To be virgin it’s a big gift but unfortunately no one could do it , it’s a blessing, sister work hard make money, to like like your queen u don’t need men you don’t need children 35 too old to give birth , so relaxe enjoy ur life have friends go out have fun
ዋይ ሓፍተይ 😢😢 ጓል ትረክቦ 😢ኣጆኪ ማጨሎት ትሓፀቢ ፀሎት ገበር ፈጣሪ ዝስኣኖ የብሉን❤🙏
ተስፋ ከይቆረፅኪ ማይ ፆሎት ታሓፀቢ ዝሓፍተይ♥️. እቶም ሓኻይም ግን ታይ ዓይነት ስድታት እዮም ንሓሳቦም ከይትቀበልዮ ሓደራኺ ናብ ዘይ ሓጥያት ከይትኣቲይ👏
❤ኣጆኪ ድሌትኹም ዘበለሰ ብጸሎትን ልመናነን ምሰናይ ምሰጋናን ኣብ ኣምላኽ ይፈልጥ እምበር ፡ብገለ እኳ ኣይትጨነቅ ።ፈሊጽ 4፥6
እዚ ናይ መንፈስ ሕማም እዩ ደጋጊምኪ ማይ ጨሎት ተሓጸቢ
ክብርቲ ሓፍተይ ፍርሒ ኣብ ኩልና ደቂ ኣንስትዮ ኢዩ ዘሎ መጠኑ ዳኣ ይፈላለ እንበር።
ኣምላኽ ክብርኺ ይዕቅበልኪ ከይህሉ። ካብዚ ፈቴኪ ፈትየካ ዘሎ ግዜ ከውጽኣኪ ደልዩ ክኸውን ዝክእል። ምክንያቱ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ፡ ድንግልና ማንም ዘይረኽቦ ጸጋ ኢዩ። ወይ ከም ሃዋርያ ቅዱስ ጳውሎስ ምምሳል፡ ወይ ከም ነብይ ሙሴ ብቃልኪዳን ምንባር። ስለዚ ኣባት ነብሲ ሕዚ፡ ተነስሒ፡ ተኽኢልኪ ውን ቅዱስ ቁርባን ቁረቢ። በቲ ኣምላኽ ዝደልዮ መንገዲ ክብርኺ ዓቂብኪ ብቃልኪዳን ኣብ ትኣስርሉ ጸገምክን ሻቅሎትኪ ኮነ ፍርሕኺ ክቅንጠጥ ኢዩ። ምክንያቱ ኣብዚ ስደት ዘለና ደቂ ኣንስትዮ መብዛሕትና 90% ፍርሕና ክብርና ከነረክቦም ከለና ዘፍርሓና ነገር እንተልዩ ቀጻልነት ምስቲ ንቀርቦ ሰብ ኢዩ። ምክንያቱ ውሕስነት ስለዘይብሉ። ግን ሰባት ይፈልጥ ኢየ ብከምዚ ዝሓለፉ ብኣባት ነብሶም ተመኺሮም ኣብ ምዉቅ ሓዳር ዝርከቡ ስለዚ ሓፍተይ ኣጆኺ ኣምላኽ ምሳኺ ይኹን። ስገዲ ጸልዪ ነቲ ፍርሕኺ ክቅንጥጠልኪ ኢዩ። ኣነ ግን ዝብል መብዛሕትኡ ኣብ መንፈሳውያ ሰባት ኢዩ ዝርአ፡ ፎብያ ዘይኮነ ካኣ ጸጋኻ ንምሕላውን ፍርሓት ኣምላኽን ዘስዓቦ ኮይኑ ይስምዓኒ። ኣብ ገለ ካኣ ናይ ርኹሳን መናፍስቲ ስራሕ ውን ኣይሰኣኖን ዕድሜካ ብከንቱ ክሓልፍ ዝገብሩ ውን ኣለዉ። ነዚ ካኣ ኣብ ገዛኻ ቤትጸሎት ብምግባር ጾም፡ ጸሎትን ስግዳንን ምዝውታር ኢዩ ፈውሱ። ሰማዕ ኣምላኽ ኢዩ ዘለና ኣጆኺ ዝሓፍተይ በርትዒ። ኣብዛ ኣጉል ዝኾነት ስደት ክሳብ ሕጂ ብኣጉል ክብርኺ ብዘይክብሪ ዘይምሃብኪ ግን ጸጋኺ ምሉእ ኢዩ ዘሎ ናብ ኣምላኽ ቀረባ ኢኺ ለምንዮ ብክብርን ተኽሊልን ክትምርዓዊ ኢኺ❤❤❤⛪️💒😇🙏 ብዙሕ ኢዩ ዓስብኺ። ለዋህ ቅዱስ ሚካኤል ብሰይፉ ካብ ሕማቅ ይከልልኪ። ቅዱስ ሩፋኤል ዓርኪ መንእሰያት ከምቲ ንጦብያን ሳራን ኪዳን ዘእሰረ ንዓኺ ውን ይብጻሕኪ። ብዓቢኡ መጽሓፍ ጦቢት ኣለኪ ኣንብብዮ ወይ ኣብ UA-cam ስምዕዮ ናይ ሳራ ታሪኽ።
Behaqi des zbeletni xhfti qal hiwet yesmealna tnks kea mkrki sle zeybeqeqkla
Ajoke eza haftey amlke alo xolte gibre degagmke Tesfa keykorxke ❤️❤️🙏🏽🙏🏽
ኣጀኪ ክብርቲ ሓፍተይ ናብ ኣምላክ ፀሎት ኣፅዕቂ ኣምላክ ኩሉ ይከኣሎ እዩ ❤
ኣጀኪ ዛሓፍተይ ካልእ መፍትሒ የብሉን ጸሎትን ጸበልን እዩ መፍቲሒኡ🙏
ኣይፈተንኩን እንበር ዋላ አነለ እየ ከማኪ
ስለ ጸታዊርክብ ታሓሲበ ወዲ ገና ብርሕቁ ናሃለይ እየ ጽልእ ዘብሎ
ግን ኣነ ስለ ውላድ ኣይጭነቅን ውላድ ህያብ ናይ ፈጣሪ እንበር ትርጉም ናይ ምንባር ኮይኑ ኣይፈልጥን እዩ ኢለ እየ ዘጻናናዓ ንነብስይ😊
ማሓዙተይ ግን ኩለን ወሊደን
ታይ ኮይንኪ ጥዑይ ወዲ ተላሊኪ
ዘይትወልዲ ኢለን ናጨቅጨቃኒሲ ኩለን ሪሒቀየን😢 ግን ችግረይ ተዛሪበየን ኣይፈልጥን😰
ኣጃኪ ምቅርተይ ኣምላክ ምሕረት ይልኣከልኪ ወለላይ❤
እቲ ማየ ጸሎት ዉን ከሕውየኪ ንጽህናን እምነትን ስለ ዝደሊ ተነስሒ ሰነ ጎልጎታ ሰይፈ ስላሴ ኣርጋኖን ዳዊት መጽሓፍቲ ጸልዪ ቀንዲ ስግደት
መክንያቱ ናይ መናፍስቲ ክፍኣት ኢዩ ክከደልኪ ብርግጽ ናብ ሕክምና ኣይትኪዲ ኣይክእልዎን ኢዬም ብኣንጻሩ ከምቲ ዝሃቡኪ ነዉሪ ኢዬም ክህቡኪ ዓቅሞሞም ከኣ ኣይኮነን . ግን ተስፋ ኣይትቁረጺ ብሓደ ግዜ ዘይተፈዎስኩ ኣይትበሊ ቀስ ብቀስ ክከይድ ኢዩ ኣብ ናይ መምህር ግርማ ጉባኤ ዉን ተሳተፊ ቀንዲ ግን ጾምን ስግደት ተለማመዲ ምጽዋት ዉን ምስኡ ሽዑ ሕማምኪ እንታይ ምካኑ ክትፈልጢ ኢኪ ክከይድ ኢዩ ከኣ ቅዳሴ ሰንበት ኣይተብኩሪ ተኪእልኪ ዉን ቁዱስ ቁርባን ተቀበሊ . ኣምክ ቅዱሳን ይምሓርኪ
ኣምላኽ ፍዉሱ ይላኣክልኪ ማዓርይ
ስለ ዘይፍቅሪ ዝንበረ እዩ ገዲፍኪ ንምንታይ ኣብቲ ኣብ ግዚ ጸገምኪ ኣብ ጎንኪ ዘይከዉን
Ajoki zhaftey tesfa key qorexki xolotn may xolotn ka tahaxebi amlak zeyfwso hmam yelen ente naytom docatr gn keytgebryo pls
ኣጆኪ ዛሓፍተይ ኣምላኽ ምሰኪ ይከነ
ንስኪ ከ ኣረኪስክያ ዲኪ😅
@@Natan0755😂😂😂😂😂😅😅😅
ሓፍተይ ናተይ ኣነ ወዲ የ ተመሳሳሊ ጽገም ከምዚ ናትኪ ኣሎኒ ፡ደጋጊመ ምስ ብዙሓት ፈቲነ ኣይኮነለይን ግን ኣጆኪ ውሽጣዊ ናይ ስነኣእምራዊ ጸቅጢ ዩ ሞ ምስ ግዜ ናይ ምፍዋስ ዕድል ኣለዎ ።😊
መጀመሪያ እግዚአብሔር ይሓግዝኪ ፍትዉቲ ሓፍትና: ብምቅጻል ን'ጾታዊ ርክብ ብግልጺ ዘንጸባርቁ. መጻሕፍትን ፊልምታትን ምዓልታዊ እንተ ተዘዉትሪ ጽቡቅ ምነበረ... ይብል ብወገነይ ብዓቢኡ ክኣ ኣቀዲምኪ ዘይምጭናቅ።
Egzabher mhert yewerdelk haftey 😢😢😢
እዚ ናይ መንፈስ ፀገም'ዩ ብሕክምና ዝውገድ ኣይኮነን መፍትሒ ትረክብሉ ክጥቁመኪ ሸለል ከይበልኪ ኣብ ተግባር ኣውዕልዬ ኢኪ መፍትሒ ከምትረክብሉ 100 % ርግፀኛ'የ መምህር ተስፋይ አበራ ገጠመኝ ዝብል ብዩትዩብ ኣቲኪ ኣዳምፂ ኣብኡ ብሰፊሑ መፍተሒ ክትረክቢ ኢኪ ኣምላክ ይሓግዝኪ
Selam zahabtey,ajoki tesfa ay tqrezi amlak entay ysano so xelot tray azewtri🙏
ኣባት ነፍስኪ ኣዘራርብዮ ኩሉ ጸገምኪ ንዕዖም ንገርዮም ውላድኪ የርእየና❤
ትንሲሒ እሞ ጾም ጹሚ ክሳብ ስጋኪ ዝድክም ናይ መናፍስቲ ስራሕ እዩ
Bahaki sgaki ketsieki btsom btselot bsgdan tsegemki kftah U dingl mariyam msaki tkun
ሰላም ዝሓፍተይ ምናልባት ናይ ዘይምትምማን ከይከዉን
ስለዚ መርዓ ቅድም ምምርዓው ምሓሸ ይብል ♥️ ሰፍርክሉ ዘለኺ ቦታ ሃገር ወሳኒ ዩ ክንረክበኪ
ብሓቂ መፍትሕ ነዚ ነገር ይርከበሉዩ I want to meet her
ምሳኻ/ምሳኺ ኣለኹ ንሱዩ እቲፍታሕ።
እግዚኣብሔር ይምሓርኺ😢
እግዚኣቢሄር ይምሓርኪ እዚ ናይ መናፍስቲ ስራሕ እዩ። ተናሲሕኪ ማይ ጮሎት ድገሚ ሰይፈ ስላሴ መጽሓፍ ከኣ ኣንብቢ ኣብ ነፍስወከፍ ትገብርዮ ጾሎት
ጽበል ጸሎት ጥራሕ እዩ መፍቲሒኡ ኣፀቢቃ ናብ እግዚአብሔር ትቅረብ ክርስቲያን እንተኮይና ንኣባት ነብሳ ከተማክሮም ኣለዋ
ኣጆኪ ቀሊል እዩ ብጅዋ ርከብኒ😊
Ajokhi haftey ab Rebi dua or tselot abzikh
ብከመይ ኢባ ክረክበካ ይክእል ኣነ
እንታይ ዓይነት ስድታት እዮም ኣርቲፍሽያል ተጠቐሚ ዝብለኪ
ኣብይ ሃገር ኢኪ ዘለኪ አባ በዚ ሎም ድንግል ደኣ
Nay xelai senayat eyu mayxelot tehaxebi
Ajoke zahfetiy amlak msak yekon
Ata nabzi endo ablwa
ከምዚ ዓይነት ምስ ተፈወሳ ኣፋዋውሰአን ዝነበሮ ኣብዚ ኣቅርበልና ኢኻ
selam haftey xelot nghon mshetn gberi sgdan sefe slasie mequxera teteqemi haftey ❤❤❤
✴ፎብያ ናይ ጸታዊ ርክብ ኣለኒ፣ ጓል 35 ዓመት እየ፣ ክሳብ ሕጂ ብጓለይ ኣለኹ #እንታይ_ትመኽሩኒ
ብወሳብ ክንረክባ ንክእል ዶ ብሮ
ፎብያ ታይ ማለት እዩ ሓወይ@@DawitEyab
@gsgs2241
ጸልኣተ ሰናይ እዩ ፎብያ ማለት
ቴሌፎናባ ስደደለይ ክታሓባበራ እየ ብሉጹ ተመክሮ እዩ ዘለን ብዛዓባ ፎብያ
ወላ ኣነ ኣይፈጦን ትርጉሙ ንጎርና
Frhi malet eu wey mfrah
ሰላም ዝሓብተይ ኣጆኺ ብምቕጻል እቲብሊዮ ዘለኺ እደሰብ ኢዩ ይመስለኒ ሰባት ሰሪየሙኺ ከይኮኑ ናብ ኣፍርቃ ከድኪ ተፋወሲ እቲ ዝገረልኪ ሰብ እንተዝፍለጥ ጽቡቕ ነይሩ ትጥርጥርዮ ሰብ እንተሎ ከኣ ተማራመሪ
Ewe hakki aleki ede seb eyu
Ewe hakki aleki ede seb eyu
ኢደ ሰብ እዩ እዚ ደኣ
ንዒ ናባይ
Nay rikus menfes eyu haftey natey sebeytey eya zibl menfes, zar wey buda aynetila aleki
Nay qesis henok weldemaryam, wey nay memhir girma wendimu video teketateli kiberhalki tsbuk gieru.
Tsbel medhanitu shytaneyu weykaametet weyka nayzerimenfesykewu
ናይ ሸይጣንስራሕ ዩ ጸልይ😢
Kem Hawuki koyne bzaeba CBT cognitive behavioral therapy zbeyal nay Psychology Mikri khbeki entedelki Rkebni. Good luck.
ቑጽረይ ሃቦ ትብል ኣላ፣ ብውሽጢ ርኸበኒ፣ ከለልየካ መእታን username ናትካ ስደደለይ
Agoki kftah ekelyu zhaftey som solot gberi nay menafsti wge eyu nay memehr tesfaye yutube ayne tla zbl rayo khgzeki ykrley contact gberni I know your problem egziabher yhagzki
ajoki zhaftey tesfa key tqortsi ab eid fetariki tray emeni enber kulu kfalf eiyu adelewuti ezu medeb kea fqadenatat ente konkum adresa leakuley baqmey khgza eiye ❤❤❤❤
It will be easy to solve this problem if it is approached carefully with slow and fraternal communication, I thought.
Ajoki zhaftey methaf kidus eko elwo eu “zekemz zemed eywetsie enbele tsom wetselot” ezi kfue menfes nab egziabher bmkrab eu zrhek kabaki emo abzihki bmutsamn betselotn tegadeli kabeu ezi kebid zmesleki shiger bekililu kftah ktrei eki
Nqe🎉dm qalkidan asirki temerawi sheu hangolki kqbelo u
Kbrti haftey ezi nay settan menfes eyu . Tsotawi rikb ktgebri zeideli. Kem nay menfes sebayka koynu bihlmi ewuni yrayeka eyu. Ane zmekreki nay Memhr tesfaye abera program teketateli bezi youtube. Memhr Girma wondmu ewuni bzuh kemzi menfesat yebarirulka eyom. Bezi youtube tekatateli. Hamna mnm aymlsekn nezi. Egziabher ykilel eyu. Tesfa keytkortsi. Nay Abraham Sara tarik zekri.nski trah btselot berti. Egziabher msaki yikun
amlakki aminki tesfa keyqorexki xelot gerki machelot tehaxebi gn bkufut lbikin bzaibiu keyhasebkn tehaxebi ajoki aqli khateki yu imber ktiweti eki
Yhsheki keythbyo meniny debri kidy
🙏🙏🙏🙏
Our world gone mad no peace inside out, school teach about LGBT, politics war over over 😢
🎄
Xebel thaxbi degagimki
To be virgin it’s a big gift but unfortunately no one could do it , it’s a blessing, sister work hard make money, to like like your queen u don’t need men you don’t need children 35 too old to give birth , so relaxe enjoy ur life have friends go out have fun
Ezi tbliyo zeleki ebdan u slemntay arigki elkiya terkibelu endiya wela 2 wulad entewelida yakla u ktftin alewa wilad xega endiu