ስድራይን ገዲፈ ፕሮስስ ጌረ ዘምጻእኩዎ ሰብኣየይ ምስ ዝኣምና ማሓዛይ ጉድ ጌሩኒ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 21 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 162

  • @DanielWeldeab-oc1hl
    @DanielWeldeab-oc1hl День тому +27

    ሐራይ በልዮ ኣምላክ እዩ ሰዲድልኪ ክድብሰኪ እዩ ኣጀኪ ዛሓብተይ 👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌

  • @صقرالعتيبي-و8ص
    @صقرالعتيبي-و8ص День тому +17

    ሕነ ናብ እግዚኣብሄር ግደፍዮ ህይወትኺ ብሰላም ምሪሕ እቲ ሕነ ትመልሱ ከይ ገደአክ
    ኹል ናብ እግዚኣብሄር ግደፍዮ ጽሎት ኣዘዉትሪ እት ሰማይ ምዱሪ ዚፈጠረ ኣምላኸ ኣይገዱፈክ ❤

  • @Abrehet-p9l
    @Abrehet-p9l День тому +17

    ክብርቲ ሓፍተይ ሐራይ በልዮ ኩሉ ሰብ ሓ ኣይኮነን ሕነ ምፍዳይ ግን እግዚኣብሄር ዘይፈትዎ ስራሕ 'ዩ ስለዚ መን ይፈልጥ ከምቲ ንስኺ ትደልዮ ወዲ ክኾነልኪ ይኽእል'ዩ ኣምላኽ ነቲ ሰናይ ሰዓቦ እይ ዝብል እሞ ንስኺ ከኣ ጽቡቕ ጥራይ ሕሰቢ እጆኺ።

  • @rbfhftcj1649
    @rbfhftcj1649 День тому +9

    ናተኪ ሂወት ምርሒ ናብ ሓሸዉየ ኣይተእትዉ
    ካብ ምብዳል ተበዳሊ ሙኮን የሐይሽ ምኪኒያቱ እቲ በዳሊ ደቅሱ ስለ ዘይሓድር ኩሉ ናብ እግዚአብሔር ኣምላክ ግደፊዮ ዛሓፍተይ🥺🥰

  • @munir5489
    @munir5489 День тому +8

    ብቁኑዕ ልቢ ኣይኰነን መጺኡኪ ፣ ሕነ ክፈዲ ኢሉ እዩ መጺኡኪ ዘሎ ። ካብ ኩሎም ሪሒቕኪ ሓድሽ ሂወት መስርቲ ። ዝተጠልመ ኣይሓስሞን እዩ ሓፍተይ ።

  • @ليلى-ص9و
    @ليلى-ص9و День тому +5

    እሺ በልዮ🎉❤
    ዛ ሓፍተይ ደሞ ኣጀኪ

  • @cbffhf1567
    @cbffhf1567 День тому +2

    Sis ሕራይ በልዮ ሓዲሸ ሂወት ጀሚር so Aኣጆኪ😢🥺

  • @عليا-ظ2ح
    @عليا-ظ2ح День тому +4

    ክብርቲ ሓፍተይ ሕነ ምፍዳይ ናብ እግዚአብሔር ግደፍዮ ምኺንያቱ ሰብ ዝብድል ናይ እዱ ኣይስእንን እዩ ሱቁ እልኪ ተዓዘብ ኩሉ ንጸብቅ እዩ ክገብረልኪ እዩ ቱስባኣይ ኬትእትይዮ ትኺእል እኺ አብ ልዕሎኦም ኩፉኡ ንምስራሕ ተኾይኑ ግን ጸብቅ ኣይኮነን ሱቁሉኩም ሓዳርኩም ግበሩ ናብ ዝገደደ ሽግር ከይትኣቱዉ

  • @RimBrhane-vl6sl
    @RimBrhane-vl6sl 2 години тому

    Habibti ajoki nezi wedi gn aytkseryo hne gdefyo wela aytfdeyi selamawi hiwetkum balu hne kfedyelkum u ❤❤❤

  • @tesfitwelde9127
    @tesfitwelde9127 День тому +4

    ሰላም፡ኣምላኽ፡ምሳኺ ይኹን።ክብርቲ ሓብተይ ሕራይ ከይትብልዮ በጃኪ፡ንሕነ ብሕነ ኣይፍደን እዩ፡ሕነ ዝፈዲ ልዑል ፈጣሪ ኣሎና፡፡ሕነ ክትፈድዩ ክትብሉ፡እዛ ሓብትና በዚ ተታሒዝዋ ዘሎ ቪድዮ ሕማቅ ተሰሚዑዋ፡ሂወታ እንተ ኣሕሊፋ ዝገደደ ናይ ሕልና ስቃይ ክወርሰኪዪ።ስለዚ በጃኪ ንውሽጥኪ ጽቡቅ ምልእዮ ኩሉ ንጽቡቅኪ፡እዩ ሂጂ ሓደ ኢልኪ ንሂወት ጀምርያ ኩሉ ዝሓለፈ ከምዘይነበረ ቆጺርኪ።ኣምላኽ ጸጊኡን ትዕግስቱን ይዓድልኪ ዝተረፈ ሂወትኪ ሰላም፡ይኩነልኪ ።ኩቡራት ኣሕዋት ኣብ እንህቦ ሓሳብ በጃኩም፡ነስተውዕል፡ንዝተበደለት ሓብትና ክንሕግዝ ክንብል ነቶም፡ብዕሽነቶም ዝተጋገዩ የሕዋትና መሊስና ከይነጥፊኦም።ተጋግየ ተኮይነ ብፍቅሪ፡ኣርሙኒ ሰሰናዩ ንዓኩም

    • @chf-cv4ix
      @chf-cv4ix День тому

      ብጣዕሚ ቅዱስ ሓሳብ እዩ✅🥰

  • @alexandershewitalexander2394
    @alexandershewitalexander2394 День тому +2

    አጆኪ ፈትንዩ ሕኒኡ ዘይፈድስ ወዲ አድጊ ከተኮነ ይኩን ተዘይ ኮነ ክዓ አይኩን ሕነኪ ፈደየ ሞኩረዩ ግን ካልአይ ከይትጉዲኢ ተጠንቅቅኪ ጋል ኮ ኩሉ አዩ ዝደልያ ምንም ከምዘይ ተፈፀመኪ ጌረኪ ነብስኪ እእምንያ አጆኪ ፅባሕ ካልእ መዓልቲ ዩ❤

  • @MIHIRU31
    @MIHIRU31 День тому +3

    ሓድሽ ሂወት ጀምሪ ሐራይ በልዮ ግን ከኣ ተጠንቂቅኪ ኩሉ ሰብ ሓደ ኣይኮነን

  • @efremmehari2551
    @efremmehari2551 13 годин тому

    Bae ❤dhri kndey kolele hji rekibeka agedasi seb (temesgen )🎉🎉 selamka ybzah

  • @BinaimBini
    @BinaimBini День тому

    ኣጆኪ ነቲ ምሳኪ ዘለ ተቀበልዩ ሕራይ ኢልኪ እሕርር ኣብልዋው ❤❤❤

  • @kidanetewelde147
    @kidanetewelde147 День тому

    አብ ልዕለኺ ዝበደለ ንአምላኽ ሃብዮ ህወትኪ ብሰላም ምርሒ ሔሕማቁ ናብ ጉሐፍ ድፍእዮ

  • @Taemetube-bo5xo
    @Taemetube-bo5xo День тому +2

    እሺ በልዮ ክብርታ ሓፍቲ

  • @hidatogbamichael7
    @hidatogbamichael7 22 години тому

    ክብርቲ ሓፍተይ እዚ ፍቕሪ ደሊዩ ዘይኮነ ሕነ ንምፍዳይ ይጽግዓኪ ከይህሉ ጥንቃቐ ከድልየኪ'ዩ! ኣብ ከምዚ ዓይነት ዘይተደልየ ረሳሕ ስራእ ከይትእትዊ ሓደራ ፈጣሪ ይፍደዮም ንስኺ ግን ቀልጢፍኪ ኣይትወስኒ ነብስኺ ንበይንኺ ርኸብያ ግዜ ውስውዲ ብሓቂ ደላዩኺ እንተኺይኑ ክጽበየኪ'ዩ ፈዳይ ሕነ እንተኾይኑ ድማ ክስወር'ዩ

  • @AaAa-kq7kh
    @AaAa-kq7kh День тому +3

    ሕራይ በልዮ❤❤❤

  • @habenmehari4344
    @habenmehari4344 День тому +3

    Melake ብርሃን ተመሲሉ ዘቐርበኪ አይትእ መንዩ መሳርሂሒ ኢዩ ዝገብረኪ ዘሎ

  • @gjcg6332
    @gjcg6332 День тому +28

    እሺ በልዮ ዞም ረሳሓት❤

  • @hanikeleab3873
    @hanikeleab3873 День тому

    ሕራይ በልዮ ጠይቂ ዝገበረካ ምጽዓን ምግባሩ ዩ

  • @Mahustar1
    @Mahustar1  День тому +1

    ስድራይን ገዲፈ ፕሮስስ ጌረ ዘምጻእኩዎ ሰብኣየይ ምስ ዝኣምና ማሓዛይ ጉድ ጌሩኒ #እንታይ_ትመኽሩኒ

  • @DshkaTDF
    @DshkaTDF 49 хвилин тому

    ሕራይ በልዮ ዛሓፍተይ😢❤

  • @FyFfd-p8f
    @FyFfd-p8f День тому

    እሺ በልዮ ዝሓፍተይ ኣጆኪ ❤❤❤❤❤

  • @NiguseBahre
    @NiguseBahre День тому

    ወዲ እንተፀሊኡ ክንድዝፀበኪ ፀብቂ ከም ኣቅሓ ኣይቆፅርን

  • @SettiFisaha
    @SettiFisaha День тому

    Haray beliyo sis ❤❤❤

  • @astertzeggai1447
    @astertzeggai1447 День тому

    አጆኺ ኢድ ሸናሒት ጸናሒት ሐዝዮ ይብል አነ ❤🎉❤🎉👍❤👍❤👍🎉👍🎉❤

  • @fiqrifiqri3159
    @fiqrifiqri3159 14 годин тому

    Selam haftey, Nimntay kimraweki yihasb alo aqedimki agenazbi Hine kifedi elu tirah kem mesarhi kitqemelki elu yiqerbeki keyhilu, kirstian entekuienki gin subae atiki hiteti menabrtki dyu aykonen Egziabhier kigeltselki.

  • @mebrahtuGebrhot
    @mebrahtuGebrhot 14 годин тому

    ንስኪ ለባም መስተውኤሊት እኪ ግን እቱ ዳህረዋይ ትብልዯ ዘለኪ አይኮነክን ቁማር ክፃወተልኪ ደልዩ እምበር በሀቂ ምሳኪ አይከይድን ይትረፍኪ ባሀላይ እየይ ከማኪ ፈጣሪኡ ዝፈርህ ፈጣሪ ክህበኪ እዩ አይትሸኩሊ ዝረግኤ ፀባ ልካይ የውፅእ ስለዝኮነ

  • @Fache.
    @Fache. 9 годин тому

    No ኣይትቀበልዮ ,እዚኦም ሕጂ ሰብኡት ድዮም ክሕሰቡ እዋይ ዓለም ጸዋር ኣሕ 😡

  • @mikahaftu
    @mikahaftu 17 годин тому

    Eshi belyo zehaftey heneki fedeyi❤️🙏

  • @hahhh-w2s
    @hahhh-w2s День тому +2

    ሕነ ምፍዳይ ናይ ሰነፋት ሰብ እዩ
    ልብኪ ዝብለኪ ስምዒ pls ግን ፈጣሪ ዘይፈትዎ ከትሰርሒ

  • @ሐቂንሕልናይ
    @ሐቂንሕልናይ 17 годин тому

    ሕራይ በልዮ ምቅርተይ ንስኪ ወላሐንቲ ጌጋ የብልክን ❤

  • @yoelmebrahtu6964
    @yoelmebrahtu6964 День тому +1

    ሕራይ በልዮ፡ ከማኪ ዝተጠልመ"ዩ/ ሕነኪ ትፈዲ/ ሓጋዝኪ"ዩ/ ኣምላክ ዩ ሰዲድልኪ።

  • @healthfood6717
    @healthfood6717 День тому

    Sis say OK to him he'll treat you like a queen because he knows how it is feel to be hurt by the one you trusted ,he is been thorough you going right now xxx

  • @davedavo9983
    @davedavo9983 20 годин тому

    Ok belyo kolel aytbeli ab hiwet wesani u ziewet

  • @ZebibaBelay-dn4dt
    @ZebibaBelay-dn4dt 7 годин тому

    ሐራይ በልዮ ምክንያቱ እዚ ወዲ ሰለ ዘፍቀረኪ ዩ ምሳኪ ዘሎ ጠላም ተበደለ ጸገም የብሉን ናይ ኢዶም ሰለ ዝኮነ ኣጄኪ ግን😊

  • @HawAwetye
    @HawAwetye 29 хвилин тому

    ህራይ በልዮ አሞ ግን ነብስኪ ተተንቀቒ

  • @fieruzAblelom
    @fieruzAblelom День тому

    haftey heray belyo ab gizye xegemka msaka zkewn eti knua seb u slezi kuslki ketehwyi heray belyo

  • @gebrealaberhane9585
    @gebrealaberhane9585 4 години тому

    Ajioki egizaebiher fetirilki alo heria belio

  • @Akberet1994
    @Akberet1994 3 години тому

    Ni lebeki en helenaki semi haftey.

  • @fekaduestifanos2293
    @fekaduestifanos2293 День тому

    Besmeam elki nezi wedi aytekesereyo eshi beleyo debasike eu ❤

  • @bereketgebre4685
    @bereketgebre4685 День тому

    እቲኣ ክላሲካል ምስታ ታሪኽ ጽቡቕ ተሰማሚዐን ጽቡቕ ምደብ , , ሕማቕ ግዜ

  • @NehomNahom
    @NehomNahom День тому

    Ati haftey heray beluo

  • @senaityohannes8324
    @senaityohannes8324 День тому

    Heray belyo, gn kea mizan natkiy wusedi n lbikiy smeyo.

  • @merhawigebru2806
    @merhawigebru2806 16 годин тому

    Heray belyo hasad nay edu krekb alewo

  • @SaronMichiale-zk7uq
    @SaronMichiale-zk7uq День тому +1

    ከመይ ኢልካ እዩ ብእምነትን ጊዘን ሰባት ምጽዋት ቀሊል ኮይኑ ወደይ 😢 እሞ ካኣ ንዋጋ ዝከፍለልካ ጊዚኡን እምነቱን ዝህበካ ስብ ኣጆኪ ሓፍተይ ርግጸኛ እየ ንዑኡ ከም ዘይጥዕሞ ሕነ ካኣ እግዚአብሔር ክፈድየልኪ'ዩ ኣብ ኮምኡ ኢድኪ ኣይተእትዊ ነዚ ወዲ ካኣ ok በልዮ መን ይፈልጥ ደባሲኪ ይከውን❤

  • @gnherostudio9156
    @gnherostudio9156 День тому +1

    Hray belyo. Hine mfdey gen ytrefkum.

  • @AliKabasa
    @AliKabasa День тому

    Ok beliyo nusu yihisheki aytikseri

  • @ቲቲጓልከተማ
    @ቲቲጓልከተማ День тому +2

    እሺ በልዮ ከምቲ ዝሕረሩኺ ኣሕርርዮም

  • @senaitalem4558
    @senaitalem4558 2 години тому

    Heray belyo❤

  • @BemnetMelake-n1x
    @BemnetMelake-n1x День тому

    ንኣይ እንተወሲድክኒ ቃል ከኣትወልኪ ኣይከህደክን

  • @zebibtekietekie6072
    @zebibtekietekie6072 3 години тому

    ሕራይ በልዮ

  • @GVv-so2yp
    @GVv-so2yp День тому +2

    እሺ በልዮ

  • @SalihIbrahim-k2x
    @SalihIbrahim-k2x День тому +1

    Heray beliyo🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ZufanLove
    @ZufanLove День тому

    እሺ በልዮ ሕነኪ ፍደዬ 🥰

  • @Ostirch
    @Ostirch День тому +1

    ሰብኣይ ካብ ኣምላክ ሰበይቲ ካብ ኣምላክ እዩ ጸሎት ግበሪ ኣምላክ ክመርሓኪ ዩ

  • @FuFg-me2eo
    @FuFg-me2eo День тому

    ሕራይ በልዮ ሓፍተይ ሕነኪ ፍደይ ሓዳራኪ ግበሪ ኣጀኪኪኪ እሺ በልዮ በጃኪኪኪኪኪ ከትኣብይይይ በርትዒ ኣጀኪ ድፈሪሪ ከትከስርዮ ሓደራኪ😊🥺🥺😘😘😘🙏🙏🙏💪💪💪💪💪

  • @tigraytigray5893
    @tigraytigray5893 День тому +1

    እሺ በልዮ❤🎉

  • @TEKLUTESFAGABROKBAHANS
    @TEKLUTESFAGABROKBAHANS День тому +1

    ሰላም ክብርቲ ሓፍቲ ፍቕርኽን እምነትክን ክብርኽን ተጎዲእኪ'ኮ እንተኾንኪ ኣስፊሕኪ ክትሓስቢ ኣለኪ። ኣበየናይ ግዜን ክፍልዓለምን ከም ዘለኺ ውን ክትሓስቢ ይግባእ። በቲ ሓደ ወገን ክትርእይዮ ከልኺ ግን እዚ ሰብ ሓጊዙኪ እዩ። ምክንያቱ ኣብ ውላድን ካልእን ብዘይ ምብጻሕኪ። ንዓኺ ዝኸውን ኣምላኽ ኣዳልይልኪ ኣሎ ኣጆኺ'ዛሓብተይ። ሰይጣን ዝምለኸሉ ክፍለዓለም ኢና ዘለና። ኣብ ህልኽ ክታትዊ ብወገነይ ኣይደልየልክን። ምክንያቱ ኣብ ክንዲ ክትርስዕዮ መሊስኪ ንዘይ ኮነኪ ኣብ ኣእምሮኺ ቦታ ትህብዮ ትፍትኒ ኣለኺ። እዚ ዳሕረዋይ ወዲ ዝብለኪ ዘሎ ንቕምነገር እንተኾይኑ ደሊኪ ጽቡቕ ኣይኮነን ግን ቪድዮ ሒዘ ኣለኹ ከነብክዮም ኢና ዝብል ሓሳብ ከይ ትቅበልዮ አየ ዝብለኪ ብወገነይ። ምክርን ማዕዳ ወለድኺ ግን ዓንቂፍኪ ኽከውን ይክእል አዩ። ምክንያቱ ወለድና ሓደ ካብ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስና ዘሎ 10 ትእዛዛት በተክርስትያን ወለድኻ ኣክብር ዝብል ኢዩ ክብርቲ ሓፍቲ።
    ሰብ ይስማዕ ኣይ ስማዕ ኣይትገደሲ እቲ ኣገዳሲ ኣብ ውሽጥኺ ሕዝክዮ ሰብ ከይሰምዓለይ ኢልኪ ንነብስኺ ከይትሃስይ ጥራይ እዩ።
    ኣይተካብድዮ ህድእ በሊ ኣዚ ሕጂ ዘለክዮ ህሞት ዝኮነ ውሳነ ኣይትወስኒ ብተወሳኺ ከይትጉዲ።
    እቲ ንስኺ ትደልይዮ ዘይኮንኪ እቲ ንዓኺ ዝጠቕመኪ ንኽትረክቢ ኣምላክ ኣብ ዙርያኺ ይኹን።

  • @robelg4863
    @robelg4863 3 години тому

    Hiray belyo !

  • @YafetTeferi-k1m
    @YafetTeferi-k1m День тому

    Hray belyo❤❤❤

  • @freweynigide869
    @freweynigide869 День тому

    Haray belyo❤

  • @BahramGrmay
    @BahramGrmay День тому

    ኢዋይ ሽጊር።ሕነ ምፍዳይ ግደፍዮ
    ጡዑይ ሓዳር ዝግርብር ኢንተ ኮይኑ መስ ኣባ ነብስኪ ኣራኪብዮ ኣብ ነብስኪ ከይ ኣቅረብኪ መዘንዮ ጡዑይ ሰብ ኪኸነልኪ ንኣምላኪ ለምንዮ።ምስ ስድራኪ ይቅረ ተባህሊ።ኣምላኪ ምሳኪ ይኩን ኪብርቲ ሓብተይይይይ።

  • @wediasmera2821
    @wediasmera2821 День тому

    Makorki chinekiyo tekuni😂😂😂

  • @HshHd-j3o
    @HshHd-j3o День тому

    ሒነ ምፍዳይ ናብ እግዚኣብሄር ኣምላክ ግደፍዎ ነቲ ቆልዓግን ንሕቶ ፍቅሩ ተቀበልዮ እቲ ገንዘብ ክምልሰልኪ ዝክእል ሜላ ተረኪቡ ማለት ብርድዳእ ምምላስ ዝክእል ተኮይኑ ለውን ፁቡቅ እዩ ብዝኮነ ግን ነቲ ቆልዓ ኡሹይ በልዮ

  • @YONAS.MEKONEN-ov1hp
    @YONAS.MEKONEN-ov1hp День тому +1

    ሐራይ በልዮ በጃኽይ

  • @MilkaNegash
    @MilkaNegash День тому

    Heray belyo 💕🥰

  • @negasigebretnsae6806
    @negasigebretnsae6806 23 години тому

    Nab Amlaki xelyi, ezgabiher mengedki khbreki eyu.

  • @FevenHabtemariam-bv8nd
    @FevenHabtemariam-bv8nd День тому +1

    Heray beliyo

  • @hawaeritrea441
    @hawaeritrea441 15 годин тому

    Ajokhi awedat kea amelom eyu, mkhisaw...
    Kemey gerki gendebki kemzihabeki tray gberi , because fiqri sinking ikhi... dikhri hgi gendebki wsediyo beqa hadish hadar msriti

  • @konjetanbese
    @konjetanbese День тому

    Hray belyo

  • @HeranTesfalem-c3y
    @HeranTesfalem-c3y День тому

    Haray belyo

  • @WeiniAregai
    @WeiniAregai День тому

    እሺ በልዮ ዛሓፍተይ ኩልኩም ተበድልኩም እኩም ስለዚ ንሶም ሕርር ክብሉ እሺ በልዮ 🙏🙏🙏

  • @zebibtekietekie6072
    @zebibtekietekie6072 3 години тому

    Hiray beliyo pls don't waste your time, ማሓዛኺ ዊን ምስቲ ናይ ቀደም ሰብኣይኪ ኣይክትቕስልን ያ ክገድፋ እዩ bad karma

  • @zebibtekietekie6072
    @zebibtekietekie6072 3 години тому

    ሰብኣይ እንድሕር ፈትዩ ፈትዩ እዩ

  • @hailzgiAbraham
    @hailzgiAbraham День тому

    Ok belyo

  • @banatewelde2892
    @banatewelde2892 День тому

    Hray belyo amlak msaki ykun

  • @genet3442
    @genet3442 День тому

    እሺ በልዮ❤❤❤

  • @ZerezgiHelen
    @ZerezgiHelen День тому

    Ok belyom ❤

  • @hananmehamed7079
    @hananmehamed7079 День тому

    Ewayy mahaza ko merzi 🥹 haray beleyo wa

  • @BdhoBrhane-i9n
    @BdhoBrhane-i9n День тому

    Heray belyo gn ወትሩ ተጠንቅቅ zbhal alo ayteamenyo

  • @saraberhe2567
    @saraberhe2567 День тому

    Don’t do big mistake again, he is not love you he just want revenge her🤷🏾‍♀️you need to be your self temporary and think about your future 🤷🏾‍♀️🤷🏾‍♀️from relationship to relationship is not good 😊

  • @brahnluel
    @brahnluel День тому

    እሺ በልዮ ማዓረይ

  • @KweghEyu-1833
    @KweghEyu-1833 День тому

    ኦኪ በልዮ ንሰብ ካ ፍትውዮ እንበር ኣይትእመንዮ ።

  • @KubromAbrham
    @KubromAbrham День тому +3

    Ok belyo ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @eriterabarentu1119
    @eriterabarentu1119 5 годин тому

    ክብሪ ሓፍተይ ብ ኣምላክ ይፍደይዎ ክብቲ ንስዝኩም ንላዕሊ ሳላም ክትምብሩ ከለዝኩኸም ንላዕሊ ጽቡቅ ምስ ራይኹም ምሕማም ዝዓቢ የለን ንሱ ያክሎም ዩ ንቲ ሰብ ግን አሙን ምኻኑ ኣምላክ ይደግፍኪ ሄዋነይ

  • @abusiraj3429
    @abusiraj3429 День тому

    plse heray beleyuo

  • @YoditKunfu
    @YoditKunfu День тому

    Eway geliom awdat eko khdmate abyki haftey natey 😢😢😢

    • @haben1178
      @haben1178 День тому

      Kemakn shermuta ke alewa do kbret zeytfetwa

    • @YoditKunfu
      @YoditKunfu День тому

      @haben1178 Ata hawey abey tefltni agbabe eska gebar kemzi kemka sedetate ya zeblku ember kulom ayblkun gohfe kabey u maxyuni

  • @DesitTekia
    @DesitTekia День тому

    ሕራይ በልዮ ነዚ ሕጂ ዝሓተኪ ዘሎ ግን ኣጅኺ ተምሊስኪ ኣንብዕዮም ንኽልቲኦም ተጠንቂቕኪ ኪዲ ሕራይ በልዮ ነዚ ዝሓተኪ ዘሎ

  • @haben1178
    @haben1178 День тому

    😂😂😂😂😂😂😂 sebayki ፈዳሒ eyu kexlo

  • @MekonenDesale-z2n
    @MekonenDesale-z2n День тому

    hray belyo

  • @ghideykahssay9473
    @ghideykahssay9473 День тому

    Say yes please 🙏

  • @rezenayemane7293
    @rezenayemane7293 День тому

    Libki keywdeki heray beliyo. Gen tenkik beli

  • @eru5343
    @eru5343 День тому +2

    Esu felitna ena Ko kab Afrika wedi keytmxea nbel wedi tseirken waga kefilken ketmxeo kekbrekn keytxbeya nesom keydom yemxeu

    • @yohana-p9q
      @yohana-p9q 4 години тому

      nay bhaqi nwedi waga zeymkfal

    • @BiniBini-j2c
      @BiniBini-j2c 19 хвилин тому

      Kab seb n sbe yfelale eu nkulu medmdemta ktgebrlu aytkeln eika

  • @Gere-f8j
    @Gere-f8j День тому +1

    ኪኢላ ኢካ

  • @kflebokrexion-q5s
    @kflebokrexion-q5s День тому

    🎉🎉🎉🎉

  • @SenharSemu
    @SenharSemu День тому

    Heray belyo

  • @welduzeray3632
    @welduzeray3632 День тому

    ሰላም ክብርቲ ሓፍተይ ሕራይ በልዮ ምኽንያቱ እዚ ኩሉ ጥልመትን ክሕደትን ብሰንኪ እቲ ክኾነኒ ኢልኪ ዋጋ ከፊልኪ ዘምጻኽዮ ብዓል ቤትክን መሓዛኽን እዩ ስለዚ ንብሕጂ ክኾነኒ እዩ ኢልኪ እትሓስብዮ ብዓል ቤት ስለዝጠለመኪ ነዚ ኣብ ግዜ ሽግርኪ ኣለኹልኪ ዝበለኪ ሕራይ በልዮ ስለዚ ድማ እቲ ዝሰኣንክዮ ናይ ሓዳር ፍቕርን ዝኸሰርክዮ ክትረኽብዮ ኢኺ ምኽንያቱ ከማኺ ዝተጠልመ ስለዝኾነ ወድሓንኪ

  • @awetberhane9351
    @awetberhane9351 День тому

    ሕራይ በልዮ ደባሲኪ ኢዩ