Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
💛ጋ❤️ሩ💛ዋ❤️ኒ💛I❤️L💛o❤️v💛eኣንታ ዚኣቶም መን እዮም መንየተጋሩዋኒ ሸዊት ለምለምየኩስሕቁ ኩሉ ዘጥዕመሎምብጀግንነቶም ዓለም ትኣምነሎም ዘቅንእ ሕብረት ዘደንቅ ሓድነት ኩሉ ዘጥዕመሎም።❤️ተ💛ጋ❤️ሩ💛ዋ❤️ኒ💛I❤️L💛o❤️v💛eልዕሊ ኩሉ ፍቅሪ ዝኣመሎምተጋሩዋኒ ኩሉ ዝቀንኣሎምኣነስ ይሕበን ብምካነይ ናቶም።❤️ተ💛ጋ❤️ሩ💛ዋ❤️ኒ💛I❤️L💛o❤️v💛e ሓድነትና ዓለም ዘነቃንቅጉሒላ ከይኣትወና ብደንቢ ንጠንቀቅካብ መከተና ኣይንብልን ፈቀቅስለኪ የለን ፍፁም ዘይዕጠቅ።❤️ተ💛ጋ❤️ሩ💛ዋ❤️ኒ💛I❤️L💛o❤️v💛e ኣቱም ዲያስኮራ ኣሕዋትናሓበን ኢኩም በቃ ንዓድናካባኩም ይመሃሩ ደለልቲ ዓድና ቅርሺ ኣይዓብን ካብ ውጽዕ ህዝብናስርዓት ንክሕዙ ዓገብ ንበሎም ኩልና ሓቢርና።❤️ተ💛ጋ❤️ሩ💛ዋ❤️ኒ💛I❤️L💛o❤️v💛eከምኣ ኢላ ኣይትቅጽልን ዛትግራይ ዓድናቀሪቡ እዩ በቃ ብርሃን ክኮነልናጠንኪርና ንቃለስ ብሓባር ኩልናትግራይ ክትለምዕ እዩ በቃ ቢርና።❤️ተ 💛ጋ❤️ሩ💛ዋ❤️ኒ💛I❤️L💛o❤️v💛eትግራይ ኩርዓተይ ክብረተይደም ከፊሎም ዘፅነሑለይ ክቡራት ወለደይ ዝኮርዓልኪ ናተይ መንነተይ ዕብየትኪ ክርኢ እዩ ቲ ናተይ ትምኒተይ። ❤️ተ💛ጋ❤️ሩ💛ዋ❤️ኒ💛I❤️L💛o❤️v💛eበቢዘለናዮ ንኩልና ሰላም ፍቅሪደስታ ሓጎስ ራህዋ ይሃበና ፈጣሪስለ ዛ ዓድና ንቃለስ ብትሪ።❤️ተ💛ጋ❤️ሩ💛ዋ❤️ኒ💛I❤️L💛o❤️v💛eናይ ዓድና ትንሳኤ የርኢየናክንሰምዕ ምእንቲ ድምፂ ወለድናኩልና ንጠንክር ሓቦና ሰኒቅናኣይንጠራጠርን ተዓወቲ ኢና።💛ጋ❤️ሩ💛ዋ❤️ኒ💛I❤️L💛o❤️v💛e ክፉእ ኣርሒቁ ሰላሙንፍቅሪን የውርደልና🌹🌿🌸🌺🌷💐🌾🌿🌹🌿🌸🌺🌷💐🌾እዛ ኮመንት ተንብቡ ተጋሩዋኒ ሳብስክራይብ እባ ሓግዙኒ❤️ I Love You My Best🌹people🌷💛😘
እሰይይይ ሸዊተይይይይይ ለባመይ ዝፈትወኪ ምቃለይይ ብርዕኺ ይሰስን ክብረተይይይ ኣጆና ሃገር ትግራይ ብእግዚኣብሄር ሓይሊ ብቅልፅም ደቃ ትሊምልም ትዕምብብ ትደመቅ እያ!!
💞💞💞💞😘😘😘😘🌹🌹🌹🌹💋💋💯
@@emnet93 ብሓቂ እምነተይ ናይ💓ህያብ ክብረተይፍትውውው ዘብለኪ😘😘😘
@@የአግዚአብሔርቤተሰበችሰላ ክብረተይ😘😘😘
@@shewitmedia ዓለመይ ምቅርተይ አጆክ በርትዕ💞💞💞👍👍👍🇻🇳💯💋
ካብ ሱዑዲ ዝበለካ እግዚአብሔር ይባርካ ኣብ ሳዉዲ ዘለና ፀገምና ማንም ዝረደአልና ኩሉ ሸግር ተፃዊርና ንኸድ ጀጋኑ ኢና
ayzon marey eagzabahre msen eu
@@webuserwebuser1157 ናይ ብሓቂ ምቅርተይ😘
@@Amiጓልትግራይ makrety da haftey ntey
ብሓቂ መን ከማና 😂ናብ ነፃነት ፀለዎ ዓዲ ደማ የውፁኡናይ ክክክ😂😂😂
ኖ አነ ትግራይና ዓባይ ሃገር ክትከውን እየ ዝደሊ እቲ ትባሃል ሃገር ገፃ ትራሓቀልና ክርስቲያን ኢና እናቦሉ ናይ ክርስቶስ መስቀል ዝፀሩ ንሰብ ምት ዝፎሩዱ ዞሞ ሓሳዳት ትግራይ ሰብ አለዋ ለሚ ትግራይ ፅባሓ ውን ትግራይ ክትከውን ኢያ ህዝቢ ትግራይ ይዕወት
🙏🙏🙏🙏🙏
🌹🌹🌹🌹🙏🙏🙏🙏
ተጋሩ ትግራይ እግዚአብሔር ዘርእና የብዘሐዮ እዞም ኣሕዋትና አጅኩም በርትዑ ሳሚ ሓውና ውን ቀፅለሉ ትግራይ ትስዕር ትግራይ ሃገር እያ
ትግራይ ሃገር እያ ዓወት ንህዝቢ ትግራይ
ክልል እያ ።😂
@@wediakeleguzay4651 ክልል እማ ሃገርካ እያ ወዲ ኤሰያስ ናብ ጎንደር ዝተደመርኩም ወዲ ዘለቀሽ ጎሮቤትና
@@ጓልሃገረትግራይ 😛😛😛 kilile Tigrai found in Ethiopia 🇪🇹 Tehaneku
@@shkorinabowey7958 ንስካ ዘይትሕነቅ ጉኑፍ መግዛእቲ ልማዱ ተረፍ መረፍ ጣልያን
ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ ሳመይ ነሕዋትካ ከምዚ ታይከ እዮም ዝደልይወን ዝበህግዋን ኣብ ህዝብና ተርእዮ ኣብነት ቀፅሎ ዋዛ ምስ ቁምነገር ሰሰናዩ ደቂ ትግራይ ማዓረይ 💗
ኣቱም ሰባት ዘን ኣብ ስዓዲ ዝነብራ ሓራሙ ኩሉ እዩ ዘፍቅረን 👌
ኩሉ ኪኢልና ናፍቆት ስድራ ፀባይ መዳም ተፃዊርና ስለ ንኪይድ ንህዝብና እውን ብዓቅምና ንድሓር ስለ ዘይንብል ይመስለኒ🥺
🤣🤣🤣🤣🤣
ጀጋኑና የቀንየልና ትግራይና ተመስግን ይኮርዕ ይሕበን ብአኩም ትግራዋይነት ክብር መንነት 🙏✊❤️💛❤️ ሃገርን ፈረቃን ንደሊ ጥራሕ አይኮነን ክኮን እዩ
#ሃገረ#ትግራይ ት_ትግራይ ግ_ግንባር ቀደምራ_ራእ ዘለዋይ_ይመርሕ ንዘልኣለም ስብ ታርክ ሰብ ቅያ ዓድ ጀጋኑ ትግራይ ንዘልኣለም ትንብር ካባኩም ብምፍጣረይ ኩሉ ግዜ ይሕበይ ይኮርዕ ብሃይማነተይን ብመንነተይ ብቋንቋይ በቃ ቃላት የብለይን ንትግራየይ 🤘💛❤️።።
ኣሕዋተይን ኣሓተይን።ሳብስክራይብ ግበሩለይ♥️
ድሕሪ ሕጂ ትግራይ ምስ ጦብያ ትቅጽል ዝደሊ ትግራዋይ እንተሎ ናይ ኣእምሮ ጸገም ዘለዎ ጥራይ እዩ።
ብሓቂ
ሳሚየ ወዲ ሓላል መሬት ወዲ ሪመይ ቀፅለሉ ከምኡ ድማ ኩሉ ጊዜ ንቀፃሊ ከምዚ ዝበለ ኣምፅአልና መሃርን መስሓቅን እዩ ሕቶታትካ ደቂ ሪመይድማ subscribe and like ኣይተዉሕዱሉ ንዝ ጅግና ብትግራዋይነቱ ሕቡን ሓፍት ካብ ስዕዲ።፸ንቀፃሊ ሕቶታት ክንሓተካ ready ዲካ
ኣብ ዓረብ ዘለና ኣዋልድ ✊🤩 ትግራይ ሃገር ክትከውን ይደሊ ግን ተጋሩ ነበርቲ ጦብያ ድሕነቶም የስገአኒ ዓምፆዓንፆ ከየሳቅይዎም ቅድሚ ሃገር ምኳና ናብ ዓዶም ዝወፅሉ መንገዲ ምተፈጠረ ሰናይ ነይሩ ❤💊❤
ሳሚ❤ bro ብጣዕሚ ጹቡቅ ሕቶታት ኢካ ኩሉ ግዜ ተቅርብ ኮይኑ ግን እቲ ታዓዛቢ ካብ ናቱ ዝይናቱ ስለ ዝርኢ ኣይካታቶሎን ኢዩ ግን ኣይትሕመቅ ከም ወትሩ ቅጽሎ❤።
ደቂታ ሓላል መሬት እግዚአብሔር ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን ጀጋኑና 💖💐💐ድሕሪ ገዲም ምስታ ከዳዕን ከሓዳም ኢትጵያ ክቅፅል ዝሓልም ሰብ እንተሃልዩ ኣእምርኡ ፀገም ዘለዎ ጥራሕ እዩ!!!!ሃገር ትግራይ ንቅድሚት!!!!
ሕክምና የድልዮ እዩ። እምነተይ እምንቲ ዝፈትወኪ ሓላለይ😘😘😘
ፍቅኝኝኝኝኝ 💖💖💖💖
@@shewitmedia ሸዊተይይይይይ ሽዉሃተይ ናተይ❤️😘😘 ብሓቂ ።!!
@@mebrhitgaldestalovetgray5665 ኣብየትዋይ ፍቅኘኝኝኝኝ ናይ ዛ ልበይ ምልኣተይ ❤️😘😘
@@emnet93 መኣዝ.ቀዲምክኒ ኢለ እየ ፍቅኝኝኝ ውህብቶይ 🙄
ፅሩያት ደቂ ትግራይ ሓላል መሬት ቀፅሉሉ አነ ካብ ካሕዳም ኢ/ያ ዓዲ ወፅያ ትግራይና ሃገር ክትከዉን ይመርፅ አጆና ክቡራት አሕዋት ክትከዉን ድማ እያ ።
Entay ketebele
ካብ የመን ዶ በለት ማዓረይ ጓል እኮ ሓላይ እያ ብዝኾነ ተጋሩዋኒ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ🙏
እዛ ካብ የመን ዝበለት ሓፍትና ብጣዕሚ እየ ኣድንቀያ ቀፃሊ ካብ ሱዑዲ ዓረብ ዝበለ ልዕሊ ኩሉ ክዓ ጥራሕ ትግራወይቲ ትኩን ምስ በል ኮሪዐሉ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ተጋሩዋይ ትግራይና ሃገር ክትኮን ኢና ንደሊ ምክንያቱ ተመልስካ ምስ ኢትዮጵያ ምንባር ድሕሪ 30 ዓመት ካብ ሕጅ ዝወለድናዮም ደቂና ናብ ችግር ናብ መስዋእቲ ምእታው እዩ ስለዚ ኣባና የብቅዕ ።
ፅሩያት 💊
ዋይ ሳሚ ኣነስ እንታይ ይብል ቻነሉ ይብል ነይረ ❤❤❤❤ብዝኾነ ሰላምኹም ይጥዓም 💊💊💊
ተጋሩ ንቑሕ ኣታሓሳስባን ስልትን ጥራይ ንወንን እምበር ፡ ሓጹር ጌርና ጥራይ ሃገር ስለ ዝፈለና ናጽነትን ሰላምን ከነረጋግጽ ኣይንኽእልን።
Ane ke tigraway kimrio yfkedeni dyu ane kifetwekum matye ❤ Eritrawit /semien tgraweyti eye.
አጀና ብቅልፅምና ሃገረ ትግራይ ናይ ግድን እዩ💛💛❤❤💊💊💊💊💊✊✊
አበይ ነይረ ክሻዕ ኸዚ ዘይረአኹካ ቀፅለሉ ጀግና ወዲ ትግራይ ሓዳሽ እየ ክዓ ናብዚ ገዛ በርትዑ😍❤💛
ቀጽለሉ ሰምዬ ብጣዕምይ ደስ ዝብል ፕሮግራም እዩ የቀንየልና ተጋሩዋይ 😘😘💛❤
ሕደጉ ተጋሩ ወይለይ መልክዕ ናይ አምላክ እዩ ብውሕልና ምረፁ ጥራሕ
Ahwety sebscrib gebarey
👌💓💓
ሓዲግናዮ😄😄😄
ናይ ባሓቂ
Yesss❤️🌹
ተጋሩዋኒ ፅሩያት💛❤️
ኣታ ሱዑዲ ዓረብ ዘለናስ ዳርጋ ፀልአምና ኩሎምስ ድባይ ያ😢😞🙏
♥️ኣጆኺ ቀልዲ እዩ😂
ዱባይ ዘለና ንጥቕሙ ዝደሊ ሰብኣይ ኳ ኣውኦ ይጽናሕ ዋ ተጋሩዋይ መጀመርያ ዝድለ ፈሪሓ ንእግዚአብሔር ዘለዎ ሰብ ዩ ዘድልየና ካብኡ ደጋዊ ጽባቐ ተፈጥራኣዊ እዩ ውሉድ ክትወልደ ከለኻ ዕቤተ ኣሎ ብሕማም ... ብ/የ ክቕየር ዝኽእል እዪወሽጣዊ ጸባቐ መልክዕ ዘለዋ /ዎ ሰብ ግም ዘልአለም ዩ!
@@sendayowlegebrial4195 genzeb slezhlwen aybelen kkk
ተጋሩዋይ ብሩካት ዘርኢ❤😍ትግራይ ግድን እያ ሃገር ክትኸውን✝️❤
ደቂ አነስትዮ አሕዋተይ ብደንምቢ ጌርክን ስምዓ አዳምፃ ብዛዕባ ባህልና ሹፎን፣ ጥልፍታት ፣ ተከዲንክን ማዕርጋ ቆራፅ ወዲ ቆራፅ አይትከደና ከብድክን እናተረአየ አይትኪዳ በጃክን ያ ጎበዛት አቱም ጀጋኑ ቀፅልሉ አዋልድ ክዓ ልቢ ግበራ ንግበር ባህልና ነዕቢ ሸናዕ ንበለሉ እቲ ባህልና ወድሓንክን ናብ ሚድያ ቲክቶክ ጥራሕ ዝባንክን አይትምፃ በጃክን
ብሓቂ ባህልና ናይ አዴታትና ክብር መዓርግን ዘሎዎ አከዳድናና የሖሸና ናብ ምዕራባዉያን አይጠቅመናን በጃኽን አሕዋተይ ፀጉኡ የብዘሐልኪ ለባመይ
የቐንየልና ፡፡ሃገረ ትግራይ ትስዕር♥!!!
Amlak ybarkumu🙏🙏🙏🙏🙏
ሱዑዲ ዝበልካ ወዲ love you my beb 🤴🙏🏾💛❤
ኣነ ትግራይ ምስዛ ካሕዳም ሃገር ተቀፅላ ብገናይ ምሕናቅ የሐሸኒዋይ
ደቂ ሓላል መሬት ትግራይ ❤❤❤❤
ፁሩያት 💛💛❤️
ብጣዓሚ ንፈትወኩም ጀጋኑ ደቂ ትግራይ❤💛😍
ንበሩለይ ደቂ ሃገረ ትግራይ 🙏🙏🙏 💛❤️💪💪
ተጋሩዋኒ ጅግና አብ ስዑዲ ዓረብ ዘለና ብአኩም ሕጎሳት እና አሕዋተይ ቀፅሉ❤❤❤❤💊💊💊💊💊💋💋💋
ተጋሩዋይ ዓይኒ ሓሳድኩም አምላክ ያሓዘልኩም!አጀና ትግራይ ሃገረ'ያ!!!
Sebscrib gebarelay ahewtey
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ኣሕዋተይን ኣሓተይን።
ሐገርክትከውን እባ. ድህሪህዚስ ይአክል. ትግራይና ክንደይግዘ ክትግፋእ.
ብሓቂ አሕዋተይ ምዓረይ ናይ ቅርሺ ምሕዋል ብጣዕሚ አቸጋሪ ፍርቂ ፀሪና💔😥😥😥😥💊
ትግራዋይ ታኮራላችሁ በርቱ በርቱ እወዳችሃለሁ
በትግራይ ዲያሥቦራ በጣም ነው የማዝነው ምድረ ቱልቱላ ናቸዉ እነሡ በዉሥኪ ይጨፍራሉ ዘፈኞች በትግራይ ህዝብ ኮንሠረት አዘጋጂተው ዶላር ይሠበሥባሉ የትግራይ ህዝብ በረሀብ እና በወያኔ ይሠቃያሉ እነዚህን ትግራዋይ ናቸው ብላችሁ የምታሥቡ ከሆነ በጣም ነው የማዝነው በቃለ መጠይቁ እንኳ ሙድ ነው የማይዙቶ ምድረ ህበይ
ደቂ ሓላል መሬት አምላኽ ይሓልይኩም ትግራይ ሃገር 💛❤️
ሳሚ ብጣዕሚ አዩ ደሰ ዝብል ሕቶታትካ ቀፅሉሉሉ ዝሓወይ🥰🥰🥰🥰🥰🥰
እሰይ እዛ ዋዕሮ ሓፍተይ ካብ የመን ምባላስ ደስ ይብል❤
ሃገር
ኣሰይ ምቅርተይ እዘን ኣጓላት ተጋሩስ ኩለን ለባማት ዳኣ ኣይኮናን ንጥቅሚ ከይበለት ንኣብ ሽግር ዘሎ ምቃላ ጠሚታ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ተጋሩ ኣሕዋተይ
ጹሩያት ❤️💛🌎🙏
እሞ ስንግል ድዩም ከ ሰሓብና ናብኡ 😅😅
ተጋሩዋኒ❤❤❤❤🥰
ኣብ ስዑዲ ዓረብን የመንን ዝበልኩም ብጣዕሚ ነምስግን ጸገም ሰብ ትርድኡ 💘💘💘
ተጋሩዋይይይ😘😘😘😘😘
ተጋሩዋኒ ማዓረይ ንበሩለይ ፅሩያት ዓለም🌍😍💚💚
ተጋሩወይ💛❤💛❤
Selam selam wudddddd ❤❤❤❤💘💘💘💘🌷🌷🌷🌷🌷💞💞💞💞💕💕💕💕💖💖💖💖💓💓💓💓❣❣❣❣💝💝💝💝💝💝💝💝🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷
ኣጆና ሃገረ ትግራይ ብቅልፅምና ክንሃንፃ ኢና🥰🥰💛❤💊💊💊
ሙቁራት ጀጋኑ አሕዋተይ ፁቡቃተይ ናይኩላትኩም ፅቡቅ እዩ ግን የመን ዝበለት ሐፍትና ብጣዕሚ ሕልየት ዘለዋ ሐደ ሐወይ እውን ትግራዊት ጥራይ ሙካና ይአክለኒ ዝበለ ብጣዕሚ የሕጉሰኒ ትግራይ ትስዕር ።
ኣሰይ ፅሩያት ተጋሩዋኒ ፀላኢ ዓይንኩም ይደፈን ዋዛ ምስቁምነገር ተጋሩየ ላይክ ሸር ሳብስክራይብ ናበልና ንሓግዞም💛❤💛❤💋💋💋💋👏👏👏👏
ጎቦዛት ፅብቅ ሓሳብ
ንፉዕ ሳምየ ቂፀለሉ ትግራይ ትሰዕሪ አጀክም ደቅ ሓላሊ መሪየት ደቅ ሓየሎም አረአያ ደቅ መለሰ ዘናው ወዘተ.....
ደቂ ትግራይ ጅጋኑ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንትግራይ ዓድና ሰላም የውርደልና እግዚአብሔር ኣምላክ ኣኣብ ዘለክምዎ ተጋሩዋኒ ሰላም ኩም ይብዝሐለይ ሃገር ክትከውን እዩ ትምኒተይ ኣነስ ሳሚ ጅግና ቀፅለሉ ወዲ ዓደይ 💖ደቂ መዳም ሃየ እስቲ ሰናግል ኣለክን ድክን እሞ 🙄🤣🤣
ብጣዕሚ ቅርሺ ምስትክካል አለወም ዓረብ ሃገር ሰሪሕና ልቤየትሰብና ዘይአከለና ናዓአተም እውን ክንሰርሕ ትፋስና ሓሊፉ ዓገብ ዓገብ በሉለይ 🇻🇳❤💛🇻🇳❤💛🇻🇳🔑🇻🇳❤💛🔑🇻🇳❤💛
ሃገረ ትግራይ
ተጋሩዋይ ❤️❣️
ተጋሩዋኒ🙌💛❤
ደቂ ዞም ተኪሶም ዘይ ስሕቱ❤❤❤ ሳሚ ሓወይ ለ ኣድናቅትካ እየ ቀፅለሎ❤❤❤
ትግራይ ሃግር ክትከወን ኢና ንደሊ ህዝቢ እዮ ዝውስ እሙ ትግራይ ንዘልአለም ትንበር ብውሕድና ሱሙራት ኢና
waw hagere tigray ina ndeli
የሰ ተጋሩዋይ ትግራይ አባይ ሀገር ክትከውን እያ ንደልይ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰ሀገረ ትግራይ💛❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏💛❤
Well ሳሚዋይ አለና አብ ጎንካ ወድ ሪመይ በርትዕ
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
😂ቀፅለሉ💛❤️💛
@@MYLove-m5c እምቢ መሕረረይ ክክክክ
ተጋሩዋይ ስላምኩም የብዝሐለይ ዓምብቡለይ ልዕል ልዕል በሉለይ ሶ ትግራይ ሃገር እያ
ቤሩት/ልብኒንኣለናኣለና✌💓💓💓💓💓💛💛💛ኣታቅምነገርግዲክትገብሩእኩምክትገላግሉና😁😁🇱🇧😍
ተጋሩ love you🥺❤❤❤🙏
ኣሰይይይ ደቂ ሃገረ ትግራይ ማዓረይ🌹🌷🌷🌷🌷🌹🌷🌷🌷🌷🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ሙቁራት ተጋሩዋይ ደሰ ትብሉ ፈጣሪ ምሳኩም ይኩን❤💞🌹❤
ኣሰይይይይ ብዛዕባ ክዲን ተብል ብጣዕም እዩ ተገልፁ😘😘😘
እሰይ ዞም ደቂ ዓደይ❤❤❤❤❤❤
በርትእ ዝወደይ አዮና
ኣት ጓል እንሰት ብጣዓሚ እየ ኣደንቅየ መከንይተ ኣብ ፅግም ሰሉ ዘሉ መበሉ በጣዓሚ ኣየ እደንቅየ ♥️❤
በርትእ አዮና
What a crazy question.....politics and women
ትግራይና ሀገር እያ ምስዛ ካዳዕ ኢትዮጵያ ክነብር ኢሉ ልሓስብ ተልዩ ናይ አትሓሳስባ ፀገመ ለለዎ እዩ አንሕና 💊💊ሀገር ኢና ንደሉ💊💊
ሳሚ ሓወይ በጃኻባ ኣሕመድ ተረኺብካዮ ኣድራሽኡ ተሓባበረኒ 🙏🙏🙏
ንኮረዓልኹም ኣሕዋትና ኩርዓት ዓይኒ ትግራይና ኢኹም ቀስንኹም ንበሩልና ኣጀና ደቂ ሓላለ መሬት ♥️💐
ደቂ ሓላል መሬት 💊💊💊💊💊💊💊
ትግራይ ትስዓር
ሳሚተይይይይ ሽኮርርር ኣነስ ክፈትወካ miss you 🤨🤨🤨
ነፃ ሃገረ ትግራይ
ሀገረ ትግራይ💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪🤜TDF🤛💪
ሳሚ ንፉዕ ቀፅለሉ
ጀግኑና ደቂ ሓላል መሬት 💪💪💪💪💪💪💛❤️💛❤️🙏🤲😘😘😘😘
💖💖💖💖🤛🤛🤛💊💊💊✊️✊️💪💪💪keep doing your great job .gobez
ተጋሩዋይ ደቂ ሓላል መሬት ኣብ ዘለኹምዎ እግዚአብሔር ኣምላክ ምሳኹም ይኹን🙏🙏🙏👏👏👏🌺🌺🌺💛❤💛❤💛❤
ንበሩልና ደቅታ ሓላል መሬት🥰💛❤️🥰🥰🥰
ውዶቸ😍😍😍😍😍ተጋሩ😍😍😍
😂😂ኣየ ደቂ ሪመይ
ሰላምኩም ይብዛለይ ዳቂ ሪመይ ፃዓዳ ሰለ ገንዘብ ስ ጨኒቅኒ ሊኢካ ከም ዘላአካ ኮይኑ
ተጋሩ 🤍
ኣብ የመን ዝበልኪ ትባረኪ
ትግራይ ትስዕር ከምቲ ኢትዮጵያ ትቕደም፡ ዶ ይከውን? ዋላስ ኣንጻር ተጻረርቲ ቀወምቲ ኣብ ትሕቲ ጽላል ፍቃድ ዘይናቶም ዝደልዩ ሓለምቲ መስፋሕፋሕቲ ዝጭድር ብዶሆ ንመኸተ ዶ የስምዕ ዋላስ ዓወት ንህዝቢ ትግራይ ወይ ዓወት ንሓፋሽ!ሕቶ ህዝቢ ትግራይ ጠለብ ሃገር ንምካን ክከውን እንተኮይኑ ሃጋፍ ሕቶ ፍትሕ ድዩ? ዋላስ ሕቶ ዋኒነት?ህዝቢ ትግራይ ኣብ ዝደለዮ ደንበ ዋንነቱ ርስቱ፡ ደረቱ በቲ ህወሓት ዝሰርሖ ሕጊ ድዩ ክምጉት ዋላስ በቲ ቅድምኡ ዝነበረ እተተቀየረ ብወዲ በሻሻ ግምት ብግባር ሃገር ማለት ናይቲ ኣብቲ ከባቢ ህዝቢ ናትና ዝብልዋ ብጽሕት ብደረት እትፍለጥ ውጽእት ታርኽን ዝከፈልካዮ ምእንትኣ ዝሐለፍካዮ ናይ ዎሎዶታት ድምር ጻዕሪ መስዋእቲ ኣምር እንተኮኑ ትግራይ ትስዕር ንመን ክፍለጥ ኣለዎ ብሽፉኑ እንተኮኑ ኣጀንዳካ ፖሮፖጋንዳ ጥራይ እዩ ዝኮውን
💛ጋ❤️ሩ💛ዋ❤️ኒ💛I❤️L💛o❤️v💛e
ኣንታ ዚኣቶም መን እዮም መንየ
ተጋሩዋኒ ሸዊት ለምለምየ
ኩስሕቁ ኩሉ ዘጥዕመሎም
ብጀግንነቶም ዓለም ትኣምነሎም
ዘቅንእ ሕብረት ዘደንቅ ሓድነት ኩሉ ዘጥዕመሎም።
❤️ተ💛ጋ❤️ሩ💛ዋ❤️ኒ💛I❤️L💛o❤️v💛e
ልዕሊ ኩሉ ፍቅሪ ዝኣመሎም
ተጋሩዋኒ ኩሉ ዝቀንኣሎም
ኣነስ ይሕበን ብምካነይ ናቶም።
❤️ተ💛ጋ❤️ሩ💛ዋ❤️ኒ💛I❤️L💛o❤️v💛e
ሓድነትና ዓለም ዘነቃንቅ
ጉሒላ ከይኣትወና ብደንቢ ንጠንቀቅ
ካብ መከተና ኣይንብልን ፈቀቅ
ስለኪ የለን ፍፁም ዘይዕጠቅ።
❤️ተ💛ጋ❤️ሩ💛ዋ❤️ኒ💛I❤️L💛o❤️v💛e
ኣቱም ዲያስኮራ ኣሕዋትና
ሓበን ኢኩም በቃ ንዓድና
ካባኩም ይመሃሩ ደለልቲ ዓድና
ቅርሺ ኣይዓብን ካብ ውጽዕ ህዝብና
ስርዓት ንክሕዙ ዓገብ ንበሎም ኩልና ሓቢርና።
❤️ተ💛ጋ❤️ሩ💛ዋ❤️ኒ💛I❤️L💛o❤️v💛e
ከምኣ ኢላ ኣይትቅጽልን ዛትግራይ ዓድና
ቀሪቡ እዩ በቃ ብርሃን ክኮነልና
ጠንኪርና ንቃለስ ብሓባር ኩልና
ትግራይ ክትለምዕ እዩ በቃ ቢርና።
❤️ተ 💛ጋ❤️ሩ💛ዋ❤️ኒ💛I❤️L💛o❤️v💛e
ትግራይ ኩርዓተይ ክብረተይ
ደም ከፊሎም ዘፅነሑለይ ክቡራት ወለደይ
ዝኮርዓልኪ ናተይ መንነተይ
ዕብየትኪ ክርኢ እዩ ቲ ናተይ ትምኒተይ።
❤️ተ💛ጋ❤️ሩ💛ዋ❤️ኒ💛I❤️L💛o❤️v💛e
በቢዘለናዮ ንኩልና ሰላም ፍቅሪ
ደስታ ሓጎስ ራህዋ ይሃበና ፈጣሪ
ስለ ዛ ዓድና ንቃለስ ብትሪ።
❤️ተ💛ጋ❤️ሩ💛ዋ❤️ኒ💛I❤️L💛o❤️v💛e
ናይ ዓድና ትንሳኤ የርኢየና
ክንሰምዕ ምእንቲ ድምፂ ወለድና
ኩልና ንጠንክር ሓቦና ሰኒቅና
ኣይንጠራጠርን ተዓወቲ ኢና።
💛ጋ❤️ሩ💛ዋ❤️ኒ💛I❤️L💛o❤️v💛e
ክፉእ ኣርሒቁ ሰላሙንፍቅሪን የውርደልና
🌹🌿🌸🌺🌷💐🌾🌿🌹🌿🌸🌺🌷💐🌾
እዛ ኮመንት ተንብቡ ተጋሩዋኒ
ሳብስክራይብ እባ ሓግዙኒ
❤️ I Love You My Best🌹people🌷💛😘
እሰይይይ ሸዊተይይይይይ ለባመይ ዝፈትወኪ ምቃለይይ ብርዕኺ ይሰስን ክብረተይይይ ኣጆና ሃገር ትግራይ ብእግዚኣብሄር ሓይሊ ብቅልፅም ደቃ ትሊምልም ትዕምብብ ትደመቅ እያ!!
💞💞💞💞😘😘😘😘🌹🌹🌹🌹💋💋💯
@@emnet93 ብሓቂ እምነተይ ናይ💓ህያብ ክብረተይፍትውውው ዘብለኪ😘😘😘
@@የአግዚአብሔርቤተሰበችሰላ ክብረተይ😘😘😘
@@shewitmedia ዓለመይ ምቅርተይ አጆክ በርትዕ💞💞💞👍👍👍🇻🇳💯💋
ካብ ሱዑዲ ዝበለካ እግዚአብሔር ይባርካ ኣብ ሳዉዲ ዘለና ፀገምና ማንም ዝረደአልና ኩሉ ሸግር ተፃዊርና ንኸድ ጀጋኑ ኢና
ayzon marey eagzabahre msen eu
@@webuserwebuser1157 ናይ ብሓቂ ምቅርተይ😘
@@Amiጓልትግራይ makrety da haftey ntey
ብሓቂ መን ከማና 😂ናብ ነፃነት ፀለዎ ዓዲ ደማ የውፁኡናይ ክክክ😂😂😂
ኖ አነ ትግራይና ዓባይ ሃገር ክትከውን እየ ዝደሊ እቲ ትባሃል ሃገር ገፃ ትራሓቀልና ክርስቲያን ኢና እናቦሉ ናይ ክርስቶስ መስቀል ዝፀሩ ንሰብ ምት ዝፎሩዱ ዞሞ ሓሳዳት ትግራይ ሰብ አለዋ ለሚ ትግራይ ፅባሓ ውን ትግራይ ክትከውን ኢያ ህዝቢ ትግራይ ይዕወት
🙏🙏🙏🙏🙏
🌹🌹🌹🌹🙏🙏🙏🙏
ተጋሩ ትግራይ እግዚአብሔር ዘርእና የብዘሐዮ እዞም ኣሕዋትና አጅኩም በርትዑ ሳሚ ሓውና ውን ቀፅለሉ ትግራይ ትስዕር ትግራይ ሃገር እያ
ትግራይ ሃገር እያ ዓወት ንህዝቢ ትግራይ
ክልል እያ ።😂
@@wediakeleguzay4651 ክልል እማ ሃገርካ እያ ወዲ ኤሰያስ ናብ ጎንደር ዝተደመርኩም ወዲ ዘለቀሽ ጎሮቤትና
@@ጓልሃገረትግራይ 😛😛😛 kilile Tigrai found in Ethiopia 🇪🇹 Tehaneku
@@shkorinabowey7958 ንስካ ዘይትሕነቅ ጉኑፍ መግዛእቲ ልማዱ ተረፍ መረፍ ጣልያን
ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ ሳመይ ነሕዋትካ ከምዚ ታይከ እዮም ዝደልይወን ዝበህግዋን ኣብ ህዝብና ተርእዮ ኣብነት ቀፅሎ ዋዛ ምስ ቁምነገር ሰሰናዩ ደቂ ትግራይ ማዓረይ 💗
ኣቱም ሰባት ዘን ኣብ ስዓዲ ዝነብራ ሓራሙ ኩሉ እዩ ዘፍቅረን 👌
ኩሉ ኪኢልና ናፍቆት ስድራ ፀባይ መዳም ተፃዊርና ስለ ንኪይድ ንህዝብና እውን ብዓቅምና ንድሓር ስለ ዘይንብል ይመስለኒ🥺
🤣🤣🤣🤣🤣
ጀጋኑና የቀንየልና ትግራይና ተመስግን ይኮርዕ ይሕበን ብአኩም ትግራዋይነት ክብር መንነት 🙏✊❤️💛❤️ ሃገርን ፈረቃን ንደሊ ጥራሕ አይኮነን ክኮን እዩ
#ሃገረ#ትግራይ
ት_ትግራይ
ግ_ግንባር ቀደም
ራ_ራእ ዘለዋ
ይ_ይመርሕ ንዘልኣለም
ስብ ታርክ ሰብ ቅያ ዓድ ጀጋኑ
ትግራይ ንዘልኣለም ትንብር ካባኩም ብምፍጣረይ ኩሉ ግዜ ይሕበይ ይኮርዕ ብሃይማነተይን ብመንነተይ ብቋንቋይ በቃ ቃላት የብለይን ንትግራየይ 🤘💛❤️።።
ኣሕዋተይን ኣሓተይን።ሳብስክራይብ ግበሩለይ♥️
ድሕሪ ሕጂ ትግራይ ምስ ጦብያ ትቅጽል ዝደሊ ትግራዋይ እንተሎ ናይ ኣእምሮ ጸገም ዘለዎ ጥራይ እዩ።
ብሓቂ
ሳሚየ ወዲ ሓላል መሬት ወዲ ሪመይ ቀፅለሉ ከምኡ ድማ ኩሉ ጊዜ ንቀፃሊ ከምዚ ዝበለ ኣምፅአልና መሃርን መስሓቅን እዩ ሕቶታትካ
ደቂ ሪመይድማ subscribe and like ኣይተዉሕዱሉ ንዝ ጅግና ብትግራዋይነቱ ሕቡን ሓፍት ካብ ስዕዲ።፸
ንቀፃሊ ሕቶታት ክንሓተካ ready ዲካ
ኣብ ዓረብ ዘለና ኣዋልድ ✊🤩
ትግራይ ሃገር ክትከውን ይደሊ ግን ተጋሩ ነበርቲ ጦብያ ድሕነቶም የስገአኒ ዓምፆዓንፆ ከየሳቅይዎም ቅድሚ ሃገር ምኳና ናብ ዓዶም ዝወፅሉ መንገዲ ምተፈጠረ ሰናይ ነይሩ ❤💊❤
ሳሚ❤ bro ብጣዕሚ ጹቡቅ ሕቶታት ኢካ ኩሉ ግዜ
ተቅርብ ኮይኑ ግን እቲ ታዓዛቢ ካብ ናቱ ዝይናቱ ስለ ዝርኢ ኣይካታቶሎን ኢዩ ግን ኣይትሕመቅ ከም ወትሩ ቅጽሎ❤።
ደቂታ ሓላል መሬት እግዚአብሔር ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን ጀጋኑና 💖💐💐
ድሕሪ ገዲም ምስታ ከዳዕን ከሓዳም ኢትጵያ ክቅፅል ዝሓልም ሰብ እንተሃልዩ ኣእምርኡ ፀገም ዘለዎ ጥራሕ እዩ!!!!
ሃገር ትግራይ ንቅድሚት!!!!
ሕክምና የድልዮ እዩ። እምነተይ እምንቲ ዝፈትወኪ ሓላለይ😘😘😘
ፍቅኝኝኝኝኝ 💖💖💖💖
@@shewitmedia ሸዊተይይይይይ ሽዉሃተይ ናተይ❤️😘😘 ብሓቂ ።!!
@@mebrhitgaldestalovetgray5665 ኣብየትዋይ ፍቅኘኝኝኝኝ ናይ ዛ ልበይ ምልኣተይ ❤️😘😘
@@emnet93 መኣዝ.ቀዲምክኒ ኢለ እየ ፍቅኝኝኝ ውህብቶይ 🙄
ፅሩያት ደቂ ትግራይ ሓላል መሬት ቀፅሉሉ አነ ካብ ካሕዳም ኢ/ያ ዓዲ ወፅያ ትግራይና ሃገር ክትከዉን ይመርፅ አጆና ክቡራት አሕዋት ክትከዉን ድማ እያ ።
ኣሕዋተይን ኣሓተይን።ሳብስክራይብ ግበሩለይ♥️
Entay ketebele
ካብ የመን ዶ በለት ማዓረይ ጓል እኮ ሓላይ እያ ብዝኾነ ተጋሩዋኒ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ🙏
እዛ ካብ የመን ዝበለት ሓፍትና ብጣዕሚ እየ ኣድንቀያ ቀፃሊ ካብ ሱዑዲ ዓረብ ዝበለ ልዕሊ ኩሉ ክዓ ጥራሕ ትግራወይቲ ትኩን ምስ በል ኮሪዐሉ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ተጋሩዋይ ትግራይና ሃገር ክትኮን ኢና ንደሊ ምክንያቱ ተመልስካ ምስ ኢትዮጵያ ምንባር ድሕሪ 30 ዓመት ካብ ሕጅ ዝወለድናዮም ደቂና ናብ ችግር ናብ መስዋእቲ ምእታው እዩ ስለዚ ኣባና የብቅዕ ።
ፅሩያት 💊
ዋይ ሳሚ ኣነስ እንታይ ይብል ቻነሉ ይብል ነይረ ❤❤❤❤ብዝኾነ ሰላምኹም ይጥዓም 💊💊💊
ተጋሩ ንቑሕ ኣታሓሳስባን ስልትን ጥራይ ንወንን እምበር ፡ ሓጹር ጌርና ጥራይ ሃገር ስለ ዝፈለና ናጽነትን ሰላምን ከነረጋግጽ ኣይንኽእልን።
Ane ke tigraway kimrio yfkedeni dyu ane kifetwekum matye ❤ Eritrawit /semien tgraweyti eye.
አጀና ብቅልፅምና ሃገረ ትግራይ ናይ ግድን እዩ💛💛❤❤💊💊💊💊💊✊✊
አበይ ነይረ ክሻዕ ኸዚ ዘይረአኹካ ቀፅለሉ ጀግና ወዲ ትግራይ ሓዳሽ እየ ክዓ ናብዚ ገዛ በርትዑ😍❤💛
ኣሕዋተይን ኣሓተይን።ሳብስክራይብ ግበሩለይ♥️
ቀጽለሉ ሰምዬ ብጣዕምይ ደስ ዝብል ፕሮግራም እዩ የቀንየልና ተጋሩዋይ 😘😘💛❤
ሕደጉ ተጋሩ ወይለይ መልክዕ ናይ አምላክ እዩ ብውሕልና ምረፁ ጥራሕ
Ahwety sebscrib gebarey
👌💓💓
ሓዲግናዮ😄😄😄
ናይ ባሓቂ
Yesss❤️🌹
ተጋሩዋኒ ፅሩያት💛❤️
ኣታ ሱዑዲ ዓረብ ዘለናስ ዳርጋ ፀልአምና ኩሎምስ ድባይ ያ😢😞🙏
♥️ኣጆኺ ቀልዲ እዩ😂
ዱባይ ዘለና ንጥቕሙ ዝደሊ ሰብኣይ ኳ ኣውኦ ይጽናሕ ዋ ተጋሩዋይ መጀመርያ ዝድለ ፈሪሓ ንእግዚአብሔር ዘለዎ ሰብ ዩ ዘድልየና ካብኡ ደጋዊ ጽባቐ ተፈጥራኣዊ እዩ ውሉድ ክትወልደ ከለኻ ዕቤተ ኣሎ ብሕማም ... ብ/የ ክቕየር ዝኽእል እዪ
ወሽጣዊ ጸባቐ መልክዕ ዘለዋ /ዎ ሰብ ግም ዘልአለም ዩ!
@@sendayowlegebrial4195 genzeb slezhlwen aybelen kkk
ተጋሩዋይ ብሩካት ዘርኢ❤😍ትግራይ ግድን እያ ሃገር ክትኸውን✝️❤
ደቂ አነስትዮ አሕዋተይ ብደንምቢ ጌርክን ስምዓ አዳምፃ ብዛዕባ ባህልና ሹፎን፣ ጥልፍታት ፣ ተከዲንክን ማዕርጋ ቆራፅ ወዲ ቆራፅ አይትከደና ከብድክን እናተረአየ አይትኪዳ በጃክን ያ ጎበዛት አቱም ጀጋኑ ቀፅልሉ አዋልድ ክዓ ልቢ ግበራ ንግበር ባህልና ነዕቢ ሸናዕ ንበለሉ እቲ ባህልና ወድሓንክን
ናብ ሚድያ ቲክቶክ ጥራሕ ዝባንክን አይትምፃ በጃክን
ብሓቂ ባህልና ናይ አዴታትና ክብር መዓርግን ዘሎዎ አከዳድናና የሖሸና ናብ ምዕራባዉያን አይጠቅመናን በጃኽን አሕዋተይ ፀጉኡ የብዘሐልኪ ለባመይ
የቐንየልና ፡፡
ሃገረ ትግራይ ትስዕር♥!!!
Amlak ybarkumu🙏🙏🙏🙏🙏
ሱዑዲ ዝበልካ ወዲ love you my beb 🤴🙏🏾💛❤
ኣነ ትግራይ ምስዛ ካሕዳም ሃገር ተቀፅላ ብገናይ ምሕናቅ የሐሸኒዋይ
ደቂ ሓላል መሬት ትግራይ ❤❤❤❤
ፁሩያት 💛💛❤️
ብጣዓሚ ንፈትወኩም ጀጋኑ ደቂ ትግራይ❤💛😍
ንበሩለይ ደቂ ሃገረ ትግራይ 🙏🙏🙏 💛❤️💪💪
ተጋሩዋኒ ጅግና አብ ስዑዲ ዓረብ ዘለና ብአኩም ሕጎሳት እና አሕዋተይ ቀፅሉ❤❤❤❤💊💊💊💊💊💋💋💋
ተጋሩዋይ ዓይኒ ሓሳድኩም አምላክ ያሓዘልኩም!አጀና ትግራይ ሃገረ'ያ!!!
Sebscrib gebarelay ahewtey
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ኣሕዋተይን ኣሓተይን።
ሐገርክትከውን እባ. ድህሪህዚስ ይአክል. ትግራይና ክንደይግዘ ክትግፋእ.
ብሓቂ አሕዋተይ ምዓረይ ናይ ቅርሺ ምሕዋል ብጣዕሚ አቸጋሪ ፍርቂ ፀሪና💔😥😥😥😥💊
ትግራዋይ ታኮራላችሁ በርቱ በርቱ እወዳችሃለሁ
ኣሕዋተይን ኣሓተይን።ሳብስክራይብ ግበሩለይ♥️
በትግራይ ዲያሥቦራ በጣም ነው የማዝነው ምድረ ቱልቱላ ናቸዉ እነሡ በዉሥኪ ይጨፍራሉ ዘፈኞች በትግራይ ህዝብ ኮንሠረት አዘጋጂተው ዶላር ይሠበሥባሉ የትግራይ ህዝብ በረሀብ እና በወያኔ ይሠቃያሉ እነዚህን ትግራዋይ ናቸው ብላችሁ የምታሥቡ ከሆነ በጣም ነው የማዝነው በቃለ መጠይቁ እንኳ ሙድ ነው የማይዙቶ ምድረ ህበይ
ደቂ ሓላል መሬት አምላኽ ይሓልይኩም ትግራይ ሃገር 💛❤️
ሳሚ ብጣዕሚ አዩ ደሰ ዝብል ሕቶታትካ ቀፅሉሉሉ ዝሓወይ🥰🥰🥰🥰🥰🥰
ኣሕዋተይን ኣሓተይን።ሳብስክራይብ ግበሩለይ♥️
እሰይ እዛ ዋዕሮ ሓፍተይ ካብ የመን ምባላስ ደስ ይብል❤
ሃገር
ኣሰይ ምቅርተይ እዘን ኣጓላት ተጋሩስ ኩለን ለባማት ዳኣ ኣይኮናን ንጥቅሚ ከይበለት ንኣብ ሽግር ዘሎ ምቃላ ጠሚታ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ተጋሩ ኣሕዋተይ
ጹሩያት ❤️💛🌎🙏
እሞ ስንግል ድዩም ከ ሰሓብና ናብኡ 😅😅
ተጋሩዋኒ❤❤❤❤🥰
ኣብ ስዑዲ ዓረብን የመንን ዝበልኩም ብጣዕሚ ነምስግን ጸገም ሰብ ትርድኡ 💘💘💘
ተጋሩዋይይይ😘😘😘😘😘
ተጋሩዋኒ ማዓረይ ንበሩለይ ፅሩያት ዓለም🌍😍💚💚
ተጋሩወይ💛❤💛❤
Selam selam wudddddd ❤❤❤❤💘💘💘💘🌷🌷🌷🌷🌷💞💞💞💞💕💕💕💕💖💖💖💖💓💓💓💓❣❣❣❣💝💝💝💝💝💝💝💝🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷
ኣጆና ሃገረ ትግራይ ብቅልፅምና ክንሃንፃ ኢና🥰🥰💛❤💊💊💊
ሙቁራት ጀጋኑ አሕዋተይ ፁቡቃተይ ናይኩላትኩም ፅቡቅ እዩ ግን የመን ዝበለት ሐፍትና ብጣዕሚ ሕልየት ዘለዋ ሐደ ሐወይ እውን ትግራዊት ጥራይ ሙካና ይአክለኒ ዝበለ ብጣዕሚ የሕጉሰኒ ትግራይ ትስዕር ።
ኣሰይ ፅሩያት ተጋሩዋኒ ፀላኢ ዓይንኩም ይደፈን ዋዛ ምስቁምነገር ተጋሩየ ላይክ ሸር ሳብስክራይብ ናበልና ንሓግዞም💛❤💛❤💋💋💋💋👏👏👏👏
ጎቦዛት ፅብቅ ሓሳብ
ንፉዕ ሳምየ ቂፀለሉ ትግራይ ትሰዕሪ አጀክም ደቅ ሓላሊ መሪየት ደቅ ሓየሎም አረአያ ደቅ መለሰ ዘናው ወዘተ.....
ደቂ ትግራይ ጅጋኑ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንትግራይ ዓድና ሰላም የውርደልና እግዚአብሔር ኣምላክ ኣኣብ ዘለክምዎ ተጋሩዋኒ ሰላም ኩም ይብዝሐለይ ሃገር ክትከውን እዩ ትምኒተይ ኣነስ ሳሚ ጅግና ቀፅለሉ ወዲ ዓደይ 💖
ደቂ መዳም ሃየ እስቲ ሰናግል ኣለክን ድክን እሞ 🙄🤣🤣
ብጣዕሚ ቅርሺ ምስትክካል አለወም ዓረብ ሃገር ሰሪሕና ልቤየትሰብና ዘይአከለና ናዓአተም እውን ክንሰርሕ ትፋስና ሓሊፉ ዓገብ ዓገብ በሉለይ 🇻🇳❤💛🇻🇳❤💛🇻🇳🔑🇻🇳❤💛🔑🇻🇳❤💛
ሃገረ ትግራይ
ተጋሩዋይ ❤️❣️
ኣሕዋተይን ኣሓተይን።ሳብስክራይብ ግበሩለይ♥️
ተጋሩዋኒ🙌💛❤
ደቂ ዞም ተኪሶም ዘይ ስሕቱ❤❤❤ ሳሚ ሓወይ ለ ኣድናቅትካ እየ ቀፅለሎ❤❤❤
ኣሕዋተይን ኣሓተይን።ሳብስክራይብ ግበሩለይ♥️
ትግራይ ሃግር ክትከወን ኢና ንደሊ ህዝቢ እዮ ዝውስ እሙ ትግራይ ንዘልአለም ትንበር ብውሕድና ሱሙራት ኢና
waw hagere tigray ina ndeli
የሰ ተጋሩዋይ ትግራይ አባይ ሀገር ክትከውን እያ ንደልይ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰ሀገረ ትግራይ💛❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏💛❤
Well ሳሚዋይ አለና አብ ጎንካ ወድ ሪመይ በርትዕ
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
😂ቀፅለሉ💛❤️💛
ኣሕዋተይን ኣሓተይን።ሳብስክራይብ ግበሩለይ♥️
@@MYLove-m5c እምቢ መሕረረይ ክክክክ
ተጋሩዋይ ስላምኩም የብዝሐለይ ዓምብቡለይ ልዕል ልዕል በሉለይ ሶ ትግራይ ሃገር እያ
ቤሩት/ልብኒንኣለናኣለና✌💓💓💓💓💓💛💛💛ኣታቅምነገርግዲክትገብሩእኩምክትገላግሉና😁😁🇱🇧😍
ተጋሩ love you🥺❤❤❤🙏
ኣሰይይይ ደቂ ሃገረ ትግራይ ማዓረይ🌹🌷🌷🌷🌷🌹🌷🌷🌷🌷🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ሙቁራት ተጋሩዋይ ደሰ ትብሉ ፈጣሪ ምሳኩም ይኩን❤💞🌹❤
ኣሰይይይይ ብዛዕባ ክዲን ተብል ብጣዕም እዩ ተገልፁ😘😘😘
እሰይ ዞም ደቂ ዓደይ❤❤❤❤❤❤
በርትእ ዝወደይ አዮና
ኣት ጓል እንሰት ብጣዓሚ እየ ኣደንቅየ መከንይተ ኣብ ፅግም ሰሉ ዘሉ መበሉ በጣዓሚ ኣየ እደንቅየ ♥️❤
በርትእ አዮና
What a crazy question.....politics and women
ትግራይና ሀገር እያ ምስዛ ካዳዕ ኢትዮጵያ ክነብር ኢሉ ልሓስብ ተልዩ ናይ አትሓሳስባ ፀገመ ለለዎ እዩ አንሕና 💊💊ሀገር ኢና ንደሉ💊💊
ሳሚ ሓወይ በጃኻባ ኣሕመድ ተረኺብካዮ ኣድራሽኡ ተሓባበረኒ 🙏🙏🙏
ንኮረዓልኹም ኣሕዋትና ኩርዓት ዓይኒ ትግራይና ኢኹም ቀስንኹም ንበሩልና ኣጀና ደቂ ሓላለ መሬት ♥️💐
ደቂ ሓላል መሬት 💊💊💊💊💊💊💊
ትግራይ ትስዓር
ሳሚተይይይይ ሽኮርርር ኣነስ ክፈትወካ miss you 🤨🤨🤨
ነፃ ሃገረ ትግራይ
ሀገረ ትግራይ💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪🤜TDF🤛💪
ሳሚ ንፉዕ ቀፅለሉ
ጀግኑና ደቂ ሓላል መሬት 💪💪💪💪💪💪💛❤️💛❤️🙏🤲😘😘😘😘
💖💖💖💖🤛🤛🤛💊💊💊✊️✊️💪💪💪keep doing your great job .gobez
ተጋሩዋይ ደቂ ሓላል መሬት ኣብ ዘለኹምዎ እግዚአብሔር ኣምላክ ምሳኹም ይኹን🙏🙏🙏👏👏👏🌺🌺🌺💛❤💛❤💛❤
ኣሕዋተይን ኣሓተይን።ሳብስክራይብ ግበሩለይ♥️
ንበሩልና ደቅታ ሓላል መሬት🥰💛❤️🥰🥰🥰
ውዶቸ😍😍😍😍😍ተጋሩ😍😍😍
😂😂ኣየ ደቂ ሪመይ
ሰላምኩም ይብዛለይ ዳቂ ሪመይ ፃዓዳ ሰለ ገንዘብ ስ ጨኒቅኒ ሊኢካ ከም ዘላአካ ኮይኑ
ተጋሩ 🤍
ኣብ የመን ዝበልኪ ትባረኪ
ትግራይ ትስዕር ከምቲ ኢትዮጵያ ትቕደም፡ ዶ ይከውን? ዋላስ ኣንጻር ተጻረርቲ ቀወምቲ ኣብ ትሕቲ ጽላል ፍቃድ ዘይናቶም ዝደልዩ ሓለምቲ መስፋሕፋሕቲ ዝጭድር ብዶሆ ንመኸተ ዶ የስምዕ ዋላስ ዓወት ንህዝቢ ትግራይ ወይ ዓወት ንሓፋሽ!
ሕቶ ህዝቢ ትግራይ ጠለብ ሃገር ንምካን ክከውን እንተኮይኑ ሃጋፍ ሕቶ ፍትሕ ድዩ? ዋላስ ሕቶ ዋኒነት?
ህዝቢ ትግራይ ኣብ ዝደለዮ ደንበ ዋንነቱ ርስቱ፡ ደረቱ በቲ ህወሓት ዝሰርሖ ሕጊ ድዩ ክምጉት ዋላስ በቲ ቅድምኡ ዝነበረ እተተቀየረ ብወዲ በሻሻ ግምት ብግባር
ሃገር ማለት ናይቲ ኣብቲ ከባቢ ህዝቢ ናትና ዝብልዋ ብጽሕት ብደረት እትፍለጥ ውጽእት ታርኽን ዝከፈልካዮ ምእንትኣ ዝሐለፍካዮ ናይ ዎሎዶታት ድምር ጻዕሪ መስዋእቲ ኣምር እንተኮኑ
ትግራይ ትስዕር ንመን ክፍለጥ ኣለዎ ብሽፉኑ እንተኮኑ ኣጀንዳካ ፖሮፖጋንዳ ጥራይ እዩ ዝኮውን