Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ብስም ፍሽን ብስም ኣቦናን እባ የሕፍስ ኣቢልኩም ላይክ ሃቡኒ❤❤❤
ከምዚ ከማይ በዚ መዓር ዝጥዕም ትምህርቲ ዝተሓጎስኩም ኣለኹም ዶ❤❤❤❤❤
እው ግን እዞም ቐሺ ደስ ዘየብል ነገር ኣለዎም ኣብ you tube ኣተካ ኔስታሊ ortedox search gber ቻነል ኣለዎም ?
Mara eske
Ane alku egizabher amlke edmen tenann yehebkum abona
Ane❤️🙏✝️
@@meronbekure75 abey zelo mear eyu. Kal Amlak zeytenbibu
ኣቦና ቀሸ ተወልደ ገብረትንሳኤ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ ፍሽ ሓወይ ከኣ የቀንየልና ንዓኻ ውን ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ናይ ብሓቂ ተሓጉሰ እንቋዕ ደሓን መጻኹም🎉🎉 መን ኣሎ ከምዚ ከማይ ብ ህያብ ናይ ኣቦናን በዚ መደብን ሕጉስ ዝበለ like👍🏻👍🏻💕 NB በዚ ኣጋጣሚ መንነቶም ዝግለጸሉ መንገዲ ፋጠር፡ መንነት መናፍቃን ማለት'ዩ። ብድጋሜ ክምለሱ ብሃንቀውታ ንጽበ ነቦናቃለ ሂወት የስማዓልና ቀሲስ ተወልደ🙏🏻🙏🏻🙏🏻
❤❤❤❤❤
@@AfewerkiKidane-w3zyydggg gf ggh
ናይ ብሕቂ ደስ ይብልካ❤❤❤
ኩለና
ኣነ ናይ ብሓቂ ብጣዕሚ ተሓጉሰ ኣለኩ ቃል ሂወት የስምዓልና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ገና ከይጀመሪኩዋ ንብዓት መጺኒ ኦሪቶዳኩስ ንዘልኣለም ትንበሪ🎉❤❤❤❤❤
ኣሜን በሓቂ
ኣሜን ናይ ብሓቂ ዋላ ኣነ❤😢
Amen Amen Amen ❤❤❤
Aseyyy🙏✝️❤️
Amen
🇪🇷♥️🌹 ኣቦይ ቀሺ ከማኹም የብዝሓልና። ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም። ነቦይ ቀሺ ሓሓንቲ ፍዮሪ ሃቡለይ🌹🙏♥️🌹🙏♥️🌹🙏♥️🌹🙏♥️🌹🙏
❤❤❤
🙏🌼
ምስ ኣቦይ ቀሺ ተወልደ ይራከብ ትብሉ እውን ላይክ ግበሩ ኣሕዋት ርሑስ ኣውደኣመት ይግበረልና❤❤❤❤❤❤🎉❤❤❤❤
ከመይ ኢሉ ክዛረቦም
እንታይ ክገብሩ ክራኸቡ
Entay ilwo gdefo khtyom da ember😢😢😢
ንሱስ canada 🇨🇦 ከይዱ እዩ
Hi is not their level
*_እሰይይይይ እንኳዕ ደሓን መጻእኩም ክብራተይ መን ኣሎ ናይ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ስእሊ ኣድህኖ ሪኡ ዝተሓገሰቃለ ህይወት የስመዐና ኣቦና ፍሽ ሓውናለ ጸግኡ የብዘሐልካ ብሩከይ🎉❤😊🌻💙_*
Nay madina marryam seli aykunen nay taot eyu
❤❤❤እመ ብርሃነይ
@@zaidteklay67ልቦና ይስጠህ🥺
@@zaidteklay67በስመኣብ😢 ብምሕረቱ ይጠምትካ
Etom zexerfuki Ab thti Aegarki koynom fegem elom kelmnuki eyom yebl Mexhafe kidus neska ka hade malti
ሕጂ ውን ምስ ድያቆን ኣሽመላሽ ይራከቡ ትብሉ እስከ like gberu ምክንያት ኣቤል ካብ መዓር ዝጥዕም ወንጌል ሰሚዕና ኦርቲዶክስ ተዋህዶ ንዘላለም ጸኒዓ ትንበር ኣሜን ኩቡር ኣቦና ቀሲስ ተወልደ ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንኩም ይባረክ ፍሽ ሓወና በረከቱ ምስትውዓሉን የብዛሓልካ ኣሜን (3)ቡሩክ ቁዱስ የውሃንስ ይግበረልካ ናብ ቡሩክ መስቀሉ ይጸንበረና ደቂ እመብርሃን❤❤❤❤❤!
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት የስመዓና።ጸግኡ የብዘሓልኩም ኣቦና። ❤
ሕጂ ውን ምስ ዲያቆን ኣስመላሽ ተዝራኸቡ ቱቡሉ እስከ ላይክ ግበሩ
እዞም ገሌኹምሲ ጽሉላት ኢኹም, ካባይ ከማን ኣይሓልፍን ግን ኣይርዳእን እዩ
ዝኣኽሎ መልሲ ዝረኸበ ይመስለኒ
Way is that ?
እንታይ ደኣ ዲያቆን ኣስመመላሽ ኣብዚሕኻ ክንደይ ሊቃውንት ውን ኣለዉ እኮ ድያቆን ኣስመላሽ ደኣ ስንካን ናብናይ ፓስተር ኣቤል ወይ ናባካ ሊቃውንት ጸዊዖሞ እንካን ኣይቀርብን እዩ ምኽንያቱ ንሱ ንባዕሉ ኣብ ነገረ ድንግል ማርያም ኣብ ነገረ ስላሴ ኣብ ነገረ ቅዱሳን ዓበይቲ ሽግራት ኣለዎ ብምንፍቅና ይጥርጠር እዩ ርግጸኛ እየ ድማ ስንካን ንስኻ ፓትርያርኽ ጸዊዖሞ እንካን ኣይምስ መጸን እየ ዝብል ። ኣቦይ ቀሺ ቃለ ሂወት የስም ዐልና
እኹል መልሲ ሂቦሞ ኢዮም ኣቦና
ከምዚ ዓነት ትሕትናኡ ዓቕሉ ኣዘራርቡኡ ቀሺ ኣይራኣኹን ብዙሕ ተማሂረ እዝጋቢሄር ዝተመስገነ ይኹን እዳበሉ ልብኻ ቶግ ዘብሉኻ ኣይኮነን እዝጋብሄር ይሓልኻ ከማኻ የብዘሓልና በጃ ኻ ደጊምካ ኣምጽኣልና❤❤❤❤❤
Ewaee egziabhier ymesgen ktseme keleka kthgosn des kblekan iyu zgbaka lbka tog aytbeL zhawey EGZIABHIER YMESGEN ❤❤❤
@@TemesgenMussie-rd2ubኔስታሊ Ortedox ኢልካ ኣብ you tube እተሞ ናይ ዞም ቐሸ ደስ ዘይብል ክትረክብ ኢካ ተመልሲ ኣብ comment ባልካ ክትረግረኒ ኢካ ?
ኣብ you tube ኔስታሊ Ortedox ኢልካ search ግበር ናይዞም ቐሺ ደስ ዘየብል ክትረክብ ኢካ ድሓር ባዕልካ ኣብ comment ክትነግረኒ ኢካ!
❤❤
Amen Amen Amen
ኣቦይ ቀሺ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም አግዚኣብሄር ይባርኮ በሓቂ ደስ ዘብል ግቡእ መልሲ እዩ 🙏
ፊሽ ኣስመላሽ ይኩን ኣብይ ቀሺ ኩሉም ሓደ እዮም ኣቦይ ቀሺ ጽቡቅ ግበረመልሲ ስልዝሓቡ እኩል እዮኣቦይ ቀሺ ዕድመን ጥዕናና ይሓብኩም ።🙏🙏🙏
Behaqi leili ezi zereba wey melsi wey tegesaxe yelen eziom kea nleqwnti abotatna zemetnu sele zeykonu nemenetena zehyel medeb enber dhri ezis melsi zedli aymeslenn qal hiwet yesmealna kbur abona amlak xegu yebzehalkum
እግዚኣብሄር ሰናይ ገበረልና ኩሉ ነገር ን ጽቡቅ እዩ ዝመጽእ ብ ምክንያት ናይ መናፍቅ ኣቤል ዚተላዕለ ካብ መዓር ዝጥዕም ቃል ወንጀል እኳ ተመጊብና ኣውሰኣመት መዓልቲ ውዱስ ቃል ተማሂርና ከምዚ ከማይ ብ ጽሞና ዚተከታተሎ እግዚኣብሄር ዚሃቦ ኩሉ ላይክ ይግበር
Acts 24 ትግ - ግብሪ ሃዋ14: ኣነ ግና ነቲ ኣብ ሕግን ነብያትን ተጽሒፉ ዘሎ ዂሉ እናኣመንኩ፡ በታ ንሳቶም መናፍቕነት ዚብልዋ ዘለዉ መገዲ ኸምኡ ገይረ ንኣምላኽ ኣቦታተይ ከም ዘምልኽ፡ እዚ እእመነልካ ኣሎኹ።
ባህላካ ኣይተረደኣናን ኣብርህ ኣቢልካ ግለጸልና
@@ruthbfser1052 menaffek zetebhale seb si ab mexhaf kudus hawarya paulos eyu....heji kea amenti pente menafek teblwom.alkum km nay hawarya paulos malet eyu...
@@Yeshuaislord-g5u emo nihna eko Christian ember ayhud aykonan. Biete Christiana n goitanan medhaninan eyesus kristos kidmi 2000 amet eya tifelto.nisikhum kea teqawimkimua.that’s why kea nisikhum ekhum menafiqan gusema
❤@@Yeshuaislord-g5u
ናይ ብሓቂ ኣባና ቃል ሂወት ይስምዓልና ከምዚ ከማይ ዝትሓጎሰ መን ኣሎ ብግብረ መልስ ኣባና ላይክ ርገጹ ❤
'' ተመስገን ኣምላኸይ '' ከምዚኦም ዓይነት ኣቦታት ዝሃብካኒ 🙏🙏 ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣቦና & ፍሽ ሓወይ ከምኡ ውን ርሑስ በዓል ቅዱስ ዮሃንስ ❤
ዋው ደስ ኢልኒ ስ መንፈሰይ ብዉሸይ ሓጎስ መሊእኒ ቃለ ሂወት የስማዓልና ኣቦና ርሑስ በዓል ቅዱስ ዮሃንስ ይግበረክና ።
It's amazing, God bless you abona!!
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዕልና ክብር አባና ቐሺ ተዋህዶ ሃይማኖት ንዘአለም ትንበር
እግዝኣብሄር ይመስገን ከምዚ ጌሮም ዝገልጹ ኣቦታት ዝሃበና ሩሑስ ኣዉዳመት ይግበረልና ብሓፈሻ ተዋህዶና ❤🙏🙏🙏
ቃለሂወት የስምዓና አቦና❤
ተዋህዶ መልሲ ኣለዋ ንዘልኣለም ከ ክትነብርያ ቃለ ህይወት የስመዓልና ኣቦና ነዚ ቆልዓ ከኣ ጥፍኣቱ ኣይንምነን ፈጣሪ ናብ ልቡ ይምለሶ እንበር ኣመና ደፊሩ
Nay bhaki 😭🥲🙏
Haymanot aydhnin eu shitki aleki zhaftey Walhanti trgum yeblun hiwet bi yesus tray eu.
@@abelabraha8009 ኣቤት ኣትሓሳስባ እንሳታት እካ ሕገን ስርዓታተን ዝፈልጣ እምነት ብዘይ ግብሪ ባዶ ዩ ማዓረይ ኣበይ ኢካ ተማሒርካዮ ከምዚ ዝቢል ቃላት 🙏😪
ርሑስ በዓል ቅዱስ ዮሃንስ ንኹልና ኣብ ውሽጥን ደገን ዘለና እዚ ብምድሪ ንኡስ ወድና ብጸጋ ኣምላኽ ኣቦና ኣዝየ ዘድንቖ ኣዝዩ ለባም ካህን እግዚኣብሄር ዝቐብኦ ወድና ኣብ ሓቅን ኣብ ቃል ኣምላኽን ደው ዝብል ህዝቡን ሃገሩን ኣሕሊፉ ዘይህብ ኣምላኽ መሊሱ ጸግኡን በረኸቱን የብዘሓሉ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ዝተመስገነ ይኹን "" ኣሜን ""
❤ Temesgen❤❤❤❤❤
ቃል ሂወት የአስማኣልና ኣቦና
በስማኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን ብምቅጻል እግዚኣብሄር ኣምላክና ዝለመስገነን ይኩን ኣቦና ካኣ ናይ ኣጎልግሎት ዘመንኩም ይባረክ ሓውና ፊሽ ካኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና።
ደስ ዝብል ንልቢ ዘረስርስ ትምህርቲ አቦና ቀሺ ተወልድ የቀኔልና ህዝብና ከምዚዩ ዝደሊ ዘሎ ጸጋ አምላኽ የብዝሓልኩም ፊሽ ሓውና ድማ ነዞም ክቡር አቦና ን ኦርቶዶክስ ወኪሎም መልሲ ክህቡ ንህዝቢ ከምህሩ ስለዝዓደምካልና ብልቢ ነመስግን ዕድመ ይሃብካ ❤❤❤🙏🏻🙏🏻🙏🏻🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣለናዶ ደቂ ተዋህዶ እንካዕ አብፀሐኩም አብፀሐና (3)አሜን👏👏👏❤❤❤ርሑስ ሓድሽ ዓመት🌹🌹
ኣሜን እንቃዕ የሕብሩ ኣብጽሓና
Amen Amen Amen enqa abxhana fetari kulu alem🙏🙏🙏✝️✝️✝️❤️❤️❤️
Amen amen amen ruhus awdamet
Abonan hawnan edmekum newih geiru yhabkum fetari ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
I'm Catholic and I love how he put the word wisely nd how he explains the bible truthly.. God bless you and pls came again ❤
ጳጳስ ካቶሊክ ን ግብረሶዶም ባሪኹ ስ እንታይ ማለት ኮን ይኸውን። ነቲ ኣምላኽ ዝተጸየፎስ ሰብ ክባርኾ? ኣነ ካቶሊክ አንተዝነብር ኣብ ውሽጢ 1 ደቒቅ ምሓደግኩዎ። ንክርስቶስ ጥራይ ምሰዓብኩ ንሐሰውቲ ኣቕሽሽቲ ክሰምዕ ውን እዝነይ ኣይምጸለኹን ተጠሊዔ ውን ካቶሊክ የ ኣይምበልኩን። ሕጂ ውን ምድሓን ብክርስቶስ ኢየሱስ ጥራይ ኢዩ። ጎይታይን መድሃንየይን ኢሉ ኣብ ቅድሚ ሰብ ንዝተኣመኖን፡ ብንስሓ ኣብ ቅድሚኡ ንዝተመልሰን፡መንገዱ ብመሰረት መጽሓፍ ቅዱስ( ተን 66 ዘስተኻከለን) ንዘልኣለማዊ ሂዎት ቅሩብ ኢዩ። በዓል፡አዚ ካህን'የ በሃሊ መቑረጽቲ ተስፋን ተጻረፍቲን ግን ነቲ ተስፋ ኣምላኽ ከጸልምቱ ጽድቂ ርእሶም ዝሰብኩን፡ ቃል ኣምላኽ ብኸምዚ ab video zelo ገሊጽዎም ኣሎ።
@@danydan6662 ግብረ ሶዶም ተቀቢሉ ኢልካ ? ይቀበል ንርእሱ ተጎደአ ንተኸተልቲ ካቶሊክ እሞ እንታይ ትብሎም ኣሎኻ ?. ....ኣነስ ምስ ወጻኩ ኢልካ እሞ ንስኻ ንሰብ ኢኻ ትኽተል -----ናብቲ ንስካ ትኾዶ ዘለኻ ፓስተርካ ገለ ምስኮነ -----ናብ ዘመናዊ እምነት ምቅያርካ ኣይተርፍን እዩ ። ብመጀመርትኡ ኣብ ሰብ እንበር ኣብ ክርስቶስ ስለ ዘይተሰረትካ ። ኃወይ ካብዚ ዘለኻዮ ወጺኻ ናብታ ክርስቶስ ዝመስረታ ቤተ ክርስትያን ተጸንበር ፥ ሽዑ ካብኣ ነቅ ኣይትብልን ኢኻ ፥እቲ መገድን ሓቅን ሕይወትን ዝኮነ ኢየሱስ እዩ መስሪትዋ ። ኣምላኽ ይባርካ. ....።
@@danydan6662 Aytfred keytfred eza haftna zbeleto yeblan tsbuk hasab eiya hiba bzaaba wlkawi emnet please aynzareb respeckt
Gega komu aytibel pls @@danydan6662
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዓልና ክቡር ኣቦና ዕድመን ጥዕናን የሃበኩም ፈጣሪ🙏🙏🙏 ሩሑስ በዓል ቁዱስ የውሃንስ ይግበረልና ንመላእ ኣመንቲ ክርስትና
Kale hiwet ysmana.thanks kubur abona
በስም ሥላሴ ተመስጠ ስሚዐዮ ብጣዕሚ ደስስስ ዝብል ትምህርቲ ክቡር ኣቦና ብራኬኦም ይብፀሐኒ ናይ ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ንመቅረቢም የቐኒየና ደጋጊምካ ኣቅርበና ዝሓወይ
_ውህብቶ ኣደዋይ ቅድስት ድንግል ማርያም😘💙_
ቃለ ሂወት የስመዐና ኣቦና 🙏
ልብን ኣእምሮን ዘጥልል ቓል እግዚኣቢሄር ኣስሚዕኩምና፡ ቃለ ሂወት የስማልና።
ኣቦና ብጣዕሚ ሩጡብ መልሲ ቃለ ሂወቱ የስማዓና 🙏ሩሑስ ሓድሽ🇪🇷ዓመትን ባዓል ቁዱስ የውሃንስ ንክላና ኣምንቲ⛪️ክርስትና ይግበረልና 🌿🌻🍀🌻🌿🌻☘️🌻☘️
ኣሜን እንቃኣ ብሰላም መጻኩም ኣብይ ቀሺ እድመን ጥዕናን ይሃብኩም ስለ ኩሉ ነገር ኣይትፈዩና ተመስገን ፈጣሪ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Kale hiwet yesmealna kbur abo xegeu yebzehalkum goyta Aegabi gebre melsi bmexhaf kdus meseret 🙏🙏❤❤❤
ሓዉና ፍሽ መጀመርያ ሩሑስ ኣውዳአመት ይግበረልና ብምቅጻል ነቦና ድማ ቃልሂወት የስመዓልና ሓዉና ፍሽ ፍቃደኛታት እንተኮይኖም ፊት ንፊት እንተተራኩቦምሲ ክንደይ ጽቡቅ ነይሩ
ኣታ እንታይ ክትረክብ ቀሺ ዝኣክልስ ምስ ጋኒን ክተራኽቦም ደልኻ🤔
Zakel melsi rekibu alo aynelbona ykfetelu temahiru kkewn tesfa ngebr envere fit lefit gn ?
ኣብ ካናዳ ካብ ከተማ ናብ ከተማ ክዘልል ኣበይ ክረኽብዎ ኢልካዮ
@@Ruta0922ከይዱ ድዩ ካናዳ
ሓወይ ዝበዝሑ ፈሊጦም ስለዝድቅሱ ክንደየናይ ።ጻጸ ከኣ ኣጸቢቁ ይፈልጥ እዩ።ሓደ ተዋህዶ ንተዋህዶ ኣብ ተዋህዶ ኮይኑ ፈሊጥዎ እንተገደፎ ሽግር ኣይምሃለዎን ግን እቲ ሽግር ኣብ ፔንጠ ኮይኑ ን ተዋህዶ ክርዳኦ ኣይክእልን እዩ።so ምርኻቦም ትርጉም የብሉን።ደሓር ከኣ ጻጸ ኢንሳይክሎፐድያ ኣይኮነን ጎግል ኣይፈልጥን እዩ።ጻጸ ዝፈልጥ "ሓደ ነገር ክነግረካ"እንዳበለ 100 ዝበጽሕ እዩ።
ይትረፍ ዶ ንስኺ ኣደ ጎይታ ጎይቶት ብጽእቲ ዝብሉኺ ኩሎም ወሎዶታትነገስታት ምድሪ ኮ መወቲ ክንሶምብኾምኦም ፍጡራን ክብሪ ዘይጎደሎም፡ክብርን ምስጋናን ነታ ብኽልተ ወገን ድንግል ዝኾነት ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ይኹን።
Amlak mstwal yhabukum
@robelhaile9041 - አብ መጽሓፍ ቅዱስ አበይ ቦታ አሎ ከምዚ ዝተጽሓፈ?
@@roziroza3655 1 ትግ - ሉቃስ46: ማርያም ድማ በለት፡ነፍሰይ ንእግዚኣብሄር ተዕብዮ፡47-49: መንፈሰይ ከኣ ብኣምላኽ፡ በቲ መድሓንየይ፡ ባህ ይብላ። ውርደት ባርያኡ ስለ ዝረኣየ፡ እቲ ሓያል ዓብዪ ነገር ገይሩለይ እዩ እሞ፡ ስሙ ቅዱስ እዩ። እንሆ፡ ካብ ሕጂ ዅሎም ወለዶ ብጽእቲ ኺብሉኒ እዮም።
Amen Amen Amen Adey Marey Xlalki Ayfeleyena ❤❤❤
@@roziroza3655Luke 1:47-49: እንሆ፡ ካብ ሕጂ ዅሎም ወለዶ ብጽእቲ ኺብሉኒ እዮም!ትውልዲ ኢና ሞ ሕጂ ውን ብጽእቲ እና በልና ከነመስግና ኢና👍😍
Enqae bselam mexakum aboy keshi mis fish hawena ❤❤❤❤❤xebuq medeb betami thagesna rehus kudus yohannes ygberlena orthodox nzelalem tnber❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣሰይይይይ ኣቦና ቃል ሂወት የስምዓልና ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ትምህርቲ ኣበይ ሞ ምስ ኣቤል ተዝዛረረቡ ጠጦው መቦሎ ነሩ ኦርቶዶክስ ተዋሃዶ እምነተይ✝️✝️✝️🙏🙏🙏❤❤❤🙏
ዘሐጉስ መልሲ ኣቦና ቃለ ሂወት የስመዓልና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣሰይ ኣቦና ኣባ ቀሺ ግርማ ልበሱ ጸጋ የብዛሕልኩም ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ድማ ይሃብኩም ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤❤❤ ከሙኡውን ክቡር ሓውና ፍሽ ፈጣሪ ጸጉኡ የብዛሕልካ ተባረከ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤❤❤ ብምቅጻል ድማ ህዝበ ክርስትያን እንቃዕ ናብቲ ክቡር ቅዱስ የውሃንስን ሓድሽ ዓመትን ኣብጻሓና ኣብጻሓኩም ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤❤❤
ብጣዕሚ ደስ ዝብል አግዛቢሀር ይመስገን❤
ብሓቂ ተመስገን
Amen amen amen qale Hiwet yesmealna kubur abona xegu yebzhalkum fetari Rhus beal kudus yohans ygberlna 🙏🙏🙏
ኣሰይይይ ክንደይ ዝጥዕም ቅዱስ ቃል እዩ ኩሉ ግዜ ባ ኣምፅኢልና ናብዝ ቻንል ትግሳፅ ክህቡና ብሓቂ ደስ ኢሉን እየ ዝምዕዮ 💗
ናይ በሓቂ ደስ ዘብል ቃል ሕይወት የስመዓልና ኣቦና❤❤❤❤❤😂
Ab @nestali orthodox channel alewu Abu kedki ktketatelyom tkli eki
Nay bhaki ❤️🙏✝️
ቃል ሂወት የስምዓልና ክቡር ኣቦና ቀሲስ ተወልደ ርሑስ ኣውደኣመት ይግበረልና።እግዚኣብሄር ኣምላክ ንቤትክርስትያን ካብ ቶኻሉ ይሓልወልና።
ቃለአምላኽ ይስመዓልና ክብረት ይሃበልን ዕድመን ጥእናን ይሃብኩም ንክልተኹም ብዝያዳ ነቦይ ቀሺ
በስምኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን ብምቅጻል እግዚኣብሄር ኣምላኽናን ዝኸበረን ዝተመስገነን ይኹን ኣቦና ካኣ ናይ ኣጎልግሎት ዘመንኩም ይባርኽ ። ሓውና ኣቤል ካኣ ብግቡእ መልሲ ረኺብካ ክትኸውን ባዓል ምሉእ ተስፋ እየ እንታይ እዩ ዝብል መጻሓፍ ቅዱስና ኦ ኣምላኽ ዝዛረብዎ ኣይፈልጡን እዮም እሞ ይቅረ በለሎም 🙏🙏🙏
ናይ ባሓቂ❤❤❤
🙏🙏🙏
Amen/3/ኣቦና ቃል ሂወት የስማዓልና።
ቃል ሂወት የስማዓልና ኣቦና ❤❤❤❤
ናይ ባሓቂ ታሓጉሰ ሓጎሰይ ወሰን የብሉን እንቃዕ ተዋህዶ ኩንኩ ጽውጉኡ የብዛሓልኩም ቡሩካተይ ሙሉእ መልሲ ብምምላስኩም🙏🙏🙏🙏🙏
ናይ ባሓቂ ተማሂረ ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፍሽ ውን ጎይታ ይባረክካ ኣሰይይይይ ተማሂረ ብዙሕ ብዙሕ ብዙሕ
እግዚኣብሄር ኣምላኽ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኽ
ኣሜን እንቋዕ ኣብጽሓና ክቡር ኣቦና ኣባ ቀሲስ ተወልደ እንቋዕ ብሰላም መጻእኩም ቃለ ሂወት የስምዓልና ጸግኡ የብዝሓልኩም ብመልስኹም ኣዝየ ዓጊበ ፍሽ ሓውና ድማ እዚ ትገብሮ ዘለኻ ኣጆኻ ኣይትሕመቕ እግዚኣብሄር ይሓልኻ ጸግኡ የብዝሓልካ
ኣቦና ጹቡቅ ስብከት ቃል ህወት ይስማዓልና በዘይ ቃላዓለም ዋላ ኣነ ላንጋ ላንጋ ነረሞ ኣምላክ ፍቃዱ ይኩን መንፈስ ቁዱስ ሰዲዱ ክምሕረኒ❤❤❤
Ajoka Abel hawna Langa Langa Aytkun Egziabiher Hizna entay keynkewn Nxuh Lbi tray u zedlyo N amlakna
@@rehasetesfalem8680 ይቀንየለይ ርሕስት ሓፍተይ ልበይ ምንጻህ ኣብዩኒ ኢዩ ፈጣር ልበይ ንከንጻሃለይ ኣብ ጾሎትኪ ዘክርኒ ርሕስተይ ይቀንየለይ ካዓ ኣጆካ ኢልኪ ኣብ ጎነይ ብሙካንኪ ድግመ ይቀንየለይ ራሓሰተይ🥰🥰🥰
Ajoka marey egzabheir zamene koto ayhafrn u
@@Abelab642 ጸሎት ቁዱሳን ኣይፈለኻ ዝሓወይ ኣጆኻ ጥራይ ሙሉእ ንጹህ ሰብ የለን ብ ምሕረት ናይ ኣምላኽን ጸሎት ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያምን ቁዱሳንን ዩ ወዲ ሰብ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ሙሉእ ኮይኑ ክርከብ ዝኽእል እምበር ኣብዛ ጋዕ ገልጠም ዝመላኣ ዓለም ኣሸጋሪ ዩ ብፍቓድ ኣምላኽ ምስ እንማላለስ ግን ቀሊልን ጡዑሙን ዩ
ክብር ሓወይ ኣብ ምጥርጣር ተበፂሕካ ቀስ ብቀስ ሰይጣን ናብ ክሕደት እዩ ዘእትወካ ስለዚ ብፆሎት በርትዕ ካቡኡ ሕቶት ክፈጠር ከሎ ኣብ ዉሽጥካ መልሲ ክትረክብ ኣብቲ ቀደማይ ካልኣይ ሳልሳይ ክፈለ ዘበን ዝነበሩ ቅዱሳን ኣቦታት ከም እለ ቅዱስ ጎርጎሪዎስ ዘእንዚናዙ እና ቅዱስ ኣትናቲዎስ እን ጀሮም ዓይነታት ኣቦታት ኣለዉ እንታይ ኢሎም ይኣምኑ ነይሮም ኢልካ ሰርች ግበር ምክንያቱ ንሳቶም ድሕሪ ሓወርያት ዝነበሩ ኣቦታት እዮም ካብኡ ካዓ መፅሓፍ ቅዱስ ኣንብብ ባዕልካ ከይተርጎምካ ናይ ቀደሞዎት ኣቦታት እንታይ ኢሎም ተረዲኦምዎ ኢልካ ተረዳእ ትምርቲ ቤቴክርስትያን ፈለጥ እንድሕር ባዕልና ክንርዳእ ድሌት ዘይብልና መቸም እግዚአብሔር ኣይስገድደናን ጰንጤ እየሱስ እየሱስ ይብሉ ግን ባሓቂ ድዮም ናይ እየሱስ ክርስቶስ ዝሃበና ትእዛዛትን ወንጌልን ብይወት ይነብርዎ ኣለዉ ኢልካ ኣስተብህለሎም ከብር ሓዉ ኣምላክ ኣብ እምነትና የፅነዐና ኣምላክ ይሓግዘና❤❤❤😊
ኣቦና ቃል ሂወት የስመዓና ❤❤❤❤❤❤😂የቀንየልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩ ❤❤❤❤
ቃለ ህይወት የስመዓልና ኣቦና።ይበል ክብሪ ፍሽ ሓውና ኣምላኽ የክብርካ።
🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤ እንቋዕ ብሰላም መጻኹም ስድራ እግዚአብሔር ደቂ ዓዶም ንቅዱሳን
ናይ ባሓቂ ቃል ሂወት ያስመዐልና ክብር አቦና
ቃል ሂወት የስምዓና ኣቦና ቀሺ ተወልደ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ ኣምላኽ❤❤❤❤😊😊
Orthodox ን መልሲ ትዱንጊ እንበር መልሲ ኣይትስእንን ምሉእ መልሲ ደስ ዘብል ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣቦይ ቀሺ ርሑስ ባዓል ቅዱስ ዮሃንስ ደቂ ኦርቶዶክስ
ናይ በሓቂ ቃለሂወት የስመዓልና ❤❤❤❤❤ ጸጋ የብዝሕ ክቡር ኣቦና ከምኡው ፍሽ ሓውና ብጠዓሚ ኢና ነመስግን ❤❤❤
ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓና ነዚ ቃላ ኣቦና ሰሚዕም ዝምለሱ ክህልዉ እዮም ።
ዋውውው ቃል ሂወት የሰማዓና ዝተቀደሰን ዝተባረከን ኣውዳኣመት ይግበረልና ሰደትና የሕጽረልና ❤❤❤
ብጣዕሚ ደስ ዘብል መደብ ኣቦና ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና 🙏🙏🙏 ፊሽ ሓወይ ካኣ ኩሉ ትገብሮ ዘለኻ ዓስብኻ ካብ እዝጋብሄር ርኸቦ ናይ ሓጎስ ንብዓት ነቢዐ ❤❤❤
ኣሰይይይይይ ቃለ ህይወት ቃለ ሰናይ የስምዐልና ክቡር ኣቦና እግዚአብሔር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓሎም ናይ ብሓቂ ልበይ ጠስሚ ሰትየ ተመስገን ቅድስቲ ተዋህዶና ኩሉ ግዜ መልሲ ኣለዋ ተመስገን ተመስገን ተመስገን መድሓኒዓለም እየሱስ ክርስቶሰ ክብርን ምስጋናን ኣምልኾን ውዳሴን ንዓኻ ይኹን❤❤❤❤❤❤💒💒💒💒🍀🍀🍀👏👏👏👏🎉🎉🎉🎉
Amen Amen Amen kale hiwet yesmalina Abona xegau yebzhalikum
እንቃዕ ብሰላም መፃኩም ክቡር ኣቦዋይ & ፍሸይ እንቃዕ ኣሕቢሩ ኣብፀሓና ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዓና ይፍቲ ይፍቲ ይፍቲ ኣቦዋይ 🙏🙏🙏
እንቋዕ ኣብፀሓኩም ንሓዱሽ ዓመት እግዚአብሔር ኣምላክ ሰላሙን ፍቅሩን የውርደልና
ናይ ብሓቂ ቃል ሂወት የስማልና ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ፊሽ ሓወይ ዕድመ ይሃብካ የቀነልና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እንኳዕ ናትና ኾንኩም በቃበረከትኩም ኣይፈለየና☦️🕊️
ቃለ ሕወት የስሞዓልና ነቦና ናይ ብሃቂ ካብ ማዓር ዝሕረ መግቢ ነብሲ አዩ አሞ ቅላአ ሕወት ይስምዓልና ።ንሓውና ድማ ኣሳልጦ ኣብ ስራህካ ፈጣሪ ይሃብካ ።ሩሑስ ብዓለ ይውሓነስ ይግበረልና ንኹለትና ህዝበ ክርስትያን ኣብ ውሽጥን ብ ደገን ንዘለና ።ናመታ ብሰላም ይጽንሓና ፡ስብሓት ለ እግዚኣብሐር ወ'ልኡል ወለወላዲቱ ድንግል ወ'እጸ መድሓኒት ሓይል ኣመን ።❤❤❤
ቃል ሂወት የስማዓልና ኣቦይ ቀሺ ጸጋ ኣምላክ ኣይፈለየኩም ኣብ እምነትና የጽንዓና ኣምልክ ብታዕሚ ኢና ንፈትወኩም
ሩሑስ ባዓል ቅዱስ ዮሃንስ ይግበረልና ቡሩኻተይ ከምዚ ከማይ ዶ ሕጉስ ኢልኩም ብናይ ኣቦና ትምህርቲ ብሓቂ ኣዝዩ ደስ ዝብል እዩ ቃለ ሂወት የስማዓልና ኣቦና and ፍሽ ሓዉና ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏
❤❤❤❤❤ናይ ባሓቂ ተውህዶ ን ዘላለም ትንበር
Kulu seb nezelalem yenber
Amen Amen Amen ✝️✝️✝️🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@@LulaOkbanikelnzalalem znaber sab yalen edmena gudub eu ,ORTHODOX emnatgn kab waledo nab welado yenber ,hezbe nkaytefea hakechatat maselom manafkan keysanklwo
Betami xebuq agelalxa aboy keshi tewelde qal zemare yesmana❤❤❤nezi sedi bente aytgdesulu fish bejaka edil aythabo neti resah melhas zkone bente
ቃለ ሂወት የስምዓልና ብጣዕሚ ደስ ዝብል መረዳእታ ኣቦና ተዋህዶ ሃይማኖት ንዘለኣለም ትንበር❤💒🙏
ኣሜን
💒💒💒💒💒ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ኣብይ ቀሺ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ቃል ሂወት የመዓልና ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ፡ቃልከ ይጥእመኒ እንበለ ሶክ ወ መኣር ፡፡
Matthew 15 ትግ - ማቴዎስ14: ሕደግዎም፡ ዕዉራትን መራሕቲ ዕዉራትን እዮም። ንዕዉርስ ዕዉር እንተ መርሖ፡ ክልቲኦም ኣብ ጕድጓድ ይወድቁ።
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የሰመዐልና ክብር ኣቦና🙏ክብር ሓዉና ፊሽ ክብረት ያሃበሊና❤
2 Corinthians 5 ትግ - 2ይ ቆረንቶስ20-21: ስለዚ ንሕና ኣብ ክንዲ ክርስቶስ ልኡኻት ኢና እሞ ኣምላኽ ብኣና ገይሩ ይምዕድ ኣሎ። ንሕና ብእኡ ጽድቂ ኣምላኽ ምእንቲ ኽንከውን፡ ነቲ ሓጢኣት ዘይፈለጠ ኣብ ክንዳና ሓጢኣት ገበሮ። ምስ ኣምላኽ ተዓረቑ፡ እናበልና ኣብ ክንዲ ክርስቶስ ኴንና ንልምነኩም ኣሎና።
Ephesians 4 ትግ - ኤፌሶን11-13: ኵላትና ናብ ሕብረት እምነት፡ ናብ ፍልጠት ወዲ ኣምላኽ፡ ናብ እኹል ሰብኣይ፡ ናብ ልክዕ ምልኣት ብጽሕና ክርስቶስ ክሳዕ እንበጽሕ፡ እቶም ቅዱሳን ነቲ ግብሪ ኣገልግሎት ንምህናጽ ስጋ ክርስቶስ ምሉኣት ምእንቲ ኪዀኑ ኢሉ፡ ንሱ ገሊኦም ሃዋርያት ገሊኦም ድማ ነብያት፡ ገሊኦም ከኣ ወንጌላውያን፡ ገሊኦምውን ጓሶትን መምህራንን ኪዀኑ ሃበ።
Thank you ayrewon eyom neti zdelewo tray eyom znbibu
ኣቦና ብሓቂ ጸጋኡ የብዝሓልኩም!ጸጋ ዲበ ጸጋ ይዓድለልና!
እንኳዕ ንሓዱሽ ዓመት/ቅዱስ ዮሃንስ ብሰላም ኣብጽሓና ንኩላትና ተዛረብቲ ትግርኛ ኣመንቲ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ እግዚአብሔር ኣምላኽ ሰላምን ፍቅርን የውርደልና ብፍላይ ንተዛረብቲ ትግርኛ ካብ ቂምን በቀልን ኣርሒቁ ብፍቅርን ዕረቅን እንተሓዋወሰሉ ዘመን ይግበረልና ብሩኳተይ❤❤❤❤ ኣነስ ሰላም ናፊቐ ኣሕዋተይን ኣሓተይን😢 from Tigray/Mekel❤
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና
ሰላም ፡ፍሽ ሓወይ ብጣዕሚ ብጣዕሚ ነፊዕኻ።ነቦና ቀሺ ተወልደ ድማ ቃለ ሂወት የስምዓልና።
ናይ ብሓቂ ደስ ዝብ ኣጋላልጻ እዩ ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኹም ኣብ ካልእ ግዜ ውን ከምዚ ዓይነት ትምህርት ኣብ ቀጻሊ ከተምጹኡልና ተስፋ ንገብር
ምሉእ ዕድሜኹም ከቢርኩም ንበሩ ምስ ክብርቲ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ፡ ብዙሕ ጥዕና የብለይን ቃንዛ ዉን ክቕንዞ ጸኒሐ ፡ ቃል ብኩቡር ኣቦና ምስ ሰማዕኩ ቅንዛይ ፈኺሱለይ ክብሪ ንእግዚኣብሂር 🙏🙏🙏 .
Mhret yewrdlki/ka haftey
ምሕረት የውርደልካ/ኪ
ቃል ሂወት የስምዓልና ኩቡር ኣቦና ብጸጉኡ ይቀበለልና እግዚኣቢሄር ኣምላክ
ካብ መዓር ዝጥዕም ፡ ብዘይ ማይ ዝወሓጥ ፡ ስነ ስርዓት ዝዓሰሎ ግብረ-መልሲ ሰሚዕና። ናይ ብሓቂ እግዚአብሔር ኣብ ኣቦና ቀሺ ተወልደ ሓዲሩ ከም ተዛረበ ብዓል ሙሉእ እምነት'የ። ቃል ሂወት የስምዓልና ኣቦና። ከምኡ'ውን ፍሽ ሓወይ ኣፍካ ዘሕትም ሓንቲ ቃል እኳ ከየውጻኣኻ ብጽሞና ዝሰማዓኻዮ ስለ ዝዓገብካ ምኻንካ ነረጋግጽ። Thanks more ብድጋሜ።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Eway entay geberemelsi hibom nebaelom mexhaf kedus xebuk gerom zeyfeltu
ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓና ክቡር ኣቦና ❤ነዞም ቆርበት በጊዕ ዝተኸድኑ ተኻሉ ብዝግባእ ምልሲ ክውሃቦም ኣለዎም።ኦርቶደክስ ትዋህዶ ንዘልኣለም ትንበር ኣምላክ ንሃገርና ኤርትራ ይባርኽ ኣሜን❤❤❤
Egziabiher ymesgen Kbur abona qalehiwet yesmalna ❤❤❤
ቃለ ሂወት የስማዓና ኣቦና ፍሽ ሓዉና ድማ ክብሪ ይሃበልና ኦሩቶዶኩስ ንዘልኣለም ትንበሪ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
እግዚኣብሄር ኣምላኽ ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንኩም ይባርከልኩም ኣቦና መምህር ቀሺ ተወልደን ሓውና ፍሽን ርግጸኛ እየ ነዛ ትምህርቲ ሰሚዖም ካብ ምንፍቃና ናብ እታ ቅንዕቲ ሃይማኖት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ከም ዝምለሱ ::
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ክቡር ኣቦና እግዚኣብሄር ኣምላክ ነዓኩ ሓቀኛተት ኣቦታት ዝፈጠርልና ክብሪ ምስጋና ንግዚኣብሄር ኣምላክ ይኩን እግዚኣብሄር ኣምላክ ዕድመን ትዕናን የሃበልና
ኣባና እምላክ ጸጉኡ የብዘሃልኩም ዘዕግብ መልሲ ❤❤❤❤❤❤
ይገርም እዩ ንተዋህዶ ሃይማኖተይ ጽቡቕ ጌሬ ክፈልጣን ኣብኣ ጸኒዐ ክነብር ኦ ኣምላኸይ ደግፈኒ ኣሜን
ቃል ሂወት የስመዓልና ብጣዕሚ ደስ ዘብል መረዳእታ ጸጉኡ የብዝሓልኩም ኣቦና ❤❤❤❤
ብስም ፍሽን ብስም ኣቦናን እባ የሕፍስ ኣቢልኩም ላይክ ሃቡኒ❤❤❤
ከምዚ ከማይ በዚ መዓር ዝጥዕም ትምህርቲ ዝተሓጎስኩም ኣለኹም ዶ❤❤❤❤❤
እው ግን እዞም ቐሺ ደስ ዘየብል ነገር ኣለዎም ኣብ you tube ኣተካ ኔስታሊ ortedox search gber ቻነል ኣለዎም ?
Mara eske
Ane alku egizabher amlke edmen tenann yehebkum abona
Ane❤️🙏✝️
@@meronbekure75 abey zelo mear eyu. Kal Amlak zeytenbibu
ኣቦና ቀሸ ተወልደ ገብረትንሳኤ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ ፍሽ ሓወይ ከኣ የቀንየልና ንዓኻ ውን ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ናይ ብሓቂ ተሓጉሰ እንቋዕ ደሓን መጻኹም🎉🎉 መን ኣሎ ከምዚ ከማይ ብ ህያብ ናይ ኣቦናን በዚ መደብን ሕጉስ ዝበለ like👍🏻👍🏻💕
NB በዚ ኣጋጣሚ መንነቶም ዝግለጸሉ መንገዲ ፋጠር፡ መንነት መናፍቃን ማለት'ዩ።
ብድጋሜ ክምለሱ ብሃንቀውታ ንጽበ ነቦና
ቃለ ሂወት የስማዓልና ቀሲስ ተወልደ🙏🏻🙏🏻🙏🏻
❤❤❤❤❤
@@AfewerkiKidane-w3zyydggg gf ggh
ናይ ብሕቂ ደስ ይብልካ❤❤❤
ኩለና
ኣነ ናይ ብሓቂ ብጣዕሚ ተሓጉሰ ኣለኩ ቃል ሂወት የስምዓልና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ገና ከይጀመሪኩዋ ንብዓት መጺኒ ኦሪቶዳኩስ ንዘልኣለም ትንበሪ🎉❤❤❤❤❤
ኣሜን በሓቂ
ኣሜን ናይ ብሓቂ ዋላ ኣነ❤😢
Amen Amen Amen ❤❤❤
Aseyyy🙏✝️❤️
Amen
🇪🇷♥️🌹 ኣቦይ ቀሺ ከማኹም የብዝሓልና። ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም። ነቦይ ቀሺ ሓሓንቲ ፍዮሪ ሃቡለይ🌹
🙏♥️🌹🙏♥️🌹🙏♥️🌹🙏♥️🌹🙏
❤❤❤
🙏🌼
ምስ ኣቦይ ቀሺ ተወልደ ይራከብ ትብሉ እውን ላይክ ግበሩ ኣሕዋት ርሑስ ኣውደኣመት ይግበረልና❤❤❤❤❤❤🎉❤❤❤❤
ከመይ ኢሉ ክዛረቦም
እንታይ ክገብሩ ክራኸቡ
Entay ilwo gdefo khtyom da ember😢😢😢
ንሱስ canada 🇨🇦 ከይዱ እዩ
Hi is not their level
*_እሰይይይይ እንኳዕ ደሓን መጻእኩም ክብራተይ መን ኣሎ ናይ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ስእሊ ኣድህኖ ሪኡ ዝተሓገሰቃለ ህይወት የስመዐና ኣቦና ፍሽ ሓውናለ ጸግኡ የብዘሐልካ ብሩከይ🎉❤😊🌻💙_*
Nay madina marryam seli aykunen nay taot eyu
❤❤❤እመ ብርሃነይ
@@zaidteklay67ልቦና ይስጠህ🥺
@@zaidteklay67በስመኣብ😢 ብምሕረቱ ይጠምትካ
Etom zexerfuki Ab thti Aegarki koynom fegem elom kelmnuki eyom yebl Mexhafe kidus neska ka hade malti
ሕጂ ውን ምስ ድያቆን ኣሽመላሽ ይራከቡ ትብሉ እስከ like gberu ምክንያት ኣቤል ካብ መዓር ዝጥዕም ወንጌል ሰሚዕና ኦርቲዶክስ ተዋህዶ ንዘላለም ጸኒዓ ትንበር ኣሜን ኩቡር ኣቦና ቀሲስ ተወልደ ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንኩም ይባረክ ፍሽ ሓወና በረከቱ ምስትውዓሉን የብዛሓልካ ኣሜን (3)ቡሩክ ቁዱስ የውሃንስ ይግበረልካ ናብ ቡሩክ መስቀሉ ይጸንበረና ደቂ እመብርሃን❤❤❤❤❤!
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት የስመዓና።ጸግኡ የብዘሓልኩም ኣቦና። ❤
ሕጂ ውን ምስ ዲያቆን ኣስመላሽ ተዝራኸቡ ቱቡሉ እስከ ላይክ ግበሩ
እዞም ገሌኹምሲ ጽሉላት ኢኹም, ካባይ ከማን ኣይሓልፍን ግን ኣይርዳእን እዩ
ዝኣኽሎ መልሲ ዝረኸበ ይመስለኒ
Way is that ?
እንታይ ደኣ ዲያቆን ኣስመመላሽ ኣብዚሕኻ ክንደይ ሊቃውንት ውን ኣለዉ እኮ ድያቆን ኣስመላሽ ደኣ ስንካን ናብናይ ፓስተር ኣቤል ወይ ናባካ ሊቃውንት ጸዊዖሞ እንካን ኣይቀርብን እዩ ምኽንያቱ ንሱ ንባዕሉ ኣብ ነገረ ድንግል ማርያም ኣብ ነገረ ስላሴ ኣብ ነገረ ቅዱሳን ዓበይቲ ሽግራት ኣለዎ ብምንፍቅና ይጥርጠር እዩ ርግጸኛ እየ ድማ ስንካን ንስኻ ፓትርያርኽ ጸዊዖሞ እንካን ኣይምስ መጸን እየ ዝብል ። ኣቦይ ቀሺ ቃለ ሂወት የስም ዐልና
እኹል መልሲ ሂቦሞ ኢዮም ኣቦና
ከምዚ ዓነት ትሕትናኡ ዓቕሉ ኣዘራርቡኡ ቀሺ ኣይራኣኹን ብዙሕ ተማሂረ እዝጋቢሄር ዝተመስገነ ይኹን እዳበሉ ልብኻ ቶግ ዘብሉኻ ኣይኮነን እዝጋብሄር ይሓልኻ ከማኻ የብዘሓልና በጃ ኻ ደጊምካ ኣምጽኣልና❤❤❤❤❤
Ewaee egziabhier ymesgen ktseme keleka kthgosn des kblekan iyu zgbaka lbka tog aytbeL zhawey EGZIABHIER YMESGEN ❤❤❤
@@TemesgenMussie-rd2ubኔስታሊ Ortedox ኢልካ ኣብ you tube እተሞ ናይ ዞም ቐሸ ደስ ዘይብል ክትረክብ ኢካ ተመልሲ ኣብ comment ባልካ ክትረግረኒ ኢካ ?
ኣብ you tube ኔስታሊ Ortedox ኢልካ search ግበር ናይዞም ቐሺ ደስ ዘየብል ክትረክብ ኢካ ድሓር ባዕልካ ኣብ comment ክትነግረኒ ኢካ!
❤❤
Amen Amen Amen
ኣቦይ ቀሺ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም አግዚኣብሄር ይባርኮ በሓቂ ደስ ዘብል ግቡእ መልሲ እዩ 🙏
ፊሽ ኣስመላሽ ይኩን ኣብይ ቀሺ ኩሉም ሓደ እዮም ኣቦይ ቀሺ ጽቡቅ ግበረመልሲ ስልዝሓቡ እኩል እዮ
ኣቦይ ቀሺ ዕድመን ጥዕናና ይሓብኩም ።🙏🙏🙏
Behaqi leili ezi zereba wey melsi wey tegesaxe yelen eziom kea nleqwnti abotatna zemetnu sele zeykonu nemenetena zehyel medeb enber dhri ezis melsi zedli aymeslenn qal hiwet yesmealna kbur abona amlak xegu yebzehalkum
እግዚኣብሄር ሰናይ ገበረልና ኩሉ ነገር ን ጽቡቅ እዩ ዝመጽእ ብ ምክንያት ናይ መናፍቅ ኣቤል ዚተላዕለ ካብ መዓር ዝጥዕም ቃል ወንጀል እኳ ተመጊብና ኣውሰኣመት መዓልቲ ውዱስ ቃል ተማሂርና ከምዚ ከማይ ብ ጽሞና ዚተከታተሎ እግዚኣብሄር ዚሃቦ ኩሉ ላይክ ይግበር
Acts 24 ትግ - ግብሪ ሃዋ
14: ኣነ ግና ነቲ ኣብ ሕግን ነብያትን ተጽሒፉ ዘሎ ዂሉ እናኣመንኩ፡ በታ ንሳቶም መናፍቕነት ዚብልዋ ዘለዉ መገዲ ኸምኡ ገይረ ንኣምላኽ ኣቦታተይ ከም ዘምልኽ፡ እዚ እእመነልካ ኣሎኹ።
ባህላካ ኣይተረደኣናን ኣብርህ ኣቢልካ ግለጸልና
@@ruthbfser1052 menaffek zetebhale seb si ab mexhaf kudus hawarya paulos eyu....heji kea amenti pente menafek teblwom.alkum km nay hawarya paulos malet eyu...
@@Yeshuaislord-g5u emo nihna eko Christian ember ayhud aykonan. Biete Christiana n goitanan medhaninan eyesus kristos kidmi 2000 amet eya tifelto.nisikhum kea teqawimkimua.that’s why kea nisikhum ekhum menafiqan gusema
❤@@Yeshuaislord-g5u
ናይ ብሓቂ ኣባና ቃል ሂወት ይስምዓልና ከምዚ ከማይ ዝትሓጎሰ መን ኣሎ ብግብረ መልስ ኣባና ላይክ ርገጹ ❤
'' ተመስገን ኣምላኸይ '' ከምዚኦም ዓይነት ኣቦታት ዝሃብካኒ 🙏🙏 ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣቦና & ፍሽ ሓወይ ከምኡ ውን ርሑስ በዓል ቅዱስ ዮሃንስ ❤
ዋው ደስ ኢልኒ ስ መንፈሰይ ብዉሸይ ሓጎስ መሊእኒ ቃለ ሂወት የስማዓልና ኣቦና ርሑስ በዓል ቅዱስ ዮሃንስ ይግበረክና ።
It's amazing, God bless you abona!!
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዕልና ክብር አባና ቐሺ ተዋህዶ ሃይማኖት ንዘአለም ትንበር
እግዝኣብሄር ይመስገን ከምዚ ጌሮም ዝገልጹ ኣቦታት ዝሃበና ሩሑስ ኣዉዳመት ይግበረልና ብሓፈሻ ተዋህዶና ❤🙏🙏🙏
ቃለሂወት የስምዓና አቦና❤
ተዋህዶ መልሲ ኣለዋ ንዘልኣለም ከ ክትነብርያ ቃለ ህይወት የስመዓልና ኣቦና ነዚ ቆልዓ ከኣ ጥፍኣቱ ኣይንምነን ፈጣሪ ናብ ልቡ ይምለሶ እንበር ኣመና ደፊሩ
Nay bhaki 😭🥲🙏
Haymanot aydhnin eu shitki aleki zhaftey Walhanti trgum yeblun hiwet bi yesus tray eu.
@@abelabraha8009 ኣቤት ኣትሓሳስባ እንሳታት እካ ሕገን ስርዓታተን ዝፈልጣ እምነት ብዘይ ግብሪ ባዶ ዩ ማዓረይ ኣበይ ኢካ ተማሒርካዮ ከምዚ ዝቢል ቃላት 🙏😪
ርሑስ በዓል ቅዱስ ዮሃንስ ንኹልና ኣብ ውሽጥን ደገን ዘለና እዚ ብምድሪ ንኡስ ወድና ብጸጋ ኣምላኽ ኣቦና ኣዝየ ዘድንቖ ኣዝዩ ለባም ካህን እግዚኣብሄር ዝቐብኦ ወድና ኣብ ሓቅን ኣብ ቃል ኣምላኽን ደው ዝብል ህዝቡን ሃገሩን ኣሕሊፉ ዘይህብ ኣምላኽ መሊሱ ጸግኡን በረኸቱን የብዘሓሉ
እግዚኣብሄር ኣምላኽ ዝተመስገነ ይኹን "" ኣሜን ""
❤ Temesgen❤❤❤❤❤
ቃል ሂወት የአስማኣልና ኣቦና
በስማኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን ብምቅጻል እግዚኣብሄር ኣምላክና ዝለመስገነን ይኩን ኣቦና ካኣ ናይ ኣጎልግሎት ዘመንኩም ይባረክ ሓውና ፊሽ ካኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና።
ደስ ዝብል ንልቢ ዘረስርስ ትምህርቲ አቦና ቀሺ ተወልድ የቀኔልና ህዝብና ከምዚዩ ዝደሊ ዘሎ ጸጋ አምላኽ የብዝሓልኩም ፊሽ ሓውና ድማ ነዞም ክቡር አቦና ን ኦርቶዶክስ ወኪሎም መልሲ ክህቡ ንህዝቢ ከምህሩ ስለዝዓደምካልና ብልቢ ነመስግን ዕድመ ይሃብካ ❤❤❤🙏🏻🙏🏻🙏🏻🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣለናዶ ደቂ ተዋህዶ እንካዕ አብፀሐኩም አብፀሐና (3)አሜን👏👏👏❤❤❤ርሑስ ሓድሽ ዓመት🌹🌹
ኣሜን እንቃዕ የሕብሩ ኣብጽሓና
Amen Amen Amen enqa abxhana fetari kulu alem🙏🙏🙏✝️✝️✝️❤️❤️❤️
Amen amen amen ruhus awdamet
Abonan hawnan edmekum newih geiru yhabkum fetari ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
I'm Catholic and I love how he put the word wisely nd how he explains the bible truthly.. God bless you and pls came again ❤
❤❤❤❤❤
ጳጳስ ካቶሊክ ን ግብረሶዶም ባሪኹ ስ እንታይ ማለት ኮን ይኸውን። ነቲ ኣምላኽ ዝተጸየፎስ ሰብ ክባርኾ? ኣነ ካቶሊክ አንተዝነብር ኣብ ውሽጢ 1 ደቒቅ ምሓደግኩዎ።
ንክርስቶስ ጥራይ ምሰዓብኩ ንሐሰውቲ ኣቕሽሽቲ ክሰምዕ ውን እዝነይ ኣይምጸለኹን ተጠሊዔ ውን ካቶሊክ የ ኣይምበልኩን። ሕጂ ውን ምድሓን ብክርስቶስ ኢየሱስ ጥራይ ኢዩ። ጎይታይን መድሃንየይን ኢሉ ኣብ ቅድሚ ሰብ ንዝተኣመኖን፡ ብንስሓ ኣብ ቅድሚኡ ንዝተመልሰን፡መንገዱ ብመሰረት መጽሓፍ ቅዱስ( ተን 66 ዘስተኻከለን) ንዘልኣለማዊ ሂዎት ቅሩብ ኢዩ። በዓል፡አዚ ካህን'የ በሃሊ መቑረጽቲ ተስፋን ተጻረፍቲን ግን ነቲ ተስፋ ኣምላኽ ከጸልምቱ ጽድቂ ርእሶም ዝሰብኩን፡ ቃል ኣምላኽ ብኸምዚ ab video zelo ገሊጽዎም ኣሎ።
@@danydan6662 ግብረ ሶዶም ተቀቢሉ ኢልካ ? ይቀበል ንርእሱ ተጎደአ ንተኸተልቲ ካቶሊክ እሞ እንታይ ትብሎም ኣሎኻ ?. ....ኣነስ ምስ ወጻኩ ኢልካ እሞ ንስኻ ንሰብ ኢኻ ትኽተል -----ናብቲ ንስካ ትኾዶ ዘለኻ ፓስተርካ ገለ ምስኮነ -----ናብ ዘመናዊ እምነት ምቅያርካ ኣይተርፍን እዩ ። ብመጀመርትኡ ኣብ ሰብ እንበር ኣብ ክርስቶስ ስለ ዘይተሰረትካ ። ኃወይ ካብዚ ዘለኻዮ ወጺኻ ናብታ ክርስቶስ ዝመስረታ ቤተ ክርስትያን ተጸንበር ፥ ሽዑ ካብኣ ነቅ ኣይትብልን ኢኻ ፥እቲ መገድን ሓቅን ሕይወትን ዝኮነ ኢየሱስ እዩ መስሪትዋ ። ኣምላኽ ይባርካ. ....።
@@danydan6662 Aytfred keytfred eza haftna zbeleto yeblan tsbuk hasab eiya hiba bzaaba wlkawi emnet please aynzareb respeckt
Gega komu aytibel pls @@danydan6662
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዓልና ክቡር ኣቦና ዕድመን ጥዕናን የሃበኩም ፈጣሪ🙏🙏🙏 ሩሑስ በዓል ቁዱስ የውሃንስ ይግበረልና ንመላእ ኣመንቲ ክርስትና
Kale hiwet ysmana.thanks kubur abona
በስም ሥላሴ ተመስጠ ስሚዐዮ ብጣዕሚ ደስስስ ዝብል ትምህርቲ ክቡር ኣቦና ብራኬኦም ይብፀሐኒ ናይ ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ንመቅረቢም የቐኒየና ደጋጊምካ ኣቅርበና ዝሓወይ
_ውህብቶ ኣደዋይ ቅድስት ድንግል ማርያም😘💙_
ቃለ ሂወት የስመዐና ኣቦና 🙏
ልብን ኣእምሮን ዘጥልል ቓል እግዚኣቢሄር ኣስሚዕኩምና፡ ቃለ ሂወት የስማልና።
ኣቦና ብጣዕሚ ሩጡብ መልሲ ቃለ ሂወቱ የስማዓና 🙏ሩሑስ ሓድሽ🇪🇷ዓመትን ባዓል ቁዱስ የውሃንስ ንክላና ኣምንቲ⛪️ክርስትና ይግበረልና 🌿🌻🍀🌻🌿🌻☘️🌻☘️
ኣሜን እንቃኣ ብሰላም መጻኩም ኣብይ ቀሺ እድመን ጥዕናን ይሃብኩም ስለ ኩሉ ነገር ኣይትፈዩና ተመስገን ፈጣሪ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Kale hiwet yesmealna kbur abo xegeu yebzehalkum goyta Aegabi gebre melsi bmexhaf kdus meseret 🙏🙏❤❤❤
ሓዉና ፍሽ መጀመርያ ሩሑስ ኣውዳአመት ይግበረልና ብምቅጻል ነቦና ድማ ቃልሂወት የስመዓልና ሓዉና ፍሽ ፍቃደኛታት እንተኮይኖም ፊት ንፊት እንተተራኩቦምሲ ክንደይ ጽቡቅ ነይሩ
ኣታ እንታይ ክትረክብ ቀሺ ዝኣክልስ ምስ ጋኒን ክተራኽቦም ደልኻ🤔
Zakel melsi rekibu alo aynelbona ykfetelu temahiru kkewn tesfa ngebr envere fit lefit gn ?
ኣብ ካናዳ ካብ ከተማ ናብ ከተማ ክዘልል ኣበይ ክረኽብዎ ኢልካዮ
@@Ruta0922ከይዱ ድዩ ካናዳ
ሓወይ ዝበዝሑ ፈሊጦም ስለዝድቅሱ ክንደየናይ ።ጻጸ ከኣ ኣጸቢቁ ይፈልጥ እዩ።ሓደ ተዋህዶ ንተዋህዶ ኣብ ተዋህዶ ኮይኑ ፈሊጥዎ እንተገደፎ ሽግር ኣይምሃለዎን ግን እቲ ሽግር ኣብ ፔንጠ ኮይኑ ን ተዋህዶ ክርዳኦ ኣይክእልን እዩ።so ምርኻቦም ትርጉም የብሉን።ደሓር ከኣ ጻጸ ኢንሳይክሎፐድያ ኣይኮነን ጎግል ኣይፈልጥን እዩ።ጻጸ ዝፈልጥ "ሓደ ነገር ክነግረካ"እንዳበለ 100 ዝበጽሕ እዩ።
ይትረፍ ዶ ንስኺ ኣደ ጎይታ ጎይቶት
ብጽእቲ ዝብሉኺ ኩሎም ወሎዶታት
ነገስታት ምድሪ ኮ መወቲ ክንሶም
ብኾምኦም ፍጡራን ክብሪ ዘይጎደሎም፡
ክብርን ምስጋናን ነታ ብኽልተ ወገን ድንግል ዝኾነት ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ይኹን።
Amlak mstwal yhabukum
@robelhaile9041 - አብ መጽሓፍ ቅዱስ አበይ ቦታ አሎ ከምዚ ዝተጽሓፈ?
@@roziroza3655 1 ትግ - ሉቃስ
46: ማርያም ድማ በለት፡
ነፍሰይ ንእግዚኣብሄር ተዕብዮ፡
47-49: መንፈሰይ ከኣ ብኣምላኽ፡ በቲ መድሓንየይ፡ ባህ ይብላ። ውርደት ባርያኡ ስለ ዝረኣየ፡ እቲ ሓያል ዓብዪ ነገር ገይሩለይ እዩ እሞ፡ ስሙ ቅዱስ እዩ። እንሆ፡ ካብ ሕጂ ዅሎም ወለዶ ብጽእቲ ኺብሉኒ እዮም።
Amen Amen Amen Adey Marey Xlalki Ayfeleyena ❤❤❤
@@roziroza3655Luke 1:47-49: እንሆ፡ ካብ ሕጂ ዅሎም ወለዶ ብጽእቲ ኺብሉኒ እዮም!ትውልዲ ኢና ሞ ሕጂ ውን ብጽእቲ እና በልና ከነመስግና ኢና👍😍
Enqae bselam mexakum aboy keshi mis fish hawena ❤❤❤❤❤xebuq medeb betami thagesna rehus kudus yohannes ygberlena orthodox nzelalem tnber❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣሰይይይይ ኣቦና ቃል ሂወት የስምዓልና ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ትምህርቲ ኣበይ ሞ ምስ ኣቤል ተዝዛረረቡ ጠጦው መቦሎ ነሩ ኦርቶዶክስ ተዋሃዶ እምነተይ✝️✝️✝️🙏🙏🙏❤❤❤🙏
ዘሐጉስ መልሲ ኣቦና ቃለ ሂወት የስመዓልና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣሰይ ኣቦና ኣባ ቀሺ ግርማ ልበሱ ጸጋ የብዛሕልኩም ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ድማ ይሃብኩም ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤❤❤ ከሙኡውን ክቡር ሓውና ፍሽ ፈጣሪ ጸጉኡ የብዛሕልካ ተባረከ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤❤❤ ብምቅጻል ድማ ህዝበ ክርስትያን እንቃዕ ናብቲ ክቡር ቅዱስ የውሃንስን ሓድሽ ዓመትን ኣብጻሓና ኣብጻሓኩም ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤❤❤
ብጣዕሚ ደስ ዝብል አግዛቢሀር ይመስገን❤
ብሓቂ ተመስገን
Amen amen amen qale Hiwet yesmealna kubur abona xegu yebzhalkum fetari Rhus beal kudus yohans ygberlna 🙏🙏🙏
ኣሰይይይ ክንደይ ዝጥዕም ቅዱስ ቃል እዩ ኩሉ ግዜ ባ ኣምፅኢልና ናብዝ ቻንል ትግሳፅ ክህቡና ብሓቂ ደስ ኢሉን እየ ዝምዕዮ 💗
ናይ በሓቂ ደስ ዘብል ቃል ሕይወት የስመዓልና ኣቦና❤❤❤❤❤😂
Ab @nestali orthodox channel alewu Abu kedki ktketatelyom tkli eki
Nay bhaki ❤️🙏✝️
ቃል ሂወት የስምዓልና ክቡር ኣቦና ቀሲስ ተወልደ ርሑስ ኣውደኣመት ይግበረልና።
እግዚኣብሄር ኣምላክ ንቤትክርስትያን ካብ ቶኻሉ ይሓልወልና።
ቃለአምላኽ ይስመዓልና ክብረት ይሃበልን ዕድመን ጥእናን ይሃብኩም ንክልተኹም ብዝያዳ ነቦይ ቀሺ
በስምኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን ብምቅጻል እግዚኣብሄር ኣምላኽናን ዝኸበረን ዝተመስገነን ይኹን ኣቦና ካኣ ናይ ኣጎልግሎት ዘመንኩም ይባርኽ ። ሓውና ኣቤል ካኣ ብግቡእ መልሲ ረኺብካ ክትኸውን ባዓል ምሉእ ተስፋ እየ እንታይ እዩ ዝብል መጻሓፍ ቅዱስና ኦ ኣምላኽ ዝዛረብዎ ኣይፈልጡን እዮም እሞ ይቅረ በለሎም 🙏🙏🙏
ናይ ባሓቂ❤❤❤
🙏🙏🙏
Amen/3/ኣቦና ቃል ሂወት የስማዓልና።
ቃል ሂወት የስማዓልና ኣቦና ❤❤❤❤
ናይ ባሓቂ ታሓጉሰ ሓጎሰይ ወሰን የብሉን እንቃዕ ተዋህዶ ኩንኩ ጽውጉኡ የብዛሓልኩም ቡሩካተይ ሙሉእ መልሲ ብምምላስኩም🙏🙏🙏🙏🙏
ናይ ባሓቂ ተማሂረ ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፍሽ ውን ጎይታ ይባረክካ ኣሰይይይይ ተማሂረ ብዙሕ ብዙሕ ብዙሕ
እግዚኣብሄር ኣምላኽ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኽ
ኣሜን እንቋዕ ኣብጽሓና ክቡር ኣቦና ኣባ ቀሲስ ተወልደ እንቋዕ ብሰላም መጻእኩም ቃለ ሂወት የስምዓልና ጸግኡ የብዝሓልኩም ብመልስኹም ኣዝየ ዓጊበ ፍሽ ሓውና ድማ እዚ ትገብሮ ዘለኻ ኣጆኻ ኣይትሕመቕ እግዚኣብሄር ይሓልኻ ጸግኡ የብዝሓልካ
ኣቦና ጹቡቅ ስብከት ቃል ህወት ይስማዓልና በዘይ ቃላዓለም ዋላ ኣነ ላንጋ ላንጋ ነረሞ ኣምላክ ፍቃዱ ይኩን መንፈስ ቁዱስ ሰዲዱ ክምሕረኒ❤❤❤
Ajoka Abel hawna Langa Langa Aytkun Egziabiher Hizna entay keynkewn Nxuh Lbi tray u zedlyo N amlakna
@@rehasetesfalem8680 ይቀንየለይ ርሕስት ሓፍተይ ልበይ ምንጻህ ኣብዩኒ ኢዩ ፈጣር ልበይ ንከንጻሃለይ ኣብ ጾሎትኪ ዘክርኒ ርሕስተይ ይቀንየለይ ካዓ ኣጆካ ኢልኪ ኣብ ጎነይ ብሙካንኪ ድግመ ይቀንየለይ ራሓሰተይ🥰🥰🥰
Ajoka marey egzabheir zamene koto ayhafrn u
@@Abelab642 ጸሎት ቁዱሳን ኣይፈለኻ ዝሓወይ ኣጆኻ ጥራይ ሙሉእ ንጹህ ሰብ የለን ብ ምሕረት ናይ ኣምላኽን ጸሎት ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያምን ቁዱሳንን ዩ ወዲ ሰብ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ሙሉእ ኮይኑ ክርከብ ዝኽእል እምበር ኣብዛ ጋዕ ገልጠም ዝመላኣ ዓለም ኣሸጋሪ ዩ ብፍቓድ ኣምላኽ ምስ እንማላለስ ግን ቀሊልን ጡዑሙን ዩ
ክብር ሓወይ ኣብ ምጥርጣር ተበፂሕካ ቀስ ብቀስ ሰይጣን ናብ ክሕደት እዩ ዘእትወካ ስለዚ ብፆሎት በርትዕ ካቡኡ ሕቶት ክፈጠር ከሎ ኣብ ዉሽጥካ መልሲ ክትረክብ ኣብቲ ቀደማይ ካልኣይ ሳልሳይ ክፈለ ዘበን ዝነበሩ ቅዱሳን ኣቦታት ከም እለ ቅዱስ ጎርጎሪዎስ ዘእንዚናዙ እና ቅዱስ ኣትናቲዎስ እን ጀሮም ዓይነታት ኣቦታት ኣለዉ እንታይ ኢሎም ይኣምኑ ነይሮም ኢልካ ሰርች ግበር ምክንያቱ ንሳቶም ድሕሪ ሓወርያት ዝነበሩ ኣቦታት እዮም ካብኡ ካዓ መፅሓፍ ቅዱስ ኣንብብ ባዕልካ ከይተርጎምካ ናይ ቀደሞዎት ኣቦታት እንታይ ኢሎም ተረዲኦምዎ ኢልካ ተረዳእ ትምርቲ ቤቴክርስትያን ፈለጥ እንድሕር ባዕልና ክንርዳእ ድሌት ዘይብልና መቸም እግዚአብሔር ኣይስገድደናን ጰንጤ እየሱስ እየሱስ ይብሉ ግን ባሓቂ ድዮም ናይ እየሱስ ክርስቶስ ዝሃበና ትእዛዛትን ወንጌልን ብይወት ይነብርዎ ኣለዉ ኢልካ ኣስተብህለሎም ከብር ሓዉ ኣምላክ ኣብ እምነትና የፅነዐና ኣምላክ ይሓግዘና❤❤❤😊
ኣቦና ቃል ሂወት የስመዓና ❤❤❤❤❤❤😂የቀንየልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩ ❤❤❤❤
ቃለ ህይወት የስመዓልና ኣቦና።
ይበል ክብሪ ፍሽ ሓውና ኣምላኽ የክብርካ።
🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤ እንቋዕ ብሰላም መጻኹም ስድራ እግዚአብሔር ደቂ ዓዶም ንቅዱሳን
ናይ ባሓቂ ቃል ሂወት ያስመዐልና ክብር አቦና
ቃል ሂወት የስምዓና ኣቦና ቀሺ ተወልደ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ ኣምላኽ❤❤❤❤😊😊
Orthodox ን መልሲ ትዱንጊ እንበር መልሲ ኣይትስእንን ምሉእ መልሲ ደስ ዘብል ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣቦይ ቀሺ
ርሑስ ባዓል ቅዱስ ዮሃንስ ደቂ ኦርቶዶክስ
ናይ በሓቂ ቃለሂወት የስመዓልና ❤❤❤❤❤ ጸጋ የብዝሕ ክቡር ኣቦና ከምኡው ፍሽ ሓውና ብጠዓሚ ኢና ነመስግን ❤❤❤
ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓና ነዚ ቃላ ኣቦና ሰሚዕም ዝምለሱ ክህልዉ እዮም ።
ዋውውው ቃል ሂወት የሰማዓና ዝተቀደሰን ዝተባረከን ኣውዳኣመት ይግበረልና ሰደትና የሕጽረልና ❤❤❤
ብጣዕሚ ደስ ዘብል መደብ ኣቦና ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና 🙏🙏🙏 ፊሽ ሓወይ ካኣ ኩሉ ትገብሮ ዘለኻ ዓስብኻ ካብ እዝጋብሄር ርኸቦ ናይ ሓጎስ ንብዓት ነቢዐ ❤❤❤
ኣሰይይይይይ ቃለ ህይወት ቃለ ሰናይ የስምዐልና ክቡር ኣቦና እግዚአብሔር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓሎም ናይ ብሓቂ ልበይ ጠስሚ ሰትየ ተመስገን ቅድስቲ ተዋህዶና ኩሉ ግዜ መልሲ ኣለዋ ተመስገን ተመስገን ተመስገን መድሓኒዓለም እየሱስ ክርስቶሰ ክብርን ምስጋናን ኣምልኾን ውዳሴን ንዓኻ ይኹን❤❤❤❤❤❤💒💒💒💒🍀🍀🍀👏👏👏👏🎉🎉🎉🎉
Amen Amen Amen kale hiwet yesmalina Abona xegau yebzhalikum
እንቃዕ ብሰላም መፃኩም ክቡር ኣቦዋይ & ፍሸይ እንቃዕ ኣሕቢሩ ኣብፀሓና ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዓና ይፍቲ ይፍቲ ይፍቲ ኣቦዋይ 🙏🙏🙏
እንቋዕ ኣብፀሓኩም ንሓዱሽ ዓመት እግዚአብሔር ኣምላክ ሰላሙን ፍቅሩን የውርደልና
ናይ ብሓቂ ቃል ሂወት የስማልና ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ፊሽ ሓወይ ዕድመ ይሃብካ የቀነልና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እንኳዕ ናትና ኾንኩም በቃ
በረከትኩም ኣይፈለየና☦️🕊️
ቃለ ሕወት የስሞዓልና ነቦና ናይ ብሃቂ ካብ ማዓር ዝሕረ መግቢ ነብሲ አዩ አሞ ቅላአ ሕወት ይስምዓልና ።ንሓውና ድማ ኣሳልጦ ኣብ ስራህካ ፈጣሪ ይሃብካ ።ሩሑስ ብዓለ ይውሓነስ ይግበረልና ንኹለትና ህዝበ ክርስትያን ኣብ ውሽጥን ብ ደገን ንዘለና ።ናመታ ብሰላም ይጽንሓና ፡ስብሓት ለ እግዚኣብሐር ወ'ልኡል ወለወላዲቱ ድንግል ወ'እጸ መድሓኒት ሓይል ኣመን ።❤❤❤
ቃል ሂወት የስማዓልና ኣቦይ ቀሺ ጸጋ ኣምላክ ኣይፈለየኩም ኣብ እምነትና የጽንዓና ኣምልክ ብታዕሚ ኢና ንፈትወኩም
ሩሑስ ባዓል ቅዱስ ዮሃንስ ይግበረልና ቡሩኻተይ ከምዚ ከማይ ዶ ሕጉስ ኢልኩም ብናይ ኣቦና ትምህርቲ ብሓቂ ኣዝዩ ደስ ዝብል እዩ ቃለ ሂወት የስማዓልና ኣቦና and ፍሽ ሓዉና ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏
❤❤❤❤❤ናይ ባሓቂ ተውህዶ ን ዘላለም ትንበር
Kulu seb nezelalem yenber
Amen Amen Amen
Amen Amen Amen ✝️✝️✝️🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@@LulaOkbanikelnzalalem znaber sab yalen edmena gudub eu ,ORTHODOX emnatgn kab waledo nab welado yenber ,hezbe nkaytefea hakechatat maselom manafkan keysanklwo
Betami xebuq agelalxa aboy keshi tewelde qal zemare yesmana❤❤❤nezi sedi bente aytgdesulu fish bejaka edil aythabo neti resah melhas zkone bente
ቃለ ሂወት የስምዓልና ብጣዕሚ ደስ ዝብል መረዳእታ ኣቦና ተዋህዶ ሃይማኖት ንዘለኣለም ትንበር❤💒🙏
ኣሜን
💒💒💒💒💒ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ኣብይ ቀሺ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ቃል ሂወት የመዓልና ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ፡ቃልከ ይጥእመኒ እንበለ ሶክ ወ መኣር ፡፡
Matthew 15 ትግ - ማቴዎስ
14: ሕደግዎም፡ ዕዉራትን መራሕቲ ዕዉራትን እዮም። ንዕዉርስ ዕዉር እንተ መርሖ፡ ክልቲኦም ኣብ ጕድጓድ ይወድቁ።
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የሰመዐልና ክብር ኣቦና🙏ክብር ሓዉና ፊሽ ክብረት ያሃበሊና❤
2 Corinthians 5 ትግ - 2ይ ቆረንቶስ
20-21: ስለዚ ንሕና ኣብ ክንዲ ክርስቶስ ልኡኻት ኢና እሞ ኣምላኽ ብኣና ገይሩ ይምዕድ ኣሎ። ንሕና ብእኡ ጽድቂ ኣምላኽ ምእንቲ ኽንከውን፡ ነቲ ሓጢኣት ዘይፈለጠ ኣብ ክንዳና ሓጢኣት ገበሮ። ምስ ኣምላኽ ተዓረቑ፡ እናበልና ኣብ ክንዲ ክርስቶስ ኴንና ንልምነኩም ኣሎና።
Ephesians 4 ትግ - ኤፌሶን
11-13: ኵላትና ናብ ሕብረት እምነት፡ ናብ ፍልጠት ወዲ ኣምላኽ፡ ናብ እኹል ሰብኣይ፡ ናብ ልክዕ ምልኣት ብጽሕና ክርስቶስ ክሳዕ እንበጽሕ፡ እቶም ቅዱሳን ነቲ ግብሪ ኣገልግሎት ንምህናጽ ስጋ ክርስቶስ ምሉኣት ምእንቲ ኪዀኑ ኢሉ፡ ንሱ ገሊኦም ሃዋርያት ገሊኦም ድማ ነብያት፡ ገሊኦም ከኣ ወንጌላውያን፡ ገሊኦምውን ጓሶትን መምህራንን ኪዀኑ ሃበ።
Thank you ayrewon eyom neti zdelewo tray eyom znbibu
ኣቦና ብሓቂ ጸጋኡ የብዝሓልኩም!ጸጋ ዲበ ጸጋ ይዓድለልና!
እንኳዕ ንሓዱሽ ዓመት/ቅዱስ ዮሃንስ ብሰላም ኣብጽሓና ንኩላትና ተዛረብቲ ትግርኛ ኣመንቲ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ እግዚአብሔር ኣምላኽ ሰላምን ፍቅርን የውርደልና ብፍላይ ንተዛረብቲ ትግርኛ ካብ ቂምን በቀልን ኣርሒቁ ብፍቅርን ዕረቅን እንተሓዋወሰሉ ዘመን ይግበረልና ብሩኳተይ❤❤❤❤ ኣነስ ሰላም ናፊቐ ኣሕዋተይን ኣሓተይን😢 from Tigray/Mekel❤
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና
ሰላም ፡ፍሽ ሓወይ ብጣዕሚ ብጣዕሚ ነፊዕኻ።ነቦና ቀሺ ተወልደ ድማ ቃለ ሂወት የስምዓልና።
ናይ ብሓቂ ደስ ዝብ ኣጋላልጻ እዩ ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኹም
ኣብ ካልእ ግዜ ውን ከምዚ ዓይነት ትምህርት
ኣብ ቀጻሊ ከተምጹኡልና ተስፋ ንገብር
ምሉእ ዕድሜኹም ከቢርኩም ንበሩ ምስ ክብርቲ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ፡ ብዙሕ ጥዕና የብለይን ቃንዛ ዉን ክቕንዞ ጸኒሐ ፡ ቃል ብኩቡር ኣቦና ምስ ሰማዕኩ ቅንዛይ ፈኺሱለይ ክብሪ ንእግዚኣብሂር 🙏🙏🙏 .
Mhret yewrdlki/ka haftey
ምሕረት የውርደልካ/ኪ
ቃል ሂወት የስምዓልና ኩቡር ኣቦና ብጸጉኡ ይቀበለልና እግዚኣቢሄር ኣምላክ
ካብ መዓር ዝጥዕም ፡ ብዘይ ማይ ዝወሓጥ ፡ ስነ ስርዓት ዝዓሰሎ ግብረ-መልሲ ሰሚዕና። ናይ ብሓቂ እግዚአብሔር ኣብ ኣቦና ቀሺ ተወልደ ሓዲሩ ከም ተዛረበ ብዓል ሙሉእ እምነት'የ። ቃል ሂወት የስምዓልና ኣቦና። ከምኡ'ውን ፍሽ ሓወይ ኣፍካ ዘሕትም ሓንቲ ቃል እኳ ከየውጻኣኻ ብጽሞና ዝሰማዓኻዮ ስለ ዝዓገብካ ምኻንካ ነረጋግጽ። Thanks more ብድጋሜ።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Eway entay geberemelsi hibom nebaelom mexhaf kedus xebuk gerom zeyfeltu
ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓና ክቡር ኣቦና ❤ነዞም ቆርበት በጊዕ ዝተኸድኑ ተኻሉ ብዝግባእ ምልሲ ክውሃቦም ኣለዎም።ኦርቶደክስ ትዋህዶ ንዘልኣለም ትንበር ኣምላክ ንሃገርና ኤርትራ ይባርኽ ኣሜን❤❤❤
Egziabiher ymesgen
Kbur abona qalehiwet yesmalna ❤❤❤