🛑ሕጂ ግርምም ! ካብ ትግራይ ንስታሊን | ደም ትነብዕ ዘላ ሓፍትና | ጓል ራያ ብዛዕባ ኩላሊት

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 3 січ 2025

КОМЕНТАРІ •

  • @maggyshow
    @maggyshow  3 дні тому +28

    እንኳዕ ኣብፅሐኩም 🙏
    ናይ ቤኪ ሓዉና ዩቱብ ቻናል
    www.youtube.com/@bekispot
    እናኣተኹም ሳብስክራይብ ኣይትረስዑ

  • @ብሪጓልእመብርሃን
    @ብሪጓልእመብርሃን 3 дні тому +12

    ማጊ ሓወይ ምንጪ ሳሓቀይ ኣነ ቂድሚ
    ሕማቅ ይኩን ጽቡቅ ከይረኣኩ ላይክ
    እየ ዝብለካ ከምዚ ከማይ ዘለኩም
    ላይክ ግበሩ❤

  • @ይኩነኒበከመትብለኒ

    ማግየ አንኻአ ደስ በለካ 150k በጺሕካ ኣብዝላዓለ dereGa ክትበጽሕ ሰናይ ትምኒተይ አዩ 👏

    • @SeniOfficiale
      @SeniOfficiale 2 дні тому +1

      @@ይኩነኒበከመትብለኒ መልሲ

  • @salamassalama1671
    @salamassalama1671 2 дні тому +2

    አይደልን ንዓካ እና ንደሊ ባሕሪ አንደልን ♥️

  • @ሚሊሃፍታይ
    @ሚሊሃፍታይ 3 дні тому +7

    ኣንኳዕ ብስላም መፂካ መጊየ ሓውና ደመሩኒ ናይ መጊ ቤተስብ🙏♥️

  • @YonasTele
    @YonasTele День тому +1

    ብጣዕሚ ዝሕፍር ስራሕ እዩ ሙስሊም አሕዋትና ሃይማኖተን ተኸቢሩለን ክማሃራ አለወን

  • @hintsareda4945
    @hintsareda4945 День тому

    አረ ዝገርም ሓሳብ እያ ኣቅሪባ እዛ ሓፍትና ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ።ኪላራ ድያ ትባሃል ።ኣመስግነለይ ሓወይ ማዓረይ

  • @AdoNebu
    @AdoNebu 3 дні тому +1

    እንኳዕ ደሓን መጻካ ማግየይ❤❤

  • @ዩትቡር
    @ዩትቡር 2 дні тому

    ኣይንደልና ማጊየ ትሕሸና ዋይ ዘይኽውን❤

  • @samerhmahlet
    @samerhmahlet 2 дні тому

    እንካዕ ብሰላም መፃካ ማግዋይ❤❤😂

  • @goitomkidane2376
    @goitomkidane2376 2 дні тому

    ኣዴታትና እተን ብሂወት ዘለዋ ብዙሕ ዕድመን ጥዕናን ነተን ብሂወት ዘየለዋ ድማ ኣብ ጎኒ ሰማያዊ ኣቦ የቀምጠን ፈጣሪ ነዛ ሓፍትና ከኣ ብዙሕ ዕድመ ይሃባ ቀጽልዮ ድማ በለለይ ማጊ ነብሲ

  • @FhFg-s4v
    @FhFg-s4v 3 дні тому +6

    ሚጊ ቆንጆ እንኳዕ ብሰላም መፃኻ❤❤❤❤❤❤❤

    • @SeniOfficiale
      @SeniOfficiale 3 дні тому

      @@FhFg-s4v ደሚረኪ ደምርኒ ውዴ

  • @RobelDesta
    @RobelDesta 2 дні тому

    Happy new year bro maggy

  • @SalamaSalama-nh9gq
    @SalamaSalama-nh9gq 3 дні тому

    ሚጊ እንኳዕ ብሰላም መፃኻ❤❤❤❤

  • @SeimerhSeimerh
    @SeimerhSeimerh 2 дні тому

    እንካዕ ብሰላም መፃካ ማግዋይ ❤❤❤❤🎉🎉🎉

    • @SeniOfficiale
      @SeniOfficiale 2 дні тому

      @@SeimerhSeimerh ደሚረኪ ደምርኒ ውዴ

  • @MeriTube-o7y
    @MeriTube-o7y 3 дні тому +1

    መግዋይ congraaaa150k🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤

    • @SeniOfficiale
      @SeniOfficiale 2 дні тому

      @@MeriTube-o7y ደሚረኪ ደምርኒ ውዴ

  • @Smert-g6f
    @Smert-g6f 2 дні тому

    ብሉፅ ማጊተይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ኣለምዕባይገጠር
    @ኣለምዕባይገጠር 2 дні тому

    ማግየ❤❤❤❤🎉

  • @ሂወትትቀጥላለች-ቘ5ቨ

    አረ ንስኻ ትሕሸና ወድነይ ካብ ቀይሕ ባሕሪ❤❤❤❤

  • @Ngsti-e3g
    @Ngsti-e3g 3 дні тому +1

    ማጊየይ ተከታታሊትካ የ ከይተሓልፈኒ ደምረኒ❤

  • @AtsedeYouTube
    @AtsedeYouTube 3 дні тому +1

    ናተይyou tube እውን እባ ኣፋልጠለይ ማጊዋይ 😍

  • @Efremabrha8202
    @Efremabrha8202 2 дні тому

    Maggy ❤❤❤❤❤❤❤

  • @ሰናይት-ኈ2ጸ
    @ሰናይት-ኈ2ጸ 3 дні тому +5

    እወ ሓቃ እዛ ናይ ሞስልም አሕዋትና ትዛረብ ዘላ አነ ሐዚ ክርስትያን ⛪⛪⛪⛪⛪እየ ግን እት ዓረብ መስግዲ አል ነጋሺ ትፎልጥዮዶ እልን እወ እሎዮ ከመይ ተዶንቁ እና ብገናኡ ዓገብ ዓገብ

  • @جمالابراهيم-ق1ك
    @جمالابراهيم-ق1ك День тому

    ማጋይ ትሕዝቶኻ ብጣዕሚ እዩፁቡቅ ንሕና ክምት ዝዓበናዮ ብፍቅሪ ተፋትዮም ዝዕበዩና. ወለድናብዘይ ምፍልላይብብእምነቶም እናተኽባበሩ ዘረክቡና. ዓድስ. ችግርዶን እይንዓድምን. ንሰላምንዶ. ንዘምርን ብሓቂድዩ. ክሻዕ ክንድዙይ ዝወረዱ መራሕቲስ. ልምዓትን ዕብየትን. ክንፅበ ንኽእል?ጠይቁልና

  • @MaregKeshi
    @MaregKeshi 2 дні тому

    ማጊተይ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉ብሉፅ❤❤❤

  • @ዩትቡር
    @ዩትቡር 2 дні тому

    ማጊ አነስ እታ ኣወዳት ትብል ዛላ ምስ ራኣኽዋ ላይኽ ገይር ቀዳመ😂

  • @user-oi3zo5cy4n
    @user-oi3zo5cy4n 3 дні тому +1

    ዓለይክ ሰላም❤።

  • @DestaGeberzher
    @DestaGeberzher 2 дні тому

    maggy bro ❤❤❤

  • @mebri1822
    @mebri1822 День тому

    ትግራይና ሕዝውን ክርስትያንን አስላማያን ሓቅፋ እትነብር ዓዲ እያ አጆክም ደቂ ሪመይ አቤ ትግራይና ዞሎ ኩሎ ካሓልፍ እዩ

  • @melakeadhanom4302
    @melakeadhanom4302 2 дні тому

    ጠርቓሽ

  • @tseggaiweldeslasie8727
    @tseggaiweldeslasie8727 День тому +1

    😢ተጋሩ ደቂ አንስትዮ ! ነዞም ጠላማት አሕዋትክን ደቂ ተባዕትዮ አይትእመንኦም። ገንዘብክን አብ ባንኪ አእትውኦ።እንተዘይተኻኢሉ ፡ንኤርትራውያን ክሕዙልክን ሃብኦም
    ።🎉🎉ኤርትራዊ ናይ ስርቂ ሐሳብ የብሉን።

  • @medihinteame3979
    @medihinteame3979 2 дні тому

    Nenebrtna ywaxena qjeh baherna. Maggy sheker qyh baherna hemurana ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @titiberhan9358
    @titiberhan9358 3 дні тому

    ማጊተይ ሓድሽ ዓመት ናይ ጭሕሚ ዘመን ይግበረልካ እስኪ🎉🎉

  • @ሜሪቾቻነል
    @ሜሪቾቻነል 2 дні тому

    ሰላም ሰላም ሓፍቲ ማጊ እየ ደምሩኒ😁❤

  • @richochewa1640
    @richochewa1640 2 дні тому

    Ewe Alena 👍👍👍👍👍❤

  • @AsienAbadi
    @AsienAbadi 3 дні тому

    ተክክለ❤❤

  • @YytHdd
    @YytHdd 3 дні тому +1

    Way maggye nono anseddiy keyh bahri lbaelkum tsritey😂😂❤

  • @Milil-n6j
    @Milil-n6j 3 дні тому

    ማጊተይ ማጊተይ ማዓዝኽባ ትረደአልይ ብሰሩ ገለባ በለኒ😮❤🙈✌️

  • @TDF_y
    @TDF_y 2 дні тому

    ማጊ ተናፋቂ 😊❤❤❤❤

  • @NurayShumu
    @NurayShumu 2 дні тому

    ያዕቢየለይ እዝሐወይ ሐቂ ብርሀን ኢዮ ቀፅለሉ

  • @HiwetBerhe-s6l
    @HiwetBerhe-s6l 2 дні тому

    ድምርኒ ተጋሩ ዓይነይ❤

    • @SeniOfficiale
      @SeniOfficiale 2 дні тому

      @@HiwetBerhe-s6l ደሚረኪ ደምርኒ ውዴ

  • @Elham-c6v
    @Elham-c6v 2 дні тому

    Bexihna ya 150k magii congra

  • @kidanpe5jj
    @kidanpe5jj 3 дні тому +1

    ደምርኒይ አሕዋተይ❤❤❤❤❤

  • @RedseaRedsea-v1v
    @RedseaRedsea-v1v 3 дні тому

    Happy new year 2025 brother mage show

  • @soyra778
    @soyra778 3 дні тому +1

    ማጊ ሓሪፍ ኣካቢ ወረ፡ ኣብዚ ሓድሽ ዓመት ጭሕሚ ከተውጽእ ወሲንካዶ

  • @Hiwet-v5k
    @Hiwet-v5k 2 дні тому

    ማጊየ ናይ ስሓቅ ምንጪ😘😘😘😘💋💋💋❤️❤️🥰🥰🥰😘😘😘

  • @ቤቲ-m3B
    @ቤቲ-m3B 3 дні тому +3

    ደምሩኒ ተጋሩዋይይ🎉❤

  • @benat737
    @benat737 День тому

    Bitami ena nifetweka kab Eritrea 🇪🇷 Eritrea 🇪🇷 ♥️

  • @elsagaiem4132
    @elsagaiem4132 3 дні тому +1

    Standup of the right of religion❤❤❤❤❤

  • @FyGu-y1d
    @FyGu-y1d 3 дні тому +1

    ኣደይ 😭💔😘

  • @FfyfhDtfg
    @FfyfhDtfg День тому

    Magi❤❤❤

  • @angelayosef6425
    @angelayosef6425 2 дні тому

    Magey rehuse hadeshe amete 💕🍾🥂💪🤗👍🇪🇷🙏

  • @FreHailu-v8c
    @FreHailu-v8c 2 дні тому

    ናይ ሷዑድ ዜና ሀቅ eyu👍😂😂

  • @Jonman-m6b
    @Jonman-m6b 2 дні тому

    ንቅይረካ ወ🤗🤗🤗😝

  • @ሱቅጥዑሙ
    @ሱቅጥዑሙ 3 дні тому

    ደሙሩኒ ክምልስየ ተጋሩዋይ❤❤❤❤🎉🎉

  • @gamy-y3q123
    @gamy-y3q123 2 дні тому

    የቅንየልና ማጊ ሐውና ድምፂ ዝኾንካ ን ሙስሊም አሕዋትና 🌷

  • @EduyeEdu
    @EduyeEdu 3 дні тому +1

    Maggy 2025 kieatu eko hade seat terifwo happy new year eba belena🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤

  • @HaftomHgm
    @HaftomHgm 3 дні тому

    ማጊ ጅግና ኣርኣያ ብዙሓት

  • @CapiteyNty
    @CapiteyNty 15 годин тому

    ማጊተይ ኩሎም ተጋሩ ነቲ ዘምጸኩልካ ሓሳብ ተቀቢሎሞ ኣለዉ። ናትካ ሓሳብ ተሪፉ ኣሎ መልሲ ክጽበ እየ. ካልኣይ'ካ ናይ ጓለይ Birthday እዩ ጊፍት ክጽበ እየ❤

  • @AwashNegasi
    @AwashNegasi 2 дні тому

    Magi ❤❤❤❤❤

  • @worknehbelay8165
    @worknehbelay8165 3 години тому

    ሓሳዊ መኮነን ኣብቅድሚ እስታሊን ኣይትጽናሕ
    ዝብኢ ጽባሕ ይውሰድካ ፎሽካል!

  • @tchctfdtg
    @tchctfdtg 2 дні тому

    እስታሊ ጅግና ወዲ ህዝቢ እዮ

  • @bekispot
    @bekispot 3 дні тому

    Dear wedno ❤❤🙏🙌🙌

  • @WereHailu
    @WereHailu 3 дні тому

    Keyh Bahri Ayndeln Tgraway Kbar Eyu❤❤❤

  • @Haftomabrha-p1d
    @Haftomabrha-p1d 3 дні тому +1

    Maggy ambesaww

  • @FyeriHagos-k6z
    @FyeriHagos-k6z 3 дні тому

    ደምሩኒ ኣሓተየሰ❤❤❤❤

  • @MukeMuha
    @MukeMuha 2 дні тому

    Klara zfatwa tigrawaity ❤

  • @adawitadhin5047
    @adawitadhin5047 2 дні тому

    Nfqris msteqebelkani do ane chihmi zeyblu seb ye zfetu❤😢

  • @AwetYrga-z8p
    @AwetYrga-z8p 2 дні тому

    እስታሊን ሎሚይ ብሽሙ ተፀዊዕ ሓሳዊይ

  • @Yes-je9dr
    @Yes-je9dr 3 дні тому

    ሓቃ ኣላ ሞስሊም ኣሕዋትና እዮም ❤

  • @KewanitGebrehiwet
    @KewanitGebrehiwet 3 дні тому +1

    ማጊና ቀይሕ ባሕርና አይንህብን💪😔🤣🤣

  • @FreReally
    @FreReally 3 дні тому +2

    ሰናይ2025 ይግበረልና❤️💙ናይ ስዕዲ ዜና🤔ጉድ ፀለመ እዩ
    ንመጀመርታ ግዜ ይልምን ኣለኩ ደሙሩኒ

  • @TesfayHagos-t8g
    @TesfayHagos-t8g День тому

    ከመይ ኣለካ ማጊ ኣቃጣሪ ።😅 ናይ ክስቶ ፀጋማይ ካልሲ😅ይመችካ

  • @GebreMekonnen-s8q
    @GebreMekonnen-s8q 2 дні тому

    ብጣዕሚ ለባም መስተውዓላይ ሰብ ሚዛናዊ ስብ ኢኻ :: ሚድያኻውን ንኹሉ ዝጠቅም እንተኾነኳ ንመንእሰይ ማእኸል ምግባርኻ ዝበለፀ እዩ:: ከም ስታሊን ንዝኣረጉ ማእኸል ምግባር መወዳእትኡ ውድቀት እዩ:: በርትዕ!!!!

  • @ሜሪሃይሉሽ
    @ሜሪሃይሉሽ 3 дні тому +1

    ደሙሩኒ ተጋሩዋይ🎉❤

  • @سلامسلام-ت6ف7ع
    @سلامسلام-ت6ف7ع 3 дні тому +1

    ❤❤❤❤❤❤😍😍😍😍

  • @Hwnetchanelሕውነትቻነል

    Demuruni tegarwayy ❤❤❤❤

  • @mhfbd6655
    @mhfbd6655 2 дні тому

    🎉❤

  • @abrahatsadik652
    @abrahatsadik652 3 дні тому +1

    Mekonen💪💪💪
    Stalin leyba sbhatizm.

  • @AbrahamyohansAbraham-ju5tl
    @AbrahamyohansAbraham-ju5tl 2 дні тому

    Maggy በጃኻ እዚ ሓሳው ኣይተስመዐና በጃኻ.....ዘይኮነ ነገር

  • @Hiii-n1f
    @Hiii-n1f 2 дні тому

    ዋይይይ

  • @ሜሪጓልዓጋመ-ጸ
    @ሜሪጓልዓጋመ-ጸ 3 дні тому

    ብሓቂ እያ ዛናይ ሱዑዲ ንበዝሕ ስንጊላት ኢና😂😂😂

  • @ftsumbrhanberha3803
    @ftsumbrhanberha3803 2 дні тому

    👍

  • @Mench-w3t
    @Mench-w3t 3 дні тому

    አለና❤❤❤❤❤😂😂🎉🎉

  • @FhFg-s4v
    @FhFg-s4v 3 дні тому

    ዋይ ዙዘይና ደስክብል😂😂😂😂😂😂

  • @MeargGere-i6m
    @MeargGere-i6m 3 дні тому +2

    ኣለና

  • @AbiYoutub-z3j
    @AbiYoutub-z3j 3 дні тому

    ደምሩኒ ተጋርዋይ❤❤❤

  • @FgXcv-y6b
    @FgXcv-y6b 3 дні тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @SieamJon-p2i
    @SieamJon-p2i 2 дні тому

    ❤❤❤️

  • @ጓልትግራይ-ነ7ቸ
    @ጓልትግራይ-ነ7ቸ 3 дні тому +1

    ክላራራራ እታ ሕጃብ ደኣ ሎምባ ኣብቀረባ ጸኒሓትኪ
    እቲ ኣብቲ ዘሕለፍክዮ ሓሳብ ግን ምንም ዝውስኾን ዝቕንሶን ነገር የብለይን። ሓንቲ ከም ትግራወይትን ክርስትያንን ንሙስሊም ኣሕዋተይ ክብሪ ኣለኒ መሰለን ከኣ ክኽልኣ የብለንን እዚ ካብ ትግራይ ምስማዕ የሕዝን😢😢😢😢😢
    ተጋሩ Subscribe ግበሩ

  • @simonbrhane2231
    @simonbrhane2231 3 дні тому +1

    ቀይሕ ባሕሪ ከይትሓስቦ ዋእእእ ዋላ ነታ ጎል ዉሰዳ መቅሽሽ ክንዉስኸካ ኢና 😂😂😂

  • @جمالابراهيم-ق1ك
    @جمالابراهيم-ق1ك День тому

    ትክክል. ስታሊን. ዘርን ሓሳዊ ሃይማኖተኛ. ፅግዕተኛ ወራዳ. ዓድዋ. ተኾንካ. ወላ ወንጀለኛ ኩን ዘይናትካ ሂቡ ላዕሊ. ይሰቅለካ. ክባቢ ዓድግራት ዕዳጋ ሓሙስምማ/ሙስሊም. ተኾንካ. ብዝያዳ እዩዘማቅሮ ትሓሽት. ቅድም ኽዚ ሓንቲ ወላዲት ርኢቶአን ሂበን. ንመንእሰይሓግዝዎኣብ ጦርነት ጥራሕ. ዘይኮነስ ስል ክንውን. ሃብዎ. ኢለንሰብ ኣጣቂዑለን. እስታሊን. ክዝግብክሎ. እኔን ኣስላመይቲ. ንሻዕብያ ብዕራይ ሓሪደን ልጋበዛእየን. ባንዳ እየንኢሉ ተዛሪቡ. ንብዙህ. ሙስሊም እሕዚኑ. ኩሉ ኣማኒ ህዝቢ ዓድግራትውን ጉድኢሉ. እዘን ወላዲት. ይትረፍ ብዕራይ. ደርግ መግዚኢ ዘይብለን. አደ ዕያል ደኽታማት ደቅ ሓፍተን ዘዕብያ. ሽቂጠን. ካብኢድ ናብኣፍ ዝኾና. ብዕራይ ጋቢዘንኢሉ. ክወንጅል. ሰሚዕና. ንወንጀለኛ ደመኛና ሻዕብያ እናበለየማርር ነይሩ. ሃዝ ኽዓ ሻዕብያ ኣሕዋትናዮም ምስኦም. ኮንና. ንሰለፍ ክብል ይስማዕ ዝወረደ ወራዳንድዩ አይትፈልጡዎንዲኹም

  • @User12073-d
    @User12073-d День тому

    ማጊጊጊ ግን ፍቅር ያዘክ እዴ ምነው ከሳክክክ❤❤

  • @hanayemaryam12
    @hanayemaryam12 3 дні тому

    እኳዕ ብቐይሕ ባሕሪ በቐያሕ በጊዕ ንልደት ንቕይረካ 🤣🤣🤣🤣🤣

  • @tedrosMedhaine
    @tedrosMedhaine 3 дні тому

    ማጊ መኪና አባ ትዝዉር ኢካ።

  • @haftombeyene4546
    @haftombeyene4546 3 дні тому

    ኣብ ትግራይ ናይ ሙስሊም በዝሒ ካብቲ ሓፍትና ዝጠቐሰቶ ንላዕሊ ኣይኮነን። ኣብዚ ጉዳይ ናይ ዶ/ር ደፂ መልሲ እኹል 'ዩ።

  • @makdatube8713
    @makdatube8713 2 дні тому

    እሞ እቲ ሕጃብ ኣሸፋፍና ይፈላለ እዩ ከም ቀደመን ጸጉርርን ርእሰን ክሽፈና ይክእላየን ግን ከም ኣኽረርቲ ዓይነን ጥራሕ ክርኣይ ብሕጊ እውን ኣይፍቀደን 😮

  • @Gualzeruu
    @Gualzeruu 3 дні тому +1

    What about me Maggie?🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤

  • @Habenweldu-w9e
    @Habenweldu-w9e 7 годин тому

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @anwarmohamed-bf4hu
    @anwarmohamed-bf4hu 3 дні тому

    ብዙሓት ሰባት ካብ ሱዑዲ ቅርሺ ላወሰዱ እዮም ልመፁ አነለ ሓንቲ ሓፍትና አለቂሓታ 4,000 ሪያል ወሲዳ ስልካ አጥፊኣ ፀጥ ስካብ ሎማዓንቲ