1.5 ሚልዮን ተካሒደ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 2 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 568

  • @uniqueshow.
    @uniqueshow.  Місяць тому +117

    ንመቅደስ ትረኽቡ ትደልዮ 0968 692849

    • @Mekdes9005
      @Mekdes9005 Місяць тому +19

      ዋትስኣፕ ኢሞ ቴሌግራም ክትረክቡኒ ትክእሉ ኢኩም
      ፌስቡክ ከዓ ከምቲ ዝደልዮ እንተዝኮነለይ ኢልኩ ክትረክቡኒ ትክእሉ ኢኩም

    • @militigraweyti6418
      @militigraweyti6418 Місяць тому

      መቅደሰይ ካብቲ ዘለኽዮ ሽግር ንክተወፂ ሓያል ኩኒ ስራሕ ብንእሽተይ እዩ ዝጅመር በተን ዘለዋኺ ገንዘብ ዝኾነ ስራሕ ጀምሪ@@Mekdes9005

    • @LetushTube
      @LetushTube Місяць тому

      መቅዲ ሓፍተይ ይቱብኺ ቭድዮ ስርሕሎ ዛምበተይ​@@Mekdes9005

    • @ሓንቲትግራይhantitigray
      @ሓንቲትግራይhantitigray Місяць тому

      ደምራኒ ደቂ ዓደይ ክምስ እየ❤❤❤🙏🙏🙏🙏

    • @ኣፀደ
      @ኣፀደ Місяць тому +2

      ኣነ ዝብለኩም ዘይትሕግዝዋ ተኾይንኹም መጥቀሚ ሚድያኹም ኣይትግበርዋ ቅድሚ ሐዚ እውን ደስታ ሸው ዝባሃል ኣቅሪብዋ ነይሩ እዩ እሱ እውን ከምዛ ናትካ ትሕግዝዋ ትደልዩ ብዚኣ ርኸብዋ ኢሉ ስቅ ኢሉ እዙይ ሓገዝ ኣይኮነን መሸቀጢ ይትብኩም ኢኹም ትገብርለኹም ኣብ ገና ኾይንኹም ትሌባ ክታሓዝ ዘይትሕግዝዋ ኣብዙይ ምምፃእኹም ግን ዋላ ሓንቲ ኣይገብረላይ እስኻትም ኢኹም ትጥቀምለኹም

  • @EmuGalWukro
    @EmuGalWukro Місяць тому +75

    በእውነት ጅግና እያ ኣሕዋተይ ከም ናይ እዛ ዝበለት ጅግና ኣበይ ትርከብ ❤❤ ❤❤

    • @hiwettesfaychanal
      @hiwettesfaychanal Місяць тому

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ምዓረይ❤

  • @ሊሀምትግራይ
    @ሊሀምትግራይ Місяць тому +72

    ወለላይ ተዓዲልኪ ክንድዚ ትብዓትን ትዕግስተን ተባዕ ጆግና ጓል ኣንስተይቲ ኣጆኪ እግዚአብሔር ኣምላክ ምሳኪ ይኩን

  • @Mekdes9005
    @Mekdes9005 Місяць тому +92

    ንኩለኩም የቀንየለይ ዘምኣሕዋተይ🙏🙏🙏🙏

    • @Tsegash-w4g
      @Tsegash-w4g Місяць тому

      ደምርኒ

    • @ብሬዩተብ
      @ብሬዩተብ Місяць тому +4

      ኣጆኪ መቅድየይ የኔ ጠንካራ ፅባሕ ከልኤቲ ማዓልቲ እያ ፈጣሪ ምሰኪ ይኩን ጥንቃቄ ገበሪ ካብ ኩሉ ነገር ዛሓፍተይ❤🙏

    • @Awet355
      @Awet355 Місяць тому +1

      መቅድየ ጀግና አኪ ጥንቃቀ ግበሪ አኪ

    • @ሰሉጓልትግራይ-ቀ9ሰ
      @ሰሉጓልትግራይ-ቀ9ሰ Місяць тому

      አጀኪ ማዓረይ ብጣዕም ጠንካራ አኺ ❤

    • @Gaul_Sium
      @Gaul_Sium Місяць тому

      Aye. Seb. Zrekbo. Xelot. Gbery. Goboz

  • @ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ

    *_ብሓቂ ጀግና ኢና ዓዲ ዓረበ ዘለና አብ ትሕቲ ፈጣሪ አግዚአብሔር አምላክ የመሰገን🙏🌹🌹🌹🌹💖💖💖❤❤❤🌹🌹🌹_*

  • @ሰላምሓለፎም
    @ሰላምሓለፎም Місяць тому +6

    ብጣዕሚ እዩ ልድንፅየካ እዋይ ኣምላክ ካብ ከምዚ ዓይነት ሰብ ኣድሕነኒ ኣጆኪ ዛሓፍተይ😢😢

  • @mebitigraweyti
    @mebitigraweyti Місяць тому +22

    ኣጆኪ ጠንካራ ሓፍተይ ፈጣሪለ ይሓግዝኪ
    ኣየዋ 2010,2011 ናይ ስደት መንገዲ ከቢድ ነይሩ😢😢😢

    • @ብሕታዊት
      @ብሕታዊት Місяць тому

      ደምርኒ❤

    • @freygallhagos2567
      @freygallhagos2567 Місяць тому +2

      እወ ጋለይ ብጣዕሚ ግን ኩሉ ሓሊፉ ኣብዚ በፀሒና ተመሰገን 🙏

    • @mebitigraweyti
      @mebitigraweyti Місяць тому

      @freygallhagos2567 እወ ወለላይ ተመስገን ሓሊፍናዮ ሳላ ፈጣሪ ዘይሕለፈ ዝነበረ🥰

    • @edon7537
      @edon7537 Місяць тому +1

      እብ ሂዉት ዘይርሱዑ ብሰላ😢😢😢

    • @expm1605
      @expm1605 Місяць тому +1

      ፅቡቅ መፂእና 2011ታሓሳስ🙏🙏

  • @ጓልፍረወይኒ
    @ጓልፍረወይኒ Місяць тому +31

    አሕዋተይ ንአይ አውን ገለ በሉኒ ሕማቅ አለኩ አቦይ ወላድየይን ሓወበይን ገንዘበይ ካላኦሚኒ 7 ዓመት ዝሰራሕኩው አብ ዓዲ ዓረብ 😢💔

    • @genetgebre4016
      @genetgebre4016 Місяць тому

      ኣጆኪ ሓፍተይ ማረይ ስልኩ ጠይኪ ኣዛርብዮ ክሕግዘኪ እዩ ስቅ ኣይትበሊ

    • @gtytttty8558
      @gtytttty8558 Місяць тому +4

      ብጣዕሚ ከብድ እዩ እግዚአብሔር ይሓግዝኪ እምበር ካብ ሐዚ ከይትልእኪ ማዕረይ

    • @rimtigraytube
      @rimtigraytube Місяць тому +5

      ብውሽጢ ርከብኒ

    • @ማህሉጋልወየንቲ
      @ማህሉጋልወየንቲ Місяць тому

      እግዚአብሔር ይሓግዝኪ ማዓረይ ከብድ

    • @awaditv6632
      @awaditv6632 Місяць тому

      ስልክኺ ፅሓፍዮ ሓፍተይ😢

  • @hareyahareya6870
    @hareyahareya6870 Місяць тому +12

    ቀፅለሉሉ ጋዜጤኛ ሓዉና ናይ ምድማፅ ክእለትካ❤❤❤

  • @Muler_Tigraweti
    @Muler_Tigraweti Місяць тому +9

    *_Welll ኣሕዋትና ኣጆኪ ክብርተይ ፈጣሪ ይሓግዝኪ ዝኣመልካዮ ክክሕደካ ግን ክደይ ይከብድ ፈጣሪ ኣቦይ ኣብ ጡዑይ ኣውድቀኒ😢😢😢_*

  • @salamsalam1464
    @salamsalam1464 Місяць тому +53

    እግዚአብሔር ምሳኪ ይኩን እበር ከብድ እዩ አዉዝ ዘለክን አሕዋተ ሓምመ አለኩ አብ ፆሎትክን ዘክራኒ ካብ ወፅእካ ምትራፍ የድሕነና❤❤❤❤

    • @ብሕታዊት
      @ብሕታዊት Місяць тому

      ደምርኒ❤

    • @AAAa-fm8xi
      @AAAa-fm8xi Місяць тому +1

      ምሕረት የውርደልክ ማዓረይ❤❤❤

    • @ዝያዳtube
      @ዝያዳtube Місяць тому +1

      እግዚአብሄር ምሕረት የውርደልኪ

    • @KominaKaloniti
      @KominaKaloniti Місяць тому +1

      ምሕረት የውርደልኪ 🙏🙏🙏

    • @dchfdvhh6757
      @dchfdvhh6757 Місяць тому +1

      Fetari yemaharke

  • @sam-f2o4z
    @sam-f2o4z Місяць тому +62

    ሓደ ሓዉናዉን ኣሎ ብጓል ልተክሓደ ክተቅርቦ ተስፋ ንገብር ኣብ ስዑዲዓረብ ዝነበር

    • @sam-f2o4z
      @sam-f2o4z Місяць тому +3

      ስዑዲ ልነበረ ሐዚ ኣብ ዓዲ ተካሒዱ

  • @FebuTube-k7k
    @FebuTube-k7k Місяць тому +19

    መቅዲ ሓፍተይ ናየ ጠንካራ እኪ ጥንካረኪ ፈትየዮ ክማት ዋው❤❤❤❤❤

  • @ፍቅሪእየንዘፍቀረኒ
    @ፍቅሪእየንዘፍቀረኒ Місяць тому +20

    ሰለ ሰብ ኣትገደሲ ማዓረይ ሰብ ክትሓምቅ ክትወድቅ እዩ ዝደልየካ ኣዘኪ ጠንካራ ኢኪ ኣነ ተትከውን ኢለ ክሓስቦ ተለኩ ስ ክንደይና ጅግና ምካንኪ እዩ ገረምኒ ሀዝለ ሰሪሕኪ ትምልስዮ ኢኪ ወድኪ ይክሓስኪ ኣምለክ ብጥብብ የዕብየልኪ ❤🙏

  • @EmuGalWukro
    @EmuGalWukro Місяць тому +8

    እግዚአብሔር ምሳኪ ይኩን መዓረይ ኣመልክቲ ገለ ተኮይንኪ ተጠያቂ እዩ ወዲ ሰበይቲ

  • @ተስፋእዩስንቀይ-ጘ6በ
    @ተስፋእዩስንቀይ-ጘ6በ Місяць тому +13

    ኣታ ክንደይከ ተነፍዕ እያ ምቅርቲ❤❤❤

  • @Shewit2112
    @Shewit2112 Місяць тому +3

    ብሓቂ ጅግና ጠንኳራ ጓል ኢኪ ኣሕዋተይ ካብ እዛ ሓፍትና ተምህርቲ ንውሰድ❤🎉

  • @AAAa-fm8xi
    @AAAa-fm8xi Місяць тому +7

    ኣስይይይ ብሩህ ገፃ ብጣዕም እክ ጠንካራ ሕዽውን ናኣኪ ዝከውን ቃላት ስእናልክ መቅድይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክ ፈጣር❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @mlyen-wu4yx
    @mlyen-wu4yx Місяць тому +10

    ጥንካርየኪ መግለፂ ስኢነሉ ❤❤❤❤

  • @littlemaverickt7376
    @littlemaverickt7376 Місяць тому +5

    እስኪ ተባዕ ጅግና ብሽግር ትጋደልቲ ዘለኪ ጅግና ኢኪ ንኩለን ደቂ አንስትዮ የሕዋትና ውን ዓብይ ትምህርቲ ትኮንየን አለኪ ዉላድኪ ድማ እግዚኣብሄርን ጸጋታትኡ የብዝሐሉ አጀኪ ንዉላድኪ ከትብሊ ካአ ጥዕናኪ ሐልዊ ኢኪ ሐፍተይ ❤️🙏🙏

  • @kokob.sbahj-x4j
    @kokob.sbahj-x4j Місяць тому +1

    ኣወይ ማዓረይ እኘዋ ትብዓታ ብዙሕ ተማሂረ ካባኪ ዛሓፍተይ ጅግኒት❤❤😘

  • @MaekeAa
    @MaekeAa Місяць тому +11

    ናይዓረብ ሃገር ሰበይቲ ጀግና ለዋህ ። ሜንታላት ቶም ኣብ ዓዲ ለለው ደኖቁር እዮም። ዓረብሃገር ልሰርሐት ሰበይትን ምስቱ ኣብዓዲ ዘሎሰብ ንፍለኢና ምክንያቱ ካብቲ ኣብዓድና ለለሰብ ኣብዚኒሪኦ መነባብሮን ናዓድናን ሰማይን ምድሪ እዩ ስለዚ ናተሓሳስባ ለውጢ ከርእያ ይክእላ እየን። ዋለ ሰራሕተኛታት ይኩና ፅቡቅ መነባብሮ ለለዎ ሕብረተሰብ እየን ሪኤን ልመፃ።

  • @RekiTagey
    @RekiTagey Місяць тому +7

    ብጣዕሚ ጠንካራ ኢኪ ማዓረይ አጀኪ

  • @sas7080
    @sas7080 Місяць тому +9

    ጅግና ኢኺ ብጣዕሚ ዘሓፍተይ ኣጆኺ ❤

  • @Alsehday
    @Alsehday Місяць тому

    ታዓድልኪ ከማይ ዝበለት ጅግና ኣይርከብን እግዚአብሔር የበርትዕኪ ዝያዳይ❤❤❤❤❤❤❤

  • @ኣፀደ
    @ኣፀደ Місяць тому +1

    ጥንካራ ግን ይፍለ እዩ ዝሓፍተይ❤ኣምላኽ ዘይረአኽዮ እንጀራ ይፍጠረልኪ ማዓረይ❤❤

  • @AmirNuru-l3t
    @AmirNuru-l3t Місяць тому

    ዋውወው ኣብ ሚድያ ክትሰርሕ ኣለዋ። ዘረባኣ ባዕሉ ናይ ሚድያ ሰብ እያ ትመስል።

  • @MesertMaheri
    @MesertMaheri Місяць тому +2

    አጆኪ ሓፍተይ ናተይ ሕጂ እውን ተጥሪዮ ኢኪ ትዕግስቲ ይጠቅም እዩ❤❤❤

  • @ኣብነኣርጋዊጥብቅኝ
    @ኣብነኣርጋዊጥብቅኝ Місяць тому +8

    ኣይዘኺ እዛ ሓፍተይ ብጣዕሚ እኪ ጠንካራ ❤🙏

  • @Sojoo-k5z
    @Sojoo-k5z Місяць тому +1

    ዘመነ ጥፊኣት እግዝኣብሀር ኣሜላኽ ዘመንና ቀይረልና😢 😢😢

  • @Mebitube
    @Mebitube Місяць тому +8

    ጠንካራ ኢኪ ዛሓፍተይ ተጋሩዋይ ደምራኒ ሓቢርና ንዕበ ስደትስ መሪርናዋ😢

  • @shewitabayhzkias5166
    @shewitabayhzkias5166 Місяць тому +1

    አምበሳ ዛሓፍተይ ብጣዕሚ ንፍዕቲ ጅግና ዋዕሮ ኢኺ።

  • @buucsbb8535
    @buucsbb8535 Місяць тому +4

    ብእውነት አነስ ቃላት ስእነ እት ጽናዓትክስ ከለ ዳኣነ ዩኡ ዳታባብዕ የኔ ጣካራ ህዋን ብእውነት እመብርሃን ዕድመን ጥዕናን ያሃበለይ ጎልነይ
    ንት ሓውናውን ናብ ሉቡ ክምለስ ተስፋ ገብር ዋይ በስመአብ ካብ ከምዝ ዓይነት ሰባት ይሰውረና ለለውን ተጋዳላይ ተጋዳለይ አሕዋትና ታ ሰርሕለው ብኻ አታሓስብን ፈጣርካ ካቭ ኩሉ ዝነበረ ኩናት አውጽእካ ብህይወት ተርፍካስ ተመስገን ብልካ መልካም ስራሕ ትሰርዕሕ ዩኡ ዝነበረካ ሓወይ😒

  • @ሰሉጋልባልሆ
    @ሰሉጋልባልሆ Місяць тому +1

    ንንፉዑ ፃዕራም ህርኩት ርህፀ በላዕ ዝኮኑ አርዓዶም ሓዉና አቅርበልና ዛሓወይ❤❤❤❤

  • @ይርዱ
    @ይርዱ Місяць тому

    ብጣዕሚ ጠንካራ መምሀሪ ጋል ኢኺ ንስኺ ምቅርተይ አጆኪ ግዜ ተቀያሪ እዩ❤❤❤❤

  • @Gfd432-n8q
    @Gfd432-n8q Місяць тому +2

    ኣብየት ጅግንነትኪ ፈትየዮ ግን ኣጀኺ ምቅርተይ ፅባሕ ካሊእ ማዕልቲ እያ ወለላይ 😢😢😢😢😢😢😢🎉🎉

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xd Місяць тому +9

    መቅድየ ናብ ሕጂ ኣምልኽቲ ብዝተክኣለ ጥንቃቄ ግበሪ እመብርሃን ምሳኺ ትኹን ደመ ረሃፅኪ ይመልሰልኪ ጋልነይ 🥺🙏

  • @AbebaAlemu-op1bs
    @AbebaAlemu-op1bs Місяць тому

    አይዘኺ ዛሓፍተይ መድሃኒ አለም ምሳኪ ይኹን ዓለመይ❤❤❤

  • @መብሪጓልትግራይ
    @መብሪጓልትግራይ 19 годин тому

    ጅግና ሓፍትና

  • @tirhashaile7515
    @tirhashaile7515 Місяць тому

    ብጣዕሚ ንፍዕትን ጽንዕትን ሓፍትና ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ምስ ወድኪ🎉🎉🎉❤❤❤

  • @Gulomukadwit
    @Gulomukadwit Місяць тому +3

    Andom Ewen akrbulna👏😢zi bsebeytu zetekhade ab Saudi 🇸🇦 znebere😢

  • @rimtigraytube
    @rimtigraytube Місяць тому +9

    የኔ ጠንካራ❤

  • @FreKahsay-p2q
    @FreKahsay-p2q Місяць тому +1

    ብጣዕሚ ጠንካራ ኢኪ ኣነ ተዝከውን ኢለ ተሓሰብክዎ ክንዲ ፍርቅክውን. ኣይመፅእይ 😮.

  • @ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ

    _ብሓቂ ጃግና ኢካ ማዓረይ እግዚአብሔር አምላክ እንካዕ አፅነሐኪ በርትዐኪ አብ ዓብዩ ደረጃ በፅሕኪ ክንረኪ ባዓለቲ ምሉእ ተሰፋ እዩ❤❤❤🎉🎉🎉_

  • @ሜሪሜሪ-ደ1ሰ
    @ሜሪሜሪ-ደ1ሰ Місяць тому +6

    ብጣዕሚ ጠንካራ እኪ ማዓረይ አጀኪ❤❤

  • @lemlemhaftey3167
    @lemlemhaftey3167 Місяць тому

    አጀኪ ገን ከምዚ ዘረእኪ ጠካራ አከንከን እና ከዪሽወደኪ ከቲ ዕረቂዪ

  • @tgiraylove4288
    @tgiraylove4288 Місяць тому

    ብጣዕሚ እኪ ጠንካራ አበለሉን ምሳኪ ምዕባይ😢😢😢😢

  • @EdFfgg-t1b
    @EdFfgg-t1b Місяць тому

    እንታይ ዳኣ ደክምዎ😒
    ዛሓፍተይ ጀግነቲኪ ቃል ሱእነሉ💛
    አጆኪ ፈጣሪ ይሓግዝኪ😥😥💔

  • @ዩትቡር
    @ዩትቡር Місяць тому +1

    ግና ክትነፍዓ መቅደሰይ ጅግና ኢኺ ❤

  • @ቤኪጋልውቅሮ
    @ቤኪጋልውቅሮ Місяць тому +7

    እግዚኣብሄር ምሳኪ ዩኩን ቤብለ ብጥበቡ የዕብየልኺ ኽንድ ሽሕ ይግበረለኪ መቅዲየ 🥰 ደምራኒ ደቂ ሪመይ

    • @Maebel6-p7k
      @Maebel6-p7k Місяць тому +1

      መልሲ ደሚረኪ እየ

    • @marilove8420
      @marilove8420 Місяць тому +1

      ትርጉምባ ደምርኒ እንታይ ማለት እዩ?

    • @ማኣዛ
      @ማኣዛ Місяць тому

      😂😂​@@marilove8420

    • @ቤኪጋልውቅሮ
      @ቤኪጋልውቅሮ Місяць тому

      @@marilove8420 ሳብስክራይብ ግበረለይ ወይ ግበርለይ ልማለት እየ ክብረተይ🙏

    • @MesiTubeመሲዩቱብ-r7c
      @MesiTubeመሲዩቱብ-r7c Місяць тому

      ​@@Maebel6-p7kደምርኒ ❤❤

  • @leibevater7928
    @leibevater7928 Місяць тому

    Kulu ngrki jgna eki bravo wela zerbaki🎉🎉🎉 qexlyo enjraki abi u. Ayni abyki ydfenlki ❤

  • @Noorh4488
    @Noorh4488 Місяць тому

    ኣጀኪ ዛሓፍተይ ብጣዕማ ጠንካራ እግዜ ኣብሔር ኣምላክ ሓይሊ ይሃብኪ

  • @Eyerus-v8j
    @Eyerus-v8j Місяць тому +1

    ፅንዕቲ ኢኺ ሓፍተይ መዓረይ ❤

  • @سميرهسميره-س6ض
    @سميرهسميره-س6ض Місяць тому

    ኣይዞኪ እዛ ሓፍተይ ብጣዕሚ እኪ ጠንካራ ኢኪ 🙏🙏🙏🙏

  • @AbNt-i8c
    @AbNt-i8c Місяць тому +1

    ብጣዕሚ ጠንካራ ኢኪ ማዓረይ አጀኪ❤❤❤

  • @FuFg-me2eo
    @FuFg-me2eo Місяць тому

    ብሓቂ ጅግና ጋል ሂዋን ኢኪ ብሓቂ ተገሪመ ብጣዕሚ ማራ ገሪምኒ ኣጀኪ ጋል ሂዋነይ🥺✅✅✅✅✅✅☝️💝💝💝💝💝💝💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💋

  • @makeshMeres
    @makeshMeres Місяць тому

    አጆኪ ዛሓፍተይ ፈጣሪ ምሳኪ ይኩን❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @JdDs-yy9xx
    @JdDs-yy9xx Місяць тому

    ሰለማንተይ ግን ዝኩሉይ ጭካኔ ዋይ🥺🥺😭😭 ኣጆኪ መቅደሰይ ዛሓፍተይ ❤❤❤👌👌💚💚💚

  • @rudhsrifdy2168
    @rudhsrifdy2168 Місяць тому +1

    መቅድየይ ጠንካራ ኣጆኺ ዘይሓልፍ የለን💗

  • @saraheisaa5917
    @saraheisaa5917 Місяць тому +1

    አጆኪ ሓፍተይ ወናኒት ፅብቅቲ ሕልና❤❤❤

  • @HcHf-c3k
    @HcHf-c3k Місяць тому +1

    ጀግና ኢኺ ብጣዕሚ ዘሓፍተይ ኣጆኪ❤❤❤

  • @tesfaygebrearegawi
    @tesfaygebrearegawi Місяць тому +1

    She has a very strong personality. I consider her a good model to her peers!

  • @GfF-gw1rc
    @GfF-gw1rc Місяць тому

    ኣጀኪ ሓፍተይ ጅግና ኢኪ ጥዕና እበር ኸዝለ ተጥርዮ ኢኪ

  • @gdfx3728
    @gdfx3728 Місяць тому +5

    ጠንካራ ሰብ ኢኪ ብሓቂ ቀፅልሉ ❤

    • @ብሕታዊት
      @ብሕታዊት Місяць тому +1

      ደምርኒ❤

    • @Hadu_8
      @Hadu_8 Місяць тому

      ​@@ብሕታዊትደምርኒ❤

  • @DfUf-ut9fi
    @DfUf-ut9fi Місяць тому

    አጀኪ ዛሐፍትይ ፍጣር መሰዃ ይኩነ😢❤🙏

  • @Ggpp-fi6cs
    @Ggpp-fi6cs Місяць тому +2

    ጠንካራ ኢኪ ❤❤በሓቂ ኣጆኪ ከዓ🎉🎉🎉

  • @kkhh6191
    @kkhh6191 Місяць тому

    ጥንካርኪ መግለፂ ስኢኘሉ❤❤💪

  • @jeirejeire8992
    @jeirejeire8992 Місяць тому +1

    ብጣዓሚ እያ ግን ጠንካሪ ጎቦዝ እያ

  • @tesfaeyusnkay5168
    @tesfaeyusnkay5168 Місяць тому +1

    ኣይዞኪ ዝያዳይ ብጣዕሚ ጠንካራ ኢኪ ዛሓፍተይ ፍጣር ምሳኪ ይኮን ❤🎉🎉❤❤

  • @RrRr-ku5sk
    @RrRr-ku5sk Місяць тому +16

    ብዛዕባ ደቂ ኣንስትዮ ዓዲ ዓረብ ዘለና ብጣዕሚ ዝገርም ኣገላልፃ ገሊፅክዮ👌👌👌👌

  • @AlmazTekel
    @AlmazTekel Місяць тому

    ጅግና ኢኪ አጀኪ ከይትሓምቂ🎉🎉🎉🎉

  • @ናትናሰላም
    @ናትናሰላም Місяць тому

    Naybehaki memr iki ajoki amlak msaki iyu brktey

  • @NdJr-hb7mv
    @NdJr-hb7mv Місяць тому

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ዛሓፍተይ ጅግና ኢኪ❤❤❤❤🎉🎉

  • @aataat1524
    @aataat1524 Місяць тому

    ፅንዓትኪ ገሪሞኒ

  • @WalaaAli-ry2gr
    @WalaaAli-ry2gr Місяць тому

    ቡኡነት ጅግና ብዓልቲ ዓቅሊ❤❤❤❤❤

  • @destaadanew4
    @destaadanew4 Місяць тому +3

    አለና ክደውል ኢዩ ጋል በዓል ቤተይ ክገብረኪ እየ ፍቅደኛ እንተኮይንኪ

  • @SlamhSlamy
    @SlamhSlamy Місяць тому

    እግዛኣብሄር ኣምላክ ምሳኪ ይኩን ማዓረይ 🙏🙏🙏

  • @haylayey
    @haylayey Місяць тому +2

    ማርያምን ንዓይ እውን ኣብ 2012ዓ/ም መስከረም ተኽላይ ዝበሃል ወዲ ውቅሮ ዘለዎም ደለልቲ ኣብ ፊፋ ምስ 4ተ መኻይደይ ሒዞምና ነይሮም ክልተ ሰሙን ኣብ በረኻ ጨውዮምና ቀንዮም ግን ገንዘብ ሓውላ ኣይበሉናን ብዙሕ ምንግልታዕ ግን ኔርዎ😢ክብሪ ንኣምላክ ይኹን ኣብ ነብስና ዝኾነ ነገር ኣየብፅሑልናን ተመስገን❤መቅድየይ ጓል ሓወቦይ ኣጆኺ እግዚአብሔር ኣምላክ ምሳኺ ይኹን💘💘💘💘❤

  • @tgiraylove4288
    @tgiraylove4288 Місяць тому

    ብጣዕሚ እኪ እስማርት ዋው❤❤❤❤❤

  • @expm1605
    @expm1605 Місяць тому +1

    ፁቡቅ ኣለኪ ብሶማል ብጣዕሚ ዩ ከብድ 😣

  • @ችጂ
    @ችጂ Місяць тому

    ጠንካራ ጋል ሂዋን ኢኪ ማዓረይ 😢❤

  • @mariyamey555
    @mariyamey555 Місяць тому +1

    እግዚአብሔር ምሳኪ ይኩን ዛሓፍተይ ብጣዕሚ ጠንካራ ኢኪ❤

  • @BidalGebre
    @BidalGebre Місяць тому

    Ambesa waero kulu iki nski emo ajoki tray tiena ❤❤❤

  • @hiwetgaltigray2147
    @hiwetgaltigray2147 Місяць тому

    ኣጀኪ ዛሓፍተይ እግዚአብሔር ዘይሓሰብክዮ ይፍጠረልኪ❤❤❤

  • @HfgJff-le8zu
    @HfgJff-le8zu Місяць тому

    ጀግና እኺ መግለፂ ዘይብሉ ጋልነይ ❤

  • @Fatemhh-z1l
    @Fatemhh-z1l Місяць тому

    መቅደየይ ጀግና ኢኪ ጠንካራ ኢኪ ኣይዘኪ ❤

  • @ኣዚቲ.ትግራወይቲ
    @ኣዚቲ.ትግራወይቲ Місяць тому

    ጠንካራ አኪ ዝሓፊተይ

  • @YrgalemAbrha997
    @YrgalemAbrha997 Місяць тому

    እግዚአብሔር ኣምላክ ምስኪ ይኩን ኣይዘኪ ማዓረይ 🥰

  • @መኖርያለህንመዉደድ-ፀ3ተ

    ዉይ ሓፍተይ እግዚአብሔር ኣምላክ ዘይሓሰብኽዮ ሽሻይ ይፍጠረልኺ ዝያዳይ ስደተኛ ኣሕዋተይለ ብምሉእ ልብኽን ንማንም ሰብ ኣይትእመና ሰበ ተቐያያሪ ባህሪ እዩ ዘለዎ ብዝተኸኣለክን መጠን ተጠንቀቓ ኣብ ዓለም ናሃለኽን ትፍትነኦ ነገር ኣዉንታዊ ወይ ኣሉታዊ ከኽዉን ይኽእል እዩ ኣቀዲምኽን ተዳለዋ ኣብ ዘለኽንኦ ስላምኽን ይብዛሕ ዘንኣሕዋተይ❤

  • @FeeffCsef
    @FeeffCsef Місяць тому

    ኣደካ ማዓረይ ኩሉ ንፁቡቅኪ እዩ 🎉ዋውው ዝገርም ጠንካራ

  • @emirufisseha6811
    @emirufisseha6811 Місяць тому +3

    😢😢ብጣዕሚ የሕዝን ሃዊ ኮይኑ እዩ ከቃፅሎ ሓመድ ይብላዕ

  • @ደሉገርሂልባጋልትግራይ

    ኣምላከይ ካብ ጨካንን ጠላምን ወዲ ሓልወኒ ድክምቲ ፍጥረት የ ኣነ😢💔

  • @RfdffHhfdd-iz5hi
    @RfdffHhfdd-iz5hi Місяць тому +1

    ኣበጀኪ ዝሓፍተይ እግዚኣቢሀር ኣምላክ ኣዕርዩ የጠንክርኪ😢😢😢😢😢🙏🙏🙏🙏🙏

  • @gengeb5610
    @gengeb5610 Місяць тому

    You are strong young lady You are a good role model for all ❤

  • @semira7706
    @semira7706 Місяць тому

    ኣጆኪ ሓፍተይ ኣምላኽ ይሓግዝኪ 🙏

  • @abebaab2172
    @abebaab2172 25 днів тому

    ኣጆኽይ ማዓረይ ጠካራ. እኽይ. ግን ❤️❤️❤️❤️❤️💋💋💋🙏🙏🙏🙏

  • @ሓንቲትግራይhantitigray
    @ሓንቲትግራይhantitigray Місяць тому

    ሓዱሽ እየ ደምራኒ ደቒ ዓደይ ክምልስ እየ💖💖💖💖🙏🙏🙏

  • @TesfayFsha
    @TesfayFsha Місяць тому

    እውነት ያሸንፋል አይዞሽ እህቴ ሰው ይፈተናል ግን ያልፋል !!

  • @kgc975teheshmahariytewahdo8
    @kgc975teheshmahariytewahdo8 Місяць тому

    እሰይ ጥንካረኪ ደስ ክብል❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @መሪኣዶእየሩስ
    @መሪኣዶእየሩስ Місяць тому

    ሰላም ተጋሩዋይ ሰላምኩም ይብዛሕ ተጋሩዋይ ደሙሩኒ❤