Hey Eyerusalem Amde 💎, I want to express my deep admiration 📣 for your incredible talent and the joy your music brings to my day 🎶. Your voice beautifully captures the essence of Tigrigna heritage 🔥, and each performance is truly mesmerizing. Thank you for sharing your artistry with the world and for being a shining star in music. You inspire many, including myself, and I look forward to enjoying 🍾🍷 your music for years to come ✨. With heartfelt appreciation, Kibromma Zee Bahiran
I,m from 🇪🇷 I,love you tgray Good job 👏 👍 yorusey neza derfi degagimukum tsemuwa zelekum like 👍
Abdramne
abdramne
We too
❤❤❤❤❤🙏
Aaaaa 😂😂😂❤❤kl😮🤣@@AbdramneNurya-v3e
ኣታ ቲ ድምፃ ኽጥዕም እዮሩስየ ዝገርም ስራሕ እንኳዕ ብሰላም መፃኺ እስኪ ትፈትውዋ👍ሃቡለይ🎉🎉
ኣምላኽ ከም ዘፍቅረካ ትፈልጥዶ፧ ኢየሱስ ክርስቶስ ወዲ ኣምላኽን ኣምላኽን እዩ። ኢየሱስ ምእንቲ ሓጢኣትና ሞተ፡ ተቐቢሩ፡ ተንሲኡ ድማ ኩሎም ብእኡ ዝኣምኑ ኣብ ሰማይ ናይ ዘለኣለም ህይወት ክረኽቡ። ናይ ዘለኣለም ህይወት ብጐይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ እመን። ዮሃንስ 3፡16
@@Jesus_Saves_Believers😢❤
ትግርኛ ባላውቅም ስሜት የሚነሽጥ ባህል ያለቀቀ ማንኛዉም ሰው ልብ ዉስጥ የሚገባ ሙዚቃ ነው የሰራሽው። ድምፅሽ ደግሞ መረዋ ነው። ጎበዝ የኔ ቆንጆ
አሪፍ ቅንብር በረከት ደግመህ ተባረክ
ፍቅር ምስኩሉ 🇪🇷💊💙ፍቅር ምእስር ኩሉ እዩም ንላበስሉ❤🎉 ፅብቂ ድርፍ እውን ማዓርይ🎉
ኣምላኽ ከም ዘፍቅረካ ትፈልጥዶ፧ ኢየሱስ ክርስቶስ ወዲ ኣምላኽን ኣምላኽን እዩ። ኢየሱስ ምእንቲ ሓጢኣትና ሞተ፡ ተቐቢሩ፡ ተንሲኡ ድማ ኩሎም ብእኡ ዝኣምኑ ኣብ ሰማይ ናይ ዘለኣለም ህይወት ክረኽቡ። ናይ ዘለኣለም ህይወት ብጐይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ እመን። ዮሃንስ 3፡15
❤❤❤❤❤
ምስ ሻዕቢያን ደገፍቱን ሰላም ኣያድልየናን ምስ ብርጌድ ንሓመዱ እዩ ሰላም ንደልዕ 💙🌿💙🤝💛❤️🥰
❤❤❤🎉
@@melesbirhan1971hamedka ede🤣
ከትግራይ መወለዴ እድለኛ ነኝ ትግራዋይ ዘላለም ወርቅ ሁነሽ ኑሪልኝ
# እየሩ ኩሉ ግዜ ንፍዕቲ፡ ቐጽልሉ።#
ንፍቕርና ትኾን ዶ ከይሳኣን ኣጉዶ!?
ንዓ ግደፍየ ግደፍ፡
'ታይ ኣለኒ ኢልካ ቀሊል ተኽብዶ።
ንዓ ግደፍየ ግደፍ።
ንኽልቴና ትኾን ዶ ከይሳኣን ኣጉዶ!?
ንዓ ግደፍየ ግደፍ፡
' ታይ ኣለኒ ኢልካ ሂወት ተኽብዶ።
ንዓ ግደፍየ ግደፍ።
ኢ ለ ለ ሊ ይ ባ ሪ ሪ ራ------ይ
ኣታ ን ኽልቴና---
💖💖💖💖💖💖👏👏👏👏👏👏🌹🌹🌹🌹
Mey❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🥰🥰🥰🥰 👌 👍❤️
❤❤❤
Well done nice Song 🎵 👏 ❤❤❤❤from Eritrea 🇪🇷 🇪🇷🇪🇷.
❤❤❤
🇪🇹❤❤❤👍@@HfdGff-vq7tf
E
በረከት በጣም ጎበዝ ሙዚቀኛ ነው እሱ ከተሳተፈበት ሚገረም ነው ግን እኮ ትረጉሙን አላቅም
እዉይ ክፈትወኪ ወላዲተይ ርእይ ኣቢለ ዘይመንወኪ የሩሰይ ብፍላይ ኣከዳድናኪ ቀፅልሉ ❤🎉
ገራሚ ስራሕ ጄሪየ ድምፀ መረዋሕ ትኽእሊ ኢኺ መዓረይ👏👏👌👌💪💪✊✊❤💛
እየሩሳሌም በጣምነው የምንወድሽ እግዚአብሔር ከልጆችሽ ከእናትሽ ከአባልሽ ጋረ እረሜና ጤና ይስጥሽ
እዩሩ ማዓርይ ናዓይ ኢኪ ተደርፈልይ ልምሰልኒ ናትይ ልእለቲ ❤❤❤
ትንሳኤ ኪነት ትግርኛ !!!
ጎበዝ ዘፋኝ ትግራይ እና ትግርኛ ዘፈን እወዳለሁ።
ብሃንቀውታ እየ ዝፅበያ ነይረ ኣብ ስዓታ ቖሊበያ❤❤❤👏👏👏
Wow ድምፂ,መልክዕ,ሳዕስዒት 100% ❤
ኣበይ ጠፊኺ ነይርኪ ጥዕምቲ ድምጺ
ዝንኣድን ዝኹርዕን ድምጺ ኣለኪ የሩስ
ቆንጆ ሙዚግ ይበል ምስ ኩልንትንኡ
ክሊቡ ይኹን ዉህደት ምዚቃ ሰላም ቅሳነትን የውርደልና ንክልቲኡ ህዝቢ
ፈታዊ ህዝቢ ትግራይ ሓውኹም from eritrea 🇪🇷
ኣዝዩ ዝነኣድ ስራሕ'ዩ እየሩሳለም። ብግጥሚ፡ ብዜማ፡ ብኣረንጅመንት፡ብዳይረክቲንግ ከምኡ'ውን ብካናሪ ድምፂ ዝተሰነየ ዘዕግብ ስራሕ ኢለዮ'ለኹ። እንተ በረኸት ወልዱ (ቤኪ ስቱድዮ) ዝብሉኻ ግን ምስ ስድራኻ እንጀራ ዓለም ብላዕ ጥራሕ እየ ክብለካ ዝኽእል። ወዲአ'ለኹ።
እዋይ ጀሪ ሓፍተይ ደሰሰሰሰሰሰ ዝብል ስራሕ
ሰሚዐ ምፅጋብ ኣብዩኒ
❤ትግራወይቲ፣ትግራዋይ ፣ትግራዋይነት ክቡር መንነት 💛👌
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉👍
Ya❤❤❤❤❤
I am Eritrea ❤️❤️❤️, but I love song like this lovely song 🎵 ❤
ዋይ ደርፊ ጥዑም❤❤
ሙዚቃ አድማጭ አይዴለሁም ግን ያንች ሚገርም ነው❤
I love tigrigna long live tigray adey
ከምዚ ናተይ ብሃንቀዉታ ክትጽበይዋ ዝጸናሕኩም እስከ ላይክ ርገጹኒ ደቅ ዛ ትግራይ ቅድስቲ መሬት
Deqi za entay meret 😂😂😅😅😅😅
@@shaiebya437ታኖካ እሞ ኮንካ ኣታ ተረፍ ዓሳ ...... እወ ሐዚ ለ ደቂ ዛ ቅድስትን ብርክትን መሬተ ትግራይ ትግራይ ትግራይ ...👑😘😘😘😘😘😘 ትግራይ
ደቅ ዛ ቅድስትን ብርክትን መሬት ትግራይ ትግራይ ዋሓጦ bro🙃@@shaiebya437
@@Abiiiiiiiii882 ewayyy ata teref dron wedza arayi kuienti wedza brediet ziabeye hakaki kebdu
@@shaiebya437ሃመማ ጠውላቅ ባርያ ኩሉ እዩ ዘቅነአኩም ታይ ይመለከተካ እወ ደቂ ሓላል መሬት ደቂ ሃገረ ቅድሳን ባራዩ ሓንቲ ኮላሊቶም
❤❤❤❤❤ tsebuk serah
Wed wedom ne baranbaras eye
ናይ ብሓቂ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ እዩ፣ እንጀራ ይበል ፣ እዚ ድምጺ እዚ ድምጺ ድምጻዊ ተወልደ ኣብርሃ ተሓዊሱዎ ናይ ጽምዲ ስራሕ እንተዝስርሖ ከላይ ክኸውን ከምዝኽእል ክሓስቦ እንከለኹ ብሕጂ ፍስሕ ኢለ ክሰምዖ እንከለኹ ይርኣየኒ።
ኢዮሪ ፍቅሪ ❤❤❤❤
ጥዑም ድሚፂ ኣለኪ ቀፅሉሉ❤❤❤
Welcom back artist eyeruselem amde by new the best tigringa music
ደስ የሚል ዘፈን ነዉ❤❤❤
Welcome Eyu. Pls go to 1 million.
Wow🔥 eyeruye ybel dmtsi💯 👌❤️❤️❤️❤️❤️❤️zfetweki 🥰🥰🥰🥰
Welcome shokureena you have beautiful voice keep going ❤ 🇪🇷
My favorite young Tigray female artist!Good job as usually!!love and admire you!!💛❤️🙏
ብጣዕሚ ደሰ ባሃሊድምፅ ዕድመይ ጥዕናይሃብኪፈጣሪ ደስ ኢኽይትብልንይ ሽኮር
I really enjoy this music, it's great.🙏🙏🙏
❤❤❤❤❤❤ ዝፈትዎኪ 💊🫶
ትፅቢት ሞይተ ነይረ ❤❤❤ eyursalim king of 🇪🇹🇪🇹🇪🇹music
Abet dunqurna nay tegaru n gual si king kkkk😂😂😂😂 emo kea si nay ethio hahaha😅😂😅😅😂😅😂😅😂
@@shaiebya437 ኣታ ንስኻ ኢካ ደንቆሮ ደነዝ ሻ*** ኣይኾነይ ኣብ ኢትዮጵያ ካብ ዓለም ለ king ኢያ ን ተጋሩ eyerusalem🌍
👎👎👎👎👎👎👎👎👎👹👹👹👹👹👹👹👹👹👹👹👹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹
qeen eyu zbahal halay
Waw እየሩ ብጣዕሚ ጎበዝ ኢኺ ተርእዮ ዘለኺ ኩለንተንዊ ስነጥበብ ትግርኛ ኣዝዪ ብሉጽ ደርፍታት ኣለኪ እንትፍሞ እዚ ምጣቂዒ ህዝቢ እብ ሁኩባትሕዩ ዘዓስል ዕድመን ጥዕናን የሃብኪ
Wow great voice great job,ትግራወይቲ ሽኮ❤🥰💛❤️💛❤️💛❤️
Thanks dani hawey kulukum xbuq srah🎉🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዋውውው እንኳዕ ብስላም መፃእኺ ❤❤
ዎው ❤️🥰
❤❤❤❤Eyeursey shikor betami sebuck music keslue zhaftey marey💊💊💊❤️❤️❤️🥰🥰🥰🎉🎉
ሳዕስዒት ግን ባህልና ይጠፍ ኣሎ ጥርጥር ኮይኑ ህድእ ማለት የድሊ
ሃንቀው ኣቢልክና ብልክዕ ልብና ወሲድኪ ….. ኣንቲ ፍቕሪ …. እየሩ ሓፍትና ፍትውትው ነብለኪ 🥰😍🤩😘💖💗
ፅሪተይ ክንደይ ደስ ትብሊ ❤❤😂
ዋዉ❤❤️🌺
Nay berket wedu zema den hade aynet dmixi koynu alo Amhyisho beleyo yorusey shikor xubek srah❤
neza muez dmxa eske like
👌👏👏 ልገርም!!!
ኣይመፅእን💚😋
😂😂😂
ንፍቕርና ትኾን ዶ ከይሳኣን ኣጉዶ!?
ንዓ ግደፍየ ግደፍ፡
'ታይ ኣለኒ ኢልካ ቀሊል ተኽብዶ።
ንዓ ግደፍየ ግደፍ።
ዝገርም ስራሕ እንኳዕ ብሰላም መፃኺ ፅብቂ ድርፍ እውን ማዓርይ
waw tegare ayetkalkmen❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰❤️❤️
❤❤❤❤❤🙏
❤❤❤ my beautiful people ❤❤❤
Proud of you meary & good luck
ዘይተዘመረላ ብልፅቲ vocalist
Hey Eyerusalem Amde 💎,
I want to express my deep admiration 📣 for your incredible talent and the joy your music brings to my day 🎶. Your voice beautifully captures the essence of Tigrigna heritage 🔥, and each performance is truly mesmerizing. Thank you for sharing your artistry with the world and for being a shining star in music. You inspire many, including myself, and I look forward to enjoying 🍾🍷 your music for years to come ✨.
With heartfelt appreciation,
Kibromma Zee Bahiran
🙏🏻🙏🏻🙏🏻
Woooow ati konjo gual zrom anabest❤❤❤❤❤
Long live for tigrai people
from oromiyaa❤❤❤❤❤
እየሩ ፈጣሪ ዝተአፃፀፍ ድሞፂ ናብ ውሽጢ መነፈስካ ሰሪፁ ዝአቲ ድሞፂ ሒብኩ ንሕዝብኺ ተሐጉስሉ አለኺ። ኩርአት ትግራይ አኺ። እድመን ጥእናን ይሞነየልኪ። 🎉🎉❤❤
# እየሩ ኩሉ ግዜ ንፍዕቲ፡ ቐጽልሉ።#
ንፍቕርና ትኾን ዶ ከይሳኣን ኣጉዶ!?
ንዓ ግደፍየ ግደፍ፡
'ታይ ኣለኒ ኢልካ ቀሊል ተኽብዶ።
ንዓ ግደፍየ ግደፍ።
ንኽልቴና ትኾን ዶ ከይሳኣን ኣጉዶ!?
ንዓ ግደፍየ ግደፍ፡
' ታይ ኣለኒ ኢልካ ሂወት ተኽብዶ።
ንዓ ግደፍየ ግደፍ።
ኢ ለ ለ ሊ ይ ባ ሪ ሪ ራ------ይ
ኣታ ን ኽልቴና---
❤❤❤❤❤❤ጀግኒተይ
እየሩስየ ኩለን ደርፍታትኪ ጥዑምን ምቁር ድምጽኺ ሰሚዕኻ ኣይምኖን 🥰🌹🥰🌹🥰እንካእ ናትና ኾንኪ
Nice song lovely melody
Tigrigna
Shkorina❤❤❤❤btaemi desbehelit bhakiy
Wow jerry yemiger sira nw ❤❤❤
ጎረቤትና ጹቡቅ ደሪፊ🎉🎉❤❤
ዋውውውው እዮሪ ገራሚ ስራሕ❤❤❤❤
ብልፅተይ እየሩየ ደስ ዝብል ዋውዋው❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ብጥዓሚ ደስ በሃሊ እግዚአብሔር ዕድመ ጥዕና ይሃብኩም ኣያታትና🙏
እወ ነዛ ደርፊ ደጋግምና ንሰማዓ እናሞ ወይከ ምምናው ደሰ ደግማ ትብለና ኣላ🎉❤
ፅብቅትን ምጭውትን ደርፊ እያ ኣብዚ ወርሒ ይድገመና ።
😍😍😍😍 ምርጥዬ
Congragulation dear i wish all the best.
Geri የ ብጣዕሚ'የ ዝፈትወኪ❤❤you are the best ❤❤
Eyerus jegnitey tgrigna derfi alem lekawit kem etgebrya ayteratrn keep it up❤❤❤
Queen 👸 👑 of Tigray ❤❤❤❤good job. Love this song so much 💕
A New Hit !!!! Viral to be soon
ኣብ ድርብ "ወሰን ኢለይዮ ወሰንየ" ናይ ትርሓስ ኣትዩ ዜማ 2:15
Nay eden
ኢየሩስ ሽኮር ኣዝያ ጥዕምቲ ደርፊ ኢያ, ኣጆኺ ቀፅልሉ ፅብቕተይ::
1ኛ ❤❤❤
ዴቨይ ዳረጋ ዘይሞተ ፅቡቅ ሰራሕ ዙሓወይ ርሑሰ ባዓል መሰቀል ❤❤❤
ናይ ብሓቅ ❤ ድሰዋአየ ክሰደሉ
ቃል የለኝም በጣም አሪፍ ስራ ነው ድምፅሽም በጣም ያምራል❤❤❤❤
Waw eyori des Mel Sera katebat
Yori kenari dmxa❤🎉
have been listening frequent. This music arrangement is enjoyable to me, and her voice is pleasing. Thank you.
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Zgerm srah eki serihki eyerusey konjoo❤❤❤
ኣቱም ሰባት ትግርኛ መተሓዚ ተሳኢንዎም ዋውውው ኣጆኹም ኣብ
Zfetwa gal welcome mkrti❤❤❤🇪🇷
Kief aleki benet abiet 👌👌🙏🙏🙏🥰🇪🇷
ጡዑም ድምፂ እየሩስ ሽኮር ጋል ትግራይና ምቅርቲ።❤❤🎉🎉🎉🎉
Wow 👌 👏 😍 👍 🥰 ☺️ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
wow yane wud batem new yamidodishe mariyemin jeri yane tafechi berchi you be come the one of one wonderful
Wow beautiful good job eyru❤
ዋውውውውውውውውውውውውውውውውውውብጣዕሚ ቆንጆ ስራሕ እዩ ቀፅልሉ😍😍😍😍😍😍😍😍😘😘😘😘
ትግራውያን ዋው❤❤❤
yerusay mekrti ketem demxke enga beslam mexki btami eya zeftweki maray ❣️♥️♥️♥️
Great music 🎵