ክርስቶስ ሓደ ባህርይ ሓደ ኣካል’ዶ ወይ ክልተ ባህርይ ሓደ ኣካል፧

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 24 гру 2024

КОМЕНТАРІ • 11

  • @zaidtiquabo7584
    @zaidtiquabo7584 4 дні тому

    Tebareku burukat yehwatey ❤🎉

  • @ben5115
    @ben5115 4 дні тому

    AMEN

  • @Issac232
    @Issac232 4 дні тому

  • @raheltekle4302
    @raheltekle4302 5 днів тому

    Amen 🙏🙏🙏

  • @raheltekle4302
    @raheltekle4302 5 днів тому

    God bless you

  • @raheltekle4302
    @raheltekle4302 5 днів тому

    Hallelujah

  • @raheltekle4302
    @raheltekle4302 5 днів тому

    🙏🙏🙏👏👏👏❤️

  • @elsatekle9529
    @elsatekle9529 6 днів тому

    God bless you all

  • @YonasLoveUrEnemies
    @YonasLoveUrEnemies 4 дні тому +3

    ጽቡቅ ናይ ትምህርትን ምርድዳእን ግዜ ነሩ፡ግናኸ ነፍስና ብትምህርቲ christology and theology ደኺማ።ስለዚ ሓደ ሰብ ካብ ህዝብና ኣምላኽ ሎሚ ከምዚ ኢልካ ምሃሮም ተዛረቦም ኢሉኒ፡ ስለ ዝተገለጸለይ ካብ ኣምላኽ direct ካብ ኣፉ ዝሰማዕክዎ ኢየ ዝዛረብ ዝብለና ደሊና።ኣብ ሃገርና ምስ Holly sprit ኮፍ ኢሎም ዝዘራረቡ የለውን ዲዮም።ብመወዳእታ ዘይብሉ ሓሳባትን ሪኢቶ ናይ ሰብ ምስማዕ ኮይኑ።ሕጂ ግና ምስ ጎይታ ተማኺሮም፡ብምሪሒት ናይ Holly sprit ዝኸዱ፡ ሓላፍነት ዝወስዱ ካብ ህዝብና ንደሊ ኣለና፡ትምህርቲ theology and christology ግና ዲግሪ ኣብ ልዕሊ ዲግሪ፡but it's good 💯.

    • @DanielBelay-q4g
      @DanielBelay-q4g 3 дні тому

      @ . . . @YonasLoveUrEnemies ዘቕረብካዮ ሓሳባት ርዱእ ኮይኑ ግን ከኣ ኣብ ሓደ ጫፍ ጥራይ ዝዛዘወ ይመስል።ኩሉ ከድልየና ኢዩ። ቃሉ ዝጸንዔ ቃል ትንቢት ኢዩ፡ ብቐዳማይ ደረጃ ክንሰርዖ ዝግባእከኣ ንሱ ኢዩ፡ ውህበታት መንፈስ ቅዱስ ከኣ ንዕብየት ማሕበር ኣምላኽ ኣገደስቲ ስለ ዝኾኑ ንመንፈሳዊ ውህበት፡ ምናዳ ግና ክንንበ ንቕናእ።
      ምህሮ ክርስቶስ (CHRISTOLOGY) (እቲ ካብ ትንቢት ዝጸንዐ ቃል) ንእምነትና ንኣማናዊ ኣኻይዳናን ንኣጠቓቕማ ውህበታት መንፈስ ቅዱስን መሰረትን ማእኸልን ኢዩ’ሞ፡ልምድታትና ኮነ ምህሮታትና ብእኡ ተመርሚሩ ክሓልፍ ናይ ግድን ኢዩ። መዐቐኒ እንተ ዘይብልና ደኣ እሞ ኩሉ ዝማእምኦ ክኸውን እንድዩ።
      (እብ 12፡2) “ ኣብ የማን ኣምላኽ እተቐመጠን ጀማር እምነትናን ደምዳሚኣን የሱስ ንጠምት።”
      (2 ጴጥ 1፡19) “ ኣዝዩ ዝጸንዔ ቓል ትንቢት ከኣ አሎና፡”
      ንበረኸት ኩን፡

  • @abelkidane8666
    @abelkidane8666 2 дні тому

    ሰላም አምላኽ ምስኩሉኹም የኹን ብሩኻት አምላኽ መመሊሱ ጸጋ የብዚሓልኩም። ሕቶይ ግን እዚ ቀዳማይ ከፋል ሰሚዕናዩ ህድእ ትምህርቲ እዩ ግን እታ ካልአይ ክፋል አበይ ክትርከብ ትኽእል ተባረኹ።