Natey Tv ናተይ ቲቪ | "ገዛኢ ደርቢ ዝሽከም እንግድዓ የብልናን" ህወሓት ኣብ ሽረ እንዳስላሰ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 12 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 7

  • @TaffesseAbebe
    @TaffesseAbebe 18 днів тому

    እንታይ. ማኣቱ. ሸፈድፈድ እዩ ሕደጉ ከምዚ ሱቅኢካ ከምቲ ወረ እሳቶም. እናወረዱ. አንህና እናደየብና ክናራከብ. ኢና ህዝውን ህደግዎ ገዛኢ. ደርቢ ገዛኢ ገለመለ ግደፍዎ ኩሉኹም ታንክን. ባንክን ሒዝካ ንትግራይ ዝገበርኩምዎ የለን እዚ ግዛዊ መንግሰትውን ንከብዱ. ጠጠው. ዝበለ ናሰካራም እክብካብ ሰለዝኮነ ብቁልጥፍ ካብ. ሐላፊነት ከወርዱ. አለዎም

  • @TadeleBerhanu-u7n
    @TadeleBerhanu-u7n 17 днів тому

    እንዳ ኣደመ እዞም ሓሰውቲ ዕለት 14/2/2015 ንክሃድሙ ንብረት እንተጓዓዕዙ ዝነበረ ጉያ ረሲዐሞ እዞም ወረዳታታት ሓሰውቲ ዝኣምኖም የለን ሕርርርር በሉ ናብ ዝደለኹሞ ኪዱ ዝስዕበኩም የለን

  • @AbebeKebede-z8o
    @AbebeKebede-z8o 18 днів тому

    ንባዕሎም ገዛኢቲ ደርቢ እነሃለዉ ንገዚኢ ደርቢ ዝሽከም እንግድዓ የብልናን ባጫ ።

  • @MuhammedAbdelkadir
    @MuhammedAbdelkadir 18 днів тому

    ህዝቢ ልኣካቱም ዝሽከም እንግድዓ የብሉን

  • @HiyabDesta-j5l
    @HiyabDesta-j5l 18 днів тому

    Game ovet Tplf!!

  • @BerheGbremskelDebessu
    @BerheGbremskelDebessu 18 днів тому

    እምቢ ነእምቢ ንህዝቢ ግን ኣይትውክልን ናይ መንእሰይ ሰቃይ ክተውግዕ ሞራል ኣይብልካን

  • @yemanetse4602
    @yemanetse4602 19 днів тому

    ገዛኢ ደርቢ እንታይማለትከ ይከውን?
    40 ዓመት ዝገዝኣግክምዎ ህዝቢ እዃ ከምኡ ኣይበለኩምን
    ኣንደበትኹም ክሓምቅ
    ተኣለይሉና ይኣክለኩም