"ቆራዲድ ኣማሓደርቲ ተነቒሎም ሕቶና ክሳብ ዝምለስ ክንቃለስ ኢና" ነበርቲ ገረዓልታ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 17 гру 2024

КОМЕНТАРІ • 89

  • @yober7956
    @yober7956 5 років тому +5

    Than you mr. Dawit for being voicing for voiceless.
    Keep it up!

  • @alemhagos590
    @alemhagos590 2 дні тому

    Wow my God, thank you for sharing 🙏

  • @tsegu6068
    @tsegu6068 5 років тому +5

    Daniel you have to serve your community as a hotline.
    Kudos!

  • @paulsamsung453
    @paulsamsung453 5 років тому +19

    ኣብ ዓድዋ ካልኣይ የብሉን ብታዕሚ ቀታሊ ምምሕዳር ኣሎ

  • @tsegu6068
    @tsegu6068 5 років тому +4

    We need that.

  • @davidmicheal9237
    @davidmicheal9237 5 років тому +10

    ሕቶ ህዝቢ ኣብ ክንዲ ምምላስ ንስኻ ዓረና ኢኻ ንስኻ ናይ ዓብዪ፣ ናይ ኣብርሃ ደስታ፣ ናይ ኣረጋዊ በርሀ ተለኣኣኺ ኢኻ ማለት እንታይ ኣምጸኦ ስንፍና እምበር። ዋይ ጭቆና።

  • @gebreh8579
    @gebreh8579 5 років тому +3

    ሕቶ ህዝቢ ይሰማዕ!!

  • @bahamtsegay1636
    @bahamtsegay1636 5 років тому +9

    ከመዙይ ገበር ኢና ንብል ዘለና ቐፅለሉ ንስኻዉን ብታ ዘላትካ ዓቅሚ ክምዙይ እንድሕር ገይርካ ዘይፍታሕ ነገር የለን በተለይ በተለይ ኣብ ታሕቲ ውርድ ኢልካ እቶም ለያቡ ኣበኡ እዮም ዘለዉ

  • @alulaalula9344
    @alulaalula9344 5 років тому +4

    ትክክል እያ መሬት ምሕደራ ክስተካከል አለዎ ! ቅድሚ ሐዚ አብ ሓደ ማዛጋጃ ይመላለስ ነረ 4 ጊዜ በቢ 1-2 ዓመት ኩሎም እቶ ሓለቲ ኣይፀንሑን ብጣዕሚ ዘሕዙንኒ እዞም ሽማግለታት ተኪእልኩም ከይድኩም ዝተወስና ማዛጋጃ ጎብኝወም እንተ አንቱም ካብዚ ምስኪን ህዝቢ እድ እዱ እትርኡ ልቢ ይሃብኩም ስርሑ እድ ስብ ከይትርኡ thank you awramba times !!

  • @BrhaneHaylu-d3f
    @BrhaneHaylu-d3f 3 години тому

    ኣይዞኹም ኣቱም ጀጋኑ

  • @kremhredgh6381
    @kremhredgh6381 5 років тому +1

    ትክክል ሓሳብ

  • @alextasewe1877
    @alextasewe1877 5 років тому

    perfect true

  • @AliAli-b7u9r
    @AliAli-b7u9r 5 годин тому

    ✊❤💊

  • @grmawit1902
    @grmawit1902 5 років тому +3

    ትክክል ኢካ ሰብ ለይሓሰቦ ተሕስቦ ተለካ ናብዘይኮን መንገዲ ይከድ ከም አብርሀ ደስታ መጀመርታ ትመፅእ ተሎ ትግራይ ትግራዋይ እናበለ ናይ ብዙሕ መንእሰይ ድጋፍ አግንዩ ነይሩ ከዚ ግን ባንዳ ባንዳ እናበሉ ናብዘይኮን መንገዲ አእቲዎሞ ብዝተረፈ አጀኩም ጥያቄኩም ቀፅልሉ ሓድነትኩምን ሰላምኩምን እናሓለውኩም ጥያቄኩም ቀፅልሉ።

  • @alextasewe1877
    @alextasewe1877 5 років тому

    please come to endamohoni...

  • @abdayuabaygm2394
    @abdayuabaygm2394 2 місяці тому

    ቁርዲድ ትግራዋይ የለን!!

  • @zafuamare7710
    @zafuamare7710 5 років тому +3

    ኣቃልዕዎም ኣይትፍርሑ። እንካን ኣብ ውሽጢ ዓዲ ኣብ ወፃኢ ውን ልኡኻቱም ይሙኩሩ ኣለው

  • @selamselam5669
    @selamselam5669 5 років тому

    betam geobzch kesilolo 👍 👌 like great

  • @kibreabgirmay3818
    @kibreabgirmay3818 4 роки тому

    ህዝቢ ገረዓልታ ንምንታይ የእዊ ኣሎ ሓሲዩ እዩ ዝብል ሓሳብካ ኣይመፀለይን ዋእ ደብሪፅ ንህዝቢ ዘብኪ ኣመራርሓማ ናብ ኣዲኡ ግዜ ከይወሰደ እንታይ ማለት እዩ ፡ ዕርቂ እውን ኣየድልዮን

  • @asmeretjallow7705
    @asmeretjallow7705 5 років тому

    selam selam 💖

  • @rona7755
    @rona7755 5 років тому +3

    ኣብ ኣኽሱም ኣነ ዝፈልጦ ጉዳይ ፍርዲ ጉዳይ መሬት ኣሎ 6ተ ዓመት ኣቑጺሩ ሎ። ሕጂ እውን ኣይተወደአን። ሰብጉዳይ ንጠበቓ ብዝኽፈል ክፍሊት ግን ተውዲኦም።

  • @meseretasfeha6329
    @meseretasfeha6329 5 років тому

    This is journalism. Thanks awramba.

  • @tube-bo7sk
    @tube-bo7sk 5 років тому +15

    እትም ተጋሩ ናይ ማንም ተላኣኸኸት ክትኾኑ ናይ ፖለቲካ ኣፈላላይ ብዘየግድስ ኣብትግራና ግን ሰላማ ውሕስ ንኾን ናይ ኩላትና ፃዓር ይጥይቅ ገንዘብ ሓላፊ ኢዮ ታርኸ ከነባላሹ ልዕል60ሺሕ ስወኣትና ንዘኸር ልዕል100ሺሕ ኣኻሎም ዝጎደሉን ንዝስላምና ድሞኸራስ ኢዝይ ኢዮ ሕድሮም ኣንእብርን

    • @laylagdrs7616
      @laylagdrs7616 5 років тому

      Wedy Sbhat. Afka haz👎👎👎👎👎 akalom zgodelu nsbhat kedeldlu aykonen.👎👎👎

    • @drarbrhane9446
      @drarbrhane9446 5 років тому

      Layla ድቃላ

    • @tube-bo7sk
      @tube-bo7sk 5 років тому

      ኣነ ብዝፈልጦ ኣቦታትና ፀሪፊ ኣየውረሱናን ሓቦ, ፅነዓት, ጀግንነት,ችግር በፅነዓት ምሕላፍ ወዘተ ኣነ ድቓላ ኣይኮንኹን።

    • @drarbrhane9446
      @drarbrhane9446 5 років тому

      @@tube-bo7sk naka akonkun

    • @ጎሎምኣድያቦ
      @ጎሎምኣድያቦ 3 роки тому

      @@tube-bo7sk ጸገሞም ክምዲ ዝገለጹስ ናይ ማንም ተላኣኽቲ ጽንዓት ሓቦ ትብል፡ ምስ ህዝብኻ ዝውይትውግን ፍትሒ ንደልይ ኣለና ይብሉ ኣሎዉ ፡ ነዚ እንታይ ኢኻ ክተውጻሉ ደሊኻ ካድረ ካብቶም ለያቡ ሓደ ምኻንካ ኢኻ ትገልጽ ዘለኻ።

  • @johnsami236
    @johnsami236 5 років тому

    ኣብይ ኣብይ ዳበልኩም እዝንና ኣተደንቁርና በጃኩም እታ ጸገምኩም ምስ ምሕዳርኩም ፍትሕዋ ዘይፍታሕ ነገር የለን

  • @YohannesGHiwot
    @YohannesGHiwot 5 років тому +1

    ህዝቢ ክስማዕ እንበር ክዕፈን ኣይግበኦን
    ፡፡፡፡፡፡፡፡፡፡፡፡፡፡፡፡፡፡፡፡፡፡፡፡፡፡፡፡፡፡፡፡፡፡፡፡፡
    ሕቶ መሰረተ ልምዓትን ሕቶ ነባር ወረዳና ይመለስ ዝብል ኣብ ገርዓልታ ንልዕሊ 20 ዓመት ዝፀንሐ ሕቶ እዩ፡፡ ህዝቢ ገርዓልታ ሐዚ ሕቶ ዘልዕል ዘሎ እቲ ዓፋናይ ወረዳ መልሲ ክህቦ ዘይኮነስ መንግስቲ ክልል ትግራይ ናይህዝበይ ፀገም ክሰምዕ እየ ስለ ዝበለ፣ ኣብ ትግራይ ዘይንካእ ዝበሃል ነገር የለን ህዝቢ ዘለዎ ፀገም የልዕል ስለ ዝበለ ብፍላይ ድማ ናይ ወረዳ ሪፎርም ክነካይድ ኢና ስለ ዝበለ እዩ፡፡ ህዝቢ ገርዓልታ ሕቶይ ከይተሰምዐ ከይተርፍ ብምባል መጋቢት 22/2011 ዓ/ም ኣብ ከተማ ፅጌረዳ ንሚድያ ኣካላት ሕትኡ ኣቕሪቡ እዩ፡፡ ነዚ ሕቶ እዚ ዘይኮነ መልክዕ ከትሕዙ ዝፅዕሩ ዘለዉ ኣካላት ህዝቢ ገርዓልታ ሕትኡ እንተተመሊሱ ጥቕምና ክንካእ እዩ ዝብሉ ኣካላት እዮም፡፡ ናይ ህዝቢ ሕቶ ምዕፋን ናማንም ኣይጠቅምን፡፡ ህዝቢ ሕቶ ኣላኒ መንግስቲ ይስመዐኒ ብምባሉ ብምንመ መለክዒ ወንጀል ክኸውን ኣይኽእልን፡፡ መፍትሒኡ ድማ ዝምልከቶ ኣካል ሰሚዑ ብዝተኽኣለ መጠን መልሲ መሃብ እዩ፡፡ ካብዚ ወፃኢ ዝግበሩ ኣጉል ምንቕስቃሳት ኣብ ሞንጎ ህዝብን መንግስትን ዘሎ ምዕሩይ ርክብ ካብ ምቡሉሻው ወፃኢ ካሊእ ረብሓ የብሎምን፡፡ ብኣሻሓት ዝቑፀር ሕቶ ዘቕረበ ህዝቢ ሓደ ጊዜ ዓረና ካሊእ ጊዜ ተላላኪ ኢልካ ምፍራጅ ንመንግስቲ ዓብይ ሓደጋ እዩ፡፡ ህዝቢ እንካን ፀገም መሰረተ ልምዓት ኣለኒ ምባል ሰላማዊ ሰልፊ ናይ ምግባር መሰል እውን አለዎ እዩ፡፡ ኣባዚ ሐዚ እዋን ድምፂ ህዝቢ ምዕፋን ዘየዋፅእን ጊዜ ዝሓለፎ ድሑር አሰራርሓን እዩ፡፡ ምምሕዳር ወረዳ ክልተ ኣውላዕሎ ሐዚ እውን እቲ ዘካይዶ ዘሎ ዓፈና ደጋጊሙ ክሓስበሉ ኣለዎ፡፡ ክልል መንግስቲ እውን እቲ ጉዳይ ናብ ዘይኮነ መንገዲ ቅድሚ ምኻዱ ቀልጢፉ ወሪዱ ተዝፈትሖ ፅቡቕ እዩ፡፡

  • @kidanehadush4491
    @kidanehadush4491 5 років тому

    Dawit it is good job you are helping the new leadership go a head

  • @gebreh8579
    @gebreh8579 5 років тому +2

    በይዛካ ዳዊት እንተክኢልካ ነቶም ኣመሓደርቲ እውን ኣቅሪብካ በጥበጥ ኣብለልና ህዝቢ ከምህዝቢ ዘይኮነ ክናገር ኣይክእልን። ስለዚ እዞም ቆራዲድ እዚኦም ሒዝካ ዓዲ ክትምራሕ ስለዘይትክእል ናይ ወረዳን ዞባን ኣመራርሓ ኣቅሪብካ ሕተተልና።
    ህዝቢ ከምህዝቢ ዓረና ክድግፍ እንተደልዩ እውን መሰሉ ምኳኑ ክፈልጡ ይግበኦም። ዓረና እኮ ብመንግስቲ ተቀባልነት ረኪቡ ብሕጊ ዝተጣየሽ ውድብ እምበር ህዝቢ ትግራይ ፈልፊሉ ዝፈጠሮ ኣይኮነን ስለዚ ወረዳ ዞባ ክሳብ ክልል ዘለው ኣመራርሓ ርኢቶ ንክህብሉ ተትገብረልና ይብል። እንተ ነቲ ድምካ እሞ ክብረት ይሃበልና።

    • @getahunberihu3588
      @getahunberihu3588 5 років тому

      Bejakum resahat eyoum dergi eleom.jemirom dergi enabelu kchrswo elom.nmn.ayntsbeyn leyabu eyoum ayrdeomn

  • @laylagdrs7616
    @laylagdrs7616 5 років тому +1

    Nay Melesn nay Sbhat gujle ktefey alewo. 👍👍👍👍. Why do you delete my comment. You see you are the messenger of Sbhat nega.

  • @musaumer2230
    @musaumer2230 5 років тому

    ትክክል ሕቶ እዩ ሰናይ ምምሕዳር የለን ይስተካከል ተወዲቦም ዝሰርቁ እለይዎም ።

  • @ethioritrea1538
    @ethioritrea1538 5 років тому

    መሬት በፍጥነት ለሕዝብ መሰጠት አለበት ካለ አንዳች ማጉላላት። የሚመለከታቸው የመንግስት ሰራተኞች ከቁጥጥር ስር መዋል አለባ ቸው ካልቸሻሻሉ ታስረው በነሱ ፋንታ በሌላ መስራት በሚችሉ መሰራት አለበት።

  • @iyobtek7144
    @iyobtek7144 5 років тому

    des behali keep it up bro

  • @fullojallo2103
    @fullojallo2103 5 років тому

    Hasewti mmhdarat kwerdualewm

  • @AS-px4ku
    @AS-px4ku 5 років тому

    Tegaru ajokum kenalyom nefeltom ena neskum behasab hade leby weyane #1 Tigray for Tigray (Tigray first always Tigray)

  • @tmeharenna4866
    @tmeharenna4866 5 років тому

    ሓደ ንገር ኣሎ ዝገርመኒ?
    ጣብያ ማለት እንታይ’ዩ?
    ባምሓርኛ Station ማለት’ዩ
    ሰለዚ ጣብያ ሓንቲ ንቕጥ እያ።
    ብዚ ንዓይ ዝርድኣኒ ድማ ገርዓልታ ሰፊሕ መሬት’ዩ
    ኣብ ከምዚ ኲነታት ኣክንዲ ጣብያ “ንኡስ ወረዳ”
    እንተዝብሃል’ዶ ኣይምሐሸን ?

  • @ሜሮንሜሮን-መ3ሐ
    @ሜሮንሜሮን-መ3ሐ 5 років тому

    ህዝቢ ዴስአ ወረዳ ርሒቅና ብምባሉ ተጨፍጪፉ ተአሲሩ ውቅሮ ዘሊሉ አፅቢ ይመሓደር አሎ።ፍርሒ ሒዝና ከይንጠርዕ ሰንሰን አቢሎምና።ዴቭ ድምፂ ህ/ዴስአ አስምዐልና።voa ተወካሊ ዝነበረ ግርማይ ገብሩ ዝነበረ ናዕቢ ብአካል ተመላሊሱ ፀብፂብዎ ነይሩ።ልጠራዕቲ አሲሮም መንእሰይ ብዕጡቃት ጨፍጪፎም ፀገሞም መሰረተልምዓት ሕት እምበር ካሊእ የብሎምን ኢሎም ዓፅዮምና

  • @anmittebege7876
    @anmittebege7876 5 років тому +2

    ትግሬ አማራን ገድሎ ተደብቆአል አውጡት ፍትህ አይደልም ልማት አይደለም አማራን ጨርሳችሀታል ገድላችሁ ለህግ ቅረቡ

    • @smartmuuz3950
      @smartmuuz3950 5 років тому

      ውሻ እዚ ምን አለሽ ደደብ ሳይጠሩት አቤት ሳይልኩት ወዴት ከዚ ጥፊ ጨምላቃ ድንጋይ ራስ እምቦጫም

  • @dharmaz9195
    @dharmaz9195 5 років тому

    Tigray people should discard TPLF otherwise it will liquidate you!!!

  • @kidegaim5741
    @kidegaim5741 5 років тому +1

    አንታ መንግስቲ መቅያር ግዲ ከድሊ እዮ

  • @aklileyear3298
    @aklileyear3298 5 років тому +1

    ናማናዊ ፅዋ ነበርቲ እዩ ብዓሌትይ ብከባቢያውነትይ ልትኣኻኸቡ ቖራዲድ ሰተይቲ ደም ህዝቢ ለይትይ ቐትሪይ ብለይ ቕርሺ ካሊእ ለይሓስቡ ደምባዋት ምስ ላዕለዎት ካንሰራዊ ኔትዎርኮም ካሱሮም ክቡቖሱ እዋኑ ሀዚ እዩ

  • @AS-px4ku
    @AS-px4ku 5 років тому +1

    Thank you people of Tigray take those bedbugs out of Tigray they are not good to you or to the state of Tigray. They are working for Abiye, or meshreft. Those bedbugs ( tukan) (Arena 🐖🐖🐖🐖🐖🐖🐖) Tigray first always Tigray weyane first

  • @paulsamsung453
    @paulsamsung453 5 років тому +3

    ኩሉ ትግራዋይ ብሰንኪ ሰናይ ምምሕዳር ክጉዳእ የብሉን

  • @SM-lu6ly
    @SM-lu6ly 5 років тому +1

    መን ይኩን ማንም ንትግራይ እብይትን ስላምን ይኩን ዘታአናቅፍ ብቀዳማይ ናይ ህዝቢ ትግራይ ፀላኢ እዩ:: ሕውሓት ይኩን አረና ንትህዝቢ ትግራይ እቤት ዘታአንቅፉ እንዲህር ኮይኑ እቲ ህዝቢ ኪቃለሶም አለዎ::

  • @selemunwediweldie854
    @selemunwediweldie854 5 років тому

    ህዝቢ ገረዓልታ ኣናብብስ! እቲ ኣብ ደቁኹም ዝበፅሕ ዘሎ ዓፈና ብምቅላዕኹም።ንህዝቢ ትግራይ 2ይ ኣብነት ኢኹም አጀኹም ጥራይ።

  • @ጎሎምኣድያቦ
    @ጎሎምኣድያቦ 3 роки тому

    እዋይ ዝረኸብካዮ ህዝቢ ትግራይ ፡ ደርጊ ኣጥፊእኻስ ትግራዋይ ደአጊ ኣብ ዓድና ኮይኑ ከሳቕየና ኣሕሕ እዋይ ህዝበይ

  • @wedisewra77
    @wedisewra77 5 років тому

    28 years and counting. TPLF (gujule adwa) still deceiving the masses. What happened to all the billions of Dollars stolen?? No light, no water, no hospitals??? You've betrayed your Martyrs and now you wanna betray your mothers too!! 🙄😂😂
    Awet N'hizbi Tigray, feshlet ni Woyane -gujule Adwa

  • @haffhaff4931
    @haffhaff4931 5 років тому

    ab gerealta atiekum sruhu beyzakum

  • @titigelweyane9612
    @titigelweyane9612 5 років тому +5

    ኩሉ ዝብልው ዝልው ትክክለኛ አዩ ሕጂ እውን እቲ ፅገም አብ ህወሓት ኣይኮንን ዝሎ እቲ ፅገም አብ ጣብያታት ዝልው ኣማሕደረቲ ወይ ብቅንዕና ይስረሑ ወይ ይትኣለዪ

    • @smartmuuz3950
      @smartmuuz3950 5 років тому

      ትክክል ኣብ ታሕቲ ዘለው እዮም አሕሚሞም ቀቲሎምና ዘለው ንሳቶም ይተኣለዩልና

  • @mehari2596
    @mehari2596 5 років тому +1

    ይፍተሽ በልዎም ከይትሓምቁ እዞም ርኩሳት ነቀዛት ክብጠሩ አለዎም

  • @abrehaberhe8007
    @abrehaberhe8007 5 років тому +1

    ዋይ ኣብ ወረዳ መዳባይ ዛና ዘሎ ስእነት ምሕዳር ካልኣይ የብሉን

  • @121416BAA
    @121416BAA 5 років тому

    ገረዓልታ በጣበያ ድያ ትፍለጥ? ዋላ አብ ገረዓልታ ብዙሕ ነገር ምፈፃሙ ተፈለጥና በወገነይ ካብ ወረዳ ለታሕቲ ምሕቃቃ አይፈልጥይ ነይረ። መለክዒኢ ታይ ነይሩ ገረዓልታ ላብ ጣቢያ ለውረዳ።ብዝሒ ሀዝቢ ወይ ኻሊእ? ገሪሙኒ!!

  • @hagoswelday3418
    @hagoswelday3418 5 років тому

    Dawit wedi hizibi

  • @MyFloreana
    @MyFloreana 5 років тому +1

    አነ ዝገርምኒ ኖዞም ናይ ወረዳ ን ጣብያን ንሳተም እዮም ና አብይ አሕመድ ናይ ኢሰያስ ተለአአኽት ካብአቶም 10 ግዜ ዓረና ይሕሹ ቦንቁሩዎም ከም ቁማል አብርእስኹም ኮይኖም ሸሸይ ክብሉ አይትግደፊዎም ምድረ ሌባ ደርገውያን እዮም

  • @SleepyAquaticWhale-lj8oj
    @SleepyAquaticWhale-lj8oj 2 дні тому

    Devo eta nay 2te awlaelo tabya tahtay Adeksanded ewen akrbelna fthi keyrekebu nfthin neadomn kblu ztesewiu jeganu kdmi kunetat zserahkayo medeb msaka alo

  • @1324-z8b
    @1324-z8b 5 років тому +1

    Kitizarebu mikalwin nieshtoy nexanet alatkum. Mereb sigir telka wedika teqetilu kof elka mihzan resaka miqbar aykealn.

  • @gunaexport4184
    @gunaexport4184 5 років тому

    des zbil hitotat eyom giltsi zkone discusion , information yedli eyu ketslulu

  • @habenomgedey9898
    @habenomgedey9898 5 років тому

    Ewe hezbie hezka, gena alewu tedellti! Kenalyom yegba. Kedmie mesarhie abyi mekonom

  • @formafireck3833
    @formafireck3833 5 років тому

    Mes etom leli zelew merehet hewehet zebesuna zalew ab tahti zalew eyom etom baalaooo yeftashula

  • @laylagdrs7616
    @laylagdrs7616 5 років тому

    Awramba times is owned by Sbhat , he deleted all my comments. You are the one targeted our people. Leba Dawit wedy Adwa.

  • @tigraytube6245
    @tigraytube6245 5 років тому +3

    Two things we need to find out and fix it from the root... 1st- for those of they have real questions must answer & address this... what, where, when, why, how... to full satisfaction. 2nd- for those of messengers been used as a tools... make sure the got treated as enemy #1 to the Tigray people & tried accordingly.

  • @jonathangirmay6043
    @jonathangirmay6043 5 років тому

    ata hawey keyasurka diam chele jimaro eyu

  • @Rakibella17
    @Rakibella17 5 років тому

    ካካካካካካካ ውይውይ ኣታማ ብሱሩ ትግራ ድየ ዚኔኹ ወይስ ሻዕውያ እዩ ሒዙና ዚኑኦ እታእዩ ለጋጥም ዚኒኦ ውይውይ ኻይንናገር ፈሪሕና ሱቐ ካይንብ ከኣ ብሱሩ ሕውሓት እኮ ኡ ላብ ሻዕውያ ተቕይሩ ዚነኦ ውይዌዬ

  • @nebriharas9494
    @nebriharas9494 5 років тому

    ወረዳ ገረዓልታ ጥራሕ ኣይኮነን ወረዳ እገላ ወረዳ እምባሰነይትን ካልኦትን ብማለሊት ዝተጨፍለቓ ኩለን ወረዳታት ትግራይ ወረደአን ክምለስ ኣለዎ። መመሓደርተን እውን ባዕለን ካብ ባዕለን ክመርፃ ኣለወን። ነዚ ኩሉ ተሓታቲ ኣካል ጉጅለ ሰረቕቲ መራሕቲ ማለሊት እዮም።

  • @formafireck3833
    @formafireck3833 5 років тому

    Etom ab wereden kushetin zalew balatttt yeftishula

  • @wedihzbi9928
    @wedihzbi9928 5 років тому

    bejaka yewah hzbi tigray ab adwa zelo senet senay mmhdar ageb nbel

  • @dawit854
    @dawit854 5 років тому +1

    Tigray is going towards where Eritrea has gone and is going, failed state (not failed nation). Failed governance = failed state. This is how all started in Eritrea, blackmailing whoever raised questions. Group dictatorship?

  • @fullojallo2103
    @fullojallo2103 5 років тому

    Ere bjakum bselam yfetah ab maakelna tsegem ayahalu bselam yfetah

  • @ethiopiahsjsjsj9507
    @ethiopiahsjsjsj9507 5 років тому

    Bitkikil ab mulue tigray eyu mangnaw mengit serahtegna zibhal bihaki ayserihn zelo kolom kastekakulu alewom entezeykoynu kab sirahom kibareru yigbae kemzia entezeykoyna adi tianyila eya mengsti vhbut meftehi entzey akrebe minm tekone aystekakulun silezi neto amhaderti ena zebulu zelewu nikbareru migbar eyu

  • @abrahamtewelde3210
    @abrahamtewelde3210 5 років тому

    Tkikil eu ab kulu werdatat eu ab kulu tabyatat alo ab humora tabyatat ewn kabze nilale alo fetshwo belulna yeknyelna

  • @amengebreyesus4627
    @amengebreyesus4627 5 років тому

    Ezi tsegem abkulu eyu zolo abakum tray aykonen gn hji sle tgray nhseb bejakum nakum ewn yewatsekum tgray tetebetina nsukum ewun ayterfekumn mgudakum chew nbaelki elki mekri eyu

  • @geeznationlonglive6089
    @geeznationlonglive6089 5 років тому

    this sign tplf will destroy tigray ,believe me. like isayas did .

  • @hailegebreslasie3149
    @hailegebreslasie3149 5 років тому

    Surgically removing the cancer of Tigrai ( TPLF =Sibhat Nega and his bootlickers )is the only solution to all Tegaru.

  • @kidanehadush4491
    @kidanehadush4491 5 років тому +1

    GuJile meles hiziwin hizibina tenibie ala wuhudat kadre shum sefih tegadaly ytefie alo polisy meret seytanawi higy koinu tsenihulu yakil ylewet

  • @azezomkiros8249
    @azezomkiros8249 5 років тому

    ወረዳ ገረዓልታ ጥራሕ ኣይኮነን ወረዳ እገላ ወረዳ እምባሰነይትን ካልኦትን ብማለሊት ዝተጨፍለቓ ኩለን ወረዳታት ትግራይ ወረደአን ክምለስ ኣለዎ። መመሓደርተን እውን ባዕለን ካብ ባዕለን ክመርፃ ኣለወን። ነዚ ኩሉ ተሓታቲ ኣካል ጉጅለ ሰረቕቲ መራሕቲ ማለሊት እዮም።

  • @azezomkiros8249
    @azezomkiros8249 5 років тому

    ኩሉ ትግራዋይ ብሰንኪ ሰናይ ምምሕዳር ክጉዳእ የብሉን