you found your platform to express yourself. The famous director Alfred Hitchcock said actors are like cows. You feed them what you want them to eat and that help them attain muscle and can be sold for more money. And as you are doing the same thing with your actors I hope many people understand your message. Keep going mebre.
ነዛ ኮምንቲ ተንብብ ዘለካ ብር ክትብል፡ትሓጎሱ ሽሻይ ወትሩ ኣብ ዙርያኩም ይኩን እዛ ዓመት መባልዕትና ትኩን ምስ ነፍቅራ ወላዲትና ገጽ ንገጽ የርኤና ኣሜን ኣሜን
Amen 3🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Amen🙏🙏yhbiru abi seb
Amen zarkey
Amen amen amen 🥰
ጡዑም መልሓሱ ኩቱሑጎስ ከኣ like and Amen (3)
*ብሩኽ ልደት ደቂ ኤይ ሓላላት❤ወላዲትኩም ንዘልኣም ትንበረልኩም ሙዑግርትኻ የስዕማ💋🙏*
Tanks♥♥♥
Ata kndey des ybleka mrka EU Danke dir auch bro
ኤርትራ ንኤርትራውያን ብሉጻት ስነጥበባውያን ሳላ ጻዕርኩምን መንፍዓትኩምን ፡ ኣምሓርኛ ፊልም ምርኣይ ኣቃሪጽናዮ ብትሰዱልና ጥበብኩምን ስራሕኩምን ዕጉባት ኢና ኣብ ጎድንኩም ኣለና ሓላላት ደቂ ዓደይ ኤርትራ ❤⚘
ከምዚ ናትካ ፍረ ዘለዎ ክይጽሕፉስ ብዛዕባ እታ ፊልም ነጢሮም ኣብ like ሃቡኒ ይኣትዉ ።ብዝጸሓፍካዮ ሰብ like kgebrelka ኣለዎ እምበር ከምዚ ናትካ ።
Brave man I'm proud of u
Eritrea ntigrigna bel ata wedi btgrigna ember beritreana aykonun zdersu zelewu
@@jonizena8153 እሺ ግና እንታይ እዩ ገጋይ
ኣቢዚ ኣሎ ጭለ ዘረባ ጸባ ሲተ 100% ሂበካ ኣልኩ
Welcome
ደቂ ኤረይ ጻዕዳ
ሳሮን በረከትን
ራስቶኖን
ዝፈቱ ኣጋራጭው ኣቢሉ ይሕለፍ
Entay emo ab mongo endo ytefuna alewu
Bflay ezom ab kampala zelewu hlm elom entay eyu xegem bejaki 15 kfal nxbeyekum alena bhanqewta bflay ane kula eye teketatileya temesite
"ህዝብና ሓቂ ክሰምዕ ኣይደልን እዩ" ናይ በሓቂ ነቶም ሓቐናታት ሰሚዕናይም ተንዝኸዉን ዶ ኣብዚ ሕጂ ወዲቅናዮ ዘለና ምወደቅና። ብዝኮነ ሕጂ ከምዚ ዓይነት ፊልም ሒዝኩም ብምጻእኩም ኣዚና ኢና ነመስግነኩም። ኣጀኹም ከኣ ኣብ ጎንኹም ኣለና።
Eza tsihfti realy eya nsy bhaqi
Naybehaqi hawey natey
ሰክት ማሕጋጽ
❤❤
@@yetmymechenial1437
Entay korkihka fnfun wehid
ደቂ ኢረ ትርጉም ላይክ ኣይፈልጦን እየ ግን ቐዳማይ ረአያ ኣጥሙኒ ጥቕሚ እንተለዎ ሓላላት ፍጥረት
Welcom
ንዳኒ ዝፈቱ ሓቂ zifetou
Hasot dixeli like eske
An dan eye zftu asile
ብጭንቀት ሞይተ ጸኒሐ ብሪኻተይ እንቃዕ ዳሓን መጻኹም ሩሑስ ሓዱሽ ዓመት ዉሉድን ወላድን ዝሕጎሰሉ ዓመት ይግበረልና
Amennnn ajoka àytchenek egzabihir msaka alo
እንታይ ኮንካ
ካምፓላውያን ሃገራውያን ድቂ ውጹዕ ህዝቢ ኣጆኩም እስኪ ርሑስ ሓድሽ ዓመትን ባዓል ልደትን ይግበረልኩም
ኣብ ኩሉ መድረኽ ብድሆታት ከምዝገጥመኩም ብርሁ እዩ።ነዚ ፈንጢስኩም ኣብዚ ምብጻሕኩም ኣድናቖተይ ወሰን የብሉን።bravooooooootat!!!!!
ርሑስ ሓድሽ ዓመት ይግብርልና ደቂ ኤረይ 🇪🇷
ዓመተ ሓድነት❤
ዓመተ ናጽነት ❤
ዓመተ ቅሳነት ❤
ይግበርልና ።💯🇪🇷❣🇪🇷❣🇪🇷
ኣታ ኣገባብ እባ ግበሩ ኣብ ዓራት ሽጋራ ሕማቅ መልእክቲ ኣይነሕልፍ በጃኩሙ ስደትና የሕጽረልና ።
Labam kmaka yabzahayo
yegermeka eyu
I like the overall message of the author, thanks for trying to work based on the reality rather than the lie that the society wants to hear.
yohana paulos indeed! I agree with your opinion
ሰላም ሰላም ኩልኩም ደቂ ሃገረት ኤርትራ ብመጀርያ ርሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልና ብምቅጻል ድማ ብጣዕሚ ንፍዓት ፍሊም ካምብያ ትሰርሑዘለኩም ብዛዕባ ፓለቲካ ሃገርናን ካልእማሕበራዊ ናብራን ጽቡቅ ትገልጽዎ ኣለኩም እሞ ኣጀኩም እዛ ዓመት እዚኣ መባልዕትና ይግበራ ፈጣሪ ኩልኩም ደቂ ኤረይ ሓላላት ኣኣብ ዘለክሞ ሰላምኩም ይብዛሕ።
እውይ ፈተውቲ ሳሮን እባ ብላይክ ኣዘቅቡብኒ በጃኹም
Anty kamnata karkitar daki tawnani
Zeblxet film nay kulu gizye nie kulu nay hagerna eritrea bie hade tetklil ,THANK U DEKI EREY 🙏🙏❤
ራሲቲኖ ያኽ ባዕል ምቁር ቃላት
እዛ ክራር ስደት ሕሱም ዓድኻን ኣዴኻን ተዘክረካ ምሽ ብሩኽ ልደት ኣሕዋት
ሰላም ሰላም ካምብያ እንካዕ ዳሕን መፃኣኩም ርሕስ ኣውዳኣመት ይግበረልና ኣሜን ።በርክ ቀንያት
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ጓል ዓደይ ማዓረይ
ኣሜን ኣሜን ጋለ ዓደይ
ቀጽሉዎ ኣጆኹም መሰናኽላት ሰጊርኩም ኣብ ዓወት ክትበጽሑ ይምነየልኩም ።
Blxti film ya n kulkum abza srah ztesatefkum msgana ygbae 🇪🇷🇪🇷🇪🇷⭐️⭐️⭐️⭐️⭐️❤️💯👍
እንካዕ ብሰላም መፃኩም #ካምቢያ #ብስም ሓዱሽ ዓመትን ልደትን እስኪ #like
Gh Gh ምልማን ነውሪ እዩ!!
ከይሉምደኩም!!
Like ን ካንባዊያን እዩ ዝግባእ ok?
ርሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበርልና ደቂ ኤረይ መዓረይ ሰላምን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ
ነዛ ፊልም ኣዝየ እየ ዝፈትዋን ብሃንቀውታ ዝጽበያን። ሽጋራ ኣብ መደከሲ ምስታይ ግን ዓቢ ጌጋ እዩ። ሕማቅ ትምህርቲ።
yes ata ab dhaser thabom dshebu dneborus normal geromo bless demexe wolodo nhesbolu
ኤረትራዊ ብ ሃገሩን ህዝቡን ዝመጾ ኣይፈቱን እዩ።ተጠንቀቁ እስከ በሉለይ ንብዓል ገመቹ
Yesss ኤርትራዊ ንመሰሉ ኣይጣበቅን እዩ እምበር ንሃገሩ የሕሊፉ ኣይህብን እዩ።
Yes Amlakje selam wwwje jukuenlna hagrje to Eritrea and Eritreawen Awet mesna jukuen amen:;
ብልጽቲ ፊልም ንኹሉ ሓቀኛ ምስሊ ኤርትራውያን እተንጸባርቕ ብልጽቲ ስራሕ!
Rasta character is by far the best character on this show.
Eritreawi hawey ajoka bebal tamrat adgi atedehal 🇪🇷💪💪💪
On 22:20 what Rasta said is real to accept,, if you don’t know about politics do not talk and don’t support any group stay real with your heart & let the people who knows about it talk. I appreciate you for bringing on this kind message,, 🙏😍🙏
Tell them next time we need subtitles in English
ደራሲ መብራህቱ ግርማይ ብሓቂ ንስኻ ጀማሪ ኣይኮንካን መግለጺ ሲኢነልካ ቡቁዑ ደራስን ዳይሬክተትን ኢኻ ኣጆኻ ቀጽሎን ቀጻጽሎን፣ ኣቱም ለመንቲ ላይክ እንታይ ክገብረልኩም እዩ ዘይተታባብዕዎ እንተኺኢልኩም።
Thank you for uploading. This is the movie that attracts me the most
ንስለ ፊልሚ ኢልካ ክትረአ ዘይብላ ፊልሚ። ኣብ ውሽጣ ኣቲካ ክትንብባ ክንደይ ክትምቅር።
ንኹልኹም እዞም ዘተባብዕ ርእይቶ ትህቡ ዘለኹም 1000 ላይክ ሂበኩም ኣለኩ፡ እንተ እዞም ንኩስቶ ትፈትዉ ላይክ ሃቡኒ፡ ነዛ ኮመንት ተንብብ ዘለኻ ወ፡ዘ፡ተ ኢልኩም ላይክ ክትልምኑ ከኣ ናይ ባዕልኩም ቻነል ከፊትኩም እንተ ትልምኑ ይሓይሽ።
Xelaku ane neza comment tenbb zeleka zblu
Smka trekeb wedey
ንዓባ ሓወይ መዓረይ ንዞም ሰባት ገለ በለለይ like ክልምኑ ነቲ ምስጢር ናይዚ ዘመንን፡ትምህርቲ ናይዛ ፊልም እዚኣን ከየስተማቐርዎ ይተርፉ ኣለዉ።ጸገም ተረኺቡ፡ንስኻ ግን እንጀራ ዓለም ብላዕ።
@@tsehayeamanuel682 እቲ ህዝቢ ከኣ መስኪናይ ካብቲ ነቶም ተዋሳእቲ ዝህብዎ ላይክ ናይቶም ዝልምኑ ላይክ ይበዝሕ ክክክክክክ 2020 ክልወጡ ተስፋ ንገብር
Enka bselam mesikum deki eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Now that's what i call best Eritrean serie film. You guys are so talented Love u all GBU.
Tell them next time we need subtitles in English
Willkommen daqi hezbi jeganu sowie Ruhus awedamat und hades ameta Ameta selam feqri und hudqit nehagdaf fethi nehazbi eritrea 👍👍👍👍👍😍😍
ንሳሮን ዝፈቱ ላይክ
Abzia ayfetekiwan sorry kabta ni tigrinja kanka zenashewoto🤣🤣
እንቃዕ ብሰላም መጻኩም ካምባያ ንኩሉኩም ህዝቢ ኤርትራ ክርስትያን ምስ ኣስላማይ ሩሕስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልና እናበልኩ ሶ ከምታ ትግጥሙዋ ከኣ ጽቅጥ ኣብሉን ደቅ ኤረይ
ደቂ ሃገረይ ንቕሑ ምስ ዝነፈሰ ኣይትፈሱ ተሰዲናና ከይንነብር ህግደፍ ጥራይ ኢዩ ጸላኢና ዝርካበን ዓቅምና ናብ ህግደፍ መንደፍ ጥራይ
ጸላእትኻስ እንዳ ገመቹን ሳዓብቱን እዩ ካቦኦም ዳኣ ከይትኸውን እምበር
ካብ ህግደፍ ምባል ውልቐ መልኺ ኢሰያስ ምባል ይሓይሽ
Bitweded abrha jigna ኣንታ ወዲ ሾርሙጣ ቢቶው ጅግና ሙኻኑ ትኣምን ተኾንካ ዳኣ ዋላ ህዝባዊ ግንባር ምበልካ ምሳኩም ግን ንፋለጥ ኢና ስም ኣጻዕዲኩም ተታሉሉ ዓፋፋት
@@ፋኒወዲየማነ ቢቶው ኣርሓ ህዝባዊ ግንባር ብጀኻ ኢሰያስ ጸላኢ የብልናን ።
እንቃዕ ብሰላም መጻኩም ሰሰናይ ሰናይ ዓመት ይግበረልና አሓት ኣሕዋት 🌹🌹🌹🌹👍👍👍❤️🍀🇪🇷🇪🇷💪💪
Mebre if you are reading this, let me know. I remember you were different from back when I met you in dss. Like for real thou what the diaspora director said in this episode is what you are. And I like the fact that you found your platform to express yourself. The famous director Alfred Hitchcock said actors are like cows. You feed them what you want them to eat and that help them attain muscle and can be sold for more money. And as you are doing the same thing with your actors I hope many people understand your message. Keep going mebre.
Well said bro. I like the mentality.
I like it, Well said.
Thank you Eyobed Mokenen.
ንምንታይ ብትግርኛ ዘይተጸሕፍ ? ዋላስ ቃንቃ እንግሊዝ መልክዒ ምዕባለን ብልሒን ኢዩ ዘመሰልኩም
Enqae dehan mexakum RHUS HADSHI AMET,Absrahkum kea Awetn Asalton teanan ymneyelkum Demi Erie Shikorinatat😍😍
እዛ ፊልም ብብዙሕ መዐቀኒ ብልጽቲ ኮይና ረኪበያ ። ደራስን ኣላይን ተዋሳእትን ኣዝየ ዘመስግነኩም።
በርትዑልና ናትና ጀጋኑ።
እንግሊዝ ዳሓውሱ እንበር ፍልሚ ፋታ ኣምሲሎማ
We'll come. Kuburat. Sdra. Tbeb. Admen. Tanan. Yhabkum. 2020. Ametna. Ygbera. Hgdef. Zwedkela ausratna. ftuhla. Sdetna zebkala. Alet. Ygbero. Thanks. Nkulu. Srhatkum. Bertau. ::
ትገርም ፊልሚ እያ ብዙይ ተተወደአ ሽግር ብዙየ ተምፅእ መወዳእታኣኡ የፀብቆ ታይ ኢኩም ኩሎኩም ተንኳለኛታት ግልፀነት ዘይብሉኩም ዝሮ ዝሮ ፅብቅቲ ስራሕ ቀፅልሉ ሓፍትኩም ካብ ትግራይ 👍👍👍👍💖💖💖🇪🇹♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ያ ንመጀምርያ ምኣልቲ ኢና ኮመንቲ ንጽሕፍ ዘለና ላይክ ሃቡና
*welcome ደቂ ኤረይ*
Wellcome ❤❤ruhus awdeamet ygberelena 🙏🙏🔥🇪🇷🇪🇷🇪🇷
I love this film tooooo great job brothers and sisters.
እንቃዕ ብሰላም መጻእኩም ፍቁራተይይይይ❤️👍
Thank you for the quick upload!
ዋው ያ በጃኹም እዛ ፊልም ኣይተቋርጽዋ
ንሕና ኤርትራውን ከምዚ ምስልና ዘንጸባርቕ ስራሕ እዩ ዘገድሰና ይበል ጥበብ ብርዕኻ ትሰስን መብሬ ሓወይ በጃኻ ግን ንነዊሕ ፓርትታት ክትቅጽል ግበራ ኣነ ዓጊበየ ብዘይ ቀልዓለም ቀጽልዎ ወገናት።
እዋናዊት ደስ ትብል ፊልም፡ የቐንየልና።
Oh my God this movie is the best sharing it with everyone now.
cambia tefiatna deki halal meriet tefiekumuna nafiknakum sdedulna eba 🙏🙏🙏💙
ርሑስ ሓዱሽ ዓመት
ምቁራት ኣጀኹም ኣጀና ጥበብ ምሳኩም ኣሎ
Well com dki eri xubukt xubuk sreh eye ajokom kaxlow amazing film
Welcome deki ereyy enkua bselam mexakum
ህዝብና ሐቂ ክሰምዕ አይደልን እዩ!
ልክዕ !!! እዚ እዩ እቲሐቂ ! ንፍቶ ንፅላእ ሎሚ ሐቂ አስሚዕኩሙና ::
እንታይሞ ክንገብር ብሐሶት እንዲና ተቀሊብና ተመሊእና
OMG the best movie im so proud of u guys mehari azenagi zekonet movie beka
ሃገር'ዶ ትዓቢ ወላ ኣውራጃ? ሃገር ኣውራጃ ሒዛ እያ ሃገር ትባሃል፡ ኣውራጃ ዘይብላ ሃገር ውን ሃገር ኣይኮነትን። ኣውራጃ ካኣ ምሕደራ 'ምበር ተውልዲ ኣይኮነን።
እዞም ገለ ገለ ኣሕዋትናስ ደስ እናበለቶምስ ዲስላይክ ይገብሩ እቶም ገለ ገለ የሕዋት ካኣ ሳኣን ኣፍልጦም ክከውን ሰለ ዝከእል እታ 👍ከምዚኣ ናይ እንተ ፈቲካያ ነታ ስራሕ እትህበላ እያ እታ ከምዚኣ 👎ካኣ ነታ ስራሕ እንተ ጸሊኢካያ እትህበላኣ እያ ካብ ዲስላይክ ምግባር ግን እቲ ደስ ዘይበልካ ነገር ብሪኢቶ ምግላጽ ይሓይሽ ይብል ኣነ
Bhaqi smart xbuq mhirkayom aleka
Welcome welcome
Happy 🌠New 🎆Years 🎇
Rhus hadish amet nsdrabetey and yearktey amete selam 🎇amete rahwa🎆 amete ksanet 🎇ygberelna🌌mas sdrana nrakebelun hawey haftey nbhahelu zemne selam ygberelna 🎆🎇❤️🌹🇪🇷👌🙏
ህዝብና ሓቂ ክሰምዕ ኣይደልን እዩ!! ብርግጽ
thankx for uploading this video
Can you make this vido
It's so cool I real I love you too!!
Welcome deki Eri shikorinatat
Deki eri alkum da alena ketbeluni beal melua tesfa eiy 🇪🇷❤ ab zehalkumo amlek yehalu mesakum
ሽጋራ እንዳ ስሓበ ምስኡ ትድቅስ ኣነ ኣይምዋዓልክዋን ።
*Abe melkt zelawa filim eya nezastawel sed 💪💪💪💪💪💪hayal berasi eu deriswa*
Entay dea teqarixa dya eza film
Slementay ya Saron Tigrigna tray zeytzareb !!!!!
We'll come 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
well done guys, thank you , keep it up
Happy new year Canpalawiyanii great film like like 👍👍👍👍
*2020 እዚ ጋንድያ ታእምርት ን ቁሩሕ ተምቤናይ ዝጠፉኡላ ዓመት ትግበረልና👍*
Ajokum eski berteu, qah elna sem nakum ena ntmt zelena 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
I love more My lovely people and sweet my country where ever
When ever
What ever
God bless you .
Nezi zelo haqi glihlih abila tewxio ala eza film
Keep going guy's
welcome shikorinatat
Asey loms rekibeya pls metebabei like xfuni happy new year amete lewti ygberelna ahwatey
እቲ ደራሲ ኮይኑ ዝዋሳእ ዘሎ ስነምግባር የለን ሽጋራ ኣብ መደቀሲ ክፍሊ የትክኽ ንምንታዩ ከምኡ ኣድልዩ ኣይተረዳኣንን
ሽጋራ ዝስሕብ ወዲ ዩ ከፍ ዝህበኒ ይብላ እየን ገሊአን ኣሕዋትና እሞ ምናልባት ከምኡ ከይትከውን እምበር
ኣብዚ ኢሮባ ድኣ ኣብ መደቀሲ ደይኮነ ሲ ኣብቲ ገዛ ምስሓቦ ጥራሕ ምትኣስረ ነሩ
ፍሉይ ሰሓቢ ሽጋራ
እንኳዕ ዳሕን መፀኹም እንዳ ሳሮን
Wellom. Kampala 2020 nay fkren sniten ygberelna .
ኣነ እኮ ብዛዕባ ጥልመት እንደየ ክዛረብ እንታይ እየን ዝኾና ዘለዎ እዘን ኮረምም ሓንቲ ኣዲኤን ሓራሙ ንስኩን ደኣ ደይ የሕዋትና ኮንክን እምበር ወላ ሓንቲ እኮ ኢዩ ፍቅሪ የብልክን መርኣዪ የብልክን ደማሙ መንእሰይ ጨጓር ዳንጋ ባኣክን ይደንን ኣሎ ሕጅስ ሰበይተይ ኢሉ መጺእዋስ ገየጽየጽ ትብለሉ ፍቅር የለን ድዩ እዋይ ማታባይዝ ድወ ጆኬ ሰሓበይ ይሕውል ጓለ ያይ ምስ በጋሚንዶ ባራንዳ ትዕውል ኣችደንተ መንእሰይ ወገነይ ጓል ኣይትእመን ገንዘብካ ኣብ ጓል ኣይተጥፍእ ቆጥብ ተለወጥ ሂወትካ ቀይር ከም ጡብ ኣዴኻ ቅበጻ ዓለም ካ ምስ ፈጠርካ ጊላኻ ግበራ ኣብ ስራሕካ ሰራሕተኛኻ ግበራ ኣብ'ኡ ውን ርህራሄ ኣይተርኢ ንጨካን ሰብ ምጭካንካ ሓጥያተኛ ኣየብለካን'ዩ ክገርመኩም በዚ ዶመኒካ ዝበሃል ዓዲ ከይደ ኔረ ናብ'ታ ዓባይ ዓዲ ሓሲበ ኔረ ኣይሰለጠንን ተመሊሰ ኣይተርፍን'ዩ ኢዩ እውን ምድጋም ኣብ'ኡ ዝረኣኽወን ሓራሙ ክበልዓኻ ኢየን ዝደልየ ፍቕሪ ብፍላይ ንዓና መገድኻ ከም ትርስዕ ይገብራኻ ተንኮል የብለን ገለ ንዕአን ርኢኻ ንዘን ሎቆምጽ ሓበሻ ፒእ
መልክዕ ደሊኻ ዶመኒካዊት
ፍቅሪ እንተደሊኻ ኢትዮጵያዊት
ጥልመት እንተደሊኻ ኤርትራዊት፨
Walcomm happy new yaer gale aynt film ka qaxlwo❤❤❤❤❤❤❤❤
Entay dea rekeba Cambia, tefiekum
ኣብ መረት ዘይወድቅ ዘረባ። ንህዝቢ ዶ ንስኻ በዚ ኢኻ ንሶም ከኣ በዚ አዮም አንዳበልካ ሃገር ይትከል አዩ። ብዝኾነ መኣዝን ወይ ኩርና0 ኣብ ውሽጢ ኢርትራ ዘሎ ኢርትራዊ አዩ። ሃገር ዶ ት0ቢ ወይስ ኣውራጃ። The greatest lie ever told.
Abes ezi derasi koynu zserh zelo kef zelewo des elinii tfeltu jemia zhabekumo eske like agsutuni
ዳልተ ፊትሓ ኣጆክማ ኩላአ ካሕልፈይ አዝኣ ዳርማ ማረይ ዳስልትነኡ
Tewasaeiti cambias n temesgen tray zeykonu nikulom eiyom mesleni n eri. Sedidomom ,
Herzlich willkommen kampala
good job deki eri
Btami des tbl melekti zelewa srah 💪💪💪👍😍
Welcome cambia 2020
Antum entay werdikum neza movie hadig gerkum si hilm. Gaga gega deki Eri😣😣
Cambia 15 ዶንግያትና ኮ ሶይራ እንታይ ትጽበዩ ኣለኩም
Share belo ta wedi share share 😂👏😂
ብሉጽ ስራሕ መብሬ ትምህርቲ ዝተሰነዮ ብሉጽ ኣልያ
ደቂ ኢረይ ብጣዕሚ ብሉጽ ስራሕ ። ንከይንቀፍ ኢልካ ንሓቂ ኣይትጉሰሳ ምንቃፍካ ኣይተርፍን እዩ ። ህዝቢ ኣስተውዕል ካብዚ ዝዓቢ ኣስተምህሮ የለን ።ዝሓለፈ ንማሃረሉ ንዘሎ ንንበረሉ ።