ኣዝዩ ደስ ዝብል ዕላል ከሙ ውን መሃሪ፡ and the great thing is you don’t have to be ashamed who you are. ኩሉ ነገር ኣብ ፍልጠትካን ኮንፊደንትኻን ዝምርኮስ ይመስለኒ። ኣብ ኤርትራ ተፈንጢሑ ከም ብሓዱሽ ክስራሕ ዘለዎ ነገር ከምዘሎ ፋሉጥ ኢዩ። ብዝተረፈ ቀጽላሉ፣ አምላኽ ምሳኽን ይኹን።
I really love the way you mentioned that you are both from Eritrea as the first one and later with details Maimine one of my best mesmerizing City born and raised ❤️ I know both of you in person as my younger sister please keep inspiring and educate people as you always do. Hevu and Lidu. God bless Eritrea 🇪🇷.
Wawww eta gual da tigrawyti yemeseleni neru love u all deki erey GBU all ❤❤❤❤❤❤ lomi fetyeki sedet gerem u etetekimkalu tekyeer eka kb Kuno game nb Hose shet meata wey gud
ዝበሰለ መግብን ዝበሰለ ሰብ እገዳሲ እዩ ፡እቲ ንኸብድኻ እቲ ን የእምሮኻ so beautiful ❤️
ዋውውው ብሩኻት የሕዋተይ ብጣዕሚ ብሱላት መንእሰያት ኢኽን ተባረኻ። ኣነ ዝገርመኒ ሲ እዚ ህዝብና ስለ ዘይማዕበለ ድዩ ዝጻረፍ በጃኽ መንእሰያትና ንምቕያር ስርሓሉ
ብጣዕሚ ደስ ትብላ ዕምበባታት ሃገርና ዋላ እቲ ሕቶን መልስን እውን ጽሑፍ እንዳ ኣንበብክን ብዘይ ምንባሩ ደስ ኢልኒ ስድራቤታዊ ዓይነት ተባረኻ
ብጣዕሚ ንፋዓት ሄቨን & ሊዱ 👍👍👍👍
Mashallah Xebuqat Ftret Edmen tenan yehabken fetariiii 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
Ajoken bertea 🥰🥰🥰🥰
ካሕ ካሕ ደስ ክብላኻ ስሓቕክን የብዝሓዮ 👸👸
ሊደይ ናተይ ጃይ ጥራይ 2"ሚልዮን ክትበጽሒ ኢኺ
ሄቩ ሓፍተይ ኣዋድቓ ቓላትኪ ብጣዕሚ እዩ ዝምስጠኒ ኩሉ ሰብ ከም ናተይ ኮመንት ክህልዎ ድሌት ኣለኒ 🇪🇷"♥
From ERITREA Adi'Quala ❤️🩹✍️
Thank you dear😊!
hadar kgebrelki eba gn baby shawir eda belki key trbshini ok do febu shikor@@motivationwithheaven3140
ኣዝዩ ደስ ዝብል ዕላል ከሙ ውን መሃሪ፡ and the great thing is you don’t have to be ashamed who you are. ኩሉ ነገር ኣብ ፍልጠትካን ኮንፊደንትኻን ዝምርኮስ ይመስለኒ። ኣብ ኤርትራ ተፈንጢሑ ከም ብሓዱሽ ክስራሕ ዘለዎ ነገር ከምዘሎ ፋሉጥ ኢዩ። ብዝተረፈ ቀጽላሉ፣
አምላኽ ምሳኽን ይኹን።
ብሉጽ ሓሳብ ካብ ቡሉጻት ሰባት ናይ ባሓቂ ንፉዓት ደቂ ኤረይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💯👏💯👏💯
ጽቡቕ'ን ዝነኣድን መደብ'ዩ ሄቨን/ሊዱ ቐጽልኦ ብሉጻት ኢኽን!
ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደብ ኢዩ ካብ ሉጻት መንእሰያት ብሉጽ ስራሕ ኢኻ ትጽበ ሄቩ ብጣዕሚ ኢየ ዘድንቐኪ ቀጽልዮ❤❤
ዋውው ብጣዕሚ ቡሱላት መግለጺ ሲኢነልኪን ኩቡራት ኣሕዋት ደቂ ማይ ምነ ኣይትመስላንን ነይርኪን ኮሪዐልኪን ደቂ ቖሓይን ሽኮሪናታት❤❤❤❤
ሰላም ሄቩ & ሊዱ ዓብይ ሓውኽን እየ ወድማይምነ ብጣዕሚ ጽቡቕ ደስ ኢሉኒ ተኸታቲለዮ፡
በርትዓ ቀጽለኦ ግን ኣብ መንጎ ካብቲ ስርሓት ናይ ሊዱ፡
ንኣብነት ካብታ ናይ ቻይና ዝብልክንኣ እንዳ ኣእተኽን ክኸውን ኔርዎ፡
ዘይፈልጥዋ ስርሓት ናይ ሊድያ ማጆር ንምልላይ ማለተዩ፡
ስለዚ ኣጆኽን ዘን ኣሕዋተይ ዕድመን ጥዕናን ሰላምን ቅሳነትን ንኹሉ ፍጡር ወድ ሰብ ይምነ ኣሕቢረ።
ማራ ንፉዓት ኢክን ናይ ብሓቂ ብፍላይ ሰሓቅ ፍሽክታክን ማራ እዩ ዝማርከኻ
ብዝኮነ ሊዱ ብዛዕባ እታ ከነኣኡሱኻ ዝደልዩ ዝበልክያ ግን ሰብ ዋላ እንተነቀፈኻ ነቀፌታኡ ዝጥቀም እንተኮይኑ ምውሳድ እቲ ነቄፌታ ካብ ሓቂ ዝረሓቀ እንተኮይኑ ድማ ሪኢኻ ከምዘይረኣኻ ሸተት ኢልካ ምሕላፍ እዩ ሊዱ ሽኮር ❤❤❤
ሄቩ ሽኮር ከዓ ኩሉ ግዜ ዝከታተለኺ ናይ ብሓቂ ዕላልኺ ንስኺ እትዛረብዮም ኣስተምህሮ ማራ እዮም ዝምሱጡኒ ቀፅልሉ ❤❤
ኣብ fb ዝከታተለኺ ነይረ ሕጂ ግን በዚ ቻነል ረኪበኺ ኣለኹ subscribe like ኢለኺ ኣለኹ በርትዒ i am from tigray 💊
ክብረት ይሃበልና ኩቡር ሓወይ!
ጽቡቕ መደብ። ግን ናይ ሊዱ ቲክቶክ ፔጅ ኣይሓበርክናናን ፎሎው ክንገብራ ነይሩና❤
ኣነ ዞም tiktok ዝጥቀሙ ብዙሕ ኣይግደሰሎምን የ ንዓኺ ግን ኣብቲ motivation ትህብዮ ዝነበርኪ ደስ ትብልኒ ጓል ኢኺ ግን ኣብ ኣቀላልጻ ትግርኛ ብጣዕሚ ህውኽቲ ስለ ዝኾንኪ ምሳኺ ኣይቀጸልኩን እስከ ሓደ መዓልቲ Rodas motivation ኣቲኺ ወላ 5 ደቒቕ ስምዕዮ በቃ ህድእ ዝበለ ኣገላልጻን ብጣዕሚ ክትሰምዖ ዝስሕበካ ምክሪ ዩ ዘለዋ።ምስኣ ከምዛ ሓፍትና ተተምጽልና ውን ጽቡቕ ኔሩ ደስ ምበለኒ ነዊሕ ውን ጌረ ለኹ ካብ ዘይሪኣ።ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን
እዉዉዉዉይ ሄቩ ሓፍተይ ንስክን ደቂ ዓደይ ኢክን እዋይ ኩሉ ግዜ እየ ዝካታተለክን ግንካኣ ሎሚ ብዝበለጸ ካኣ ደቂ ዓደይ ኮንክን ጸኒሕክን ብጣዕሚ ተሓጉሸ ከምዚ ደቂ ዓድኻ ኣብ ጹቡቅ ክትሪኦም ከለኻ ደስ እብለካ ብዓዳዊነት ስለ ዝሓሰቡኩ ኣይኮንኩን ማይ ምነና ኣጀካትክን ዘን ኣሕዋተይ❤❤♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥
ሙዕቡላት ብሓቂ ማይ ምነ ዓደይ ኩረዓትና ❤
ብጣዓሚ ደስ ባሃሌት እኺ ሎሊ ሓፈተይ ኣነ ካኣ ኣድናኪኪ እየ ኣጆኺ ቀጽልዮ ጓል ዓደይ ጅግና ኣሳሓቓኽን ካኣ ማራ ኬፍ ኣለክን❤❤❤❤
I love you 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤💚💚💚💚💚 liude and hevei betame eye zeftewken hawken ab holland eye zeloku wedi my meni💚💚💚💚💚🎉❤❤❤
Deki Erey shekorakur🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾
ሄቪተይ & ሊዱ ብጥዓሚ ደስ ዝብል መደብ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ብሓቂ ብሉጻት ቆጽልኦ❤❤❤
I really love the way you mentioned that you are both from Eritrea as the first one and later with details Maimine one of my best mesmerizing City born and raised ❤️ I know both of you in person as my younger sister please keep inspiring and educate people as you always do.
Hevu and Lidu. God bless Eritrea 🇪🇷.
ሰላም ኣዜ ዝፈትወን የሕዋት ሄቩ ኤንድ ሊዱ ኣጆኽን በርትዓ ኣብ ሂወትን ሰላምን ጥዕናን ይምነየልክን❤
ዋው ኣዚኽን ብሱላት ኢኽን ። ኣምላኽ ኣእምሮኽን ይባርኽ
ቁሩብ ግና ኣሕጽርክናኣ
ኣብ ዝመጽእ ንህዝብና ክዕብዮ ዝኽእል ሕዝክናልና ክትክትመጻ ድማ ተስፋ ንገብር ።
Thank you hawey🥰🙏🏿
Wawww gele aynet elal des zbl kxlyo lidu hevu ka mara zednka mhrti eya 🎉🎉🎉🎉🎉
ናይ ብሓቂ ማሃሪ ኢንተርቭው ❤
I feel like you both speak amharic fluently...m impressed!❤❤❤
ብጣዓሚ ጽቡቅ ስራሕ ደቂ ዓደይ መዓረይ ቀጽሎኦ❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
ጽቡቅ ዝኮነ መደብ እዩ ቀጽላሉ❤❤❤
Ajekin nfata deki eriy ♥️💕💕🇪🇷🎉🎉🇪🇷🇪🇷🎉♥️♥️🎉🇪🇷♥️
ልድያ ዳ መማህርተይ እንድያ ኔራ ብዝኮነ
ጽቡቅ ዕድል ይምነየልክን
abey eyen abyen.aynegerkmunann eko.
Wawww my you both are so Smart.thank you deqi adey Shkorat
ደቂ ሰረት 💚💚💚💚💚
ከምዚ ጠንካራን ብሉጻትን ደቂ ኣንሰትዮ ክርኢ ተለኹ ውሸጠይ ከም ገለ ዓይነት ሰምዒት'ዩ ዝሰመዐኒ ሄቩ ለለ ማራየ ዘድንቀኺ እድብተይ❤😊
Waww Shikorina Haftey ጓል ሲረትኪ ዲኪ
ኣብ ካልኣይ ግዜ ኽኣ ብትምህርቲ ኣብ ዝላዓለ ደረጃ ዝበጽሑ ኣምጽእልና ኢኪ ኻብቲ ተመኽርኦም ከኻፉሉና/ወይ ኽኣ ኣብ ንግዲ ዓለም ዝነጥፉ ሰባት ብዝተረፍ ጹቡቕ መደብ ቀጽል'ዮ ናትኪ ተኻታታሊ ኢየ Thank you for sharing this video keey it up.
Thank you hawey sure ab plan alena
Lidu and Hevu great ahwatey
ጽቡቅ መደብ ክልተ ሓደ ንፉዓት❤❤🎉🎉
Wow God bless you!
Wawww eta gual da tigrawyti yemeseleni neru love u all deki erey GBU all ❤❤❤❤❤❤ lomi fetyeki sedet gerem u etetekimkalu tekyeer eka kb Kuno game nb Hose shet meata wey gud
ሊዱ ሓደ መዓልቲ እንዳሸቀጥኪ ዓሚጽክኒ፡ኔረኪ ሕጂ ምለስለይ ክክክክ፡ ብዝኮነ ንፉዓት እግዚኣብሄር ሓይሊ ይሃብክን
Sis. you might have to change how you say "Deqi adi ena", we grew up together is better. Thank you.
ካምክን ይብዛሕ ምቅራተይ🙏👌
መታዓቢተይ ሽኮሪናታት ❤ሊደይ❤ ሄቨነይ ❤ደቂ ሚያሚ ❤
Selam zarkeyyy. Wedi maymne arkeyyy. Abodom mezabe wedi Hurey. Ab germeny kem zlo yfelt eye. Meseger teleku krekbo delye❤❤❤
Beautiful and inspiring girls . God bless you
እተን በላሕቲ ደቂ ዓደይ ምጩዋት ኣጀኹን በርትዓ ❤🍎🍓🍇
Away des keblakaa ab sedet 9 amet gar conet xehfe ayfelten lonate yxehfe aloko beskon edmen tena yhabeko fetary❤❤❤🎉🎉
The guys are talented and smart.i am really proud of you ma sisters' lidu and heavu❤❤❤
Lovely honest person
ዋዉዉዉ ክልተ በላሕቲ❤❤❤❤
ማራ መጸለል ዝኮነ መደብ ናይስ ዝኮነ ዶና እያ ❤❤
Deqi adeyyyy selamkn ybzahh❤🎉🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
ብጣዕሚ ጽቡቅ ዕላል እዩ ። ግን ያ ያ በዚሕዋ 😂😂😂😂 ዋዛ እያ
Www zftwen yhwat bhade mtsien edmen tenan yhabken fetari muqurat ftret❤❤❤
ዝርነት ሓሳብ ብስለት ኣእምሮ ዘሐክን ናይ ዚ ዘመን ኣርኣያ ክትኮና ከኣ ደስ ይብለና። ቀጽለኦ🎉🎉🎉
Xbukat yehwatey edmen tenan yhabkin❤❤❤❤💚💚💚💚
ደስ ክትብላ ፅሩያት❤
Part two please❤❤❤❤❤
ምቑራት የሕዋተይ 😍
Erey for ever gal Erey
Nifuat deqi halal meret❤❤
ኣሰይ ናባሓቂ ደስ ዘብል ዕላል ሙቁራተይ ኣጀኩን ቀጽለኦ።
ብሉጻት መንእሰያት ደስ ዘብል ዕላል እዩ ቀጽልኦ ጽቡቃት 🎉❤🎉❤🎉❤🎉🎉🎉🎉🎉
Xbukatey❤❤❤
Well come shikorinat edmen tienan yhabkun buluxat ekin kexlwo❤
Single diyen anay way nflto ziakil eye😂😂
Good job!
Wawww xbukate ❤❤❤❤❤
ፅቡቃትን ብልሓትን😍
Muqurat des ktbla mat ikn. Qurubu gna abmongo sahabi kkewn tiki to anda aatekn tetgebrao bele neru 😘😘😘😘🥰🥰👍👍
Deqi odey mareyy ❤❤❤
Deki Qohayn 🎉 shkorat 🎉❤🎉
mukurat❤❤❤
Nay behaqi des zbil thzto eyu qexilio 🎉🎉🎉❤❤❤
❤❤❤❤kesilo subekat❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ዋውውውው ኣዚየ ዝፈትዋ tiktoker ሄቨን ሓፍተይ ኣጀኪን ቅጽለኦ ❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤ጽቡቃት ደስ ብሃሊ
ክልተ ብሉፃት ዝፈትወክን❤🎉
መሃርን ጽቡቕን ኣቀራርባ፡ ናፍቆትን ፍቕርን ኣለክን። ቀጽልኦ ! ❤
🎉🎉❤❤❤ ንፋዓት😊
Even haftey ane kabaki bzuh ye temahire ❤❤❤❤❤❤❤❤
Wawww nay bahaqi nifuat ketslio❤
❤❤ብሓቂ ደስ ተብላ ምቁራተይ❤❤❤❤❤❤❤
Nay behaqi des zbil thzto eyu qexilio🎉🎉🎉❤❤❤
Anbesa ajoki brti ❤❤❤🎉🎉🎉
Xubuq medeb yhwati qexilo❤❤❤❤❤
Nfiati heve qexlyo ❤❤❤🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤ qdeqi maymana shkorkor
Wawww bitaemi nifuat ❤❤❤ sehakin yebzihayo 😁😁😁
Like to share Like 👍 shera Like shera kab wedi meley 👍 💙 💙❤❤ from shamjane you guy's keep up deki Tigrina one love best 💘
ጽቡቅ መደብ ቅጽልኦ ጽቡቃት የሕዋት
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉xebukati yahwtye ajken
Des zbl gulnxnet zelewo elal ❤
አትን ምቁራት ኣሕዋተይ ብታኣሜ እየ ዘደንቀክን ቆጽልኦ❤🎉🎉🎉🎉
Wawwwwww muquratey des ktbla bteami eye zifetwekn qexleo ❤❤❤❤❤❤
Bitami des tibla keep going xebukat. ❤❤❤
ሄቩ ብስልቲ ሰብ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ፡ንሓፍትና ሊዱ ዉን ከምኡ፡ ብጣዓሚ እየ ዘድንቐክን። ንሓደ ነገር ንኽትስዕሮ ብሓይሊ ፍልጠት እየ ዝኣምን ፍልጠትኪ የብዝሓዮ፡፡ ንኡስ ዞባና ዑቑር ዓቕሚ ኣለዎ ዓቕምና ከመይ ከምነውጽኦ በቲ ዘለኪ ፍልጠት(ሓይሊ) ናይ ቴለግራም ግሩፕ ከፊትኪ ንኽታባብዑ ዘለዎም ንኽታባብዑ፡ንዘይወጹ ክኣ ንኽወጹ እንተትገብሪ ደስ ምበለኒ።ይቕንየለይ!!
Waw blxat yehwatna edmen tenan yhabkn ❤❤❤ fetari
xubuqat yhwatey❤❤edmen teanan yhabkn🙏
ዋውውውውው ጽቡቅ ስራሕ ዩ ቀጽሎኦ ሄቩ ሓብተይ እንዳወሰኽክ ንበራ
💖💞💕
❤️👍❤️👍❤️