''ዕላል ምስ ኣገልጋሊት ወ/ሮ ኣጸደ ፣ ናይ መንፈስ ጓሎም ንኣባ ዘወንጌል'' (5ይ ክፋል)

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 26 лис 2024
  • ኣሜሪካ / ካናዳ America/Canada
    🇺🇸 ዳዊት ተወልደ ( ኣሜሪካ) = +1 (510) 4249706 🇺🇸🇺🇸🇺🇸
    🇺🇸 ገነት ጸሃየ (ኣሜሪካ) =+1 (714) 3984119🇺🇸
    🇺🇸 ኣሌክስ (ላስ ቬጋስ፣ ኣሜሪካ) = +1 (702) 931-8842 🇺🇸🇺🇸🇺🇸
    🇺🇸ይርገኣለም (መሪላንድ፣ ኣሜሪካ ) = 301 946 1605 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸
    🇺🇸መብራት (መሪላንድ፣ ኣሜሪካ ) = +124 0707 4846 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸
    🇺🇸ሳባ (መሪላንድ ፣ኣሜሪካ ) = +170 3244 8189 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸
    🇺🇸 ይርጋ ( ዋሺንግቶን ዲሲ ኣሜሪካ ) = 301 357 5047 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸
    🇺🇸 ሉችያ ሃድጉ (ኣሜሪካ ሜኖሶታ ኣከባቢ) = 6125174882 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸
    🇺🇸 ድ/ን ክብረኣብ ምሕረታኣብ ( ኣሜሪካ) = 206-883-8633 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸
    🇺🇸 ድ/ን መሓረና በርሀ ( ኣሜሪካ) = 206-734-2830 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸
    🇺🇸 ድ/ን ነጸረኣብ ( ኣሜሪካ) = +1 (206) 771-9596 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸
    🇨🇦 ዮናታን ሃይልሽ (ካናዳ) = +1 (437) 238-1223 🇨🇦🇨🇦🇨🇦
    🇨🇦 ኢለና ግብረይሕደጎ (ካናዳ) = + 1 (519) 580-1842 🇨🇦🇨🇦🇨🇦
    🇨🇦 ዮርዳኖስ (ካናዳ) = 226 606 0819 🇨🇦 🇨🇦 🇨🇦
    🇦🇺 ቢኒያም ፍስሃየ (ኣውስትራልያ) = +61411604016 🇦🇺🇦🇺🇦🇺
    🇳🇿ኣክበረት ተስፎም (ኒውዚላንድ) = +64 22 573 7076 🇳🇿🇳🇿🇳🇿
    ኣ ውሮጳ / Europe
    🇬🇧 ገነት ዮውሃንስ( እንግሊዝ) = +4479 30571780 🇬🇧🇬🇧🇬🇧
    🇬🇧 ኣብርሃም ገብረኪዳን ( እንግሊዝ) = +447380384234 🇬🇧🇬🇧🇬🇧
    🇬🇧 ሚለን ( እንግሊዝ በርምንግሃም) = 00447735555061 🇬🇧🇬🇧🇬🇧
    🇬🇧 ሳሙኤል ሰለሞን (እንግሊዝ) = +44 7305305296. 🇬🇧🇬🇧🇬🇧
    🇬🇧 ኣበባ ገብረስላሴ (እንግሊዝ) = + 4479 60493807. 🇬🇧🇬🇧🇬🇧
    🇩🇪 ሙሴ ገብረመድህን (ጀርመን) = +49 1621744593 🇩🇪🇩🇪🇩🇪
    🇵🇾 ሲንዳ ኤልያስ (ሆላንድ) = +31 612316999 🇵🇾🇵🇾🇵🇾
    🇵🇾 ሃብቱ ሃይለ (ሆላንድ) = +31 685522165 🇵🇾🇵🇾🇵🇾
    🇸🇪 መርሃዊ ብርሃነ(ስዊድን)= +467 6925 7640 🇸🇪🇸🇪🇸🇪
    🇸🇪 ሃና = +460705430888 / +46727330611 🇸🇪🇸🇪🇸🇪
    🇸🇪 ዳኒኤል ገብረስላሴ (ስዊድን) = +46 739293032 🇸🇪🇸🇪🇸🇪
    🇸🇪 ኤልሳ (ስዊድን) = 0722932199 🇸🇪🇸🇪🇸🇪
    🇳🇴 ዲ/ን ፍሰሃጽዮን ተክለ (ነርወይ) = 004745555906 🇳🇴🇳🇴🇳🇴
    🇳🇴 ኣዜብ የማነ (ነርወይ) = 004794882699 🇳🇴🇳🇴🇳🇴
    🇳🇴 መሰረት ሓድጉ (ኖርወይ)= 004797377772 🇳🇴🇳🇴🇳🇴
    🇳🇴 ስምረት መሓሪ (ኖርወይ)= 004740956187 🇳🇴🇳🇴🇳🇴
    🇳🇴 ሓጎስ ምስግና (ኖርወይ) = O04746511090 🇳🇴🇳🇴🇳🇴
    🇬🇷 ንግስቲ ገብረየሱስ (ግሪኽ) 00306943255761 🇬🇷 🇬🇷 🇬🇷
    🇮🇹 ኣስመረት መልኣከ (ጥልያን) = +393473190104 🇮🇹🇮🇹🇮🇹
    🇮🇹 ኣኪለ ሓጎስ (ጥልያን) = 012393773471377 🇮🇹🇮🇹🇮🇹
    🇫🇷 ግርማይ በርሀ (ፈረንሳ) = +33751039818 🇫🇷🇫🇷🇫🇷
    🇫🇷አደይ ለታይ ገብረክርስቶስ (ፍረንሳ) = +33 6 48 38 37 31 🇫🇷🇫🇷🇫🇷
    🇩🇰መብራት ሃይለ (ዴንማርክ): +45 71608767 ወይ 004571403851 🇩🇰 🇩🇰 🇩🇰
    🇨🇭ጸጋ ባህታ (ስዊዝረላንድ): 0765272546🇨🇭🇨🇭🇨🇭
    🇨🇭 ኢዮብ ተፈሪ (ስዊዝረላንድ ጀኔቫ ): +41 76 560 85 23🇨🇭🇨🇭🇨🇭
    🇧🇪 ምሕረት ተስፋይ (ቤልጁም) = +32465706082 🇧🇪 🇧🇪 🇧🇪
    🇧🇪 ኢሳያስ ክንፈ (ቤልጁም) = +32467765342 🇧🇪 🇧🇪 🇧🇪
    ዓዲ ዓረብ / Arab countries
    🇦🇪 ሳራ (ዱባይ) = +971 56 292 0451 🇦🇪🇦🇪🇦🇪🇦🇪
    🇮🇱ኣብርሃም (እስራኤል) = + 972 549 054 355 🇮🇱.🇮🇱.🇮🇱.
    🇮🇱 ዳኒኤል ተኸስተ(እስራኤል): +972 556896256 🇮🇱.🇮🇱.🇮🇱.
    🇸🇦 ኣልጋነሽ (ስዑዲ): +966 532033725 🇸🇦.🇸🇦🇸🇦
    🇸🇦 ጸጋይ ኣርኣያ(ስዑዲ): +966 508387148 🇸🇦.🇸🇦🇸🇦
    🇸🇦 ትርሓስ (ርያድ/ ስዑዲ) +966 532557304 🇸🇦.🇸🇦🇸🇦
    🇸🇦 ጸጋ (ርያድ ስዑዲ ): +966 558521773 🇸🇦.🇸🇦🇸🇦
    🇶🇦 ሽሻይ ኪዳነማርያም (ዶሃ ቀጠር) +97455126196 🇶🇦 🇶🇦 🇶🇦
    🇰🇼 ይርጋኣለም (Kuwait) = 0096590962066 🇰🇼 🇰🇼🇰🇼
    ኣፍሪቃ / Africa
    🇦🇴 ፌሩዝ ገብረትንሳኤ (ኣንጎላ) +244 936 734 431 🇦🇴🇦🇴🇦🇴
    🇪🇹 ኣባ ኤፍሬም (ቤ/ ክ መስቀለ ክርስቶስ ማዕቢኖ): +251 910450052 🇪🇹🇪🇹🇪🇹

КОМЕНТАРІ • 297

  • @Fnoteabewmedia
    @Fnoteabewmedia  3 роки тому +16

    ኣሜሪካ / ካናዳ America/Canada
    🇺🇸 ዳዊት ተወልደ ( ኣሜሪካ) = +1 (510) 4249706 🇺🇸🇺🇸🇺🇸
    🇺🇸 ገነት ጸሃየ (ኣሜሪካ) =+1 (714) 3984119🇺🇸
    🇺🇸 ኣሌክስ (ላስ ቬጋስ፣ ኣሜሪካ) = +1 (702) 931-8842 🇺🇸🇺🇸🇺🇸
    🇺🇸ይርገኣለም (መሪላንድ፣ ኣሜሪካ ) = 301 946 1605 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸
    🇺🇸መብራት (መሪላንድ፣ ኣሜሪካ ) = +124 0707 4846 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸
    🇺🇸ሳባ (መሪላንድ ፣ኣሜሪካ ) = +170 3244 8189 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸
    🇺🇸 ይርጋ ( ዋሺንግቶን ዲሲ ኣሜሪካ ) = 301 357 5047 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸
    🇺🇸 ሉችያ ሃድጉ (ኣሜሪካ ሜኖሶታ ኣከባቢ) = 6125174882 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸
    🇺🇸 ድ/ን ክብረኣብ ምሕረታኣብ ( ኣሜሪካ) = 206-883-8633 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸
    🇺🇸 ድ/ን መሓረና በርሀ ( ኣሜሪካ) = 206-734-2830 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸
    🇺🇸 ድ/ን ነጸረኣብ ( ኣሜሪካ) = +1 (206) 771-9596 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸
    🇨🇦 ዮናታን ሃይልሽ (ካናዳ) = +1 (437) 238-1223 🇨🇦🇨🇦🇨🇦
    🇨🇦 ኢለና ግብረይሕደጎ (ካናዳ) = + 1 (519) 580-1842 🇨🇦🇨🇦🇨🇦
    🇨🇦 ዮርዳኖስ (ካናዳ) = 226 606 0819 🇨🇦 🇨🇦 🇨🇦
    🇦🇺 ቢኒያም ፍስሃየ (ኣውስትራልያ) = +61411604016 🇦🇺🇦🇺🇦🇺
    🇳🇿ኣክበረት ተስፎም (ኒውዚላንድ) = +64 22 573 7076 🇳🇿🇳🇿🇳🇿
    ኣ ውሮጳ / Europe
    🇬🇧 ገነት ዮውሃንስ( እንግሊዝ) = +4479 30571780 🇬🇧🇬🇧🇬🇧
    🇬🇧 ኣብርሃም ገብረኪዳን ( እንግሊዝ) = +447380384234 🇬🇧🇬🇧🇬🇧
    🇬🇧 ሚለን ( እንግሊዝ በርምንግሃም) = 00447735555061 🇬🇧🇬🇧🇬🇧
    🇬🇧 ሳሙኤል ሰለሞን (እንግሊዝ) = +44 7305305296. 🇬🇧🇬🇧🇬🇧
    🇬🇧 ኣበባ ገብረስላሴ (እንግሊዝ) = + 4479 60493807. 🇬🇧🇬🇧🇬🇧
    🇩🇪 ሙሴ ገብረመድህን (ጀርመን) = +49 1621744593 🇩🇪🇩🇪🇩🇪
    🇵🇾 ሲንዳ ኤልያስ (ሆላንድ) = +31 612316999 🇵🇾🇵🇾🇵🇾
    🇵🇾 ሃብቱ ሃይለ (ሆላንድ) = +31 685522165 🇵🇾🇵🇾🇵🇾
    🇸🇪 መርሃዊ ብርሃነ(ስዊድን)= +467 6925 7640 🇸🇪🇸🇪🇸🇪
    🇸🇪 ሃና = +460705430888 / +46727330611 🇸🇪🇸🇪🇸🇪
    🇸🇪 ዳኒኤል ገብረስላሴ (ስዊድን) = +46 739293032 🇸🇪🇸🇪🇸🇪
    🇸🇪 ኤልሳ (ስዊድን) = 0722932199 🇸🇪🇸🇪🇸🇪
    🇳🇴 ዲ/ን ፍሰሃጽዮን ተክለ (ነርወይ) = 004745555906 🇳🇴🇳🇴🇳🇴
    🇳🇴 ኣዜብ የማነ (ነርወይ) = 004794882699 🇳🇴🇳🇴🇳🇴
    🇳🇴 መሰረት ሓድጉ (ኖርወይ)= 004797377772 🇳🇴🇳🇴🇳🇴
    🇳🇴 ስምረት መሓሪ (ኖርወይ)= 004740956187 🇳🇴🇳🇴🇳🇴
    🇳🇴 ሓጎስ ምስግና (ኖርወይ) = O04746511090 🇳🇴🇳🇴🇳🇴
    🇬🇷 ንግስቲ ገብረየሱስ (ግሪኽ) 00306943255761 🇬🇷 🇬🇷 🇬🇷
    🇮🇹 ኣስመረት መልኣከ (ጥልያን) = +393473190104 🇮🇹🇮🇹🇮🇹
    🇮🇹 ኣኪለ ሓጎስ (ጥልያን) = 012393773471377 🇮🇹🇮🇹🇮🇹
    🇫🇷 ግርማይ በርሀ (ፈረንሳ) = +33751039818 🇫🇷🇫🇷🇫🇷
    🇫🇷አደይ ለታይ ገብረክርስቶስ (ፍረንሳ) = +33 6 48 38 37 31 🇫🇷🇫🇷🇫🇷
    🇩🇰መብራት ሃይለ (ዴንማርክ): +45 71608767 ወይ 004571403851 🇩🇰 🇩🇰 🇩🇰
    🇨🇭ጸጋ ባህታ (ስዊዝረላንድ): 0765272546🇨🇭🇨🇭🇨🇭
    🇨🇭 ኢዮብ ተፈሪ (ስዊዝረላንድ ጀኔቫ ): +41 76 560 85 23🇨🇭🇨🇭🇨🇭
    🇧🇪 ምሕረት ተስፋይ (ቤልጁም) = +32465706082 🇧🇪 🇧🇪 🇧🇪
    🇧🇪 ኢሳያስ ክንፈ (ቤልጁም) = +32467765342 🇧🇪 🇧🇪 🇧🇪
    ዓዲ ዓረብ / Arab countries
    🇦🇪 ሳራ (ዱባይ) = +971 56 292 0451 🇦🇪🇦🇪🇦🇪🇦🇪
    🇮🇱ኣብርሃም (እስራኤል) = + 972 549 054 355 🇮🇱.🇮🇱.🇮🇱.
    🇮🇱 ዳኒኤል ተኸስተ(እስራኤል): +972 556896256 🇮🇱.🇮🇱.🇮🇱.
    🇸🇦 ኣልጋነሽ (ስዑዲ): +966 532033725 🇸🇦.🇸🇦🇸🇦
    🇸🇦 ጸጋይ ኣርኣያ(ስዑዲ): +966 508387148 🇸🇦.🇸🇦🇸🇦
    🇸🇦 ትርሓስ (ርያድ/ ስዑዲ) +966 532557304 🇸🇦.🇸🇦🇸🇦
    🇸🇦 ጸጋ (ርያድ ስዑዲ ): +966 558521773 🇸🇦.🇸🇦🇸🇦
    🇶🇦 ሽሻይ ኪዳነማርያም (ዶሃ ቀጠር) +97455126196 🇶🇦 🇶🇦 🇶🇦
    🇰🇼 ይርጋኣለም (Kuwait) = 0096590962066 🇰🇼 🇰🇼🇰🇼
    ኣፍሪቃ / Africa
    🇦🇴 ፌሩዝ ገብረትንሳኤ (ኣንጎላ) +244 936 734 431 🇦🇴🇦🇴🇦🇴
    🇪🇹 ኣባ ኤፍሬም (ቤ/ ክ መስቀለ ክርስቶስ ማዕቢኖ): +251 910450052 🇪🇹🇪🇹🇪🇹

    • @abrahambrhane2906
      @abrahambrhane2906 3 роки тому

      ሰላም ካሳሁን ሃውና ኣባ ዘወንጌል ብዛአባ ኤርትራን ኣቦና ቅዱስ እቶንዮስ ትንቢት ዝተዛረብዎ ኣሎ እበሃ ሰሚዐ አሞ ሕተተልና ብስም ጉፉእ ኣቦና እምህጸነካ።

    • @ሜሮንጓልተዋህዶትግራወይቲ
      @ሜሮንጓልተዋህዶትግራወይቲ 3 роки тому +1

      ዓዲ ዓረብ ከ በተለይ ሱዕዲ ብዙሓት ምደለና ነይርና

    • @ክርስቶስኣምላኸይ-ዀ4ለ
      @ክርስቶስኣምላኸይ-ዀ4ለ 3 роки тому

      @@abrahambrhane2906 እንታይ ብዛዕባ ኣባ እንጦንዮስ ሰሚዕካ ትንቢት ዲኻ ኢልካ 100 persent ዲካ

    • @zufan222
      @zufan222 2 роки тому

      ዤተ

  • @ኤርምያስተስፋይ
    @ኤርምያስተስፋይ 3 роки тому +88

    ኣዝዩ ደስ ዝብል ምስክርነት እዩ ክጽበየኩም እየ ቀንየ ብምቅጻል ኣዴና መንፈሳዊ ምዕዶ እንተትምዕደና ጽቡቅ ኔሩ ምሳይ ትሰማምዑ like ግበሩ

  • @kemeyalena5268
    @kemeyalena5268 3 роки тому +12

    ጎይታ እየሱስ ስሙ ይባረክ ። ተስፋ ትገብር እንድዒ ኣምላክ ይባርኪ በለለይ ሂወት ከቢድኒ እተን ምስ ቅዱሳን ዝተዛረባ ልሳን እታ ቅዱሳን ዝተላእከት ሰብነት ኮታስ ኣምላክ ዝሓረያ ነብሲ ክትባርክ ከተማልድ ፍቃድ ጎይታ እዩ ጸልይለይ በለለይ ኣይፍለጥን ምሕረት ኣምላክ ገጹ ተመለሰለይ

  • @Shewit59
    @Shewit59 3 роки тому +25

    ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣደናን ሓውናን ካሳሁን፡በረኸትኩም ምስኩልና ይኹን ኣሜን

  • @asibhatu4891
    @asibhatu4891 3 роки тому +51

    ተዋህዶ ሙኻን ብሓቒ መግለጺ የብሉን፥ ክብሪ ኣምልኾ ይብጽሓዮ ንኣምላኽና መድሓኒና እየሱስ ክርስቶስ

  • @God-db9vp
    @God-db9vp 3 роки тому +13

    ናይ ብሓቂ እግዚኣብሄር ይመስገን፡ እቲ ኣብ ገድሊ ቅዱሳን ንሰምዖ ሓቂ ምኳኑ ካብዚ ታሪክ ከነረጋግጽ ንክእል፡ ሓቂ ትዛረብ ከምዘላ ውን ካብ መንፈሳ ይረኣየካ ከምዞም ሓስዮም ዘጋንኑ ሞ ይሕስዉ ከይህልዉ ኢልካ ትጠራጠረሎም ዘይኮነት። ኣትን ናይ ሎሚ ኣዋልድ ካብዛ ኣደ እስከ ትሕትና ተማሃራ።

  • @NayzgiOkbay
    @NayzgiOkbay Місяць тому

    ኣሜን ((3)) ቃለ ሂወት የስመዓልና ናይ ኣቦና ኣባ ዘወንጌል በረከቶም ይሕደረና

  • @hanayemaryam12
    @hanayemaryam12 3 роки тому +25

    ክብርቲ አዴና ክቡር ሓውና ናይ ቅዱሳን በረከት አይፈለየና ሰላምን ፍቅርን የውርደልና ፅቡቅ የመስራች ሰሚዕና አለና ካብ ትግራይ ወላዲተ አምላክ ብቅዱስ ማዓልታ ደስታና ዝመነ ኹሉ ፈታወይ ትግራይ ናይ ደስታና ተኻፍሊ ይኹን ተመስገን መድሃኒአለም አሜን

    • @shaiksyed9116
      @shaiksyed9116 3 роки тому

      Amen amen amen amen amen mkiratay egzabhar yemsegan mchrsu yarena

    • @meri-m5m
      @meri-m5m 3 роки тому

      Amlake kidusan selam yewrdelina ...🙏🙏🙏

    • @weinikeleta3461
      @weinikeleta3461 3 роки тому

      Nay behaki amen amen amen

    • @saraarth6130
      @saraarth6130 3 роки тому

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን ተመስገን ተመስገን ኣምላኬ

  • @danieltombosa4213
    @danieltombosa4213 3 роки тому +41

    ጸሎትን በርከትን ቅዱሳን ኣይፈለተና የሕዋት ብጣዕሚ ልብካ ዘርስርስ ደስ ዝብል ።

  • @ጓልፅዮን
    @ጓልፅዮን 3 роки тому +18

    ቃለሂወት የስመዐልና ናይ ወለድና ፀሎት ኣይፈለየና 🙏❤❤

  • @senaitgebremedhin7460
    @senaitgebremedhin7460 3 роки тому +7

    እግዚአብሔር ይመስገን
    አሜን (3) ቃለ ሂወት የስመዕልና
    ናይ አቦና አባ ዘወንጌል በረከቶም ይሕደረና

  • @hdgf2950
    @hdgf2950 2 роки тому

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዕልና ክቡርት አዴና ፆሎት ናይ ቅዱሳን አቦታትናን አዴታትናን ናይ ቅዱስ አቦና አባዝ ወንጌልን አይፈለየና አሜን፫

  • @er2531
    @er2531 3 роки тому +36

    *ክጽበየኩም እንዳ ጸናሕኩ እንኮዕ ብሰላም መጻኩም ኩቡራት ስድራ*

  • @danieleyassu5346
    @danieleyassu5346 3 роки тому +4

    ኣሜን በረከት ረዲኤት ናይቅዱስ ኣቦና ኣባ ዘወንጌል ኣይፈለየና፡ንሓፍትናን ኣዴናን ኣጸደ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና፡እግዝኣብሄር ኣምላክ።

  • @edenghirmay196
    @edenghirmay196 3 роки тому +5

    ተዋህዶ ንዘልኣለም ትንበር። ናይ ባሓቂ ተስፋ ዝሂብ ደስ ዘብል። መምህር ካሳሁን ከኣ ዚቅጽል ክፋል ብሰላም ምጸና ።

  • @bsratbs6688
    @bsratbs6688 3 роки тому +4

    ብሓቂ ክብረት ይሃበልና ድስስስ ክብልካ ልብኻ ዘርስርስ ኣስይይይ እልልልልል ማማየይ ብዕድመን ጥዕናን ይሓልውልና እግዝኣብሔር ኣምላኽ
    ንክቡር መምህርና ኣምላኽ የክብረልና ፅጉኡ የብዝሕልኩም ኣምላኽ ቅድሳን ክቡረይ ኣስይይይ ክንድይ ይጥዓም እቲ ቃል ኣምላኽ ተመስግን ኣምላኽ እስራኤል እልልልል ኣስይይይ በረከትክን ፅሎትክን ኣይፍለየና ይሕድርና አሜን
    እዛ መፅሓፍ ኣይረክበናያን ኣነ አብ ሲዕዱዓረብ ኣለኩ ኢና ምልዓል ስልኪ አበይና ሓውና ድጋግም ድውለ
    ስለዚ ተሓባብሩና ብጃኹም ክቡር መምህርይ
    ይቅርታ ጥፍኤ ቀኒየ ኔት ውዲኤ ነይረ ምክርኩም ምዓዳኩም ኣይፍለየኒ አሜን 📖✝️📚

  • @shenhatkibrab2300
    @shenhatkibrab2300 3 роки тому +11

    ቃል ህይወት የስመዐልና! ክንደይ ጾቡቅ ዖድል ትዓዶልክን ማማ🙏❤️

  • @የማርያምልጅ-ጀ7ጨ
    @የማርያምልጅ-ጀ7ጨ 3 роки тому +34

    ስምእግዝኣቢሄር ይመስገን ኣደና እስክን ንእግዛኣቢሄር ቀረባ ኢኪን ሞ ለምናልና ይቅረ ክብለልና

  • @سلامهسلامه-ل3ذ
    @سلامهسلامه-ل3ذ 3 роки тому +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐

  • @henokhailu3095
    @henokhailu3095 3 роки тому +3

    ቃለ ሂወት የስመአልና ትልቅ ፀጋ በረከት ነው የተሰጠሽ ፈጣሪ ይመስገን ፈጣሪ በቤቱ ያፅናሽ ትልቅ መታደል ነው እኛ ስለ ቅዱሳን አባቶቻችን ስንሰማ በጣም ይገርመናል አንቺ የበረከታቸው ተሳታፊ ነበርሽ የህ ትልቅ መመረጥ ነው ተመስገን አንችን ለሰጠን ለምን በዚ ዘመን ቅዱሳን የሉም ለሚሉት ትልቅ ትምህርት ነው ለእኛ ደግሞ ትልቅ ደስታ ነው

  • @gdvjuf4067
    @gdvjuf4067 3 роки тому +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐልና🙏🙏🙏

  • @gebrigebri2293
    @gebrigebri2293 3 роки тому +5

    ኣምላከ ቁዱሳን ኣምላከ ኣቦና ዘወንገል ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኹን ኣዴና ኣጸደ ከምኡ ውን ሓውና ካሳሁን ናይ ኣጎልጉሎት ዕድሜኹም ይባርኽ እዝግኣብሄር ኣምላኽ ንዝመጽእ ከኣ ብሃንቀውታ ንጽበ::

  • @ማርያመይፀልይለይንባርያኪ

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም

  • @ዝፋንጋልትግራይሰብዓእንደ

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና ክብራተይ እግዚኣብሄር ፀግኡ የብዝሐልኩም አሜን

  • @ዛይድየማርያምልጅማርያመይ

    ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ክብርቲ ኣዴና ክብር መምህርና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚኣብሔር ኣምላክ ብሓቂ ልብካ ዘረስርስ ቃልት ተስፍ ትገብር ኣብዚ ጭንቂ ግዜስ ንዚ ክትሰምዕ ከላካ ተስፍ ትገብር ኣብ ኣምላክ ቀፅልሉ

  • @ababaaregeheyaa3470
    @ababaaregeheyaa3470 2 роки тому

    አሜን አሜን አሜን🙏🙏🙏

  • @wehazialem3626
    @wehazialem3626 2 роки тому

    Amen amen amen kal hiwet yesmana

  • @jgddhccc3011
    @jgddhccc3011 3 роки тому +1

    ኣሜንንንን🙏🙏🙏 ቃል ህይወት የስመዐና ክቡራት ኣሕዋት 💒💒💒⛪️⛪️⛪️🤲🤲🤲

  • @zaydtgraweyti1047
    @zaydtgraweyti1047 3 роки тому

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐና🤲
    ክብርቲ ኣደና ኣፀደ ክቡር መምህርና ካሳሁን ዘመን
    ኣገልግሎትኩም ይባርከልኩም እግዚኣብሄር ኣምላክ ፀጋ ኣብ ልዕሊ ፀጋ ይዓድልኩም
    ናይኩሎም ቅዱሳን ኣቦታትና በረከቶምን ረዴኤቶምን
    ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይሕደር🤲🤲 ኣሜን ፫
    ❤️❤️ ✝️✝️✝️❤️❤️⛪⛪⛪❤️🙏🙏🙏

  • @ስላምየማርያምልጅ-ወ9በ

    ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐለን ክብርቲ ኣዴና በረኸትክን ይሕደረና 6ይ ክፋል ብሃንቀውታ ንፅበ 💐💐💐

  • @fisummalake5549
    @fisummalake5549 3 роки тому +8

    Waaaw bah zebl mskrnet kbri ni goytanan medhanina eyesus krstos ykun. Amen

  • @najatk889
    @najatk889 3 роки тому +1

    በእዉነት እግዚአብሔር ኣምላክና ዝተመስገነን ዝተከበረን ይኩን ከም ሓጥያትና ዘይኮነስ ብዓይነ ምሕረቱ ይጠምተና ንሃገርናን ህዝብናን ስላምን ፍቅርን የዉርደልና ኪናት ወዱ ኪናት ይኣክለኩም ይበለና ኣሜን።

  • @ልዪሽልማቴተዋህዶሃይማኖቴ

    ይትባረክ አምላክ አባዊነ ብሓቂ ቃለ ህይወት ያስመዐልና ከማንም በላይስ ትሕትናስ ከመይ መታዓደል እዪ

    • @tsegasultan3537
      @tsegasultan3537 3 роки тому

      Amen Amen Amen nay bhaki Kale hiwet yesmalna kuburat deki egzabiher amlak bhnkewta ena nxbeyekum fetari edmen tenan yhabkum nay nhatyatena haftkum dma ab xelotkum zekruni

  • @brhane90
    @brhane90 5 місяців тому

    እግዚኣቢሔር ኣምላኽና ይክበር ይመስገን ኣሜን(3) ንህዝብናን ሃገርናን እግዚኣቢሔር ኣምላኽ ይባርኽ ኣሜን(3)

  • @መንበረፍቕሪYouTube
    @መንበረፍቕሪYouTube 3 роки тому +3

    ብሓቂ ቃለህይወት የስምዐልና መምህር ስለትኩሉ ትገብርሉና ክብርቲ ወላዲናወን ንበራልና አነስ ክፈትወክን ጥዕምቲ ላዛ 🌷🌷🌷🌷

  • @አምላክይብመንገዲካምርሐኒ

    ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ክብርቲ አደና ክብር መምህርና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ሰላሙ ይላአከልና እግዚአብሔር አምላክ👏👏💓💓💓

  • @godislove3616
    @godislove3616 3 роки тому +8

    Kxbeyekum eda xenahku enqae bselam mexakum kbrti adiena & memhr kasahun hawna 😊🙏❤

  • @newuaq1125
    @newuaq1125 3 роки тому +2

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ብርክቲ አዴና አፀደን መምህርናን ብሓቂ ደስ ልብል እዩ ናይ እግዚአብሔር ስራሕ 🙏🙏🙏💛❤️

  • @josephabraham7788
    @josephabraham7788 3 роки тому +5

    ናታ ጥራሕ ዘይኮነስ ናትካውን ቃልካ ጥዑምዩ!

  • @alishaalisha6141
    @alishaalisha6141 3 роки тому +4

    KALE HIWET YESMEALNA KBRTI EDLTI BHAKI EDLEGNA HAFTNA FETARI KNDEY ENTFETWEKI EYU EDLTI EKI BHAKI❤🙏🙏🙏

  • @SsSs-gs4bk
    @SsSs-gs4bk 3 роки тому +1

    አሜን አሜን አሜን 🙏🙏🙏✋✋✋💞💞💞💞💞💞

  • @አብየጋልትግራይ
    @አብየጋልትግራይ 3 роки тому

    አዚዩ ደሰ ዝበል ታአምረ አየ ተምሰገን ልዝ ቃለ አሞላክ ክሰምዐ ዕድሎ ዝረከበኩ ክበረ ምሰጌናን ንልዕል አዝበሄር የክን አግዝበሄር የክበረልና አደና አጸደ ን ክብረ መምህር ን ድያቆን ከሰሁን አበ ፅለትኩም ዘኩሩኒ አሜን አሜን አሜን🙏🙏🙏💐💐💐🌾🌾🌾🌿🌿🌿💒➕👈🤲🤲🤲

  • @ገኒየማርያምልጅነኝ
    @ገኒየማርያምልጅነኝ 3 роки тому +1

    አሜን አሜን አሜን ቃለህወት ይስመዐልና ፆሎቶሞን ቡረከተሙን ኣይፈለየና ሰላምፍቅሪ ይውርደልና 👏👏👏☘️🌿☘️🙏🙏🙏🌿☘️☘️🌿🌿

  • @ggt620
    @ggt620 3 роки тому +2

    ቃለ ህይወት የስመዓልና 🙏ናይ አባ ዘወንጌል ኢድ ብምስላመይ ሐጎሰይ ወሰን የብሉን ንእግዚአብሔር ኣምላኽ ዝሳአኖ ነገር የለንሞ ክረኽባ ምደለኹ የቐንየለይ 🙏

  • @habenfishaye2732
    @habenfishaye2732 3 роки тому +11

    ብሓቂ ቃል ህወት የስማልና ሓውና ፡ ብሃንቀውታ ክንጽብ ጸኒሕ

  • @najatk889
    @najatk889 3 роки тому +1

    ኦረ እዛ መፅሓፍ ኣበይ ክረክባ ይክእል ኣብ ስዑዲ ዓረብ ኣለኩ በጃካቱም ሓቡርኒ ክቡራት ኣሕዋተይ🙏🙏🙏🙏👏👏

  • @astertesfay8003
    @astertesfay8003 3 роки тому +1

    ቃል ሂወት የስመአልና ወይዘሮ አጸደ ፡ ብጣዕሚ ዝተባረኽኪ ኢኺ ።እግዚአብሔር ይባርኽኪ።

  • @ZahraZahra-qb3td
    @ZahraZahra-qb3td 2 роки тому

    ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ፀጉኡን በረከቱን ያብዘሐልኽን አደዋና ፀሎትኽን አይፈለየና አሜን፫

  • @wintam8319
    @wintam8319 2 роки тому

    ኣምላክ ዝተመስገነ ይኩን ብጣዕም ጥዑም ትምህርት 🙏🙏🙏

  • @brhanf3629
    @brhanf3629 3 роки тому +3

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዕልና

  • @letistewelde2469
    @letistewelde2469 3 роки тому +1

    Amen Amen Amen zselanayo ab lbna yhder eidmen tina yhebki heftna

  • @ዮዳሄዮዳሄ-ተ5ሐ
    @ዮዳሄዮዳሄ-ተ5ሐ 3 роки тому +4

    ኣሜን 🙏🙏🙏ክብርቲ ኣዴና ቃለ ሂወት የስማኣልና አዋይ ትሕትና ዘለወን ኣደ ሰሚዕካ ዘይጽገብ

  • @ማርያምእናቴናት-ኘ5ጘ
    @ማርያምእናቴናት-ኘ5ጘ 3 роки тому +2

    አሰይይይይይይ ተመስገን አምላክ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ

  • @berihuhaile6935
    @berihuhaile6935 3 роки тому

    Egziabher amlak zitemesgene yikun, neza amanawitn qinietin haymanot zihabena egziabher, kalehiwet yesmalna, egziabher amlak agelglot zemenkum yibark, Amen.

  • @tirhasaraya3274
    @tirhasaraya3274 2 роки тому

    Amen Amen Amen
    Bereket nay abona ykfelena🙏🙏🙏

  • @ሚጣነኝየተዋህዶልጅ
    @ሚጣነኝየተዋህዶልጅ 3 роки тому +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @lemlembanteriga6717
    @lemlembanteriga6717 2 роки тому

    ቃለሂወት የስማዓና ጸሎት ቁዱሳን ኣይፈለየና

  • @መምህርተስፋይ
    @መምህርተስፋይ 3 роки тому +6

    ፀግኡ የሕድረልኪ ሓፍተይ ናተይ🙏🙏🙏🙏

  • @ኣዝመራጓልትግራይ-ቨ8አ

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስምዓልና ክቡራት አሕዋተይ ፀሎት ቅዱሳን አይፈለየና

  • @YoDaha
    @YoDaha 3 роки тому +1

    አሜን አሜን አሜን
    ቃለ ሂወት የስመዐልና ቡሩካተይ እግዚአብሔር ልሃገርና ሙሉእ ምሕረት የውርደልና

  • @ድንግልማርያምእያልዕልቲካ

    በረከቶም ኣይፈለየና ናይ ኣቦና ኣባ ዘወንጌል 🤲🤲🤲

  • @tewenkifile8939
    @tewenkifile8939 3 роки тому

    Amen Amen Amen qale hiwet yesimaAlna

  • @iloveadey6110
    @iloveadey6110 3 роки тому +1

    ቃለ ሂወት የስመዓልና ኩቡራት ደቂ እግዚኣብሄር ኣምላኽና 🙏🙏

  • @tesfaytekle9290
    @tesfaytekle9290 3 роки тому +1

    Amen kalehiwet yamalna

  • @natsnetokubazgi9937
    @natsnetokubazgi9937 3 роки тому +2

    Amen amen amen kalehwet yesmaln Atsde heftey

  • @edenghebre5976
    @edenghebre5976 3 роки тому

    Amen kale hiwet yesmalina kibriti Azede haftina kemuwen kubur kasahun hawina libika zeresris nay nihatatena ab zolotikum zekuruni (welte selassie)

  • @hiyabokbamichael2560
    @hiyabokbamichael2560 3 роки тому +1

    Amen Amen Amen qal hiwet yesmana gega egzabhir yebzhalkum 🙏🙏🙏

  • @ሰላም-ንኩሉ-ፐ5የ
    @ሰላም-ንኩሉ-ፐ5የ 2 роки тому +1

    ፀሎትን በረከትን ናይ ቅዱሳን ምስ ኹልና ይኹን 👏✝️👏

  • @swswits3249
    @swswits3249 3 роки тому +1

    ባሓቂ ብጣዕሚ ደሰ ዝብል እዩ ቀፁሉሉ ወላዲት ኣምላክ ኣብ ጎኑኩም ትኩን💕

  • @jrnnfamily4017
    @jrnnfamily4017 3 роки тому +3

    Kale hiwet yesmialna ,,,

  • @amlesetdebesay9650
    @amlesetdebesay9650 3 роки тому +1

    Amen Amen Amen 🙏🙏🙏

  • @samera7043
    @samera7043 3 роки тому

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃል ሂወት የሰመዐልና ክብርቲ ኣደና ኩቡር ሓወና ❤️❤️❤️⛪️⛪️⛪️✝️✝️✝️🤲🤲🤲💞💞💞💞💞💞

  • @mellinebermrim3553
    @mellinebermrim3553 3 роки тому

    Amen Amen Amen kale hiwate yesmalna

  • @ቤሪ
    @ቤሪ 3 роки тому +1

    ኣማን በኣማን ናይ ቅዱሳን መልእኽተኛ ከምዝነበረትስ ተፍልጥ ክትስሕቕ ከላ ንባዓሉ በኣገባብ እያ ስሕቕ ተብል ኣፋ ሽፍን እንዳበለት እምበር ናይ ዓለማዊ ስሓቕ የብላን በእውነት በረከቶም ይሕደረና።

  • @abrahamelma4504
    @abrahamelma4504 3 роки тому +9

    Taamratawit hafti
    Btami fetari kfetweka kelo ktiem
    Kdsti hafti,yekeneyelna kasahun hawna dma.

  • @freweinitekle9179
    @freweinitekle9179 3 роки тому

    Amen amen amen Kal hiwet yesmalna ygherm

  • @rahwanebu1359
    @rahwanebu1359 3 роки тому +1

    Amen. Amen. Kalhiwet. yesmealna🌺🌻🌺

  • @Slasie
    @Slasie 3 роки тому +2

    Egziabhier Amlak Nay agelgulot zebenkum ybarkelkumn yqedselkumn. Egziabhier Amlak kab Semay Mhretu kab Mdri dma Matu yerhqelna. Selamu yewrdelna.

  • @awaw2597
    @awaw2597 Рік тому

    ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና በጃኩም ኣሕዋተይ ስልከን ተልዩኩም ሃቡኒ 👏

  • @fereweynhadisfreweynihadis2265
    @fereweynhadisfreweynihadis2265 3 роки тому +6

    Amem amen amen

  • @mulugetashishay8692
    @mulugetashishay8692 3 роки тому +2

    ቃል ሂወት የስመዐልና ኣደና ዓጽድ
    ሓዉና ካሳሁ እግዛብሄር ጸገኡ የብዝሐልኩም

  • @tedroskiflezghi2518
    @tedroskiflezghi2518 3 роки тому

    አሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስማዓልና ብርኽቲ ሓፍትና ኣጸደ። ብሓቂ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ንኹሉኹም ንሓፍትና ከምኡውን ንዓኹም መምህርና። ካብ በረኸትኩም የካፍለና ልዑል ፈጣሪና።

  • @adeda.channal5369
    @adeda.channal5369 3 роки тому +1

    ብሓቂ ቃለ ሰናይ የስምዓልና ፀጉኡ የብዝሓልኩም

  • @weinikeleta3461
    @weinikeleta3461 3 роки тому

    Nay behaki kal.hiwet ysemealna adena memiher kassahun hawena xilotekum ayfeleyena xilot nay abotatna kudusan xilotom ayfeleyena egziabher amlak mehret yewrdelena adey mariyam mis weda Tehalewna amen amen amen

  • @tesfaxbah412
    @tesfaxbah412 3 роки тому +1

    ድንቂ ዝኮነ ተኣምር ኢዩ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም

  • @gdyjgy8068
    @gdyjgy8068 3 роки тому

    Amen amen amen Kal hiwet yesmeana bereket kdusan yhderena

  • @yohannesbisirat8912
    @yohannesbisirat8912 3 роки тому

    Amen Kale hiwet yesmalena Amlak ymesgen 🙏🙏🙏

  • @ተመስገንኣምላክ-ዐ8ጰ

    አሰመ አልቦ ንገር ዘይሰአኖ ልእግዜብሄር ነአምላክ አንታይ ይሳአኖ ብዕለ ብዙሑ ምሕረትን ተአምርን ዝክን ክብሪ መሰገንን ንእግዛብሄር ኣምለክ የኩን ነክብርቲ አዴን ከሳሁን ሓዉንን መግለፂ ቃላት ሰኢንሉኩም ዕድሜን ጥዕንን ያሃበከም ናይ አግሉጉሎቱኩም ዘመን የባርክ ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @Lifeishardwork
    @Lifeishardwork 3 роки тому

    Amen Amen Amen kalehiwet yesmealna amlake kdusan xegeu yebzhalkum

  • @ጋልትግራይ-አ6ቐ
    @ጋልትግራይ-አ6ቐ 3 роки тому

    ብሓቂ ቃል ህይወት ይሰመዐና እግዛኣብሄር ኣምላክጸኡጉ የብዘሓሉኩም በረከት ናይ ኣቦታትና ኣይፈለየና 6% ክፊል ብሃንቀውቲ ክንፀበ ኢና 🙏🙏🙏💊💊💊💊

  • @manetsgabahaidu8336
    @manetsgabahaidu8336 3 роки тому

    ፆሎቶምን በረኮቶምን ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኹን ናይ ኣቦና ኣባ ዘወንጌል አሜን፫ ብሓቂ ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚኣብሄር ኣምላክ አሜን፫

  • @medihintadese7390
    @medihintadese7390 3 роки тому +1

    _ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚአብሔር ኣምላኽ አረ ካብ ባዕለይ ጀሚሩ ታኣምራት አና ፈተዊቲ ኳይኒና ዘለና እግዚአብሔር የሓልወና📖🤲_

  • @AmanuelGebremedihen
    @AmanuelGebremedihen 3 місяці тому

    ወ/ሮ አፀደ ቃለ መሕተትኪ ትኽክል እዩ ነገር ግን ሚስጢረ እግዚአብሔር ስለዝኾነ ሚድያ ምጥቃም ነውሪ እዩ ብግምት አይኮንኩን ዝነግረኪ ዘለኹ
    አማኑኤል ካብ
    ትግራይ

  • @Sነኝየድንግልማርያምልጅ

    ቃል ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሓልኩም

  • @simret.bereket6400
    @simret.bereket6400 3 роки тому

    ኣሜን፡ጸሎትን በረኸትን ቅዱሳን ኣቦታትና ይሕደረና።

  • @tg6336
    @tg6336 3 роки тому

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ቃለ እግዛበሄር ፀጉን በረከትን የሕድረልኩምምም

  • @ፍረወ
    @ፍረወ 3 роки тому +2

    Amen kale hiwet yesmalna nay bhaki zestewel ayne lbona yhabena semieka zeymno ab lbna yehdro zkxel kfal bhankewta nxbe

  • @ngstitigraykuweit2624
    @ngstitigraykuweit2624 3 роки тому

    ሰላም እንካዓ ዳሓን መፃኹሙ እዝግኣብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኩሚሙ ቃል ህወት የሰመዐልና እዝግኣብሔር ኣምላክ ንህዝብና ሰላም የውርደልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏

  • @ሚሊጋልትግራይ-ገ6ዀ
    @ሚሊጋልትግራይ-ገ6ዀ 3 роки тому

    ብሓቂ ቃል ሂወት ይስምዓና እግዝኣብሄር ኣምላኽ ኣሜን ፅሎቶም ኣይፈለይና ኩቡራተይ 🤲🤲🤲🤲🤲🤲

  • @febunatey7986
    @febunatey7986 3 роки тому

    Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna