Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ውዕል ፕሮተሪያ ንመንግስቲ ኤርትራ ኣይምልከትን። ሓቂ ምዝራብካን ዘይምዝራብካን ንዓኻ ይምልከት ናብ ኣምላኽካ ቕረብ። ናይ ኤርትራ ን ኤርትራውያን ሕደጉሎም ካብ ጥፋኣት ደሓኑ ኣብ መሬቱ ኢዩ ዘሎ ብዉዕል ኣልጀርስ።
እዋይ ተጋሩስ መቸም ጸርዮም ኣይጸርዩን ኢዮም ከም ተጎሮ ሕጅስ እዚ ከንቲባ ዛላምበሳ ኢየ ዝብል ዘሎ , መዓንጣ ገይሩስ ኣብ ትሕቲ ሻዕብያ እንከሎ ከምዚኣ ኢሉ ክዛረብ ኢልኩም ትሓስቡ , ደሓር ከኣ ብ ማሕበራዊ ሜድያ ንከታተሎ ኣለና ዝብልስ , ማሕበራዊ ሜድያ ዘፍቅድ እንተኾይኑ ሻዕብያ , ፍትሓዊ ኢዩ እሞ,
ኣብ ዛላምበሳ ዘይኮነስ ዐዲ ግራት እዩ ሃዲሙ ዘሎ።
ኣበይ ሪኢኻዬ ደንቆሮ@@redaemengistu3435
😂😂😂😂😂@@redaemengistu3435
❤😂@@redaemengistu3435
Deki. Erey. Hasot. Bahlom. Eyu. Selam. Keliomuna. 🙏🇪🇷🤝💒💚🕌🤝🇪🇷🙏
ብርቶሪያ ደይኮነስ ኣልጀርስ ኢዩ ክትግበር ደለዎ ሰላም ክከውን
Zalanbesa is Eritrean territoire by algers agreement
By algers agreement, zalambesa is Ethiopian territory.
@@SolomonGebremedhin-wp6lgno
@@SolomonGebremedhin-wp6lg not really Zalambesa is divided into two according the Algeria’s agreement
ትግራይ ሽንፍላ ኣይ ሐያላት ኮይኖም ክሕይሉ ኣይ ድክማት ኮይኖም ኣፎም ክሕዙ ኣትማን ክልል
ናይ ሚዛናዊ ሚድያ ክትከውን ካብ ወገን ኤርትራ ሰብ ከተቅርብ ኔሩካ ውዔል ኣልጂርስ ዬተግበር ናይ ብሓቂ ሰላም እንተደሊኹም ተጋሩ
።።💯
Ezi. Goni. Tegaru. Eyu. Nay. Hasot. Tegaru. 🙏🇪🇷🤝💒💚🕌🤝🇪🇷🙏
ኣብ ቲህቲ shaebiyi አኒተ ኣሎ ደኣ ነየናይ ሰለ ዘማህዲር አዩ ከንቲባ ተባሂሉ
Tukur eka
😂😂😂😂😂😂ይገርመናሎ
😂 ዝገርም'ዩ።
እንታይ እዩ ናይዚኦም ነገር ዘይርደኣካ በቲ ሰላም ደሊና ይብሉ በቲ ከኣ ነገር ይቅስቅሱ
ውዕል አልጀርስ
Humra ke nab omnhajer ateya yebhal alo eriterin Algeries
B hgi enteteferidu wala nay tigray ykun eti hgi gn ktgber alewo kabeu ms tegaru yehwatna kesina n nebr
ክልተ መልሓስ ይዛረባ ኣብ ሓንቲ ግዜ ኣማሕዳሪ ዛላበሳ ኢየ ይብል ኣሎ ዛላንበሳ ብሻዕብያ ኢያ ተተሒዛ ዘላ ይብል፡ ከመይ ኢዩ ነገሩ ። እንታይ ደኣ የማሓድር ኣሎ።
😂😂😂😂😂😂😂ስንቃጣ የመሐድር😂😂😂😂😂
ዝገርም እዩ።
ዛሐምበሳ ግዝኣት ኤረትራ ,ያ።
Zalanbesa is in Eritrea 🇪🇷 because agreement of Algiers kkkkkk
Humra ke nab omnhajer ateya yebhal alo eriterin Algiers
Really? Then why all this ኮርማሕማሕ
ሽሕ እንተኮነ ሕያዋይ ኣይትእመን ትግራዋይ ተባሂሉ እኮ ንፋሒቶ መስል እዮም ፍጥረቶም
ዛላምበሳ መሬት ኤርትራ እዩ ብናይ ዉዕል አልጀርስ ::
ውዕል ኣልጀስ ዘፍቀዶ ድዩ ዋላ ካልእ ግልጺ ንገርዎ ንህዝቢ ትግራይ ዘይመሬትካ ምምናይ ገዲፍኩም ብዓለም ሕጊ መጉቱ እምበር ውዕል ኣልጀር ረጊጽካ ሰላም ኣየምጽእን እዩ።
ኤርትራ ሓኣዳት ጎሮቤት ተጋሩ ምዕዳላ ዕድለኛታት ኣይኮናን ።
Nay. Behaki. 🙏🇪🇷🤝🇪🇷🙏
Respect Aljeris agreement if you want peace
The border between Eritrea and Ethiopia is demarcated by the international border commission once and for all. No more talk and no more discussion.Period
ኣበይ ኮይኑ ዳኣ ንዛላንበሳ የማሓድራ ኣሎ?
😂😂😂😂😂😂 አብ ሕዋ 😂😂😂😂😂😂😂😂
He s telling the truth! Refer the Algers agreement
ንሰራዊ ኤርትራ ዘይገበሮ ብሓሶት እንዳኸሰስካዮስ ብሰላም ምስ ኤርትራ ክውዳእ ኣለዎ ክትብልሲ ቁሩብ ኣይትሓፍርን ዲኻ። ቀዳማይ ነገር ጆንሳይድ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኢትዮጵያ ዝፈጸምኩም ንስኹም ተጋሩ ኢኹም።እቲ መራሒኹም ደብረጽዮን ከማን ባዕሉ ጆኖሳይድ ኣይተፈጸመን ኢሉ ኢዩ።
ካድረታት ህውሓት ረሳሓት ብዘይ ጥቅም መሬት ባድመ ትብሃል 10 ኪሎ ዘይ ተዝርእ ኣሳቢቦም ም'ዚ ረሳሕ ሰርዓት ኮይኖም ካብ ዓድና ከም ንጸንት ዓብዩ እጃም ኣበርኪቶምሉ እዮም። ሕጂ ምስ ጨፍጨፈኩም ተረዲእኩም።
Grim gebru wela mekele nay 🇪🇷 eya ::
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እዚ ምምሕዳር ዛለንበሳ ዘይኮነስ ንህዝቢ ዛለንበሳ ጸላኢኡ ኢዩ ዝመስል፡ ምኽንያቱ ኣዘራርብኡ ካብ ጽልኢ ዝተበገሰ ኢዩ
ዉዕል ኣልጀርስ ከይተተግበረ ዉዕል ቢሪቶርያ ክትግበር ኣይክእልንዮ ሰላም ንኩሉ ህዝብታት
ካድረታት ብጽጥዕሞም ኣጀንዳ ክገብርዎ ዝዘርግሕዎ ኢዩ
ተጋሩ ጽቡቕ ድራማ ኢዩ ከንቲባ ኢዩ ተባሂሉ ሻዕብያ ኣሎ ይብል ኣሎ
ዛላምበሳ ናይ ኤርትራ ኢያ እታም ህዝቢ ግን ኤርትራውያን ኣይኮናን እንተ ኢልኩም ኪዱ ውጹ ናብ ትግራይኩም
I am Eritrean bravo amhadare zalambessa haqe mizirabika selam eyu zedile . Bela belo gidifina nabe selam ❤
የቀንይልና እቲ ሑቅኛ ዜና ዘቅረብካልና
ሕጂ ከኣ ሻዕቢያ ዛላንበሳ መንጢልና ኢሎም ኣብ ውግእ ክእትውኩም ኢዮም መራሕቲ ትግራይ ነዚኣ ሰሚዑ ናብ ውግእ ዝኣቱ ትግራዋይ እንተሎ ኽስሕቆ ጥራይ እየ ዝደሊሻዕቢያ እንታይ ይብል መስለኩም !! ናትና ኣይንህብን ዘይናትና ኣይንደልን !!ካብ ጥንቲ ዛላንበሳ ናይ ኤርትራ🇪🇷 እዩ ።ንሓለፍትኩም ክሰሱ ኣቱም ሰባት ሕጂ ከኣ ሞት ይመጻኩም ኣሎ ። እወ ናይ ኤርትራ እዩ ኢልኩም ንመሰል ምንባርኩም ተቃለሱ ብሕጂ ዝመጽእ ሰላምኩም ግበሩ ።
Eritrea is on her land because wuel aligers:; so stop resahat komalat
Zalanbwasa nay Eritrea do iykonen?
🎉🎉🎉🎉
እዞም ተጋሩ ክዛረብዋ ዘይደልዩ ውዑል አልጀርስ ኢያ ናይ ፕሪቶሪያ ምስ ናይ ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዘተሓሕዝ የብሉን ሃለውለው ገዲፍኩም ክትብልዎ ዝግባአኩም ንቲ ፈደራል መንግስትኹም ውዑል አልጀርስ አባይታ ክሕነጸጽ አለዎ እንተትብሉ ተሰማዕነት ምሃለዎ ነዚአ ቃል ዘውጸኤ ብጃንዳ ወያነ ይቅንጸል ሽዑ ሻዕቢያ ቀቲሎሞ ይባሃል
Tebuki gebaro
ንዞባና ክሳብ ሕጅ ናብ ኩናት ዕንወት ዝጎታ ዘሎ፡ ብሕጊ ዘይምኻድ ዩ። ናይ ኣልጅሪስ እንታይ ተወሲኑ ።
ንሕና መቀለ ኣብ ትሕተና ክንገብራ ንሓስብ ንስካ ብዛዕባ ዛላበሳ ትቁንዞ
Follow the agreement of Aljers, that is, Eritreans Teritorus stop talking about Eritrean soldiers there are on thair LAND ...
ዛላኣንበሳ እኮ ናይ ኤርትራ እዩ ኤርትራውያንን ተጋሩን ብሓደ ይነብሩ ኔሮም እቶም ተጋሩ ሕጂ ብድልየቶም ወጺኦም ውጹ ዝበሎም ሰብ የለን።እታ ስም ንባዕላ ዛላ ብናይ ኤርትራ ትርጉም እዩ።
ዛላምበሳ ኢርትራ እንድዩ ታይ ግበር ኢዮም ዝብሉና ዞም ለመንትይ ክልል ናይ ኢመሪካ ምልስ ምልስ ተበለስ ዝሕግዞም ድዩ ዝመስሎም
Wow Entay eyu ezibilu ezom resahat tegaru hasadat
Zalembesan adi gratn nay Eritrea do aykonen emo.
Gedede adi grat????
Zalembesan, sheren nay Eritrea do aykonen Emo ?
@@MIKIboy84 bezihu koynu tesemi'uni
God movie 😂😂😂😂
❤❤❤
Haki entedea haliykum selam tdelyu tekonkum Algers agreement kfxem alewo halewlow aytbelu
ዉዕል ኣልጀርስ ዶ ይዓቢ ወይስ ዉዕል ብርቶርያ መኖም ኢዩ ቀዳማይ ???????? ድሓር ካኣ ዉዕል ብርቶርያ ንኢትዬጵያዉያን እምበር ንኤርትራ ኣይምልከታን ።
Xebuk gebru abe adome eyum zelwu heswty fetrti
ከባቢታት ዛላንበሳ ብውዕል ኣልጀአስ እምበር ብውዕል ፕሪቶርያ ኣይፍታሕን፡ ኣብ ክውንነት ተዛረቡ።
ሓሶትን ትጋሮን ድቂ ሓዎቦታት ኢየን ኣይትገረሙ ዳሓር ካኣ ናይ ቮሮቶሪያ ኣይመልኮቶን ኢዩ ሻዕብያ 😂
ሰሚዕናካ አለና ገብሬ
🤣🤣🤣🤣🤣 ጽቡቕ ገበረ
ወያነ ሻዕብያ ዛላምበሳ ተቆጻጺሩ ኢላ ክትከስስ እንተ ጀሚራ ገለ ንመዋእላ ካብ ገጽ ምድሪ ዘጥፍኣ ግናይ ሓሳብ ትሓስብ ኣላ ማለት ኢዩ
Meksesi. Eyom. Delyemo. Ezgabher. Aboy. Eritrean. Hizban. Halweley. 🙏🇪🇷🤝💒💚🕌🤝🇪🇷🙏
Tebarek kentiba zalambesa ,ኒሃሰዊቲ ኢዲል አይኒሃብ
ኣብዚ ለዋ ኣዋልድ ምሳና ገንዘብ ብኤርትራ የን ዝሕውላሎም እዚ ድማ ዓመታት ዩ ጌሩ ካብ ዝሕዝዎ።ኣብዚ ሰዓት ዚ ካብ ምስ ህወሓት ምስ ህግደፍ ይሕሾም ናፈረሑ ብደገ ዝመጾም ገንዘብ ይነብሩ ተካላት ስርዓት ሰብ ወዲኦሞ
Bejakum merahti tigray wel algers ytegber selam knrekb dlet ente halikum . Selam zdeli merahi eti zebaes eyu zfeth . Hzbi tigrayn Eritrean selam entekoinu kesina serihna knebrn knmebln nkel ena kinat gn nana ainrebhn ena . Eti tkmi nay kinat n tseley trat eyu .
ኣቦይ እዝጊ ዝተተምነኽሞ ይህበኩም ኣሎ, ሓሶት ናይ ግዜ ጉዳይ ተዘይኮነ ንዋንኣ ለካሚቱ እያ። ሕጂ ዉን ጠባይ ግበሩ ፈጣሪ መዓት ከይ ክዕወልኩም። ሰላም ሃብዎ እዚ ህዝቢ።
ኦይ ዝሰምዕ ሰቦም ውሑድ ዩ
ሰላም ክቡራት የሕዋት ኣብዛ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም እባ ጥውቅ ኣብልዋ ❤❤❤ ❤❤ ❤❤
ኣበይ ኮይኑ ዛረብ ኣሎ ማለት ዩ
Zalabenisa nay eritrea eya
ህውሓትን ሰዓብቶም ካድረታትን ብሓሶት ዲግሪ ዝሰቀሉ ንውልቀ ረብሐኦም ክብሉ ብሰንኪ እከይ ተግባሮም ንህዝቦም ኩሉ ግዜ እሾኽ ክዘርእሉ ክነብሩ እዮም። ኣብ ባይታ ዘሎ ሓቂ ግን ካልእ እዩ። ብዝኾነ ሓሶት ስርቂ ተንኮል ፈኸራ ሕስድና ዓመጽ ወዘተ ናይ መራሕቶምን ኤሊት ወኻሩን ሰዓብቶምን ዝዘርእዎ ይዓጽዱ ኣለዉ ነቲ ህዝቦም መቋመሪ ፓለቲከኦም ጌሮሞ ዘለዉ ግን ብጣዕሚ የሕዝነካ።
Eretra ❤🎉
Atum sebat hmumat dikum nezi hzbkum selam zeythbwoEritra tray ktblu ktnebru Eritra abti wel ALJERS meret ala.
Wual aljers ena naamn azi hasot eyu
Drom yeretrea new bealgers smmnet mknyat
አብ ዛላንበሳ ሰብ ተዘይሎ ንመን ተማሓደር ኩሉ ነገርኩም ግርንቢጥ እዩ
Khanqwo eyom shabiya😂😂 ylflif alo abzi
Kkkkkk maanta gerus shaabiya zelewo bona koynus kizareb
ክሕሱ ዝዓደሞ ሓቂ ኣስሚዑ ሰጊጉዎ😂
🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️💪💪💪💪
Humra ke nab omnhajer ateya yebhal alo eriterin Algeris
Bhaki halefti tigray selam entedelyom eti zebaes delo wel algers ktgber alowo ezi hgawi eyu emo menti selam knebr hzbi ytehanxets emo nebari selam nrekb.
ኣበይ ኮይኑ ድዩ ዝዛረብ ዘሎ? ከንቲባ ዛላኣንበሳ እንተኾይኑ ደኣ ኣብ ትሕቲ ሻዕብያ ኮይኑ ከመይ ኢሉ ከመ'ኡ ክዛረብ ኢልኩም ትሓስቡ? ነበር እንተኮይኑ ኣይፈልጥን
እታ እንኮ ከተማ ኣብ ኤርትር እንቴርነት ዘለዋ ከተማ ዛላምበሳ ኮይና'ላ ማለት'ዩ 😂😂😂
harey gabrkem hasdet
ናይ ስጋ ከይተርፋ እዛ ብዓል ቻነል ክሳብ ሕጂ ሰራዊት ኤርትራ ዘጸልም ጥራይ ተምጽእ ካብቶም ድምጺ ወግሓታ ዝብሃሉ ዝነበሩ ከይኮነ ኣይተርፍን እዩ እዛ ውዕል ፕሩቴራ ምስ ኣቢ ጥራይ ምስ ኤርትራ ውዕል ኣልጀርስ እያ ፍተው ጽልኡ
Serawit Eritrea mbal aymhashekan tim elkum trufa zereb😢a aytzarebu
ትኽ ዝበለ መልሲ መጸስ የላን ። ኣብ ከባቢኡ ገለመለ ። ሰራዊት ኤርትራ ኣብ መርየቱ እዩ ዘሎ ። ቅልቅል ተዪልክን ድማ ትቅጥቀጣ
Ata ezomu tegaru kurubu do kthasbu ay tkelunu ekumu sheabya zalambesa ay konen tigray kula ktqilila eiu
Way hasot
ነተን መራሕቲ ትግራይ ሓኒቖም ግዳ ዓዲ ሃሎ ዘይምጽእወን
Kkkkk😂😂😂😂
Hasewuti ekum kulukum
Ezgabher nay edkum yhbekum alo hasot mewalkum
እታ እዚ ከንቲባ ቤት ቁርሲ ዛላምበሳ ትብል ኣብ መቐለ ዘላ ቤት ብልዒ እዩ፡፡ ይፈልጦ እየ ከተማ ከመሓድር ኣይኮነን ስድርኡ ከመሓድር ኣይከኣለን፡፡ ኣብኖ ኣንበስ ከብዕሉ ትግራዎት ፍቓድ ሓቲቶም ነይሮም ዝኸልከሎም ኣይነበረን፡፡ ዜና ንምስራሕ ንእሽተይ ቅርሺ ረኺቡ ይኸውን እዩ፡፡ እምበር ጌታቸው ረዳ ኣብ ዛላምበሳ ምስ ጀነራላይ ሻዕብያ ከምዝተራኸበ ኣይፈልጥን ኮይመስለኩም፡፡
Btaemi yekenyelna eza hashsawit ethioforum media btsadkan telaeka tegawiho zela hshot u
Nimen dea temehadir aleka endhir hzbi hadimu nab beal Mekele kkkkkkkk aye agame reisi chaqit.
Tegaru niminitay eyom haki zikebiruwav allergies package kibirom pritoria serawit Eritrea abotu eyu zelo
ነዚ ህዝቦም ተወርካ ሻዕቢያ መጸካ መረበትካ ክንመልሰካ እንዳበሉ ካብ ተሓታትነት ንምህዳም ይጻወቱሉ ኣለው🤣🤣🤣🤣🤣😂😂😂🤣🤣🤣🤣🤣
እዚ ሰብኣይ ግን ያው ዘይብሉ ክዛረብ ይኽእል ዶ ( ያው ) ከ እንታይ ኢዩ ትርጉሙ ምነገርካናዶ ?
Getachew kikefleka jemiru dyu Kebary?😂😂😂😂😂
Hasawi
Nay men eya zalanbesa?
Meretna endyu andaf
ንሰላም ትደልይዎ እንተኮንኩምሲ ቀዳምነት ውዕል ኣልጀርስ ክትግበር ኣለዎ መክንያቱ ውዕል ፕሪቶርያ ናይ ውልቅኩም እዩ እቲ ዓለም ዝፈልጦ ውዕል ኣልጀርስ ይተግበር ሰላም ከኣ ይመጽእ በዚ ሰላም ትብሉ በቲ ከኣ ተንኮል ትኣልሙ ጽቡቅ ኣይኮነን በጃኩም ንሰላም ተበገሱ ኤርትራ ሻዓብያ ክትብሉ ዕድሜኩም ኣይትወድእዎ
አታ አይትሓፍሩን ዲኩም ትግራዋይ እንታይ ክከውን ሻዕብያ ይጨውዮም ዘየድልዩ።
Gina kehateka endo kenitiba zalambesa tblena aleka sheabya kea hizwa tblena aleka abey konka temhadr malet eiu and geche ay tsemiewon dkumu jonosayt ay tbelu bealna eina gernayo elkumu eko entay aynet Engule ekumu wedey
Hasawi below lakbath
So what
😂😂😂😂😂ተጋሩ ሲ ንዓና ከተስሕቑ ኢኹም ተፈጢርኩም ክክክክክ እንተዳኣ ኣብ ትሕቲ ሻዓብያ ክይኑ ዳ እዚ "ከብቲባ" ንመን እዩ ከማሓደር ተመዚዙ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷20 ዓመት ብሕጊ ንዝተዋሃበና መርየት ጎቢጥክን ዶ ጸኒሕክን ሕጂ ካኣ ኣብ ድላይና ፈጨጭ ንብል 😂😂😂😂😂😂😂
ብዘይካ ሓሶት ክትነግሩ ካልእ የለን ።ሰላም ፍጹም ድሌት የብልኩምን።ኣማሓዳሪ ዛላንበሳ ኢየ ይብል ኣሎ ንሱ ውን ኣብ ትሕቲ ሰራዊት ኤርትራ ኮይኑ ንዛላንበሳ የማሓድር ኣሎ ማለት ድዩ ፡?ሓሶት ግደፉ
ውዕል ፕሮተሪያ ንመንግስቲ ኤርትራ ኣይምልከትን።
ሓቂ ምዝራብካን ዘይምዝራብካን ንዓኻ ይምልከት ናብ ኣምላኽካ ቕረብ። ናይ ኤርትራ ን ኤርትራውያን ሕደጉሎም ካብ ጥፋኣት ደሓኑ ኣብ መሬቱ ኢዩ ዘሎ ብዉዕል ኣልጀርስ።
እዋይ ተጋሩስ መቸም ጸርዮም ኣይጸርዩን ኢዮም ከም ተጎሮ ሕጅስ እዚ ከንቲባ ዛላምበሳ ኢየ ዝብል ዘሎ , መዓንጣ ገይሩስ ኣብ ትሕቲ ሻዕብያ እንከሎ ከምዚኣ ኢሉ ክዛረብ ኢልኩም ትሓስቡ , ደሓር ከኣ ብ ማሕበራዊ ሜድያ ንከታተሎ ኣለና ዝብልስ , ማሕበራዊ ሜድያ ዘፍቅድ እንተኾይኑ ሻዕብያ , ፍትሓዊ ኢዩ እሞ,
ኣብ ዛላምበሳ ዘይኮነስ ዐዲ ግራት እዩ ሃዲሙ ዘሎ።
ኣበይ ሪኢኻዬ ደንቆሮ@@redaemengistu3435
😂😂😂😂😂@@redaemengistu3435
❤😂@@redaemengistu3435
Deki. Erey. Hasot. Bahlom. Eyu. Selam. Keliomuna. 🙏🇪🇷🤝💒💚🕌🤝🇪🇷🙏
ብርቶሪያ ደይኮነስ ኣልጀርስ ኢዩ ክትግበር ደለዎ ሰላም ክከውን
Zalanbesa is Eritrean territoire by algers agreement
By algers agreement, zalambesa is Ethiopian territory.
@@SolomonGebremedhin-wp6lgno
@@SolomonGebremedhin-wp6lg not really
Zalambesa is divided into two according the Algeria’s agreement
ትግራይ ሽንፍላ ኣይ ሐያላት ኮይኖም ክሕይሉ ኣይ ድክማት ኮይኖም ኣፎም ክሕዙ ኣትማን ክልል
ናይ ሚዛናዊ ሚድያ ክትከውን ካብ ወገን ኤርትራ ሰብ ከተቅርብ ኔሩካ
ውዔል ኣልጂርስ ዬተግበር ናይ ብሓቂ ሰላም እንተደሊኹም ተጋሩ
።።💯
Ezi. Goni. Tegaru. Eyu. Nay. Hasot. Tegaru. 🙏🇪🇷🤝💒💚🕌🤝🇪🇷🙏
ኣብ ቲህቲ shaebiyi አኒተ ኣሎ ደኣ ነየናይ ሰለ ዘማህዲር አዩ ከንቲባ ተባሂሉ
Tukur eka
😂😂😂😂😂😂ይገርመናሎ
😂 ዝገርም'ዩ።
እንታይ እዩ ናይዚኦም ነገር ዘይርደኣካ በቲ ሰላም ደሊና ይብሉ በቲ ከኣ ነገር ይቅስቅሱ
ውዕል አልጀርስ
Humra ke nab omnhajer ateya yebhal alo eriterin Algeries
B hgi enteteferidu wala nay tigray ykun eti hgi gn ktgber alewo kabeu ms tegaru yehwatna kesina n nebr
ክልተ መልሓስ ይዛረባ ኣብ ሓንቲ ግዜ ኣማሕዳሪ ዛላበሳ ኢየ ይብል ኣሎ ዛላንበሳ ብሻዕብያ ኢያ ተተሒዛ ዘላ ይብል፡ ከመይ ኢዩ ነገሩ ። እንታይ ደኣ የማሓድር ኣሎ።
😂😂😂😂😂😂😂ስንቃጣ የመሐድር😂😂😂😂😂
ዝገርም እዩ።
ዛሐምበሳ ግዝኣት ኤረትራ ,ያ።
Zalanbesa is in Eritrea 🇪🇷 because agreement of Algiers kkkkkk
Humra ke nab omnhajer ateya yebhal alo eriterin Algiers
Really? Then why all this ኮርማሕማሕ
ሽሕ እንተኮነ ሕያዋይ ኣይትእመን ትግራዋይ ተባሂሉ እኮ ንፋሒቶ መስል እዮም ፍጥረቶም
ዛላምበሳ መሬት ኤርትራ እዩ ብናይ ዉዕል አልጀርስ ::
ውዕል ኣልጀስ ዘፍቀዶ ድዩ ዋላ ካልእ ግልጺ ንገርዎ ንህዝቢ ትግራይ ዘይመሬትካ ምምናይ ገዲፍኩም ብዓለም ሕጊ መጉቱ እምበር ውዕል ኣልጀር ረጊጽካ ሰላም ኣየምጽእን እዩ።
ኤርትራ ሓኣዳት ጎሮቤት ተጋሩ ምዕዳላ ዕድለኛታት ኣይኮናን ።
Nay. Behaki. 🙏🇪🇷🤝🇪🇷🙏
Respect Aljeris agreement if you want peace
The border between Eritrea and Ethiopia is demarcated by the international border commission once and for all. No more talk and no more discussion.Period
ኣበይ ኮይኑ ዳኣ ንዛላንበሳ የማሓድራ ኣሎ?
😂😂😂😂😂😂 አብ ሕዋ 😂😂😂😂😂😂😂😂
He s telling the truth! Refer the Algers agreement
ንሰራዊ ኤርትራ ዘይገበሮ ብሓሶት እንዳኸሰስካዮስ ብሰላም ምስ ኤርትራ ክውዳእ ኣለዎ ክትብልሲ ቁሩብ ኣይትሓፍርን ዲኻ። ቀዳማይ ነገር ጆንሳይድ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኢትዮጵያ ዝፈጸምኩም ንስኹም ተጋሩ ኢኹም።እቲ መራሒኹም ደብረጽዮን ከማን ባዕሉ ጆኖሳይድ ኣይተፈጸመን ኢሉ ኢዩ።
ካድረታት ህውሓት ረሳሓት ብዘይ ጥቅም መሬት ባድመ ትብሃል 10 ኪሎ ዘይ ተዝርእ ኣሳቢቦም ም'ዚ ረሳሕ ሰርዓት ኮይኖም ካብ ዓድና ከም ንጸንት ዓብዩ እጃም ኣበርኪቶምሉ እዮም። ሕጂ ምስ ጨፍጨፈኩም ተረዲእኩም።
Grim gebru wela mekele nay 🇪🇷 eya ::
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እዚ ምምሕዳር ዛለንበሳ ዘይኮነስ ንህዝቢ ዛለንበሳ ጸላኢኡ ኢዩ ዝመስል፡ ምኽንያቱ ኣዘራርብኡ ካብ ጽልኢ ዝተበገሰ ኢዩ
ዉዕል ኣልጀርስ ከይተተግበረ ዉዕል ቢሪቶርያ ክትግበር ኣይክእልንዮ ሰላም ንኩሉ ህዝብታት
ካድረታት ብጽጥዕሞም ኣጀንዳ ክገብርዎ ዝዘርግሕዎ ኢዩ
ተጋሩ ጽቡቕ ድራማ ኢዩ ከንቲባ ኢዩ ተባሂሉ ሻዕብያ ኣሎ ይብል ኣሎ
ዛላምበሳ ናይ ኤርትራ ኢያ እታም ህዝቢ ግን ኤርትራውያን ኣይኮናን እንተ ኢልኩም ኪዱ ውጹ ናብ ትግራይኩም
I am Eritrean bravo amhadare zalambessa haqe mizirabika selam eyu zedile . Bela belo gidifina nabe selam ❤
የቀንይልና እቲ ሑቅኛ ዜና ዘቅረብካልና
ሕጂ ከኣ ሻዕቢያ ዛላንበሳ መንጢልና ኢሎም ኣብ ውግእ ክእትውኩም ኢዮም መራሕቲ ትግራይ ነዚኣ ሰሚዑ ናብ ውግእ ዝኣቱ ትግራዋይ እንተሎ ኽስሕቆ ጥራይ እየ ዝደሊ
ሻዕቢያ እንታይ ይብል መስለኩም
!! ናትና ኣይንህብን ዘይናትና ኣይንደልን !!
ካብ ጥንቲ ዛላንበሳ ናይ ኤርትራ🇪🇷 እዩ ።
ንሓለፍትኩም ክሰሱ ኣቱም ሰባት ሕጂ ከኣ ሞት ይመጻኩም ኣሎ ። እወ ናይ ኤርትራ እዩ ኢልኩም ንመሰል ምንባርኩም ተቃለሱ ብሕጂ ዝመጽእ ሰላምኩም ግበሩ ።
Eritrea is on her land because wuel aligers:; so stop resahat komalat
Zalanbwasa nay Eritrea do iykonen?
🎉🎉🎉🎉
እዞም ተጋሩ ክዛረብዋ ዘይደልዩ ውዑል አልጀርስ ኢያ ናይ ፕሪቶሪያ ምስ ናይ ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዘተሓሕዝ የብሉን ሃለውለው ገዲፍኩም ክትብልዎ ዝግባአኩም ንቲ ፈደራል መንግስትኹም ውዑል አልጀርስ አባይታ ክሕነጸጽ አለዎ እንተትብሉ ተሰማዕነት ምሃለዎ ነዚአ ቃል ዘውጸኤ ብጃንዳ ወያነ ይቅንጸል ሽዑ ሻዕቢያ ቀቲሎሞ ይባሃል
Tebuki gebaro
ንዞባና ክሳብ ሕጅ ናብ ኩናት ዕንወት ዝጎታ ዘሎ፡ ብሕጊ ዘይምኻድ ዩ። ናይ ኣልጅሪስ እንታይ ተወሲኑ ።
ንሕና መቀለ ኣብ ትሕተና ክንገብራ ንሓስብ ንስካ ብዛዕባ ዛላበሳ ትቁንዞ
Follow the agreement of Aljers, that is, Eritreans Teritorus stop talking about Eritrean soldiers there are on thair LAND ...
ዛላኣንበሳ እኮ ናይ ኤርትራ እዩ ኤርትራውያንን ተጋሩን ብሓደ ይነብሩ ኔሮም እቶም ተጋሩ ሕጂ ብድልየቶም ወጺኦም ውጹ ዝበሎም ሰብ የለን።እታ ስም ንባዕላ ዛላ ብናይ ኤርትራ ትርጉም እዩ።
ዛላምበሳ ኢርትራ እንድዩ ታይ ግበር ኢዮም ዝብሉና ዞም ለመንትይ ክልል ናይ ኢመሪካ ምልስ ምልስ ተበለስ ዝሕግዞም ድዩ ዝመስሎም
Wow Entay eyu ezibilu ezom resahat tegaru hasadat
Zalembesan adi gratn nay Eritrea do aykonen emo.
Gedede adi grat????
Zalembesan, sheren nay Eritrea do aykonen Emo ?
@@MIKIboy84 bezihu koynu tesemi'uni
God movie 😂😂😂😂
❤❤❤
Haki entedea haliykum selam tdelyu tekonkum Algers agreement kfxem alewo halewlow aytbelu
ዉዕል ኣልጀርስ ዶ ይዓቢ ወይስ ዉዕል ብርቶርያ መኖም ኢዩ ቀዳማይ ???????? ድሓር ካኣ ዉዕል ብርቶርያ ንኢትዬጵያዉያን እምበር ንኤርትራ ኣይምልከታን ።
Xebuk gebru abe adome eyum zelwu heswty fetrti
ከባቢታት ዛላንበሳ ብውዕል ኣልጀአስ እምበር ብውዕል ፕሪቶርያ ኣይፍታሕን፡ ኣብ ክውንነት ተዛረቡ።
ሓሶትን ትጋሮን ድቂ ሓዎቦታት ኢየን ኣይትገረሙ ዳሓር ካኣ ናይ ቮሮቶሪያ ኣይመልኮቶን ኢዩ ሻዕብያ 😂
ሰሚዕናካ አለና ገብሬ
🤣🤣🤣🤣🤣 ጽቡቕ ገበረ
ወያነ ሻዕብያ ዛላምበሳ ተቆጻጺሩ ኢላ ክትከስስ እንተ ጀሚራ ገለ ንመዋእላ ካብ ገጽ ምድሪ ዘጥፍኣ ግናይ ሓሳብ ትሓስብ ኣላ ማለት ኢዩ
Meksesi. Eyom. Delyemo. Ezgabher. Aboy. Eritrean. Hizban. Halweley. 🙏🇪🇷🤝💒💚🕌🤝🇪🇷🙏
Tebarek kentiba zalambesa ,ኒሃሰዊቲ ኢዲል አይኒሃብ
ኣብዚ ለዋ ኣዋልድ ምሳና ገንዘብ ብኤርትራ የን ዝሕውላሎም እዚ ድማ ዓመታት ዩ ጌሩ ካብ ዝሕዝዎ።ኣብዚ ሰዓት ዚ ካብ ምስ ህወሓት ምስ ህግደፍ ይሕሾም ናፈረሑ ብደገ ዝመጾም ገንዘብ ይነብሩ ተካላት ስርዓት ሰብ ወዲኦሞ
Bejakum merahti tigray wel algers ytegber selam knrekb dlet ente halikum . Selam zdeli merahi eti zebaes eyu zfeth . Hzbi tigrayn Eritrean selam entekoinu kesina serihna knebrn knmebln nkel ena kinat gn nana ainrebhn ena . Eti tkmi nay kinat n tseley trat eyu .
ኣቦይ እዝጊ ዝተተምነኽሞ ይህበኩም ኣሎ, ሓሶት ናይ ግዜ ጉዳይ ተዘይኮነ ንዋንኣ ለካሚቱ እያ። ሕጂ ዉን ጠባይ ግበሩ ፈጣሪ መዓት ከይ ክዕወልኩም። ሰላም ሃብዎ እዚ ህዝቢ።
ኦይ ዝሰምዕ ሰቦም ውሑድ ዩ
ሰላም ክቡራት የሕዋት ኣብዛ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም እባ ጥውቅ ኣብልዋ ❤❤❤ ❤❤ ❤❤
ኣበይ ኮይኑ ዛረብ ኣሎ ማለት ዩ
Zalabenisa nay eritrea eya
ህውሓትን ሰዓብቶም ካድረታትን ብሓሶት ዲግሪ ዝሰቀሉ ንውልቀ ረብሐኦም ክብሉ ብሰንኪ እከይ ተግባሮም ንህዝቦም ኩሉ ግዜ እሾኽ ክዘርእሉ ክነብሩ እዮም። ኣብ ባይታ ዘሎ ሓቂ ግን ካልእ እዩ። ብዝኾነ ሓሶት ስርቂ ተንኮል ፈኸራ ሕስድና ዓመጽ ወዘተ ናይ መራሕቶምን ኤሊት ወኻሩን ሰዓብቶምን ዝዘርእዎ ይዓጽዱ ኣለዉ ነቲ ህዝቦም መቋመሪ ፓለቲከኦም ጌሮሞ ዘለዉ ግን ብጣዕሚ የሕዝነካ።
Eretra ❤🎉
Atum sebat hmumat dikum nezi hzbkum selam zeythbwo
Eritra tray ktblu ktnebru Eritra abti wel ALJERS meret ala.