New Eritrean Music 2024 - Eden Teklit | Drar Lbey ( ድራር ልበይ)

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 29 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 1 тис.

  • @EriOneTouchEntertainment
    @EriOneTouchEntertainment  6 місяців тому +536

    Drar Lbey ( ድራር ልበይ)
    ነዛ ልበይ ድራራ ድራረ፡
    ነዛ ልበይ ድባባ ድባባ፡
    ፈቃር መዕንገሊ ጽቡቑ ዘይዕቀኖ፡
    ድራር ልበይ ዘይውዳእ ማና፡ወኒነዮስ ዝናፍቖ፡
    ዘርከበ ዘይሽምጥጦ ብእምነት ዝተኸለ፡
    ሙኡዝ ህያብ ካብ ፈጣሪ ኣብ ውሽጠይ ዝተተኽለ፡
    ጽሓይ ተበልኩዎስ መንገደይ መብርሂ፡
    ማእዝነይ'ከ ዘይብል ኣንፈተይ መራሒ፡
    ብዘይ ወቕቲ ብዘይ ፍለ ፍለ፡
    መሐንቀቒ ሓልዮት እናፈልፈለ፡
    ዕድል ምበር ፍልይቲ'ዶ ኮይነ፡
    ናተይ ጌረ ክውንኖ ኣነ፡
    ኣዳመይ'ዩ ንልበይ ዘድረረ፡
    ኣብዛ ዓለም ዓለመይ ፈጠረ፡
    ድሙቕ ኮኾብ ኮኾብ ምስ ጽርሩ፡
    ለጋስ እንድዩ ሓቑፉ ዝረሩ፡
    እምነት ዝመንገዱ፡
    ሓልዮት ዝልማዱ፡
    ጸጊበ ዘይጸግቦ፡
    ዘይምኖ መኣዱ፡
    ሕልፊ ነብሱ እናንገሰ
    መዓር ወለል እንዳፈሰሰ
    ኣብ ጸጽባሕ እናመቀረ
    ዓዲሉኒ ካብ ኩሉ ዝሕረ፡
    ተላዒሉ ዘውዳእ ነገሩ
    ዝሕዘኒ ከምታ ነብሱ ኣኽቢሩ
    ውዕል ኢለ ዋላ እንተሓደርኩ
    ኣይበጽሖን'የ ዘርዚረ ጽቡቁ
    ምቁር ውህበት ካብቲ ላዕሊ፡
    ዘይቕየር ኣብ እምነት ዝበለ፡
    ርሻን ፍቕሪ ዘይዓኑ፡
    ዘንገሰኒ ሰቒሉ ኣብ ዝፋኑ፡
    Brhane kflu(bruno)24

    • @SaronSiele
      @SaronSiele 6 місяців тому +2

      Xubuq srah edu❤️❤️❤️❤️

    • @eritrea6227
      @eritrea6227 6 місяців тому +8

      My favorit artist nay hagerna brhane kflu 🇪🇷👑❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷✅✅✅

    • @ogbayhabtay9268
      @ogbayhabtay9268 6 місяців тому +4

      Besaetay gtmi bruno arkey ❤

    • @adu302
      @adu302 6 місяців тому +1

      Nice one❤❤❤

    • @snitbiniyam5529
      @snitbiniyam5529 6 місяців тому +4

      Best one it really explains to my boyfriend. I was saying him drarey .this song tells my heart thought. Thanks ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @NatuNatu-is2mf
    @NatuNatu-is2mf 6 місяців тому +301

    ከምዚ ናተይ ብሃንቀዉታ ክትጽበይዋ ዝጸናሕኩም አስከ ላይክ ርገጹኒ ደቅ ዛ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ቅድስቲ መሬት ❤❤❤🎉🎉

  • @Minbar855
    @Minbar855 6 місяців тому +207

    ኣነ ካብ 2019 ንንዮ ደርፊ ኣስተማቂረ ኣይፈልጥን እዚኣ ግን ፍልይቲ ኢያ
    ዝፈተካያን ደጋፊ ኤዱን like Regixka hilef ሰላም ንክሉ ፍጡር ❤️🙌❤️

  • @LindaYohannes
    @LindaYohannes 6 місяців тому +159

    ባባየይ ኢዩ ኣቦ ኤደን ኮይኑ ዘሎ
    ፋዙ ኣይነይ miss u❤❤

  • @ሶፋኒት
    @ሶፋኒት 6 місяців тому +60

    ንስኪ ክኣ ንዓና ድራር እዝንና ኤድየ ፈውሲ እዝኒ ጥዕምቲ ደርፊ ከምቲ ልሙድ❤❤❤

  • @BereketKidey-sj1km
    @BereketKidey-sj1km 6 місяців тому +47

    ማዓር ዝኮነት ሰብ❤❤❤❤በጣዓሚ እየ ዝደንቀኪይ 💊💊💊💊

  • @HANITU.
    @HANITU. 6 місяців тому +178

    ደገፍቲ ኤዱ❗👍

    • @TMDA494
      @TMDA494 5 місяців тому

      😢r😢tvv😮hhhy

    • @heriSedi
      @heriSedi 4 місяці тому

      ❤❤😮

  • @Ruki-fq9ch
    @Ruki-fq9ch 6 місяців тому +64

    ቲክቶክ አይቸ ነዉ የመጣሁት ድምጿ ሲያምር ኤርትራዎችን ስወዳችሁኮ🥰

  • @dani27136
    @dani27136 6 місяців тому +39

    ካብ ትምችየኒ ካብ ኤረትራ ደራፊት🎉❤

  • @FtsumTeweldebrhan-un2kz
    @FtsumTeweldebrhan-un2kz 4 місяці тому +12

    ጊፍት እያ ተዋሂባትኒ ንዓይ እዛ ደርፊ ኣፍቃሪተይ በዚኣ ደርፊ ዘክረኒ ኢላትኒ ንሳዋ ከይዳ ❤❤❤❤🎉🎉🎉❤🎉❤🎉❤🎉

  • @eritrawieyeane
    @eritrawieyeane 6 місяців тому +28

    ኤዱ ዓይነይ ከምዚ ጌርክን ዳኣ ውድስ ኣብላና . ድላይክን ከነማላኣልክን ❤❤❤❤❤❤❤ ርሑስ ቅንያት ናጽነት ካኣ ይግበረልና ደቂ ኤረይ

  • @HfdGff-vq7tf
    @HfdGff-vq7tf 4 місяці тому +15

    ብጣዕሚ ደስ በሃሊ ጽብቃተይ❤❤❤❤❤❤❤ሓፍትኹም ኻብ ትግራይ💛❤

  • @teweldebrhanzeray2989
    @teweldebrhanzeray2989 6 місяців тому +31

    ፍጡር ዘበለ ንክብሪ እግዚኣብሔር ብምስጋና መዝሙር የመስግን

  • @wondaya7620
    @wondaya7620 5 місяців тому +49

    እኔ አማራ ነኝ ኤርትራዊያንን በጣም የምወዳችሁ love ❤❤❤❤

  • @HaniHani-uo9xc
    @HaniHani-uo9xc 4 місяці тому +9

    ነዛ ደርፊ ድሕሪ 50 ዓመት ትሰምዕዋ ሓደሽቲ ወለዶ ካብ ናትና ዝሓሸ ሂወት ፡ካብ ስደትን መከራን ምቅዋምን ምድጋፍን ዘይብሉ ክኾነልኩም ትምኒተይ ኢዩ ።

  • @Fremeslialiek
    @Fremeslialiek 6 місяців тому +32

    ብሉጽ ስራሕ ኤዱየ ቀጽለዮ ጥዕምቲ ድራረይ ❤❤❤❤

  • @EriOneTouchEntertainment
    @EriOneTouchEntertainment  6 місяців тому +74

    ነዛ ስራሕ ዝፈተናያን ኣድነቕቲ ኤዱን share ከይ በልና ኣይንሕለፍ
    ua-cam.com/video/hITomw_vPXY/v-deo.htmlsi=TcOiw4IuLsShOvN8

  • @Gfghy-x9l
    @Gfghy-x9l 2 місяці тому +4

    ኤደን ሽኮር ቀፅልሉ ብጣዓሚ ኢየ ዘደንቀኪ❤❤❤❤🥰💊💊💊

  • @DaveEntertainment.
    @DaveEntertainment. 6 місяців тому +22

    እንካዕ ብሰላም መጻኪ ኤዱ ሽኮር
    ግጥሚ 100%
    ዜማ 100%
    ዳይሬክቲን 100%
    ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ስራሕ ሓያላት ሰባት ዝተሳተፍዎ ስራሕ እምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኩላትና like comment share ጌርና ነተባብዓዮም ካብ ምብዳልን ምጥላምን ካኣ ኣምላኽ የርሕቀና።Thank you

  • @lateefamin1061
    @lateefamin1061 3 місяці тому +4

    تحية لكم من السودان اهل اريتريا جارة البحر ومنارة الجنوب .... اريتريا يا اخت بلادي

  • @mohaabdalrhman6653
    @mohaabdalrhman6653 5 місяців тому +14

    اريتيريا اخت بلادي
    من السودان 🇸🇩 مليون سلام 👋

  • @maednylove
    @maednylove 4 місяці тому +3

    ኤዲ ምቅርቲ ጥዕም ድምጺ አለኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ኤዱ ሓብተይ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @jona3762
    @jona3762 6 місяців тому +18

    ኤድ አሁንም ገራሚ ዘፈን 🙏🤙🤙🤙❤ መግለጽ አልቻልኩም 💝

  • @meronmengs
    @meronmengs 6 місяців тому +8

    ኬፍ ዘለዋ ደርፊ ጽቡቅ ስራሕ ቀጽልዮ ኤዱ ጂግና ❤❤❤

  • @ft7366
    @ft7366 6 місяців тому +13

    መለሳ ጓይላ ዝኸውን ስራሕ ብምቅራብኩም ምስጋና !! ርሑስ ቅንያት ናጽነት ደቂ ዓዲ 🇪🇷🥳🇪🇷🥳🇪🇷🥳🇪🇷

  • @millionefrem
    @millionefrem 6 місяців тому +17

    ዋው ብልጽቲ ስራሕ ሞኻኣ ዝመናዊ ሙዚቃ ክሬዲት ን ኩሎም ኣብዛ ስራሕ ዝትሳተፉ ብፍላይ ኤሪዋንታች ካኣ ነቲ ብዙሕ ዝይድፈር ዝመናዊ ስራሕ ሪስክ ወሲዶም ምስርሖም 😊❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Gebar-d8u
    @Gebar-d8u 6 місяців тому +13

    ኤዱ ልበይ ረኪብክኒ ኣቲ መክሰብ ናይ ሃግርና ❤❤❤ ኣጆኪ በርትዒ ኣብ ትሰርሕዮ ወትሩ ኣብ ጎንኪ ኣለና

  • @Mengsteabweldemichael
    @Mengsteabweldemichael 6 місяців тому +8

    ዋውውው ብጣዕሚ ደስ ትብል ደርፊ
    ድምጺ 100%
    ግጥሚ %
    ዜማ %

  • @EyerusTilahun-um7qf
    @EyerusTilahun-um7qf 6 місяців тому +110

    I am Amhara but Eritreans love you very much Tell me if you like me

  • @Haymekoko
    @Haymekoko 5 місяців тому +25

    ተው ተርጉሙልኝ ከቲክቶክ ሰፍረ ወዷት የመጣ ድምፃ ዋውው ልስልስ ያለ love ❤❤❤❤

    • @BettyLala-li5nn
      @BettyLala-li5nn 5 місяців тому +2

      ል ቤ ፈሰሰልህ አፈቅርሀለው ቆንጆ❤ የኔ ነው።

  • @ተስፊስንቀይ
    @ተስፊስንቀይ 6 місяців тому +7

    ዋዋዋዋዋዋዋ ብሉጽ ስራሕ ኤዱየ ገልዓይነት ተሽልማ ክርኣ ተስፋ ይገብር❤❤❤❤

  • @Oliviaperfect1921
    @Oliviaperfect1921 4 місяці тому +18

    I am from ethiopia. Ilove this music 🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @awetmengis8107
    @awetmengis8107 6 місяців тому +4

    ብፍሉይ ቅድን ሕርመትን ውዱእ ስነ ጥበብ ንኣኪ ዕድመን ጥዕናን ንሃገረይ ድማ ሰላምን ምዕባለን ይትምነ

  • @CehkawChekaw
    @CehkawChekaw 6 місяців тому +12

    ኤዱ ሽኮር ይገርማል ውስጠዘዝ ፈተውቲ ኤዱ ላይክ ፍትዋተይ❤

  • @abdallahvssein6219
    @abdallahvssein6219 6 місяців тому +11

    ❤❤❤من السودان 🇸🇩 كل الحب لي 🇪🇷❤

  • @Maruman-2000
    @Maruman-2000 6 місяців тому +7

    ንምሸቱስ ደበስ እዝነይ ባ ረኪበ ኣነ ካ እንታይ የን ዘን ኣዋልድ ኣኪልወን ከምርራና ጥራይ ይብል ኔረ ለካ ብትግሪኛ ንወዲ ፍቅሪ ይግለጸሉ ዩ thank you bruno ናይ ብዙሓት ደቂ ኣዳም ያ ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤

  • @selamgebirihiwet7377
    @selamgebirihiwet7377 6 місяців тому +23

    Anes kemzi hdua Musik nafike nere behaki bejakum kemzi aynet Musik abzh abilkum srhu deki Erey 🇪🇷🇪🇷❤️

  • @Travel_Jabarti
    @Travel_Jabarti 6 місяців тому +32

    Much love from Ethiopia 🇪🇹 ❤️

  • @ሳሚ..ብርሃነ.100
    @ሳሚ..ብርሃነ.100 6 місяців тому +10

    ኣድናቂ ኤዱ ኣበይይ ኣለኻ 👍 ጽቀጥ ኣታ ወዲ🎉🎉🎉ጽቡቅ ስራሕ ኤዱ ሽኮር❤❤❤

  • @yuotube9541
    @yuotube9541 5 місяців тому +6

    I love it በረቺ በበለጠ ስራ እጠብቅሻለን❤🎉🎉

  • @debesaytmichael5200
    @debesaytmichael5200 6 місяців тому +5

    ሰሚኦካያ ዘይትምኖ ደርፊ ,፡
    ጹብቅ srah,,,

  • @maranatae
    @maranatae 6 місяців тому +173

    U know the reason I love her is so natural no fake hair no fake eye lashes just beautiful girl wiv talented voice keep it up gual erey mareye u cute ❤

    • @samueleyasu3531
      @samueleyasu3531 6 місяців тому +12

      I just was scrolling down with opinions but I felt strange I made a reverse i think you are girl and so proud of U for saying that a female full of confidence won't care for the change mostly I call it modification 😂 these modification won't drag down love or a man of dreams it's the honest and the inner confidence comes out by shining yr exterior beauty thanks for that opinion girl 💜

    • @Sim-rv8rl
      @Sim-rv8rl 6 місяців тому +16

      Yeah just in this video she come with her natural hair....but I think you too blind to see the fake eyelashes 😂

    • @maranatae
      @maranatae 6 місяців тому +7

      @@Sim-rv8rl doesn't matter she looks very beautiful nothing is exaggerated that's am trying to say looks very natural looking. Am not talking about her other clips.

    • @Ziyadatsegay
      @Ziyadatsegay 6 місяців тому

      Men mo yfelto

    • @zebibtekietekie6072
      @zebibtekietekie6072 6 місяців тому +3

      ቕርጻ ኢልካ, ትሕትና ኸ, እቶም group ከምኡ እዮም ትሕትና ዘለዎም.

  • @HabteGergish
    @HabteGergish 5 місяців тому +4

    ኩላ ሰብ ካብ tiktok ኢያ mexia ብጥኣሚ ጥዕምቲ music gal🇪🇷❤️💟❤️

  • @GirmayGebrendryas
    @GirmayGebrendryas 6 місяців тому +2

    ሰሚዕካ ዘይትጽገብ ደርፊ❤🇪🇷💯🎼👍🙏🎤👑🫶🏻🫶🏻🫶🏻💯💯💯

  • @ወዲኤረይ-ቸ2ጸ
    @ወዲኤረይ-ቸ2ጸ 6 місяців тому +9

    ሳላ ቲክቶክ ናብዚ ኣላጊስና
    ኤዱ good job

  • @ዓለምጨናዊትፎ
    @ዓለምጨናዊትፎ 4 місяці тому +1

    ❤❤❤❤❤👌👌👌👌👌👌ተመስገን ኣምላኽ ጥበብ ናይ ዓድና🙏🙏🙏👌👌👌👌👌ሞይቱ ኢዩ ክብል ሓጊየ ከሪመ ሃንደበት ብልጽቲ ደርፊ ምስ ብሉጻት ኡፍፍፍ thank you very much guys🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤

  • @ያርሴምዬልጅነኝበለመስቀሏ
    @ያርሴምዬልጅነኝበለመስቀሏ 5 місяців тому +18

    እኔ ኢትዮጵያዊ ነኝ ግን ኤርትራውያን ሞቼ ነው የምወዳቸው ያምራል በርች ቆንጅት❤

  • @haniazin6591
    @haniazin6591 6 місяців тому +4

    ኣንሕና ከኣ ነዛ ደርፊኪ ምጽጋብ ስኢናያ ❤❤❤

  • @anedintAbera-fk5zl
    @anedintAbera-fk5zl 5 місяців тому +4

    ዋው😲 በጣምነው ደስ የሚልዘፈንነው ይመቸሽ ኤዲዬ👍👍👌👌 wow so beautiful music Nice Ediye❤❤❤❤❤

  • @eyu1221
    @eyu1221 6 місяців тому +19

    ንኤዱ ዝፈቱ like ሃብኒ❤ ኤዱዬ የኔ ቆንጆ❤️

    • @mm-me6rw
      @mm-me6rw 6 місяців тому

      Like see aythsebo 😂😂

  • @hailemichaelghebre1218
    @hailemichaelghebre1218 6 місяців тому +7

    አበት ኽትነፈዑ ደቂ ኤረይ
    ይበል ሙዚቃ ይበል ድምጺ ኤደን ሽኮር

  • @AmanGebre511
    @AmanGebre511 4 місяці тому +1

    ናይ ሕማመይ ዕድመይ ኮ ናይ ዓበይቲ እዩ ላኪን ክሰምዓ ዘይመንዋ ደርፊ ናይዚ ዘመን ዚኣ እያ❤❤❤ቅ

  • @abieyu5322
    @abieyu5322 6 місяців тому +3

    ኤዱ ሽኮር ጽብቅ ስራሕ ጋል ኤረይ ኣይትጥፍእና ጥራይ

  • @Alu7878
    @Alu7878 6 місяців тому +36

    Kemze tbil sebeyti yhabena tblu....eski 👍 regexu

    • @RahelMichael-v1b
      @RahelMichael-v1b 6 місяців тому +1

      Sebay ke

    • @user-faniboy
      @user-faniboy 6 місяців тому +1

      ሲንግለይ ኣጆካ ክህበካ እዩ❤❤😅

    • @Alu7878
      @Alu7878 6 місяців тому +1

      @@user-faniboy single ya single yesheq iu mish haha

    • @wintakeshatey89
      @wintakeshatey89 6 місяців тому +2

      Sebeyti ko mestiyat sebaya eya ❤

    • @semharkahsay1946
      @semharkahsay1946 5 місяців тому +1

      ሰብኣይ ኮይንካ ተተረኺብካ ንሳ ውን ክትብለካ ኢያ።

  • @FgtFhh
    @FgtFhh 5 місяців тому +19

    ፋኖነኝ ilove eritriya

  • @lyonmiki
    @lyonmiki 6 місяців тому +2

    ድሕሪ ብዙሕ ግዜ ጥዑም ደርፊ ሰማዐ ❤❤❤❤❤❤ዋው መንፈስካ ዘሐድስ ክላሲክ""

  • @AbdulrahmanSeid-lm9iz
    @AbdulrahmanSeid-lm9iz 5 місяців тому +6

    ጥሩ ስራ ነው አሪፍ ድምጽ 🤍🍾🎉

  • @abizzhabzzreactionyt7817
    @abizzhabzzreactionyt7817 6 місяців тому +11

    Melody! 1:36min The same Yohannes tikabo (ጎዕ ለሚነይ) 😇

  • @Yoni370
    @Yoni370 6 місяців тому +12

    Ezni zelewo neza derfi kestemaqra eyu bgayla zte nawexe eznna nab nbur melisatlna netababaya yhwatey ❤❤❤❤

  • @FOZIAMEHAMED
    @FOZIAMEHAMED 6 місяців тому +2

    ብጣዕሚ ደስ ትብል ሀመይ ድየ ድምፃ ልፈትዎ good job 🥰🥰

  • @tadessegoshime8714
    @tadessegoshime8714 5 місяців тому +10

    I LOV ERITERIAN MUSIC FROM THE KING DOM OF AMHARA STATE

  • @EseyDawit
    @EseyDawit 2 місяці тому

    ዋው ካብ መጠን ንላዕሊ ጽብቅቲ ደርፊ ።ተስፋ ዘለዋ መንእሰይ እያ ኣጆኪ ንበላ ነተባብዓያ ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ሄኖክኢዩሽመይ
    @ሄኖክኢዩሽመይ 6 місяців тому +2

    ❤❤❤❤ ንኽገልጻ ቃላት ስኢነ ቡኡነት ዋው 😊❤

  • @Eri-malet
    @Eri-malet 5 місяців тому +1

    ግጥምን ድምጽን ህርመትን ኣብ ሓደ ረምታ ናይ ብሓቂ ዝድነቕ ስራሕ።

  • @delu20
    @delu20 6 місяців тому +3

    ❤❤❤❤❤❤❤❤ናተይ ድራረይ ንስኪ አባ ጽቡቕተይይይይ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @SaronSiele
    @SaronSiele 6 місяців тому +2

    Wawwwww des ktbleka aza derfi eduyeyy nty❤❤❤❤❤❤

  • @HafizYasin-c8c
    @HafizYasin-c8c 6 місяців тому +4

    አቲ ቃላታስ ክምቅር ኢዱየ ቆንጆ 🎉❤❤🎉🎉❤

  • @Meri_we
    @Meri_we 5 місяців тому +3

    ❤❤❤edu shikor ane beqa endie seq ele beqa yesma aleku kab lebey eye zedneqki please qexliyo gal erey 🇪🇷 shikor.

  • @onelove2718
    @onelove2718 6 місяців тому +3

    ካብ መረረ ናብ ምስጋና እንኳዕ ተሰጋገርኪ ኤዱ ምቅርቲ
    😂❤️✌🏽

  • @shalomerishow4580
    @shalomerishow4580 5 місяців тому +4

    ብኹሉ መለኽዒ ዋሃ ዘበለት ስራሕ። ስቅ ኢልካ ደጋጊምካ ትሰምዓ። ግጥማ ይኹን ዜምኣ ኩሉ ምሉእ። ሰቲን ከኣ እሞ ፍኩስ ዝበለን ደስ ዘብልን። ከምዚ ከማይ እንተለኹም እዚኣ ንዓኹም ❤

  • @Fre07e
    @Fre07e 5 місяців тому +7

    Hii here i am from Gambia 🇬🇲 but i love eritrean music

  • @raheltekle6302
    @raheltekle6302 6 місяців тому +1

    Edu xbkti edmen tenan yhabeki fetari wow kexlyo 👌👌👌❤❤❤🎉🎉

  • @Sim-rv8rl
    @Sim-rv8rl 6 місяців тому +45

    Eza zema zitedegmeto koynu zitesemiato ske like.....

    • @FilmingTeklu
      @FilmingTeklu 6 місяців тому +1

      Ms abel

    • @semharkahsay1946
      @semharkahsay1946 5 місяців тому +1

      ኣብ መጀመርያ ዘሎ ናይ ባህሊ (ህዝቢ) ዜማ ኢዩ።

  • @galbeyene3328
    @galbeyene3328 6 місяців тому +12

    Edu my favourite song 🎶🎧loveyou from Tigraweyti

  • @SamrawitAsfaw-oo1xe
    @SamrawitAsfaw-oo1xe 4 місяці тому +6

    በመብርሀን 1ኛ የሆነ ሥራ ✌️

  • @mosk646
    @mosk646 6 місяців тому +1

    ብጣዕሚ ጡዑም ደርፊ ሁዱእ ደርፊ ልብካ ዝትንክፍ ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @paradise6047
    @paradise6047 6 місяців тому +8

    Bravo Bruno Gtmi gele ayney bzuh keman zeytedegeme bah zebl music. Zema keman ፍልይ zbele slow drb gele zeyblu …
    Much applause 👏 👏 bruno nd edu

  • @eriiistars3089
    @eriiistars3089 5 місяців тому +1

    ይበል ድምጺ
    ዴዱ ሽኮር
    💐💐💐❤️❤️❤️🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @mathtube7637
    @mathtube7637 5 місяців тому +13

    Lots of love from amhara

  • @Eric-xz9ms
    @Eric-xz9ms Місяць тому

    ንዓይ ኢላ ዝተደርፈት፡ብሐቂ ድራር ልቢ

  • @alemmtadess6809
    @alemmtadess6809 6 місяців тому +1

    ልፍቅርየ ጋቢዘዬ ጥዑም ደርፊ thx ኤዱየ❤❤✨

  • @elhamromodan
    @elhamromodan 6 місяців тому +3

    ኤዱየ ምቅርቲ 🥺
    ኣዝዩ ደስ ዝብል ስራሕዩ 🥰❤️

  • @ያሲንመሓመድ
    @ያሲንመሓመድ 6 місяців тому +2

    ብሉጽ ስራሕ ንፍዕቲ ዛጓለይ ❤❤❤❤

  • @KedirIslamic
    @KedirIslamic 5 місяців тому +6

    Am from Ethiopia but ilove 🇪🇷 ❤

  • @YosandawitYosan
    @YosandawitYosan 6 місяців тому +2

    ኣደይ ምቅርቲ ከመይ ዲኪ መሐገስ ናይ ብሓቂ ሰምዕካ ዘይ ትምኖ ደርፊ ❤❤

  • @GezanaEntertaiment
    @GezanaEntertaiment 6 місяців тому +11

    ገለ ሽልማት ክጽበ ኢየ ነዛ ካሕሳ እዝኒ ኤዱ ቆንጆ😮😮😮😮😮😮❤❤

  • @NadhiiMohammed-xq5so
    @NadhiiMohammed-xq5so 3 місяці тому +3

    I'm from Ethiopia, oromia region. I love you very much❤❤❤❤❤

  • @weghtamehari2179
    @weghtamehari2179 6 місяців тому +7

    Ewiy Eza Derfi btami 💘 Beqa Lbka Twegaka

  • @FANISAMI-i9e
    @FANISAMI-i9e 6 місяців тому +5

    Edey nay kia nski nza lebey drara❤❤❤❤ good job 👌

  • @FgtFhh
    @FgtFhh 5 місяців тому +13

    አማራነኝ ኤርትራወችን ሞቸ ነው የምወዳችሁ ❤

  • @shkortv7035
    @shkortv7035 6 місяців тому +5

    Most underrated eritrean 🇪🇷 artist eden 😍😍😍😍 your songs are just another level 👌🏼 🔥 💯

  • @SleepyLobster-uo7ms
    @SleepyLobster-uo7ms 5 місяців тому +3

    am from ethiopia 🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹 ur voice veri biwtifull wow ilov 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 song

  • @ElEl-el7eu
    @ElEl-el7eu 4 місяці тому +1

    Anti mchewti ftret🥰🔥❤️Deki Eri nbruley❤️

  • @samridani253
    @samridani253 6 місяців тому +8

    Welcome edu shukor bhanqewta ztexebekwa derfi eya ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷

  • @KB_Atori
    @KB_Atori 4 місяці тому +1

    Konjo music zehafitey wedi tigray 😍🙌🏾

  • @HikmaHussein-gt1ev
    @HikmaHussein-gt1ev 6 місяців тому +7

    😮😮Wow beautiful Best❤❤😍im🇪🇹♥️

  • @fedilatubeR1
    @fedilatubeR1 4 місяці тому +2

    ቲክታክን ድምቅቅቅ ያደረገው ዘፈን💙💙✌️✌️

  • @arsu325
    @arsu325 6 місяців тому +3

    Wowww 💯💥❤️ edu shikor kemti lmud xbuk srah ❤️❤️❤️ Rhus kiniyat natsnet deki erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️

    • @KeryaMohammed-h1y
      @KeryaMohammed-h1y 6 місяців тому +1

      የኔ ቆንጆ ድምጽሽ በጣም ነው የሚያምረው

  • @Hulufokbazgi
    @Hulufokbazgi 6 місяців тому +2

    ስላይስ ዝኾነ ድምጺ ኤዱ ናይ ሙደይ❤❤❤

  • @kbromrobel
    @kbromrobel 6 місяців тому +21

    ንኤዱ ዝፈቱ ላይክ ይግበር🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻❤❤❤❤👍👌👌👌👌👌