Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ካበብታ ሸር ዚበልካያ ትክክል አይከንኪን እለያ ፓለቲካ ኪንሰምኤሉ አይከነን ተከፊ????
Ygerm, ab debrebrhan Shaebia hqoom kemzeyseberom seb mdngar
Is reform mandate of intrem government? Give answers for this question. Why you inphase on reform rather than returning our land and our displaced people? Do you have ambitious to reform TPLF as your interest fulfill succeed?
Astonishing USA is the king maker in Tigray. Senefat
ሕቶ ኽቡር ተጋ/ ጀ/ል ፃድቃን!ንኹሉ ኣበርክቶኻ እናመስገንኩን ንዶ/ር ደ/ፅየን ብዛዕባ ምምንጣል ስልጣን ዝመለስካዮ'ውን እናደገፍኩ: ኩላህና ኣብ ህወሓት ዘለኒ ቅሬታ ምእንተ'ታ ሞጎጎ ንግዚኡ ኣፅኒሐ: ዝስዕብ ሕቶ ግን የቕርበልካ።1) ውዕሊ ፕሪቶሪያ ኣብ ምፍፃም ቀዳምነት ዝወሃቦ ተፈናቐልትናን ግዝኣትናን ኣይኮነን'ዶ?2) ተፈናቐልትና ግዝኣትናን ካብ ምምላስ ንላዕሊ ኣጀንዳ ምፍራስ ህወሓት ዘቐደምካ ንምንታይ?3) ተፈናቐልትና ምስ በጀቶምን ምምሕዳሮምን ከይምለሱ ቀንዲ ዕንቅፋት ህወሓት ድዩ?4) ተፈናቐልትናን ግዝኣትናን ይመለስ ብምባሉ ዝትኩሱሉ ድዮም ፀረ-ሰላም ወይስ ሓታቲ? ንምንታይ ብፀረ-ሰላምነት ክተሸቑርር ትፅዕር?5) ቀንዲን ቀዳምነትን ልኡኽ ግምት ተፈናቐልትናን ግዝኣትን ምምላስ ድዩ ሪፎርም ምክያድ?6) ሪፎርም ካብ ምምላስ ተፈናቐልትናን ግዝኣትናን ተረባሪብና ምልእቲ ትግራይ ምውናንን ብመረፃ (perfection is luxury this time for Tigray) መንግስትና ተኺልና ፕሪቶሪያ ዘሕደገና መሰረታዊ መሰል ርእሰ-ምሕደራና ክንውንን ካብ ምግባርን ከመይ ኢሉ ሪፎርም ዝቕድምን ዝበልፅን ጠለባት ትግራይ እዩ ትብለና? 7) ኣድላይነት ሓድነት ደጋጊምካ ኢኻ ተልዕል: ግን ሓድነት ዝፍጠር ብኣጀንዳ እዩ። "ልዕሊን ቅድሚን ኹሉ ተፈናቐልትናን ግዝኣትናን ምምላስ" ዝብል ኣጀንዳ ሒዝካ እንተመፂኻ ህወሓት: ተቓወምቲ: ቲዲኤፍ: ዲያስፖራ:.... ኮታስ ኹሉ ትግራዋይ ምደገፈን ናብ ሓደ ምዓሰለን። እንዳ ፒፒ: ህግደፍን ኣሜሪካን እንተዘይኮይኖም ሓድነት ተጋሩ ከምታ ናይ ትማሊ ምተረጋገፀት። ሪፎርም ይቕድምን ይዓቢን ብምባል ግን ተፃራሪ ውፅኢት ንርኢ'ለና። ኣብ ቅደም-ስዓብ ኣጀንዳታት ቅልጡፍ ምትዕርራይን ምርድዳእን እንተዘይተጌሩ ድማ ንትግራይ ናብ ዝበኣሰ ደልሃመት ክወስዳ ይኽእል'ዩ።
QAL BQAL MELSA...REFORM NAY GIZYAWI MMHDAR MANDATE DIYA? REFORM NMTAY AMTSIEKAYA?
ካበብታ ሸር ዚበልካያ ትክክል አይከንኪን እለያ ፓለቲካ ኪንሰምኤሉ አይከነን ተከፊ????
Ygerm, ab debrebrhan Shaebia hqoom kemzeyseberom seb mdngar
Is reform mandate of intrem government? Give answers for this question. Why you inphase on reform rather than returning our land and our displaced people? Do you have ambitious to reform TPLF as your interest fulfill succeed?
Astonishing USA is the king maker in Tigray. Senefat
ሕቶ ኽቡር ተጋ/ ጀ/ል ፃድቃን!
ንኹሉ ኣበርክቶኻ እናመስገንኩን ንዶ/ር ደ/ፅየን ብዛዕባ ምምንጣል ስልጣን ዝመለስካዮ'ውን እናደገፍኩ: ኩላህና ኣብ ህወሓት ዘለኒ ቅሬታ ምእንተ'ታ ሞጎጎ ንግዚኡ ኣፅኒሐ: ዝስዕብ ሕቶ ግን የቕርበልካ።
1) ውዕሊ ፕሪቶሪያ ኣብ ምፍፃም ቀዳምነት ዝወሃቦ ተፈናቐልትናን ግዝኣትናን ኣይኮነን'ዶ?
2) ተፈናቐልትና ግዝኣትናን ካብ ምምላስ ንላዕሊ ኣጀንዳ ምፍራስ ህወሓት ዘቐደምካ ንምንታይ?
3) ተፈናቐልትና ምስ በጀቶምን ምምሕዳሮምን ከይምለሱ ቀንዲ ዕንቅፋት ህወሓት ድዩ?
4) ተፈናቐልትናን ግዝኣትናን ይመለስ ብምባሉ ዝትኩሱሉ ድዮም ፀረ-ሰላም ወይስ ሓታቲ? ንምንታይ ብፀረ-ሰላምነት ክተሸቑርር ትፅዕር?
5) ቀንዲን ቀዳምነትን ልኡኽ ግምት ተፈናቐልትናን ግዝኣትን ምምላስ ድዩ ሪፎርም ምክያድ?
6) ሪፎርም ካብ ምምላስ ተፈናቐልትናን ግዝኣትናን ተረባሪብና ምልእቲ ትግራይ ምውናንን ብመረፃ (perfection is luxury this time for Tigray) መንግስትና ተኺልና ፕሪቶሪያ ዘሕደገና መሰረታዊ መሰል ርእሰ-ምሕደራና ክንውንን ካብ ምግባርን ከመይ ኢሉ ሪፎርም ዝቕድምን ዝበልፅን ጠለባት ትግራይ እዩ ትብለና?
7) ኣድላይነት ሓድነት ደጋጊምካ ኢኻ ተልዕል: ግን ሓድነት ዝፍጠር ብኣጀንዳ እዩ። "ልዕሊን ቅድሚን ኹሉ ተፈናቐልትናን ግዝኣትናን ምምላስ" ዝብል ኣጀንዳ ሒዝካ እንተመፂኻ ህወሓት: ተቓወምቲ: ቲዲኤፍ: ዲያስፖራ:.... ኮታስ ኹሉ ትግራዋይ ምደገፈን ናብ ሓደ ምዓሰለን። እንዳ ፒፒ: ህግደፍን ኣሜሪካን እንተዘይኮይኖም ሓድነት ተጋሩ ከምታ ናይ ትማሊ ምተረጋገፀት። ሪፎርም ይቕድምን ይዓቢን ብምባል ግን ተፃራሪ ውፅኢት ንርኢ'ለና። ኣብ ቅደም-ስዓብ ኣጀንዳታት ቅልጡፍ ምትዕርራይን ምርድዳእን እንተዘይተጌሩ ድማ ንትግራይ ናብ ዝበኣሰ ደልሃመት ክወስዳ ይኽእል'ዩ።
QAL BQAL MELSA...REFORM NAY GIZYAWI MMHDAR MANDATE DIYA? REFORM NMTAY AMTSIEKAYA?