'' ኣብ 2 ዓመት ልዕሊ 14 ሚልዮን ቅርሺ ዝተሸጠት መጽሓፍ ምስክርነት ኣባ ዘወንጌል፣፣ '' (10ይ ክፋል)

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 22 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 319

  • @Fnoteabewmedia
    @Fnoteabewmedia  Рік тому +43

    ኣሜሪካ / ካናዳ America/Canada
    🇺🇸 ዳዊት ተወልደ ( ኣሜሪካ) = +1 (510) 4249706 🇺🇸🇺🇸🇺🇸
    🇺🇸 ገነት ጸሃየ (ኣሜሪካ) =+1 (714) 3984119🇺🇸
    🇺🇸 ኣሌክስ (ላስ ቬጋስ፣ ኣሜሪካ) = +1 (702) 931-8842 🇺🇸🇺🇸🇺🇸
    🇺🇸ይርገኣለም (መሪላንድ፣ ኣሜሪካ ) = 301 768 6931 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸
    🇺🇸መብራት (መሪላንድ፣ ኣሜሪካ ) = +124 0707 4846 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸
    🇺🇸ሳባ (መሪላንድ ፣ኣሜሪካ ) = +170 3244 8189 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸
    🇺🇸 ይርጋ ( ዋሺንግቶን ዲሲ ኣሜሪካ ) = 301 357 5047 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸
    🇺🇸 ሉችያ ሃድጉ (ኣሜሪካ ሜኖሶታ ኣከባቢ) = 6125174882 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸
    🇺🇸 ድ/ን ክብረኣብ ምሕረታኣብ ( ኣሜሪካ) = 206-883-8633 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸
    🇺🇸 ድ/ን መሓረና በርሀ ( ኣሜሪካ) = 206-734-2830 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸
    🇺🇸 ድ/ን ነጸረኣብ ( ኣሜሪካ) = +1 (206) 771-9596 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸
    🇨🇦 ዮናታን ሃይልሽ (ካናዳ) = +1 (437) 238-1223 🇨🇦🇨🇦🇨🇦
    🇨🇦 ኢለና ግብረይሕደጎ (ካናዳ) = + 1 (519) 580-1842 🇨🇦🇨🇦🇨🇦
    🇨🇦 ዮርዳኖስ (ካናዳ) = 226 606 0819 🇨🇦 🇨🇦 🇨🇦
    🇦🇺 ቢኒያም ፍስሃየ (ኣውስትራልያ) = +61411604016 🇦🇺🇦🇺🇦🇺
    🇳🇿ኣክበረት ተስፎም (ኒውዚላንድ) = +64 22 573 7076 🇳🇿🇳🇿🇳🇿
    ኣ ውሮጳ / Europe
    🇬🇧 ገነት ዮውሃንስ( እንግሊዝ) = +4479 30571780 🇬🇧🇬🇧🇬🇧
    🇬🇧 ኣብርሃም ገብረኪዳን ( እንግሊዝ) = +447380384234 🇬🇧🇬🇧🇬🇧
    🇬🇧 ሚለን ( እንግሊዝ በርምንግሃም) = 00447735555061 🇬🇧🇬🇧🇬🇧
    🇬🇧 ሳሙኤል ሰለሞን (እንግሊዝ) = +44 7305305296. 🇬🇧🇬🇧🇬🇧
    🇬🇧 ኣበባ ገብረስላሴ (እንግሊዝ) = + 4479 60493807. 🇬🇧🇬🇧🇬🇧
    🇩🇪 ሙሴ ገብረመድህን (ጀርመን) = +49 1621744593 🇩🇪🇩🇪🇩🇪
    🇵🇾 ሲንዳ ኤልያስ (ሆላንድ) = +31 612316999 🇵🇾🇵🇾🇵🇾
    🇵🇾 ሃብቱ ሃይለ (ሆላንድ) = +31 685522165 🇵🇾🇵🇾🇵🇾
    🇸🇪 መርሃዊ ብርሃነ(ስዊድን)= +467 6925 7640 🇸🇪🇸🇪🇸🇪
    🇸🇪 ሃና = +460705430888 / +46727330611 🇸🇪🇸🇪🇸🇪
    🇸🇪 ዳኒኤል ገብረስላሴ (ስዊድን) = +46 739293032 🇸🇪🇸🇪🇸🇪
    🇸🇪 ኤልሳ (ስዊድን) = 0722932199 🇸🇪🇸🇪🇸🇪
    🇳🇴 ዲ/ን ፍሰሃጽዮን ተክለ (ነርወይ) = 004745555906 🇳🇴🇳🇴🇳🇴
    🇳🇴 ኣዜብ የማነ (ነርወይ) = 004794882699 🇳🇴🇳🇴🇳🇴
    🇳🇴 መሰረት ሓድጉ (ኖርወይ)= 004797377772 🇳🇴🇳🇴🇳🇴
    🇳🇴 ስምረት መሓሪ (ኖርወይ)= 004740956187 🇳🇴🇳🇴🇳🇴
    🇳🇴 ሓጎስ ምስግና (ኖርወይ) = O04746511090 🇳🇴🇳🇴🇳🇴
    🇬🇷 ንግስቲ ገብረየሱስ (ግሪኽ) 00306943255761 🇬🇷 🇬🇷 🇬🇷
    🇮🇹 ኣስመረት መልኣከ (ጥልያን) = +393473190104 🇮🇹🇮🇹🇮🇹
    🇮🇹 ኣኪለ ሓጎስ (ጥልያን) = 012393773471377 🇮🇹🇮🇹🇮🇹
    🇫🇷 ግርማይ በርሀ (ፈረንሳ) = +33751039818 🇫🇷🇫🇷🇫🇷
    🇫🇷አደይ ለታይ ገብረክርስቶስ (ፍረንሳ) = +33 6 48 38 37 31 🇫🇷🇫🇷🇫🇷
    🇩🇰መብራት ሃይለ (ዴንማርክ): +45 71608767 ወይ 004571403851 🇩🇰 🇩🇰 🇩🇰
    🇨🇭ጸጋ ባህታ (ስዊዝረላንድ): 0765272546🇨🇭🇨🇭🇨🇭
    🇨🇭 ኢዮብ ተፈሪ (ስዊዝረላንድ ጀኔቫ ): +41 76 560 85 23🇨🇭🇨🇭🇨🇭
    🇧🇪 ምሕረት ተስፋይ (ቤልጁም) = +32465706082 🇧🇪 🇧🇪 🇧🇪
    🇧🇪 ኢሳያስ ክንፈ (ቤልጁም) = +32467765342 🇧🇪 🇧🇪 🇧🇪
    ዓዲ ዓረብ / Arab countries
    🇦🇪 ሳራ (ዱባይ) = +971 56 292 0451 🇦🇪🇦🇪🇦🇪🇦🇪
    🇮🇱ኣብርሃም (እስራኤል) = + 972 549 054 355 🇮🇱.🇮🇱.🇮🇱.
    🇮🇱 ዳኒኤል ተኸስተ(እስራኤል): +972 556896256 🇮🇱.🇮🇱.🇮🇱.
    🇸🇦 ኣልጋነሽ (ስዑዲ): +966 532033725 🇸🇦.🇸🇦🇸🇦
    🇸🇦 ጸጋይ ኣርኣያ(ስዑዲ): +966 508387148 🇸🇦.🇸🇦🇸🇦
    🇸🇦 ትርሓስ (ርያድ/ ስዑዲ) +966 532557304 🇸🇦.🇸🇦🇸🇦
    🇸🇦 ጸጋ (ርያድ ስዑዲ ): +966 558521773 🇸🇦.🇸🇦🇸🇦
    🇶🇦 ሽሻይ ኪዳነማርያም (ዶሃ ቀጠር) +97455126196 🇶🇦 🇶🇦 🇶🇦
    🇰🇼 ይርጋኣለም (Kuwait) = 0096590962066 🇰🇼 🇰🇼🇰🇼
    ኣፍሪቃ / Africa
    🇦🇴 ፌሩዝ ገብረትንሳኤ (ኣንጎላ) +244 936 734 431 🇦🇴🇦🇴🇦🇴
    🇪🇹 ኣባ ኤፍሬም (ቤ/ ክ መስቀለ ክርስቶስ ማዕቢኖ): +251 910450052 🇪🇹🇪🇹🇪🇹

  • @ወለተመድህን-ደ1ጐ
    @ወለተመድህን-ደ1ጐ Рік тому +21

    አቦና ቅዱሰ አንጦንዮስ አብዚ ሰዓት በጃ ህዝቡ መሰዋት ዝከፈለ አቦ ከም አቦና የሐን አይርከብን በረከቶም ይህደረና እዞም ብሩክ አቦ ንኩሉ ህዝበ ክርስቲያን ፀሎቶም ይሀግዘና አሜን ።🤲🌺🤲🌺🤲🌺

  • @selam801
    @selam801 Рік тому +16

    እግዚአብሔር ይመሰገን እንኳን በሰላም መጣችሁ መምህር እውነት በጉጉት እየጠበቅኩ ነበር እሰከ ገባ ገባ በሉ ምእመናን እውነቱን እንሰማ❤

  • @_Godolyas7696
    @_Godolyas7696 Рік тому +14

    እግዚአብሔር ይመስገን እንኳዕ ዳሓን መጸአኩም ክብርቲ አዴና ኩቡር መምህርና ቃለ ህይወት የስመዐልና

  • @hagushahiyab4747
    @hagushahiyab4747 Рік тому +11

    እንቃዕ ብሰላም መጻእኪ ክብርቲ ሓውትና ተናፋቂት ምቅልልቲ ኣብነት ትሕትና ፡ስ/ወ ካሳሁን መታዓብይቲ ናዓኻን ስድራኻ ኣምላኽ የጽልልካ፡ እናበልኩ እዚ ዓቢ ዓወት ድማ ፍረ ቅኑዕ ድልየትኩም ሰናይ ትምኒትኩም እዩ እሞ ፈጣሪ ይባርኩም ።ንሓውትና ኣጸደ ካኣ ኣይትጥፍእና በለልና ኣብዚ ከዳዕ ግዝየ መኻሪ ገሳጺ የድልየናሎ ሰላም ንህዝብና።

  • @josijosi350
    @josijosi350 Рік тому +7

    ናይ ብሓቂ ደስ ዘብልዩ እግዚኣብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ከምእውን ንሓፍትናን ኣዴና ኣጸደ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ቃል ሂወት የስመዓልና።

  • @rigbeteame5823
    @rigbeteame5823 Рік тому +3

    ቃለሂወት የስመዓልና ብርኽቲ ኣደና
    ግብርኺ ጽቡቕ ቃላትኪ ጥዑም ጥሕትናኺ ኩሉ ሙሉእ ደስ ትብሊ ኣደ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ እንቃዕ ካኣ ፈረ ጻማኺ ኣርኣየኪ❤❤

  • @HelpmeMyGod-k9c
    @HelpmeMyGod-k9c Рік тому +4

    ኣሜን፫ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብር መምህርና ከሙኡ ዉን ክብርቲ ኣዴና ኣፀደ እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኩም

  • @fusfv877
    @fusfv877 Рік тому +3

    ቃለ ሂወት የሰምዓልና ክብርቲ ኣደይ እግዚኣብሔር ዘበን ኣገልግሎትኪ ይባርኽ ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🤲🤲🤲💒💒💒🌹🌹🌹🌹❤🌷🤲💒🌹🌹
    💚💚💚💚💚💚💚💚💚
    💛💛 🕊 ሰላም 🕊 💛💛
    ❤️❤️❤️❤️❤️️❤️️❤️️❤️️❤️

  • @brawa4kokob
    @brawa4kokob Рік тому +2

    ኣሰይይ እንኩኣዕ ገጽኪ ረኣና
    ሓፍትና አጸደ ናይ ቁዱሳን ኣቦታትና
    በረኸቶምን ረድኤቶምን ኣይፈለየና 💞🙏💞

  • @sofyaaesufyflyheky9613
    @sofyaaesufyflyheky9613 11 місяців тому

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂውት የስመዐልን መምህርና ፁጉኡ የብዘሓልኩም ፈጣሪ ኩሉ ዓለም እልልልልልልልልልልልልል 💯✅🙏🔐⛪✝️💊👈

  • @Selam-ko8gf
    @Selam-ko8gf Рік тому +8

    ክብርቲ ሓፍትና ቃለህይወት የስመዓልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ከማኪ ዝበለ ሓቀኛ ፍጽምቲ ክርስትያን ኣምላክ የብዘሓልና ክሙኡ ውን ኩቡር ሓውና መምህርና ካሳሁን ቃለህይወት የስመዓልና ክብረት ይሃበልና

  • @tsegayweldeghebriel7461
    @tsegayweldeghebriel7461 Рік тому +3

    ኣምላኽ ጸግኡ የቡዘሓልኩም ንሓፍተና ዓጸደ ከኣ ብኣምላኽ ርኸብዮ ብርኽቲ ሓፍትን ኣደን ኣለኽና.

  • @luwamfshaye1308
    @luwamfshaye1308 Рік тому +5

    Amen amen amen qale hiwet yesmalna degime nadena agelgalit axede kseme zebqani temesgen malet azye menfesy zmset azye kea des ybleni❤❤❤

  • @fusfv877
    @fusfv877 Рік тому +4

    ቃለ ሂወት የሰምዓልና ኩቡራት ኣሕዋት ኣሜን ኣሜን 🤲🤲🤲💒💒💒🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹❤❤❤❤❤❤❤
    💚💚💚💚💚💚💚💚💚
    💛💛 🕊 ሰላም 🕊 💛💛
    ❤️❤️❤️❤️❤️️❤️️❤️️❤️️❤️

  • @hiwetgaltigray2147
    @hiwetgaltigray2147 Рік тому +3

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ኣሕዋተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ❤❤❤

  • @mokonengebre5895
    @mokonengebre5895 Рік тому +1

    ቃለ ህይወት የስማዓልና ወሮ አፀደ ሓፍትና ።ሓውና ካሳሁን የቀንየልና ዘቅረብካልና።ብፍላይ አብ ኣምልኮ ዝሃበቶ መብራህርሂ ብጣዕሚ ወሳኒ እዩ።

  • @brhanweldegebriel3584
    @brhanweldegebriel3584 Рік тому

    እግዚኣብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ቃልሂይወት የስመዐልና ትክክለኛ መልእኽቲ እዩ እዝኒ ዘለዎ ይስማዕ።

  • @farag̊åL̊H̊år̊e̊s̊t̊åẙ

    እንኳዕ ደሓን መፃኩም መን ኣሎ ዝናፈቀን ዘን ኣዴና❤❤❤

    • @yohanaberhe534
      @yohanaberhe534 Рік тому

      Ane nfqfq abileyen❤❤❤

    • @hailabgebreluul1662
      @hailabgebreluul1662 Рік тому

      ከመይ ተሓጉይሰ እዛ ቪድዮ ምስ ረኣኩዋ መስለካ ብሁንጡዩነት እየ ከፊተያ ። ክገርመካ ትማልን ሎምን እቲ ናይ ቐደም ክሰምዖ ቪድዮ ክሰምዖ ኣምስየ ❤።

  • @brhane90
    @brhane90 Рік тому

    ነዚ ቁዱስ ቃል ክንሰምዕ ዝፈቀደልና እግዚኣቢሄር ኣምላኽ ይክበር ይመስገን፡ኣሜን (3) ንኣዴና ኣጸደ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ የቀነልና ቃል ሂወት የስማዓልና ኣሜን (3)
    ኩቡር ሓውናን መምህርናን ካሳሁን ሓውና ከኣ ቀጽሎ ምስ ስድራካ ሰላምካ ይብዛሕ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ይባርካ የቀነልና፡

  • @tsegatesfahanes7325
    @tsegatesfahanes7325 Рік тому +1

    ኣሜን ኣዴና ኣጸደ ቃል ሂወት የስምዓልና ኣብ ጸሎትክን ዘክራኒ ጸግኡ የብዝሓልክን 🙏

  • @Minbaraytdgemneyamobfqri-ut9us

    ኣሜን (((3))) ቃል ሂወት የስመኣልና ኣደይ ኣጸደ መኣረይ ኣብ ጾለትክን ዘክርና

  • @shewitsium5514
    @shewitsium5514 Рік тому

    ኣሜንንንንን ኣሜንንንን ካሳሁን ሃወይ ነኣዴና ከኣ ጸጉ የብዘሓለን ሓቀኛ ወንጌል ንምስፍሕፋሕ ፍጣሪ ኢዱ የንብረልና።

  • @Lovewins3908
    @Lovewins3908 Рік тому +11

    ደስ የብል ብሓቂ፤ኣነን ስድራ ይ ዉን ብዙሕ በረከት ረኪብናላ ኢና ዛመጽሓፍ

  • @ሂዊጋልአሕፎሮም
    @ሂዊጋልአሕፎሮም Рік тому +1

    እግዚኣብሄር ኣምላኽ ይመስገን እንካዕ ብስላም መፃኹም ኹቡር መምህርናን ክብርቲ ኣዴና አፀደ ክብርት ይሃበልና ናዓና እውን ዘስተውዕል ሉቦና ይዓድለና ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዕልና አሜን አሜን አሜን ♥️♥️♥️♥️

  • @nahomermias4774
    @nahomermias4774 Рік тому +3

    ብጣዕሚ ደስ ዘብል ትምህርቲ አዩ ፡ ኣብዚኣ ግን ሕቶ ኣላትኒ ፡ ክቡር ሓወይ ብዛዕባ ኣጥመቕቲ ዘልዓልካዮ ሕቶ እኹል ኣፍልጦ ተወሲዱ ሓቀኛ ዝኾነ ሓበሬታ እንተዝውሃብ ጽብቕ እዩ። ንሶም ውን ንምሕር ኢና ኣይበሉን በአብ በወልድ በመንፈስቅዱስ ስም ክትግስጽ ኣይካልን ድዩ ፡ ነጥቢ ብነጥቢ ኩሉ መርሚርና እንተ ኣቕረብናዩ ጽቡቕ እዩ ኣባ ኩስቶ ኣባ ኩስቶ ዝብሃሉ መን ኢዮም ? እንታይ ጌሮም ? ምእመን ከ ካብ ትምህርቶም ከሲቡ ድዩ ዋላ ከሲሩ ? ቅድሚ ክልተ ሰሙን ብዛዕባ ኣብ ሓዳር መንፈሳዊ ውግእ ምስ ኢሉሚናት ዘቕረብካዮ ትሕዝቶ እንታይ ማለት ድዩ ምእመን ሸርሒ ናይ ጸላኢኡ ድያብሎስ ፈሊጡ ብጾም ብስግደት ብጸሎት ጠንኪሩ ብንስሓ ትሓጺቡ ብቅዱስ ቁርባን ትሓቲሙ ሂወቱ ኣመዓራርዩ ኢዩ ። ስለዚ ነቲ ናብ ምእመን ከነቕርቦ ደሊና ዘለና ትምህርቲ ብግቡእ ፈትሽና እንተንህቦ ዝበለጸ ይመስለኒ። የቐንየለይ ናይ ቃላት ይኹን ኣጸሓሕፋ ግድፈት ከይህልወኒ ይቕሬታ ክቡር ሓወይ ።

    • @abtesfaglobal150
      @abtesfaglobal150 Рік тому

      ቃለሂወት የስምዓልና ክቡር ሓው። ኣብ ልበይ ዝመጸት ሓሳብ ስለ ዘልዓልካ እግዚኣብሔር ይመስገን። ኣቦይን ኣደይን በበይኑ ጸሎቶም ከም ዝበሃል ምናልባት ንሳ ብግርህናኣ ሓውና ካሳሁን ግን እንተብፍላጥ ድዩ ብዘይፍላጥ ጌጋ መወከሲ ሂቡዋ ከይከውን ይሰግእየ። ንሳ ዝመዓደቶ ትኽክልዩ ግና መምህር ግርማ ይኹኑ ካልኦት ትኽኽለኛ ኣገልገልቲ ካብ ኣፎምን ብግብርን ክብልዎ ኣይሰማዕናን። ርግጽዩ እዚ ኽሲ ዝምልከቶም ናይ ሓሶት ኣጥመቕቲ ክህልዉ ይኽእሉ፣ ከምኡውን ኩሉ ናብ ናይ ብዓል መምህር ጉባኤ ዝሳተፍ ብቕኑዕ ኣረዳድኣ ከይመጽእ ይኽእል ዩ። ልክዕ ከምቲ ስለ ኣባ ዘወንጌል ግጉይ ሓበሬታ ንዝፈነዉ ዝገሰጸቶም ክኣ ክግሰጹን ክእረሙን ይግባእ እምበር ከምቲ ዝበልካዮ እዚተዋሂቡ ዘሎ ጥቓ መብርሂ ውን ኣይቀረበን። እግዚኣብሔር ዓይነልቦናና ከፊቱ በቲ ቅኑዕ መገዱ ይምራሓና። ኣሜን

  • @Gog-ok3ly
    @Gog-ok3ly Рік тому

    43:39 ብሓቂ ቃለ ህይወት ቃለ ሰናይ ቃለ በረከት የስማዓልና ክቡር መምህርና ክብርቲ ኣዴና ብሓቂ ፀግኡ የብዝሓልኩም ❤

  • @samriytub7032
    @samriytub7032 Рік тому +5

    ኣምላክና ዝተመስገነ ይኩን❤❤❤

  • @አመፍቅርአናቴነፍሴኣደራ

    ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዓና ክበርቲ ኣዴና
    ኩቡር መምህርናለ ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ንዛ ክብርቲ ኣዴና ስለ ዘቅረብካልና ❤👏

  • @genettewelde6372
    @genettewelde6372 Рік тому +1

    እንኳዕ ብሰላም መፀኩም ቡሩከተይ ብርክቲ አፀደ ሓፍትና ምስ ራኣኹኪ ደስ ኢሉኒ መዓረየ የቅንየና መምህር ካሳሁን ሓወይ ኹሉ ግዜ እንተተምፀኣልና ክንደይ ደስ ምበለና ሰሚዕካየ ዘይትመኖ እመበር ናይ እግዚአብሔር ሰብ!

  • @elsagebreselassie4705
    @elsagebreselassie4705 Рік тому

    ክብር መምህር ሀወይ ብጣእሚ ይቅርታ እንዳ ሀተቱኩ ማእርግካ ሥለ ዘፈለጥኩዎ መህር ክብለካ መርጼ እታ መጽሀፍ ብከመይ ክረኪባ ይኪኢል

    • @Fnoteabewmedia
      @Fnoteabewmedia  Рік тому

      ኣሜሪካ / ካናዳ America/Canada
      🇺🇸 ዳዊት ተወልደ ( ኣሜሪካ) = +1 (510) 4249706 🇺🇸🇺🇸🇺🇸
      🇺🇸 ገነት ጸሃየ (ኣሜሪካ) =+1 (714) 3984119🇺🇸
      🇺🇸 ኣሌክስ (ላስ ቬጋስ፣ ኣሜሪካ) = +1 (702) 931-8842 🇺🇸🇺🇸🇺🇸
      🇺🇸ይርገኣለም (መሪላንድ፣ ኣሜሪካ ) = 301 768 6931 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸
      🇺🇸መብራት (መሪላንድ፣ ኣሜሪካ ) = +124 0707 4846 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸
      🇺🇸ሳባ (መሪላንድ ፣ኣሜሪካ ) = +170 3244 8189 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸
      🇺🇸 ይርጋ ( ዋሺንግቶን ዲሲ ኣሜሪካ ) = 301 357 5047 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸
      🇺🇸 ሉችያ ሃድጉ (ኣሜሪካ ሜኖሶታ ኣከባቢ) = 6125174882 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸
      🇺🇸 ድ/ን ክብረኣብ ምሕረታኣብ ( ኣሜሪካ) = 206-883-8633 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸
      🇺🇸 ድ/ን መሓረና በርሀ ( ኣሜሪካ) = 206-734-2830 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸
      🇺🇸 ድ/ን ነጸረኣብ ( ኣሜሪካ) = +1 (206) 771-9596 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸
      🇨🇦 ዮናታን ሃይልሽ (ካናዳ) = +1 (437) 238-1223 🇨🇦🇨🇦🇨🇦
      🇨🇦 ዮርዳኖስ (ካናዳ) = 226 606 0819 🇨🇦 🇨🇦 🇨🇦
      🇨🇦 ኢለና ግብረይሕደጎ (ካናዳ) = +1 (519) 571-1186 (WhatsApp) 🇨🇦🇨🇦🇨🇦
      🇨🇦 ትበርህ ( ካናዳ ) = +1 (204) 558-1216 🇨🇦🇨🇦🇨🇦
      🇦🇺 ቢኒያም ፍስሃየ (ኣውስትራልያ) = +61411604016 🇦🇺🇦🇺🇦🇺
      🇳🇿ኣክበረት ተስፎም (ኒውዚላንድ) = +64 22 573 7076 🇳🇿🇳🇿🇳🇿
      ኣ ውሮጳ / Europe
      🇬🇧 ገነት ዮውሃንስ( እንግሊዝ) = +4479 30571780 🇬🇧🇬🇧🇬🇧
      🇬🇧 ኣብርሃም ገብረኪዳን ( እንግሊዝ) = +447380384234 🇬🇧🇬🇧🇬🇧
      🇬🇧 ሚለን ( እንግሊዝ በርምንግሃም) = 00447735555061 🇬🇧🇬🇧🇬🇧
      🇬🇧 ሳሙኤል ሰለሞን (እንግሊዝ) = +44 7305305296. 🇬🇧🇬🇧🇬🇧
      🇬🇧 ኣበባ ገብረስላሴ (እንግሊዝ) = + 4479 60493807. 🇬🇧🇬🇧🇬🇧
      🇬🇧 Helen Selomun 07939062473 Liverpool UK 🇬🇧 🇬🇧 🇬🇧
      🇩🇪 ሙሴ ገብረመድህን (ጀርመን) = +49 1621744593 🇩🇪🇩🇪🇩🇪
      🇵🇾 ሲንዳ ኤልያስ (ሆላንድ) = +31 612316999 🇵🇾🇵🇾🇵🇾
      🇵🇾 ሃብቱ ሃይለ (ሆላንድ) = +31 685522165 🇵🇾🇵🇾🇵🇾
      🇸🇪 መርሃዊ ብርሃነ(ስዊድን)= +467 6925 7640 🇸🇪🇸🇪🇸🇪
      🇸🇪 ሃና = +460705430888 / +46727330611 🇸🇪🇸🇪🇸🇪
      🇸🇪 ዳኒኤል ገብረስላሴ (ስዊድን) = +46 739293032 🇸🇪🇸🇪🇸🇪
      🇸🇪 ኤልሳ (ስዊድን) = 0722932199 🇸🇪🇸🇪🇸🇪
      🇳🇴 ዲ/ን ፍሰሃጽዮን ተክለ (ነርወይ) = 004745555906 🇳🇴🇳🇴🇳🇴
      🇳🇴 ኣዜብ የማነ (ነርወይ) = 004794882699 🇳🇴🇳🇴🇳🇴
      🇳🇴 መሰረት ሓድጉ (ኖርወይ)= 004797377772 🇳🇴🇳🇴🇳🇴
      🇳🇴 ስምረት መሓሪ (ኖርወይ)= 004740956187 🇳🇴🇳🇴🇳🇴
      🇳🇴 ሓጎስ ምስግና (ኖርወይ) = O04746511090 🇳🇴🇳🇴🇳🇴
      🇬🇷 ንግስቲ ገብረየሱስ (ግሪኽ) 00306943255761 🇬🇷 🇬🇷 🇬🇷
      🇮🇹 ኣስመረት መልኣከ (ጥልያን) = +393473190104 🇮🇹🇮🇹🇮🇹
      🇮🇹 ኣኪለ ሓጎስ (ጥልያን) = 012393773471377 🇮🇹🇮🇹🇮🇹
      🇫🇷 ግርማይ በርሀ (ፈረንሳ) = +33751039818 🇫🇷🇫🇷🇫🇷
      🇫🇷አደይ ለታይ ገብረክርስቶስ (ፍረንሳ) = +33 6 48 38 37 31 🇫🇷🇫🇷🇫🇷
      🇩🇰መብራት ሃይለ (ዴንማርክ): +45 71608767 ወይ 004571403851 🇩🇰 🇩🇰 🇩🇰
      🇨🇭ጸጋ ባህታ (ስዊዝረላንድ): 0765272546🇨🇭🇨🇭🇨🇭
      🇨🇭 ኢዮብ ተፈሪ (ስዊዝረላንድ ጀኔቫ ): +41 76 560 85 23🇨🇭🇨🇭🇨🇭
      🇧🇪 ምሕረት ተስፋይ (ቤልጁም) = +32465706082 🇧🇪 🇧🇪 🇧🇪
      🇧🇪 ኢሳያስ ክንፈ (ቤልጁም) = +32467765342 🇧🇪 🇧🇪 🇧🇪
      ዓዲ ዓረብ / Arab countries
      🇦🇪 ሳራ (ዱባይ) = +971 56 292 0451 🇦🇪🇦🇪🇦🇪🇦🇪
      🇮🇱ኣብርሃም (እስራኤል) = + 972 549 054 355 🇮🇱.🇮🇱.🇮🇱.
      🇮🇱 ዳኒኤል ተኸስተ(እስራኤል): +972 556896256 🇮🇱.🇮🇱.🇮🇱.
      🇸🇦 ኣልጋነሽ (ስዑዲ): +966 532033725 🇸🇦.🇸🇦🇸🇦
      🇸🇦 ጸጋይ ኣርኣያ(ስዑዲ): +966 508387148 🇸🇦.🇸🇦🇸🇦
      🇸🇦 ትርሓስ (ርያድ/ ስዑዲ) +966 532557304 🇸🇦.🇸🇦🇸🇦
      🇸🇦 ጸጋ (ርያድ ስዑዲ ): +966 558521773 🇸🇦.🇸🇦🇸🇦
      🇶🇦 ሽሻይ ኪዳነማርያም (ዶሃ ቀጠር) +97455126196 🇶🇦 🇶🇦 🇶🇦
      🇰🇼 ይርጋኣለም (Kuwait) = 0096590962066 🇰🇼 🇰🇼🇰🇼
      ኣፍሪቃ / Africa
      🇦🇴 ፌሩዝ ገብረትንሳኤ (ኣንጎላ) +244 936 734 431 🇦🇴🇦🇴🇦🇴
      🇪🇹 ኣባ ኤፍሬም (ቤ/ ክ መስቀለ ክርስቶስ ማዕቢኖ): +251 910450052 🇪🇹🇪🇹🇪🇹

  • @afewerkiwoldeslassie1727
    @afewerkiwoldeslassie1727 Рік тому +6

    ናይ ሎሚ መግለጺ ንዓና ኦርቶዶክስ ዓቢ ዓቢ መልእኽቲ ኣመሓላሊፍክልና ኣምላኽ ይባርኸኪ መንገድን ሓቅን ሂወትን ብዘይ ኢየሱስ ክርስቶስ ብኻልእ የለን ጸሎት ሃይማኖት ውን ነዚ ሓቂ ኢዩ ዝገልጽ ንኣውተከ እዝግዮ ጸሎት ውን ነዚ ሓቂ ኢዩ ዝገልጽ ሓደራ ህዝበይ

  • @mebrahtutekeste1170
    @mebrahtutekeste1170 Рік тому

    ቃልሂወት የስመዓልና ሓፍትና ኣገልጋሊት ኣጸደን መምህር ካሳሁንን

  • @tsigearaya4242
    @tsigearaya4242 Рік тому

    🙏ቃለ ሂወት የስማልና ኩሉ ብኣርኣያ ስላሴ ዝተፈጥረ ክሕገዝ ኣለዋ ግን ክኣ ካበኡ ናበኡ ቀዳምነት ዝባሃል ነገር ኣሎ 😍

  • @bahrangrmay9524
    @bahrangrmay9524 Рік тому +4

    ቃል ህወት የስማኣልና።ናይ በሓቅ ደስ ዝብ ዘረባኪ ኩሉ ግዜ ኢንተርቭ ኢንተ ተገብሪ ከንደይ ደስ መበለና።ገታዊን ዓቢ ሰብ የቅነልና ቡሩክ ሰብ ኢኻ።ኩሉ ግዜ ህዝብካ ከምዚ ገርካ ንሰብ መጽንናዕ ቲገብሮ ዘለካ ኣምላኪ ዓስብካ የሃብካ❤❤❤❤❤

  • @fuch9239
    @fuch9239 Рік тому

    ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ

  • @ወለተመድህን-ደ1ጐ
    @ወለተመድህን-ደ1ጐ Рік тому +3

    አፀዱ ብርክቲ ሀህፍትና አነ ንዘይግባአኒ ነዚ በረከት ክሳተፍ በአኪ ጌይሩ ንዝገበረኒ አምላከ ቅዱሳን ይመሰገን ። እግዚአብሔር ብርክቲ ሀፍተይ ገነት ( ገንዬ መዓረይ ብርክቲ ቅኑዕ ዝኮነት ሀፍተይ እዚ ክሳተፍ አመሰግንለይ

  • @ራሄልጓልተዋህዶ

    እግዝኣብሔር ይመስገን ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዐልና 🙏❤

  • @ወለተመድህን-ደ1ጐ
    @ወለተመድህን-ደ1ጐ Рік тому +5

    ክቡራት የህዋትና እንኳዕ በሰላም መፃኩም ። አሜን ። ብርክቲ ሀፍትና አፀዱ መዓረይ ብጣዓሚ ናፊቅናኪ ኔርና እግዚአብሔር ይመሰገን ።❤ እድመን ጥዕናን
    ይሀብኪ አምላከ ቅዱስ አባ ዘወንጌል ❤

  • @ድንግልሆይየተሰበረልቤጠግ

    እግዚአብሔር ይመስገን ኩቡር መምህርና እንኳዕ በሰላም መጻእኹም❤

  • @rozinaabraha7720
    @rozinaabraha7720 Рік тому

    አሜን አሜን አሜን ፀሎት ቅዱሳን አቦታትና አይፈለየና

  • @zainazaina2750
    @zainazaina2750 Рік тому +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን እንኳዕ ሰላም መፃኩም ልእል እግዝኣብሔር ይመስገን ክውራት ናይ ልእል እግዝኣብሔር ኣፍቀርቲ

  • @freweinitekle9179
    @freweinitekle9179 Рік тому

    ቃል ሂወት የስማዓል ክብርቲ ሓፋትና ቃልኪ ክሰምዕ ደስዩ ዝብለኒ ሓውና ከሳሁን ድማ ኣምላኽ እስራኤል ምሳካ ይኹን የቀንየልና።

  • @tedroshabtemichael6013
    @tedroshabtemichael6013 Рік тому +2

    ሰላም ኩቡራት ይሕዋት እግዛኣቤሔር ጰጉኡ የብዛሓልኩም። ቃለ ህወት የስማኣልና።

  • @andomyakob8645
    @andomyakob8645 Рік тому +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ጸጉኡ የብዝሓልኩም ብሩካት ።

  • @samer-wh6rk
    @samer-wh6rk Рік тому

    ክብርቲ ኣዴና &መምህር ካሳህን ሓወይ እንካዕ ብሰላም መፅእኩም❤❤

  • @zainazaina2750
    @zainazaina2750 Рік тому +1

    እንኳዕ ሰላም መፃኩንልና ክብርቲ ሓፍተና ኣጸደ ገብረመድህን በረከት የብዘሐልኪ

  • @abrahamrezene8692
    @abrahamrezene8692 Рік тому +1

    Amen kale hiwet yesmealna amlaki xegu yebzhalkum

  • @GabrielNaizgi-on3tc
    @GabrielNaizgi-on3tc Рік тому

    ቃለ ህይወት የስምዓልና ኣብ ጣልያን ብኸመይ ንረኽባ

  • @aishaa810
    @aishaa810 Рік тому +3

    አግዚአብሔር ይመሰገን ❤❤❤❤⛪❤❤❤❤

  • @zewidibuxamlak5730
    @zewidibuxamlak5730 Рік тому +1

    ካሳሁን ሓወይ ናይባሓቂ ኣምላክ ርጋኣት ያሃብካ ኣረጋጊእኻና ብሕጂ ውን ኣይትድኸም እቲ ተሪፉ ዘሎ ሕቶታት ኣብ ቀዛሊ ክትምለሰና ነዚ ባኣስመራ ዝብሃል ሲኖደስ ዝብሉዎ ኣስፊሓ ክተረጋጋኣና ትኽእልያ ብጸሎታ

  • @gebreyesusberakishewit5334
    @gebreyesusberakishewit5334 Рік тому +1

    Amen amen amen kalehiwet yesmalna kbrti adiena 🙏🙏🙏

  • @Fekarkun
    @Fekarkun Рік тому +3

    ብርኽቲ ሓፍትና ንጻማ ይግበረልኪ🙏

  • @sofiateklezgi1832
    @sofiateklezgi1832 Рік тому

    ትክክል 😢😢😢😢😢 የድሕነና ፈጣር እግዚኦ❤❤❤❤❤

  • @ኣሱጋልትግራይ
    @ኣሱጋልትግራይ Рік тому +2

    እንቃዕ ሰላም መፃኩም ስድራ እግዚአብሔር ኣምላኽ ብሓቂ ስለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን ኣምላኽ ኩልሻብ ሰናይ ይገብረልና እዩ ተመስገን ኣምላኽ ክብርቲ ኣዴና ብጾሎትኪ ሕሰብና ጋል እመብርሃነይ ክብር መምህርና ለ የቀንየልና 🙏❤️

  • @sarbean4827
    @sarbean4827 Рік тому

    🙏🙏🙏🤲🤲🤲🤲ብሓቂ ቃል ህወት የስመዐልና

  • @Meaza.Gezae100
    @Meaza.Gezae100 Місяць тому

    Amen amen amen kal hiwet yesmealna ab tseletki zekrna brkiti haftna❤❤❤❤❤❤

  • @simret.bereket6400
    @simret.bereket6400 Рік тому

    እንቋዕ ብሰላም መጻእካ፡በጃኻ ኩሉ ግዜ ነዚኣ ብርኽቲ ሰበይቲ ኣብጻኣልና፡ብዙሕ ምስጢር ኣለዋ እግዚኣብሔር ዝዓደላ።

  • @ድንግልማርያምያዋሕሰይ

    ናይ ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዓልና

  • @sabagebru6850
    @sabagebru6850 Рік тому +1

    Amen 🤲 🤲🤲Egizabhr Amilake yemasegan 🤲🤲🤲

  • @user-hiwen
    @user-hiwen Рік тому

    እግዚኣብሔር ይመሰግን ኣንኻዕ ብሰላም ምፃኣኽን ክብርት ኣዴና❤️❤️❤️

  • @biemnethidru5182
    @biemnethidru5182 Рік тому

    ብሓቂ ደስ ዘበል ዩ ቃለ ሂወት የስመዓልና

  • @ሸዊት-ትግራይ
    @ሸዊት-ትግራይ Рік тому

    Amen amen amen behaki kale hiwet yesmealna kubur memhrna 🙏 khrti adena🙏✝️⛪

  • @otcanful
    @otcanful Рік тому

    እግዚኣብሔር ኣምላኽ እመስገን። ካብ ኣጸደ ሓፍትናገ ብዝሕ ኢና ተማሂርና።

  • @simonberhe-c8z
    @simonberhe-c8z Рік тому

    Kale hiwet yesmelna kbrti weladina
    Des zebl ab lbena yehderelna fqri ablbena. Yehdrelna entay emo senemgbar abina amlak yrdeana Amen❤❤❤

  • @ጓልዓጋመእየ
    @ጓልዓጋመእየ Рік тому

    ቃለሂወት የስመዓልና ብሓቂ ጡዑም ትምህርቲ

  • @azebhbtemaryam5176
    @azebhbtemaryam5176 Рік тому +1

    Temesgen Amlak degmna zreanaki Axedeteyy ❤❤❤❤

  • @hymiyoutubechanel6651
    @hymiyoutubechanel6651 Рік тому

    እሰይ ክብርቲ ወላዲትና እንኳዕ ብሰላም መጻኽን❤❤❤❤መምህርየይ ብጣዕሚ ዝፎትወኩም❤

  • @rutamengistaeb9517
    @rutamengistaeb9517 Рік тому

    Amen amen amen edmenn teannn yehbukumi kali hiwet yesmelina hawun kasahun haftena axede

  • @ntshtieseyas2409
    @ntshtieseyas2409 Рік тому +1

    Kal hiwet yesmelna Astde hftey❤

  • @faysalksa7864
    @faysalksa7864 Рік тому +3

    ብዝወፀ ይትከአልኩም ሰናይ ሰራሕ ክንደይ ደስ ይብል🙏

  • @ggt620
    @ggt620 Рік тому +1

    ወ/ሮ ኣፀደ እንቋዕ ድምጽኺ አስመዓና እግዚአብሔር አምላኽ 🙏

  • @genettedla4209
    @genettedla4209 Рік тому +2

    Thank you for beautiful program 🙏🙏🙏

  • @tesfalemhabtom4170
    @tesfalemhabtom4170 Рік тому

    ቃለ ሂይውርይ የስምዓልና ! ኣምላኽ ይባርኽኩም !!!❤🎉❤🎉❤🎉❤

  • @lemlemrezene8636
    @lemlemrezene8636 Рік тому +1

    Kalehewt yesmalna zehawe zehfte behqi gezabeher yeqre yeblelna 🙏🙏🙏🙏🤲🤲🤲⛪⛪⛪❤❤❤💐💐💐

  • @ጽዮነይ-ቨ7ነ
    @ጽዮነይ-ቨ7ነ Рік тому

    ኣሜን ቃለ ሂይወት የስመዓልና ምምህር ካሳሁን ሓውና ከመኡ ውን ኣዴና ኣገልጋሊት ኣጸደ ኣነስ ብጣዕሚ አየ ዝደሊ ክገዛ ነዛ መጽሃፍ ግን ዕቅሚ ሓጺሩኒ ፈጣሪ እንተፈቂድዎ ሓደ መዓልቲ ተስፋ ይገብር ክረክባ

    • @yrgazekarias8861
      @yrgazekarias8861 Рік тому

      ኣድራሻ ስደድለይ ክሰደልኪ ክፍትን

  • @maazahaile5641
    @maazahaile5641 Рік тому

    Amen Amen Amen kale hiwet yesmealna Selam Kubur memhrna kasahun ms haftna Axede zekrebkayo tekami astemhro zehabeto ab lbonena yhdrelna Amen ❤❤❤❤❤

  • @n.g.7977
    @n.g.7977 Рік тому +4

    Amlak ybarka kasahun hawna,nAtsede haftna gal zom qudusan getsa zrana Amlak ymesgen Amlak ybarkum nkulkum❤🙏

  • @WdaseWeldegergis
    @WdaseWeldegergis Рік тому

    Amen anen amen kalehiwet yesmalna axede hawtna

  • @zewidibuxamlak5730
    @zewidibuxamlak5730 Рік тому

    ኣሜን ኣጸደ ኣዴናን ሓፍትናን ቃለሂወት የስማዓልና ጸጋኡ የብዝሓልኪ ጽውሎትኪ ይርዳኣና

  • @samuelfissahaye2242
    @samuelfissahaye2242 Рік тому

    Thank you Kasahun hawna. Btaemi ena nemesgn

  • @rughbsnsngusbsj6668
    @rughbsnsngusbsj6668 Рік тому

    አሰይ ሰለ ኩሉ ነገረ ተመሰገን አምላክ

  • @tigestsemereab7880
    @tigestsemereab7880 Рік тому

    ቃለ ህይወት የስማዐልና ኩቡራት የሕዋት

  • @teklele8442
    @teklele8442 Рік тому +2

    እካእ ደሐን መፀኪ ሐፉትና❤❤❤

  • @edeneden889
    @edeneden889 Рік тому

    ቃለ ሂወት ይስመዓልና ኣጸደ ሓፍትና ብሓቂ ብርክቲ ኣደ እግዝኣቢሄር ዕዱመን ጥዕናን ይሃብኪ

  • @yorsyosief6807
    @yorsyosief6807 Рік тому

    Amen qale hiwet yesmalna kbrti adiena ,kubur memhrey Egziabhier edmen tenann yhabkum 🙏🙏🙏

  • @sarbean4827
    @sarbean4827 Рік тому +1

    ተመሰገን ብጣዓሚ ዝፈትዎም ሰባት ዝራኣኩሙ ዳሃይኩሙ ኣይትሓባእ❤❤❤❤❤❤

  • @kesetegeresus3121
    @kesetegeresus3121 11 місяців тому

    Eza meshaf ab addis be tigrina senaya tehababeruni ba bejakum 🙏🏼🙏🏼🙏🏼

  • @solomuntekae2648
    @solomuntekae2648 Рік тому

    ኣሜን ቃለ ህወት የስማዓልና ኣምላኽ ጸግኡ የብዛሓልኩም

  • @The_Goat-vini
    @The_Goat-vini Рік тому +1

    እንኮዕ ብሰላም መጻኩም ክብራት ብጣኣሚ ደስ ዝብል ቂል ሂወት ይስማና

  • @simonkifleyesus3929
    @simonkifleyesus3929 Рік тому

    ልዑል እግዚኣብሔር ጎይታ ሰራዊት ይኽበር ይመስገን ።

  • @sameralol3448
    @sameralol3448 Рік тому +1

    እንኳዕ ብሰላም መጸኡኩም ኣደናዉን እንኳዕ ብሰላም መጽእኪ ንፍቅ ኣብልኪ

  • @abebeseyoumdesalegn8154
    @abebeseyoumdesalegn8154 Рік тому

    ስላም ጤና ይስጥልን ቃለ ምልልሱ
    በአማርኛ ቢተረጎም
    አመሰግናለሁ

  • @medhanietewelde7416
    @medhanietewelde7416 Рік тому +1

    እንቃዕ ብሰላም ተመለስክና ኣዴና ኣጸደ ጸላኢኺ ይጸረፍ ነዓኺ ደኣ እንታይ ዘጽርፍ ትብሪ ኣለኪ ብጀካ ዝነኣድ እግዚኣብሄር ነዓኽን ንደቅኽን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ጸግኡ የብዝሓልኪ።

  • @tyvg1359
    @tyvg1359 Рік тому

    ቃለ ህይወት የስመዐልና❤❤❤

  • @hanstekia942
    @hanstekia942 Рік тому +1

    ኢንቃዕ ብሰላም መጸኣኪ ዓጸደ ሓፍትና

  • @aberhtferede9838
    @aberhtferede9838 Рік тому

    Kal hiwet yesmealna adena axede nay bhaqi kab Mar welela ztame kudus qal adimen tanan yhabki fetari❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @HhHh-qw5tr
    @HhHh-qw5tr Рік тому +1

    ቃልህውተ ይሰመዐልንመምህራን እግዚአብሔር ይሓገዝ አዳን ዕፀዳ በራክቱ ናይአቦና አይፈልያን አሜን

  • @fusfv877
    @fusfv877 Рік тому

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🤲🤲🤲

  • @kulusebukulusebu7588
    @kulusebukulusebu7588 Рік тому

    Amen (3) admen tanan yahabekum.fetari alem ✝️❤