Eritrea ገለ ካብቶም ኣብ ወጻኢ ስለያ ዝሰርሑን ሚስጥራዊ ስርሑን

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 8 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 9

  • @gebrehiwetteklehailemicael8091
    @gebrehiwetteklehailemicael8091 19 днів тому +5

    Thank you kubor betsayi

  • @Wediharestay
    @Wediharestay 19 днів тому +9

    ከምዚ ጌራ እያ ነዚ ህዝቢ ትኸፋፍሎ ሻዕብያ ነውራም 😢

  • @nakfa8195
    @nakfa8195 19 днів тому +4

    ሐጎስ ሐወይ እንተበልኩ ጉቡእ እመስለኒ ግና ብዓዲ አይኮነ ብኸባቢ ጥራሕ ብኤርትራ ሃገርና እዩ ቲ ዘረባ ምስ እዚ ውጹዕ ህዝባ ዘገድሰኒ ዊዒለ ሐዲረ ውን ሞት ነይተርፈኒ ምስ ሕልናን ሐቅን ክፋጠጥ ውን ሕጊ ተፈጥሮ ዝሃበኒ ከመይ አቢልካ ወዲ ሰብ ከማይ ሐቂ ደፊንካ ካልእ ዛንታ ትህበኒ ከመይ ማለት እዩ ነቶም ህዝብና ዝመዝጎብም ካልእ ዓድን ዞባን ዓዲልካ ከተሽክዓኒ አየ ሐጎስ ሓወይ ዘይ ሐጎስ ኣብዚአ ሲ ጌጊኻኒ ኮረነል ዮናስ ብጹዓምላኽ ኣበይ ዓዱ ተባሂልካ ዘገርም መልሲ ንህዝቢ ኤርትራ መሊስካ እዚታት አኮነንዝኸበደ እንዳፈለጥካ ንምንታይ እዚ ኢልካዮ ኣብ ማስሚድያ ንህብኻ ገዲፍናዮ ኣለና ንግዜ ገለ መአረምታን መምሃርን እንተኾነካ እበር እዚ ወገን ሰረጀቃ መኣስ ጠፊኡካ በል እስኪ ታ ማርያም ኣደ ኩልና ሓቂ ተዛርብካ ክንደይ ኮ ኣለና ንጽበ ብዓቅሊ ከምዛ ኮስኩስካ ሓሪስካ ፍሪኣ እትጽበ ተኽሊ ።ስለዚ ንህዝቢ ኤርትራ እንተተዛሪብና አብ ሚድያ ከነታልሎ ኢልና አይንሕሰብ ወይ ድማ ኣፍና ሒዝና ሱቅ ንበል መኽንያቱ ኩሉ እፈልጦ ኢዩ ወሪዱዎ ዘሎ ህዝብና ስለዚ እንድሕሪ ሳዕሲዕኻ ተቓጻጸ ብሐቂ ማለተይ ኢየ።እዚ ኩሉ ክብል ከለኩ ከኣ ጽቡቅ የብልካን ማለት አይኮነን ብዙሕ ጽቡቅ ጎንኻ ሩዴእ እዩ ሐጎስ ግና ብዛዕ ኮረነል ዮናስ ብጹዕኣምላኽ ከም ቃልዝሃብካዬ ዘሕፍር ኢዩ ንጽቡቅ ነገር ድማ ሐንቲ ነገቲፍ ኢያ ተበላሽዎ።ንአብነት ንሓደ ኪሎሜተር ብእግርና ንጉዓዝ እታ ሸቶና ግና ማለትሸቶ ጉዕዞና ንሐደኪሎሜተርን ፈረቃን እንተ ኔራ እሞ ሸተት ስለዝበልና ዳግማይ ክንበጽሓ ኣይንኽእልን ማለት አይኮነን ኩልና ምስ ዝተፈላለዩ ሓሳባት ጌጋ information (ወይ ሓሳባት ክንህብ የጋጥም እዩ ከም ደቂ ሰባት በቲ ጌጋ እንተቀጽልና ግና ላግጺ ኣብ ልዕሊ ህዝብኻ ኮነ ኢልካ ጥራሕ እዩ ክብሃል ዝከአል።ጌጋ እተሎኒ ሓቡሩኒ።ሕልናን ሓቅን መጋጥምቲ ናይ ኩልና ኤርትራውያን ይግበረን ንኹልና ውን ሰላም

  • @sariyo6909
    @sariyo6909 17 днів тому

    ኣታ ትም ኢልካ ሃለፍለፍ እይትበል፡ ሃይለ ተኪኤ ከም ሰላዪ ክርአ ይደሊ'ዩ፡ ግን ናይ ስለያ ክእለት የብሉን፡ ሰላዪ'ውን ኣይኮነን፡ ስለዚ ንስኻ ከም ፈላጥ ምስጢር ኰንካ ሰብ ኣይተጋጊ።

  • @omexhmisawi1
    @omexhmisawi1 19 днів тому

    Men eyu eti hagos?

    • @Insider24840
      @Insider24840 17 днів тому

      ኣብኡ ኣሎኮ ስእሉ፡ እቲ ጨጓር

  • @tekletesfazgi3359
    @tekletesfazgi3359 19 днів тому

    Drbay

  • @tekletesfazgi3359
    @tekletesfazgi3359 19 днів тому

    Weak