Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
አንዳ ሞደሻ ረበሻ ኣብዚሖም በጃኩም
ጫው ጫው ኮይኑ ቁሩብ ረብሽና ምክንያቱ ክንማሃር ክንሰምዕ ንደሊ ኣለና ቁሩብ ድኣ ቅንስ ኣብልዎ ደቂ ሓላል ሜረት ብዝተረፈ ጽቡቅ መደብ እዩ ማሃርን ኣዛናጋዕን እዩ መደብኩም ሩሕስ ብዓል ቅዱስ የውሃን ይግብረልና ንማላእ ህዝቢ ኤርትራ 🇪🇷🇪🇷❤
እዛ ምስ ሞደሻ ዘላ ኸ ተካል መልሓሳ
He so funny greatest comedian Ermiy great actor too Good job 👏
Modesha shemu merur koyinu ember kulom eyom rebishom but it’s still fun ❤
Please like, share, comments and subscribe ❤❤❤
"ንጓል ትሓጺኺ በላ፡ ንመሸላ ተጻሂኺ በላ" እያ እታ ቅንዕቲ ምስላ።
No ngal tehaxiki bela nmeshela tegosiki bela eyu zarkey
N,meshela tegosiki eyu habibi texahiki,kkewn tedea koynu,gn ab taf kkewn alewo mxhay n,taf eyu zexebqela
@@MikiMikii-qy5vf Thank you for your constructive comment! I wrote what I know from my surrounding.
@@Tedawi08 Thank you for your constructive comment! I wrote what I know from my surrounding.
It is very nice when they are shouting it gives the game attractive ❤❤❤❤
በጃኹም ሞኒተር ግበርሎም እዚ ዉድድር ድዩ ዋላስ እቲ ተቅርብዎ መደብ ብጣዕሚ ጽብቁን ትምርቲ ዘለዎ መደብ እዩ ግና ጨረምረም በዚሑ ዝታሐተተ ሰብ ጥራይ ኸምልስ አለዎ ከምዚ ተኾይኑ ሳዓብትኹም አይኽትረኽብን ኢኹም ፕሮቶኮሉ ዝሐለወ ኽኸዉን አለዎ ምስ ስናይ ይቅሬታ ሩሑስ ባዓል ንኹላትና ደቂ ኤረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏❤❤❤💐💐💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Ajokum deki Erey mareyyy Ruhus kudus Yowhans 💙💚💙💚💙💚💙💚🌼🌻🌼🌻🌼🌻🌼🌻🌼🌻🌽🌽🌽🌽🌽🌽🌽🌽🌽🌽🌽🌽
Ezi widudir si ms modisha aykewinin eu wela ko dfito ykun ember btaemi rebashi koynu ab kulu gize kemu rietoy ya ykireta ❤
Tay zebele chawchaw u wedey kurub seb eko u zezbkum zelo respect yehalkum beflay da modesha.rhus awdamet🎉❤❤❤
እንታይ ዓይነት ረበሻ ዩ ዚ ፣ respect ናይ ተዓዘብቲ የብሎም ናይ ደያኑ የብሎም፤ ብፍላይ እዚ ሞዶሻ ዝብልዎ ዓቢ ቆልዓ።
Aygrmkan terbsna eko
Wela eta gual ms modesha zela azerarbia qoshe beka rebishomuna pae@@Brikti5895
Modesha respect ዘይብሉ ሰብ ኣብ ብዙሕ shaw ሪአዩ ኣለኹ መን እዩ ኣጆኻ ኢልዎ ።
Entya yetawk halwilawi
@@SibhatHagos nay shaw mekert eu modesha bro
ሞዴሻ ከጸልለኒ እንድዩ ንዓይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Modesha & Sunwhite rebeshti koynom
ብሓንቲ Mic እንዶ ኣዳልውዎ እዚ መደብ ናብራ ናብራ ቀደሞም፤ ረበሻ ኮይኑ።
መደብ ጽቡቅን ምሃርን ነይሩ ፡እንታይ እሞ ክዓብስ ኣብ ዩትዩብ ክትዝርግሕዎ ምኾንኩም ግን ዝረሳዕክሞ ትመኣሉ ፡ ጠባይ 000 ኣብ ቀጻሊ ኣማሕይሹ pls❤❤❤
I like you Eretria people ❤❤❤❤❤❤❤
ብመጀምርያ ርሑስ ባዓል ቁዱስ ዮሃንስ ንኹሉኹም ብምቕጻል ክብል ዝደሊ እዚ ፕሮግራምኩም ብጣዕሚ ደስ እዩ ዝብል እንተኾነ ግን ሪኢቶ ኣለኒ ሓንቲ ጋንታ ክትሕተት ከላ እቶም ካለኦት ጋንታታት ስቕ ኢሎም ክሰምዕዎም ኣለዎም ካልእ ብዝተረፈ መደባትኩም ብጣዕሚ ጽቡቕ ኣሎ ቀጽልዎ ኣጆኹም ክንከታተለኩም ኢና ብጣዕሚ ኢና ንፈትዎኩም
sunglass and martelo bhansab kkonu yeblomn krbshu...
ህድእ ዝበለ እንተዝከውን ጽቡቅ ምመቀረ ግን ራብሻ በዚሒዎ ርሑስ ኣውደኣመት ንኩልኩም
ራብሻ ግን በዚሑ ጠባይ ተሓበበሩና❤❤❤❤❤❤❤ ብዝተረፈ ፅቡቅ መደብ
Medisha sek beli
ክንደይ ግዜ ነቐፌታ ተዋሂብዎ ዘይእረም ፡ ሕጅ ግን ወላ ብማዕዶ ይኹን ዓኽ ቱፍ ኣብ ኣፉ ኢለሉ ኣለኹ ነዝሞደሻ ። ብቐደሙ ሞደሻዶ ኣይበልዎን ። ቁሩብ ዘይእረም ናዓል ዲነክ ።
Modosha akifika kurub respecti gber
Beti And efi full respect 🫡 ❤❤❤❤❤❤
ኤርሚለ ኩሉ ትኽእሎ ደስ ባሃሊ ❤ ረባሻ ብዝሑ ዲስፕሊን አገዳሲ እዩ
Wawww deqi ereyyy halalat edimen tienan yehabikum mes sidrabetukum ruhus kudus yowihans kexilwo Eritreawinet kubur meninet 🙏❤❤❤🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣነ ጀሚረ የቃርጻ ኣሎኹ እዚ ረበሻ እዩ መደብ ናይ ሓድሽ ዓመት ከምዚ ሪኤን ሰሚዐን ኣይፈልጥን ቡዙሕ ክትዛረብ ትኽእል ኢኻ እዚ ናትኩም ግን ኩልኹም ብሓንሳብ ትዛረቡ ሰብ ክዛረብ ዕድል ዘይትህቡ ብፍላይ ሞዶሻን እዛ ምስኡ ዘላን ጠቕላላ ረብሸሙና
ንጓል ተሓጺኺ በላ ንመሸላ ተጎሲኺ በላ (ተጎኒእኪ ካበይ ዝመጸ ምስላ ኢዩ ዓበይቲ ምሕታት ጽቡቕ ኢዩ። ሙግናእ ሙቅራጽ ኢዩ!
@@wedikeshi5322 i think n girat tixahiki bela u
Ezi wdidir aykonen tebalashikum
ኣመና ረበሻ ኮይኑ ምቁር ቃንዛ ኮይኑና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ርሑስ ብዓል ደቂ ኤረይ🎉
ርሑስ ኣውደኣመት🌼❤️🌼❤️🌼❤️🌼❤️🌼❤️🌼❤️🌼❤️🌼
Hermila Shikor Ruhus kudus yewhans ygberelka❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Welcome Deqi Eriyyyy Ruhas awedamt ❤🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
ጉርድን እኽልን ዝፈሊ ናውቲ ማጨሎ ኢዩ ኣዝማሪኖ
🌼🌼🌼🌻🌻🌻🌾🇪🇷🙏❤🇪🇷🌼🌼🌾🌽ሩሑስ ባዓል ቁዱስ ዮውሃንስ ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ውሽጥን ወጻእን ምስ ሓይልታት ምክልካልና።ዓመተ ሰላምን ፡ቅሳነትን ራህዋን፡ ብጽግናን ሓጎስን ፡ዓመተ ህጸትን፡ ምዕባለን ይግበረልና።
Nktrbish do wedey eb qdmi Camera tqerb eka 😢
Aseyyyy deki erey shukorinatat ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ንግራት ተጻኺኺ ኣይትበላ ንመራዓት ተሓጽኺ ኣይትበላ እዩ ዝባሃል
እታ ትክክል ምስላ ንጎል ተሓጺኪ በላ ንዳጉሻ ተጎሲኪ በላ።
Ne Meshela Tegoseki bebal eyu debahal 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
በቲ ሕክያ ናይ ኤርሚለ እምበር በቲ ውድድርሲ ምዝንጋዕ የለን ረበሻ ረበሻ በዚሑ ናይ መባእታ ተማሃሮ ኾንኩም ዋእ።
ተመስሊሶም ይርኢዎ ዶ ነቲ ቪድዮ ረበሻ ዝበዝሖ መደብ እዩ
ናይ ብሓቂ ኣነ ውን ከምኡ ክብል ፀኒሐ ራብሻ በዚሑ😮😮😮
Xbuk medeb deki erey ❤❤❤
መደብኩም ጽቡቕ እንከሎ ብምኽንያት ቁዱስ የውሃንስ፣ ብሰኪ ጫውጫውኩም ምድህሃልኩም ኬፍ ከሊእኩሙና። ህዝቢ እካ ዩ ዝዕዘበኩም ዘሎ። ንስኹም እትኣኽሉ ክቡራት ንምንታይ ዘይሓሰብኩሙሉ???
gele aynet kulatkum beqa keif alekum ❤
ኩቡራት የሕዋት መኣረምታ, ንጓል ተሓጺኺ በላ ንመሸላ ተጎሲኺ በላ እዩ ምኽንያቱ መሸላ ምስተጎሰየት ጎላዕላዕ እያ ትብል.እታ ቆላቁል ከኣ ቀላቅል መዓላ እዩ እዳተዓራረኩሞ ኪዱ ነቲ ዘይፈልጦ ግጉይ ከይተትሕዝዎ.
Kurub rebesha bezihu ermile good job
እንዳ ሞዲሻ ኬፍ ዘለዎም ክክክ😅😅😅ክቕጽዑ ኣለዎም ናይ ጠባይ 😅😅😅ድሎት የብሉን እንድዩ በጊዕ ኢልዋ ሞደሻ ክክክክ
Hkya tray ena nsema zelena hto ysma yelen wach wach koynu deqi erey❤❤❤
ሞደሻ ዲዩ ሽሙ ማራ ዉዑ ብጣዕሚ
Ngual tehaxiki Bela nmeshela tegosiki wey Kea texahiki Bela eyu eti knue abehahla yehwatey. Entetegonia dea eti Tarik abkiu endyu!!!!😂😂😂❤❤❤❤❤.
ጫውጫው እንታይ እዩ እዚ ባእ
tanx bitami zubuk mezenagae
❤❤❤❤❤❤❤ fint fint
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Ermile asmarino so funnyyy ❤❤❤
ምሔ እዩ ዝብሃል
Chaw chaw bezihu
Rebasha u ezi
❤❤❤🎉🎉🎉
ወግዒ ዝፈልጥ ሰብ ሓታቲ ግበሩ በጃኩም ።ጉርድን ምህርትን ዝፈሊ ናውቲ ማሕረስ የለን ናውቲ ማሕረስ ዝባሃሉ ገጋ ይክላኣለይ ዳኣንበር እዞም ዝስዕቡ ኢዮም መስለኒ ነዊት ኣርዑት ዕርፊ ኣዳጉር ቅትርቲ ማሕረሻ ቆራቁሮ ከርፈስ ምራን ቀደም ምራን ከርፈስ ምራን ቆራቁሮ ሳእኒ ኣርዑት ኢዮም እበር ምሔስ ማኣስ ኢዩ ናውቲ ማሕረስ ዝኮነ
❤🎉🎉🎉🎉 deqi adey halala
❤❤❤❤❤❤❤🎉
❤
♥️♥️♥️♥️
Wa❤❤❤❤❤❤
Aseyyy deki erey xaeda 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷3❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
💐💐💐💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇸🇦
ኣታ ሞኒተር የለን ድዩ 😂😂😂
እቲ ቁኑዕ መልሲ ንመርዓት ታሓጺኪ በላ ንመሸላ ተጎሲኪ በላ እዩ
❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏
Well come Deqi Rimeyyyyyy Ayteseanu😂😂❤❤❤🎉R
ሞዶሻ ዋእ ረባሺ ጠባይ ግበር
Ya ermile gen ezi hekeya kabey ika tejlebo gen nay behaqi hero
Medesha rebish kana hanhan
እዋይ ሸው ተወዲኡ ቅድስ ዮውሃንስ ተባሂሉስ። ክንድዚ ስነስርዓት ዘይብሉ
ኤርሚለ ሽኮር ጎይታ ዋዛ 😂😂
እዚ ረበሻ ዩ,ያ እዚ ሞዶሻ ረባሺ ኮይኑ 😢
Modisha habibi rebahi koynu eko kulom
ሕኽያ ኤርሚለ ኽሰምዕ ኢየ ደልየ እንበር ማራ ረበሻ በዚሑ
Good ❤❤🎉🎉
Koyoka bezihu 🤷♀️🙆♀️🤷♀️
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🌺🌺
men eu tehatatin melsin zeyrdueka modesha mseu zela gual gefah afa rebesha bezihu
Qurub loqumetsmets abzihen awald gelien ember Bella tseweta ❤❤❤❤ qurub yery abuluwo kemzom Somalia ena eko 😂😂😂😂 hade tsaedas ekubat Somalia kemzi natkum ms semeeom temitu temitu men nmen yseme alo men nmen yzareb alo tefieuwo 😢 hansab bkemey tradadeu alekum welas sakt ekum tzarebu zelekum, elu hatituwom , nhna nredadae ena shtara nsukum tsaedu keytgtmuna ena kulahna bhansab nzareb elomo 😂😂😂😂😂😂 tsaedu keymlesu keygezeuwom 😂😂😂 hji kae nskatkum kemzom Somalia koynkum nhna keynsemekamu 😂😂😂😂❤❤❤❤ I love you deqi Eri shikora . Akuan Somalian ❤❤❤
ቀዳማይ ክፍሊ ኢኹም መቸም ጫቑጫቑ ክትብሉ! ክክክክክ ። ርሑስ በዓል ቕዱስ ዮውሃንስን መስቀልን ሽኮሪናታት🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ጥፍሒ
ን ጓል ትሓጺኪ በላ ን መሸላ ተጎሲኪ በላ አዩ ዝብሃል
modesha rebesha abzihu pleas deyanu
Bela medeb ermile bro ❤❤❤❤
Haser
Asy deq ery.skornatat❤❤❤❤❤❤❤❤
ንጋንታ ቁድስ የውሃን ኣብ ሰለስተ ምስላ ክትዕምጽዎም ደሊኹም ። ኣብትመወዳእታ ኣስተኻኺልክሞ ተኼንኩም እምበር ግብሪ ኣይኮነን።
ድራር ከም ዛሓገዘካ
ንጋል ተሓጺኪ በላ ን መሸላ ተጎሲኪ በላ ብ ተጎኒኪ ዘላ ትትኣረም
welahd nseme yelenan jaw jaw koynu yrdana yelen

ኩቡራት የሕዋት መኣረምታ, ንጓል ተሓጺኺ በላ ንመሸላ ተጎሲኺ በላ እዩ ምኽንያቱ መሸላ ምስተጎሰየት ጎላዕላዕ እያ ትብል.
እታ ቆላቁል ከኣ ቀላቅል መዓላ እዩ እዳተዓራረኩሞ ኪዱ ነቲ ዘይፈልጦ ግጉይ ከይተትሕዝዎ.
Kurub rebesha bezihu ermile good job
እንዳ ሞዲሻ ኬፍ ዘለዎም ክክክ😅😅😅ክቕጽዑ ኣለዎም ናይ ጠባይ 😅😅😅ድሎት የብሉን እንድዩ በጊዕ ኢልዋ ሞደሻ ክክክክ
Hkya tray ena nsema zelena hto ysma yelen wach wach koynu deqi erey❤❤❤
ሞደሻ ዲዩ ሽሙ ማራ ዉዑ ብጣዕሚ
Ngual tehaxiki Bela nmeshela tegosiki wey Kea texahiki Bela eyu eti knue abehahla yehwatey. Entetegonia dea eti Tarik abkiu endyu!!!!😂😂😂❤❤❤❤❤.
ጫውጫው እንታይ እዩ እዚ ባእ
tanx bitami zubuk mezenagae
❤❤❤❤❤❤❤ fint fint
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Ermile asmarino so funnyyy ❤❤❤
ምሔ እዩ ዝብሃል
Chaw chaw bezihu
Rebasha u ezi
❤❤❤🎉🎉🎉
ወግዒ ዝፈልጥ ሰብ ሓታቲ ግበሩ በጃኩም ።ጉርድን ምህርትን ዝፈሊ ናውቲ ማሕረስ የለን ናውቲ ማሕረስ ዝባሃሉ ገጋ ይክላኣለይ ዳኣንበር እዞም ዝስዕቡ ኢዮም መስለኒ ነዊት ኣርዑት ዕርፊ ኣዳጉር ቅትርቲ ማሕረሻ ቆራቁሮ ከርፈስ ምራን ቀደም ምራን ከርፈስ ምራን ቆራቁሮ ሳእኒ ኣርዑት ኢዮም እበር ምሔስ ማኣስ ኢዩ ናውቲ ማሕረስ ዝኮነ
❤🎉🎉🎉🎉 deqi adey halala
❤❤❤❤❤❤❤🎉
❤
♥️♥️♥️♥️
Wa❤❤❤❤❤❤
Aseyyy deki erey xaeda 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷3❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
💐💐💐💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇸🇦
ኣታ ሞኒተር የለን ድዩ 😂😂😂
እቲ ቁኑዕ መልሲ
ንመርዓት ታሓጺኪ በላ ንመሸላ ተጎሲኪ በላ እዩ