ፀጊሙኒ ዘይፈልጥ ፀገም ወዲ 87 ዓመት ኣቦ ስዉኣት ኣቦይ ለማ ገረንችአል

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 29 гру 2024

КОМЕНТАРІ • 945

  • @abdullaa9443
    @abdullaa9443 5 років тому +87

    የኔ አባት እኔ ትግሪኛ አልሰማም ከአዲስ ነኝ ግን በጣም ነው ያዘንኩት እንደነዚህ አይነት አባቶች ናቸው አገርአችንን አቆይተው ያስረከቡን እባካችሁ ያሀገሬ ህዝቦች ተባብረን ተከባብረን በአንድነት እንኑር እግዚአብሔር ኢትዮጵያ ሀገራችንን እና ህዝቦቿን ይባርክ አሜን

    • @WushatenaMedia
      @WushatenaMedia  5 років тому +2

      እናመሰግናለን!!!

    • @kalkal1855
      @kalkal1855 5 років тому

      ግን እደት ነው መርዳት የሚቻለው

    • @biniyamwolday6126
      @biniyamwolday6126 5 років тому

      is very sad

    • @meaziyemebrehn1369
      @meaziyemebrehn1369 5 років тому

      አዋ ማማዬ ታቂያለሽ እንባዬን መቆጣጠር አቃተኝ በጌታ አያሳዝኑም አገራችንን ሠላም ያርግልን ውይ በድግል

    • @uuyrrsdrt2992
      @uuyrrsdrt2992 5 років тому

      አምላክ ይሓግዝኩም ኣበዋይ

  • @ethiopiadubai2143
    @ethiopiadubai2143 5 років тому +1

    በጣም ልብ ይነካል መምህር ግን ተባረክ ጤና ይስጥእ አባቴ አንጀቴን ነው የበሉት አረ ወገኖቼ ከመጠላለፍ ከዘር ከጥላቻ እንውጣ በሰለጠነ ዘመን በዘር በፖለቴከኞች እየተጎዋተትን አንጠላለፍ አረተዎ ተጋግዞ እንዴያሉ ወገኖችን ከችግር እናውጣ ሰሜን ደቦብ ምስራቅ ምዕራብ አንበል ተዎ አንጨካከን መሬትና ፖለቴከኞች ሶሻል ሜዴያ አንድአይደለም ለነጋዴዎች ትተን በጎነትን በዘር በአይማኖት ሳንለያይ አንድላይ እንቆም የአንድአገር ደምነነን

  • @rukeyawollo675
    @rukeyawollo675 5 років тому +7

    ትግረኛ መስማት ባልችልም ይህ አባታችን በጣም ነው አጀቴን የበሉት እረጅም እድሜ ሠቷቸው ይህ ኑሮ በደስታ የሚቀየር ይሁን ልጆቻቸውን ለቁም ነገር ያብቃላቸው😭😭

    • @WushatenaMedia
      @WushatenaMedia  5 років тому +4

      ባጭሩ እኚህ የ87 ዓመት ኣባት ዕድሜያቸው ከ 16 ዓመት በታች የሆኑ 5 ህፃናት አላቸው። ሚስታቸው ከዚህ ዓለም ከተለየቻቸው በኋላ ራሳቸው አብክተው ጋግረው ልጆቻቸው ይመግባሉ የሚያስፈልጋቸው ሁሉ ባላቸው አቅም አርጅቻለሁ ሳይሉ ያደርጋሉ።

  • @QwAs-hm2kj
    @QwAs-hm2kj Рік тому

    መምህሪ መሉ ብጣዕሚ ፅብቅ ስራሕ አየኽም ትሰርሕለኹም አምላክ ፀጋ ጥዕና የምነየሉኹም❤️❤️❤️

  • @genetgeryeiamproudoftigray3032
    @genetgeryeiamproudoftigray3032 5 років тому +71

    Wlcome መ/ር ሙሉየ ብዝረገፅካዮ ለምለም ይፅናሕ መሉየ ኣቦ ድካታተ ኣቦ ውፁዓት ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
    ኡፍፍፍ ከሕዙንካ ክቡር ኣቦና እዙይ ደይ ምተገበኦም ነይሩ ኣቦ ስውኣተና ምእንተ ብርሃን ሃገርን ህዝብን ኢሎም ደቆም ተሰዊኦምስ ኣዶ ዘይብሎም ቆልዑ ከምዚ ገይሮም ብምእላዮም ዘድነቅ ነገር እዩ ኣቦይ ለማ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም

  • @jsje5610
    @jsje5610 5 років тому +39

    እግዛብሄር ኣምላኽ መ/ር ሙሉ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ሃበልና

    • @mahamobile8167
      @mahamobile8167 5 років тому

      እኔ ትግርኛ አልስማም። ግን። በጣምነው። ያስልቀሱይ። ምስኪን የኔአባት

  • @hntsahaylay1955
    @hntsahaylay1955 5 років тому +43

    ዓለም ኮንቱ😭😭😭😭ዋይዛ ድኽነትትት
    መምህረይ ሙሉ ከም ስምካ ምሉእ ንዓኻ ዝኸዉን ቃላት የብለይን። አብ ዝኸድካዮ ኩሉ ድንግል ማርያም ትከተልካ። ክፉእ አይርከብካ። ሙሉእ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።

  • @UgufHtgr
    @UgufHtgr 3 місяці тому

    ኣቦይ ማዓረይ ፃላኢኩም ይቸግሮ ፈጣሪ ባዕሉ ይሓግዙኩም😢😢😢😢😢

  • @eritreaneritrean1570
    @eritreaneritrean1570 5 років тому +4

    ውው ትርጉም ናይ ብሓቂ ኣቦ። ሰብ ትዑም ለሃጃ፡ ኣምላክ ይሓግዝኩም፡ሓውኩም ካብ ኤርትራ።

  • @sarakuwait9764
    @sarakuwait9764 5 років тому +123

    ውይ እኖ ንኩሉ ነገር ብርሀን እያ
    አዶ 1000 ዓመት ትንበር

  • @ጓልሽረጓልቶምጀጋኑ-ቀ2ዠ

    ኡፍፍፍ ዓለም እንደዚ ናት ለአንዱ ብርሃን ለአንዱ ጨለማ አባየ እግዝአብሄር ረጅም ዕድሜ ጤና ይስጥልን
    መ,ር ሙሉ ክብረት ይሃብልና

  • @ወድስኒድንግልወልድየበልኒ

    መ/ር ሙሉ ነቲ እትገብሮ ሰናይ ተግባራትካ እግዚአብሄር አምላክ ዕድሜኻ ዕድመ ሞቶ ሳላ እንጀራ ይፍጠረልካ ወሊድካ ለአክ ብምቅፃል ደማ ቁፅሪ ስልኽኻ ለአምጠለይ እሺ ናይበሓቂ አቦ ፅጉም ትግራዋይኢኳ

  • @samrahhh2304
    @samrahhh2304 5 років тому +8

    እውይ ዓለምናስ ክንደይ እያ ሒዛ ከብድያ ይበልዑ ዋይ እታ ቆልዓሞ ኣይካኣልኩን ብንብዓትብዝኮነ መምህር ሙሉ ዝትገብሮ ዘለካስ ብጣዕሚ ዘድነቅን ዝምስገን እዩሞ ፈጣሪ ኣምላክ ምሉእ ፀጋ ጥዕና ዕድመን ይሃካ ነዞም ወላዲ ደሞ ኣምላክ ኣካኣእሎ ይሃቦም ንመላእ ኣመንቲ ክርስትና ደሞ ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና

  • @habtomkahsay9949
    @habtomkahsay9949 5 років тому

    እዋይ ናይ ብሓቂ ብኡነት ከደንግጹኻ ከብድኻ ይበልዑኻ ወዲ 87 ዓመት እንጀራ ሰንኪቶም ጸብሒ ሰሪሖም ቆልዑ ክምግቡን ክኣልዩን ብጣዕሚ ገሪሙኒ በጃኹም ክቡራት ኣሕዋት ዘዝኸኣልናዮ ንሓግዞም፡ ንጽጉማት ምሕጋዝ ከኣ ሓደ ካብቲ ትእዛዝ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ኢዩ እሞ ንሓግዞም፡ ጽባሕ ንግሆ እዞም ቆልዑ እዚኦም ክሓልፈሎም ኢዩ ጸገም ከኣ ሓላፋይ ኢዩ

  • @sabasaba1323
    @sabasaba1323 5 років тому +222

    ቡዙሕ አዩ ትርግሙ ምንባር ማለት 😭😭

    • @kabitalkabitalkabital2024
      @kabitalkabitalkabital2024 5 років тому +7

      ኣይይ ቡዙሕ እዩ ትርጉም ምንባር ማለት መምህር ሙሉ ግን ዕድመ እሲቲ ይሃብካ በሉ የሕዋት በብቃዕምና ንሕሰበሎም ነዞም ወላዲና ኣብ ቀረባ እዋን ፀገሞም ተፈቲሑ ክንሪኢ ናይኩሉና ፅሎት ይኩን

    • @ንዑንዑንዑ
      @ንዑንዑንዑ 5 років тому +1

      Bhaki

    • @lemlemgolgejertnehstay212
      @lemlemgolgejertnehstay212 5 років тому

      Akknk

    • @etebarkweldu849
      @etebarkweldu849 5 років тому

      Bhaki buzuh yu trgumu

    • @mhretweldmhret8304
      @mhretweldmhret8304 5 років тому

      Uffffffffffff eway eza alem eza

  • @monumonyo6370
    @monumonyo6370 5 років тому +1

    ኣሕ ዓለም ክፍእቲ ልገዉኡ ፀሙ ተሕድር ብጣዕሚ ካብድካ ዝበልዕ😭😭😭😭😭 😭 መ/ር ሙሉየ ኣቦ ፅጉማት ሙሉእ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኳ🙏🙏

  • @libonasiten4725
    @libonasiten4725 5 років тому +4

    በጣም ነው የሚያሳዝኑት መሉ ቤተሰቦቻቸው አምላክ እድሜና ጤና ይስጣቸው ላንተም መ/ር ሙሉ ፈጣሪ እድሜና ጤና ይስጥክ የተባረክ ነክ

  • @ማማይእያኩሉሙለይዓለመይ

    መምህር ሙሉእ ናይ ዘመና ሃወርያ ኣምላክ ይባርካ ኣነ ናዓኻ ክረኽበካ ብጣዕሚ'የ ዝብህግ ኣምላኽ ይፍርልጥ ዕደለኛ ኮይነ ምሳኻ ገጽ ብገጽ ክረአአ ሓውኻ ኤረትራዊ

    • @WushatenaMedia
      @WushatenaMedia  5 років тому

      ክገብሮ ዝግበአኒ እየ ዝሰርሕ እምበር ካብ ሰበይ ምንም ዝፍለ ነገር የብለይን። ብዝኾነ ብጣዕሚ የቐንየለይ።

    • @ማማይእያኩሉሙለይዓለመይ
      @ማማይእያኩሉሙለይዓለመይ 5 років тому

      @@WushatenaMedia ሰብ ዓቑሙ እዩ ዝገበ እዚ ውን ርእሺ ዓቑሙኻ'ዩ ካብ ልብኻ ተበጊስካ እንተ ሰሪሕካ ግን ከምዚ ኪኢልካዮ ዘለኻ ዘይካኣል የለን ኣጆኻ ድማ ከም ዘለኻዮ ቀጽል....................

  • @amenhnasser8504
    @amenhnasser8504 5 років тому +9

    ሓላለይ መምህር ሙሉ ኣቦ ፅጉማት ዕድመ ይሃብካ ኸብድካ ዝበልዕ ክቡር ኣቦና ኣሕዚንኩምኒ ቀደማኹም ኣየፀገም ኽፍእ

  • @WushatenaMedia
    @WushatenaMedia  5 років тому +12

    "ናይ ወዲ 87 በዓል ፀጋ ዕድመ ኣቦይ ለማ ካብ ምስንካት እንጀራ ተገላጊሎም!!" ዝብል ሓዱሽ ቪድዮ ኣብዚ 2 መዓልቲ ተፀበዩና!!!!
    ua-cam.com/video/5ogMAPoeoIk/v-deo.html

  • @ሰላሜነሽድንግልሰላሜነሽድ

    እግዚአብሔር ክብሪ ምስጋና ንዓኻ ይኹን እስኪ ዝኩሉ ፀገምስ ዝጥንካሬ እዚ ዝሃብካልና ኣቦይ ማዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እምበይ

  • @tsirhadesta1634
    @tsirhadesta1634 5 років тому

    መምህር ሙሉ ሃይለስላሴ አቦ ድኻታት
    ክቡር ሓውና ነውሕ ዕድመ ምስ ሙሉእ ጥዕና ያሃብኻ
    ንዓኻትኩም እውን አምላክ ያሓግዝኩም

  • @እመንግንንመን-ሐ2ጨ
    @እመንግንንመን-ሐ2ጨ 5 років тому +5

    እውይ ዓለም ክንደይ ጉድ እያ ሒዛ ዘለያ ከብደይ በሊዐሙኒ ዛቆልዓ ውን ኣብዘይ ዕድመኣ ሓሪራ ኣዶ ዝትክእሎስ መን ይክእል መ/ር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @WediHaikoHalal
    @WediHaikoHalal 6 місяців тому

    ዛቖልዓ ብጣዕሚ ኣንቢዓትኒ ጎይተይተዋይ😢 ኣጆኹም ኣሕዋተይ ኣዶይ ኣሕዋታ ኸምዚ ኢላ ምስ ኣቦኣ ጠርሽያ ኣዕቢያቶም እያ እና ኽሓልፍ እዩ ኣጆኹም😢😢

  • @enatalem3890
    @enatalem3890 5 років тому +4

    ትንሽ ትንሽ እሰማለሁኝ ግን በጣም ልቤ ተነክቷል ብቻ ለእነሱም አንድ ቀን ያልፍ ይሆናል የኔ አባት እንዴት እንዳለቀስኩ እፍፍፍፍፍፍፍፍ ስቃይ አባየ እድሜና ጤና ይስጥኦት ወንድማችን እግዚአብሔር ይስጥህ ሰብስክራይብ አድርጌሀለሁ ግን ሆድ ባሰኝ ብቻ ምን ላድርግ በአካል መጥቸ ካጠገባቸው ብረዳቸው ደስ ይለኝ ነበር ውይ አባ በመጦሪያ እድሜወት እንዲህ አዘንኩ ብቃ

  • @sofiyaebrahim8597
    @sofiyaebrahim8597 5 років тому +1

    ወይኔ እባየን መቆጣጣር ነው ያቃተኝ አላህ እድሜቸውን ያረዘመው የኔ ልዩ አባት እውነትም ትግሬ ጀግና ነው እውነት ጀግና አባት

  • @rigbetube1077
    @rigbetube1077 5 років тому +5

    መምህረየ ዕድሜኻ ይንዋሕ
    ኣያና ኣየኹም ኣምላክ ይሓግዝኩም።

  • @hshetegehw2208
    @hshetegehw2208 5 років тому +1

    Fetari edmen tanan yhabkum kubur weladi

  • @ኑርልኝእናትየ
    @ኑርልኝእናትየ 5 років тому +27

    ዓኽ ናይ እዛ ዓለም ነገር ነቲ ሓደ ብርሃን ነቲ ካልእ ፀልማት ትህብ ኣቦይ mearey ኣይዘኩም

  • @zaidsyum9706
    @zaidsyum9706 5 років тому +1

    መቸም ሙለይ ሓወይ ኤርትራዊት ኣመስጋኒትካ እየ ምሉእ ኢሎምኻ ስድራኻ ደድሕሪ ሃብታማት ዘይኮንካስ ደድሕሪ ድኻታት ምጉያይካ ፈጣሪ ብርክኻ ይጽናዕ ነዞም ስድራ ኸኣ ማርያም ምስ ወዳ ትርዳዮም ኣጆኹም ማርያም ደቃ ኣይት ድርብን እያ🤲🤲🤲

    • @WushatenaMedia
      @WushatenaMedia  5 років тому

      ብጣዕሚ እየ ዘመስግን ክብረት ይሃበለይ!!!

  • @ትግራይዓለመይናፈቅ
    @ትግራይዓለመይናፈቅ 5 років тому +7

    ወይአነ ጋለይ እታ ቆልዓ ውን ተሕዝን ወይ ከበደይባ በለዐኒ መ/ር ሙሉ በጣዕሚ ይቀንይለይ ዝሓውይ

  • @iloveyoudad5243
    @iloveyoudad5243 5 років тому

    እፍፍፍ ብጣዕሚ የሕዝን ኣቦና እ/ር ምሳኩም ይኹን መ/ር ሙሉ ብጣዕሚ ነመስግን

  • @yonibana6832
    @yonibana6832 5 років тому +131

    ሰላም ኣነ ኤርትራዊ ኢየ ግን ኣዝዮም ከብደይ በሊዖምኒ ካብ ኣብ fb ክትጻረፉ ትውዕሉ ጽጉማት ኣብ ምሕጋዝ ግዝየኩም ኣጥፉኡ ምክንያቱ እዞም ኣቦ ስድራ ስዉኣት ኢዮም ስለዚ ካብ ጸርፍን ባእስን ስድራ ስዉኣት ምሕጋዝ ይበልጽ ካብ ኤርትራዊ

  • @nardosnardos4332
    @nardosnardos4332 5 років тому +2

    ኣቦዋይ መዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚአብሔር ምእንቲ እቶም ህፃዉንቲ ቆልዑ
    ሙሉየ ኣቦ ዝፀገሞም ኢካ ሞ እግዚአብሔር ዕድመ ጥዕናን ይሃብካ

  • @ገኒገኒየድንግልልጅ
    @ገኒገኒየድንግልልጅ 5 років тому +7

    ሀfffff ሲያሳዝኑ የእውነት አንጀቴን በሉኝ እድሜና ጤና ይስጥዎት አባ እግዚአብሔር ልጆቻችሁን ያሳድግላቹ

  • @orthodoxtewahedoyoutube4629
    @orthodoxtewahedoyoutube4629 5 років тому +35

    አይ እዛ ዓለም እዚአ ንብዓተይ ምቁፅፃር አይካአልኩይ

  • @weynitewaled8617
    @weynitewaled8617 5 років тому +2

    ኡፍፍፍ ትርጉም ምምባር ቡዙሕ እዩ ዕድመን ጥዕናን ያሃቦም አቦይ ነዐኦምን ንደቖምን መምህር ሙልየ ናዓኻ ዝኸውን መግለፂ ቃላት የብለይን ከቶ ሲኢነልካ

  • @ደብሪፅጀግናወዲትግራይ

    መ/ም ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኩሉ ግዜ ትሓጎስ እትረድኡ ዘለኩም ወገናትና ክአ ክፍእ አይርከብኩም

  • @ዘብሔረ-ኣክሱምትግራይ

    መምህር ሙሉእ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብካ!
    ኣሎ ዘይፀገበ ድራር ዕለት!

  • @merihthomas5318
    @merihthomas5318 5 років тому +4

    ምንም ቃላት የብለይን ምንባዕ ጥራሕ እያ ዓቅመይ 😭😭እዋይ ደቀይ ኣቦይ ፈጣሪ ቁሊሕ በሎም 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷

  • @merrymerry2356
    @merrymerry2356 5 років тому

    መምህር ሙሉ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብጣዕሚ ካብድካ ዝበልዕ 😥

  • @trhastesfamaryam430
    @trhastesfamaryam430 5 років тому +50

    Eway aykealkun😭😭😭 mulue hawey teawitlka nkemziom zameselu mhgazka bamlak rkebo🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @karatangle9589
      @karatangle9589 5 років тому +1

      I can't wait to become someone so I can help those kind kids. I know it's Hard my mom and father died but God there's Godly people help me to be come someone. I will pray for those kids.

  • @slasgidey1264
    @slasgidey1264 5 років тому

    እግዛብሄር ኣምላኽ መ/ር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
    በጣም ጉበዝ

  • @حقصحقص-و4ص
    @حقصحقص-و4ص 5 років тому +6

    ኡውያ መ/ረ ሙሉ ከመያ ኣምላክ ዝዓደላ ኣያ ናዓካ ዝወለደት።

  • @sale8134
    @sale8134 5 років тому +1

    እኔም አባቴን አስታወስኩ አንድ ወድሜ ጋር አሳድጉናል እድሜ ለአባቶች እናታቺን ሙታብን ትዝ አለኚ

  • @shooshooali3120
    @shooshooali3120 5 років тому +19

    እውይይይይ አቦና ምእንቲ ደቅክም እግዚአብሔር ዕድመና ጥዒና ወሲክ ወሳሲክ ይሃብክም
    ንሓውና መምህር ሙሉውን ዕድመን ጢዒናን ይሃብክም

    • @mohammadtaher5658
      @mohammadtaher5658 5 років тому +2

      ዋይ አባና ምእንቲ ደቅክም ዕድመን ጥዒናን ያሃብኩም እውይ ሕዋተይ ማዓረይ አይካኣልኪ

  • @ለዘለኣለምንበርለይትግራይ

    ወይ ከብድኻ ክበልዑ በስምኣም ኣይ ሽግር ዘይገብሮ ዘይብሉ 😢እግዚአብሔር አምላክ ይሓግዝኩም መ/ር ሙሉየይ እግዚአብሔር አምላኽ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @asmeramera7481
    @asmeramera7481 5 років тому +16

    እዋይ ሙሊ ሓውና ኣብ ዓለም ከልካ ክትጸድቅ ኢካ ትሰርሖ ዘልካ ዓቢ ስራሕ ኢዩ ኣምላከ ኣብ ጊንካ ይኩን

  • @zttgy7054
    @zttgy7054 5 років тому

    መምህር ሙሉ ሓወይ እግዚአብሔር አምላክ ቀድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝሓወይ

  • @ቃልጋልዘምጀጋኑ
    @ቃልጋልዘምጀጋኑ 5 років тому +9

    መ/ር ሙሉ ትግብሮ ዝለካ ብጣሚ መግለጽ የበለይ አግዚኣብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብጣሚ ዝሕን 😢ኣጅኩም ዘም ኣሕዋተይ ኩሉ ሓልፍ እዩ ህዝቢ ትግራይ እውን ኣብ ጎንኹም እዩ 😢

    • @hsee3071
      @hsee3071 5 років тому

      ትክክል ግን ምን ድንቅ ትርጉም እናት የት ነች እኔ ልቤ ተስብራል በዚህ እድሜ መከራተት እፍፍፍ

  • @ኦአምላክከመበደለይኣይትኪ

    መምህር ሙሉ ሓወይ ዕድመካ ኣምላክ ይባርከልካ ንክንደይ ፅግማት ብምሕገዝካ ኣምላክ ይሓግዝካ

  • @teshawialmaz8283
    @teshawialmaz8283 5 років тому +7

    ናይ ብሓቂ ከቢድ ዩ ኣምላኽ እንታ ኣውሪድልካ ግን ዛይ ካኣል የለን ሞ ሓይሊ ያሃብኩም

  • @ማንቸእየዝፈቱ
    @ማንቸእየዝፈቱ 5 років тому

    Hawey natey admen tanan yehabk fetarii ajeka weal be genzb entzi hageznak fetari fr xamak yehabk

  • @mbentertainment7196
    @mbentertainment7196 5 років тому +3

    Amlak Edmen Tenan yahabkum Aboye
    & xbuk Srah qexlwo amlak Asbukum yhabekum🥰🙏🌍

  • @amantesfama6702
    @amantesfama6702 5 років тому

    ናይ በሓቂ ዘሕጉስ ኢዩ መምህር ዝሃበ እዝጊሀር ይሃቦ ፈጣሪ

  • @መንፀገባ
    @መንፀገባ 5 років тому +20

    ወይ ኣነ ዓለም ክንደይ ተርኢየ ካ ነቢዐ ሙሉ ሓወይ ብዝከድካዮ ሰላም ኩን ዑድለኛ ኢካ ፂቡቅ ምሰራሕ ድቃሰ ትድቅሰ😥😥😥😥😥😥😥😥😥😥😥😥😥😥😥😢

    • @ansebaanseba5995
      @ansebaanseba5995 5 років тому

      Betiy Kalay nay bhaki mulie beal mulue hlna eyu

    • @robelvalencia8416
      @robelvalencia8416 5 років тому

      ናይ ብሓቂ ዘህዝን ኢዩ ንዓይ ውን አንቢዖምኒ

  • @tedroshagos6297
    @tedroshagos6297 5 років тому

    ሙሌ ሓወይ ትገብሮ ዘለካ ናይ ሓገዝ ከይመስገኑኩካ ክሓልፍ አይድልን አቦይ ማዓረይ አምላክ ሽጉርኩም ርኡ መፍትሕ ይምፃልኩም እምበር ምስ ረኣኩኩም ብክያተይ ሙቁፅፃር አብኒ

  • @ኡሙቢላል-ጠ8ኈ
    @ኡሙቢላል-ጠ8ኈ 5 років тому +3

    በጣም ነዉ ያስለቀሰኝ አይይይ ዱኒያ ስቃዋ መብዛቱ

  • @ስደትኟመከረኟ
    @ስደትኟመከረኟ 5 років тому +1

    ኤርትራዊ አየ። ብጣዕሚ ደስ ኢሉኒ ዝተጸገመ ሰብ ምሕጋዝ ክቡር ባህሊ ትግሪኟ አዩ አሞ ቀጽልዎ።

  • @sellyselly5146
    @sellyselly5146 5 років тому +20

    efffffff ዋይ ዓለም ንሓደ ብርሃን ንገለ ፀልማት

  • @tesfalemghrmawi7252
    @tesfalemghrmawi7252 5 років тому

    ኣምላክ ዘመንካ ይባርኽ ሙሉ ።

  • @edenasmerom517
    @edenasmerom517 5 років тому +6

    God Bless you 🇪🇷

  • @fitsumabraha8881
    @fitsumabraha8881 5 років тому

    ሃወይ ብጣዕሚ ኣድኒቀካ እግዚኣብሄር ኣምላክ ዘጥፋእክሞ ይተከኣልኩም ኣዝዩ ደስ ዝብል ስራሕ

  • @hanayemaryam12
    @hanayemaryam12 5 років тому +21

    ከም ሕዝቢ ትግራይ ለዋህን ርህሩህን አይራአኹን ብጣዕሚ ዘሕብን ህዝቢ አለና

  • @SaraSara-pl1vk
    @SaraSara-pl1vk 5 років тому

    አይይይ ካብዙይ ማሓርና መሉ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ

  • @ዜድወሎራያቆቦ
    @ዜድወሎራያቆቦ 5 років тому +15

    ትግርኛ ባልችልም አንቼን ነዉ የበሉኝ የኔ አባት ችግር ክፉ አይይ
    እባካችሁ ለራሳችሁ ጥቅም ስትሉ ምስኪኑን ህዝብ እምታባሉ በፈጠራችሁ ተቆጠቡ እንደዚህ ያሉ አባቶቻችን ናቸዉ ዛሬ የምንኖርባት ሀገር የሰጡን

  • @ነብያትጓልተዋህዶትግራይ

    አይይይ አቦዋና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ዓለም ፈተና እያ😭😭

  • @አማኑኤልአምላካችንየድንግ

    እኔ አባት የኔ እህት እግዚአብሔር አምላክ ከናት ጋ ይሁን 😭😭😭😭🇪🇷🇪🇹⛪🙏

  • @መአዛአብርሃም
    @መአዛአብርሃም 5 років тому +2

    ኡፍፍፍ ውይ ፍጣሪ ሓግዞም
    አዶ ዓይኒ ኩሉ ነገር

  • @ለምለምራያ-ሐ6ኘ
    @ለምለምራያ-ሐ6ኘ 5 років тому +6

    በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ 😭😭😭😭😭

  • @aminayasin7552
    @aminayasin7552 5 років тому

    ያ አላህ ሲያሳዛዝኑ አልቅሸ አልጨርስ አልኩኝ አብሽሩ አባታችን

  • @safiqsajab8520
    @safiqsajab8520 5 років тому +3

    ውይይይይይይ ኣታ በየ ገዛኣኡ ህንደይ ሽግር ፀገም እኒሆ መ/ር ሙሉ ፈጣር ዕድመይ ጥዕናይ ያሃብኻ ንኣበይ ጋልይ ኢ/ር ያሓልዎም ምስ መላእ ስድሮኦም

  • @ብሌንየራያዋ
    @ብሌንየራያዋ 5 років тому

    የኔ አባት እግዛብሄር እድሜና ጤና ይስጠወት አባት ልዩ ነው አባቴን በጣም ነው የምውደው ይህን ሳይ ውስጤ ተረበሸ ትዝ አለኝ አባቴ ልጆቹን ሳያበላ ልጆቹ ሳይጠጡ እሱ አይቀምስም ቅድሚያ ለኛ ነው አባየ እድሜና ጤና ሰጥቶህ እኔም ከስደት ተመልሸ እንደ ልጅነቴ ፀጉርህን እየዳበስኩ ለመሳም ያብቃኝ የሁላችንም እናትና አባት እድሜና ጤና ይስጥልን አሜን አሜን አሜን

  • @binilove8069
    @binilove8069 5 років тому +8

    ኣሎ ዘይጸገበ ድራር ዕለት፡ ብዙሕ ትርጉሙ ምንባር ማለት።
    MY INSPIRATION ABRHAM AFEWERK !!

  • @ዘይነብወርቁ1234
    @ዘይነብወርቁ1234 5 років тому

    ትርጉሙም ባይ ገባኝ. የኔ አባት በጣም ነው የሚያሳዝኑት

    • @WushatenaMedia
      @WushatenaMedia  5 років тому

      ባጭሩ እኚህ የ87 ዓመት ኣባት ዕድሜያቸው ከ 16 ዓመት በታች የሆኑ 5 ህፃናት አላቸው። ሚስታቸው ከዚህ ዓለም ከተለየቻቸው በኋላ ራሳቸው አብክተው ጋግረው ልጆቻቸው ይመግባሉ የሚያስፈልጋቸው ሁሉ ባላቸው አቅም አርጅቻለሁ ሳይሉ ያደርጋሉ።

  • @senaitisaak9903
    @senaitisaak9903 5 років тому +23

    Bezey ade geza tselmat ei u behaki aboy amlak mesakum yekun

    • @trtetintr5120
      @trtetintr5120 5 років тому

      Komal agame move eritrean map

    • @senaitisaak9903
      @senaitisaak9903 5 років тому +1

      trssd io seb akmu ei u zehaseb akmeka eka hasibka

    • @destegnanegntesfayadekemeg9003
      @destegnanegntesfayadekemeg9003 5 років тому

      @@trtetintr5120 komal higdf tseter eske

    • @ghirmayweldeyesus3699
      @ghirmayweldeyesus3699 5 років тому

      @@trtetintr5120 ኣታ ጨካን ድንጋጼ ዘይብልካ፡ልብኻ ልቢ ሰይጣን እዩ፡ዘርአኛታት እግዚኣብሔር ካብ ገጽ ምድሪ ከም ዘጥፍኦም ኣስተውዕል።

  • @samrawit7393
    @samrawit7393 5 років тому

    መ/ር ሙሉ ብዝከድካዮ ፃዕዳ ይፅናሕኻ ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @tegsitiamare8684
    @tegsitiamare8684 5 років тому +5

    እዋይ ግዜ ዘየስመዐና ዘይብሉ መገዛ ደቆም ላዕልን ታሕትን እሎም ከምዘይ አይዕበይዎምስ ን3ዓመት ጥራሕ አግልግሎምስ ደክምና ክብሉ አይኮነን ንሶም ምስ እከለማዮም እናሃለዊ ንታ ስንክትካ ምሃብስ ተዘይህልዎም እንኳን ባዕሎም ንክጥውርዎም ዝግበኦምስ ደክምና በስምአብ ኦ አምላከይ ንወልድናስ ከምታ ንሶም ላዕልን ታሕትን እሎም ደክምና ጠምና ለይቲ ቀትሪ እንተይ በሉ ዘዕበዩና ወለድናስ ብሙሉእ ልብና ዕድመና ክነግልግል ዳአ ባዓል ኑፅህ ልብ ይግበረና እግዚአብሔር አቦይ ግን አይዞኩም ሳላ ለገስትን ዋሃብትን ሓላላት ህዝቢ ትግራይና እንታይ ከይስእኑ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም ምስ ድቆም እንተተጋጌ ግን ይቅርታ ግበሩለይ ደክምና እለናኒ ምስ በሉስ ሕማቅ ስለዝተስመዐኒ እየ ከምዙይ ክብል አትየ እምበር ብናይ ስብ ህወት ክአቱ እለ አይኮነን

  • @hastenahasen6844
    @hastenahasen6844 5 років тому

    ዝሓወየ ቁስለይ ተጎዲኡ. አባይና ይዘኽትም. ኣንቱም ሰባት ነዞም ስድራ ምሕጋዝ ምርቓ ናይዞም ኣቦና ምክፋል'ዩ. ምርቓ ወለዲ የድልየና ኣሎ ናይ ሎሚ ወለዶ ብዝኸድናዮ ዕንቅፋት ይበዝሓና ስለዘሎ.አቅራቢ ሙሉ ከምስምካ ሙሉእ ጥዕናን ዕድመን ይሃብካ.ናይ ብሓቂ ከምዝበልካዮ ልበይ ሓሪረ ምስ ረኣኽዎም.

  • @yinges1547
    @yinges1547 5 років тому +7

    Am From Eritrea 🇪🇷 I don’t Care 🤷‍♂️ how Politics work between people.
    But I believe we’re same blood. Again I believe in the Right Path that u could take some space in the Heaven, our Religion, Culture and dignity taught me good deeds. Please this is how we can Easily make Jesus and Virgin Marry happy 😆. Help poor people, now now now is the day ..

    • @WushatenaMedia
      @WushatenaMedia  5 років тому

      Thank you very much Alena Alene for having the same point of views with ours.

  • @Seb15
    @Seb15 5 років тому

    ክብረት ይሃብካ መምህር ምሉ ከምኡውን ነቶም ደኪምና ከይበሉ ወገናትና ዝሕግዙ ዘለው ሰላምን ፍቅርን ይሃብ ኣምላክ ንወገናትና።

  • @tsegaarefayne438
    @tsegaarefayne438 5 років тому +21

    ሙልየ 100000 ዓመት ንበረልና ብኣካ ሉለ ሰብ ካብ ድክነት ይወፅእ ኣሎ

  • @wediama7565
    @wediama7565 5 років тому

    Btaemi xbuk kexlo amlak ybarkekka zi hawey

  • @Mm-hy3fk
    @Mm-hy3fk 5 років тому +16

    ብትክክል ኣብ ችግር ገይፂ የለን እፉፉፉፉ ለካስ ከምዚ ዝበሎ ኣቦታት እውን ኣለው እዮም ክብደይ በሊዖምኒ እምበር ኣይ ምንባርስ ክሉ ይነብረኪ😭😭😭

    • @lplpplplpu8637
      @lplpplplpu8637 5 років тому +1

      ብሓቂ ሽግር ረሳሕ ብጣዕሚ የሕዝኑካ

    • @Mm-hy3fk
      @Mm-hy3fk 5 років тому

      @@lplpplplpu8637 ማራ ከብድካ ይበልዑካ እፉፉ

    • @lplpplplpu8637
      @lplpplplpu8637 5 років тому

      @@Mm-hy3fk ሽግር ለፀላዒካ እኳ አይሓቦ

  • @ቃለህይወትያሰማልንአባታች

    መምህር ሙሉ ዕድመና ጥዕና ይሃብካ ክቡር ሓውና

  • @mekele2976
    @mekele2976 5 років тому +4

    ካም ህዝብይ ትግራይ ርሆርህ ጅግና ይለን 100 አመት ይንብርኮም አቦይ

  • @tsegaysolomon8034
    @tsegaysolomon8034 5 років тому

    Goboz Gazetegna.
    Good journalist .

  • @አምላኬሆይያንተእንጂየሰው

    #✍ ብዘይ ኣዶ ዓለም ባዶ። 😭😭😭አቦይ መዓረይ ከብደይ በሊዖምኒይ እፍፍፍ እዛ ዓለም ንገሊዑ ካብ መጠን ዝሓለፈ ደስታ ንገሊኡ እቲይ ካብ ዓለም ዝከፈአ ክፍኣት ትዕድል አየ ዕድል ክንደይ ይሕስድ አየ ናብራ 😭😭😭 አቦና እግዚአብሔር አምላክ ዕድመ ምስ ጥዕና ይሃብኩም አሜን ንቤተስብ ኢልና ባሕሪይ ሸገር ተሰዲድና😭😭😭 ከመይ ማለት እዩ ንሕያዋይ አቦካ እሞ ሰለስተ ዓመት ኣላዒልካስ ሰልቺና ክበሃል እሞ ነቲይ ሕያዋይ ኣቦካ እሞ ኣብ ሓደ ዓዲይ ኮንካ ከመይሲ ገይረንስ ሃሪሰን ይሓድራ አለዎ እውይ ዓለም ክንደይ ተስምዐኒይ 😭😭😭
    ፅቡቅ ኣይገበራን እሳተን ተደከማስ ዝባፀሓ ውላድ ኣይብለኒን አየ ክፍኣት እምበር እግዚአብሔር አምላክ ልቦና የሃበን
    #መምህር ሙሉ ነዓካ እንካ ቃላት የብለይን ። እግዚአብሔር አምላክ ዘይውዳእ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ አሜን

  • @fardusmohamed653
    @fardusmohamed653 5 років тому

    የጀግና አባት ጀግና ነው አባቴ አይዞህ ከአጥገብሁ ነን

  • @zufanzufan4943
    @zufanzufan4943 5 років тому +3

    እዋይ ዓለም ደርሆ ንገሊኡ ተንቆሖሉ ንገሊኡ ትሓርአሉ ክላእ

  • @silassilas5354
    @silassilas5354 5 років тому +1

    እፍፍፍ በየውሻጠኦ ክንደይ ፀገም ዘሎ
    እግዚአብሔር እቶደቆም የዕብሎም አቦይ
    መዓረይ ብዘይ አዶ ኩሉ ጸልማት እዩ
    የቅነየልና መምህር ሙሉ ሓውና

  • @ትግራወይቲጓልራያዓዘቦ

    አየ መራሕትና ከምዚኦም ዝበሉ ዘይሓበሩ ንህዝቢ ትግራይ የቀን ጅብ ዘበሉዎ።አታ መ ሙሉ ግን ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ

  • @ሚሊጋልዞምጀጋኑተጋሩ

    ዕድመን ጥዒናን ያሃበለይ ን መ/ም መሉ ደኪምኒ ሸልትይኒ ከይበለ ንፅጉማት ወለድና ካብ ሽግር ዝውፀአ ፈጣሪ ከም ኢዱ ያሃቦ🙏🙏🙏

  • @shabaymender9126
    @shabaymender9126 5 років тому +5

    ስድራ ስዉኣት ተጋሩ ይኹኑ ኤርትራውያን ናይ ኢዶም ኣይረኽቡን ። እንትርፎ በጻብዕ ዝቁጸሩ ገዶፍካ ፡ ዝበዝሑ መራሕቲ ወያነን ጅግደፍን ዝግብኦም ኣቃልቦ ኣይገበሩሎምን ።

  • @saytsayt164
    @saytsayt164 5 років тому

    አበዋይ እግዚአብሔር አምላክ አክእሎ ይሃብኩም መምህር ሙሉ ደም እመቤቴ ድንግል ማርያም ምስ ወዳ ብዝከድካዮ ትኸተልካ

  • @emuram2441
    @emuram2441 5 років тому +6

    I can’t stop crying 😭

  • @መብርሂትጓልአባሰላማአለው

    Are besmeab weweld wemenfes kudus ahadu amlak amen endihm ale ende

  • @rahwarahwa2494
    @rahwarahwa2494 5 років тому +6

    Way alem godelo ngelie lemlem ngele Ka asheku euffff amlak msakum ykun 😭😭

    • @frewenasegedom3812
      @frewenasegedom3812 5 років тому +1

      ዐለም ጎዶሎ ዋይ ደቀይ አምላክ ምሳኩም ይኩን

    • @badriahusain3391
      @badriahusain3391 5 років тому

      😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @bhbh5322
    @bhbh5322 5 років тому

    መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @ሸዋይፋትየጣናዉሞገድ
    @ሸዋይፋትየጣናዉሞገድ 5 років тому +4

    እኔን የኔ ከርታታ 😢😢😢😢😢😢💔💔💔💔